ከይተረድኦ ምስጢር ካብ ኣፉ ኣሙሊቑ ....?

  Рет қаралды 19,302

Dave Solo

Dave Solo

Күн бұрын

Пікірлер: 92
@davesolobeloved
@davesolobeloved 2 ай бұрын
ሰላም ኣምላኽ ኣብ ህይወትኩም ኣብ ናብራኹም ኣብ ስራሕኩም ኣብ ስድራቤትኩም ይዕዘዝ.......እዛ ቻነል ብሓቂ ጠቓሚ ዝኾነ ሓሳብ እንተረኺብኩምላ ሳብስክራይብ ክትገብሩ ይሓተኩም ...............!
@ZereZere-hu5qt
@ZereZere-hu5qt 2 ай бұрын
ሕቶ ኣላትኒ ግን ንምፍላጥ እየ ክሓትት ድሕሪ መውዳእታ ዓለም ሰይጣን ኣብ ግሃነብ ንሓዋሩ ክነብር እዩ ኢልካ ዶ ትሓሳብ ውላ ንሓዋሩ ክጥፍእ እዩ ድሕሪ እታ ሰመያዊት ቤትና ምስ ንውርስ ማለት
@davesolobeloved
@davesolobeloved 2 ай бұрын
ሰላም ንዓኻ ብሩኽ ነዛ ሕቶኻ ክምልሳ እንተኾይነ ብሓሳበይ ዝውይኮነ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል ምርኣይ እዩ እቲ ዝበለጸ፡ መኽንያቱ ብንጹር ኣስፊርዎ ስለ ዘሎ፡ ኣብ ራእይ ዮሃንስ 20፡10: "እቲ ዘስሐቶም ድያብሎስውን ናብቲ እቲ ኣራዊትን እቲ ነብዪ ሓሶትን እተደርበይዎ ቐላይ ሓውን ዲንን ተደርበየ። ንዘለኣለመ ኣለም ከኣ ለይትን መዓልትን ኪሳቐዩ እዮም።" ስለዚ ንዘልኣለም ክሳቐ ምዃኒ ይሕብረና ኣሎ! ከምኡ ድማ እዩ! ሰላምካ ይብዛሕ!
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ፅቡቕ ትምህርቲ ኢኻ ሂብካና ።
@DanielDemoz
@DanielDemoz Ай бұрын
ጎይታ የሱስ ኣብዚሑ ይባርኽካ ፍልጠት መንግስቱ ይሃብካ ❤❤
@israelloveisraellove125
@israelloveisraellove125 2 ай бұрын
ኣማልኽ ጸግኡ የብዛሓልካ ሓወይ 🙏🙏🙏
@DestaYowhanes
@DestaYowhanes Ай бұрын
Tebarek
@haqiwalatmrer7739
@haqiwalatmrer7739 2 ай бұрын
ሰይጣን ብፍቃድ ኣምላኽ እዩ ዘሎ።ኣምላኽ እንተዘይፈቂዱሉ ኣይክህሉንዩ።
@hallowiegehts477
@hallowiegehts477 Ай бұрын
GBU more and more
@yorsalemSolomon-u8k
@yorsalemSolomon-u8k 2 ай бұрын
Waw tebarek memelisika tebarek buruk seb memelisika tegelex Agelglotka tsegu yebzhalka tebarek❤❤❤❤❤❤❤
@God-db9vp
