ዕላል ምስ - ተጋ. ወልደገብሪኤል ገብሩ - Desta Show

  Рет қаралды 19,863

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

11 ай бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
#DestaShow #TDF #TigrignaMusic
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ዕላል ምስ - ተጋ. ወልደገብሪኤል ገብሩ - Desta Show
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 126
@greattigray5290
@greattigray5290 11 ай бұрын
ጀግና ተጋዳላይ ኣምሓሩ ንዓካ ክሪኡ ከመይ ይርበሹ ከምዝነበሩ ብደንቢ ይዝክር❤❤❤🎉🎉🎉🎉 እንኳዕ ገፅካ ኣርአየና ጀግናና
@Bahgi_
@Bahgi_ 11 ай бұрын
ተጋዳላይ ወልደገብሪኤል ገብሩ፣ ጅግና ኢኻ። ክብሪ ንዓኻን ንኹሎም ተጋደልቲ ትግራይን። ❤💛
@mebrhit-vz5mr
@mebrhit-vz5mr 11 ай бұрын
ጀግና ናይ ዓወት ብሰራት ተሰመዐና ዝነበረካ እንዕ ሰላም ተመለሰካ
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 11 ай бұрын
ጅግናና ተጋዳላይ ወልደገብርኤል እንኳዕ ረአናካ የቝንየልና thank you for your service and we proud of you .and we love you our hearos .❤❤❤❤
@DdxffGgfhy
@DdxffGgfhy 11 ай бұрын
ወልደ ገብሪኤል ጅግና ኸመይ ኒኤኹም ኣነ ቤቲ እየ ኮር እስታፍ ከመይ ንኤው ቡፆተይ ኣቱም ጀጋኑ❤❤❤❤❤💛💛💛💛
@GenetAbraha-qc9xs
@GenetAbraha-qc9xs 11 ай бұрын
Thanks for your service!❤
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 11 ай бұрын
You are so Amazing powerful people 🙏🏾🥰🙏🏾💕🙏🏾🥰🙏🏾
@freweynidesta
@freweynidesta 11 ай бұрын
ጅግና ብሓቂ ተጋዳላይ ወለገብርኤል ገብሩ ❤❤❤❤🙏🙏🙏
@lemlemassefagrmay7148
@lemlemassefagrmay7148 11 ай бұрын
ናይ ብሃቂ ድምጺ አይስማዕን😢😢😢😢😢ጽሬት የብሉይ 😢
@samrawitstegay5376
@samrawitstegay5376 11 ай бұрын
ጀግና ኣያና ሓደ ግዜ ተማሪኹ ተባሂሉ ንኡኡ ዝመስል ኣብ መኪና ሪኢና ከመይ ልበይ ከም ዝተሰበረ ክነግረኩም ኣይክእልን ተመስካን ድሕሪ ዝተወሰነ ግዜ ድማ ዳሕን ከም ዘሎ ሰሚዒና ሐዚ ብዝበለፀ ብዓይነይ ሪኤዮ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ❤
@Rshanmebrahtom
@Rshanmebrahtom 11 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ዝሓወይ ጅግና ወዲ ቶም ጀጋኑ 💛❤️
@user-cw4oe4ew1o
@user-cw4oe4ew1o 11 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ድምፂ ግን ብጣዕሚ እዩ ዝርብሽ ዘለኩምዎ ገዛ❤❤
@user-qf1ki5yq2z
@user-qf1ki5yq2z 6 ай бұрын
ጅግና ብሓቂ
@muluhailu8171
@muluhailu8171 9 ай бұрын
ጀግና💪🏻 ደምፅ ፅብቅ አይኮነን Desta show
@user-wn7jh6bh8f
@user-wn7jh6bh8f 11 ай бұрын
እዃዕ ዳሓን መጻኻ ጅግና ተጋዳላይ ወልድሽ💛❤
@gebruasefu75
@gebruasefu75 11 ай бұрын
ደሰታ ወንድማችን በርታልን እንደነዚ አይነት እንግዳ ሲቀርብ ደስ ይለኛል
@berihukahsay7143
@berihukahsay7143 11 ай бұрын
ወልድሽ ጅግናና እንቋዕ ፈጣሪ ኣውፅአካ ዝሓወይ
@nebyu2692
@nebyu2692 11 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ወልደገብሪኤል እንኳዕ ብደሓን መፃእኻና። ኣብቲ ቁርፂ እዋን ብጅግንነት ተዃሺሕኻን ታሪክ ሰሪሕኻን ኢኺ እሞ ክብርን ሞጎስን ይግብኣካ።
@almazhailu8748
@almazhailu8748 11 ай бұрын
ካልእ ግዜ ቦታምረፅ ክብርሓዉ ድምፂ👂 የጋዉሕ ኣሎ ✌
@Lima-mj6ie
@Lima-mj6ie 11 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ❤❤🎉🎉🎉
@user-zn4rq4sx4b
