ካብ ምንፍቕና ዝተመልሰ ሓውና ዮሐንስ ብርሃነ ዝመስከሮ ምስክርነት /// ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ ( ሰሚዕኩም ሼር በልዎ።

  Рет қаралды 17,518

Godolyas Tube ( ሥልጣን

Godolyas Tube ( ሥልጣን

Күн бұрын

Пікірлер: 245
@habtomgenet8377
@habtomgenet8377 Жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ጎሮቢተይ ኣለዉ ቤጠ ክዘሎ ይውዕሉ ንስልጣን ክተልዕለሎም ኩኩኒት ይሕዞም ኣትዘክርለይ አዚሰብ አያትብለኒ
@zemariD.yishaqNegasi
@zemariD.yishaqNegasi 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህረይ ናይ ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል ዝስኣኖ የለን እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ነዓኻ ምልእ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ካብ ዘለኻዮ መሊሱ ምስጢሩን ጥበቡን ዬግለጸልካ ኣሎና ንከታተለካ ቀጽሎ ቀጽሎ ብጣሚ ዩ ሰብ ዝምህር ዘሎ መደብካ (የሕዋት ነዓይ ንድኹም ሓውኹም ክኣ ኣተባብዑኒ ኢኹም ዕዮታትና ነዓኺም ሒዝና ኢና ነዓዪ እሞ ኣለና በሉና ደቂ እመ ብርሃን ኣሕዋት✝️⛪️🙏
@ሰሉጓልማርያምፅዮን
@ሰሉጓልማርያምፅዮን 2 жыл бұрын
እሺ ክብሮም ሓወይ💞
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 жыл бұрын
@@ሰሉጓልማርያምፅዮን ሰሉተይ ❤
@abaditmahari1225
@abaditmahari1225 2 жыл бұрын
እሺ 🙏
@ቤሪዘትግራይ
@ቤሪዘትግራይ 2 жыл бұрын
እንኳዕ ናብታ ቅንዕትን ኣማናዊትን ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብ ደሓን መፃእኻ ኣጆኻ በርትዕ ሥልጣን ሓውና ቀፅል ጉዕዞኻ ብዙሕ ሰብ ካብ ጥፍኣት ክምለስ እዩ እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን ፍቁር ሓውና መምህርና ❤❤❤💙💙💙
@ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ
@ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ 2 жыл бұрын
እንኳዓ ብሰላም መፅአካ ስልጣን ሓወይ ተመስገን ንሕና ደካማታት የሕዋትካ ከይንጠፍእ መ/ርና ዝሃበና ሓውና እንኳዓ ብሰላም ተመለስካልና
@Delayiselam.
@Delayiselam. 2 жыл бұрын
2 ዓመት ጌረ ኣሎኹ ካብ ዝከታተሎ ንስልጣን ብዙሕ ፈሊጠ ኣብ ሃይማኖተይ በሃቂ ። ብሩኽ ሓውና የቐንየልና ጽቡቕ ስራሕ ትሰርሕ ኣሎኻ ቀጽሎ ስልጣን ሓወይ።
@ሽምኪጥዑምእዩማርያመ-ኀ1ነ
@ሽምኪጥዑምእዩማርያመ-ኀ1ነ 2 жыл бұрын
ኣነስ ሕጅእየ ጀሚረ
@Delayiselam.
@Delayiselam. 2 жыл бұрын
@@ሽምኪጥዑምእዩማርያመ-ኀ1ነ ጽቡቕ ዝሓወይ/ተይ ተኸታተል ክትህብትም ኢኻ ❤💒🙏🏾
@a.m.k5967
@a.m.k5967 2 жыл бұрын
Sltan zihabeka dea enber, mexhaf qudus zbleka aykonkan tmehar zeleka
@Delayiselam.
