No video

ካብ ምንፍቕና ዝተመልሰት ሓፍትና( ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ ) ናብ ኩሉ ሼር በልዎ

  Рет қаралды 26,647

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

2 жыл бұрын

Пікірлер: 436
@user-zl1gb1dv3r
@user-zl1gb1dv3r Жыл бұрын
አስይ ተመስገን ስልጣነይ ቃልህወት ያስመዐልና ክብር መምህርና እንካዕ ናብታ ቅዱሲትን እሙንትን ሃይማኖትክ መለስክ ሓፍተይ ስልጣነይ ናይስደት መምህርና ናይ አጎልጉሎት ዘመንኻ እግዝአብሄር ይባርኮ ተመስገን አሕዋተይ ንጠንቀቅ አሕዋተይ አብስደት ዘለና
@user-rw2ho7nl6s
@user-rw2ho7nl6s 2 жыл бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃካ ኩቡር መምህርና አነዉን ደልየካ አሎኩ ስልጣነይይ ሓንቲ ሓፈተይ አላ ናብ መስሉም ዝተለወጠን አቡ ሱዑዱ አብያቶም አላ ንሕዋታ ሎቱ ስብሃት ንጎይታና ሕጂ እዩ ዝዉለድ ነብዪይ እዩ እናበለት ምሳአተን ትሰግድላ ሎቱ ስብሃት ብፆሎቱኩም ዘኩሩዋ አሕዋተይ አንሕና እዉን ንበርትዕ አሕዋተይ ብተለይ ዓዲ ዓረብ ዘለና አሕዋተይ ብእምነትና ዝመፀናስ ንበርትዕ ዳአ ደቃ ተዋህዶ አምላክ አብ እምነትና የፅነዐና አሜን፫
@user-vz8ov4sv7j
@user-vz8ov4sv7j 2 жыл бұрын
ብሓቅ አነስ ብጣዕም እየ ዝሓርቅ ሀይማኖተን ቀይረን ክርእ ከለኹ እግዚአብሔር አምላክ አብ እምነትና የፅንዐና መድኃኔዓለም ስደትና አሕፅሩ ብሰላም ነብ ዓድና ይመልሰና🙏🙏🙏❤❤❤❤
@user-nm5kw3tw7u
@user-nm5kw3tw7u 2 жыл бұрын
ከም ናተይ ርክባ ናይ መዳመ ሓንቲ ዝንብርት ሰብይቲ ወድይ ትኮን እኪ እናብልትኒ ነይራ😓
@God-db9vp
@God-db9vp 2 жыл бұрын
@@user-nm5kw3tw7u እምቢ ዶ ኢልክያ
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 жыл бұрын
@@user-nm5kw3tw7u ውይይ ግርማዊተይ 😢 እሞከ ሕጂ ከመይ አሎ ናይ ቀደም ዓረብ ድያ እመብርሃን ትሓልወለይ❤️
@user-bf1xg2by5d
@user-bf1xg2by5d 2 жыл бұрын
ስብሃት ን እግዚአብሔር አምላክና ይኩን በስመ ስላሴ ብፀልትክን ብምክርክን ደግፍያ ንስስ እያ ዓቅምኪ ክብርተይ አጀኪ ማዓረይ
@milihayle6384
@milihayle6384 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓለ ሂወት የስመኣልና ⛪️🙏🙏🙏
@user-dj4hv3pk8h
@user-dj4hv3pk8h 2 жыл бұрын
እንካዕ ስላም መፃካ ክቡር ዲያቆን ስልጣን ሓዉና ብዝተረፈ እግዝአብሄር አምላክ አብታ ቅድስቲ እምነታና ፀኒዕና ክነብር ናቱ ቅዱሱ ፍቃዱ ይኩነልና ካብኡ ካአ ሓፍትና ካአ እንኮዕ ፈጣሪ ማሓረኪ ብዝበለፀ ካዓ ኩለና አብ እምነትና ፀኒዕና ክንነብር ናቱ ስናይ ፍቃድ ይኩነልና ብሕልፊ አብ ዓዲ ዓረብ ዘለና አምላካ ካብዛ ሕማቅ ዓዲ የዉፃአና
@samiberhanesamiboy6075
@samiberhanesamiboy6075 2 жыл бұрын
ዋእሮ ኢያ ብሓቂ ኣምላክ የጽንዓና ኣብ እምነትና ንኩልና ድንግል ማርያም ምሳኪ ትኩን ዛሓፍተይ
@zaydtgraweyti1047
@zaydtgraweyti1047 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ክቡር መምህረይ ቃለ ሂወት የስመዐልና🙏🙏🙏 ኣሰይ ኣነስ ኣርእስታ ሪአ ተሓጊሰ 🕊🕊🕊🤲🤲
@user-ig8xg3nd6k
@user-ig8xg3nd6k 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንካዕ ዳሕና መፃእኻክብር ሓውናን መምህርናን 💛❤💛❤🙏🙏🙏
@user-kj5jo7ei1s
@user-kj5jo7ei1s 2 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ኩቡር መምህረይ ኡወ ሓቃ እዩ አነውን አብኡ ነይረ እየ አፍራሕ ትባሃል ሰብ ብሓቂ ሓደገኛ ሰብ እያ ንዓይ ደረጋ 6ተ ወርሕ እየ ተቓምጠ ምስኣ መፅሓፍ ዓድጋትለይ ፀሎትውን ምስኣቶም ይፅል ነይረ እየ ግን ትፅልይለው ርእሶም ናብት ሶፋ ተደፍኦም ተደፍኦም እዮም ኡው ዝብሉ ይበክዩ የእውዩ አነውን ዝፈልጦ ስለ ዘይብለ አትየ ርእሰይ ተደፍአ እየ ኡሽ ዝብል ነይረ ከዛ ጎይታ ተቐበሊ ተጠመቕ ትብለኒ ዝኾነት ቆልዓ ነይራ እምብይ በልያ እላትኒ አነውን ንእሽተን ክቕንይ እለያ ኡሽ ብላትኒ ምክንያቱ ገና ካብ ኢ/ያ ገሻ እየ መፅአ አነውን ይፈርሕ ይበክይ ነይረ ምክንያቱ ምንም ዝፈልጦ ሰብውን አይነበረንይ ከምኡውን ብጣዕሚ እያ ትብሕፀፀካ ከዛ አነ ስራሕ ስደድኒ ክኸይድ እየ እለያ ሰድዳትኒ 2ተ ወርሕ ምስ ሰራሕኩ ጠፍአ ናብ ካልእ ቦታ ከይደ ተመስገን እሳውን እናደወለት ተፋራርሐኒ ነይረ አበይሞ ታግንየኒ አርሕቐ እየ ቦታ ቐይረ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን አብኡ ዘለዋ አሕዋትናውን እግዚአብሔር መውፀኢ ይፍጠረለን አሜን
@lemlem7065
