ምምላስ ግዝኣት ትግራይ ኣብ ምሕካም ፖለቲካ ትግራይ! ስራሕቲ ግዚያዊ ምሕደራ ትግራይ

  Рет қаралды 4,720

Axumawian Media Network

Axumawian Media Network

Күн бұрын

#tigraybwne
Donate - donorbox.org/a...
To be a member- / axumawia
AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea, and tackling the misinformation and disinformation in the world.
Follow Axumawian Media Network on:-
KZbin, youtu.be/ @AxumawianMediaNetwork
Twitter- @MediaAxumawian
Instagram - / axumawianmedia
Telegram- t.me/axumawian...

Пікірлер: 47
@SahleHalefom
@SahleHalefom 3 ай бұрын
የማነ አምበሳ ንፈትውካ ቀፅለሉ!!
@selamselam8094
@selamselam8094 3 ай бұрын
ጁንታ ሂወቶም ንምድሐን Genocide እንተደረፈ አይገርመናን . እቲ ዘሕዝን ጁንታ ከማካትኩም ዕስለ ደናቁር ምፍራዮ እዮ . እቲ ሐቁ Suicide. እዮ. ዓጋም ንኤርትራ ምትንካፍ ማለት Suicide. ምእዋጅ ማለት እዮ. ዕረፉ ዕረፉ 💪🇪🇷💪🇪🇷💪👍💪🇪🇷
@Mebrahtu560
@Mebrahtu560 3 ай бұрын
AXUMAWI KULU GIZEKA MESTEMESELTI ,NEKEFTI BEKA TESFA ZEKEROSU TESFAKA ZIWESDU SEBAT TEKRB KURUB MORAL YIHALWIKA
@baherunegash6934
@baherunegash6934 3 ай бұрын
ሰርዓት ማለሊት ፍሉይ ልኮነ መደብ ኢዩ ፈጢሩ። ናይፖሎቲካ ስልጣንን፣ ናይ ዓዲ ኢኮኖምን፣ ወታደርን ልተቋጻጸረ ሓዱሽ መደብ ኢዩ ተፈጢሩ። ኢዙ መደብ ኢዙይ ጨካንን ስ ሱዕን ልኮነ ስልጣን ብፍቃዱ ክለቕቅ ለይደሊ መደብ ኢዩ። ጉጅለ ማለሊት ብትልሚ ትግራይ መራሕቲ አስ ኢንካ ዓፊንካ ናይውታድር( ሓሽክሮም) ፍልፍል ልትከውን ገይሮምጛ።ብምክንያት ኢዙይ ኢቱ አብስልጣን ለሎ ናይማለሊት( ሕወሓት) መሪሕነት ቁንጮ ናይምሕሳብ ዓቅሚ ለይብሉ ባዕሉ ከጥፈኦሉ ልክእል መንገዲ ልክተል ናይደናቁር ስብስብ ኢዩ። ናይትግራይ ክልል አመሓዳሪ ልነበረ መለስ ሓደራ ስለልገደፈለይ ካብስልጣን አይወርድን ኢሉ ይበሃል። ትግራይ ብካምዙይ ልበሎ ስባት ክትምራሕ መሕፈሪ ኢዩ። አብትግራይ ለሎ ኩነታት ላብ ስርዓት አልባ ናከደ ይርከብ። ኢዙይ ናይ ስርዓት ምፍራስ፣ ድርጅታዊ ዓላማን መስርዕን ምፍራስ ምልት ኢዩ።
@gebremedhintimo6695
@gebremedhintimo6695 3 ай бұрын
ሕቶ አለኒ ተቓወምቲ ሐይሊ ዲኹም ተነሐነሕቲ ሐይሊ እዚይ ከብለኒ ዝኸአለ ተነሐነሕቲ ሐይሊ ካብቲ ናትካ ፖሊሲ ነተይ ፖሊሲ ይሐይሽ ዝብል ዕላማ ሒዝካ ናብህዝቢ ትቀርበሉ እዩ ተቓወምቲ ሐይሊ ግን ዘተሰርሐ ሐቂ ይኩን አይኹን ንቲ ዝሰርሐ እናቓሸሹ ዝውእሉ እየም ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ካባኻትኩም እንታይ እዩ ዝመሃር እንታይ እዩ ዝረብሕ ሐረስታይ ትግራይ ዓቅሙ ካብ ሐደ ጋዘጠኛ ንዓቃብ እዩ ብመፊት መምዩ ዝፈሊ እዩ እስቲ ዝሐሸ ፖሊሲ አምፂእኹም ስርሑሉ
@gebremedhintimo6695
@gebremedhintimo6695 3 ай бұрын
ለውጢ ግበሩ ኩሉኹም ናህና ኢኾም ትግራይ ክትዓቢ እንተኾይና ናይዝሐለፈ እናተታጓመ ዝውዕል አይኮነን ዘድልያ ዝሐለፈ አሪሙ ንቅድሚትዝስጉም እዩ ዘድልያ ስለዚ ለውጢ ሐሳብን ፖሊስን ሒዝኩም ሙፁና አብዛ ሕዚ በጀካ ሕዋሕት ካልእ ዋሕስ ዝኸውን ፓርቲ የለን ትዲኤፍ መሸንቀጢ አይትግበርዎ ጀነራት መስረቲ ሕዋሕት እዮም
@wassieabay6868
@wassieabay6868 3 ай бұрын
አክሱማውያን ብትኽክል ሕዝብ ትግራይ ካብ ምብቲታንን ካብ ሚጥፋእ ዘድሕን ሃሳባት ስለታምጽኡ ብጣዕሚ ያመስግን ናይ ብሃቂ ደቂ ሕዝብ !!!
@ዩናኤልወልዳይ
@ዩናኤልወልዳይ 3 ай бұрын
