ካብ ምስልምና ናብ ክርስትና ከም ወርቂ ብሓዊ ተፈቲና ዝተመልሰት ታሪክ ሂወት

  Рет қаралды 70,685

Samri tube

Samri tube

Күн бұрын

Пікірлер: 522
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስስስስስ ዝብል እዩ ብሓጎስ እየ ነብዐ😢😢😢ናይ እመ አምላኽ ፆሎታን በረኸታን አይፈለየና ተመስገን አምላኽ ስለ ኩሉ ነገር❤❤❤❤
@GherieRedai
@GherieRedai 11 ай бұрын
ኣሰይይይይ እልልልልልልል እግዚአብሔር ኣምላክ ዘተመሰግጋ ይኻነ በርክተ ጸሎት ናይ እሙ ብርሃና ኣደ ቅዳስ ደንግል ሚርያም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@silvum1974
@silvum1974 Жыл бұрын
ክብሪ ን ኣምላክ ን እዮሱስ ክርስቶስ ምስ ወላዲቱ ድንግል ማርያም ይኹን ። ኣምላኽ እታ ዝፈጠራ ነብሲ ክትጠፍእ ፍጹም ከም ዘይፈቱ እትምህር ሓያል ናይ እምነት ትምህርት ሰሚዕና ንምስትውዓል የብቀዓና ኣሜን!!!
@almazkfle5350
@almazkfle5350 Жыл бұрын
ኣስይይይይይ አልልልልልልልል በረከታን ተረዳአነታን ኣማላድነታን ናይ ናኣደና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለይና❤❤❤
@hayathayat6387
@hayathayat6387 Жыл бұрын
በጣዕም ደሰ ዝቢል እዩ እመቢተ ማራያም ኣደይ ማዓረይ ፀለቲን በርክቲን ምሰ ኽላህና ህዝቢ ክርሰትያን ይኺን ተባርክ ዘሓፍተይይ ሓደሹ እዩ ንቻነልኺ❤ ❤
@ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ
@ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ Жыл бұрын
አሰይይይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልል ዕልልልልልልል ተመስገንድንግል ማርያም አዳይ ማዓረይ ድንግለይ ሙሩኩስ ሂወት ድንግልይ መፀፀግዒተይ ድንግለይ መዓገልተይ ድንግለይ ማርያም አዳይ ባዓል ውዓላታ ሰምኪ እዩ ስንቀይ❤🌷🙏🙏🙏🙏🙏❤
@letebrahan
@letebrahan Жыл бұрын
😅😅😅😅
@letebrahan
@letebrahan Жыл бұрын
Hi poo 1ÀÀAÀq
@YkealoKibreab
@YkealoKibreab Жыл бұрын
እትይ ኩሉ ዝክእል ኣምላክ እዩ እሞ እዚ ዝገበረልኪ እግዘኣብሄር ይመስገን እታ ወላዲት ፈጣሪ ቅድስትይ ድንግል ማርያም ምሳኪ ትኩን እምበታችን ቅድስትይ ድንግል ማርያም ብሓቂ ክብሪ ነኣኣ ይኩን
@brhangebremedhn1719
@brhangebremedhn1719 Жыл бұрын
ተመስገን ኣምላክ ንዓኪ ዝበፅሐት ድንግል ማርነያም ንዓናለ ትብፀሐልና❤❤ ክብሪ ንእመብርሃን
@ainalemgebri8443
@ainalemgebri8443 Жыл бұрын
ክብረት የሃበልና ሓፍትና ብጣዕሚ ማሃሪ ዝኾነ መልእኽቲ አስሚዕክና ። እግዝኣብሄር ኣምላኸ አብ እምነትና የጽንዓና።
@Rahelmuez1214
@Rahelmuez1214 Жыл бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዝገርም አዚ ዛንታ ምስ ናይ አደይ ዛንታ ይማሳስል በአዶና ባእታ ማርያም ተፈዊሳ እያ ክብሪ ንወላዲት አምላክ ተመስገን።
@slamasl7483
@slamasl7483 Жыл бұрын
ብሓቂ ህንደይ ደስ ክብል ናይ ኣዶና ቅድስት ድንግል ማርያም ፀሎታ በረከታ ኣይፈለየና👏🌅
@Haile-pp3bz
@Haile-pp3bz Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ናይ ብሓቂ ዝገርም ታሪክ ቃል ሂወት ይስመዐና ዝሓፍተይ
@abrehamgirmay-oi5yx
@abrehamgirmay-oi5yx 11 ай бұрын
ናይ በሓቂ መሃሪ ዝኮነ ታሪክ ሂወት እዩ ካብ ልበይ ንብዓተይ ምቁጽጻር እየ ሲኢነ ክብሪ ንወላዲተ ኣምላክ እመ ቡዙሃን❤❤❤
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Жыл бұрын
ስለ ስሙ እግዚኣቢሄር ጎይታ ሰራዊት ይኽበር ይመስገን። ዕልልልልልልል ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏❤!!!
