Рет қаралды 200,344
#Jstudio #Eritrea #Eritrean #Asmara #NewEritrean ሰበይቲ የማነ ተስፋይ: ተጋዳሊት ኣዜብ ተወልደ ሰብኣያ ኣብ ጸልማት ካርሸሊ ተደርቢዩ እንከሎ: ምስ ኢሳይያስ ወጊና ምርኣይ ካብ ሜዳ ኣትሒዙ ክሳብ’ዛ ሰዓት ወግዒ ህዝብን ህዝባውነትን ከምዘይብሉን ሕድሕድ ብምብልላዕን ምትሕርራድን ዝመለለይኡ ጉጅለ ምዃኑ ገለ ኣብነት እዩ፡፡ ደቅኻ ወለድኻ ባዕል ቤትካ ሓዉካን ሓፍትኻን ደርቢኻ፣ ኣብ ሸላ ክሓቁ ካብ ጎንኻ ተመንጢሎም እንዳረኣኻ፣ ብፍቅሪ ህግደፍ ምዕባድ ግን ፍርሒ ድዩ ወይስ ናይ ኣእምሮ ጸገም ክሳብ ሎሚ መጽናዕቲ ዘድልዮ ዘይተጸንዐ ሕማም ናይዛ ሃገር እዩ።