@Delayiselam. 2 жыл бұрын
@@a.m.k5967 😂 እንታይ የእተወካ ጦብላቕ ሃመማ ኣይብለካን የ ግን ንስኻ ውን ተኸታታሊ ናይዚ መደብ ክሳብ ዝኾንካ ትምህርትኻ ይግለጸልካ የ ዝብለካ🙏🏾
@slamhs127
@slamhs127 2 жыл бұрын
Aen aewen 3 gayer aelek
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም 2 жыл бұрын
እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን አባካ ሓዲሩ ንዘምህረና ቁዱስ እግዚአብሄረ አምላክ ይመስገን ይክበረ ዘስተውዕል ሉቦና ይዓድለና አምላክ አሜን አሜን አሜን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስልጣን ሓወይ
@samerahsamerah6871
@samerahsamerah6871 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት ያሰመዐልና::ሰልጣን ሓወይ::እንኳዕ ብሰላም ተመለሰካ ናብታ ሓቀኛ ኣርቶዶክሰ ተዋህዶ ክብር ሓወይ
@سميرهحبشيه-ع4ن
@سميرهحبشيه-ع4ن 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር መምህረይ ናይ አገልግሎትካ ይባረክ ሓወይ እንካዕ ብሰላም ተመለስካ
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 2 жыл бұрын
ኣሰይይ ዕልልልልልልልልል ኡንካዕ ብሰላም ተመለስካ ይውሃንስ ሓወይ ስልጣንሓወይ ቃለሂወት የስማዓልና ፀጉኡን በረከቱበን የብዛሓልካእመብርሃን ፅላላ ተዕርገልካ ኩቡርመምህረይ💐💐💐
@simretberhane501
@simretberhane501 2 жыл бұрын
Temesgen amlak Amen Amen Amen 🙏 qale hiwet yesmealna xegu yebzahalka amlak
@ተዋህዶእዩእምነተይ-ኘ5ዘ
@ተዋህዶእዩእምነተይ-ኘ5ዘ 2 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላከይ እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ዝሓወይ ቀፅለሎ ስልጣን ሓወይ እመብርሃን ምሳካ ትኩን መምህረይ🥰🥰🥰🥰
@ተመስገንጌታየ-ጐ4ለ
@ተመስገንጌታየ-ጐ4ለ 2 жыл бұрын
ብሓቂ መምህርና ቃለ ህይወት ያሰመዐልና እግዚአብሔር ኣብቤቱ ያፅንዕኻ ሓዉና
@እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ
@እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሥልጣን ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መጻእካ መምህረይ እስመ አልቦ ነገር ዘይሰአኖ ለእግዚአብሔር ተመስገን እንኳዕ ተመለስካ ሓውና
@ሰላምማዓልቲ
@ሰላምማዓልቲ 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣግዛብሄር ይመስገን ሰባ ኣስቲካን 🙏🙏🙏🙏
@Eripride2023
@Eripride2023 2 жыл бұрын
ዘመንኩም ይባርኽ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ። ነቶም ክፉእ ውጥን ዘንግሱ ድማ ዓይነ ልቦናኦም ይኽፈተሎም ። ነዚ እናረኣኻ እትጋገስ ናይ ሞት ሞት እዩ ብዙሕ ርኢናሎም ግን ብምሕረት እግዚኣብሔር ንነብር ኣለን ክፉእ ካብ ምግባር ድሕር ዝብሉ ኣይኮኑን ብምንፍቕናን ጥንቁልናን ንሰባት ካብ ሚዛናውን ርትዓትን ዘለዎ መንገዲ ተዋህዶ ዝዓናቕፉ ብዙሓት እዮም ። እግዚኣብሔር ምሕረቱን ሰላሙን የብዘሓልና ካብ ፈተና ናይዞም ኣራዊት ይሰውረና ።
@akberetberhane6521
@akberetberhane6521 2 жыл бұрын
አሜን እንኳዕ ብስላም መጺአካ ናብታ ቅንዕቲ ሃማኖት የውሃንስ ሓውና ፡ከምኡውን ስልጣን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ጥበብን ከምኡውን ናይ አገሊግሎት ስርሓካ እግዚአብሔር አሞለኽ ይብዝሓዮ ክብር ሓውናኣ 💒✝️🙏🏾🛐🥰💓
@addaaddda5718
@addaaddda5718 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ክብር ሓዉን ቃል ህይወት ያስማዕልና ፀጋኡ ያብዛሐለኽ መስጋና ንእግዚአብሔር ይክን አሜን፫🌷🌷🌿
@ግረማነሸጓልተዋህዶ
@ግረማነሸጓልተዋህዶ 2 жыл бұрын
ሰለ ሁሉ ነገረ እግዚአብሔር ይመሰገን እንኳዕ ብሰላም ምፅእካ ዛሓወይ ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ሰልጣነይ ማዓረይ ዕዴመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ ።
@ሕብንቲትግራወይቲ
@ሕብንቲትግራወይቲ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓውና ሰልጣን እንኳዕ ብሰላም ናብታ ናይ ዘልአለማዊትን ጥንታዊትን እምነት ተዋሕዶ ተመለስካ ክቡር ሓውና ዮሐንስ 🤲💒🤲
@godisgoodjesusislord3624
@godisgoodjesusislord3624 2 жыл бұрын
አንቱም ሰባት ኦርቶዶክስ ፣ ካቶሊክ ፣ ወላ ፕሮቴስታንት አያደሕንን ፣ ዘድሕን ክርስቶስ ጥራይ ኢዩ ዮሐንስ ወንጌል 14፣6 የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን። በኦርቶዶክስ ወይም ብካሊእ አይበለናን ክርስቶስ ኢየሱስ ጥራይ ኢዩ ናይ ሕይወት ቃል።
@ትግራይዓደይኣያሃገረይሰብ
@ትግራይዓደይኣያሃገረይሰብ 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ መምህረይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና🙏 ክብሪን ምስጋናን ንወዲ ድንግል ማሪያም ይኩን ክብር ሓውና እንኳዕ ናብታ ጥንታዊት ሂዋሪያዊት ቤተ ክርስታያን ብሰላም ተመለስ ኣጀካ በሪትዕ ስለኩሉ ነገረ ተመስገን መዲህን አለም🙏
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 2 жыл бұрын
እግዝአብሔር ይመሰገን ሰልጣን ሐወይ እንኳዕ ሰላም መፃእካ አንኳዕ ብሰላም ተመለሰካ ክብር ሐውና ንኩላትና ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ንቶም ለይተመለሱ እግዛብሔር ብሰላም ይመልሶም አሕዋተየ ዕረፍቲ አብ አርቶደክሰ እዩ ዘሎ ሰልጣነይ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ አሜን(3)
@saramohammed4239
@saramohammed4239 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ የመሰገን ክብር መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሓልካ አሜን አሜን 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
@Fana-p5c
@Fana-p5c 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ክቡር መምህርና ስልጣን ክቡር ሓውና እውን እንኳዕ ናብታ መንገዲ ሓቅን ቅንዕትን ዝኾነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖትና ብሰላም መጻእካልና 🌺🌺
@aregayabraham8992
@aregayabraham8992 2 жыл бұрын
ብመጀመሪያ እግዜአቤሄር አምላክና ዝተመስገነ ይኹን ። ሕዝበይ ስኣን ፍልጠቱ ክጠፍእ ኢዩ ዝነሎ ንሪኦ አለና። እግዜአቤሄር ግን ዘይሓድግ አምላክ ኢዩ ክብሪ ምስጋና ንዑኡ ይኹኖ ። ስልጣን ሓወይ ኣገልግሎትካ ይባርኽ ።
@wegahtatesfaslase7910
@wegahtatesfaslase7910 2 жыл бұрын
Amen🙏Amen🙏Amen kal hiwet yemalna
@sahletesfay921
@sahletesfay921 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ህወት የስምዓልና ሓውና እንቃዕ ብስላም ምጻእካ ብተንኮል ሽፈጥ ምድንጋር ዝመልኦ ህውቶም ልብሃቦም ፍሊጲሥስ 3 ፍቅዲ 18 ኣምላኾም ከብዶም ክብሮም ኣብ ነውሮም ይብሎም
@seluselu6245
@seluselu6245 2 жыл бұрын
ቃለሂወት የሰምዓልና መምህረይ ማዓረይ እንካዕ ብሰላም ተመለሰካ ቡሩከይ አቤቱ የፅንዕካ ካብ ቤቶም ብዘይፍላጥ ወፆም ንዘለው ናብቤቶም ይምለሰልና ፈጣሪ ኩሉአለም ናዓና እውን አቤቱ የፅነዓና ኣሜንንንን(3)🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
@maharigebrehiwet1943
@maharigebrehiwet1943 2 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዮውሃንስ ሓውና ንኹሉ ፈተናታት ሓሊፍካ ብምሕላፍካ ንእግዚኣብሄር ክብርን ምስጋናን ክሳብ መወዳእታ ኣብ እምነትካ የጽንዕካ
@afarisafari2833
