ዕላል ምስ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዓላ መርማርን እሱርን ዝነበሩ ኣሕዋትና ቀዳማይ ክፋል // Part 1

  Рет қаралды 35,271

 TSA Media ጽላል ዓደቦ

TSA Media ጽላል ዓደቦ

Күн бұрын

Пікірлер
@hannatesfaye1749
@hannatesfaye1749 10 ай бұрын
አምላክ መፍትሒ የምጽአልና ንህዝብና ምስትውዐል ይሀቦ አብ መከራ ዘለው ፍትሒ የምጽእልና ምድርናን ህዝብናን ይፈውስ
@user-mh9em3vk7y
@user-mh9em3vk7y 9 ай бұрын
እወ አብቲ ሓሳብኪ አሜን ዘብል ኢኺ ተዛሪብኪ. ሓንትስ አንጻር ሃገርክን ህዝብኺ አይትተስኢ. አብ ዩቱብ ዝመጹ ክንአምኖም የብልናን ይትረፍ ዩቱብ አብ ቀረባኻ ዘሎ ክትአምኖ አጸጋሚ እዩ. ገሊኡ ብጽልኢ ገሊኡ ዕሱብነት ብጥቅምታት ካልእውን ስለዘሎ አንጻር ሃገርክን ምንነትክን ዝትስኡ የእዛንኪ ኣይተጽልዊ.
@holbrook-ul9cf
@holbrook-ul9cf 10 ай бұрын
ከምዝታት ክሰምዕ ከለኩ ኤርትራዊ ሙካነይ የጉህየንን የሕዝነንን😢😢😢
@user-mh9em3vk7y
@user-mh9em3vk7y 9 ай бұрын
ንዓኻ ከጉህየካ ከሎ አነ ኸአ ይሕበን. ብብዙሕ ብድሆታት ትሓልፍ ዘላ ብጸልማት ዝሓለፈት ናብቲ ፍጹም ብርሃን ክትርኢ ኢኻ.
@holbrook-ul9cf
@holbrook-ul9cf 9 ай бұрын
@@user-mh9em3vk7y ኤርትራዊ ብሙካነይ ይሕበን ግን ኩል ኣብ ኤርትራ ዝግበር ግፍዕታት ኣብ ቤት ማእሰርቶ ክንደይ በላዕቲ ሰብ ድላዮም ይኣስሩካ ብዘይ ፍትሕን ፍርድን ድላዮም ይኣስሩካ ይቅጥቅጡካ ከስምዕ ከለኩ ይሓዝን
@user-mh9em3vk7y
@user-mh9em3vk7y 9 ай бұрын
@@holbrook-ul9cf ኤርትራዊ ምኻንካ እንቃዕ ተሓበንካ. ጌጋታት የለን አይብለካን ግን ኩሉ ዝብልዎ ሓቂ እዩ ክብለካ አይክእልን እየ. ገሊኡ ዑሱብ ገሊኡ ቂምታ ዘለዎ ከከምት ሰቡ እዩ. አብ ዩቱብ ዝብልዎ አይትእመን. እዛ ሃገር ከምተን ዝዓነዋ ከዕንውዋ ክንደይ ውዲት ተጌሩ. አነ 2 ዙር ሃገራዊ አገልግሎት ኔረ ምሳይ ዝነበሩ ይዕርኹተይ ብጾት ክብል ትብዓት ስለዘይብለይ አነ ንነብሰይ ፈትየ ወጼ ንሶም ግን ነዛ ሃገር ከውሕሱ ሂወቶም ሂቦም ኩልሳዕ አብ ቅድሚ ዓይነይ ዘይሃሱ አለዉና. በዚ ምኽንያት እየ ሃገረይ ዝብል ጸገም አሎ እወ ግን መፍትሒ አብቲ ህድአት ኮና ግቡእና እናገበርና ስለቲ በሸሓት ሂወት ዝኸፈሉላ ሃገር ንዘክር. አብ እዋን ደርጊ መግዛእቲ ጽቡቅ ጌረ ይፈልጥ ፈዳይን ኢኹም እናተባህሉ ክንደይ ዋጋ ከፊሎምላ. ንዖዖም ንዘክር. ብዝተኻእለካ ርእስኻ እናሓለኻ አብታ ዘለኻያ ሃገር ብምንታይ ከም ትዕወት ሕሰብ አብ ዩቱብ ዝዛረብዎ ነገራት አይትእመን ርእስኻ ሓልው ኣንጻር ሃገርካ ህዝብኻ ዝዛረቡ ሚድያ አይትእተው ዝበልኩኻ ናይ ካልኦት መጠቀሚ አይግበሩኻ.ሓወይ ኢኻ
@zerhansdebesay6525
@zerhansdebesay6525 10 ай бұрын
ጽብቅ መደብ ኣጆኩም ኩሎም የሕዋትና በዚ ዘሓለፉ ኣብዚ መደብ ስርዕዎ
@ኩማንዶሓይሊባሕሪ
@ኩማንዶሓይሊባሕሪ 10 ай бұрын
ሓታታይ ቁሩብ ዘረባ ኣይተብዝሕ ንሶም ግን ልዙባት ሰባት ብጣዕሚ ንሕና ኢና ተበዲልና ሃገርና ኣብዚ ምውዳቓ
@John-e2m3b
@John-e2m3b 10 ай бұрын