@shewit-k2e
@shewit-k2e Жыл бұрын
ኣስይ ብጣዕሚ ደስስስስስ ዝብል አዩ ናይ እመ አምላክ ጸሎታን በረኽታን ይኽፈለና ተመስገን አምላክ ሰለ ኩሉ ንገር 🙏
@negashghirmatsion5572
@negashghirmatsion5572 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ።ኣነ ብጣዕሚ ልበይ ተሓጉሰ ኣለኹ።ጸሎታን ኣማላድንታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ❤❤❤
@Ksa-zg3tw
@Ksa-zg3tw Жыл бұрын
ብጣዒሚ ደስስስስ ዘብል ስማዓታ ቃል ህይወት ያስመዐልና❤❤❤ እግዝብሕር ኣምልክ ብፍቅር ብእምነት ያቀፅልኹሙ ❤❤❤
@ariamdaneil6607
@ariamdaneil6607 Жыл бұрын
ኸብሪ ይኹኖ ኒ ጎይታ አሜን 🙏🙏 ከንዲ ፍረ ኣድሪ እምነት እንተዝህልወና ፈጣሪ ኣይ ምጭከነልናን
@MiliMillan-u6r
@MiliMillan-u6r 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ታሪክ እዩ እሜቤተድንግል ማርያምን መድሓኒትና መድሃኒኣለምን ኣብ ጎንኪ ይኩኑ❤❤❤❤❤❤
@MehariHabtay-mo2im
@MehariHabtay-mo2im Жыл бұрын
ኣሰይይይ ደስ ዝብል ታሪኽ ዩ በረከታይ ኣማላድነታን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@newassong7805
@newassong7805 Жыл бұрын
ኣሜንንን
@NaxnetMengstuNaxnetMengstu
@NaxnetMengstuNaxnetMengstu Жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ደስ ዝብል ታሪኽ እዩ በረከተይ ኣማላድነታን ምስ ኩላትና ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@helenyonas5098
@helenyonas5098 Жыл бұрын
ማርያመይ እንዳበልኩ ተጸዋዕኩ ስምኪ 🤍 ኣዴኻ እያ ኢሉ ጎይታ እዩ ሂቡኒ🤱✝️ ክዝምረልኪ እየ ሎሚ ኮነ ጽባሕ 🙏💝 ጽዮነይ እንዳ በልኩ ንስምኪ ክውድስ😍💖 ንጽህቲ ኣዳራሽ ናይ ምድሓነይ በሪ🤩 መርከብ ናይ ኖህ ኢኺ መዓት እተቁርሪ😇 ምኽንያት ሰላመይ ናይዛ ነብሰይ ትርፊ 🥺 ኢሳያስ ርእዩኪ ፈጣሪ ክትሓቅፊ (2)❤️ ማርያመይይይ ትንቢቶም ንነብያት ናይ ድሕነተይ ተስፋ 💛 ድንግለይይይ ናይ ቅዱሳን መጎስ ዘለኪ ሓለፋ 😍 ንዓኺኺኺ ንስምኪ ክዝምር ምስ ሰራዊት ሰማይ🙏 ጽዮነይይይ ኣየቃርጽን እየ ኦ እመ ኣዶናይ🥰 ዘይተሕፍር ኣደ እዛ መርከብ ሰላመይ 🛶 ኣይሂ እንተዘነበ ንሳ እያ ጽላለይ 🚣 እቲ ቦታ ዕረፍታ እራራት ወደባ ድንግል ማርያም ኢኺ መዕቆቢተይ እንባይ(2)🥰 ማርይመይይ ናይ ሓደራ ኣደ ናይ እምነተይ ህያብ 🎁 ድንግለይይይ ብዘይካኺ ድንግል ናበይ'ሞ ክጥምት ♥️ ንስኺኺኺ መምህር ናይ ትሕትና ካብ ኩለን ሕርይቲ 😍 ጽዮነይይይ ብሰማይ ብምድሪ ማርያመይ ብጽእቲ 🥰 ከምቲ ዑፍ ንደቃ ተጽልል ብክንፋ 🕊️ ክፉእ ከይቀርበኒ ኣላይተይ ንሳ 🥹 ኣብ ግዜ መከራይ ስማ ይጽውዖ 🙏 ማርያመይ ምስ በልኩስ ቃንዛይ ትርድኦ🥺 ጽዮነይ ምስ በልኩስ ንድምጸይ ትሰምዖ❤️ ማርያመይይይ ዝቅረብ ስኢነ ሽሻይ ክጎድለኒ😔 ድንግለይይይ ዝገብሮ ስኢነ ዓለም ክትጸበኒ 🥰 ንስኺኺኺ ንስኺ ኢኺ ማርያም ንስለይ ዝቆምኪ 😍 ጽዮነይይይ ንፍቁር ወድኺ ምሕረት ዝለመንኪ 🙏 ፍኖት ሂወት ኢኺ ናይ ሰላመይ ሃመር 💛 ማዕበላት ኣህዲኣ ገነት እተሳግር 🙏 ወላዲት ሂወተይ ኣደ እግዚኣብሄር ♥️ ህፍቲ ዘይተረክባ መንፈሳዊት ሃገር (2) ማርያመይይይይ ወንጌል ዝፈረኪ መሶብ ወርቂ ኤልያስ 🥰🥰 ድንግለይይይይ እጸ ሂወት ኢኺ ጥበብ ናይ ሲሎንዲ 😍😍 ንስኺኺኺ ሓዘን ካብ ሂወተይ ካብ ልበይ ተርሕቂ❤️❤️ ጽዮነይይይይ ንዓኺ ኣሚነ ክለብስ እየ ጽድቂ❤️🤍🤍🤍🤍
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 11 ай бұрын
ዕልልልልልልልል❤ክብሪ❤ይኩን❤ንስላሴ❤❤ዝማሬ❤መላእክቲ❤የስምዐልና❤2ተ ግዜ ተሓጊሰ ሓደ ብዛ ክብርቲ ሓፍትና 2ይ ድማ ብናትኪ/ካ መዝሙር❤ብሓቂ❤ክብሪ ነኣዶን ወድን ይኩኖም❤ኣሜን ከምኡዉን❤ንቅዱሳን❤መላእክቲ❤ሰማእታት❤ሃወርያት❤ነገስታት❤ፃድቃናት❤ፈጣሪ❤ብዝሃቦም❤ክብሪ❤ኣሜን
@yosieftesfazgi8993
@yosieftesfazgi8993 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን ጸግኡ የብዝሓልኪ ብጣዕሚ መሃሪ መጸናንዒ ሂወት ዘውህበ ትምህርቲ ሰጋውን መንኀሳውን ትምህርቲ ሓዘል ሰለዘኾነ ብጣዕሚ ኣዝዪ መሃሪ እዩ ከምዚ ክትቅጽልዮ ይላቦ ። እግዚእብሔር ጸግኡ የብዝሓልኪ ።
@brllabay3842
@brllabay3842 Жыл бұрын
ብሓቂ ደስስስስ ዝብል ኦ ጎይታ አብ እምነተይ አፅነዐኒ ንዓይ ሓጥእ ባርያካ😢አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ ክብርተይ❤❤❤ ተመስገን አምላክ ክብርን ምስጋናን ንዓካ ይኩን ናይ ወላዲተ አምላክ አደና ቅድስት ድንግል ማርያም ፆሎታን በረከታን ከይፍለየና አሜን አሜን አሜን❤❤❤
@maitekelahaile
@maitekelahaile Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ባሐቅ አምነት አዩ ወሳኒ
@YonasTesfay-ks1ib
@YonasTesfay-ks1ib Жыл бұрын
ኣምላክ ይመስገን ናይ ብሃቂ ዝገርም ታሪክ ክብርን ምስገናን ኣመብርሃን ኣደይ
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
ኣደይ ቅደስት ደንግል ማርያም ኣደይ ብሓቂ መሓሪት❤❤❤ደስ ዝብል ልኩሎም መሲልም ከምዚ ትመልሶም❤❤❤ ተመስገን ኣምላካይ
@MehretMerih-nt9jo
@MehretMerih-nt9jo Жыл бұрын
ብሓቂ ኣዝዩ ንእምነትካ ዝፍትሽ ተስፋዃ: ጽንዓትካ ከም ዝብርትዕ እትገብር መደብ ኮይኗ ኢየ ረኺበያ. ንዅልዅም ቃለሂወት የስምዓልና ቀጽልዎ.