@user-zn4rq4sx4b 11 ай бұрын
❤❤❤ጀጋኑና ከምኡ ስለ ዝኾንኹም እዩ እግዛኣብሔር ሓጊዝኩም ዝተረፈ ዘመንኹም ይባርክ ፈጣሪ ኣሜን ኣሕዋተይ ደቅነይ❤❤❤❤
@whhagggsgegehiwifkrr5741
@whhagggsgegehiwifkrr5741 11 ай бұрын
ጀጋኑና♥️♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏💪💪💪💪🤴🤴
@whhagggsgegehiwifkrr5741
@whhagggsgegehiwifkrr5741 11 ай бұрын
እወ ዲዲበን ዓደይ ጣብያ ዳዕረረ ኣየይይ 😥😥♥️♥️♥️♥️ወረዳ ደጉዓ ተምቤን እዩ ዝባሀል
@gannatmehari9735
@gannatmehari9735 9 ай бұрын
ፁኑዕ ተጋዳለይ ክብሪ ንዓካትኩም❤❤❤❤❤
@SamiraHabsh-dx7wk
@SamiraHabsh-dx7wk 11 ай бұрын
ዝፈትዎ ጀግና ወዲ ህዝብ❤❤❤
@beletu7041
@beletu7041 11 ай бұрын
ደስታ እዘን እተቅርበን ዘለኻ ምስጸላትና ዘለና ኩሉ ስራሕና ከም ዝወዳአናዝመስል ዩ እሞ ገለኡ ይጽነሐልና አይንሸኩል ታሪኽና ንምውጋዕ ጊዜ የብልናን ዲና ዋእ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 11 ай бұрын
Thank you dear Tegadaly Woldgebrale Gbru for your service. I am proud of you. May the Lord God bless you and your entire family, in Jesus precious name, l pray.
@jbc5420
@jbc5420 11 ай бұрын
💛❤️💛❤️🥰
@sabyafoofn1891
@sabyafoofn1891 11 ай бұрын
Hawoboy mearey enkae nabzi abkaka ❤❤❤❤❤❤❤ temesgen
@GjKj-cq8kx
@GjKj-cq8kx 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@mdgkhc2645
@mdgkhc2645 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@kahsagebredessylal7818
@kahsagebredessylal7818 11 ай бұрын
Jeganu serahti kya Amlak naymeswaetkumwaga yereikum fetari nhben beakum TDF❤❤❤❤❤❤❤
@HaftomGidey-tq6zr
@HaftomGidey-tq6zr 3 ай бұрын
ጀግና ተጋዳላይ ወለዳት ❤❤❤
@user-ql4cc8xm1g
@user-ql4cc8xm1g 8 ай бұрын
long live
@AAa-bf5oo
@AAa-bf5oo 11 ай бұрын
Kbri njeganuna❤❤
@tdftdftigray2695
@tdftdftigray2695 11 ай бұрын
❤❤
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 11 ай бұрын
❤❤❤❤
@hamelmalkahsay1535
@hamelmalkahsay1535 11 ай бұрын
🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁
@habtomberhe9915
@habtomberhe9915 11 ай бұрын
ሰላም ሓው ደስታ ተቅርቦ መደብ ጹቡቅ ኢዩ ቀጽለሉ፣ኮይኑ ግን እቲ ተቅርቦ መደብ ምስ ኣጋይሽካ ኣብ ሓደ ዑጹው ገዛ ወይ ኣዳራሽ ክትገብሮ ከለኻ መቃልሕ ይገብር ኣሎ ፣ንክትሪኢዮ ደስ ዘብል ኮይኑ ድምጺ ግን ኣይግድንን ኣብ ቀጻሊ ሕሰበላ ኢኻ።
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 11 ай бұрын
ወልደሸይ አቦ ፅንዓት ጅግና ተሰፈ ዘሰንቀና ዝነበረ ጥፍእ ክብል ከሎው ከዓ ንሻቐል ኔርና ወልደሸይ ጀግና ክበረልና ኣንበሳ 🤲✊👍❤
@eriilove2812
@eriilove2812 8 ай бұрын
ጀግና ወዲ ትግራይ💊💊💊
@lemlemassefagrmay7148
@lemlemassefagrmay7148 11 ай бұрын
ብተርፈ ልትሰርህዎ ስራህ ብጣሚ ጽቡቅ እዩ ብሃንቆብታ እና ንጸየካ አጆካ በርትዕ❤❤❤❤❤❤❤
@lingofkr7916
@lingofkr7916 11 ай бұрын
ኣብት ሓያል እዋን ኣዝዩ ካብ ዘሕጉሰኒ ተባዕ ጅግና ወዲ ትግራይ ወልደ ገብሪኤል እንኮዕ ብዓወት ተመለስካ ኩቡር ሓዉና
@tomytk6430
@tomytk6430 11 ай бұрын
ወልዳት ጅግና 🤙🤙🤙
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 11 ай бұрын
Ambasa. 🦁👈👍🤝🙏🙏🙏🥰❤️🌿🙏🌿🙏🌿🙏🌿🤔🕊️🕊️
@FakeAccount-uh1fk