ደስ ዝብል ትንታነ የማነ ፖለቲካ ትግራይ ካብ 83 ኣትሒዝካ ፅቡቕ ተንቲንካዮ ካብ ሓቂ ህድማ ንትግራይ ጀኖሳይድ እዩ ኣዋሊዱላ ስለዚ ቕፅለሉ
@danaitadam3107
@danaitadam3107 3 ай бұрын
ጌታቸው ረዳ ሃዲሙ በረኻ ኸደ እምበር አበይ እዩ ተጋዲሉ? ሃፍትን ንብረትን ተጋሩ ንፀላእቲ አረኪቡ ንመቀለ ዝሓደመ ሰብስ ተጋዳላይ?
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 3 ай бұрын
ምምላስ ጽቡቅ ብኸመይ እግሪ ይትከሉ ኩሉ ትሕዝትኡ ዝተመንጠለ ኣብ ባዶ ገዛዩ ዝምለስ ዘሎ ሰላሕታ ሞት እዩ።
@Addis-n6d
@Addis-n6d 3 ай бұрын
ከመይ አምሽኩም የማነ ሓዉና ጋዜጠኛ ግደይ ሰላም ጥዕና ላዓኩም ::
@ዩናኤልወልዳይ
@ዩናኤልወልዳይ 3 ай бұрын
ኣገናዕ የማነ ብዘይንሕስያ ኣቃልዓዮም ዞም ጉጅለ ድሑራት
@Eritreana1991
@Eritreana1991 3 ай бұрын
😂 ምናን ኽናናን ኽብል ኣጺሚሞና ዝዋዓለ ሰብኣይ ብቀዳማይ ኽጺለል እዩ 🤦
@HaileWeldegebriel-b1g
@HaileWeldegebriel-b1g 3 ай бұрын
አክስማውያን ሚድያ እንቋዕ ደስበለኩም ደስ በለና እዚናትኩም ውፅኢት ተደምርዎ ልተረኸበ ዓወት አብሑሞራ ክድገም ስርሑ በዓል ግደይ 2:57
@SeeyouSeeyou-vn6ki
@SeeyouSeeyou-vn6ki 3 ай бұрын
ጆነሳይድ ክባሃል ተኮይኑ ብ ነፃ መርምራ ክራግስገፅ አለዎ
@AbebaLemlem
@AbebaLemlem 3 ай бұрын
As tigrians we support Yemane’s idea .He genuinely understands Tigrai people’s suffering.Tanks yemane,even the Tigrian media seems to work against the poor people of Tigrai.It gives me hope to listen to you. I hope you continue doing what are you doing and we will support the media. We love you yemane.#Tigrai,Ethiopia.
@HaileWeldegebriel-b1g
@HaileWeldegebriel-b1g 3 ай бұрын
አክስማውያን ሚድያ እንቋዕ ደስበለኩም ደስ በለና እዚናትኩም ውፅኢት ተደምርዎ ልተረኸበ ዓወት አብሑሞራ ክድገም ስርሑ በዓል ግደይ 2:57 ❤❤❤❤❤❤❤
@BrhanuKiros-b7x
@BrhanuKiros-b7x 3 ай бұрын
BEYZAKUM AB TV NIUE HASABATKUM SAARAY EYU GOBEZAT KETSILILU
@baherunegash6934
@baherunegash6934 3 ай бұрын
To. Understand the system of government we had in Ethiopia especially in Tigray. Read a book The New Class by Milovan Djilas
@tesfud1
@tesfud1 3 ай бұрын
@ztseat መሊስኻ መላሊስኻ ኣቅርቦ
@letegabriel2721
@letegabriel2721 3 ай бұрын
Bravi Ajana, we almost there, Professor Alganesh I am very proud of you. and thank you very much. Viva Brigade Nhamedu 💙
@user-dw2tf9bn2ድምጺ
@user-dw2tf9bn2ድምጺ 3 ай бұрын
የማነ ምርጫይ ኢኻ ገብለለይ❤❤
@dargohaftu4836
@dargohaftu4836 3 ай бұрын
The truth is always with Axumawian Media, keep it up
@Teke656
@Teke656 3 ай бұрын
We respect you guys. Thanks for your time.
@realistikk64
@realistikk64 2 ай бұрын
Yemane must be delusional. You are out of touch!
@semeregebridan
@semeregebridan 3 ай бұрын
ጀጋኑ
@SmilingCalicoCat-rs9ro
@SmilingCalicoCat-rs9ro 3 ай бұрын
