🛑 ''ፀላኢኺ ይንባዕ '' - ኣርሚ 50 ሬድዮ ኦፕሬተር ኮማንዶ ዋዕሮ ተጋዳሊት ኣበባ ዓምዱ

  Рет қаралды 50,549

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

6 ай бұрын

ንተጋዳሊት ኣበባ ዓምዱ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0966053992 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ gedli.plu
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus

Пікірлер: 190
@Gedli_plus
@Gedli_plus 6 ай бұрын
ንተጋዳሊት ኣበባ ዓምዱ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0966053992 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
@hg2540
@hg2540 6 ай бұрын
ሕራይ ክንረኽባ ኢና ልዕሊ ኹሉ ግን ንኣዳላዊት ሄለን ከመይ ኢና ኽንረኽባ ንኽእል? ብጣእሚ ነኽብራን ንፎትዋን ሓፍትና quality ዘለዋ ኣዳላዊት ስለዝኾነት ናይ ጀጋኑና ብሕልፊ ከዓ ታሪክ ዝሰርሓ ዋዕሮታት ተቕርበልና ስለዘላ ምስጋና ንምሓብ ድሌት ስለዘለኒ እዩ ክብረት ይሓበልና ንትገብርዎ ኹሉ!
@haftomdebeasy3749
@haftomdebeasy3749 6 ай бұрын
ጀጋኑና ዋዓሮታትና መስዋእትኹም ፍጹም አይንርሶዖን የቐንየልና ዘልኣለም አብ ልብ ኣለኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fikadugebregiorgis9597
@fikadugebregiorgis9597 6 ай бұрын
ዝኸበርኩም ዝኸብርክንን ኣሕዋተይ መዓረይ እቃዕ ኣብጸ ሐኩም ኣብ ጸሐና ንዛ ጽሑፍ ተንብቡ ዘለኹም / ኺ ምስ ትፈትውዎም ወለድኹምን ኣሕዋትኩምን ብሰላም የራኽብኩም
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን❤
@fanaasfahale9889
@fanaasfahale9889 5 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤
@TiblalaHager
@TiblalaHager 6 ай бұрын
ኣበባ ብሓቂ ብቕዕቲ ሓቀኛ ተጋዳሊት ህዝቢ ትግራይ እያ፡ ጀግና እንኳዕ ፀናሕኺ
@shewitgeremedhin6058
@shewitgeremedhin6058 6 ай бұрын
ድምቅቲ ኮኾብ ፊሽኽታኺ ድሙቅ ገፅኪ ፃሓይ ብራቀይ❤ ብሳላኽን ንነብር ኣለና ዋዕሮ ሓፊትና ኽብሪ ምስጋናን ንስዉኣትና😢😢😢
@almaz.8056
@almaz.8056 6 ай бұрын
መስዋእትኻ ፈጺምና ኣይንርስዖን ኢና ናይ ጅግናና . ብኣኻትኩም ንሕበን ኢና❤
@mili12619
@mili12619 6 ай бұрын
ፀላኣኪ ይንባዕ ማዓረይ😢 ዋዕሮ እንኳዕ ለ እግዚአብሔር ብሂወት ኣትረፈኪ❤
@SfgCbjj-ej6ql
@SfgCbjj-ej6ql 6 ай бұрын
ፀሓይ ገፃ ዕድመጥዕና ይሃብኺ። ብጣዕሚ መሕዘኒ ከምዚአ ዝመስላ ቆናጁ ትግራይ ተሪፈን። ዓሕ ታይሞ።
@zafuzafu6588
@zafuzafu6588 6 ай бұрын
ኽቡራት ተጋደልትና ንበሩልና ትሕቲ እግዚአብሔር ሓበንን ኩርዓትን ሃርናን ህዝብን ኢኹም
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 6 ай бұрын
ኣቲ ጅግና መግለፂ ሲኢነሉ ጅግንነትኪ tdf ክብሪ ልዓኩም ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ልሰማእታትና🙏
@HaderaGebreselasie-ih4cz
@HaderaGebreselasie-ih4cz 6 ай бұрын
ፀላኢኺ ይንባዕ ጅግናና ዘሕዝን ንስኹም ተበጀኽምሉ ዓዲ መፃወቲ ዉልቀ ሃፍትምን መራሕትን ምዃኑ እዩ
@tdf12
@tdf12 6 ай бұрын
TDF ኣንቱም ጀጋኑ ይሕዋትና ዋዕሮ ደቂ ህዝቢ ትግራይ ብርክኹም ይጽናዕ ❤
@saragezaw4834
@saragezaw4834 6 ай бұрын
አጆኺ ጀግናና ግቡኺ ገይሬኺ ኢኪ ልዓድኺ ገይርኺ ብሒወትኪ ሁጉስቲ ኩኒ ምክንያቱም ግቡኺ ገይርኺ ልትግራይ ዓድኪ ጀግና ኢኪ😢😢😢😢
@hagerawi5745
@hagerawi5745 6 ай бұрын
Thank you for your service our heroine. Your sacrifice is incomparable. Because of you and all members of TDF, all of us are saved. 💔
@muluberehe8805
@muluberehe8805 6 ай бұрын
Abeba haftey ajoki gegna waero!! We are here because of you and your comrades . Long live for TDF !!!