@lemlem7065 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ መምህርይ እግዚአብሔር አምላክ አቤቱ የንብርካ♥🙏 ጋል ራያ ዓደይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ክብርተይ ኣይዘኪ እግዚአብሔር አምላክና ደቁ ንጠፍእ ኣይደለይ ♥♥
@user-gk6gl6oj9h
@user-gk6gl6oj9h 2 жыл бұрын
እንኳዕ በሰላም መፀኡኪ ዝያዳይ በትክክል ክንጠፍእ ኣይደለይ እግዚአብሔር አምላእክ💓💊
@TemesgenFetari
@TemesgenFetari 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለኩም እግዚአብሔር ክንጠፍእ ኣይሓድግን ክብሪ ንአምላክ ይኩኖ
@user-il8kq2yw3c
@user-il8kq2yw3c 2 жыл бұрын
ስልጣን ሓውና ፀጉኡ የብዝሕ አሰይ ክብርቲ ሓፍተይ እንኳዓ ብሰላም ተመልስኪ ክልተ ቆልዑ አለዎ አብ ርያድ ካብ ምንፍቅና ተመሊሰን ከምዝይ ገይረን ክምስክራ ተስፋ ይገብር👏👏👏
@godolyastube4733
@godolyastube4733 2 жыл бұрын
ሰላም ፍቅርቲ ኃፍተይ ፍቓደኛታት እንተኾይነን ከተራኽብኒ ትኽእሊ ኢኺ።
@user-il8kq2yw3c
@user-il8kq2yw3c 2 жыл бұрын
@@godolyastube4733 እሺኒ ስልጣን ሓወይ fb አለካ ፍሬንድ ምሳይ ክፅሕፈልካ እየ
@godolyastube4733
@godolyastube4733 2 жыл бұрын
ብfb bzuh slezeyatu b Email xhafley sltan.kesete53@gmail.com
@mrim222
@mrim222 2 жыл бұрын
@@godolyastube4733 ስልክካ ግደፈልና ስልጡነይ
@lemlemhaftu6911
@lemlemhaftu6911 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፀእኻ ስልጣን ሓውና መምህርና ክብርቲ ሓፍትና እንኳዕ እግዚአብሔር ናብ ቤቱ መለሰኪ ተመስገን እግዚአብሔር ብሓቂ እዛ ሰበይቲ እዛ ብዙሓት ሰባት ይአ ቀይራ ድንሃ በተለይ ደቂ ራያ አነለ ሓፍተይ አብኡ እሳ እታ ሰበይቲ እሳ አምህራ ቀይራታ ሕዝማ ዳበይ ትምለስ ድፀወኻ ፀወኻ ሃይማኖት አያድሕነንይ እየሱስ ይኡ ዳድሕነኒ ደአም ላበለት አብያ እሳ ድሰብ ትቅይር ሕግ ትብላ ደአም😢ብፆሎትኹም ሓስቡዋ እግዚአብሔር አምላክ ናብ ዓዱ ክምልሳ ብሓቂ ንጠንቀቅ በተለይ አብኡ አብ ሳብያ ድንአኽን ትጠንቀቃ
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ናብ ልቦንኣ ይመልሳ💔😢
@saimonandom7248
@saimonandom7248 2 жыл бұрын
መርሓባ መምህር እንቋዕ ደሓን መጻኻ፡እቲ ኣማዕቲብካ እትጅምሮ ትምህርቲ ተዋህዶ ሃይማኖት ጥራይ እኹል'ዩ ነዓይ፡እሞ ከምዚ ኢልካ ከተስተምህረና ደው የብልካ።
@user-yn4vm2bw6r
@user-yn4vm2bw6r 2 жыл бұрын
ብሓቂ ታይማዕተቡ ክንደይ እዮም ዝሓትዊ
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ክቡረይ
@FilateyStar
@FilateyStar 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ስልጣነይ ካብ እግዚአብሔር ዓስቡ ይርከቦ ሰብና ይስብስብ ኣሎ ሓይሉ የጽነዓዮ ምስጢሩ ይግለጸሉ መድህነአለም❤❤
@user-gb6ne4ev5g
@user-gb6ne4ev5g 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ክብር ሓውና መምህርና ስልጣን ብሓቂ እንኳዕ ናብዛ ቅድስት ሃይማኖትና ተዋሃዶ ብሰላም ተመለስኪ ክብርቲ ሓፍትና
@user-pw2zm9dh7i
@user-pw2zm9dh7i 2 жыл бұрын
እንካዕ ዳሕና መፃእኻክቡር ሓዉናን መምህርናን አሰይ እንካዕ ናብቅኑዑቲ ሃይማኖታ ተመለሰት እንካዕ ደስበለኪ ሓፊትናዉን👏👏👏
@user-ve4dq5fb3o
@user-ve4dq5fb3o 2 жыл бұрын
3ይ እየ አነለ እኳዕ ዳሕና መፃእካ መምህርና👏👏👏🥰🥰
@honorscore629
@honorscore629 2 жыл бұрын
I'm proud of my truth religion in the world orthodox tewahdo forever amen x3 🙏🏽😍😍❤
@user-ho6ek5py2g
@user-ho6ek5py2g 2 жыл бұрын
መናፍቅ ተዘይ ኣኣመነካ የጣራጥረካ ይብሉ ኣቦታት
@user-qo1rm6xu8r
@user-qo1rm6xu8r 2 жыл бұрын
ክቡር መምህረይ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላክ ሰልጣነይ
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna
@mostafaa663
@mostafaa663 2 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፀኻ ክቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ እግዚአብሔር አምላክ አሜን🙏💒🙏
@tg6336
@tg6336 2 жыл бұрын
ይገርም እዪ ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይይ ከሙኡ ናገበርካ ኣፀናንዐና እምበር በተለ ኣብ ዝዕዲ ዘላናስ ዋላ ብደቂ ዓድና ምሳና ዝባፁሑ እዪም ዝሽውድና ምናዳምናዳ ፍቅሪ ትባሃል ቃል ወሲደምም ሳብያ ዘለና ደቂ ኣንስትዮ ኣስፍሕ ኣብልካ ተትገልፀልና ብትሕትና ይሓትትትት❤❤❤❤❤
@freweynimeles2495