ክቡር ኣቶ ኣክሊሉ ናይ ብሃቂ ዘደንቅ ዘተ ስለ ዘምጻኢኢካልና ክቡር ምስጋና ናኣካ ህዝብኪ አሪትረያ ብገዛኢ ህዝቡ ኢዩ ዝሳቀ ዘሎ ፈታሪ ያኣክለኩም ይበለና ነዚ ንጹህ ህዝቢ ብትገብሮ ዘለካ ግን ክብረት ይሃብካ ወጻኣ ህዝበይ ተሰሚኡኒ ሃዚነ ብልበይ ፈታሪ ይውረ ይበለልና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂❤❤
@soraenatie4116
@soraenatie4116 10 ай бұрын
💙Wexuh Hezbna Tesfaka kab neusan dekeka tseray eyumo ajokum kulkum fthawiyan Tekalasty 💙
@ariamemun9576
@ariamemun9576 10 ай бұрын
Welcome 💙💙💙💙💙💙💙👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽
@mikibeles4382
@mikibeles4382 10 ай бұрын
ብታዕሚ ዘሕዝንን ዘገርምን ታሪኽ'ዩ ኣኽሊሉ ሓወይ። ነዚ ህዝቢ ጽቡቕ ጌርኩም ፈትሽዎ ብዙሕ ታሪኽ ኢዩ ዘለዎ። ተኽለ ሓውይ ከኣ እንቃዕ ወጻኣ መዓት ኮንካ።
@soraenatie4116
@soraenatie4116 10 ай бұрын
💙Way wedey 😭😭henkuah tseray xewekalu 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@ibrahimsiraj9906
@ibrahimsiraj9906 10 ай бұрын
Haw xbuk program eyo gen etti hittokan zerebeka Ahxero tnks.
@mhriesolomon1434
@mhriesolomon1434 10 ай бұрын
መንጌ ደስ ኢሉኒ ስለዝራኩካ ፡ኣብ ጣልያን ምእታውካ ሕጂ እየ ሰሚዔ እንቋዕ ካብ ኣዲስ ወጻካ ።
@haileabisaq8956
@haileabisaq8956 10 ай бұрын
ኣይትሓዙለይ ኩሎም የሕዋተይ እዮም ጊን ንበዓል ተክለ በዓል ሙሉእ ሓንጎል ክትምርምሩ ብሓቂ ኣነስ ተገሪመ ወዲ ተወልደ ለዋህ ሓንጋር የሕዋቱ ጊን? ካብ ዝዛረብ ሲቅ ይሕሸኒ።
@hanstesfu3624
@hanstesfu3624 10 ай бұрын
በዳልን ተበዳልን ኮይኖም ናይ ይቕረ ምብብሃል ልቦናዊ መልእቲ እዮ ብቐጻሊ ድማ ብካልእ ተመሳሳሊ ታሪኽ ኣቅርበልና
@salamawitdaniel3006
@salamawitdaniel3006 10 ай бұрын
Tebedali ewe bedaly gn abzy Yelen mengs yqre wela tebele mengs Beal Abi lbona trah SLE ZKONE u mengs ab leli bdulat zegatatin bedeltin teqerqiru eyu znebr neru shguru ayreakan ayfeletqayon mengs zehabwo Sarah zegatat msqay bfxum zeykbelon zqawomon eyu nereu that's way waga zkefelela hageru tentinlom zwexe slezy mengs zeykone... alewu chekanat nnixuhat tedefiom ykre kbllu zgbeom.mengs hawey etom chekanat Zdelywo keygebere bmsgaru kea nhana sdreu entay zrekebna bealna nfelt SLE zy mengs Kem kulu Eritrawi hawu victim eyu. Dhar NEZOM cheqanat Kem mengs hawey geru zeqaleom Yelen nwxuat zegatat Kem mengs geru DMXI zkonom Yelen bmerteo bmezgeb ☝️😭‼️.
