KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
New Eritrean Orthodox mezmur "ፍቕሪ ኣምላኽ ንስበኽ" By D. Teame Segid. (FQRI AMLAK NSBEK)
8:30
እንታይ°ለ ክገልጾ ዘ.መ/ታ ኣሮን ተስፋይ New Eritrean Orthodox Tewahdo mezmur zemari me/ta Aron Tesfay // 2022/15
7:39
Fortunately, Tang Wutong and her sister were smart and rescued the baby!#斗罗大陆#唐舞桐#唐老六#斗罗大陆
00:32
The CUTEST flower girl on YouTube (2019-2024)
00:10
У тебя новый заказ | 1 серия | Сериал «Эскорт. Новый вызов» | КОНКУРС
32:45
So Cute 🥰
00:17
Albki Newr | ኣልብኪ ነውር
Рет қаралды 62,289
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 65 М.
KABATRANOS TV
Күн бұрын
Пікірлер: 133
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
Жыл бұрын
*_በሥመ ስላሴ👏🏻_* _ዛመዝሙር ኣብ ልበይ ኣትያ ሰሚዐ ኣይመንዋን ከምኡ ውን ሓደ ኣዳመይ ዝብሎ ኣብ ልበይ ስለ ዘሎ ከም ፍቃድ እመብርሃን ክፅሕፋ የስምረልኪ ከኣ በሉኒ👏🏻_ *_ኣልብኪ ነውር🌹_* _አልብኪ ነውር ወኢምንትኒ በላዕሌኪ_ _2//_ _ፃኢ እምሊባኖስ እኅትየ መርዓት_ _2//_ _ፃኢ እምሊባኖስ እኅትየ ሔዋን_ _2//_ _ንዒ ንሑር በጽድቅ_ _ኃበ ዘሰማያት ምርፋቅ_ _ተከሊለነ ዘበተክሊሉ_ _አክሊለ ንጽሕና ልብሰ ላዕሉ_ _አዳም ወልድ እኁየ_ _ዘያፈቅሮ ልብየ_ _ተመርጒዘከ በትረ መስቀሉ_ _ሰደኒ እኁየ ቅድመ ኩሉ_ _አልብከ ነውር ወኢምንተኒ በላዕሌከ_ _2//_ _ነዐ እምነ አድባር መርዓዊ ልዑል_ _4//_ :::::::::::::::::::: _ዐፅምኪ ዘእምዐጽምየ_ _ወስጋኪ እምሥጋየ_ _ክፍልየ አንቲ ዘእምገቦየ_ _ንበሪ ሠናይት በቤትየ_ _ይኲን ከመ ቃልከ_ _እንበር ውስተ ቤትከ_ _ምርሐኒ ሊተ ፋና ወንጌሉ_ _በአፍቅሮትከ ቅድመ ኲሉ_ _ኣልብኪ ነውር_ ፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡ _ከመ ንፍሪ በምድር_ _ፈቀደ እግዚአብሔር_ _እምአዝማድኪ ወእምቤትኪ_ _እኅትየ ንዒ ባሕቲትኪ_ _ቀኒጸከ ከመ ነምር_ _ነዐ ኃቤየ በፍቅር_ _ኅቢረነ ንሑር ኅበ ደብረ ከርቤ_ _ወወግረ ስኂን በይባቤ_ _ኣልብከ ነውር_ ፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡ _ከመ ለአብራሃም ሣራ_ _ዘታመውቆ በፍቅራ_ _በደብረ ሰላም ዘእንቲአየ_ _ኲንኒ ካልእተ ሠናይትየ_ _ውስተ ልብከ ሐፃኒ_ _ከመ ኅልቀት አንብረኒ_ _አልብየ ካልእ ዘእነግሮ_ _ምስጢረ ልብየ በአክብሮ_ ፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡ _አልብኪ ነውር ወኢምንትኒ በላዕሌኪ_ _2//_ _ፃኢ እምሊባኖስ እኅትየ መርዓት_ _4//_ _ነዐ እምነ አድባር መርዓዊ ልዑል_ _ነዐ እምነ አድባር እኁየ ኣዳም_ 👏🏻🌹 *_ወሥብኃት ለእግዚአብሔር ዝተጋገክዎ ይተኣረመለይ🌹✝️_*
@KABATRANOSTV
Жыл бұрын
ኣምላኽ ሓሳብ ልብኪ የስመረልኪ!
@dsorthodox
Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ምፍጽምቱ ይርእኪ ዘሓፍተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-su1xq1hp3y
Жыл бұрын
❤እግዚአብሔር ኣምላክ የስምረልኺ
@tirhastekleweldemikael8480
Жыл бұрын
Fiqad Goyta yikun! Ajoki! Nmen ilwo Fetari!
@raeeeer-xx5sy
7 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ የስምረልኪ ሓፍተይ❤
@Eritreaye
9 ай бұрын
ሰናይ ግሩም ውእቱ እንዘ ሰማእነ። ግእዝ ተፈሳህነ ወተ ሃሰይነ, እንዘ ይብል ቃለ እግዚአብሔር ሰ ይጥእመኒ እማኣር ወስኮር!. ንሰብኃኩም ኣኃትየ ደቂቀ ቅዱስ ያሬድ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይፈድፍድ ለኩም" ቃል ሰናየ ያስመዐለነ ኣኅዋትኒ🙏❤
@fenangebre8662
Жыл бұрын
ዋዋዋ ገለ ዓይነት መዝሙር ዝማሬ መልእክት የስመዓልና
@swsw5226
Жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ዕልልልልል ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ💜🌺❤🌺💜
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
Жыл бұрын
ኣሰይይይይ ላብዚ ክብሪ የብቀዐና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@emuna6511
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኩቡራት ኣሕዋት እግዝኣብሄር ጸጉኡ ይብዝሓልኩም
@mycutebaby8611
10 ай бұрын
Btaemi dess tbl mezmur Zmare melaeti yesmialna
@loversofgodthinkbeforethey8677
Жыл бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ፡ ግርሜሶ ርሑስ ቃል ኪዳን ይግበረልኩም፡ ኣዝዩ ዝናኣድ ግጥሚ ፡ ካብ ኩሉ ግእዝ ምኻኑ ኣድኒቀካ፡ ቀጽሎ ምስ ኩሎም መሰርሕትኻ ዓወት ይምነየልካ።🙏🙏🙏
@fiyoriissu7429
Жыл бұрын
ድያቆን ጥዑመ ልሳን. እንቃእ ብድሓን መጻእካ ዝማረ መላእክቲ የስመኣልና
@fiyorighebreyohannes3870
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና
@yordanosbeyene4504
Жыл бұрын
Aseyyy Amen Amen Amen zmarie melakti yesmalna igziabhier amlak xegu yebzhalkum rhus gama ygbrelkum ✝️🙏❤️💒❤️🤲
@Abrhet_tube
Жыл бұрын
ዕልልልልልልልልል ብአማን ዝማሬ መላእክት ያስምዕለነ ክቡራን እኃውየ ወአኃትየ❤❤❤
@Ataklti-dn8rx
3 ай бұрын
Das zabel mezmur fequrat yehwatey amlak hadarkum yebarek
@daniellyemanne7126
Жыл бұрын
Zemarie melaketii yesemalna egzeabhier tsegu yebzehalkum kubrat yehewat dengel Mariam bexolota tehalwekum, kebekab nexeh wemrea qudus, abzi yebxehna netom zey abexhana, xegun edemen tenan yehabkum 🙏🙏🙏💯💯💯🙌🙌🙌👏👏👏❤️❤️❤️
@natsinettesfit3965
Жыл бұрын
Amen amen amen zmarie melakti yesmalna ahwatna
@hiskielhabte8248
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዛሓልኩም።
@tonasirak3958
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልን ናይ ዘበን ኣገልግሎትኩም ይባርኸልኩም ፍቅሪ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣቤትኩም የንጀርብብ
@elsadebesom6887
Жыл бұрын
Asseyy Ellll Ellll Ellll Amlak hadarkum yebarki zemen hiwetku yebarek ❤❤❤❤
@natukahsay4693
9 ай бұрын
❤❤🎉🎉🎉🎉 nay behaqi mezmur xegeun bereketun yebzihalkum fetari zimeare melaikti yesmealna🙏🙏🙏🙏💕🙏
@oneway7115
Жыл бұрын
ልብና ዝናፈቖ ደም ዘለዎ መዝሙር ኣስሚዕኹምና amlak zemen agelglotkum kbark senay fqadu ykunelna
@tesfatsiondebretsion744
Жыл бұрын
Amen amen amen zimare meleakti yesmealna zom yehwatey
@Brhantgraweyti
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና: ንተመራዓውቲ ሓዳር አብርሃምን ሳራን ይግበረሎም 🕊 እዛ "አልብኪ ነውር" ትብል ግን ነዘን ናይ ሎሚ ደቂ ሔዋን 'ተዘይንጥቀመላ ክንደይ ምጸበቐ! ብዘይካ እታ ፈጣሪ ዝወለደት 'እመ ብርሃን' ነውሪ ዘይብላ ፍጥርቲ ሔዋን ስለ ዘየላ: እቲ ቃል 'ውን ንዕኣ ስለ ዝተነገረ።
@angoladebrexionqidisti
7 ай бұрын
Yes haqika aleka
@natsinethabtegergs8757
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚኣቢሄር ይባርክን ይቀድስን ፍቱዋት ኣሕዋተይ።
@fanusgilazgi119
Жыл бұрын
Elllllllllll ellllllllllll elllllllllll aseyy zemare melaekti yesmalna rhus gama yegbrlkum ftari 🙏🎉
@gualtewahedo9534
Жыл бұрын
Debre Selam Kidus Michaele adi keih tenafaqit mahberey. Sdetna yehisirelina. We miss youuuuu all so much. Rihus gama ygberelikum dn girmiso
@yonastsadik1416
Жыл бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ኣሕዋተይ ' ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ "
@AftabAlam-em2jg
Жыл бұрын
እልልልልል ብሓቂ ዘደንቅ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዐና❤❤❤
@yonasjrkilla7597
7 ай бұрын
Wow sameaka zeytemeno mezmure behaki zemare melaketi yesmealena amelak nay agelegelot zemanekum yebarekalekum ❤️🙏
@kbromhaylom2121
Жыл бұрын
ዕዕዕዕዕልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና የሕዋተይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም የብዝሓልኩም
@mieronkbret
Жыл бұрын
Zmarie melaekti yesmalna ❤❤❤
@simonberhe6684
Жыл бұрын
Waww ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና የሕዋት ደቂ ወንጌል ፀግኡ የብዝሓልኩም❤❤❤
@awetfiesha9333
Жыл бұрын
Amen Amen Amen zega bdbe xega yebzhalkum ❤
@mebratberhane7402
8 ай бұрын
Zmare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏
@kedawitgebremariam
Жыл бұрын
ልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤ ኣሰይይይይይ ቃል ሃወት የስመዓለይይይይይ
@bahabelomhadgu4567
Жыл бұрын
ዕልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስማዓልና 🌺🌺🌺🌿🌿🌼🌼🌼🌼💐💐💐😘😘😘👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻❤️❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@havenabraham5252
Жыл бұрын
Elllllll ❤❤❤ Adeye halwni mis fkur Wedki Azllni🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@habtemicheal4048
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና
@abrahamghebru8562
Жыл бұрын
Elllllllllllllllllllllllllllll Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna qale kdankum yibarkelkum ❤❤❤
@HelenDc
Жыл бұрын
Zmare Melaekt Yesmalna brukat Ahwatna❤❤❤
@amlesetwelea9840
Жыл бұрын
ዝማሬ መላክቲ የስማልና ኩቡራተይ
@angosomweldemonkorios420
Жыл бұрын
ኣሰይይይ ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዘሓልኩም ❤❤❤❤❤❤
@arsemagerezgiher3985
Жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melaekt yesmalna
@ArsiemaTesfagergs-nk8yx
Жыл бұрын
zmare melaekt yesmalna amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@lidyateklit-xh2rh
Жыл бұрын
Aseyyyy Elllllllllllll hadrkum yebarke feqratey❤
@Mahari-763
Жыл бұрын
Zmare melaekt yesmelna ahwatey 🥰❤️❤️❤️
@ኩሉንምርኣይምቕናይ-ቐ5ሸ
7 ай бұрын
ህይወት ዝህብ መዝሙር ኢኹም ዘሚርኩም እግዚኣብሄር የኽብርኩም።
@user-lk8pr3hk8r
Жыл бұрын
🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️ዝማሬ መላኢክት የስመዓልና
@ማሓሪዖቁባገርግስ
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና
@rutgebrezgi2765
Жыл бұрын
ዝማሬ መላክቲ የስምዓልና እግዝአብሄር ጽጉኡ የብዝሃልኩይ ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር የሕዋተይ ❤❤❤🎉🎉🎉
@merhawitmeles1853
Жыл бұрын
ኣሰይ እልልልልልልል ኣምላክ ኪዳንኩም የጽንኣዮ ኣሕዋተይ & ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ግርማይ ሓወይ ደስ ትብል መዝሙር ከኣ
@samrigaltigray6853
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤
@ተንስኡንኺድሰላምንበላንቤ
Жыл бұрын
😊ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ፍትዋት የሕዋትና:- ዝድነቅ መዝሙር!! እግዚኣብሄር ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ንክህበኩም ይምነየልኩም።❤
@ytbarkegziabiheramlakabowi7973
Жыл бұрын
Zmare melakti yesimelna ahwat ruhus gama nmerawuti ❤
@fusfv877
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የሰምዓልና ኩቡራት ኣሜን ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን 👏👏👏🤲🤲🤲🌹🌹🌹🌹🌹🌹😭😭❤❤❤❤❤ 💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛 ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
@lemin3489
Жыл бұрын
Amen Amen Amen zemare melakti yesmalna
@arsemafshation3431
Жыл бұрын
Amen amen amen zimare melaikte yesmialina ❤❤❤❤
@ተመስገንእምላክይ-ወ9ከ
Жыл бұрын
ኣሜንዝማሬ መላአክቲ ይሰምዓልን 👏👏👏
@tirhastekleweldemikael8480
Жыл бұрын
Zmarie Melaikti Yesmealna ❤ Rhus Gama yigberelkum ❤ Qalkidankum Abrhamn Saran zbareke Amlak, Qalkidankum yibarkn yiqedsn ❤
@yosefsimon1165
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና። እግዝኣብሄር ጽግኡ የብዝሓልኩም ብሩኻተይ ❤❤❤
@DanidaniNatey
8 ай бұрын
እእእእእእእልልልልልልልልል ዝማሬ መላኽትይ የስመአልና የሕዋት❤❤❤
@freselamshumay-ul8kp
Жыл бұрын
Ellllllllllllll baman zmare melaekti yesmalna mahberey marey xegu yebzhalkum ❤❤❤❤❤❤❤
@grmawitteklit1414
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣብ ሰራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይግበረልኩም
@akberetafom7234
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና የሕዋት
@ድንግልማርያምዋሕስህይወተ
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፁኑዕ ቃልኪዳን ይግበረልኩም❤❤❤❤❤❤
@AGAPEERI
Жыл бұрын
Zemare melaekti yesmalna amen
@semehersemeher6909
Жыл бұрын
🙏🙏🙏🕊🕊🕊🕊🕊🕊 zmare melakti yesmealna.
@__-pd7tc
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን በእድሜ በፀጋ ይጠብቅልን❤
@user-ym5pg1yr2f
10 ай бұрын
Zemarie melakit ysmalna ❤❤❤
@selomunmehari709
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመኣልና
@Nzeyrekbeki_ynafqekii
Жыл бұрын
Elllllllllllll zmarie melaekti yasemalgn deqi xyoney🙏🙏🙏💘💘💝
@feruzselomun3874
9 ай бұрын
Asey Zemare melaekt yesmalna tmti mezmur 🥰🥰🥰
@MerhawiKesete-k3p
Жыл бұрын
Zemare melakti yesmealna nay Agelgelot zemenkum yebarekalku Amlak
@banaWeldegergish
Жыл бұрын
Zmar melakt yesmealna❤❤
@ማሓሪ
2 ай бұрын
ጸጋ ብዲበ ጸጋ ይፈድፍድ ላእሌኩም
@danayabrham1249
Жыл бұрын
Zmarie melakt yesmalna senay gezawi mezmur kbri yhabkum
@saiful_rana5075
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ኣሪቲ ምግባር ተዚቀሪ ነይሩ ኣይሚቲፀገበን ነይሩ
@selam801
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን❤
@merhawitmeles1853
Жыл бұрын
ኣምላክ ፍረኩም የርእየና ❤
@DanayAbraham-z3r
Жыл бұрын
Elllllll zmarie melaekt yesmalna des zebl zmarie u
@NS-218
Жыл бұрын
wowwwww thats is beka really orthodoxawi mezmur zbehal more and more kemzi krie kxbey eye kabakum btami xbyukkkkkk
@tesfatsiondebretsion744
Жыл бұрын
Amen zimare meleakti yesmealna ruhus gama dyaconeyyyy ms haftina
@user-gi5hu2hp5l
Жыл бұрын
Ellllllll ellllllll ellllllll ellllllll zimare melakit yesimealina yehiwatey ❤❤❤
@rahwadebesay-wn6hh
Жыл бұрын
ELLLLLLLLLL ELLLLLLLLLL ELLLLLLLLLL enqa hagskum Diqkon hawey and Sis. Merry mary zmaera melakti ysmelna egzbher xegu ybzhalkun edmen tenan yhbkum amlak
@merhawitmeles1853
Жыл бұрын
ሰሚእካ ዘይትምኖ ማዝሙር ኣምላክ ዝማረ መልኣክቲ ዝተቀበለ ዝማረኩም ይቀበል ኣሕዋተይ ❤❤❤
@delumahari8901
Жыл бұрын
Eelllllllllllllllll Asey zmare melaekt yesmalna and rhus gama ygberelkum deqi emebrhan ❤❤
@fyoritewelde37
10 ай бұрын
ዝማረ መላክቲ የስማልና❤
@temesgenamlakey2695
Жыл бұрын
Zmaria melaektiy yesmalna kuburat yehwat Amlak bereketu yebzhalkum
@freweynihailemichael3385
Жыл бұрын
Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll zimare melaekti yesmealna kuburat yehwateyyy egziabher amlak xegue yebzehelkum kuburat yehwateyyy ⛪️ 💒 👏 🙏🏻 ⛪️
@yikealotesfamichael7305
Жыл бұрын
ዓብይ ውእቱ ዝ ነገር""'''' """ ቃለ ሂወት (ርሑስ ጋማ )
@roznafitwi2993
Жыл бұрын
Ellllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllll zmarie melaekti yesmalna kuburat yehwat edme agelglotkum ybarkolkum egzabiher amlak❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yoelfikrey
Жыл бұрын
Zmare melakti yesmaelna amlak xigu yebzhalkum yhawteyy ❤❤❤❤❤
@user-xl7qg4ni4o
Жыл бұрын
Elllllll Elllllll Elllllll zemare melakte yesmalna yehiwat egzabhire amlak xega yebzih❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YeMariam828
11 ай бұрын
Zemare melakt yesmalna
@merhawitmeles1853
Жыл бұрын
ኣምላክ ኣካክቦ ይፍተረልና ደቂ ማሕበረይ ተናፈቅቲ
@zainazaina2750
Жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ከመይ ትዕድልቲ እዩ❤❤❤❤
@tadeseyonas9130
Жыл бұрын
ellllllllllllllllllll ellllllllllllllllllll ellllllllllllllllllll bahaqi amlak msakum ykun amien bahaqi edmen tenan yhabkum fetari aboyy
@kedawitgebremariam
Жыл бұрын
ኣልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤😢
@user-td1yk1jv7y
Жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ንዓኩም ይኩን ፍቁራተይ። ኣዛ መዝሙር ናይ መርዓ ዘይኮነትሲ ናይ ጎይታን ናይ ድንግል። ማርያምን መብዝሕትኡ ትርጉሙ ነውር ንቕፈታ ዘይብሉ ክርስቶስ እዩ ነውር ንቅፈታ ዘይብላ ድንግል ምርያም። እያ ስለዝ ናይ መርዓ ኣይኮነን ኣብ ብዝሑ መርዓታት ዝዝመሩ ወረባት ብምስትውዓል ክዝመሩ ይግባእ ኣነ ንብዝሓት ሕትተ ክምልስለይ ግን ኣይካኣሉን ኣልብኪ ነወር ትብል ወረብ ንኩሉ እዩ ዝዝመረሉ ግን ጌጋ ብጌጋ ተርድአዮ እንተ ኮይነ ኻኣ ኣርምን ኣረድኡ ን
@saminataniam28
Жыл бұрын
ጽብቅ ኣለኻ ብሩኽ ሓው ፡ ግና ንኩሎም ዝተመረዓው ትዝመር ማለት ኣይኮነትን ፡ ንዲያቆ ይምርዖ ተሎ ወይ ድማ ብቅዱስ ተክሊል ክልቲኦም ብድንግልና ተጸኒሖም ቅዱስ ቁርባን ወሲዶም ይዝመረሎም ኢዩ ናይታ መዓልቲ ብጎይታ ስለ ዝምሰል ። ይቅረታ ሓቲተ ዝረኸብኩዋ መልሲ ኢየ ጽሒፈ 🙏
@NS-218
Жыл бұрын
እወ ዝብሉ ኣለዉ። ግን ምስጢራትና ብዝግባእ ምርዳእ የድሌና። ከመይሲ ኣልብኪ ነውር ማለት ነቲ ኣዳማዊ ሓጢኣት ስለ ዘመልክት ኣብ ቅድስት ድንግል ድማ ስለ ዝይነበረ ኢዮም ከም ኡ ዝብሉ። ዳሕራይ ግን ሰባት ፣ማለት ድሕሪ ክርስቶስ ግን ኩሉ ሰብ ካብ ኣዳማዊ ሓጢኣት ነጺሁ ኢዩ። ስለዚ ድማ ሰብ ካብ ኣዳም ሃጢኣት ነጺሁ ግን ድማ ካብ ስጋዊ ሓጢኣት ርሒቁ ተተረኺቡ ኣልቦ ነውር፣ ይበሃል ኢዩ። ነዚ ሓውና ዝመለሳ ውን ተራጉድ ኢያ እዛ ናተይ፣ ነውሪ ዝይብሉ ማለት ድማ ሓጢኣት ዝይገበረ ኢዩ፣ ኣብ ናይ ዲያቆን ድማ ክልቲ ኦም ካብ ሓጢኣት ተኸልኪሎም ማለትና ወላ እንተበደሉ ንስሃ ገይሮም እና ነጽሁ ኢዮም ዝኸዱ ጸኒሖም ስለዚ ነውሪ የብሎምን ማለትና ኢዩ፣ እዚ ድማ ሓይሊ ንስሓ ክንድምንታይ ምዃኑ ዘመስክር ኢዩ።
@meharighirmay7345
2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@militegebrenegus6390
Жыл бұрын
Zimare. Melakt.yesmalna Amen.amen. amen ❤
8:30
New Eritrean Orthodox mezmur "ፍቕሪ ኣምላኽ ንስበኽ" By D. Teame Segid. (FQRI AMLAK NSBEK)
KABATRANOS TV
Рет қаралды 652 М.
7:39
እንታይ°ለ ክገልጾ ዘ.መ/ታ ኣሮን ተስፋይ New Eritrean Orthodox Tewahdo mezmur zemari me/ta Aron Tesfay // 2022/15
ዋሕሰይ ዝብላ #wahsey zbla
Рет қаралды 163 М.
00:32
Fortunately, Tang Wutong and her sister were smart and rescued the baby!#斗罗大陆#唐舞桐#唐老六#斗罗大陆
Real Douluo Short Video
Рет қаралды 17 МЛН
00:10
The CUTEST flower girl on YouTube (2019-2024)
Hungry FAM
Рет қаралды 49 МЛН
32:45
У тебя новый заказ | 1 серия | Сериал «Эскорт. Новый вызов» | КОНКУРС
DRAMA PIE
Рет қаралды 1 МЛН
00:17
So Cute 🥰
dednahype
Рет қаралды 52 МЛН
9:52
ይግረም ኣለኹ/ Ygrem aleku / #zemari Bereket tikue / #eritrean_orthodox_tewahdo_mezmur_2023 #livemezmur
Zemari Bereket Tikue official
Рет қаралды 2,2 МЛН
8:08
እንዘ ይብሉ# Enze yblu# Orthodox #Tewahdo #mezmur# ዘመርቲ ዲ.የዉሓንስ ፡ ኣቤል፡ ሳንድሮ፡ዩኤል፡ሳይሞን፡ሄርሜላ፡ራህዋ፡ቅሳነት
Dilasor ዲላሶር
Рет қаралды 190 М.
10:58
🔴ተመስገነለይ// ናይ ትግርኛ መዝሙር ብዘማሪ ዳት\ Temesgeneley Eritrean orthodox tewahdo mezmur Mdre Canaan 2023
Mdre Canaan ምድረ ከንኣን
Рет қаралды 436 М.
7:41
~ማርያመይ~Mariyamey~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2022 by Zemari Henok Fikadu
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 1 МЛН
11:23
እመኑ በእርሱ ድንቅ ያደርጋል ጌታ @21media27
21 MEDIA ሃያ አንድ ሚዲያ
Рет қаралды 634 М.
16:29
ኣዝዩ ደስ ዘብል ናይ መርዓ መዝሙር nay mera mezmur
zarye begena tewahdo (ዛሬ በገና ተዋህዶ)
Рет қаралды 38 М.
8:32
New Eritrean Ortodox Mezmur Aytegagenan By Debre Mewie
DEBRE MEWIE ABUNE AREGAWI MAYTEMENAY
Рет қаралды 1,2 МЛН
8:00
ጽድቕኺ/Xedkeki/ New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024 ብ ቤ/ት/ሰ/ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ-ጓዕዳድ
NIEBUL ኔቡል
Рет қаралды 251 М.
9:23
New Eritrean Orthodox Mezmur (አቡነ ዮናስ ጻድቅ) By D.Teame Segid.
KABATRANOS TV
Рет қаралды 207 М.
7:11
New Eritrean Orthodox Mezmur By D. Teame Segid. "እመ ፍረ ሕይወት"
KABATRANOS TV
Рет қаралды 2 МЛН
00:32
Fortunately, Tang Wutong and her sister were smart and rescued the baby!#斗罗大陆#唐舞桐#唐老六#斗罗大陆
Real Douluo Short Video
Рет қаралды 17 МЛН