@hiwetykunoamlak4173
@hiwetykunoamlak4173 Жыл бұрын
ድንግለይ ኣዶ ጎይታ በጃኪ እባ እቱ ዝተረረ ልበይ ኣረስርስዮ እሞ ሂወተይ ክቅየር ኣምላክ ክፈትወካ ከሎስ ብዙሕ እዩ😢
@Ksa-zg3tw
@Ksa-zg3tw Жыл бұрын
እግዝብሕር ይመስገን ንሕና ዉን እምነት ይሕድረልና ኣምላኽና አሜን❤❤❤
@MuhammadZahir-c8p
@MuhammadZahir-c8p Жыл бұрын
ኣሰይይይይ እግዚኣብሔር ይኺበር ይመስገን ተመስገን ኪ እመበቴ ቅድስት ድንግል ማርያም እናቴ ☦️💒✝️🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤ 😍😍😍😍
@ማርያመይመዝሙረይ
@ማርያመይመዝሙረይ Жыл бұрын
_እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምኪ ዮብዘሐዮ ክብርተይ አሜን እንኾዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ናይ ዓመት ሰባት ይበለና ናይ መድሓኒ ዓለም ምሕረት ናይ እመብርሃን ኣዴና ኣማላድነት ናይቲ ቅዱሰ ፈጣን ረድኤት ኣይፈለየና ✝️✝️✝️_ _ኣሰይይይይ እልልልልልልልልል ክብር ምሰጋና ይብፃሕክ ኣዶ ጎይታይ ናዓይ እውን ባዓል ብዝሕ ውዕለተይ እዩ እመቤቴ ማርያም🕯🕯🕯+
@BerhaneKebrom
@BerhaneKebrom Жыл бұрын
እግዛኣቢሄር ይመስግን ነዚ ኩሉ ዘግበር ከሙኡ ወን ድንግል ማርያም ናይ ኩሉ ዓለም ኣደ ፡ብጣዓሚ ኢና ነመስግንኪ ሓፍትና ሰለ እቲ ትሮጉሚኪ ዘምጻክልና ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርክኪ ከመይ ድይ ዋላ ኣንርይ ተሰሚዒን ንዛ ቪዶ ምስ ራኣኩ ሕጉስ ኢሊ መንፈስይ❤❤❤
@zaidmedhanie3326
@zaidmedhanie3326 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዛሃልኪ ቀጽልዮ ንሓፍትና ክኣ ኣብ እነት ከጽንዓ እግዚኣብሔር ምስኣ ይኩን ንዝጠፍኡ ከምኡ ጌሩ ይምለሰልና ብጥበቡ እግዚኣብሔር ኣብዛ ጽንዕቲ እምንትን ከጽንዓና ናቱ ሰናይ ፍቃዱ ይኩነልና
@SemharKebrab-os1ym
@SemharKebrab-os1ym 11 ай бұрын
ሽምኪ ጸዊዐ መዓስ ሓፊረ 🙏 ማርያም ኢለ ኣበይ ወዲቀ 🤲 ሽምኪ እዩ 'ሞ ስንቂ ኮይኑኒ❤️ እንሆ ምስጋናይ ተቀበልኒ [2]🙏 ብሓቂ ደስ ትብል ታሪክ ሂወት እያ😢 ናይ እመቤታችን ጸሎታን በረከታን ኣይ ፈለየና ❤🙏 ጽዮነይ ኢለ ኣይሓፍርን እየ ፍቅሪ ማርያመይ 'ሲ ኣለዎ ሓለፌ 🙏🙏🙏
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea Жыл бұрын
ኣሜን ክብሪ ንእግዝኣቢሄር ምስ ድንግል ሚርያም ወላዲቱ ይኹን ሓፍትና ኣብታ ናይ መወዳእታ በቲ ናይቀምም ስማ ስለ ዝጸዋዕኪ ኣሰተውዕሊ 🙏💒🙏❤🇪🇷❤👍
@user-MG27
@user-MG27 Жыл бұрын
Amen, Egziabhier ymesgen.ስለ ስሙ እግዚኣቢሄር ጎይታ ሰራዊት ይኽበር ይመስገን። ዕልልልልልልል
@asgodomkonstantinos8325
@asgodomkonstantinos8325 Жыл бұрын
ናይ ኣዴና ቅደስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ጸሎታን ኣማልድነታን ምስ ኩላትና ደቃ የኩን ሃፍተይ ከኣ አንቃ ናብ ሃቅና አምነት ኦርቶዶክስ መጻኪ ናይ ብሃኪ መሃሪት ሃቅና ዛንታ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@merhawiberaki9610
@merhawiberaki9610 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብሪ ምስጋናን ንምድርን ሶማይን ዝፍጠረ ይክን
@Temesgenamlakeesrael
@Temesgenamlakeesrael Жыл бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ብሓቂ እግዚኣብሄር ይመስገን ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን እመ ቤታችን ኣዴና ቅድስት ድንግል ዝኣመነ ዝሓፍር የለን እንቃዕ ደሓን መጻኺ ዛሓፍተይ