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 6 ай бұрын
*_ዋዕሮና እንኳዕ ቢሂወት ተረፍኪ ክብርተይ_*
@iamfree347
@iamfree347 6 ай бұрын
ጅግና ፡ ትግራወይቲ❤❤❤
@gual70enderta17
@gual70enderta17 6 ай бұрын
ኣቤዋይ ዋዕሮ ጓል ዓደይ ፀላኢኺ ይንባዕ ዛ እምበይተይ ኣዮኺ 😢😢😢❤❤🙏
@FikirtGebiregZihabr
@FikirtGebiregZihabr 6 ай бұрын
ጠላትሸ ያልቅሰ አበባዬ የትግራይ ጀግና መቼም በታሪክ የማይረሳ ጀግንነት❤❤❤❤❤
@shiferawliben9713
@shiferawliben9713 5 ай бұрын
ትግራይ ወያኔ ህውኻት ትህነግ መቐለ አዲ ሃሳዌ ያለው ሃውልት እራሱን ይዞ ቀረ ï ❗😊😅
@haileseged1124
@haileseged1124 6 ай бұрын
አጆኺ ጅግና ጓል ትግራይ ሐቂ እዩ ተጋዳላይ ትስሰዓሉ ኢኳ እሞ መወዳእትኡ ዘባላሸይዎ ለማሳት መሪሕነት
@mekonenbelay9405
@mekonenbelay9405 6 ай бұрын
❤❤❤ ክብረትና
@Wedigebru1
@Wedigebru1 6 ай бұрын
ጂግና ዋዕሮ ትግራይ
@seneyagebremedhin346
@seneyagebremedhin346 5 ай бұрын
ከማኺ ዝበለ የለን ጅግና ጏልቶም ጀጋኑ ቃላት ይሓፅሩኒ ንዓኺ ዝገልፅ እሞ በርትዒ ብዙሕ ዕድል ኣለኪ
@Lemlemwz1ej
@Lemlemwz1ej 6 ай бұрын
ጀጋኖ ብፅቶይ
@user-ts2mk2rq9c
@user-ts2mk2rq9c 6 ай бұрын
አምበሳ ጅግና ሃፍተይ ሳላኺ አለና ጅግና ኢኺ
@user-qb4lg8fo5e
@user-qb4lg8fo5e 6 ай бұрын
ጀግና ዋዕሮ❤❤❤❤
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w 5 ай бұрын
ኣቢተይ ህያበይ ለባም ብብዙሕ ዝፈትወኪ ሓፍተይ ኣጆኽኒ ኣይትንብዒ ፀላኢኺ ይንባዕ ኣቤዋይ❤😢
@Burke698
@Burke698 6 ай бұрын
ዋዕሮና ❤❤❤
@Treettil
@Treettil 6 ай бұрын
ኣቤዋይ ጀግና ዋዕሮ ጓል ዓደይ ትግራወይት❤❤❤
@beletu7041
@beletu7041 6 ай бұрын
ጅግና ተጋዳሊተ አበባ ጅግንነት ተጋሩ ዝፈጠር አፍቶም በቢጊዝየኦም ከዕምፁና ከገዝእና ክጎብጥና እተመፁ አይይይይ እንቢ አብ ትሕቲ ማንም ተገዛቲን መበተካን መንነተካን ተመጢልካ ን ከትነበር ስለዘትፈቅ ወይ ስለ ዘነቅል የ ድማ ትኽክል ዩ ነቲ ቃለሲ ምስ ሂወትን ህዝቢ ትግራይ ክትገለፂ እንተለኺ ተሕልፍዮ ፍቅሪ ሐልዮት ፅንዓት እምነት ይል ኢለኪ አለኹ ተ ጋ አቤ ከበሪ ።
@user-jw4fu2so4m
@user-jw4fu2so4m 6 ай бұрын
ኣቢዋይ ጅግና😢
@user-bt8cu2lv8p
@user-bt8cu2lv8p 6 ай бұрын
ጅግንነትኹም ብቃላት ኣይግለፅን ዋዕሮና እንኳዕ እሰኪ ካባኹም ተፈጠርና❤
@kiruab
@kiruab 6 ай бұрын
Extremely emotional interview! Thank you TDF! ጀጋኑ!!
