No video

" ካብ ደርፊ ናብ መዝሙር "_ ልበ ብርሃን ኤደን ዘማሪት ኮይና .....

  Рет қаралды 22,947

Unique Show

Unique Show

Ай бұрын

If you're looking for inspiration and motivation, or if you're just curious about the world around you, then Unique Show is the channel for you. Subscribe today and start watching interviews with unique people from all over the world.
✅ ንሓበሬታ ይደውሉ Contact us
📶 +251921588398
09 56 40 59 03
Email hanielsami.d@gmail.com
✅ብጣዕሚ ገረምቲ ቪድዮታት Unique show /ዩኒክ ሾው
ብፆተይ ኣብ ሜዳ ተሪፎም ▶ • ኣዝዩ መሕዘኒ ዕላል ምስ ኣርቲስት ...
ናይ ትግራይ ሕቡእ ካሜራ ማን ▶ • ⭕️ ናይ ትግራይ ምስጢራዊ ካሜራ ማ...
ኢድ ካይሃለዋ ኮከብ ተኳሲት ኮይና ዝተመዝገበት ▶ • ካብ TDF ኮከብ ተኳሲት ኮይና ዝተ...
ብዘይ ኢድን እግርን መኪና ዝዝውር ሰብ ▶ • ብዘይ ኢድ_መኪና ዝዝዉር መስተንክር...
ዝኾነ ይኹን ህንፃ ብእዱ ተገልቢጡ ዝወርድን ዝድይብን ▶ • 🛑 " ብኽሳዱ_ መኪና ዝጎትት መ...
✅ Our Other Social Media Profiles
KZbin:shorturl.at/krFUX
Facebook: rb.gy/i2xwqu
===========================================================================
Subscribe Now Here 👉▶ / @uniqueshow.
===========================================================================
#unique Show
*Unique show
#ዩኒክ ሾው
##uniqueshow
#news
today#lokesh kanagaraj interview#eritrean movie#dw news#xrp news today
#eritrean music#israel news today live tv#today's news#fox news today#fox news today
#fox news today breaking news#ebsethiopian movie#ethio forum#eritrean film 2023#msnbc news today#new eritrean movie 2023#ethiopia#mezmur orthodox eritrea#mezmur protestant#eritrean movie 2023 new today#gere emun#eritrean music 2023#tigray tv#abel birhanu#eritrea
eritrean film 2023 new today
tigray media network
joseph stalin
dw flame
death of stalin
tmh tigray media house
mcdonald's fries
mcdonald's drive thru#Alamata#Korem#Humera#wekayt
zara tigray
the death of stalin#ኮረም#ኣላማጣ#ራያ#ሑመራ#TDF#Fano#የድል ዜና
isreal war live#tolosa ethiopia#mahlet gebregiorgis#dimtsi weyane#dw tv tigray
#kidase ethiopian orthodox church#gmn tv ethiopia#fano amhara
#solomon yikunoamlak#fano music#getachew reda#donkey tube comedian eshetu#tigray media house#fano amhara today news#amhara fano#enda thsh#tigray tv news today#tigray media#tigray news today#dimtsi weyane tv#ኢትዮ ፎረም #ethio forum today #Hu
#DV 2026 #Hazen #Tigray TV #Unique Show#new Idea#መርድእ#ብሔራዊ ሓዘን
#Dimtsi Weyane News #DV Amhara Region#Eritrean new music
#Amhara Region#israiel War#Selomon Tesfay #2024#ዝኽሪ ተጋደልቲ#ሓዘን ትግራይ
#Fano#Today news#israel war#Hamas war#israel video #መርድእ ትግራይ#የትግራይ መርዶ
#gazal #እስራኤል#ኢስራኤል#Ethiopian War#Today News#
#Donkey tube#New Eritrean Music#new ethiopian movie
#music festival Topic#Music#New Ethiopian Music#new Isreal
#New Ethipipian Tiktok#news#اثيوبيا#New Ethiopian Music2016
#New Ethiopian Movie#Embassy of Ethiopia#lousiana #New Music
#New Funny Video#New motivational video#new Ethiopia news
#New EthiopianMovie #2024 ##2024#New Video#New RElaxing Video
#Amhara Region #Amhara War#Amhara Region#Amhara Force
#Tigrigna new music#New Ethiopian News#Ethio 360#ድንቅ ልጆች#How to make
KZbin ፋኖ #comedian Eshetu#donkey tube #new Ethiopin orthodox mezmur
new Ethiopia Orthodox tewahdo mezmur#All in one mezmur All in On music
#መዝሙር መዝሙር#tigrigna mezmur#ትግሪኛ መዝሙር#ኣባ ገብረ ኪዳን ግርማ
Fews menfesawi#Aba gebre kidan girma#Aba gebre kidan #new eritrean movie#ብሄራዊ ሓዘን ትግራይ#ዕላዊ መርድእ ጀጋኑ#መርድእ ጀጋኑ ሰራዊት ትግራይ#ትግራይ ሚድያ ሁውስ#Zara media network
ሀ ሁ ሂ ሃ ሄ ሂ ሆ ለ ሉ ሊ ላ ሌ ል ሎ ሐ ሑ ሒ ሓ ሔ ሕ ሖ ረ ሩ ሪ ራ ሬ ር ሮ ሰ ሱ ሲ ሳ ሴ ስ ሶ መ ሙ ሚ ማ ሜ ም ሞ
#eritrean movie#ethiopian music#eritrean music#ebs#eritrean film 2023
#mezmur orthodox ethiopian#eritrean comedy#mezmur protestant#mezmur orthodox eritrea
tigray music#tigray interview#new eritrean interview#tigrigna interview#tigray culture
tigray culture#tigray culture#funny ethiopian interview#Ethiopian#interview show
#reality show today#new reality show##reality show today#new reality show#interview eritrean artist#trending reality shows#eritrean talk show#Unique Show
dawit eyob comedy
eritrean comedy 2024
shima leyti eritrean movie
enda zmam
mahlet gebregiorgis
tigray music 2024

Пікірлер: 410
@Melat-T
@Melat-T Ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ብርሃን ዓይንኺ ይክፈተልኪ ምዓረይ ቀጽልዮ እዚ እዩ ናይ ዘልኣለም ስንቅና✝️🥰
@WejeratAdey
@WejeratAdey Ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉🎉
@selamselam7608
@selamselam7608 Ай бұрын
ንበርተሜዎስ ዝፈወሰ ኣምላክ ዳዊት ብርሃን ዓይንኺ የብርሃልኺ ሓፍተይ ናተይ መንፈሳውነት ክዓ ቀጽልዮ🥺💙
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 14 күн бұрын
ኣሜን😢
@Samsunga23-ks9jv
@Samsunga23-ks9jv Ай бұрын