@FakeAccount-uh1fk 11 ай бұрын
ቃልሲ ኣይተወድአን ብነፃ ኢንፎርሜሽን ንፀላኢ ኣይተቀብሉ
@wyshdvshsh-lf2wk
@wyshdvshsh-lf2wk 11 ай бұрын
ጀሰታ ሸው ነመሰግንንን አዚ ጅግናና ❤❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ አየ ነመሰግንን
@berhanalami806
@berhanalami806 8 ай бұрын
ሰላም ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤❤❤
@kahsaygra2742
@kahsaygra2742 11 ай бұрын
በርትዕ ደስታ ሓውና ቀፅሎ
@HhHh-wt2eg
@HhHh-wt2eg 11 ай бұрын
👍❤❤❤❤🏖️
@hailemaryamgebru165
@hailemaryamgebru165 11 ай бұрын
ጀጋኑና ኣልዒልና ዘይንፀግበኩ ናትና መሐበኒና ንፈትወከም ኣይገልፀኩምን ማራ ኢና ንፈትኩም
@tesfayegebremedhin44
@tesfayegebremedhin44 11 ай бұрын
ወልዳት እንካዕ ደሐን መፃዕካ ጀግና TDF ብኩሉ መዳይ ሰላም እና ጥዕና ይምነየልካ
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 11 ай бұрын
ጀግና ተጋዳላይ ትግራይ ፈዳዪ ሕነ። we love you so much 🎉🎉🎉🎉
@freweynidesta
@freweynidesta 11 ай бұрын
ድምፂ ዝርብሽ ነገር ኣሎ ኣብቲ ከባቢ ንቀፃሊ ይስተካከል መደባትካ ግን ቀፅለሉ ነመስግን ደስታ ሾው❤❤❤
@zahrazahra4839
@zahrazahra4839 11 ай бұрын
❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@sisaykidane1154
@sisaykidane1154 11 ай бұрын
ጀግና
@meri4555
@meri4555 11 ай бұрын
Zrbsh dmtsi alekum
@coystemam4171
@coystemam4171 11 ай бұрын
🥰
@newhopeethio6931
@newhopeethio6931 11 ай бұрын
Wow merahina
@solwedisolwedi1603
@solwedisolwedi1603 11 ай бұрын
እንካዕ ሰላም መፃካ ግን ምስ ይቅርታ ድምፂ ይጋዋሕ እዩ ዘሎ ዝስታካከል እንተከይኑ ቅርብ አአዝዮ።
@user-jj6mh7bk5u
@user-jj6mh7bk5u 11 ай бұрын
ዋውውውውው ብጣዕሚ ደሰ ዘብለ እዩ❤❤❤❤
@berhanekidane8604
@berhanekidane8604 11 ай бұрын
በስመኣብ እዝ ጅግና ኣታ እንካዕ ሃለወና
@---js5vd
@---js5vd 11 ай бұрын
ኩቡራት ተጋሩ ይሕዋተይ መደቢኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ ኢዩ ግን መቓልሕ ኢዳ ገበረ ሚሲማዕ ሲኢናዮ ቦታ ቐይር ናቲካ ኣይሲማዕን ኢዩ
@kahsaygra2742
@kahsaygra2742 11 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ወፃእኻ ጅግና
@tigraweytieye6171
@tigraweytieye6171 11 ай бұрын
Jgna❤️❤️❣️💋
@medhin8187
@medhin8187 11 ай бұрын
ሰላም ሰላም ሓዉ ደስታ ❤ ምሽጥር ናይ ቃልሲ ክወፅእ የንደልን ገና ኢና ዘለና 😮
@user-pp3vn4tl3t
@user-pp3vn4tl3t 11 ай бұрын
ትም በል ቦጅባጅ
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤ temesgen 🙏 ♥️ ❤️ 💖
@haftomzeray
@haftomzeray 11 ай бұрын
ወልዳተይ ጅግና እንካዕ ናትና ኮንካ
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 11 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ወ/ል ካብ ዝኩሉ መከራ ወፂኻ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐካ ኣብ ኩሉ ትግራዋይ ፍሉይ ቦታ ኣለካ ዓብዩ ክብሪ ኣለና የቅንየልና🙏❤️💛
@mebrhit-vz5mr
@mebrhit-vz5mr 11 ай бұрын
ቦታ ግን ኣመረፀኩምን ደምፀ ይጋዋሕ
@abrahagiday8660
@abrahagiday8660 11 ай бұрын
ድምፂ እስትኽኽሎ ደስታ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 11 ай бұрын
Dear Desta Show, the sound is not clear.