@sabianmedia9601
@sabianmedia9601 6 ай бұрын
ብስልቲ ቆልዓ እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ዛሓፍተይ ጅግና
@dmmksa3370
@dmmksa3370 6 ай бұрын
ቃላት ሲኢነሊኪ ጀግናይ😢💘🙏
@manjussegen3654
@manjussegen3654 6 ай бұрын
ጅግና ኣበባ❤
@user-vd2mh5jo9y
@user-vd2mh5jo9y 6 ай бұрын
ጀግናና ጓል ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@fderfeet7866
@fderfeet7866 6 ай бұрын
ኣሕዋተይ ክንደይም ዘይሓለፍኽን ክብር ንዓኺን😢
@EtAb-qs9kr
@EtAb-qs9kr 6 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንስውአትና ንጀጋኑና
@user-fl1ye6ug4r
@user-fl1ye6ug4r 6 ай бұрын
ሰላም ጀጋኑና ናይ ፀላኢ ወታደር ዩ ዝብሃል ናይ ፀላኢ ተጋደላይ ኣይብሃልን ኣስተላክልያ
@mayk1847
@mayk1847 6 ай бұрын
ኣይ ዝሓፍተይ እንታይሞ ይገበር ፀላኢኺ ይንባዕ ኣቲ ጅግና እንኳዕ ተረፍኪ
@user-qe5fc3yo1d
@user-qe5fc3yo1d 6 ай бұрын
መስተዋዓሊት ትግራወይቲ
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 6 ай бұрын
ዋዕሮና እንዃዕ ብሂት ተረፍኺ 🙏❤❤💪💪🇻🇳
@dmmksa3370
@dmmksa3370 6 ай бұрын
ካብ ጀጋኑ ጂጊና አጀኪ ዋዓሮ😢 💔🙏🙏🙏🙏
@almaz.8056
@almaz.8056 6 ай бұрын
ቃንዛኻ ይስምዓኒ።
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 6 ай бұрын
Heroine ❤❤❤❤❤❤
@AdamAbraha-ik6ww
@AdamAbraha-ik6ww 6 ай бұрын
Abe jegna ❤💪💪
@user-dp5dn4rx4l
@user-dp5dn4rx4l 6 ай бұрын
ኣቢተይ ኣጆኪ😢
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 6 ай бұрын
ጅግኒተይ ኣቢየዋ❤❤
@ZemenMerhawi-em4wj
@ZemenMerhawi-em4wj 6 ай бұрын
አጆኪ ብጣዕሚ ጅግና ኢኪ ተዓዊትኪ ኢኪ አይትንብዒ ነዞም ሻዕቢያ አንቢዒኪዮም ኢኪ
@FsfVvz-cq1hv
@FsfVvz-cq1hv 6 ай бұрын
Hero❤❤❤❤❤❤
@user-zh7lo7sf7m
@user-zh7lo7sf7m 2 ай бұрын
ጀግኒት ዋዕሮ
@saramm8772
@saramm8772 6 ай бұрын
ፀላኣይኪ ይንባዕ መዓረይ😢❤❤❤
@user-wj8fz1lf3c
@user-wj8fz1lf3c 6 ай бұрын
ልሳን ብፆትና ኢኪ ኣቤ ❤
@zenimoges2834
@zenimoges2834 6 ай бұрын
ኩሉ ነገርኪ ጽብቕቲ አበባየ
@yonikiros9177
@yonikiros9177 6 ай бұрын
ረዛን መስተውዓሊት ጀግና እንታይ እሞ ክንብል ስዉኣት ጀጋኑና ኣብዉሽጥኺ ርኢናዮም! ከመይ ብብጾትኪ ዝይትስስዒ ለባም እንዶ::
@mulubrhanu
@mulubrhanu 6 ай бұрын
ማዓርይ 😢
@kingsol-gy5ns
@kingsol-gy5ns 6 ай бұрын
I like here confidence and she is beautiful.