@zereitokbaslase8243
@zereitokbaslase8243 10 ай бұрын
እንቖዕ ሰላም ወጻካ ዝሓወይ እቲ መርማር ዊን ግዜ ረኽቡ ሰብ ዘይ በደለ ምኻኑ ጽቡቅ ዩ
@tedroseyob8163
@tedroseyob8163 9 ай бұрын
ሰላም ሰላም እሕዋት እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ኩሉኩም።
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 10 ай бұрын
😭😭😭💪💪💪ajokum zemdekiy Amlak fetehe yefeterlena zemdekiy
@tesfazghitewelde9326
@tesfazghitewelde9326 10 ай бұрын
Tekle : Enake b hiwot terefika , nezi nay Shabia gifia kitnegir amilak akoroka 💙💙💙
@habeshaentertainment2740
@habeshaentertainment2740 10 ай бұрын
ጽቡቕ መደብ፡ ብዱልን ተበዳልን ክወጹ ጥራይ ኢዩ ዘለዎም
@hadishgeb8265
@hadishgeb8265 10 ай бұрын
Am happy to see u again wedi girmay. And tekle enkae kemzi elka reakuka yezeker abta chaf kurnae shella keloka besenki ezi wedi eye abzi zeloku ketebleni yezeker ab halewan kem hakimen abta ganta sele zeneberku.
@tekletewelde805
@tekletewelde805 10 ай бұрын
ሰላም ሰላም ሰላም
@hadishgeb8265
@hadishgeb8265 10 ай бұрын
@@tekletewelde805 mrhaba teklino
@soraenatie4116
@soraenatie4116 10 ай бұрын
💙Kbur Menges Fetari henkuah mermaryu ktkown fekedo yemesgen💙 Thanks
@miniateare3270
@miniateare3270 10 ай бұрын
Tekle hawey enqae xewekalu❤❤
@akliluyosief6408
@akliluyosief6408 10 ай бұрын
Teklino hawey enquae bhiwet haleka I am so happy to see you
@tekletewelde805
@tekletewelde805 10 ай бұрын
❤ Thank you so much Akile
@habtityohannes556
@habtityohannes556 10 ай бұрын
Tekle ich bin stolz auf dich .Du hast so schwierige leben erlebt.Sm ende du bist der Gewinner 🏆💙💙💙💙💙🫶❤️❤️❤️
@tekletewelde805
@tekletewelde805 10 ай бұрын
❤❤❤DANKE VIEL VIEL MAL
@mebrahtughebretensae2459
@mebrahtughebretensae2459 10 ай бұрын
ኣገዳሲ መሃሪ ተረኽቦ ዋላ እኳ ወሪዱ ዘሎ ኣብ ኤርታዊ ዜጋ። ኩላትኩም ዝተጋጥመኩም ግፍዒ ግለጹ። ትብዓት ይሓትት፡መድሓኒትና ምይድላይ ን ዒምቢ ኣባይና ምሕጻር። ቀጽልዎ ግርም ስራሕ።
@ኩማንዶሓይሊባሕሪ
@ኩማንዶሓይሊባሕሪ 10 ай бұрын
እንቋዕሰላም ወጻኻ ነቶም ዝተረፉ ክንደይ ዓመታት ብዘይ ፍርዲ ተዳጒኖም ዘለዉ መዋጽኦ ይፍጠረሎም ነዚ መርማሪ ውን እንቋዕ ኣምላኽ ኢዱ ኣጽርዩ ኣውጸኦ
@yosiaslegese4698
@yosiaslegese4698 10 ай бұрын
Selam kubur hawu eza mediaka alalya mis zen abeti mediatat nikteabi metan
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 10 ай бұрын
Ajoka zewedaye ❤❤❤❤
@Mebrye-i8e
@Mebrye-i8e 10 ай бұрын
Selam 💙💙💙💙💙💙💙💙
@SaRa-ku3ch
@SaRa-ku3ch 10 ай бұрын
👏👏👏⚘👍👌
@zerhansdebesay6525
@zerhansdebesay6525 10 ай бұрын
ዓሕ ሻዕብያ ቫይረስ ህዝብና
@user-mh9em3vk7y
@user-mh9em3vk7y 9 ай бұрын
ሻዕብያ ሰብ መትከል ዕጡቃት ሰብ ስረ ዘገርም ተአምር ዘሕለፉ እዮም. ኤርትራ ኤርትራ ክትከውን ዋጋ ኸፊሎም ዘውሓስዋ ሃገር እያ.