@tesfu-12
@tesfu-12 11 ай бұрын
❤❤❤
@wediMezgbi
@wediMezgbi 11 ай бұрын
ጅግና tdf❣️🥰💊
@tesfu-12
@tesfu-12 11 ай бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 11 ай бұрын
Selam brother please interview tigebrelu bota ምረፅ ጥርሑ ገዛ ግዲ ኾይኑስ ገርነውነው ይብል .ገሊኦም አብ ቀላሚጦስ ዝበዝሖ ንፋስ ዝበዝሖ ናይ አዕዋፍ ድምፂ ዝበዝሖ ቦታ interview ይገብሩ እሞ አመሓይሽዎንዶ ሐዚስ ናትካ አይስማዕን, ናቱዃ ይሕሽ.
@newhopeethio6931
@newhopeethio6931 11 ай бұрын
Wow picherof man
@mekonenkebede6353
@mekonenkebede6353 11 ай бұрын
ወልዳት ኣቦ ጽንዓት ጅግና ተስፋ ዘስንቀና ዝነበረ ጥፍእ ክብል ከሎ ከኣ ንሻቐል ኔርና ወልዳት ጀግና ክበረልና ኣንበሳ ❤❤❤❤❤
@mdgkhc2645
@mdgkhc2645 11 ай бұрын
💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
@temesegenamelakey4332
@temesegenamelakey4332 11 ай бұрын
ጀግና ኢኻ 👌💪🥰
@user-bo7rq4nd2i
@user-bo7rq4nd2i 6 ай бұрын
ዝስብኣይ እዙይስ ተማሪኩ ተብሂሉስ ብክይ ኣቢለ😢😢😢
@hagosgebreziher1538
@hagosgebreziher1538 11 ай бұрын
ጂግና ዕዲመ ያሃብካ
@jhi3325
@jhi3325 11 ай бұрын
ጀግናና
@AlazarTeklu-cx1jr
@AlazarTeklu-cx1jr 9 ай бұрын
ትናትካ ድምፅ ናይ ገደል ማሚቶ ይገብር አሎሞ አስተኻኽሎ
@user-zn4rq4sx4b
@user-zn4rq4sx4b 11 ай бұрын
ክትዛረቦ ዉድእ ዉድእ ዝይሓልፍ ዝመስል ሓልፉ ሩህሩሀት ደቅዞም ጀጋኑ
@amazehailu1453
@amazehailu1453 11 ай бұрын
ደስታ ሾው በይዛካ አዳራሽካ ወይም ዝትቐርፀሉ ቦታ አስተካክል ናይ ድምፂ ጎዋሕታ ይርብሽ አሎ ኩሉ ግዜ ደጊምካ አይትሰምዖይ ዲካ ንባዓልካ ።
@eee5081
@eee5081 11 ай бұрын
Desita shew ፅቡቅ እዩ እቲ መደበካ ግን ድምፂ
@wejerat
@wejerat 11 ай бұрын
ደስታ ሾው ኣብዝሓ ግዜ ድምፂ ፅሩይ ኣይኸውንን ንምንታይ
@kibromgoitaom6001
@kibromgoitaom6001 11 ай бұрын
ኣብቲ ፀልማት እዋን ካባኻ ብዙሕ ሓበሬታ ንረክብ ኔርና ኢና የቐንየልና ኣዚና ኢና እነኽብረኩም ኩሉኹም ኣባላት ቲዲኤፍ
@SaraSara-wn3qb
@SaraSara-wn3qb 11 ай бұрын
💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌟🌟🌟🌟🌟👍👌
@lemlemassefagrmay7148
@lemlemassefagrmay7148 11 ай бұрын
ዱጹ ጽቡቅ አይስማዕን ንን በንኩም ማይክ የድልየኩ እዩ ድምጽእዩ የድተጋብዕ እዩ ጽሬት የብሉን በጀካ
@Segenat
@Segenat 11 ай бұрын
ድምፂ ፀገም ኣለዎ።ብተደጋጋሚ ሓበሬታ ሂበካ ግን ለውጢ የብሉን።እቲ ካሜራ ማንካ ክነግረካ ይግባእ። ወይ ድማ እቲ ፕሮግራም መሊስካ ትሰምዖ እንተለኻ ክርደአካ ይግባእ። ብሕልፊ ኣብቲ ናትኻ ድምፂ፡ፀገም ፅሬት ድምፂ ኣለዎ።
@eee5081
@eee5081 11 ай бұрын
ጀግናዋ እንካን ዳህና ትመልስኻ ግን ድምፂ
@tsegayteame3235
@tsegayteame3235 11 ай бұрын
Please demxi himaq alo Kali kea mester aytwxo
@user-zn4rq4sx4b
@user-zn4rq4sx4b 11 ай бұрын
ኣየደቅነይ ከንደይ መከራ ሓሰራ ሓልፍኹም ኣሕዋተይ ኣየ ሓወይ
@turkihk3961
@turkihk3961 11 ай бұрын
እቲ ናይ ባዕልኻ ድምፂ ግን ኣይስመዓን
@lianahaileselassiegebremar5226
@lianahaileselassiegebremar5226 11 ай бұрын
dmtsi mstkkal yedli alo Ahwat
@gdhfteucdgb8388
@gdhfteucdgb8388 10 ай бұрын
ኣቱም አሕዋት እንታይ ሕዝኩም እኩም እዝኩሉ ሚስጥር ተዝርግፍዎ ዘለኩም ንዘም ፀለእቲ ተጠንቀቁ ድዩ ትግራይ ነፃ ከይወፀት
@lemlemassefagrmay7148
@lemlemassefagrmay7148 11 ай бұрын
በጃካ ዶ ድምጽ አይስማዕን
@hagerawi5889
@hagerawi5889 11 ай бұрын
ቃልሲ ተወዲኡ ማለት ድዩ እዝኩሉ ሚስጥራት ንግሊ ዩትበራት ምሃብ ግን ፅንሕ ምባል ኣይምሐሸን ዶ ጠይቂ እውን ብሓላፍነት ተትሰርሕ ምሐሸ ፀላእትና ስቪላት ኣይቐተልናን እንትብሉ መራጎዲ ትህብ ኣለካ ብዝሓለፈ እውን ኣብ ማርያም ደንገላት ቀሺ ኮይነ ይመላለስ ኔረ ዝብል ወዲ ኣቕሪብካ ንሕና ድማ ንፁሃት ተቐቲሎም ንብልፀላእትና ካልእ ይብሉ እሞ ሕሰበሉ ደስታ ብጀጋኑና ትሽቅጥ ኣለካ
@teklayteklay9712
@teklayteklay9712 11 ай бұрын
ድምፂ ግን ማራ እዩ ዝርብሽ ቦታ ምረፁ
እዋናዊ፡ ሕጋዊ መስርሕ "ቴራ ፕሮጀክት" ከመይ ይኹን? || ብዶ/ር ሙዑዝ ግደይ 03/07/2024
1:13:38
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 6 М.
Happy 4th of July 😂
00:12
Pink Shirt Girl
Рет қаралды 44 МЛН
Пробую самое сладкое вещество во Вселенной
00:41
ИРИНА КАЙРАТОВНА - АЙДАХАР (БЕКА) [MV]
02:51
ГОСТ ENTERTAINMENT
Рет қаралды 14 МЛН
" ፈላመይቲ ጥይት ወፍሪ ኣሉላ ዝተኮሰ ርዙን መራሒ!"
45:53
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 20 М.
Хотел вывести 🤣❤️
0:54
Dragon Нургелды 🐉
Рет қаралды 683 М.
当小孩上学后,路飞太开心了#海贼王#路飞
0:25
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 6 МЛН
When dad sneezes 😱😵‍💫 LeoNata family #shorts
0:26
LeoNata Family
Рет қаралды 5 МЛН
Хитрая МАТЬ делит НАСЛЕДСТВО между ДЕТЬМИ 😱 #shorts
1:00
Лаборатория Разрушителя
Рет қаралды 7 МЛН