@letishkahisay1933
@letishkahisay1933 6 ай бұрын
ጓል መን ዲኺ ጓቶምቶኩሶም ዘይስሕቱ ጀጋኑ አኺ እኮ!💪💪💊💊💊💊💊❤️💛❤️
@brijap5171
@brijap5171 5 ай бұрын
ፀላኢኪ ይንባዓ ፅብቅትን ጅግና ዋዕሮ❤❤❤❤❤😢
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 6 ай бұрын
ዋዕሮ ትግራይ
@senibrhane2898
@senibrhane2898 6 ай бұрын
Ktsbeyeki kenyeki abi hafety waerona❤❤❤
@user-ed6hj3xz6o
@user-ed6hj3xz6o 6 ай бұрын
ኣቢተይ ዛወለላይ ፀላኢኺ ይንባዕ
@BrhanuHailekiros--66bh
@BrhanuHailekiros--66bh Ай бұрын
ኣቤ ሓፍትና ጅግና ኢኺ
@hailulabirtu936
@hailulabirtu936 6 ай бұрын
ጅግና💪💪💪💪💪💪💪💪
@user-zc6if9zu1i
@user-zc6if9zu1i 6 ай бұрын
Agoki shikorey haftey marey I love you ❤
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 6 ай бұрын
ጸላኢኺ ይንባዕ ጽብቕትን ዋዕሮን ጓል ትግራይ ዓደይ💛♥️
@fortune8949
@fortune8949 6 ай бұрын
we love you and we so proud of you
@HaniHani-bp7ki
@HaniHani-bp7ki 6 ай бұрын
ኣጆኪ እግዚአብሔር ሰላም ኣውሪዱልና ኣሎ
@lililove2696
@lililove2696 6 ай бұрын
ብልፅተይ❤
@atakltitafere5687
@atakltitafere5687 5 ай бұрын
enqae bselam kab hawi awxatki adey maryam zhaftey waero tehabeni zeyhass tarik🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@FsfVvz-cq1hv
@FsfVvz-cq1hv 6 ай бұрын
Hero❤❤❤❤❤❤❤
@AHumanRace
@AHumanRace 5 ай бұрын
❤️🙏🏿💛💪🏿 thank you
@goytomredae-he4wr
@goytomredae-he4wr 6 ай бұрын
ፈተና መሰልጠንትን ኣዘዝትን...! ካብ መሰልጠኒ ማእኸላት ብኣሰልጠንተን ዝበፅሐን ግፍዒ ኣብ ግንባር ብኣዘዝተን ዝበፅሐን ግህሰታትን ፈተናታትን ኣብ ሚድያ እንተዘይተዛረብኦ እኳ ስለንሰምዖ ነዚ ተደራቢ ፀገም ክኢለን እየን ኣብ ኲናት ማዕረ ዝሳተፋ። plus ናይ ተፈጥሮ ፈተና። ስለዚ ዋዕሮታት ትግራይ ልዕሊ እቲ ተባዕታይ እየን!
@fiyorifiseha3726
@fiyorifiseha3726 6 ай бұрын
😢አጆኪ ዝያዳይ😢
@berhanemesfin9994
@berhanemesfin9994 6 ай бұрын
እዙ ኣምሓርኛ ዝባሃል እን ዶ ኣብ ቦትኡ ተዛረብኦ በጃኻትክን እና ዝባሃል ቃል መመወፂ ስኒ ጌርክንኦ አርሕቐኦ እባ።
@user-pe5yq9fs9w
@user-pe5yq9fs9w 5 ай бұрын
ቃላት የብለይ ናዓኹም ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 6 ай бұрын
Much love you ❤❤❤❤
@rahelhagos8660
@rahelhagos8660 5 ай бұрын
No word is enough to thank u as well ur follow TDF bravery.