@mesfnbokretsion3386
@mesfnbokretsion3386 10 ай бұрын
መንጌ ሓወይ መዓቢተይ ናይ ወትሩ ደላዪ ጽቡቅ ናይ ሰብ ካብ ንእስነቱ እዩ ከምቲ ጽቡቅ ድለትካ ኩሉ ጽቡቅ ነዓኻ
@ZekariasSolomon-m3b
@ZekariasSolomon-m3b 10 ай бұрын
ክቡራት ኣሕዋት ፡ ንተበግሶኹም ብልቢ አመስግን ። የግዳስ ልዕሊ 1 ሰዓት ጽን ኢለ ክከታተል እንከለኹ ገለ ጭቡጥ ነገር ክሰምዕ ተጸብየ ነይረ ። ተኸሳሲ ብዘይ ወዓሎ እንካብ ተወንጀለ ፡ እሞ መርማሪ ድማ እተፈጸመ ወንጀል እንካብ ዘየረጋገጸ ፡ ገለ ጸላእቲ ንተኸሳሲ ንምጥቃዕ ዝኣለምዎ ምህዞ ዶ ይገሃድ ይኸውን ? ወዘተ....... ዝኣመሰለ ገለ ፍንጪ ተጸብየ ነይረ ። እንተኾነ ግን ፡ እንታይ ደኣ'ዩ እዚ ጉዳይ ? ንዚብል ናይ ዘይንጹርነት ሕቶ ፡ ኣቕራቢ ናይዚ መደብ እግረ መገድኻ " እቲ ስርዓት ፡ ኣብ መንጎ'ዚ ተኸሳሲን መርማሪን ኮነ ኢሉ ጽልኢ ንኪፈጥር "........ ዚበልካዮ እውን መበገሲ ይኹን መዕለቢ ኣየለለኹሉን ። ከመይሲ 2ቲኣቶም ብኣገዳሲ ስራሕን ሓላፍነትን ወይ ካልእ ጉዳይ ብቐረባ ዚራኸቡ እንተዚኾኑ'ሞ በቲ ስርዓት ወገን "ከይመሻጠሩ" ዚብል ስግኣት እንተዚህሉ ኢዩ'ምበር ፡ 2 ዘይፋለጡ ሰባት እንተ ተቐሓሓሩስ እቲ ስርዓት እንታይ ፖለቲካዊ ሸቶን ረብሓን'ዩ'ሞ ኪህልዎ ? ? ?
@godlovesme4015
@godlovesme4015 10 ай бұрын
ን6 ክፋላት ብዝሕዝንን ልቢ ጠልጠል ብዘብል መንፈስ ተኸታቲለዮ። ሓው መንግስ ምሉእ ጥዕናን ምሕረትን እምነየልካ። ተኽለ ተወልደ እንቋዕ ብሰላም ካብ ገሃንም መዳጎኒ ህግደፍ ብሰላም ወጻኻ። ፍቓዳኛታ እንትኾይንኩም ቁጽሪ ተለፎንኩም ወይ ኢ መይል ኣድረስኩም ክትጽሕፉለይ ብትሕትና እሓትኩም።
@kibromgebreyohannes
@kibromgebreyohannes 10 ай бұрын
Hi mengis well done ane abey alo ele Kiser lomi yhasib metre kab zigermekum mengis kibesthana malet kimirmirena stelot nigebir neyrna abti gize eti ember do mermaray eu Elna nizareb neyrna neay hanti gize bestihini neyru kabu gin nab kibrom keyromoni ab Ethiopia atiu mis beluni leka do bitaemi halal koynu gin bilibi eye ziblekum zeloku kidab lomi kab libey awdtiayo ay felitin
@salamawitdaniel3006
@salamawitdaniel3006 10 ай бұрын
❤❤❤ THANKYOU btefetreu Lewah hallall EYU Sembell mluee ymskrelu hallaley ...❤️ Kemzy tblwo zeleqa KNDI ahwatu Eritrawyan Béja khalif eyu zmerx neru‼️. mermary konka ahwatqa msqay btaemi zxleon, zyqbelon , zqawomon sleznebere 😕... kxarerwon ,ktehalalekwon jemirom😒‼️🚫❌ kabeu Kem kulu , eritrawi waga zkefelela hageru gedifu kwexee tegedidu . mengs hawey Lewah ....😢 Ab zelelewo edmen tenan ymneyelu.
@mengsteabredae5387
@mengsteabredae5387 10 ай бұрын
Kab Ala ksab Adi Kuala N 5 Amet Bhansab ab esur bet Nerna ms Tekle tewlde Ezy tarik haky eu
@Eagle1503
@Eagle1503 10 ай бұрын
ሀግደፍ መንደፍ መንድኣቲ ሃገር ኮይንና ኣሎ፣ ቤተሰብ ፣ የሕዎት ይፈላልዩ 😢
@mtesfay739
@mtesfay739 10 ай бұрын
ኣቲ እዚ መርማሪ ሓውናስ ሓደ ግዜዶ ኣብ ራዲዮ ወጋሕታ ቃለመጠይቅ ጌሩ ነሩ መስለኒ። ብዛዕባ ኣብ ማይ ዱማ እሱራት ብስሚ ዝመቱ ክገልጽ ሰሚዐዮ ፡ነሬ። ኣብቲ ግዜቲ ብዙሕ ሰብ ሓዚኑ ንከታተሎ ኔርና።
@hadishgeb8265
@hadishgeb8265 10 ай бұрын
Tekekel aloka menges wedi ganta eyu neyru eti fexame ab zeneberelu ka teasere neyre abta elet abue ab tehti Beal menges mendeferan xere seleya.