@afarisafari2833 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰምዐልና ክቡር ሰልጣን ሓውና ሓውና ደማ እንኳዕ ብሰለም ተመለሰካ
@ንኩሉግዜኣለዎ-ዘ4ቀ
@ንኩሉግዜኣለዎ-ዘ4ቀ 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሕ እግዚኣብሄር ኣምላክ ክብር መምህርና ሓውና እውን እንካዕ ብሰላም ተመለስካ
@حسن-ظ3ن1ل
@حسن-ظ3ن1ل 2 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላከይ ተመስገን ኣምለከይ ተመስገን ኣምለከይ እንዃዕ ናብታ ቅንዕቲ ሃይማኖትኻ ብሰላም መፃኣካ ዛሓወይ ዝተረፉ ኣሕዋትና እውን ልቦናኦም ይክፈተሎም❤❤❤ ስልጣነይ መምህረይ ፀጉኡ የብዘሐልካ ዛሓወይ
@እንደፍቃድህይሁንኣምላኬ
@እንደፍቃድህይሁንኣምላኬ 2 жыл бұрын
እንዃዕ ብዳሕና መፃእካ ክቡር ሓወይ ኣብ ቤቱ የንብርካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ✝️🤲♥️ መምህረይ እዉን ብሓቂ እመ ብርሃን ወላዲተ ኣምላክ ትሓሊካ ናይ ኣግልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ✝️🤲♥️🕊🕊🕊🌷🌷🌷
@fusfv877
@fusfv877 2 жыл бұрын
እንቋዕ ድሓን መጻኻ ኩቡር ሓወይ ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ዘበን ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ ኣሜን 💒⛪️💒⛪️💒⛪️💒🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹😭🌹😭🌹 💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛 ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
@ZahraZahra-qb3td
@ZahraZahra-qb3td 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ጸጉኡ ያብዘሐልካ
@haiahh4466
@haiahh4466 2 жыл бұрын
አሰይይ ተመሰገን አምላክ እንኳዐ ደሐንዐመጸካ ክብር ሓውና ሰልጣን ሓውና እውን ጸግኡ የብዝሐልካ አጀካ ቀጸለልል❤
@merhawitkeleta5905
@merhawitkeleta5905 2 жыл бұрын
ብሃቂ እንቃእ ብሰላም መጻእካ መምህር ስልጣን ሃውና ከኣ እንቃእ ናብ እታ ጥንታዊት ሃይማኖት ብሰላም መጻእካ ተመስገን ኣምላከይ
@ኦርቶዶክስናትዉቤቴ
@ኦርቶዶክስናትዉቤቴ 2 жыл бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃእካ ክቡር መምህር ስልጣን ብጣዕሚ ደስ ዝብል🕊️🕊️ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ዮዉሃንስ እንካዕ ናብዛ ቅንዕቲ እና ብርሃን ዝዓሰላ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ⛪️⛪️⛪️ ብዳሓን መፃእካ🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️
@tgrayadeywelela1892
@tgrayadeywelela1892 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ክቡር መምህርና ስልጣን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሓቂ ዝገርም ስራሕ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ እግዚኣብሔር የክብረልና ክቡር ሓውና ደሞ እንቋዕ ፈጣሪ ናብ ልብካ መለሰካ ተመስገን እስመ ኣልቦ ዘይሰኣኖ ንእግዚኣብሔር ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን👏👏👏🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
@ድንግለይእያኣዶፍቅሪ
@ድንግለይእያኣዶፍቅሪ 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ክቡር መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ቃለ ሂወት የስመዐልና ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክና ዝተመስገነን ዝተከበረን ይኩን ናብ ቤቱ ዝመለሰካ ክቡር ሓውና
@ጓልተዋህዶእየ
@ጓልተዋህዶእየ 2 жыл бұрын
ሰለ ሁሉ ነገርእግዚአብሔር ይመስገን ክብር ሓዉን እንኳን በስላም መጣህ አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋዉን የብዘሐልኻ አሜን፫