@God-db9vp 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ፡ እዘን ነጥብታትካ ውን ቅኑዓት እየን፡ ስለኢ ቀጽሎ፡ ኣብዚ ግን ናተይ ሓሳብ ኣለኒ፡ ሰይጣን መንፈስ ስለዝኾነ መልክዕን ሕብርን የብሉን ብልክዕ እንተኾነ ክፉእ ምኳኑ ንምግላጽ እዩ ብክፉእ መልክዕ ዘለዎ ዝሰኣል፡ ጸሊም ምኳኑ ድማ ካብቶም ቀዳሞት ክርስትያናት ኣትሒዙ ዝመጸ እንበር በዞም ዓሌታዊ ጽልኢ ኣብ ኣፍሪዋ ዘለዎም ዝተጀመረ ኣይኮነን፡ ብቀዳሞት ክርስትያን ውጹእ ጸሊም ጌሮም ይስእልዎ ኔሮም፡ ናይ 5ይ ክፍለዘመን ስእሊ ኣለኒ ኣነ፡ ውጹእ ጸሊም ዝገበሩሉ ምኽንያት ከኣ ንጸሊም ሰብ ንምውራድ ዘይኮነ ንጸልማት ንምግላጽ እዮም ምኽንያቱ መጽሓፍ ቅዱስ ንሰይጣን ሓለቓ ጸልማት ኢሉ ይገልጾ፡ ጸልማት ከኣ ኩሉ ክፉእ ዝግበረሉ ግዜ ስለዝኾነ እዩ፡ ኣብ ስእሊ ከኣ ንጸልማት ክትስእሎ እንተኾንካ ናይ ግድን ጸሊም ቀለም ኢኻ እትጥቀም። እታ ኣዝያ ዘተሓሳስበትኒ ጉዳይ ግን፡ ባዕልኻ ከምዝገለጽካዮ እቶም ቀዳሞት ክርስትያን ንሰይጣን ይስእልዎ ከምዝነበሩ ገሊጽካ እዚ ማለት ስእሊ ይጥቀሙ ኔሮም ማለት እዩ ኣብዚ ግዜ ግን ኣመንቲ ፕርቴስታንት ስእሊ ምጥቃም ክልኩል ምኳኑ ይገልጹ እዮም ስለዚ ምስ ቀዳሞት ክርስትያን ኣይትጋጮንዶ እዚ ሓሳብ ዝብል ሕቶ ከልዕል ጌርኒ፡ የቐንየለይ፡ ብግልጺ መንነተይ ንምግላጽ ከኣ ኣነ ሰዓቢ እምነት ኦርቶዶክስ እየ።
@davesolobeloved
@davesolobeloved 2 ай бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ብሩኽ ሓወይ፡ ስለ ምትብባዕካ የመስግን! እወ ሓቅኻ እቲ እነምብቦ ምንጩ ክፈላለ ስለ ዝኽእል ዝተፈላለየ መርገጺ ሒዝና ንኸውን ግናኸ ንሰይጣን ጸሊም ገይሮም መስኣሊኦም ግብሪ ጸልማት ስለ ዝገብር ወይ ድማ ሓለቓ ናይ ጸልማት መንግስቲ ስለ ዝኾነ ጥራይ ዘይኮነስ ድማ ዓሌትነት ዝተሓወሶ ምዃኑ ድማ ብዙሓት ይምጉቱ እዮም። ንኣብነት ውን ናይ ተስፋየ ገብረኣብ ኣቕሪበዮ ኣለኹ። እቲ ቀንዲ ጉዳይ ግና ኣነን ንስኻን እንሰማምዓሉ ነገር ንምግላጽ ኢለ ዘምጻእክዎ ሓሳብ እዩ ንሱ ድማ "ሰይጣን ጸሊም ኣይኮነን" ንምባል እዩ ስለዚ እዚ እዩ እቲ ዘገድሰና። ብምቕጻል ብዛዕባ "ኣመንቲ ፕሮቲስታንት ስእሊ ይኽልክሉ እዮም" ንእትብል ነጥቢ ግና ምናልባት እታ ሕቶ ዝነጸረት ኣይመስለንን፡ ማለት መዓስ እዮም ስእሊ ከልኪሎም፡ ናይምንታይ ስእሊ እዮም ከልኪሎም። ኣበየናይ ምህሮ (Doctrine) እዮም ከምዚ ኣቐሚጦም ኣነ ንባዕለይ ውን ብዛዕባ ስእሊ ምኽልካል ዝኾነ ይኹን ክዝረብ ሰሚዐ ኣይፈልጥን። ማለት ብዝሓጸረ ብዛዕባ ስእሊ ከም ዓቢ ምጥቃም ከም ዓቢ ጉዳይ ውን ዝርአ ኣይመስለንን። እቲ ዓቢ ጉዳይ ግና ንስእልን ምስልን ምስጋድ እዩ። ስለዚ ድማ ንስእልን ምስልን ምስጋድን ምምላኽን ናባታቶም ምምህላልን ብመሰረት ዘጽ 20 ኣምልኾ ጣኦት እዩ ስለ ዝብለና ኣይተተግብሮን እያ። ሕቶኻ ቁሩብ መሊሰልካ ክኸውን ተስፋ ይገብር ሰላምካ ይብዛሕ!