@amonabeba4005
@amonabeba4005 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 10 ай бұрын
ክቡር ሓው መንግስ! ካብ'ታ ዝተፈላለናላ ዕለት ካብ ምሕሳብካ ኣይዓረፍኩን። እንተኾነ ዘንጊዕ። ሰናይ ክትህሉ ልባዊ ትምኒተይ ኢዩ።
@biniamberaki8513
@biniamberaki8513 10 ай бұрын
ሓታታይ ቁሩብ ዘረባ ኣብዚሕካ ዋላ ዘረባኻ ትኽክል ይኹን ግን ኣዝዩ ጽቡቕ ስራሕ ሕቶዃ ኣሕጽር ኣብሎ
@shammengstab1403
@shammengstab1403 10 ай бұрын
ተኽለ ኣብ ሸላ ፋዱስ ኢዩ መጺኡ የእዳውና ብ ሰንሰለት ልብና ጠፊና ነይሩ ብዝሓት ዝተረሽኑ ኣለዉ ክንጠቕሶም ኢና 😭😭😭😭😭😭
@Freeworld-k8r
@Freeworld-k8r 10 ай бұрын
መደብ ሒዝካ ግለጾም ዝሓወይ ወይ ብዘይ ካሜራ ቪድዮ ግለጾ ፡ህዝብና ክፈልጦ ኣለዎ
@shammengstab1403
@shammengstab1403 10 ай бұрын
@@Freeworld-k8r ገጸይ ከፊተ ዘሕፍር የብሉን ገጾም ከፊቶም ኢዮም በሊዖኦምና ብፍላይ ናይ ክልተ ደቂ ሰገንይቲ ምዕለቢ ክገብረሉ ኣብ ዝኾነ አዋን ድልው ኢየ
@Freeworld-k8r
@Freeworld-k8r 10 ай бұрын
@@shammengstab1403 ab ny fnan app wey tefetawi wey ab zdelekayo zyada hzbi bbzhi kiezebo zkiel tetqerb des ybleni sham hawey
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 10 ай бұрын
Tareki kesenede alew haderakum
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 10 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭ake ajokum zemdekiy bekika zeyewdae eye ajokum dekiy Amlak fetehi kefater eye
@habtesushaile2519
@habtesushaile2519 10 ай бұрын
ህዝባዊ ሓይልታት ማለተይ እየ።
@tamesweden123
@tamesweden123 10 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙
@gualbahtahagos7001
@gualbahtahagos7001 10 ай бұрын
Tekle ወድዓርክቦይ እንቋዕ ጸወኻሉ ❤❤ mengs hawna ka thank you for the truth
@tekletewelde805
@tekletewelde805 10 ай бұрын
❤❤
@SleepyElephant-qs4lj
@SleepyElephant-qs4lj 10 ай бұрын
Hawey wen lekae kemza nay tekle agatimato nera 2013 seb qetileka tebahilu 3 amet diketu asteyomo bedheru gen amlak mesana neru free elemo. Kab zegermokum neger kaa eti wedi kemwut enkolos ezi hawey ab userbet gergera 3 worhi mesom neru. Gen enda saebya kemdeltom selzekonu they don't know nothing about rules. Gen mermari nay hawey kemezi nay tekle aynebrrun 😢 nehansab terah nebesu nahnsab negho ab zinegoo teltel abilom xaeda egeru endahremu emen enda belu sheytaen yemnom asqeyomo eyom😢 Tehnae gen kefede eyu. Congratulations tekle bro.
@eventesfahans295
@eventesfahans295 10 ай бұрын
Zikulu shigr ahlifka mewaxeo enqae feterelka hawey nate Ember Eritreas belaeti deka eya koyna zela😢😢
@tekletewelde805
@tekletewelde805 10 ай бұрын
❤Thank you so much
@semrethaile2370
@semrethaile2370 10 ай бұрын
ዘግረም ድንቁርናን ጭካነን ኢዩ ዝፍጸም ዘሎ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ብቅሉዕ ጽንተት ይካይድ ኣሎ
@robraentertainment
@robraentertainment 10 ай бұрын
ወዲ ሰንበል ኣብ ዓላ ኣብ 2004 ምስ በዓል ኩብሮም ዝበሃሉ መርመርቲ ነይሩ ።ከም ሰብ ብሓሳብ ዝምርምር ብጀካ ስቢል ክዳን ወተሃደራዊ ክዳን ዘይፈቱ ልኡም ሰብ ኢዩ ።ነዓይ መርማርየይ ኣይነበረን ግን ደቂ ካሜራና የዕሉሉና ነይሮም። ይዝክሮ እንተ ኮይኑ ኣብ እንዳ 17 ዓላ ልዕሊ 150 እሱራት ስግረዶብ ጥራሕ ዝነበርና ኢና ። ካብቲ መመርመሪኦም ሩሑቅ ኣይኮነን፡ መመርመሪ ክፍሉ ምስቲ ካሚራታት ፊት ኢዩ ነይሩ ።
@joehatu7130
@joehatu7130 10 ай бұрын
Keltekum nay behaki anabis ekum ❤❤❤
@haweriatghebrekristos8611
@haweriatghebrekristos8611 10 ай бұрын
Teklino hawey bruk zey gbeaka bedel naka weriduka gn Egzabher seny gerulka 😢 temesgen
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 10 ай бұрын
Tigreygna program dow ayekone entaye malet eyou TSA ? entay eyou TSA zoowokel ?
@YohannesHagos-nw9uf
@YohannesHagos-nw9uf 10 ай бұрын
ሳብስክራይብ ጌርና ነዕብዮም 👏👏👏👊👊👊
@AbuneEwostatewo
@AbuneEwostatewo 10 ай бұрын
ብድሕሪኡ ካቭኡ ዝገድድ የምፀአልካ፡፡
@haileabisaq8956
@haileabisaq8956 10 ай бұрын
መቓብር ጀጋኑ ደቂ ሃገር እዩ ክግልርጽ ጸኒሑ
@rubasebene3588
@rubasebene3588 10 ай бұрын
እዛ ክ/ስ እትበሃል ኣሃዱ ኣብ ስግረ ዶ ብዙሓት ንጹሃት መንእሰያት ትርሽን ዝነበረት ኣሃዱ እያ። እቶም ትፈልጡ ዝያዳ እነትገልጹዎ ጽቡቕ ምኾነ።
@rubasebene3588
@rubasebene3588 10 ай бұрын
16እም እትበሃል
@abrahamawet7245
@abrahamawet7245 10 ай бұрын
እዛ ሕክያ ሰሚዐያ ግን ነዞም መርማሪ ጉቦ ህቦሞም እዮም እዞም ተመርማሪ😂😂😂 ኩልና መርመርቲ ነይርና ከምዛ ናይ ኣቶ መርማሪ ግብሪ😂😂😂 ?
@SenayAsrat-k9o
@SenayAsrat-k9o 10 ай бұрын
Mnalbat entay malet eyu?
@John-e2m3b
@John-e2m3b 10 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BERHEMEBRHTOM
@BERHEMEBRHTOM 10 ай бұрын
Way sqay Hager ab Ed shefatu wadiqa
@BrgedNhamedu-93
@BrgedNhamedu-93 10 ай бұрын
ሳብስክራይብ ገረ ኣለኹ ካሎት ዉን ግበርሎም
@binites7284
@binites7284 10 ай бұрын
Ny behake lebamm menges hawey
@salamawitdaniel3006
@salamawitdaniel3006 10 ай бұрын
❤❤❤👍.
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 10 ай бұрын
Bezehat kemey Mengs fetehe zelawom sebate alew ane yefelete eye amlak yehgzkum zemdekiy seyetan hegdef Amlak hakiku yewxalena
@HuruyMOSAZGHI
@HuruyMOSAZGHI 10 ай бұрын
Menges meskin neru humanity znebero seb , ab 2004 wedi 17 amet nere ab sesah Ala enda seleya teasirna kelena
@yosiefmichael7148
@yosiefmichael7148 10 ай бұрын
Wedi Sesah Eye ; Ezi Zbelo Dma Haqu Eyu. Eti Meret Matna Nay Sesah Koynu ; Sulholeda Wey Mahile Yibahal. Aziyu Xnue Bet Maserti Koynu Zkone Tenkes Elu Nabti Kebabi Znqesaqes Yelen.