@Tsriti-l8q
@Tsriti-l8q Жыл бұрын
ብሓቂ ደሰ ክብል ከምዚ ዓይነት ኩሉ ግዜ ኣምፅእልና ክብርቲ ሓፍተይ ፀጉኡ የብዘሐልኪ
@tregeocell2094
@tregeocell2094 Жыл бұрын
❤❤ አቺንም እናመሰግናለን በትግረኛ ስላስተላለሽ እሄ ነዉ ክርስትና
@binibini1567
@binibini1567 Жыл бұрын
ብጣዓሚ ደስ ዝብል እዩ ኣነ ብጣኣሚ ልበይ ተሐጉሰ ኣለኩ ጸሎታን ኣማላዱንታን ናይ እመብርሃን ኣይፈለየና❤❤❤❤❤❤
@lemlemtube5783
@lemlemtube5783 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ኣነ ብጣዕሚ ልበይ ተሐጉሰ ኣለኩ ፆሎታን ኣማልድነታን 🙏👏♥️♥️♥️♥️💙እምብርሃነይ💙 ኣይፈለየና👏✝️
@Th-si7zn
@Th-si7zn Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብሓቂ እምብተይ ወዳ ብዘከበራ መጠን ክብርን ምስጋናን ይብፀሐያ
@SelamKesete-l4t
@SelamKesete-l4t Жыл бұрын
Betami dese zeble eu🙏🙏🙏 ane betami lbey tnkfni kale hiwet yesmana
@havenhabtegeorges4589
@havenhabtegeorges4589 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን🙏 ከም ናይ ምኅረት ኅፍትና እምነት ይኣድለና ጎይታ🙏. ከምቲ ልብይ ሊድያ ዝከፈተ ኣምላክ ልብና ይክፈተልና.ኣሜንንን🙏🙏♥️.
@misginaabraha9834
@misginaabraha9834 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ናይ አጎልግሎት ዘመንኪ ይባርክ ነዛ ሓፍትና ድማ እንቓዕ ብሰላም ሂወታ መረሔት እግዚአብሔር ይመስገን ።
@hhdhd7109
@hhdhd7109 Жыл бұрын
እግዚአቢሔር ይመስገን እመ ብሪሃን አድይ. ብጣዕሚ ደስስስ ዝብል ታሪክ እዩ❤❤❤❤❤
@FutunaKahase
@FutunaKahase Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን ድንቂ ስራሕ ብጣዕሚ፡ደስ ዝብል ጾሎት ወላድት ምላክ ኣይፈለየና❤❤❤
@efremafewerki7219
@efremafewerki7219 Жыл бұрын
አግዛቢሄር ክብሩ ይስፋሕ!!❤ ቃል ሂወት የስምዓና
@BahlbiSeltene
@BahlbiSeltene Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሐጉስ ኢዩ ክብሪ ን እግዚአብሔር ኣምላኽ ይኹን ጸሎትን ኣማላድነትን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ❤❤❤❤❤
@mikalzekru86
@mikalzekru86 Жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ተባረኺ ዝሓፍተይ እመበታችን ኣደይ ዋሕሰይ ጠበቓይ በረኸትኪ ኣብዝሕለይ ኣይትፈለይ ካባይ 🙏🙏🙏🙏
@LidaCell-z2s
@LidaCell-z2s Жыл бұрын
ታይ ደስ ይብል ቃለሂዉት የስመዐልና ኣሜን 🙏 ፫
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 Жыл бұрын
Amen, Egziabhier ymesgen. May God bless you sister, well done. And yes this is a modern teamre Mariam, thank you for translating for us, it realy elevates me❤
@letshletsh2637
@letshletsh2637 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ኣመ ብርሃን ኣደይ ናይ ዉሽጥና ትርክታ እተዳምጺ ርሕርሕ ሕልና ኣዶ ጎታና ❤❤❤ 🥰🥰🥰🥰
@rughbsnsngusbsj6668
@rughbsnsngusbsj6668 Жыл бұрын
❤❤❤❤ቀጸሉ ዝሓፍተይ ብሓቂ ኤመ ብርሃን ዝለመነ ዝሓፍረ የለን
@rughbsnsngusbsj6668
@rughbsnsngusbsj6668 Жыл бұрын
አሰይይይ ብሓቂ ክንደይ ደሰ ይብል እንኳዐ ደሓን መጸእኪ ዝሓፍተይ ሰለ ኩሉ ነገረ እግዝአብሔር ይመሰገን❤
@እመበርነይ