@God-db9vp
@God-db9vp 2 ай бұрын
@@davesolobeloved ሐራይ ክቡር ሓወይ ኣብታ ናይ መጀመርያ ልክዕ ኣለኻ፡ ንሰይጣን ከም ጸሊም (ብሩህ ጸሊም) ጌርካ ብምስኣል ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ ዓሌታውነት ተኻይዱ እዩ፡ እንተኾነ ግን ውጹእ ጸሊም ከም ፈሓም ጌርካ ምስኣል ግን ካብ ቀዳማይ ክፍለዘመን ግዜ ሰዓብቲ ሓዋርያት ዝነበረ ሰይጣን ሓለቓ ጸልማት ንምኳኑ ንምግላጽ ዝነበረ እዩ። ኣብታ ካልኣይቲ በእምነት ፕሮቴስታንት ብዛዕባ ስእሊ ምኽልካል ሰሚዕካ ከምዘይትፈልጥ ሓቢርካኒ ኣለካ፡ መዓስን ናይ ምንታይ ስእሊ ከምዝኸልከሉ ውን ሓቲትካኒ ኣለኻ እሞ ናብ መልሰይ ክኣቱ፡ ብታሪኽ ቤተክርስትያን ከም ዝፍለጥ ኣብ ቤተክርስትያን ካብ 1ክፍለዘመን ክሳዕ ሎሚ ስእሊ ምጥቃም ኣቋሪጹ ኣይፈልጥን እዩ፡ ንመጀመርያ ግዜ ስእሊ ናይ ጎይታ ኢየሱስ፡ ሓዋርያት፡ መላእክቲን ነብያትን ካልኦትን ዝውክል ስእልታት ኣብ ቤተክርስትያን ዝተኸልከለን ብ1520ታት ምንቅስቃስ ፕሮቴስታንት ምስ ጀመረ እዩ፡ ምንቅስቃስ ፕሮተስታንት ምስ ጀመረ ኣብ ክልተ እዩ ተኸፊሉ፡ ብማርቲን ሉተር ዝምራሕ ሉተራን ዝበሃል ንስእሊ ኣብ ቤተክርስትያን ምጥቃም ይድግፍ ኔሩን ኣሎም፡ እቲ ብጆን ካልቪንን ዝቪንግልን ዝምራሕ ግን ጣኦት እዩ ብምባል ስእሊ ኣብ ቤተክርስትያን ምጥቃም ከልኪሉ ምኽልካል ጥራይ ዘይኮነ ከኣ ኣብ ፈቐዶ ቤተክርስትያናት ዝነበረ ስእልታት ናይ ምዕናውን ምጥፋእን ዘመተ ውን ኣካይዱ እዩ፡ ሎሚ ኣብ ናይ ፕሮቴስታንት ቸርች ስእሊ ዘይምህላዉ ምኽንያት ከኣ ናይዞም ክልተ መስረቲ ፕሮቴስታንት ኣስተምህሮ ውጽኢት እዩ።
@hiyabubemnet8225
@hiyabubemnet8225 2 ай бұрын
God bless you brother
@elsatecle5822
@elsatecle5822 2 ай бұрын
Ezgeabhr Ymesgen. Wulud Amlak Entkonka Ente Aminka. Nscheytan Bsm JESUS Resu Resu Knregxo Sltan Twahibna Eyu. Ane Wun Kdem Yferh Neyr, Bgoyta JESUS Slezamnku, Nschetan Ayfrhon Eye. Dem Sm JESUS Kem Hawi Eyu Zekaxaxlo.Aytfrhwo Namlak Tray Emenu. Tebareku.