@freweynimeles2495 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ ፀግኡ የብዘሐልካ ብሓቂ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ናይ ክንደይ ሰብ ሂወት ተትርፍ ኣለካ ውዕለትካ ብኣምላክ ርከቦ ጎይታዋ📚😍
@senayhaile1372
@senayhaile1372 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna haftey edmen tenan yhabki fetari
@user-hk9xn1tw5q
@user-hk9xn1tw5q 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር አሞላክ ይመሰገን ቃል ሂወት የሰምዓልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሰይይ እንካዕ ናብታ ቁንዕቲ ሃይማኖትን ተመለሰኪ ክብርቲ ሓፊቲና🙏🙏🙏❤
@user-lk8ob8uw5r
@user-lk8ob8uw5r 2 жыл бұрын
ኣቤት ጎይታ ሳኣን ፍልጠት ህዝበይ ይጠፍእ ኣሉ ☝️ ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና እግዛቢህር ኣምላክ ናይ ስደት ኣቦና እንኮዕ ናብዛ ቁንዕቲ ሃይማኖት ትመለስኪ ዛሓፍተይ እልልልልልል ኣርተደኩስ ቅንዕቲ ሃይማኖት እያ ✝️✝️✝️😘
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 жыл бұрын
ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ ክቡር መምህርና ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ይኽበር ይመስገን ንሕና #ንኸይንጠፍእ እግዚአብሔር አምላክ ዝሃበና ብፍላይ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዘሎና ብናትካ ትምህርት ኢና ሂወትና ዝፈለጥናያ ። እና ዕድመ #ማቶሳላ ይሃብኻ 🙏❤️❤️❤️ ክብርቲ ሓፍቲና ከዓ እንኳዕ ናብታ አማናዊት እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ተመለስኪ ተመስገን መድኃኔዓለም ክሳብ መወዳእታ ኣብታ አፅናፋዊት እምነትና የፅንዓና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር አሜን አሜን አሜን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ንቅመጥ ንጠንቀቅ ☝️🙏💔
@salamhsgaz1780
@salamhsgaz1780 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያስመዐልና ኹቡር ሓዉና ☘️👏☘️☘️❤❤
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት ይስመዐልና ፀገኡ የብዝሐልኩም ንሓፍትና እዉን እንቃዐ ናብ እምነትኪ ተመለስኪ
@user-dj4hv3pk8h
@user-dj4hv3pk8h 2 жыл бұрын
ስልጠን ሓዉና ካአ አብ ዘለካዮ እግዝአብሄር አምላካ ፀግኡ የብዝሓልካ ብዝኮነ ካአ ንስካ ካአ አየኮ ቀፅለሉ
@user-jc8ql6tt8m
@user-jc8ql6tt8m 2 жыл бұрын
ስልጣን ኣባግዕ ናይ እግዚኣብሄር ብሂወቶም ሓዊ ይቃጸል ኣለዉ ድምጺ ኩን ከቢድ ዘየጻረኻስ ቀሊል
@user-wk5rr2zh8f
@user-wk5rr2zh8f 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃካ መምህረይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፅግኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቅኒዕት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት የፅንዐና
@tekliasmellash3289
@tekliasmellash3289 2 жыл бұрын
Kal hiwet yesmialna memhr siltan hawna igziabher amlak agelglotka yibarkelka gin ane, wn hito neruni natka tetatalit iye bhaymanotna zeshkaellu iwe sieli adhno men Sielwo abey rikumo zibl hito btedegagami yikerbeley iyu siltan hawey nitmhrti amxayo imo tekielka iznom degifna kenesmiom kibret yihabeley idmen tienan yihabka egziabher amlak 🙏🙏🙏
@user-fr7qt1oj4g
@user-fr7qt1oj4g 2 жыл бұрын
ስልጣን ሓወይ በእውነት ዓስብካ አምላክና ይክፈልካ ገና ብዙሓት ሓትናን የሕዋትናን አለዉ እሞ ዝሓወይ ጠክር ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይዓድለና
@tumzghi
@tumzghi 2 жыл бұрын
•መ|ስልጣን እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርካን ካብ ክፉእ ዘበለ ድማ ይሓልካን፤ •[ንኣምላኽ ዚሰኣኖ ነገር ስለ ዘይልቦ ሉቃስ1፥36-37] •[ነቲ ብጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ገይሩ ዓወት ዚህበና ኣምላኽ ስብሓት ይኹኖ።1ይ ቆሮ 15፥57] ኣሜን።🙏ኪሂላ Khila Tube.