@ምላሽጓልተዋህዶ
@ምላሽጓልተዋህዶ 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ስልጣን ሓውና እንኳዕ ብስላም መፃእከም ንሓውናውን ተመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ናብዛ ቅንዕቲ ሃይማኖትና
@ፎትየንጋልራያዓዞቦዘተዋህ
@ፎትየንጋልራያዓዞቦዘተዋህ 2 жыл бұрын
እግዝኣብሄር ይመስገን ስልጣን ሓወይ እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ኩቡር መምህረይ እዝ ሓዉና ድማ እንካዕ ብሰላም ትመለስልና 💘💖
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋኡ የብዘሐልካ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእንኳዕ ብሰላም ትመልስኻ ክብር ሓወና እስመ አልቦ ነገር ለዘይሳአኖ ለእግዚአብሔር
@temesgenamlakey611
@temesgenamlakey611 2 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም ናብታ ቅንዕቲ ሓይማኖትካ ተመለስካ ብታዕሚ እዩ እግዚኣብሄር ዝፈትወካ ብሩከይ ንዝተረፉ ከማካ ብምህረት ይርዳዮም ክቡር ወደይ ስልጣን እግዚኣብሄር ኣምላክና እድመን ጥዕናን ይሀብካ ብሩከይ
@selamgebretnsae6880
@selamgebretnsae6880 2 жыл бұрын
Kal nay hiwet yesmaelna Memhrna 🙏
@ለምለምጓልድንግልማርያም
@ለምለምጓልድንግልማርያም 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻኻ ክብር ሓውና ስልጣነይ ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሐልካ አምላከ ቅዱሳን ቀጽለሉ እንኳዕ ናብታ ቅንዕትን ቅድስትን ጥንታዊት እምነት አቦታትካ ብሰላም ተመለስካ ክብር ሓውና ዮሃንስ⛪️✝️
@ነባዒት
@ነባዒት 2 жыл бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፃእከ ኩቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ብእትገብሮ ፃዕርን ትምህርትን ቡዙሕ ሂወት ኢካ ተድሕን ዘለከ እና ቀፅለሉ እመ ብርሃን አብ ዙርያከ ትኩን አሜን እግዚአብሔር አምላክ ሃገርና ዉን ሰላም የዉርደልና 👏🥰
@salamasalama1703
@salamasalama1703 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን
@komaistekle4512
@komaistekle4512 2 жыл бұрын
ይትባረክ ኣምላክ ኣባዊነ አስመ ኣልቦ ዘይሰኣኖ ለአግዝአብሄር ኦርቶደክስ ተዋህዶ ለዘላለም ትነብር ❤❤❤
@geni2251
@geni2251 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ
@ናይመጀመርያጥበብፍርሃትእ
@ናይመጀመርያጥበብፍርሃትእ 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ እምነትና የፅነዐና ናኣካ እዉን ፀግኡ የብዝሓልካ ምስጢሩን ጥበቡን እናገለፀልካ ይክድ እግዚአብሔር ኣምላክ ስልጣነይ✝️🤲
@goodplaza6109
@goodplaza6109 2 жыл бұрын
አሜን (3) ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐለና ክቡር መምህርና 💞 ንሓውና እውን እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ክብርን፣ምስጋናን ንሉኡል እግዚአብሔር አምላክ ይኩን 🤲🤲🤲
@የልዳዉሰማዕትቅዱስጊዮርግ
@የልዳዉሰማዕትቅዱስጊዮርግ 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ስለሁሉ ነገር
@merhawit001
@merhawit001 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና
@ራሄልጓልተዋህዶ
@ራሄልጓልተዋህዶ 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዐልና ስልጣን ሓውና ፀጉኡ የብዝሐልካ ንሓውና ደሞ እንኳዕ ብሰላም ናቦታ ቅድስቲ ሃይማኖትካ መፀካ ንኩላትና ኣብ እምነትና የፅንዐና
@merhawiandemichael8642
@merhawiandemichael8642 2 жыл бұрын