የማነ ሓለፎም ንባዕሉ በልፂጉ እዩ❌
@ዩናኤልወልዳይ
@ዩናኤልወልዳይ 3 ай бұрын
ሓሳብ ብሓሳብ ግጠም ፍረጃ መርኣያ ድንቁርና እዩ
@mussiesahle2872
@mussiesahle2872 2 ай бұрын
ደንቆሮ ስለ ዝኽንኻ ክርደአኻ አይኽእልን እምበር የነበሩ ማ ልህዝቢ ትግራይ ኽብል ሙሉእ ግዚኡ ዝሀበ እና ዓቅሚ ዘለዎ ጀግና እዩ።
@mussiesahle2872
@mussiesahle2872 2 ай бұрын
የማነማ
@assaylemlem6939
@assaylemlem6939 3 ай бұрын
keep it up ✅✅✅✅ we love u
@minneapaul804
@minneapaul804 3 ай бұрын
ምስ ይባቤ ዝበሃል አይትቕረብ በጃኻ😊
@ዩናኤልወልዳይ
@ዩናኤልወልዳይ 3 ай бұрын
ይባቤ ምስ የማነ ክካታዕ ዓቅሚን ብቕዓትን የብሉን ካድረን ሙሁርን እናፈለና
@minneapaul804
@minneapaul804 3 ай бұрын
@@ዩናኤልወልዳይ ዕሙት ደጋፊ እዩ ሐሳብ የብሉን
@ዩናኤልወልዳይ
@ዩናኤልወልዳይ 3 ай бұрын
ትርጉም ሓሳብ ከመይ ድዩ ካብ 83 ዓ/ም ምኽንያት ውድቀትና ተንቲኑልካ ውድቀት ብሓደ ግዜ ኣየጋጥምን ውድቀት ድንቁናን ስሰዐ ስልጣንን 30 ዓመት ዝፈጠሮ ጀኖሳይድ ዘዋለደን መሪሕነት እዩ ታንክን ባንክን ብእምኒ ንዝተባረረ መሪሕነት ከመይ ከም ይባቤ ክትድግፎ ከምዝኸኣልካ እንድዕይ ውድቀት መሪሕነት 30 ዓመት ዘይበርሀሉ በዓል ፍሉይ ረብሓ ከም ይባቤ ክኾን ኣለዎ እንተ ህዝቢ ትግራይ ካብ ገዛ ክሳብ 5 ደቁ ኣሰዊኡ ድኽትምና እዩ ኣትሪፉ ወረስቲ ዑና ልክዕ ኣብ ኪናት እዮም ዘትርፉ ቱመዛበልቲ ብሰላም ምምላሶም እኳ ክንደይ የናድዶም ኣሎ ንሪኦ ኣለና መፃኢት ትግራይ እብ ዲሞክራሲ ክትህነፅ ኣለዋ
@HagosTeshaye
@HagosTeshaye 3 ай бұрын
መምሰሊ
@fitsumfesehaye5108
@fitsumfesehaye5108 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@danaitadam3107
@danaitadam3107 3 ай бұрын
ሓዋሳይ መንግስቲ ንኸይህሉ ካብዝሰርሑ ጉጅለ ሓደ ጌታቸው ረዳ እዩ
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 3 ай бұрын
👍👍👍👍👍
@letegabriel2721
@letegabriel2721 3 ай бұрын
Ajona Ajona, Viva Tigraie.💙
@Znawuhailemariam
@Znawuhailemariam 3 ай бұрын
@Znawuhailemariam
@Znawuhailemariam 3 ай бұрын
❤om
@Znawuhailemariam
@Znawuhailemariam 3 ай бұрын
viva tegray
@danaitadam3107
@danaitadam3107 3 ай бұрын
አየ አክሱማውያን ካድረ ጌታቸው ረዳ ኮይንኩም
@SahleHalefom
@SahleHalefom 3 ай бұрын
ደደብ እስኻ ካድረ ሕዋሕት ስለ ኾንኻ እምበር አኽስማውያን እማ ናይ ባዕሎም ሓሳብ እናለገሱ እዮም አእምሮኻ ደሪቁ ስብ አይተድርቅ!
@BrhanuKiros-b7x
@BrhanuKiros-b7x 3 ай бұрын
TIKIKIL EKA KADRE DEA TAY SIRAH ALEWOM AYNEBUN BIRIHIKET ZITEMHARU ENDEYOM AYESEMU AYENIBU
отомстил?
00:56
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
Inside Out 2: ENVY & DISGUST STOLE JOY's DRINKS!!
00:32
AnythingAlexia
Рет қаралды 11 МЛН
Nigeria Billionaire Dangote on Fuel Subsidy, Oil Prices, Football
26:00
Bloomberg Television
Рет қаралды 341 М.
ካብ ኣኬባ ጌታቸው እዋናዊ ሓበሬታ |  /tigray
Natna Forum ናትና ፎረም
Рет қаралды 171
отомстил?
00:56
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН