No video

Kal-New series Tigrigna Film By GereEmun part 35 ( ቃል-ሓድሽ ተኸታታሊ ፊልሚ ትግርኛ ክፉል35 (Official Video 2024)

  Рет қаралды 23,420

Flamingo Entertainment

Flamingo Entertainment

6 ай бұрын

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ፍላሚንጎ ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Flamingo Entertainment KZbin Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you! Flamingo entertainment

Пікірлер: 230
@USERAL579
@USERAL579 6 ай бұрын
ወ/ሮ ሓዳስ ቆራፅ ሰብ! ሓድጉ ሓቀኛ መንእሰይ!👍👍👍👌👌👌
@jeirejeire8992
@jeirejeire8992 6 ай бұрын
ብጣዓሚ ሓቀኛ 🥰
@user-mr5hp9wk3l
@user-mr5hp9wk3l 6 ай бұрын
ሓድጉ ከብድኻ ይበልዕ ትሕትንኡ😢 መወዳእታ ሓድጉን መብርሂትን በሓደ ክኾኑ እየ ዝምነ🥰🥰🥰🥰
@jeirejeire8992
@jeirejeire8992 6 ай бұрын
ወይዞሮ ሓዳስ ክሕዝናካ ኩሉ ይፍከረለን ❤
@fanafani2638
@fanafani2638 6 ай бұрын
ክብረተይ ሳፕስክራይብ ግበርለይ❤
@alemalem2233
@alemalem2233 6 ай бұрын
ሕማቅ ስብኣይ ተሒዝካ ከምኡ እዩ
@jeirejeire8992
@jeirejeire8992 6 ай бұрын
@@fanafani2638 ገይረልኪ ማዓረይ 🥰
@Abrhet_tube19
@Abrhet_tube19 6 ай бұрын
Well came ተጋርዋይ ዋውውው ወይዘሮ ሓዳስ ሓቀኛ አዶ እየን እስኪ እትድምቅወን ከምዚ ከማይ ግጨይኒ❤🎉🎉🎉🎉
@lilitylility4864
@lilitylility4864 6 ай бұрын
ቡሩክ ስንበት ይግብረልና ዓዲናን ህዝብናን ሓደራኻ እምላኬይ😢😢❤❤❤❤
@fanafani2638
@fanafani2638 6 ай бұрын
ኣሜን ዝያዳይ❤🎉 ሳፕስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤
@lilitylility4864
@lilitylility4864 6 ай бұрын
@@fanafani2638 እሺ❤
@genet6293
@genet6293 6 ай бұрын
ወይዘሮ ሓዳስ ጽርቲ❤❤❤
@fanafani2638
@fanafani2638 6 ай бұрын
ሳፕስክራይብ ግበርለይባ❤
@YyYu-cb5yb
@YyYu-cb5yb 6 ай бұрын
ዎዞሮ ሓድስ ዓቃል ዝያዳይ❤❤❤❤❤❤
@user-gv9rn7lu7v
@user-gv9rn7lu7v 6 ай бұрын
Bahta ymutey tegaruwayy like gberlom fthi ntdf 😢
@dfghgfvfaydh3201
@dfghgfvfaydh3201 6 ай бұрын
ኣሰይ ወይዘሮ ሓዳስ ንኣደዋይ ይመስላ ኩሉ ነገረን💞💞💞💞💞
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተካተተልቲ ቃል ሳፕስክራይብ በሉኒ ተጋሩዋይ ❤
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 6 ай бұрын
እንኳዕ ብስላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ፅሩያት ዘርኢ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💊💊💊💪
@fanafani2638
@fanafani2638 6 ай бұрын
ማዓረይ ሳፕስክራይብ ግበርለይ❤
@ihdf4175
@ihdf4175 6 ай бұрын
ኣነሰ እዘም ስብኣይ ክፀልእም ሃፍታም ከይኑ ብሃፍቱ ንሰብ ከጋፍዕ ከፅልአኒ 😮😢
@fanafani2638
@fanafani2638 6 ай бұрын
መበል 90😂 እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤ ናይዛ ፊልሚ ተካታተልቲ ዝኮንኩም ኣሕዋተይ plss😢 #ሳፕስክራይብ ግበሩለይ❤❤
@FreweyniGalagame
@FreweyniGalagame 6 ай бұрын
ጥዑማት ላዛ ዓጋመና እንካዕ ብደሓን መፃኩም። ሰናይ ሰንበት
@sratasrata5383
@sratasrata5383 6 ай бұрын
እንኳዕ ብዳሕን መጻእክጅም ኩቡራተይ ።ዝተቀደሰ ዝተባረከ ዕለተ ሰንበት ሓጎስ ዝመልኦ ሰላም ዝዓሶሎ ምዓልቲ ሰንበት ይግበረልና ፈጣሪ ኣምላኽ ኣሜን
@gallwejerat147
@gallwejerat147 6 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ደስ ትብል ድራማ
@fanafani2638
@fanafani2638 6 ай бұрын
ዝያዳይ ሳፕስክራይብ ግበርለይ❤
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 6 ай бұрын
ወይዘሮ ሓዳሲ ቆራፅ ሰበይት ሓዲጉ የሕዝን 😢ትሕትናኡን ወዘሮ ፃዲቃን ክመፃ አሎወን❤❤❤
@user-jq6ps9pi2g
@user-jq6ps9pi2g 6 ай бұрын
ሓዲጉ ደኪታም ሰለ ዘኮነ ምእማን,፡ይኣብዩወ ኣሎው ገር ዘሕዘነካ ኣጀካ ኣብ ሓቂ ዳኣ ንበር ፅናዕ እብ ኣቦካስ ሓራስ ንብሪ እዮም 😢 ፅኑዕ ወዲ ብእኖት ኣነስ ፍትው,እየ ዘብለካ ብትሕትናካ ማሃርት እያ ብዛዕባ ንምንእስያት ደቂ ተዋዕትዮ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 6 ай бұрын
ብኩለንታኣ ሓቂ ብልፅቲ ተኸታታሊት ፊልሚ እያ !!👌👌👌
@user-hy5jn2eb2b
@user-hy5jn2eb2b 6 ай бұрын
ላይክ ኣይትረስዑ ተመልከቲ።
@user-vb7kq8jt4f
@user-vb7kq8jt4f 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ወይዘሮ ሓዳስ እዝውቲ ሓቀኛ ደስ ክብላኻ❤💝
@user-rq9qs2ci4f
@user-rq9qs2ci4f 6 ай бұрын
ደስ ባሃሊት ድራማ መረበትና ተርኢ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@mulurom3315
@mulurom3315 6 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ተናፋቅቲ ሙቁራት❤❤❤❤❤❤❤
@user-jg3vw3jj5b
@user-jg3vw3jj5b 6 ай бұрын
ኣነሲ በቃ ዛድራማ ብጣዕሚ እየ ዝፍትዋ መረበተይ ዘርኣየትኒ❤❤❤❤❤
@tigistgirmay939
@tigistgirmay939 6 ай бұрын
ፍልይ ዝበለት መምሃሪት ድራማ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@selamlove3408
@selamlove3408 6 ай бұрын
አንካዕ ብሰላም መፃኩም የሕዋተይ❤❤
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ፅርያት🥰🥰🥰
@salmasalm8448
@salmasalm8448 6 ай бұрын
አቤት መዝገበ ተባዕታይ ዙኩላ ጃህራ አብምንታይ ከውድቆም እዩ😂😂😂😂
@user-cr1yp9ow6f
@user-cr1yp9ow6f 6 ай бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፃክም ተጋሩዋኒ❤❤❤
@user-bo1dx4qi3r
@user-bo1dx4qi3r 6 ай бұрын
ብጣዓሚ ፅብቅቲ ፍልሚ እያ ❤🎉
@selamlove3408
@selamlove3408 6 ай бұрын
ሞዝጎቦ ተባዕታይ ኣመና ኣክፌእኩም ዋይ ህውከተኛ😢😅
@FgHf-uj8op
@FgHf-uj8op 6 ай бұрын
😂😂😂👍
@aotali8812
@aotali8812 6 ай бұрын
ወይዘሮ ሓዳሰይ ምቅርቲ ኣነስ ክፈትዋ❤❤❤❤
@user-rh6np8li7p
@user-rh6np8li7p 6 ай бұрын
ዋይ ዘን ወለድና ትትዕግስተን ❤
@fanafani2638
@fanafani2638 6 ай бұрын
ክብረተይ ሳፕስክራይብ ግበርለይ❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 6 ай бұрын
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ብጣዕሚ እኹም ድስስስ ክትብሉ ፍቕሪ ሕዙን ምስ ሓድጉ ብምንታይ ክረኽቦ ይኽእል ሓድጉ ልባም ናይ ሃረጉ ዘረባ ታስሕቕ ክክክክ_
@user-vb7kq8jt4f
@user-vb7kq8jt4f 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ወይዘሮ ሓዳስ እዝውቲ ሰበይቲ❤💝
@mairymairy9044
@mairymairy9044 6 ай бұрын
መዝጎቦ ታባዕታይ 😂😂❤
@titisabawit3510
@titisabawit3510 6 ай бұрын
ወልፈይ ድራማ❤❤❤❤ደስ ክትብል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሓዳስ ቅንዕቲ
@fanafani2638
@fanafani2638 6 ай бұрын
ክብረተይ ሳፕስክራይብ ግበርለይ❤
@Cjvjg-vy6vn
@Cjvjg-vy6vn 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተናፋቅቲ❤❤
@user-cp2wl4oh9v
@user-cp2wl4oh9v 6 ай бұрын
መዝገቦ ረዳን ሰይቲ ተለድህንን ግን ከየድነቅክወን ኣይሓልፍን😊😊😊
@salmasalma-en2ef
@salmasalma-en2ef 6 ай бұрын
እንካዕ ብስላም መፃእኽም❤❤❤❤
@hymiyoutubechanel6651
@hymiyoutubechanel6651 6 ай бұрын
ወይዘሮ ሓዳስ ❤❤❤
@tigistgirmay939
@tigistgirmay939 6 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@sameralibis6724
@sameralibis6724 6 ай бұрын
ደስ ባሃሊቲ❤❤❤
@salamuh3253
@salamuh3253 6 ай бұрын
ሓረጉ ዝፈቱ 🤣🥰❤️
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ሰናይ ሰንበት ይግበረልና❤❤❤❤❤
@fwwrffsrr9709
@fwwrffsrr9709 6 ай бұрын
ደቂ ሓላልል መሬት🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖
@fwwrffsrr9709
@fwwrffsrr9709 6 ай бұрын
ተጋርዋይይይይ ይመችኩም ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@TeweldeTube
@TeweldeTube 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@Samiking-se6ji
@Samiking-se6ji 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ጀማሪ ባዕለይ እንኳዕ ብዳሓን መፃኹም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-hy5jn2eb2b
@user-hy5jn2eb2b 6 ай бұрын
ክእለትኩም ማራኺ። እንኳዕ ናትና ኾንኩም። ❤❤❤❤
@USERAL579
@USERAL579 6 ай бұрын
እንቋዕ ዳሓን መፃኹም እንዳ ቃል" ቡሩኽ ሰንበት!!
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 6 ай бұрын
ኡንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሃገረይ ማዓረይ💛❤
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b 6 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ዓደይይይ ተናፈቅቲ❤❤❤ ዋይ መዝገቦ ረዳ ጉራ አይተብዝሑ
@user-qb1rc9lm3r
@user-qb1rc9lm3r 6 ай бұрын
ተጋሩዋይ ❤❤
@user-jx3co3um8z
@user-jx3co3um8z 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ፁሩያት ወ/ሮ ሓዳስ ክፈትወን እኮ🥰❤❤ መዝጎቦ ረዳ ታይዶ ኮይኖም ንኹሎም ወዲአንዎም🤨🙄
@user-yy8yx8yn8x
@user-yy8yx8yn8x 6 ай бұрын
እንኳዕ በሰላም መጻክም ፍቅራተይ ደሞ እንኳዕ ኣብጸሐና ንቅድስት ሰንበት ብርክ ሰበት ❤
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ብሩካት ዘርኢ❤❤❤🎉
@selamgebre303
@selamgebre303 6 ай бұрын
ተወልደ መድህን ❤❤❤❤❤ ማረት ባከጅ ልባሃል ነበረ ልቃሕ ኣዘኪርኒ 😢😢ኣየዞምወልድና
@SalamSalam-du3pl
@SalamSalam-du3pl 6 ай бұрын
አንካዕ ሰላም መፃኩም❤❤❤
@Hagush-love
@Hagush-love 6 ай бұрын
🎉❤እንቋዕ ድሓን መጻኩም:ጽቡቅ ግን መዝገቦ ረዳ ብደዐ ኣብዚሑ፡ ከምኡ ዝበለ ሰብ ኣሎ ድዩ ኮይኑ!? ብዝተረፈ ጽቡቅ 'ዩ።ቀጽልሉ
@ggcf1371
@ggcf1371 6 ай бұрын
መዝጎቦ ተባዕታይ😂😂
@sassagaddd1676
@sassagaddd1676 6 ай бұрын
ሓረጉ❤😂😊
@seblegoitom3719
@seblegoitom3719 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MeryMm-lk6iw
@MeryMm-lk6iw 6 ай бұрын
❤❤❤
@zaidhaile1328
@zaidhaile1328 6 ай бұрын
❤❤
@user-sj1hl7tg3k
@user-sj1hl7tg3k 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@AaBb-tr6hv
@AaBb-tr6hv 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-mz4bk1ii3t
@user-mz4bk1ii3t 5 ай бұрын
ካብ 2000 ዓ/ም ንዳሓር ብቋንቋ ትግርኛ ካብ ዝተሰርሑ ተዋስኦ እቲ ቅድሚት ዝስራዕ ተዋስኦ ቃል እዩ።ቅድሚት ዝሰራዕኹል ዋና ምኽንያት ፍስት ናይቲ ተዋስኦ፣ብቕዓት ናይ ደረስትን ተዋሳእትን ልዑል ብቕዓት ዘርእይሉ ተዋሶኦ እዩ።እቲ ብሉፅ ስራሕኹም ካዓ እቲ ፍፁም ስሩዕ ቋንቋ ትግርኛ ምጥቃምኩም ኣዝየ ይሕበነልኩም።ኣብዚ ሕዚ ቋንቋ ትግርኛን ኣምሓርኛ ፈልዩ ዘይፈልጥ፣ፍርቂ ብቋንቋ ኣምሓርኛ እንዳተዛረበን እንዳፃሓፈን ከያኒ እየ እንዳበለ ቋንቋ ትግርኛ መሸቐጢ ጥራሕ ንዝጥቀምሉ ከየንቲ ኢና ንዝብል ኣዝዩ መምሀራይ ፊልሚ ኢኹም ሰሪሕኹም ክብሪ የሃበለይ።ስእሊ ናይቲ ፊልምኹም ተትልእኹለይ ብFb ብዝዓቕምና ክነላልየልኩም ነይርና።
@user-hr9mt2oe7y
@user-hr9mt2oe7y 6 ай бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፃኩም 💥💥💥🥰🥰🥰
@habu207
@habu207 6 ай бұрын
❤️💛🥰