@sarahaile6506
@sarahaile6506 2 ай бұрын
Kemay memelesu goyta yibarika yiwasikelka bereketna eka ❤❤❤❤
@ruthkidanesemere
@ruthkidanesemere 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@nattyasrat2078
@nattyasrat2078 2 ай бұрын
I am glad u shared this. I had similar thoughts about thiis.
@iamfree347
@iamfree347 2 ай бұрын
ሀሌ ሉያያያያያያያ ተባረክ ወንድሜ ❤❤❤❤
@SelinaMahari
@SelinaMahari 2 ай бұрын
Oww goyta ybarkka brgx amlak eyu kfrah zgbae,ሰይጣን ጎይታ ሲዒሩ ደርብዎ እዩ ስለዚ ስዑር እዩ. Amen goyta ybarkka bruk hawna......
@MibrakGerankiel
@MibrakGerankiel 2 ай бұрын
GOd bless you Dave brother
@RahwaBeyene-yq2eh
@RahwaBeyene-yq2eh 2 ай бұрын
God bless blessed❤❤❤🎉🎉🎉
@habtomgoitom1857
@habtomgoitom1857 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ምሃሪት ቪድዮ።
@semhartekle3642
@semhartekle3642 2 ай бұрын
ብሓቂ ሓቂ በልኻ ❤
@JohnKifletion-x1w
@JohnKifletion-x1w 2 ай бұрын
Nska zeytxgeb Nay Amlak seb Eka zemen hiwetka ybarek Daive bruk
@davesolobeloved
@davesolobeloved 2 ай бұрын
Amen, Thank you so much!
@kibreabhailselasi3883
@kibreabhailselasi3883 2 ай бұрын
❤❤❤ ናይ ብሓቂ ዴቮ ሓወይ ምጽጋብ ሲኢነካ አልኩ ንፉዕ ንፉዕ እግዛብሄር ኣብዚሑ እባርክካ ዝሓወይ❤❤❤
@davesolobeloved
@davesolobeloved 2 ай бұрын
Amen thank you so much!
@hannahwinner3904
@hannahwinner3904 2 ай бұрын
God bless you hawey 🙏
@wintawinta6619
@wintawinta6619 2 ай бұрын
Thank you 🙏 ❤
@makdaestifanos4159
@makdaestifanos4159 2 ай бұрын
Dave hawey bruk btaemi tekami video...tebareklna!
@tesfit.tombosa
@tesfit.tombosa 2 ай бұрын
God bless you, Dave bro...keep up the good work
@afewerkisium986
@afewerkisium986 2 ай бұрын
God bless you, brother. Keep it up.