ዕንቃዕ ብሰላም መጻካ ጆኒ ሓወይ በርትዕ ኣጆካ ንስካ ንብዙሓት ናይ ድሕነት ምክንያት ክትከውን ትክእል ኢካ። መምህር ስልጣን ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልካ በርትዕ በርትዕ ብጣዕሚ ዝሕጉስ ስራሕ ።
@rahwarsdalaasd7027
@rahwarsdalaasd7027 2 жыл бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmalna
@dwd4rsff640
@dwd4rsff640 2 жыл бұрын
Amen bhaki enkon bselam metsaaka kibri hawina siltan hawey tsegeu yebzehelika fetari eme brahan mSaka tikin memihirey
@zemenokubaldet1102
@zemenokubaldet1102 2 жыл бұрын
እንኻዕ ብሰላም መጻኻ ስልጣን ሓወይ ናይባሓቂ እዚ ትሰዶ ዘለኻ ትምህርቲ ንኽንደይ ተጋጊዩ ዝነበረ ሰብ ናብታ ቅንዕትን ትኽክልን ዝኾነት ተዋሃዶ ኦርተደክስ ቡዙሕ ሰብ እዩ ዝምለስ ዘሎ ኣጆኻ ስልጣን ሓዉና እግዛኣቢሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልካ፡ እምብርሃን ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላክ ኣብ ጎንኻ ትኹን ዛሓወይ
@ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ
@ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምታኩም ይብዛሕ ክብራተይ እንኳዕ ብስላም መፃኣኩም ክብራተይ ኣስይ እንኳዕ ብስላም ተመለስካ ክብር ሓውና ዮሃንስ ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሄር ይመስገን ቃለ ህይወት የስመዐልና
@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ 2 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃካ ክብር ሓዉና ስልጣን ሓዉና ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ💝💝
@ጋልሃጋረትግራይ
@ጋልሃጋረትግራይ 2 жыл бұрын
እንካዓ ብሰላም ምፃኣኻ ክብር ሰልጥና ሓወና
@ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ
@ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ 2 жыл бұрын
_ተመስገን ፈጣሪ ኣቦይ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ መምህረይ_
@ሃለቃገሚካኤል
@ሃለቃገሚካኤል 2 жыл бұрын
ካብዚ ፈተና እ/ሔር እንኳዕ መሓረከ ሓውና
@fdg761
@fdg761 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ሓወይ እልልልልልል ወላዲት ኣምላክ ልኸበረትን ዝትመስገነትን ትኹን❤❤❤❤❤
@sahletesfay921
@sahletesfay921 2 жыл бұрын
ስብ ይጠፍእ ኣሎ ንርእሶም ጠፍኦም ስብ የጥፍኦ ኣለው በርትዑ ኣምላክ ይሓግዝኩም ኣገልግለትኩም ይባርኽ ኣሜን
@ኦርቶዶክሰተዋህዶሃይማኖቴ
@ኦርቶዶክሰተዋህዶሃይማኖቴ 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ጐይታ ሰራዊት ይመሰገን ሰለ ኩለ ነገር♥♥♥🕊🙏 እግዚአብሔር ኣምላክ ጐይታ ሰራዊት ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር መምህረይ❤❤❤🙏 እግዚአብሔር ኣምላክ ጐይታ ሰራዊት ኣብ ቤቱ የፅንዕካ ክብር ሓወይ ❤❤❤🙏 🌍♥♥♥💒☝♥♥♥🌍🔐🔐🔐
@ሓፊቲገሬየማኛ
@ሓፊቲገሬየማኛ 2 жыл бұрын
እንካዕ ዳሕና መፃእካ ሰልጣን ሓወየ💞💒
@ሂዊጋልእመብርሃን
@ሂዊጋልእመብርሃን 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን መምህረይ❤ስልጣነይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ እግዚአብሔር ኣምላክ❤️ እንካዕ ብሰላም ተመለስካ ናብታ ቅንዕቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነትና ክቡር ሓውና
@ፍኖተረድኤትዩቱብ
@ፍኖተረድኤትዩቱብ 2 жыл бұрын
መምህረይ ቃለ ህይወት የሥመዐልና ጸግኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 2 жыл бұрын