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 6 ай бұрын
እንዃዕ ዳሓን መፃኹም 🙏💖💖💖ወ/ሮ ሓዳሰ ደሰ ክብለላኻ 💖💖💖💖💖💖
@titinotitino2910
@titinotitino2910 6 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@user-ev2ep2bc5y
@user-ev2ep2bc5y 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድራማ
@user-en6ro8nz9f
@user-en6ro8nz9f 6 ай бұрын
😊❤❤❤❤
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 6 ай бұрын
ዉይይይ😮😮 መዝገቦ ታባዕታይ የመና ሓይሎም ዳተወልሂን ክሕዙንካ 😊
@tigistgirmay939
@tigistgirmay939 6 ай бұрын
እንክያ ሃብያ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@kahsayemaryamlij199
@kahsayemaryamlij199 6 ай бұрын
❤❤😊
@almaz1323
@almaz1323 6 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ቃል ቤተሰብ ❤❤❤
@sarasaraa1298
@sarasaraa1298 6 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 6 ай бұрын
ደስ ትብል ተዋሰኦ እያ
@sadssfaswe2540
@sadssfaswe2540 6 ай бұрын
ሓዳሰይ❤️
@user-sj1hl7tg3k
@user-sj1hl7tg3k 6 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉
@sameeer1228
@sameeer1228 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FerFerFe
@FerFerFe 4 ай бұрын
❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰❤
@user-bb5so7jc9b
@user-bb5so7jc9b 6 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@selamtube5095
@selamtube5095 6 ай бұрын
ሰላምዬ ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤
@user-ek9eo4mc3z
@user-ek9eo4mc3z 6 ай бұрын
ይሞሺካ የማኖ❤❤❤
@apsaramobile7888
@apsaramobile7888 6 ай бұрын
achuway ❤❤❤❤
@HailayHtgg
@HailayHtgg 6 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@dhydfhdu-me6xg
@dhydfhdu-me6xg 6 ай бұрын
Wezero hadasey ezwti❤❤
@abrahamgale483
@abrahamgale483 6 ай бұрын
እዃዕ ብሰላም መሰፈጻኩም ብሩካት ስድራ🎉🎉🎉
@fanafani2638
@fanafani2638 6 ай бұрын
ወለላይ ሳፕስክራይብ ግበርለይ❤❤
@aaaall7364
@aaaall7364 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@lbadralnar9474
@lbadralnar9474 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@FgHf-uj8op
@FgHf-uj8op 6 ай бұрын
አረ በጃኩም ላይክ ግበርሎም
@user-fz1su3cy6m
@user-fz1su3cy6m 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-qc2ci5ws6v
@user-qc2ci5ws6v 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@user-jh2ck1rq9c
@user-jh2ck1rq9c 6 ай бұрын
እንኳዓ ብሰላም መፃኩም❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@arayaweldegebrial8700
@arayaweldegebrial8700 6 ай бұрын
መዝገቦ ተባዕታይ ምኩሕ😂
@tmsgnamlky6344
@tmsgnamlky6344 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-ig3ws4bn7g
@user-ig3ws4bn7g 6 ай бұрын
እንኻዕ ሰላም መፃኩም ገዛና❤💛🌹🙏
@galtigray5257
@galtigray5257 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤
Они так быстро убрались!
01:00
Аришнев
Рет қаралды 2,9 МЛН
My Cheetos🍕PIZZA #cooking #shorts
00:43
BANKII
Рет қаралды 24 МЛН
Они так быстро убрались!
01:00
Аришнев
Рет қаралды 2,9 МЛН