@እመበርነይ Жыл бұрын
ኣሰይ እግዚአብሔር አምላኬ ይመሰገን❤❤ ድንግል ማርያም ክብርን ምስጋናን ይብጽሓያ❤❤❤❤
@gabigunners8073
@gabigunners8073 Жыл бұрын
ክብሪ ነቲ ብኽቡሩ ንዓና ክብል ሓሳረ መከራ ዝተቐበለ ጎይታናን ኢየሱስ ክርስቶስ ወልደ ኣብ ዋህድ ወልደ ማርያም ንጽህት ይኹን ኣሜን።
@BanaAsmelash
@BanaAsmelash Жыл бұрын
Bteami des zbl mahari zkone melekti u egziabihier amlak ab emnetna yexnana🙏🙏🙏
@maden1044
@maden1044 Жыл бұрын
ኣሰይይይይይ እግዛብሄር ኣምላክ ይባርኩም ከሙኡ እውን በቲ ክብር ዝሃባ ኣደና ቅድስተቁዱሳን ድንግል ማርያም ክብርን ምስጋናን ይብጽሓያ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@Crazy_Speed7-b3n
@Crazy_Speed7-b3n 11 ай бұрын
Amen ክብርን ምስጋናን ን'እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ምስ ወላዲቱ ድንግል ማሪያም ይኹን🙏❤💕
@abbyha7518
@abbyha7518 Жыл бұрын
Thank you so for sharing this story with us ❤❤❤❤❤❤❤Temesge Amlakey miss weladtka kdsti dngel Mariam 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🌾☘️🌸🌿🍀🌺🌹🌾🌾🌾🌾♥️
@SemereabAbraham
@SemereabAbraham Жыл бұрын
ኣምላኽ ይባርከኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SenayFshaye-l4y
@SenayFshaye-l4y Жыл бұрын
Temasgen nay adena qdst dngal maryam bereket redet ms kulna hzbe krstyan ortodoks tewahdo ykun AMEN AMEN AMEN 😢
@SelmeSelme-ei6dd
@SelmeSelme-ei6dd Жыл бұрын
ሰለኩሉ ነገር አግዚኣብሔር ይመስገን ❤❤❤❤
@akberetteklehaimanot8738
@akberetteklehaimanot8738 Жыл бұрын
ክብሪ ንቅድስቲ ድንግል ናርያም ምስ ወዳ አየ ሱስ ክርስቶስ ♥️♥️
@yohannesghebrezgi9610
@yohannesghebrezgi9610 Жыл бұрын
ኣምላኽ ኣብ እምነትና የጽንዓና ኣብ ናይ እምነት ጽንዓትና ድማ ንሰናይ ተግባር ትጉሃት ይግበረና። ነዞም ብሩኻት ሰብ ሓዳር ድማ ሓዳሮም ይባርኽ ኣብ ኪድኖም ድማ ጸኒዖም ይንበሩ። ውላዶም ድማ ብጥዕና እናሓለአ የዕብየሎም
@rbfhftcj1649
@rbfhftcj1649 Жыл бұрын
ኣሰይ ዕልልልል ዕልልልል ዕልልልል ብጣዓሚ ተሓጎሰ በረከታ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ይሕደረና🤲❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😘😘😘❤❤❤
@MekonenNuguse
@MekonenNuguse Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ኣነ ብወገነይ ብጣዕሚ አየ ተማሂረ ደስ ውን አሉኒ አታ ኣነስ ኣይኮነን ዶ ከምዚ ታኣምር ሰሚዕስ ስም ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያ አንተዳኣ ተጽዊኡ ንብኣት ይሰረኒ አዩ ብጣአሚ ምሃርን ኣብ አምነትካ ዘጽንዕን ታሪክ አዩ ኣብዚ ህጂ አዋን ካኣ ከምዚ አዩ ዘድልየና ዘሎ ብጣአሚ ደስ ዝብል አዩ ሓፍትና ክኣ ቀጽልዮ እብራውያን 11 (Hebrews) 6፤ ብዘይ እምነት ግና ንኣምላኽ ኬስምርዎ ኣይከኣልን እዩ። እቲ ናብ ኣምላኽ ኪመጽእ ዚደሊ፡ ንሱ ኸም ዘሎን ነቶም ዚደልይዎ ዓስቢ ኸም ዚህቦምን፡ ኪኣምን ይግብኦ እዩ።
@hailabgebrkristos1673
@hailabgebrkristos1673 Жыл бұрын
በእጋጣሚ ርኤያ ናይ ባሓቂ እብ ልብና የሕድሮ
@mariawoldeab4544
@mariawoldeab4544 Жыл бұрын
አሰይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምስኸርነት ። ማርያም አደይ አይትፈለይና ።
@gebremariam7918
@gebremariam7918 Жыл бұрын
Aseyyyyy 😊 Btaimi ded zbl Tarik keyari medhanialem ymesgen! Kbri n kdst weladitu ❤
@Hintsamehari
@Hintsamehari Жыл бұрын
ደስ ዝብል ንድንግል ዝኣመነ ዝሓፈረ የለን። ኣምላኽ ኣብ ኩሉ ጉዕዞኹም ምሳኹም ይኹን።
@Helentadese1912
@Helentadese1912 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወቱ ይሰመዐልና ተባረኪ ዛሓፍተይ ኣነ ግን ኣብ ከሊእ ንእሽቶን ነገር ዓለማዊ ፊልሚ ናረእኩ ናበከኩስ ኣብ ፆሎት ብልበይ ለሚነ ክበኪ ይደሊሞ ምብካይ ያኣብየኒ ዝኾን ሕማም ካኣ ኣለኒ ግን በክየ ሓንቲ ማዓልቲ ማሐረኒ ኢለ ኣይፈልጢ ብክያት ኣይመፀለይ የድርቀኒ😢😢
@egziabiherztemesgeneykun643
@egziabiherztemesgeneykun643 11 ай бұрын
Endasegedki xelyi haftey hayli kbki eyu gotta bebkurub
@YohannesBokure
@YohannesBokure 11 ай бұрын
Amen Amen Amen Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlakna ewe bhaki ❤🎉
@anditmisgna4983
@anditmisgna4983 Жыл бұрын
Wawww btaemi ane kea kemty zbelkiyo habtna btaemi bzuh ye nebia gin nay hagos nibeat yu. Brigix wedi bzu aynebien u zibehal alo! ane gin benxaru ye. Bzikone btaemi dess zebl werkawi kudus tarik yu .niski kea egizeabher msaki ykun kemzy aynet aytekarixyo. Nab bzuh share niblo alena kulina.sbhat legizieabher ykun❤❤❤
@Gebrelulbereket
@Gebrelulbereket 11 ай бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ እንጋዕ ብድሓን መጻእኪ ጋልክርስቶስ
@genettedla4209
@genettedla4209 Жыл бұрын
Thank you I love the program 🙏🙏🙏
@abbyha7518
@abbyha7518 Жыл бұрын
Aseyyyyyyyy Aseyyyyyyyyy 🤲🏽🤲🏽🤲🏽sle Ortodoks Tewahdo ❤❤❤❤❤❤❤
@teklekahsay4670
@teklekahsay4670 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@absuolvshs4815
@absuolvshs4815 Жыл бұрын
ብሓቂ ድስስስስስ ዝብል ትምህርቲ ተመስግን ፍጣሪ
@aronkahsay9263
@aronkahsay9263 Жыл бұрын
Amen kal hiwet yesmeana fetari nabta kdsti betna bselam ymlesena 🙏🏽❤️
@LeMiLove2p4
@LeMiLove2p4 Жыл бұрын
ተመስገን እንኳዕ መጠረሻኺ ፀበቀልኪ ክብርቲ ሓፍተይ እግዝኣብሔር ኣምላክ ዝሰኣኖ የለን✝️
@kisanetyemane2763
@kisanetyemane2763 Жыл бұрын
Asey betaemi des zbl story .ya ... nay behaki neamebrhan ztewekele ayhafrn eyu , Ane dma neam brhaney key mesgenkuwa khalf aydeln aye ❤, ab hiwetey bzuh eya geratley ,ente xewiaya maletyu (emebrhan mxni ,emebrhaney rdeani)enteda eleya behaki behaki neay tsmeani ❤. Nay behaki ade eki ente dea elnay maletyu buenet zyada nay ade neger tgebrelna 😢❤.Neameber adey (neade goytay)kbri msgana neaa ykun amen🥰❤🌹❣️❣️❣️.