@shammengstab1403
@shammengstab1403 10 ай бұрын
ኣብታ ጎቦ ክንደይ መቃብር ኣሎ ኢልካ ሕተቶ
@romayabraham8737
@romayabraham8737 10 ай бұрын
መንግስ ትባሃል ከዳዕ ዳርጋ ዘይተጋደልካ። ባህሪ ተጋዳላይ የብልካን ሽንቲ ማለሊት ኢኻ።
@jesusisgod7353
@jesusisgod7353 10 ай бұрын
Rip😂
@frewini6398
@frewini6398 10 ай бұрын
Who are you, we need to know as Eritrean your background means your origin village please
@binast6795
@binast6795 10 ай бұрын
ነቲ ዘትሓዘካ ሰብ ንምንታይ ሕነ ዘይትፈዲ፣ ሕጂ ኣብ ውሑስ ቦታ ኣለኻ። ንሞት ዝፈረደካ ሓደ ባርያ ህግደፍ ንካልኦት ትምህርቲ ብዝህብ ነቲ ሓሳዊ ኢድካ ኣይተሕጽር። ሓደራ።
@tekletewelde805
@tekletewelde805 10 ай бұрын
የቐንየለይ ስለ እቲ ሓሳብካ ፡ኩሉ በብመዓልቱ ክኸውን እዩ❤።
@habtesushaile2519
@habtesushaile2519 10 ай бұрын
መስረትን ኣሳሰይትን ህዝባዊ ግንባር ነቢርክሙን ኣሎኹም ደቂ ጽንዓደግለ ።
@simomnaizgi3276
@simomnaizgi3276 10 ай бұрын
ኣሳሰይ ህግደፍ የለን ወዲ ጽንዓደግለ ካልእ እንተረኺብካ ድለ ዝዓርከይ
@haileabisaq8956
@haileabisaq8956 10 ай бұрын
ሓወይ መሰለይ ዝሕሉ እምበር ቀፋዲ ኣይኮነንን
@yordanoswelday7646
@yordanoswelday7646 7 ай бұрын
Ab ala zteaseru sebat yfelt kab 2009 ksab hji ab maeserti ala alewu deki teseney sgrodob segirka elka ksab hji bzey frdi ageb nbel kulu eretrewi b sgredob eu nab des zbelo hager zelo
@AdayHiwet
@AdayHiwet 10 ай бұрын
እዚ መንግስ ሰላዪ ስለምንታይ እዩ ፡ ከበሳ እዩ ዓደይ፡ ብመውስቦ ዝበለ፡ እንታይ ማለት እዩ፡ ትግራዋይ ድዩ?
@salamawitdaniel3006
@salamawitdaniel3006 10 ай бұрын
Kebesa eye malet tgraway eye malet dyu??? Kebesa malet ab adna malet ab Erey hamassien ,seraye , Akeloguzay kebesa eyu zbehal example Kem beal gash kea metaht tebahilu yxwamee. Adi mengs hawey Lewah DMA ENDA Abeu Hamassien ,ENDA Adieu Seraye bmewsbo nzbelo kea adi ENDA sebeytu Ade Dequ kea Akoleguzay maletu eyu brihilki/wey berihulka kkewn tesfa ygebr nzeytfelto Seb zntll aybehaln wey bsnesreat Abzin abzin ayteredrann ktbl ygbeaka respect nsebat mhab respect nresina u THANKYOU.
@AdayHiwet
@AdayHiwet 10 ай бұрын
@@salamawitdaniel3006 ኣነ ከበሳ ትግራይ ማለት እዩ ኣይበልኩን። ኣነ ትግራወይቲ ኣይኮንኩን።
@meleakekibrom3480
@meleakekibrom3480 10 ай бұрын
Behasab mekto tigraway slezbelkayo kab zdelyo tetrfo malet aykonen heseb kurub entay malet yu tigraway​@user-iw8mp1oe3e
@SamuelGhidey-e1e
@SamuelGhidey-e1e 10 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂ተረጋጊኢ ሓቢብቲ😅😅😅😅😅😅😅
@NahusenaySenay-wt4nj
@NahusenaySenay-wt4nj 10 ай бұрын
Tgrwey eyi
@henokrobiel28
@henokrobiel28 10 ай бұрын
Kendey seb mes ketketkashyie zekone agatmnyie mebal enaty mhalet eyou
@berekettekle474
@berekettekle474 10 ай бұрын
AKDEMKA (FIRST)KABEY ADI AWRGA EKA GELEX GEBEN ZEY GEBEREA YELEN ABEZA SHIFTA WEDB ABAKA AYTEGEMEREN KAB 3 AWEEGA EYA ZEWELAD ELKA SEB METLALE EYU
@erey550
@erey550 10 ай бұрын
ኣውራጃ 😂
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 10 ай бұрын
Gontanama zbahal esurbiet emo kidu shueu abeyenay hager yu esurbiet zeyele xubuk gieru kirdakum yu,no more drama, hgi,esurbiet, ab kulu alem bzeyegeds neten hagerat zmesi alo,kolell aytbelu,sala kemeu zkone wn srkin.motin ,amexin,ab eritrea 00000 koynu yu.eti ab alem zeyele dimocracy Kuwam elkum mining belu ,ente eritrea gn bdeka kebira kitnebr ya 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@shammengstab1403
@shammengstab1403 10 ай бұрын
ክህረም ከሎ ብሓንሳብ ነይርና
@tekletewelde805
@tekletewelde805 10 ай бұрын
Shumay Shumay kemey aloka