@BereketBere-wv6su
@BereketBere-wv6su 6 ай бұрын
Kalet tesinu nakne zekuwne waroutate tigray respect yegbkne❤💛❤️💛💪💪✊️🫵🙏🙏
@medid.454
@medid.454 6 ай бұрын
Abeba❤❤❤❤❤❤ mearey enkuae reanaki
@kahsagebredessylal7818
@kahsagebredessylal7818 6 ай бұрын
Xelaeikum demmm ynbae😢😢😢😢
@user-tx5gc3hj6v
@user-tx5gc3hj6v 5 ай бұрын
ኣጆኪ ኣቤዋ
@user-cy9ik4cb9m
@user-cy9ik4cb9m 6 ай бұрын
She is sweet hart ❤️
@aznerahaylay9815
@aznerahaylay9815 6 ай бұрын
Enikae biselam Metsaeki waerona Abi Jegnitey ❤❤❤
@eyfryyf3929
@eyfryyf3929 5 ай бұрын
አይዛኺ ፀላእኺ ይንብዓ ጅግና ጋል ዋዕሮ እዞም ዝተሰውኡ አሕዋትናለ መንግስት ሰማያት ይውረሶም😢❤
@asefagerie8506
@asefagerie8506 6 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️
@macksyou3743
@macksyou3743 5 ай бұрын
ሞንጆሪኖ ንዚአን ዋዕሮታት ስልጣን አረክቢ::የቐንየልና ዋዕሮ ሓፍትና አጆኺ አይትንቢዒ ክነቡዑ ዘለዎም እዞም ካብ ስልጣን አይንወርድን ኢሎም ንህዝቢ ትግራይ ንሳልሳይ ወለዶ ዘንቡዑ ዘለው አረጎግቲ እዬም::ትግራይ ሰብ አለዎ!!ኽብርን ሞገስን ንሰማእታትና!!ዋዕሮ TDF አብ ጎንኽን አለና::From diaspora Tigray ❤
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 6 ай бұрын
Waeronaaaa❤❤❤❤
@hiwetwelay1684
@hiwetwelay1684 5 ай бұрын
ኩርዓት ትግራይና
@mihretdeyo7597
@mihretdeyo7597 5 ай бұрын
አደዋይ እንካዕ ብሰላም ትመለስኽ ⛪️🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️😘😘😘
@user-yn6lp2wv4j
@user-yn6lp2wv4j 6 ай бұрын
እቶም ንህዞብን ንዓዶምን ክብሉ ዝተሰውኡ ኣብ ገነት ይንብሩ ንጉድኣት ድማ ኩሉ ትግራዋይ ብዛዓቅምና ሓጊዝና ቁስሎም ሃዩ ዓርሶም ዝኽእልሉ ንግበሮም ምስ ፈጣሪ
@axumtsion9216
@axumtsion9216 6 ай бұрын
Meguletsi yebileyin 🎉🎉❤❤❤❤❤
@hiwetwelay1684
@hiwetwelay1684 5 ай бұрын
ግብኣት ም ንሕበነ ጀግና
@ftwi
@ftwi 6 ай бұрын
hhakki dekisom kelewu keyteredom kab arat tesiom sheynom endegena zdksu alewu❤❤❤❤❤
@user-rg7hr9sv9d
@user-rg7hr9sv9d 4 ай бұрын
TDF for life....
@dgddfrfft3781
@dgddfrfft3781 6 ай бұрын
❤❤❤❤ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኪ ጂግናየ❤❤❤
@almaz.8056
@almaz.8056 6 ай бұрын
እቲ እንኮ ክንመሃሮ ዘለና ጸላኢ ኣለና። ጸላኢና’ውን ፈጺሙ ኣይድቅስን’ዩ።
@hayatyasin3873
@hayatyasin3873 6 ай бұрын
❤❤❤
@Fafa-us6cj
@Fafa-us6cj 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
KINDNESS ALWAYS COME BACK
00:59
dednahype
Рет қаралды 70 МЛН
Me: Don't cross there's cars coming
00:16
LOL
Рет қаралды 8 МЛН
ПРИДУМАЛ ВЫХОД (@inaciomundoafora - Instagram)
0:21
В ТРЕНДЕ
Рет қаралды 14 МЛН