@ትግራይኣምላክየሓልኪ
@ትግራይኣምላክየሓልኪ Жыл бұрын
ተመስገን ኣምላከ ታይ የሳኣኖ ድንግል ማርያም ንግስቲ ሰማይን ምድርን ነመስገነኪ ኣደ ኣምላከ🤲🤲🤲
@mikialemiki5913
@mikialemiki5913 Жыл бұрын
Kal hiwet ysemalna yehwatey egzabher mes weladetu maryam mes kuluna ykun🙏🙏🙏
@Wintana.Kibreab
@Wintana.Kibreab Жыл бұрын
Amen Amen ቃለ ሂወት የስምዓልና ሳምሪ ሓፍተይ❤🤍
@akberetteklehaimanot8738
@akberetteklehaimanot8738 Жыл бұрын
ኣብ አግዛብሄር ዝተጸገዔ ኣይሓፍር ንዩ, ስም ኣምላኽ ዝተባረኸ ይኹን, ክብሪ ንዕኡ ♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@rishane9576
@rishane9576 Жыл бұрын
ቃለ ሂዎት የስማዓልና ሓፍተይ ተባረኪ ❤❤❤
@helenkahsai4982
@helenkahsai4982 Жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏 qalehiwet yesmalna zemenku ybarek🙏
@mesi557
@mesi557 Жыл бұрын
ተመስገን አምላኬ እልልልልልልልልልል ክንደይ ደስ ክብል የእመቤታችን አማላጅነት አይፈለየና🤲🕊💖💖💖✝️
@mahlitlove4291
@mahlitlove4291 Жыл бұрын
እሰይይይ ተመስገንኺ ኪዳነ ምህረት አደይ🙏🙏🙏🙏💝💝💝💝
@chdjpotgewasv3787
@chdjpotgewasv3787 Жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ተመስገን ኣምላክ እታይ ይሰኣነካ ❤❤❤
@EmbebaGhebremariam
@EmbebaGhebremariam Жыл бұрын
ኣሰይይይይይ እልልልልል ክብሪን ምስጋና ንእግዜኣብሄር ኣምላክና ምስ ወላዱቱ❤❤❤❤❤❤❤
@LuwamBERIHU-c3d
@LuwamBERIHU-c3d Жыл бұрын
Aseyyy eme brhaney ❤❤❤xolotan bereketa ayfeleyena
@ብስተፍንኩሉስገሮ
@ብስተፍንኩሉስገሮ Жыл бұрын
❤❤❤❤ ኣምላክ ቅዱሳን ኣብ እመነትና የጽንዓና እመ ብርሃን ጸሎታን ኣማላድነታን ኣይፈለየና
@SelamMekonen-k8x
@SelamMekonen-k8x Жыл бұрын
Betami dess zeble ade amlke zeythfer ade altna
@FTz-j6y
@FTz-j6y Жыл бұрын
Bteami des iluni bteami wn nebie mo kbret yehabeley haftey blessed 🙏🙏🙏
@GOGAR-w5g
@GOGAR-w5g Жыл бұрын
ክብርቲ ሓፍትና እንቃዕ ብሰላም መጻክ ክብሪ ንልዑል ፈጣሪ ይክን ንዓኪ ድማ ዕድመን ጢዕናን ንጌታናን መድሃኒናን ዮሱስ ክርስቶስ ይክን ኣሜን
SLIDE #shortssprintbrasil
0:31
Natan por Aí
Рет қаралды 49 МЛН
Почему Катар богатый? #shorts
0:45
Послезавтра
Рет қаралды 2 МЛН
🔴👉ብኣጸያፊ ቪድዮ ዝኣተው
23:15
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 27 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,2 МЛН
♦️በየኔታ ቤት ያየሁት ሕልም♦️ ባምቢ (ሐና ግደይ ከያያ ጋር
1:12:05
Quanquayenesh Media ቋንቋዬነሽ ሚዲያ
Рет қаралды 188 М.
መንፈሳዊ ናይ ድምጺ ድራማ  ካልኣይ ክፋል "ብከመይ ሓሳባተይ ይቆጻጸሮ" nay dimxie  drama  part two
1:18:07
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 75 М.
እግዚአብሔርን ስንጠብቅ ከምን እንጠበቅ? ዶ/ር መሳይ ከበደ
50:19
SLIDE #shortssprintbrasil
0:31
Natan por Aí
Рет қаралды 49 МЛН