@shammengstab1403
@shammengstab1403 10 ай бұрын
@@tekletewelde805 ተኽለ ሓወይ ከመይ ትኸውን እንቃዕ ከምዚ ኢልካ ምስክር ክትከውን ኣብቕዓካ እዚ ክኣ ፈጣሪ ዝፈትዎ ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለካ ቀጽሎ 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻
@AbuneEwostatewo
@AbuneEwostatewo 10 ай бұрын
ዕቩድ ጀቭሃ ዶግ
@AbuneEwostatewo
@AbuneEwostatewo 10 ай бұрын
ኢሳያስ ዕድመ ይሃቦ ምእንቲ ክኽትክተካ፡፡
@mengsteabredae5387
@mengsteabredae5387 10 ай бұрын
Ane wn nereyo eye ety Hiwtn esurbetn nay Ala tarik Yfelto eye
@NahusenaySenay-wt4nj
@NahusenaySenay-wt4nj 10 ай бұрын
Wrerea zytblu.adkem..weyan.kytkrylkem.frhkem
@fesshayehagos419
@fesshayehagos419 10 ай бұрын
nay bhaqi zegerm eyu
@henokrobiel28
@henokrobiel28 10 ай бұрын
Entay mosiba eyou wediye klu zerkeb ab maida yentfe alo yegrmeka eyou
@ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ
@ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ 10 ай бұрын
ኣፋጣጥር ኦም ዝሃሰዮም ውዱቓት ነብሱኹም ኣልዕሉ መራሒ መድብ አንታይ ዳኣ ዓይንኻ ከም ሴማፎሮ ድጋመጠልክክክየዕርዮ ዓይንኻ ዑጹፍክክ
@kibranegash2339
@kibranegash2339 10 ай бұрын
Ezi zyfelto tarik Bheluf tarek kim malet eyu
@hadishanan695
@hadishanan695 10 ай бұрын
ab eritera zey tegebera yelen zey tengara enber ab wia meter zehlefto bexhay berk bexlemat kea kenday eyu tefiu selazi deam nexuat zefesesela hager selam tezerigu adeda sedeten moten eyu zekewun. yeriana kea alo kebzi hezbi zi metarna gen herer kemter tebl ab alem kuf hezbi enta haleyu hezbi eritra eyu
@hawashait3260
@hawashait3260 10 ай бұрын
Wedi grmay bazigar tmesl nerkas fthi do ftft kitbil hji neboy araya mogos amsilomuka
@henokrobiel28
@henokrobiel28 10 ай бұрын
Etom selya wedi keshiye wedi halema wedi tekle wedi sheke dekum tebhalu
@hanitekeste-oh2wb
@hanitekeste-oh2wb 10 ай бұрын
Hasewti
@hadishanan695
@hadishanan695 10 ай бұрын
mengesteb hawena kesinka dekes ab zi coment bezuh seb eyu zemskerlka zelo
@hadishanan695
@hadishanan695 10 ай бұрын
ezi mermari zenbera kab kedem fethawi kem zenebera negiruna eyu gen serat hegdaf bekamay merixewo nekemermer meknyatu mermerti xemerxu denkur bedem zeshkequn eyom neabenet kem beal wedi kebede
@AdayHiwet
@AdayHiwet 10 ай бұрын
እቲ ቐንዲ ሓላፊ ናይ ቤት ማእሰርቲ መን እዩ ።
@hadishgeb8265
@hadishgeb8265 10 ай бұрын
Kubrom kuruf tebahilu yexewae
@AmanuelMarkus
@AmanuelMarkus 10 ай бұрын
Manges haway E m d J halfna nabar jegna
@yirgaberhe2676
@yirgaberhe2676 10 ай бұрын
Eway hasot menges
@redaekibreab1983
@redaekibreab1983 10 ай бұрын
ወዲ ዕሩብ ያሆ
@habtmariamtewelde7747
@habtmariamtewelde7747 10 ай бұрын
Hasewti ngenzeb ktblu ,bhasot tnebru alekum
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 10 ай бұрын
አየ ግጥሚ ዕድመ ይሃብካ ምስ መንሞ ንኸብዶም ዝሐድሩ ጹባሕ ምድሪ ምስ ወግሔ እንታይ ኮን ክምልሹ አበስ ቀደስ እምበር ንወሽላኽ እንታይ የሕፍሮ
@Barentuna
@Barentuna 10 ай бұрын
Beal fara nisika ke meas jemerka
@yirgaberhe2676
@yirgaberhe2676 10 ай бұрын
Abeymo kab dani haweka kab zeswae beka neska tesweika menges halai
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ብሩካት ዘርኢ
1:34:02
GERE EMUN PART 211 | ገሬ እሙን ክፋል 211
52:15
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 167 М.
ዕላል ደቂ ሓምቢር
1:40:02
Korate10 Media
Рет қаралды 6 М.
ሕቶታት ህዝቢ ምስ መንግስን ግርማይን ተኽለ ተወልደን
2:54:12