እንካዕ ደሓን መፃእኻ 🙏 ኣብ እምነትኻ የፅንዕኻ ኩቡር ሓዉና ። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ 💒ለዘልኣለም ትንበር ኣሜን🙏🙏🙏
@meritesfay7846
@meritesfay7846 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህረይ
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
ሰለማይነገር ሰጦታው እግዚአብሄር ይመሰገን እንኳን ወደ ቀጥተኛዋ ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ በሰላም መጣህ ወንድማችን እግዚአብሄር እሰከ መጨረሻ በቤቱ ያጽናህ በዚህ ውሰጥ ያሉት እህት ወንድሞቻችን ደሞ እግዚአብሄር ልቦና ይሰጣቸው ወደ ቤቱ ይመልሳቸው
@fhhfg6416
@fhhfg6416 2 жыл бұрын
መጀመርያ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ
@ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ
@ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐለካ ክብር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሂባካ እግዚአብሔር ኣምላክ
@shewittesfazghifisseha9794
@shewittesfazghifisseha9794 2 жыл бұрын
Temesgen amlak 🙏 egziabhier enqae nabta qneti haymanotka meleseka🙏🙏🙏
@ጓልሃገረሰብእየgalhageresib
@ጓልሃገረሰብእየgalhageresib 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና 👏👏
@AmAm-wo2pz
@AmAm-wo2pz 2 жыл бұрын
Amen Anna Amen 🤲🤲🤲🕯💒🌳🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
@tsgiegalhageretigrey1192
@tsgiegalhageretigrey1192 2 жыл бұрын
እግዛብሔር ይመስገን ክቡር ሓውና ብሓቂ እግዛብሔር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓውና እውን እኳዕ ብሰላም መፃእካ ኣጀካ ምውዳቅ ኣዳማዊ እዩ ወዲቅካ ምትራፍ ግን ሰይጣናዊ እዩ እሞ እንኳዕ ደስ በለክ ክቡር ሓውናንመምህርናን ስልጣን እውን እግዛብሔር ኣባካ ሓዲሩ ሂወት ብኣካ ጌሩ እዩ ዘድሕን ዘሎ እሞ ቀፅለሉ
@ዕባይገጠርወጀረተይቲ
@ዕባይገጠርወጀረተይቲ 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ክቡራተይይ ብሓቂ ሰለ ኩሉ ነገር ተመስገን አምላክ እንታይ ይሰአኖ ለእግዚአብሔር እንካዕ ብሰላም ትመለሰኻ ናብ ቤትኻ ክቡር ሓዉና
@banatsegay7827
@banatsegay7827 2 жыл бұрын
qal hiwet yesmaelna kbur memhr hawna
@ለቱሽጓልማርያምፅዮን
@ለቱሽጓልማርያምፅዮን 2 жыл бұрын
ሰላም አምላክ የብዘሐልካ መምህረይ እንኮዕ ብሰላም መፃእኻ ዝፈትወካ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና
@ትርሓሥ_ፈታዊት-ኣቦኣ
@ትርሓሥ_ፈታዊት-ኣቦኣ 2 жыл бұрын
ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ❤ ክቡር ሓውና ኸዓ እንኳዕ ብሰላም ናብዛ ቅንዕቲ እምነትኻ ተመለስኻ ተመስገን✝️
@fekartadese7448
@fekartadese7448 2 жыл бұрын
Sultan hawena God bless you Memher
@teklesegid3130
@teklesegid3130 2 жыл бұрын
Ajoka anbesa hawna ane betame eye zemsgnka 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️
@ርብቃጓልድንግልማሪያም
@ርብቃጓልድንግልማሪያም 2 жыл бұрын
ክቡር መምህሪና ካማኻ ዝበለ የብዝሐዮ እግዛአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ሱሉጣነይ 👏👏👏
@ተመስገንኣምላክ-ቈ3ኸ
@ተመስገንኣምላክ-ቈ3ኸ 2 жыл бұрын
ተመሰገን ኣምላክ እንኳዕ ብሰላመ መጻእኻ ክቡር ሓዉና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር መምህረና
@ሙሉጓልማርያምፅዮን
@ሙሉጓልማርያምፅዮን 2 жыл бұрын
_እንካዕ ደሓን መፃእካ ክብር ሓውና_✝️👏👏👏