@komaistekle4512
@komaistekle4512 2 жыл бұрын
አግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህረይ አንካአ ብሰላም መፃካልና ባባየይ ንሓፍትና አውን አንካአ ናብታ ቅንአት ሃይማኖታ አግዚአብሔር መለሳ ናዓአ ዝረደአ አምላክ ነሕዋትና አብ መንገዲ ጥፋአት ዘለዉ ይመልሰልና አግዚአብሔር አንታይ ይሰአኖ ኮይኑ ❤❤❤❤
@krstianyusmey8973
@krstianyusmey8973 2 жыл бұрын
መምህር ስልጣን ሓውና እንካእ ብሰላም መጻእካ ንሓፍትና ከኣ እንኳእ ናብዛ ቅድስቲ እምነት ተመልሰት ነኣካ ውን ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ።
@user-qo1rm6xu8r
@user-qo1rm6xu8r 2 жыл бұрын
እንኳዕ ናብዛ ሓቀኛ ሃይማኖት ተዋህዶኪ ብሰላም ተመለሰኪ ዛሓፍተይ ቱም ካብ እምነቶም ወፅኦም ዘሎዉ መሰተዉዕሊ ልቦና ይዓድለና
@brktybrkty3577
@brktybrkty3577 2 жыл бұрын
ኤህ ኣፍራሕ ዛርግምቲ ፍጥረት እንድያ ብዝኮነ እንኻዕ ብሰላም ወፃእኪ
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን 💯✅🔑⛪✝️💒✝️👈
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 жыл бұрын
እንኳዓ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓውና ስልጣን ከሰተ ወታደር ክርስቶስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ እስራኤል ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ ወሲኩ ጥበቡን ምስጢሩን ይግለፀልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ ቅድስቲ እምነትና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነትና የፅንዐና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️
@user-ml2kh7fn8q
@user-ml2kh7fn8q 2 жыл бұрын
እንካዕ ብስላም መፃካ ክቡር መምህረና ንክብረካ ንፈትወካ መምህረይ ክብርቲ ሓፍትና እንካዕ ብሰላም መፃኪ ናብ እምነትኪ ክብረተይ ሃየ ሳብያ ዘለና ይገርም እዩ ዋ ካብዙይ ማሓረና እግዚአብሔር ኣምላክና
@user-ji5rd2fb2h
@user-ji5rd2fb2h 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ በረከቱን የብዝሕ ክብርቲ ሓፍትና እንኳዕ ናብዛ ቅድስቲ ቤትኪ ብሰላም ተመለስኪ
@bbbbbb9059
@bbbbbb9059 2 жыл бұрын
እዊይ ሓፍተይ እንኳዕ ናብታ ቅንዕት ሃይማኖትክ ትመለስኽ ኣነስ ብጣዕም እያ ተፅልአኒ በንጠ ትብሃል ከሎ ብጣዕም እዩ ለፁልኡና ሰብ ክንፃረፍ ከለና ጴንጤ እልና እና ንፃረፍ ብዝኸነ አነ ውን ይፈልጣ እየ ጎራብት እየን ምስታ ንዓርፈላ ሰበይት አዕርኽት ውን እየን እታ ናኣትና አስላመይት እያ ብዝኾነ ሐፍተይ ሓምማ ካብ ዓድና ምስ መፀእና ብሓደ እና መፅእና ገና ገሻሹ ናሃለና ኹፉእ መንፍስ ናሳቀያ ካውኡ በቃ ከም ልሞተት ገይሩ ይስዉራ ነይሩ ካውኡ አሕና ሕፃዊት እና ምንም ድፈልጦ የብልናን እታ ሰበይት ንዕ ንስኽ ዓባይ እኽ እላ ፀዋዓታ ካዉኡ ትቱቱቱቱቱ ናበለት ሃይማነትኽን ቀይራ ደይትብለና ዋእ ዕውድት ደይኾነት አይትቃርይ እዛው እልና ምስ ኸደት ካልኣይ ግዝ ከይትመፅእ እልና ድሕረኡ ርእየያ አይፈልጥን ካልእተ ቤተሰብ ቤተሰብም አብኡ ነብራስ ቀይር ትብለንላ ናበለትን መጨረሸ ካብኡ ወፅኣ
@user-wq4xd6qc2j
@user-wq4xd6qc2j 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰማዓልና ስልጣን ሓወይ ኣነ እውን መጀመርታ ሰደት ከይደ ብዛዕባ ሃይማኖት ብዙሕ ኣሕሊፈ እየ ዝፈታተነኒ ዝነበረ ክዓ ኣሰላማይ እዩ ነይረ እና ብዛዕባ ክርሰትና ብሰሩ ሰለ ዘይፈልጥ ብዙሕ ፀገም ኣሕሊፈ ግን ሰለ ኹሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመሰገን እግዚኣብሄር ብኢደይን ብእግረይን ሒዙ ሚሁሩኒ ኣብታ ቅንዕቲ ሃይማኖተይ ድማ ኣፅኒዕኒ ሕጂ እቲ ዘሕለፍክዎ ጭንቀትን ናይ ጥርጥር መንፈሰን ብዘይ ድቃሰ የሕድረኒ ሰለ ዝነበር ክዝክሮ ከለኹ እኳ የፍረሐኒ
@user-wo6uz1hp9q
@user-wo6uz1hp9q 2 жыл бұрын
ሰላም ስዲራ እግዝአብሔር አምላክ ፀጋኡ የብዝሐልና ሓፊተይ ደማ እንካዕ ብሰላም ናብ በቱ ተመለስኪ ስልጣን ሓወይ ናይ ህወተይ መምህርይ ብአኻ ኢየ ደንገድ ዓለም ገድፎዮ ናዓይ ቐያሪ ህወተይ ኢካ አምላክ አቦይ ኪሳዕ መወዳእታ አብ በቱ ያንብርኻ ፀጋኡ ያብዘሐልካ መምህረይ ሓንቲ ሕቶ. አላትኒ. አነ ሓፊቲካቱኩም አብ ስዒዲ ዓረብ እየ ድነአኩ አብዝ ሐዝ ሳዓት ፆም ፀባ ዘለወ ቅጫ. በለዐ ምግቦም ኩሉ. ናይ. ስዕረት እዩ ካደገ ስለ ድመፀአና ብደይ እሳ ካልእ አይሳዓሩኩይ. ኢሽለ ከይ ስዕሮ ነብሰይ ሚግባር. አብዪን እሽለ ተፀምኩስ አምላክ ይቅበሎዶ አጋዝካ. ምፃምከ ሓጥያትዶ ክከን. በጃኻ. መምህረይ. መልሰለይ አሕዋተይ. ደማ ብከመንት ፃሓፉለይ
@godolyastube4733
@godolyastube4733 2 жыл бұрын
ኣጆኺ ፍቅርቲ ኃፍተይ ቀጽልዮ ቅቡል ኢዩ።
@user-wo6uz1hp9q
@user-wo6uz1hp9q 2 жыл бұрын
@@godolyastube4733 እሽን ኩብር መምህረይ አምላክ ያክብረለይ ያቐንየለይ::
@user-ly5kn4ww5z
@user-ly5kn4ww5z 2 жыл бұрын
ኣምላክ ልቢ እዩ ዝርኢ ኣጆኪ ኩሊና ኢና ናብ ንስሃ የብቀዐና ኣምላክ ካብ ወፂካ ምትራፍ የድሕነና
@user-wo6uz1hp9q
@user-wo6uz1hp9q 2 жыл бұрын
@@user-ly5kn4ww5z አሜን አሜን አሜን እሽን ክብረተይ ::
@thth6123
@thth6123 2 жыл бұрын
አሜንንንንን አሜንንንንን አሜንንን ቃል ህይወት የስመዐልና ሰልጣናይ ሓወይ ፀግኡ የብዘሐልካ 🥰🥰🥰🥰👏👏👏👏👏👏👏
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
እንኳን በሰላም መጣህ ውድ የተዋህዶ መምህራችን ወይኔ መታደል እንኳን ወደ ቀጥተኛዋ ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ሃይማኖት መጣሸ ውድ እህታችን
@Salam-eu8ct
@Salam-eu8ct 7 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህርይ❤❤❤🙏🙏🙏
@user-wd7vi5ij3b
@user-wd7vi5ij3b 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ዳሓን መፃእኳ ስልጣን ሓውና አሰይ ተመስገን🙏 እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ(መፃእኪ )ክብርቲ ሓፍትና ናብታ ቅድስትን ንፅህትን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ጎይታናን መድሃኒናን እየሱስ ክርስቶስ አዳም አበይ አለካ እምበር አበይ ነይርካ አይበሎና እና ስለቲ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን🙏⛪🕊🕊🕊🌷
@miletemicheal2201
@miletemicheal2201 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓወይ ሓፍትና ከኣ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝተረፉ ከማኪ ናብታ ቅንዕቲ ኦርቶደክስ ተዋህዶ ይምለሶም ኣሜን
@user-vy8wk8td8f
@user-vy8wk8td8f 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ ❤ ኣነ ኡዉን ሓፍተይ ኣብ ስብያ👈😢😢 ኣላትና ኣብ ጥርጥር ኣትያ ኣላ😭😭😭 ስእሊ ኣድሃኖ ዘይትሕዝ ልቅዱስን መላእክቲ ኣይስገድን ስንክሳር ገድሊ ቁዱሳን ታኣምረ ማርይም ዘይተኣምነሉ😭 እግዚአብሔር ኣምላኽ ብዘክቡርም መጠን ክብሪ ዩኩንም✝️👏😢😭 ናብ ልቢ ክመልሳ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ፆሎትኩም✝️👏 ዘኽሩዋ ኣሕዋተይ ማዓረይ 👏 ኣብ ኣምነትና የፅነዐና እግዚአብሔር ኣምላኽ ✝️👏
@user-em5ow4xg6r
@user-em5ow4xg6r 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን ቃል ህይወት የሰመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሹሕ ዓመት ንበረልና መምህረይ🌍♥💒☝♥🕊🌍🔐🔐🔐
@wezefGalTewahdo
@wezefGalTewahdo Жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ እንካዕ ናቤትኪ ተመለስኪ ክብርቲ ሓፍትና ፀጉኡ የብዝሐልካ ክብር መምህረና ሥልጣን ሓወይ 🥀💐
@user-bx5tq5sr1g
@user-bx5tq5sr1g 2 жыл бұрын
_አስይይይ ተመስገን ፈጣሪ ኣቦይ ዝሓፍተይ_ _ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ መምህረይ_
@user-vd4if6du9n
@user-vd4if6du9n 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና 🙏🙏🙏
@taqmohaftuy3617
@taqmohaftuy3617 2 жыл бұрын
በእውነት ወዴ እህታችን እንኳን ተመለስክ መምህርና ቃል ህይወት ያሰማን ጸጋውን ያብዘሐልኩም ብሓቃ ይኡ አብ ስደት ሃይማኖት ምፍላጥ ብጣዕም ብጣዕም የሕዝን ወለድና ስለ ሃይማኖት ታምህርለናዮ ታገልጥካ ቆልዓ የካ ይብልካ ብዝተረፈ ኣይዘክ ኃል ዓደይ
@user-kg9qm7ew9c
@user-kg9qm7ew9c 2 жыл бұрын
እንኳን ብሰላም መፆካ ክብር ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ፀጋኡን ይብዛሐልኹ
@user-ui7sr1nv9y
@user-ui7sr1nv9y 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃአካ መምህረይ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ ዘሓወይ
@tiemtinguse5107
@tiemtinguse5107 2 жыл бұрын
ሓፍተይ ናተይ እኮዕ ናብታ ቀጥተኛ ሃማኖት ናይ ኣቦታትና ብሰላም እኳን ተመለስኪ ኣጆኪ በርትዒ እተን ዝተረፋ ኣሕዋትና እትፈልጥየን ለ በኣኺ ተማሂረን ክምለሳ ተስፋ ንገብር ኣትን ኣብ ዓዲ ዓረብ ህፃውንቲ ቆልዑ ኣደናጊርክን ናብ ናይ ኣጋንንቲ እትመርሐአን ዘለኽን ልቦና ይሃብክን
@samerahsamerah6871
@samerahsamerah6871 2 жыл бұрын
ቃልሂወት ያሰመዐልና እንካዕብሰላም ተመለሰኪ ክብርቲ ሓፍተይ::
@user-ys1cg9dv8g
@user-ys1cg9dv8g 2 жыл бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፃካ ሰልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባረክን ይቀደስን
@zyz9862
@zyz9862 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና 🤲🤲🤲
@user-bg5vt4mg7z
@user-bg5vt4mg7z 2 жыл бұрын
እንካዕ ብደሓን መፀካ መምህረይይ ዕልልልልልል እንካዕ ናብቲ ቁኑዕ ሃይማኖትኪ ተመለስኪ ክብርቲ ሓፍትና 😍
@titiaxmawit9778
@titiaxmawit9778 2 жыл бұрын
ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን እንዃዕ ድሓን መፅኣካ መምህረይ
@user-qx7hz2hk6u
@user-qx7hz2hk6u 2 жыл бұрын
ኣይይ ከለዳኣን ከማዚ ገጥሙኒ ነቡሩ ኣፍራሓ ቲባሃል ሰበቲ ግን ተመስገን ኣምላክይ ተመልሰ። ስልጣ ሓወይ ቃል ህይወት የስመዐልና ዕድመን ጥዕና ይብለይ እግአብሔር ኣምላክ ኩብር መምህረይ ፀጉእ ይብዘሐልካ
@yohanesasmerom3190
@yohanesasmerom3190 2 жыл бұрын
Aseyyy des ilene Sultan hawey edmen tenan yhabeka fetari 😊😊⛪⛪⛪🥰🥰🥰⛪⛪⛪❤ ❤👍🇪🇷 🇪🇷 🥰 🇪🇹 🇪🇹
@user-qp7vi6is3t
@user-qp7vi6is3t 2 жыл бұрын
ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኩቡር መምህረይ ኣክእሎ ይሃብካ ኣምላክ ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመስገን🙏💐
@Galtgray6129
@Galtgray6129 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም ይምፅእካ መምህረይ ✝️
@user-pm4vx3xc6n
@user-pm4vx3xc6n 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዕልና ጸግኡ የብዘሓልካ መ/ርይ ክቡርቲ ሓፍትና እንኻዕ ብሰላም መፀኪ ኣቡ ቅድስት እምነትና የፅነዐና ልዕል እግዝእቡሔር ኣምላክ 🤲🤲👏
@znabukndeyaznabukndeya1384
@znabukndeyaznabukndeya1384 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት ክብር መምህርና ጸጉኡን በረከቱን ይብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ👏🌹
@user-mt6pw2il9f
@user-mt6pw2il9f 2 жыл бұрын
ተመሰገን🙏🙏🙏✝️✝️✝️🥰🥰🥰🥰🥰🥰✝️✝️✝️✝️👈
@user-zl6iu3fd8x
@user-zl6iu3fd8x 2 жыл бұрын
ካብ ዝገርመኩም እታ መናፍቅ ሰበይት ደልዳልት ይፈልጣ እየ እዛ ርጉምት ናይ ተኽለ ማርያም መንፈስ ዝፃወታ ዘላ እያ እግዚአብሔር አምላክ እካዕ ኣውፀኣክ ካብት ናይ ፀልማት ገዛ ሓፍተይ ምዓረይ
@hduhdh6263
@hduhdh6263 2 жыл бұрын
ወዲ እውን ኣሎ እዩ ኣሕዋተይ ኣብ ዝኮነ ሳዓት ማሕበረ ገይሩ የታልል ነይሩ ግን ኣብ fb ምስዝተጋለፀ ላበይ ከም ዝጠፈአ እምበር
@user-zl6iu3fd8x
@user-zl6iu3fd8x 2 жыл бұрын
@@hduhdh6263 ውይ ወድ ውን ኣሎ ድዩ 😳 ሳብያ ዘለኽን ኣሕዋተይ ንጠንቀቅ
@user-ck4el5fe2b
@user-ck4el5fe2b 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመአልና ክቡር መምህረይ ናይ ኣገልግሎትካ ዘመን ይባረክ ተመስገን አምላክ እንኳዕ ብሰላም መፀክና ክብርተይ
@bsratbereket5853
@bsratbereket5853 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመኣልና ጸጋ እግዝኣቢሄር የብዝሃልኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሓፍቲና ካኣ እካእ እግዝኣቢሄር ዓይነ ልበናኪ ከፈተልኪ እድመ ጥዕና ይሃብኪ
@user-tm5ux6rb1w
@user-tm5ux6rb1w 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ሰልጣን ሓወይ ጸጉኡ የብዘሐልካ አግዚአብሔር ኣምላክ አንኳዕ ናብ አምነትኪ መፃኪ ክብርቲ ሓፍተይ
@user-nm5kw3tw7u
@user-nm5kw3tw7u 2 жыл бұрын
እንኳዕ ናብ ትክክል ቅነዕት ዝኮንት ሃይማኖትኪ ትመልሰኪ ዛሓፍተይ ንሕና ዶም በተይ ዓዲ ዓረብ ዘለና ኣብ እምነትና ይፅንዓና አምላክ
@tuyi5847
@tuyi5847 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ይስመዐልና ስልጣን ሓውና ንሓፍትና ድማ እንኳዕ ናብ ቤተ ክርስትያንኪ ንከዕ ተመለስኪ ክብርቲ ሓፍተይ ብዝከነ ብትሕቲ እግዚአብሔር አነውን ከሕግዘኪ ፍቀደኛ እንተከይንኪ አብ ሱዑዲ አብ ጂዛን አለኩ መፅሐፍ ቅዱስ ክሰደልኪ ይክእል እዩ ክብርቲ ሓፍተይ። ፍቀደኛ እንተከይን ፀሓፍለይ/መልስለይ/ኢኪ
@maharigebrehiwet1943
@maharigebrehiwet1943 2 жыл бұрын
ዕልልልልል ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሓፍትና እንቃዕ ብሰላም ናብ ቤትኪ ተመለስኪ እግዚኣብሄር ሲ ሓድ ሰብ እኮ ክጠፍእ ኣይደልን እዩ መም/ስልጣን ሓውና ብጣዕሚ ኮሪዐልካ ኣምላክ ጸጋ በዲበ ጸጋ ኣዕዚዙ ይባርካ ሓበን ተዋህዶ ኢኻ
@ትዕግስቲ
@ትዕግስቲ 2 жыл бұрын
ኣነ እውን ኣለኩ ከሙኡ ዝነበርኩ ሐዚ ገን ኣበይ ከም ዘለኩ እንድዒ ኣምላክ ምሕረቱ የብዘሐለይ እንበር ሓፍተይ ካዓ እንካዕ ብሰላም ናብታ ቅድሲቲ እምነትኪ ተመለርኪ
@diyanateame7569
@diyanateame7569 2 жыл бұрын
አልልልልልልልል ክብሪ ንአግዝኣብሄር ይኩን ።ሓፍተይ ከኣ አኑቃዕ ናብ ቅንዕቲ ሃይማኖት መለስኪ ፡ መምህር ሓውናኣ ስልጣን ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@goodplaza6109
@goodplaza6109 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ክቡር መምህርና ስልጣን 👏👏 እንኳዕ ብሰላም ተመልስኪ ናብ ቅንዕቲ ሃይማኖት ዘኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝሓፍተይ 👏👏👏
@teweldebrhannegassi6404
@teweldebrhannegassi6404 2 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna sultan hawey amlak xegu yebzehalka anes unka orthodox konku 🥰🥰🥰⛪⛪⛪⛪⛪
@geni2251
@geni2251 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር መምህርና
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና
@tsegagari1805
@tsegagari1805 2 жыл бұрын
አንካዕ ብሰላም መፃካ መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
@nimonimo9165
@nimonimo9165 2 жыл бұрын
ብስመ ኣብ ወወለድ ወመንፍ ቅድስ ኣሃድ ኣምላክ ኣሜን፫ ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃል ህይወት ያስምዐልና 🙏🙏🙏🙏 ብእዉነት ኣና ንመጀመረታ ግዜ ካብ ገዛና ንስዒድ ዓርብ ካኣተ ከሎኹ 3+ ወሪሕ ሙሉኡ ኣብ ናይ ቤተ #ኣፍራሕ ደቅስ ሓሚመ እየ ብጣዕም ካዉኡ ናዓይ ድማ ኪፅልይሊኪ ትብልን እምብይ ይብል እሞ እቲን ኣዉኡ ዝነብሪ ንምንታይ እምብይ ትብል ይብላን እምብይ ብላ ኩሉ ግዜ እቲ ሕማም ብጣዕም ኣሽጋሪ እዩ ነይሩ እሞ 😭😭😭💔💔💔 ሓደ ማዕልት ኣምነ ኪሙኩሪ ዶሞ ይብል እሽ ሕራይ እለያ💔💔💔ካዉኡ ትድፍ ፆሎት ንግብሪ ትብልን ኣቲና ናብ ገዛ ካዉ እቲ ግዜ ከይትዓፅይዮ እለያ ኣይኮነን እላቲን 🙏ናበይ ገፅ ድና ፆሎት ንግብሪ እልያ እሽልኽ ትድፍእ እላትን😭ሕረይ ይብል ካዉኡ እዛ #ዘይት እየ ዝቃበአኪ እላ 2+ ግዜ ግብራተለይ ኣብ ረእስይ 3ይ ኪትግብረለይ ማዕፆ ከፍተ ወፅእ ካዉኡ ኹሉ ነብስይ ሾሖሩ ትግልብጥን 😭😭😭😭😭ኣግድድኽለይ ብልያ ንምንታይ ኮሙኡ ትብልን እላትን ንስኽ ደፍረ እኽ ንኹልን ደቅይ ኮሙኡ ግይረ ኣሕዉይን በልቲን 🙏ፍቃደኛ ቶኾይንኽስ ካሓተኪ ምስ በሉኹዋ #ወጀራት ትብሉ ዓድ ሩጉማት ዮኹሙ በልቲን ኣነዉ ሱቁ በሉኩ ግደደን ዳኣም ኣይሖሽኒ 😭😭😭 እና ስልጣን ሓወይ ኣነ ኣብ ዓደይ ኻይደ ኪንሳህ ናበሉኹ ግዜ ሓሙቁ😢💔እንታይ ኪግብሪ ኣለን ገለ በልኒ ወድነይ🙏🙏🙏😭😭😭😭😭💔
@user-xx6nj4hw5p
@user-xx6nj4hw5p 2 жыл бұрын
ኣዘኪ ማሚተይ ኣብ ዘለኽዮ ኮንኪ ትንስሂ ትኽእሊ ኢኺ 😥😥😥😥
@nimonimo9165
@nimonimo9165 2 жыл бұрын
እሽኒ ክብረተይ🙏🙏😢😖
@user-uu8ec3ej5x
@user-uu8ec3ej5x 2 жыл бұрын
እሰይ ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እንኳዕ ብሰላም ተመለስኺ ክብርቲ ሓፍተይ ስልጣን ሓወይ ከዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ንበረልና እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኻ ይኹን 👏👏👏🥰🥰🥰❤️🥰❤️🥰🥰🥰🥰
@rhdjddirjs1405
@rhdjddirjs1405 2 жыл бұрын
መምህረናእንዃዕብሰላምመፃእካ ክብር ሓውና ጸግኡየብዝሕልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመንጥዕናንይሃብካ ፈጣሪ ክብር ሓውና✝️✝️✝️
@sosinafutwi3120
@sosinafutwi3120 2 жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ሙዃነይ ዕለት ዕለትየ ዝሕጎስ መምህርና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ንዝተረፉ ኣሕዋት ውን ኣዒንተ ልቦናኦም ይኽፈተሎም
@user-kd7lt2cu5r
@user-kd7lt2cu5r 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፀእካ መምህርይ ንሓፍትና እወን እንካዕ ብሰላም እንካዕ ናብ ቅንዕትን ፅንዕትን አፅናፍዉትን ኦርቶዶክስ ተዉህዳ ሃይምኖት ብሰላም መፅእኪ አስመ አልቦ ነገር ዘይሰአኖ ንእግዚብሔር ኣምላካ እንታይ ይሰአኖ ግን ገርምኒ አብ ስዕዳ መንፍቅን ዘለዉ ዘይመስለኒ ነይሩ ኣምላካ አቦይ ብመንገድካ ምረሐና
@user-vz8ov4sv7j
@user-vz8ov4sv7j 2 жыл бұрын
ዋው ብጣዕም ደስ ዝብል ምስክር እዩ እዛ ሓፍተይ እግዚአብሔር አምላክ ሓንት በጉዕ ክትጠፍእ ይደለይይ እሞ እግዚአብሔር ይመስገን አጆኽ ሓፍተይ አብ እምነትኽ ፅንዕ ወላድት አምላክ ምሳኽ ትኩን ዝያዳይ ስልጣን ሐወይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ በረከቱ የብዝሐልኻ ናይ ስደት አቦና ዕድሜን ጥዕናን ይሀበለይ እዝ ከይንስእንስ እሳኻ አያስእነና እግዚአብሔር🙏🙏🙏🙏❤❤❤
@salamsa4185
@salamsa4185 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይኒ ልቢና ይክፈተልና ኣብዛ ቅንዕቲ ሃይማኖትና የፅንዐና
@user-jd8en4nz2c
@user-jd8en4nz2c 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ስልጣነይ መዓረይ ሓፍትናም እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ምቅርተይ ኣጆኪ በርትዒ እንካዕ ብሰላም ኣዉፀአኪ እግዚኣብሄር ኣምላክ እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሰኣኖ ለእግዚኣብሄር
@AaAa-hs2ft
@AaAa-hs2ft 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይውት ያሰምዕልና ከቡሩ መምህርና ብሓቂ ካባኻ ቡዙሕ አና ተማህርና ሰለጣነይ ወለላ ጡዑም ጨና መደሓንት መናፈቅ ወታደር ኩሩሰቶሰ ቀፀለሉ
@user-if9uk1dx3z
@user-if9uk1dx3z 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለህይወት የስምዐልና ጸግኡ የብዝሐልኩም መምህረይ ወኔ ከመይ ዝበለት መርገምያ ብሓቂ ግን ህያበይ አድኒቀኪ ጸግኡ የብዝሐልኪ እዞ ም ሸይጣዉንቲ የንዶ ልቱ ምንም ዘይፈልጥ ልቱዝፈልጥዉን ከስሕቱ ይሙኩሩ ግንኣይኮነላይ ክብሪ ንመድሃኒኣለም ይኩን
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ህያበይ👏👏❤❤
@adgrgd9730
@adgrgd9730 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና 👏👏👏
@eden6094
@eden6094 2 жыл бұрын
“ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።” - ግብረ ሐዋርያት 4፥12“የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።” - ወንጌል ዮሐንስ 14፥6
@user-jl3md6im5p
@user-jl3md6im5p 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃካ
@user-wq8xr8ms1m
@user-wq8xr8ms1m 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ መምህረይ ኣሰይይይ እንካዕ ብሰላም ተመለስኪ ክብርተይ❤❤❤❤
@user-ju3sv7vw5l
@user-ju3sv7vw5l 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልካ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ህያበይ💘
ገስጽዎም እምበር ኣይትሕበርዎም። ኤፈ 5፥11
21:15
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 10 М.
ሕማቅ ማሕረስ መነደሪ ትሓግ ።
57:30
ዓንቃረቦ ሜድያ Anqarebo midia
Рет қаралды 5 М.
Look at two different videos 😁 @karina-kola
00:11
Andrey Grechka
Рет қаралды 12 МЛН
Joker can't swim!#joker #shorts
00:46
Untitled Joker
Рет қаралды 37 МЛН
Challenge matching picture with Alfredo Larin family! 😁
00:21
BigSchool
Рет қаралды 24 МЛН
ኣነ  ልበይ ይጉሂ ንሳቶም ይላገጹ
25:33
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 25 М.
ሓቀኛ ኣፍቃሪ ና ሓሳዊ ኣፍቃሪ ብኸመይ ንፈልጦ?
6:00
ራያ ራያ ራያ ራያ tube
Рет қаралды 4,2 М.
ንቕሑ! ኣብዚ ኢዮም በጺሖም
26:38
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 9 М.
Look at two different videos 😁 @karina-kola
00:11
Andrey Grechka
Рет қаралды 12 МЛН