@ghenetftwi510
@ghenetftwi510 2 ай бұрын
God bless brother keep it up
@JohnBlessedBlessed
@JohnBlessedBlessed 2 ай бұрын
Goyta yibarika Dave hawey ❤❤❤❤
@FreweyniGere
@FreweyniGere 2 ай бұрын
Zemenka ybarek memeliska tegelex❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@efizenat8712
@efizenat8712 2 ай бұрын
Dave blessed keep growing 🎉🎉🎉🎉🎉amazing 👏
@kibrommaykel5583
@kibrommaykel5583 2 ай бұрын
Hi zehena kemey aleka ntsibe alena goytay yesus kirstost 1000
@_.baddie959
@_.baddie959 Ай бұрын
Seytan men fetirwo gn
@fidelhabtom887
@fidelhabtom887 2 ай бұрын
God bless you brother 🙏❤️
@MohammedJabi-j9d
@MohammedJabi-j9d 2 ай бұрын
@josieg.2881
@josieg.2881 2 ай бұрын
Devito Devitooooo🎉🎉❤❤
@merhawigebray6197
@merhawigebray6197 2 ай бұрын
👍👍👍👍
@selamselam2754
@selamselam2754 2 ай бұрын
ትክክል ኢካ
@eminzoyahoo7329
@eminzoyahoo7329 2 ай бұрын
God bless u Devi bro 👍👍
@KiseriNeamen-oi9jl
@KiseriNeamen-oi9jl 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ቀጽሎ ሓወይ ናተይ ንፊዑ
@mesgnawabebe3071
@mesgnawabebe3071 2 ай бұрын
Betsebuq jemerika bedenqurena wodiekayo
@senaitkidane3336
@senaitkidane3336 2 ай бұрын
God bless you dave blessed
@eyobtekeste9264
@eyobtekeste9264 2 ай бұрын
You are blessed ❤❤❤❤❤
@samrawitzegeye5754
@samrawitzegeye5754 2 ай бұрын
God bless you
@EzraGushu
@EzraGushu 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@most5793
@most5793 2 ай бұрын
ኣይርእያን እየ ኣነስ😂😂😂😂 ክርእያ ኣይደለየን ሳጡ😂😂
@shamhabtom
@shamhabtom 2 ай бұрын
❤❤
@FilmonFilmon-w4y
@FilmonFilmon-w4y 2 ай бұрын
Good❤ job bro kexlo
@SemereabTeshome
@SemereabTeshome 2 ай бұрын
GBU bro kexlo
@Peter-h2v6b
@Peter-h2v6b 2 ай бұрын
Great job keep it ❤❤❤😂
@aziebtewelde1738
@aziebtewelde1738 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@Eritrea928
@Eritrea928 2 ай бұрын
No felema bzaeba kudusan melaektin komue wn nay rkusat menafstin msli zxahafe henok eu henok malet kea eti ab mexhaf kudus mexhaf henok bzbl smu texahifu zelo hade kab etom zteseweru kudusan eu
@brhanalem5387
@brhanalem5387 2 ай бұрын
ሓወይ ሰማያዊ ኮይኑ ቀይሕ ዋላ ጻዕዳ ኩሉ ሓደ እዩ ምክንያቱ ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ምስልን ሲልን ንዓካን ኣይትግበር እዩ ዝብል Exodus 20 ትግ - ዘጸአት 3: ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ። 4: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። 5: ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡ 6: ንዚፈትዉንን ትእዛዛተይ ንዚሕልዉን ግና ክሳዕ ኣሽሓት ምሕረት ዝገብር እየ። ❤
@ermiastareke-sl5dc
@ermiastareke-sl5dc 2 ай бұрын
ሰይጣን ብፀሊም ዝስኣል እቲ ፀሊም ንግብሩ እዩ ዝውክል
@Sara.alem-yi9ho9kn8o
@Sara.alem-yi9ho9kn8o 2 ай бұрын
❤🙏🙏
@kunomberhane4527
@kunomberhane4527 2 ай бұрын
100 Kabel 100❤
@brukmark7675
@brukmark7675 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ 2 ай бұрын
እንታይ ይምልከተና ስለ ምስሊ ሰይጣን ዝመሰለ ይምሰል ስሩሑ ግን ጸልማት እዩ ብዝኮነ ናይ ቁዱስ ሚካኤል ሓለዋን ሬድኤትን ኣይፈለየና ነቶም ንአምኖ ማለተይ እየ🙏
@SaliemSolomon
@SaliemSolomon 2 ай бұрын
It's not your home please..😊
@የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ
@የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ 2 ай бұрын
Amen ❤Amen ❤Amen ❤😍😇💕🙏🏾🥰🥹✝️✝️✝️
@EPLF-dg9ly
@EPLF-dg9ly 2 ай бұрын
​@@SaliemSolomon menafq wahid entay xbuk geza aleki eyu dey nski iki "evil symbol".
@SaliemSolomon
@SaliemSolomon 2 ай бұрын
@@EPLF-dg9ly haha do..😁
@AaronIssacSonofYeshwa
@AaronIssacSonofYeshwa 2 ай бұрын
@SaimonHabtu
@SaimonHabtu 2 ай бұрын
Ewey ata eza wedi kef zelewa mesitatna eko kulu agelalxa wela aykeseb like and subscribe eleka hji iye sheyfeyo bzkone kexlo nay hmam
@davesolobeloved
@davesolobeloved 2 ай бұрын
Thanks bro!
@y7k31
@y7k31 2 ай бұрын
አብ ወንጌል ማትዎስ፡ ከምዚ ዝብል አሎ ንስኻትኩሲ ስራሕ አቦኹም ድያብሎስ ኢኹም ትገብሩ ዘለኹም ? ስለዚ ብመንፈስ ካብ አምላኽ ምውላድ ዝከአል እንትርኾይኑ፡ ከምኡ'ውን ሰይጣን ሰዓብቲ መታን ክረክብ፡ ብመንፈስ ካብ ደቂ ሰብ ከውለድ ከምዝኽእ፡ ርዱእ ይምስለኒ ? ይምጉት አይኮንኩን ዘለኹ ነዛ ሓሳብካ ከተዕሙቓ ብምለት'የ ርእይቶይ ከስፍር ተቐሲበ።
@Tomas-komita
@Tomas-komita 2 ай бұрын
ንሰይጣን መን ፈጢርዎ?
@God-db9vp
@God-db9vp 2 ай бұрын
ኣምላኽ.
@Tomas-komita
@Tomas-komita 2 ай бұрын
@@God-db9vp እሞ ካብ ገጽ ምድሪ ዘይጥፈልና ብፓስተራት ጴንጥየ ኣጋንንቲ ኣደዳ መተት ኮይኑ ህዝቢ ተሳቕዩ ዘሎ
@YonasAbrha-b4d
@YonasAbrha-b4d 2 ай бұрын
N seytan zxelo gn zeytfelto seb qdus seb eyu
@weldutesfay1060
@weldutesfay1060 2 ай бұрын
ሰይጣን ሕማቅ ሓሳብ ኣይኮነንን ሰይጣን ኣካልዩ ኢልካ፡ ኣበይ ሪኻዮ ኣካል ለቢሱ?
@God-db9vp
@God-db9vp 2 ай бұрын
ኣካል ኣለዎ ማለት ስጋዊ ኣካል ኣለዎ ማለት ኣይኮነን፡ ህላወ ዘለዎ ፍጡር እዩ ማለቱ እዩ።.
@Ericommand525Gadien
@Ericommand525Gadien 2 ай бұрын
ክብሎ ደልዩ ዘሎ እዚ ጋዜጠኛ ኣይተረደኣካን፡ ንኢሰያስ ኢዩ ገሊጽዎ ህዝቢ ረጊጹ ዘሎ።
@tekleweyniYemane
@tekleweyniYemane 2 ай бұрын
Fake
@KbretTesfalet
@KbretTesfalet 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@mhretHADGU
@mhretHADGU 2 ай бұрын
🙏🙏❤️❤️❤️
@leah_vlogg
@leah_vlogg 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@amanjemal9203
@amanjemal9203 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@filmonbeyene6477
@filmonbeyene6477 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@ruthgedle4909
@ruthgedle4909 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@FilimonJonJon
@FilimonJonJon 2 ай бұрын
❤❤❤
To Brawl AND BEYOND!
00:51
Brawl Stars
Рет қаралды 17 МЛН
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41
Sigma Kid Mistake #funny #sigma
00:17
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 30 МЛН
"ኣምላኽ ቀደም ሰብ እዩ ነይሩ"
14:37
Dave Solo
Рет қаралды 12 М.
YoniSosi (ኣቐዲመ ኤመስግነካ) Dec 24, 2024
7:31
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 136 М.