ጎወዝ ደርፊ ሓጥያት እዩ ከም ባህሊ እሉ እዩ ተቀብልዎ ዘሎ ዝሰብ እንበር ከምቲ ልአምላክና ብመዝሙር ክነመስግኖ ከለና ደርፊ ውን ልሸይጣን እና ነመስግን ዘለና አሕዋት ነስተውዕል🙏♥
@user-ez4kk3nj9c
@user-ez4kk3nj9c 28 күн бұрын
ትክክል❤❤
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly Ай бұрын
ኣጀኺ ክንሕግዘኪ ኢና ኣበይ እያ ትነብር ስልካ ለኣኹልና
@FunnyCookingApron-dj3it
@FunnyCookingApron-dj3it Ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም😊 ጽባሕኮ ባሕቲ እዩ ናይ በረከት ናይ ጠለለት ይግበረልና ጽብቅ እንሰምዐሉ ወርሓት ይግበረልና እመብርሃን ትሓልወና😊😢
@WejeratAdey
@WejeratAdey Ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉
@user-fh1nb6ym7e
@user-fh1nb6ym7e Ай бұрын
ኣሜን ምቅርትይ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@godislove8937
@godislove8937 Ай бұрын
አነስ ክተዐል ከላ ለበለ ዩ ንብዓት ዝቅድመኒ ብቁንዕ መንገዲ ስለዝመጻኺ ደስ ኢሉኒ አምላክ መንገድኺ የቅንዐዮ ዙደርፊ ግን ይቅረኺ ነብሲኻ ዩ ዘጥፍእ ኩሉመና ሽኮር ቅንዕና ግልጽነት ነጻነት ዓርሰ እምነት ዋውው ተባረኪ ዛምበይተይ❤✝️🙏! አብ መቐለ ምስመጻኹ ሓቂፈ ተዝስዕመኺ ደስ ምበለኒ
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Ай бұрын
ኣሰይ ዝሓፍተይ ዙ ቃላታ ስ ናብ መሬት ጥብ ዘይብል ክንደይ ኸ ትልብም እያ ምቅርተይ አብ ቤቱ የንብርኪ ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና ተስፋ ይገብር ብመዝሙርኺ ትመጽና ኣጆኪ በርትዕልና ብርሃን ልኮነ ጎይታ ሒዝኺ ዓይነ ስውር አይኾንኪ ምክንያቱ ልብኺ ብሩህ እዩ ክንደይ ኣለና ምስ ዓይንና ግን ዘይርኢ ልዓወርና ኣጆኪ ቀጽልሉ ኣብ ጉንኺ ኣለና🙏❤🎚ካልኣይ ክፋል ንጽበ ኢና ክቡር ጋዜጤኛ ስለ ዝተቋረጸ🙏ንዓኻለ ክብሪ ይግብኣኻ
@user-ft3lg3zd8k
@user-ft3lg3zd8k Ай бұрын
መጨረሻኡ ያስምረልኽ እዚ ሙዝቃ ሓድግኽ ናብ መንፈሳዊ ህይወት ትጥቕልል እግዚአብሔር ይሓግዝኽ አይዞኽ በርትዕ ናይ ልቢ ዓይኒ ሞልኡ ህቡኪ ፈጣሪ እግዚአብሔር ይመስገን🎉❤
@meritubemeri
@meritubemeri Ай бұрын
እሰይይይይይይ ተመስገን በጃኪ በዚ, ድምፅኪ ዘምሪ ፈጣሪ አመስግኒ ዓይንኪ ይክፈተልካ ፈጣሪ😢😢❤❤🎉🎉🌷
@hfu2800
@hfu2800 Ай бұрын
ክብርተይ እቲ ሓቃዊ መንገዲ ሐዚ ረኪብክዮ በርትዒ እዝጋብሄር አምላኽ ብርሃን ዓይንኪ ይክፈተልኪ ፀጉኡ ይዓድልኪ ዛምበይተይ❤❤❤❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey Ай бұрын
ደምርኒኒ🎉🎉
@mezmurmariyam-ys7dd
@mezmurmariyam-ys7dd Ай бұрын
ዝማሬ መላክት የስማዓልና ፀግኡ የብዝሓልኪ ፈፃሚት ይግበርኪ ✝️🤲
@abadihagos3846
@abadihagos3846 Ай бұрын
ያስማልን ብትግርኛ ?
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly Ай бұрын
ኣሰይይይይ ዛምቅርቲ ሓፍተይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ይብርኽን ይቐድስክን❤
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs Ай бұрын
እግዚእብሔር አምላክ አብ ቤቱ የፅንዕኪ ዛበይተይ❤❤❤ በይዛኩም ትምህርቲ ሰንበት ዘለኩም አብ ጎደና ኩኑ ብፋይናንስ አብ ዘድልያ ድማ ናብ ሾሻል ምድያ አውፅእኩም ከም እትሕገዝ ግበሩ❤❤ መድሃንአለም ብርሃን ዓይንኪ ይመልሰልኪ❤
@user-he7zd8dk9i
@user-he7zd8dk9i Ай бұрын
ብምንታይ ንረኽባ ንኽእል
@user-hr5ms5jm2n
@user-hr5ms5jm2n Ай бұрын
ናይ ብርሃን አምላክ ብርሃን ዓይንኪ ይክፈተልኪ ማዓረይ🙏
@frehiwotdebesom8364
@frehiwotdebesom8364 Ай бұрын
እዝጋቢሄር ዓይነ ብርሃንኪ ይክፈተልኪ ህፃነይ❤❤❤
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ልበ ብርሃን ክብርቲ ሓፍትና ኣብ መንፈሳዊነትኺ ክትቅፅሊ እመ ኣምላኽ ብጸሎታ ትደግፍኺ መዓረይ ብርሃን ዓይንኺ ይመልሰልኺ 🙏❤🙏
@user-jy5pl7fu6h
@user-jy5pl7fu6h 10 күн бұрын
ዝማሬ መለአክቲ የስመዐልና ክብርቲ ኣፍትና ፀግኡ የብዘሐልኺ ብርሃን ዓይንኪ ይክፈተልኪ ፈጣሪ🤲😓
@GvdGsj
@GvdGsj Ай бұрын
እግዚአብሄር ይመስገን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ደርፊ ነውሪ ይኡ ፈጣሪ አይፎትዮይ በርቲዒ
@hadaskidanekidane5199
@hadaskidanekidane5199 Ай бұрын
ማዓረይ ተመስገን ጸጉኡ ይብዛሓልኪ አብ ቤቱ የንብርኪ ጽቡቅ ጅማሮ አምላከ እስራኤል የፍጽምኪ❤️🙏
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l Ай бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን እቲ ዝበለፀ ሂወት ዘዉህብ መሪፅኪ ካብ ደርፊ❤
@selam801
@selam801 Ай бұрын
ልዑል እግዚአብሔር ዓይነ ብርሃንኺ ይኽፈተልኺ አብ ቤቱ የጽንዕኺ ወለላይ😊❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey Ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉🎉
@Genet120
@Genet120 Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ብርሃንኪ ዓይንኪ ይክፈተልኪ መዓረይ ቀጽልዮ ❤❤❤
@wskn7283
@wskn7283 Ай бұрын
ወለላይ ዓይኒ ብርሃንኪ ይዓድልኪ ጎይታ ሰራዊት❤
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s Ай бұрын
ተመስገን❤ፈጣሪ ኩሉ ኣለም❤እሰይ❤ናይ❤ዘልኣለም❤ህይወት❤እዩ መዝሙር❤ብርሃን❤ዓይንኪ❤ይክፈተልኪ❤ዝሓፍተይ❤❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey Ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉
@Rshanmebrahtom
@Rshanmebrahtom Ай бұрын
ኣምላከ ተዋህዶ ፀግኡ የብዝሐልኪ ሓፍተይ ደስ ኢሉኒ
@user-ez4kk3nj9c
@user-ez4kk3nj9c 28 күн бұрын
እሰይ ዝያዳይ ልኡል እግዚአብሔር ዓይነ ብርሃንኺ ይመልሰልኺ ብቤቱ ያፅንዕኪ ፀጋኡ የብዘሐልኪ🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️
@user-ri6dw4hu7j
@user-ri6dw4hu7j Ай бұрын
መዲህን ኣለም ኣቦይ ኣብቃረባ እዋን ብረሃነ ዓይና ኣሪእየና ቅዲስት ዲንግል ማሪያም ኣደይ ምሳኽ ቱኹን. ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስምዐልና ምቅሪተይ ትፊለይ እወ ዱሱሩ❤❤❤😢
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ብርሃንኪ የብርሀልኪ ዛሓፍተይ እዙይ እዩ ናይ ዘለአለም ህይወትና ሰላም ህዝበና በርትዒ በርትዒ🎉⛪❤💜
@abebagrmay2619
@abebagrmay2619 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝሓፍተይ እግዚኣቢሄር ዓይኒኺ የብርሀልኺ
@user-nn9gh7nr4i
@user-nn9gh7nr4i Ай бұрын
እግዚኣብሔር ብርሃንኪ ይክፈተልኪ ምቅርተይ ጀማሪት ተይኩነስ ፍጻሚት ይግበርኪ ኣብ ቤቱ የንብርኪ🥰🥰
@user-hq9pw6up8b
@user-hq9pw6up8b Ай бұрын
እግዛብሔር ኣምላክ ብርሃን ዓይንኽ ይኽፈተልኽ እዛ ሓፈተይ ዝማሬ መልኣኽት ያስመዐልና 🙏🙏🙏
@ንግዜ
@ንግዜ Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ማዓርይ እዋውውው ኣጀኪ በርትዕ
@sarahwelcome2560
@sarahwelcome2560 Ай бұрын
ተመስገን አምላክ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሐልካ ዘሓፈተይ ስላሴ ናዓይ ዘማሓረ ይማሓርኪ ❤❤❤
@FiyoriGebretsedkan
@FiyoriGebretsedkan Ай бұрын
ኤዱየ ልዑል እግዚአብሔር ዓይነ ብርሃንኪ ይክፈተልኪ በርትዒ ሓላለይ
@fderfeet7866
@fderfeet7866 Ай бұрын
ዝማሬ ሙላእክት የስመዐልና ክብርተይ እግዚአብሔር ኣምለክ ዓይነኺ የብርህልኺ ወለልኤይ
@HaregeweyniTesfamariam
@HaregeweyniTesfamariam Ай бұрын
እሰይ ምቅርቲ ሓፍተይ ዓይነ ስዉር ኣይኮንክን ኣብዛ ዓለም ምስ ዓይንና ከለና ዘይንርኢ ዝዓወርና ቡዙሓት ኢና ንስኺ ግን ልብኺ ቡሩህ እዩ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ጸግኡን ጥበቡን መመሊሱ ይዓድልኪ ሙሉእ ጸጋ ጥዕና ይሃብኪ እቲ ኩሉ ዝኽእል ኣምላክ ሞ ዝመጸኪ ነገር ዋላ ሓደ የለን ኣጆኪ ሓላለይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Hareg675
@Hareg675 Ай бұрын
ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ ኤዱየ ዛጓለይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና🤲🤲🤲
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 Ай бұрын
ተመስገን ሰሚሩለይ ሓሳብ ልበይ ተመንየኪ ነይረ ብዙድምፂ እዙይ ንመዝሙር እየ ተመንየልኪ ነይረ❤❤❤❤
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 Ай бұрын
እሰይይ ክብርተይ እቲ ሓቃዊ መንገዲ ሐዚ ረኪብክዮ ብርትዒ እግዚኣብሔር እምላከ ብርሃን ዓይንኪ ይክፈተልኪ ፅጉኡ የዓድልኪ ማዓረይ🤲🤲❤❤
@Samira-it6jh
@Samira-it6jh Ай бұрын
ስብ ዝደሕነዳኣ ፀሎት ብምገባራ ቃል እግዚአብሔር ምስማዕ❤❤❤❤❤
@Mariam-yd1vb
@Mariam-yd1vb Ай бұрын
እሰይ ተመስገን እግዛብሔር❤ባዕሉ መዳሓን ዓለም ልብ ብራሃንኽ ይኽፈተልኽ ዝያዳይ❤👏
@merigereziher-wc2uv
@merigereziher-wc2uv Ай бұрын
ኤዱዋይ እግዚአብሔር ኣምላክ ብርሃን ዓይንኪ ይክፈተልኪ ዛሓፍተይ መጨረሻኪ የፀብቀልኪ
@user-mo2sz4vp3q
@user-mo2sz4vp3q Ай бұрын
እግዝኣብሄር ኣምላኽ ብርሃን ዓይንኺ ይክፈተልኪ :ሓሳብ ልብኺ ይስምረልኪ : ኣብ ትደልዮ የብፅሕኺ ኤዱ ሓፍተይ።❤ ኣነ ብወገነይ በገና ተማሂርኪ ክሳብ ትውድኢ ወርሓዊ ክኸፍለልኪ ይክእል እየ።
@user-yt7mz9xh7t
@user-yt7mz9xh7t 6 күн бұрын
ኣሰይ ምቅርቲ ቀፅሉሉ ኣጆኪ ዝሓፍተይ ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን💛❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@Mebrahtey
@Mebrahtey Ай бұрын
ኣሰይይይይ እንበተዋይ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና አብ ቤቱ የንብርኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ማዓረይ💙💙🙏
@eyfryyf3929
@eyfryyf3929 Ай бұрын
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ፀጋኡ ይብዘሐልኺ ማዓረይ አይዛኺ ቃፁሉሉ❤❤
@user-te3op2xb8l
@user-te3op2xb8l Ай бұрын
“ዝኣመነን እተጠምቀን ኪድሕን፡ እቲ ዘይኣመነ ግና ኪዅነን እዩ።” - ወንጌል ማርቆስ 16፥16 ቀጺሉ እምነትን ግብርን ኣጣሚሩ ዛሓዘ ይድሕን።
@brhankiros
@brhankiros Ай бұрын
ኣሰይ ምቅርተይ እግዚኣብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና
@frezghiokube3241
@frezghiokube3241 Ай бұрын
ቦታአ ረኺባታ ዛሓፍትና ኣቤት ብርሃን ሙንገዱ ከርእየካ ከሎ ፈጣር ፡እረ ክንደይ ደስ ክብል ኢዩ። እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን።
@milimili8834
@milimili8834 Ай бұрын
አሰይይ እግዚብሄር አብ ቤቱ የጽንዕኪ ዓይኒ ብርሃንኪ ይክፍተልኪ ቀጽልሉ እዙ እዩ ናይ ዘላአለም ስንቅና
@amnaslama4484
@amnaslama4484 Ай бұрын
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ዝያዳይ ደስ ዝብል ድምፅ ኣለክ ብመዝሙር ክትመፅእና ተስፋ ንገብር ማዓረይ❤❤❤❤
@user-ff4wr8gb2n
@user-ff4wr8gb2n Ай бұрын
❤❤❤ እግዚአብሔር አምላኽ ብርሃን ዓይኒ ያብረሃልኪ ዛምቤተይ አብ ቤቱ የንበርኪ እስከ መጨረሽታ
@SadSad-oo9vv
@SadSad-oo9vv 16 күн бұрын
ባሓቂ እግዚአብሔር አምላክ መፈጸምኢቱ ይሰመረልኪ
@tetet5536
@tetet5536 Ай бұрын
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ቤቤቱ ያፅናሸ በረቺ
@evacell668
@evacell668 Ай бұрын
እሰይይይ ምቅርተይ ፡ብርሃን ዓይንኪ ይግለፀልኪ እግዚአብሔር አምላክ
@FgRr-yc1wg
@FgRr-yc1wg Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዕልና ዘሓፍተይ ዕድመን ጥዕና ይሃብክ
@goitomhalemchl7151
@goitomhalemchl7151 Ай бұрын
እግዛአቤሄር ኩሉ ይካአሎ እዩ አጀኪ ምሕረት ከልእከልኪ እዩንብራሃን ዓይንኪ ሓውና ለ ብጣዓሚ እካ ትድነቅ ብወገነይ ፍትው እየ ዘብለካ ቀፅለሉ ❤❤❤🎉🎉🎉
@letayamare9763
@letayamare9763 Ай бұрын
Zmare melakt yesmealna Newih Edmen tienan yhabki Egziyabiher amlak 🙏 ♥️ btaami tsubuk mezmur eyu Ajoki zehaftey ❤❤❤
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ብርሃንኪ ይክፈተልኪ ማዓረይ ❤❤❤❤❤
@ygft2873
@ygft2873 Ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ዛሓፍተይ 🙏🙏
@user-qb9gl6nc7o
@user-qb9gl6nc7o Ай бұрын
ማዓረይ😢❤❤❤❤❤❤❤ ብርሃን ሓፍትኪ ይክጸፈፈተልኪ😢🙏🙏🙏
@asoalasoal7642
@asoalasoal7642 Ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰመአና ልበ ቡሩህ ሓፍትና❤❤❤
@kaleabAL
@kaleabAL Ай бұрын
ኣቤቱ ያፅንዕክ እግዚአብሔር ማዓረይ🙏🙏🙏
@Redairise
@Redairise Ай бұрын
ኣሜን
@SrafialSened
@SrafialSened Ай бұрын
እግዚኣብሄር ብርሃን ዓይንኪ ይክፈተልኪ ኣጀኪ ቀጽልዮ
@hebrathadushe9318
@hebrathadushe9318 Ай бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስመዕልና በሐቂ❤❤
@Zaydaaerigwy
@Zaydaaerigwy Ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ መጠርሽታኪ የፀብቀልኪ ብመንፈሳዊ ሂወት ቀፅሊ ድምፅኪለ ክጥዕም መዝሙር ❤
@user-uw5ze2pi1i
@user-uw5ze2pi1i Ай бұрын
ምዓረይ እግዚኣብሄር ምሕረት ያዉርደልክ 😢😢😢😢
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ብርሃን ዓይንኪ ይክፈተልኪ ❤❤❤🎉🎉🎉
@user-mr5hp9wk3l
@user-mr5hp9wk3l Ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ዛምበይተዋይ ኣምላኽ ፀግኡ የብዘሓልኪ ክብረተይ ብዝከኣለኒ ናይ መዝሙር ግጥምታት ክህበኪ ቃል ይኣቱ ዛምበይተይ በርትዕለይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@WejeratAdey
@WejeratAdey Ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉
@user-rf8ho4mv8v
@user-rf8ho4mv8v Ай бұрын
Ajiko zhafeta Mary Amlke adme teana yehabke ❤❤❤❤❤
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq Ай бұрын
ቃደማኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የንብርኪ መዓሪተይ ኣብ ጎና ኮይኑ ዝሕግዛ ሰብ የድልያሎ በተለይ ኣብ ትምህርቲ ሰንበት ዘለኩም ኣብ ጥቅኣ ዘለኩም ሰባት ብጣዕሚ ንፍዕቲ ለባም ቆልዓ
@swswit6568
@swswit6568 Ай бұрын
እግዚብሔር ብርሃን ዓይንኽ ይኽፍተልኽ ኹሎም አርተደክሳዊያን ደርፍት ዘመርት ይግበሮም ሰናይ ትምንተይ ይኡ❤❤❤❤
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly Ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ቃለ ህይወት የስመዐልና ዛሓፍተይ
@ifhd4442
@ifhd4442 Ай бұрын
እግዚአብሔር ዓይነ ብርሃንኪ የብረሀልኪ ምቅርተይ❤❤❤🎉🎉
@user-ws1on3yj4e
@user-ws1on3yj4e Ай бұрын
ተመስገን ዛሓፍተይ እግዚአብሔር ብርሃን ዓይንኪ የብርሀልኪ ዛሓፍተይ አቦታት ድያቆናት ተሐበበርዋ መዝሙር ብቻ ዘይኮነን ዘድሊ መጀመርያ ብደቢ ተተሚሂረ መንፈሳዊ ባዕላ ክትዝምር እትክእል በዓልቲ ምልእቲ ተስፋ እያ
@user-zj1gh2ow3w
@user-zj1gh2ow3w Ай бұрын
ምዐረይ አምላኽ ብርሀንኪ ይመልሰልኪ !!
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b Ай бұрын
አምላክ ብራሃን ዓይኒኪ ይክፈተልኪ ዛሓፍተይ
@user-lh6pt7ts1i
@user-lh6pt7ts1i Ай бұрын
ወለላይ እመ ኣምላክ በኣማልድነታ ፅላል ተንብርልኪ
@ኘነመመ
@ኘነመመ Ай бұрын
ደስ ዝብል ኤዱ ሓፈተይ እግዚአቢሄር ብጥበቡ የዕብኪ ናይ ልበይ ዝገበረለይ ክብሪ ይኩኖ ንእግዚአቢሄር አምላክና እንታይ አለዋ ዘማሪት ትትከነልና ኤዱ ሓፈተይ ክበል አየ ነይረ አቲ ናመጀመርያ ቃለ ማሕትት ሰሚዐ እሞ መፈፀምትኩ የፀበቀልኪ
@Srgutmedia
@Srgutmedia Ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክና የፅንዕኪ ከም ሥርጉት ሚዲያ ክንሕግዘኪ ዝግጁ ኢና
@Srgutmedia
@Srgutmedia Ай бұрын
youtube.com/@srgutmedia?si=GE4U5iyzxA-w16aA
@user-ss5ml4zo6o
@user-ss5ml4zo6o Ай бұрын
ፈጣሪ ብርሃን ዓይነኪ ይክፈተልኪ ማዓረይ❤❤❤
@TsuscsBshag-uc8ow
@TsuscsBshag-uc8ow 3 күн бұрын
እመብርሃን ተብርሀልኪ ሓፍተይ ናተይ❤
@user-wy3dk9gc6i
@user-wy3dk9gc6i Ай бұрын
አሰይይይይ ብጣዕሚ ደስስ ዝብልል 🎉❤❤እግዚአብሔር አምላኽ ጥበቡን ምስጥሩን ይግለፀልኪ ዝሓፍተይ❤አጆኺ ቀፅልዮ 🎉
@Redairise
@Redairise Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@user-kc9eg8mj7q
@user-kc9eg8mj7q Ай бұрын
እስይይ ቅፅለሉ ማዓረይ ፀጉእ ይብዘሕልኪ
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላኽ ብርሃን ዓይንኪ የብረሃልኪ ህያበይ አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላኽ ብመንፈሳዊ በርትዓ ንክትቀፅል ብቀረባ ዘለኩም ብርሕቅ ነበራታትዐያ ካብቲ ናይ ዓለማዊ ደርፊ ናይ ዘለአለማዊ ሂወት ዝስእን እዩ😢 ምቅርተይ ንዓና እዉን ዓይንና እናረአና ልብና ዓዉሩ ዘሎ የብረሀና😢😢😢
@user-em9bo5px1y
@user-em9bo5px1y Ай бұрын
እስይይይይይ ጸግኡ የብዝሐልኪ ማዓረይ ፡፡ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Abrhet_tube19
@Abrhet_tube19 Ай бұрын
ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ስጋኪ የብርሀልኪ ቀፅልሉ ዝሓፍተይ እቲ ጥዓም ድምፅኪ ንእግዚአብሔር እናዘመርኪ እናወደስኪ አሕጉስዮ ሰናይ ኢኪ መርፅኪ ፈጻሚት ይግበርኪ እግዚአብሔር አምላክ ኤዱየ❤❤❤❤
@user-dj3yj4uc2h
@user-dj3yj4uc2h Ай бұрын
እግዚአብሔር ይሐግዝኪ ኤዱ ❤❤❤
@geezlanguageoftigray3282
@geezlanguageoftigray3282 Ай бұрын
እግዚአብሔር ጥበቡ ይግለጸልኪ መዓረይ እግዚአብሔር ክተመስግኖ ክሓርየካ ተሎ ግሩም እዩ❤
@user-ij5yc1ir7y
@user-ij5yc1ir7y Ай бұрын
Fetari kulu alelem brhan aynu ykfetelki zhaftey mearey ❤❤
@user-nb4nl3me4l
@user-nb4nl3me4l Ай бұрын
ተመስገንንን❤❤❤
@user-uq9hz5ss4e
@user-uq9hz5ss4e Ай бұрын
Asey zhaftey haftki ertrawit eye Nay behaki eye zefetweki amlak mesaki yekun ❤❤❤
@jerusgeb4791
@jerusgeb4791 Ай бұрын
God bless your spiritual journey and I love your voice
@zerayberhanu5873
@zerayberhanu5873 Ай бұрын
ትክክለኛ ምርጫ እዩ ትክክለኛ መንገዲ የፈፅምኺ ሓፍተይ።
@user-xb4rk1nv5k
@user-xb4rk1nv5k Ай бұрын
አሰይይይይ ተመስገነ አቤቱ የፅንዕኪ ዝያዳይ❤ ዝታሓጎስ ይዘምር/ ዝተፀነቀ ይፀሊ እዩ ዝብል እቲ ቁዱስ ቃሉ እሞ እናዘምርኪ አቤቱ የፅንዕኪ ፈጣሪ
@LuwamSahle
@LuwamSahle Ай бұрын
Egizabher amlak ayni birhan yikftelki haftey🥰🙏
@user-he7zd8dk9i
@user-he7zd8dk9i Ай бұрын
ዝማርየ መላእኽቲ የስመዓልና ክብርቲ ሓፍተይ ኣብቲ መዝሙር የሐሸኪ ወለላይ ምስ እግዚአብሔር ብርሃን ዓይኒኺ ይኸፈተልኺ
@hebrathadushe9318
@hebrathadushe9318 Ай бұрын
ጎበዝ❤❤❤❤እግዚአብሔር ይሓግዝኪ
ዮአዳን (ክፍል 22)
28:30
ለዛ
Рет қаралды 378 М.
小丑把天使丢游泳池里#short #angel #clown
00:15
Super Beauty team
Рет қаралды 30 МЛН
Викторина от МАМЫ 🆘 | WICSUR #shorts
00:58
Бискас
Рет қаралды 6 МЛН
Get 10 Mega Boxes OR 60 Starr Drops!!
01:39
Brawl Stars
Рет қаралды 10 МЛН
Comfortable 🤣 #comedy #funny
00:34
Micky Makeover
Рет қаралды 16 МЛН
ስራሕቲ ምልላይ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ አብ መኮኒ ራያ ትግራይ ብ ኦስካር ፕሮሞሽን
25:09
" ኣብ ምረቓይ መዓልቲ ኣደይ ሞይታትኒ "
28:54
小丑把天使丢游泳池里#short #angel #clown
00:15
Super Beauty team
Рет қаралды 30 МЛН