@SB-en6ev
@SB-en6ev 2 жыл бұрын
ቓለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓዉና ::
@musieyohanes4859
@musieyohanes4859 2 жыл бұрын
ኣምላክ ይመስገን እንቃዕ ብሰላም ናብ ጥንታዊት እምነትካ ተመለስካ መጽሓፍ ቅዱስ ነንብብ ብዘይ ምፍላጥና እንተጠፋእና ምሕረት እግዚኣብሄርን ጸሎት እመ ኣምላክን ረዲኤት ቅዱሳንን ኣይፍለየናንን ዩ ነንብብ ፡ፍቱዋተይ ኣቢብና ዘይተርዳኣና ኣቦታት መምህራን ንሕተት ዘይጋገ ሰብ የለን ብጌጋካ ምእራም ዩ ሰናይ ዞም የሕዋተይ ብሩካት💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@ድንግለይዋሕሰይእያ
@ድንግለይዋሕሰይእያ 2 жыл бұрын
እሰይይይይይይይይይ እንኳዕ ብሰላም ተመለሰካ ክቡር ሓዉና ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገንን ካብ ሐዚ ዉን አብ እምነትካ የፅንዕካ
@rjffjdutfj7221
@rjffjdutfj7221 2 жыл бұрын
አንካዓ ብሰላም መፀካ መምህረይ ሓውና ደሞ አንካዓ ብዳሓን መፀካ ተመስገን💝💝💝💝🙏🙏🙏🙏
@makilove6390
@makilove6390 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ክቡር ሓዉና እግዚኣብሄር ይመስገን
@axsmawit
@axsmawit 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር እንዃዓ ናብታ ቅንዕቲ ኦርተደክስ ተዋህዶ ብሰላም መፃኻ ሰናይ ኣገልግሎት ይግበረልካ ይውሃንስይ
@baylulasfah615
@baylulasfah615 2 жыл бұрын
Eway god yegarm u amlak aboy balika adhnana selitan hawey 😍🙏🙏🙏🙏
@saimonandom7248
@saimonandom7248 2 жыл бұрын
እዝጋኣብሄር ደው፡ የብልካ ዝጠፈኣ፡ኣባጊዕ ትኣካክብ ዘላካ፡ እቶም ዝምለሱ ከኣ ፡ናይ ብሃቂ ደስ ዝብልዩ፡እዝጋብሄር፡ ኣበይ ኔርካ ስለዘይብል።እንቋዕ ናብታ ቅንዕቲ ሃይማኖትካ ተመለስካ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@zainasomali7651
@zainasomali7651 2 жыл бұрын
ቃሌ ህይወት ያስመዐና ስልጣን ሓውና ኩቡር ሓውና ውን እንኳዕ ብሰላም ተመልስካ አብ ቤቱ ያፅነዐና ።
@አሱጋልተዋህዶ
@አሱጋልተዋህዶ 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓውና ስልጣን ክቡር ሓውና ውን እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ናብታቅንዕቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት እቶም ዝተረፉውን እግዚአብሔር ዓይነ ልቦኖኦም ከፊቱ ናብ ቅንዕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክሶ ተዋህዶ ይምለሶም
@ufhygugduhggg4964
@ufhygugduhggg4964 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሰልጣይ 🥰❤🙏 እንኳዕ ብሰላም ተመለሰካ ናብታ ቅንዕት እምነት ክብር ይኩን ልመድሂኒኣለም 🙏
@ለቱሽጓልማርያምፅዮን
@ለቱሽጓልማርያምፅዮን 2 жыл бұрын
ሓዉና እንኮዕ ተመለስኻ ዕልልልል እዩ እምበይ ለነ ክብርን ምስገናና ይኽኖ ንልዑል አምላኽና 👏👏❤
ብዛዕባ ኣቡነ እንጦንዮስ ዝተዛረብዎ
29:39
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 4,5 М.
ኣብ 81 መጻሕፍት ጉድ ኣሎ ይብሉና ኣለዉ። ///  ሥልጣን ከሰተ
42:18
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,7 МЛН
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,9 МЛН
ሓሶት ክፈሽል ከሎ
23:54
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 10 М.
🔴LIVE #የዛሬው_ይለያል‼️👉🏾በማለዳ እንባረክ
Rama Media ራማ ሚዲያ
Рет қаралды 108
እዚ ኢዩ ናይ ትንቢት መምህሩ
18:56
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 9 М.
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН