ጭላይ - ሓዳሽ ባህላዊ ደርፊ ትግርኛ - ንጉስ ኣባዲ - Chilay -Negus Abadi - New Tigrigna Cultural Music

  Рет қаралды 499,293

ላዛ ሪከርድስ Laza Records

ላዛ ሪከርድስ Laza Records

Күн бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 844
@ኣሕፈሮመይደመይ
@ኣሕፈሮመይደመይ 2 жыл бұрын
ንጉሰዋይ ጅግና ወድቶም ጀጋኑ እንኳዕ ብደሓን መፃካ ❤️ ተጋሩዋይ ብማርያም ላይክ ኣይተውሕድሉ ትግራይ ትስዕር ❤️💛✊
@ራህዋትግራወይቲ
@ራህዋትግራወይቲ 2 жыл бұрын
ንጉሰይ ኣቦ ጥበብ ኣበይ ኣለና ተጋሩ የሕዋተይ ንዑስቲ ናይ ባዕልና ምድያ ነተበብዕ ኣጆና ንስመር ንሕበር ክንዕወት❤💛👌
@kmh3765
@kmh3765 2 жыл бұрын
I like the last endings of the music but he should be free from the political, economical, and any psychological/cultural influences of the Sheea/Tigray elites! Let's encourage/support the 2nd Kiros!!
@fili.ahferom4713
@fili.ahferom4713 Жыл бұрын
ኣለና ውን ቶም ቶጋሩ በዚ ኤርትራ ዝነብሩ ቶጋራ ምኻኖም ዝረስዑ ኣብ ሕጂ ቕድሚ ሰለስተ ዓመት ኣቢሎም ዝፍለጡ የሕዋተይ ስድራይ ኣጆኹም ሰላምኩም ሰላምና ይመለስና ልዑል ፍጣሪ
@ትጂጓልትግራይዋዛምስቁምነ
@ትጂጓልትግራይዋዛምስቁምነ Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ማዓረይ ተጋሩ ምዲያና ነዐቢ
@hevenarefu3787
@hevenarefu3787 2 жыл бұрын
ናይ እዚ ዘመን ኪሮስ አለማየሁ ግርም ስራሕ ትግራየይ ዓለመይ ፀሓይኪ በሪቁ የርእየኒ🇻🇳😍
@haileezgihaxera9293
@haileezgihaxera9293 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንጉሰ'የ ሓወይ ትግርኛ ሓዘለይ እምበር ተቓሊስናስ ኩልና ጭላይ ክንክውንን ኣብ ሓደ መሳርዕ ክንመጽእ ክንጽዕር ።
@mihretzeratsion6163
@mihretzeratsion6163 2 жыл бұрын
Agamgna fopo
@titihabeshawit4792
@titihabeshawit4792 2 жыл бұрын
ንጉሰዋይ ዝረገፅካዩ ኩሉ ለምለም ይኩን ምስ ኩሎም ምእንቲ ዓይኒ ትግራይ ዝቆሙ ጀጋኑና ❤💊💊💊💊💘👏
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 2 жыл бұрын
ንጉስዋይ ጀግና ወዲ ሃገር ትግራይ እንኳዕ ብስላም መፃእካ ጥዑም ላዛ ኩሉ ዘጥዕመልካ💋💋💋💋💋💋💋💋💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅👈
@gual70enderta17
@gual70enderta17 2 жыл бұрын
ንጉሰ ኣባዲ ኣቦ ጥበብ ❤ ኪሮስ ኣለማዮ ናይ እዚ ዘመን ግጥሚ 100 % ዜማ 100 % ድምፂ 100 % ትግራይና ትስዕር 💛❤💛✊✊
@megbey8054
@megbey8054 2 жыл бұрын
Kids is
@TameWalif
@TameWalif 10 ай бұрын
ንጉስከባዲ
@Adalalpha
@Adalalpha 2 жыл бұрын
ብሓቂ ተጋሩ ኣናብስ መንነቶምን ባህሎምን ዘይወላወሉ ጀጋኑ ህዝቢ 🧡 ዓወትኩም የርእየኒ ተጋሩ ኣሕዋተይ ❤️
@ASeTube-b4o
@ASeTube-b4o 2 жыл бұрын
ይበል ይበል ጥበብ ትግርኛ ኣጠቃቅማ ስርዓት ቃላት ዓዲ ኣክሱማውያን ስልጠነ ትግራይ ዓደይ ሰላምክይ ይመለስ ማሙቀይ ንጉሰዋይ ዳግማይ ኪሮስ እያሱ ኣታ ጅግና 😘❤💛
@ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ
@ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ 2 жыл бұрын
ንጉሰዋይ ጎይታ ባህሉን መንነቱን ፅብቅ ሰራሕ😍
@hailuwelay4633
@hailuwelay4633 2 жыл бұрын
ኢሳያስ ኢሳያስ ገና ከቖንዝወክን እዩ” ደቂማይ ጠላሚት ንደቂ ኤርትራ በዲልክን ከምዘይ ትነብራ ኤተነበርክንክኣ ከርፍሕፍሕ ዘባላት ሸዋ ኣራት ኪሎ ኣረኪብና ካብኣኽኣ ኣጽዲፍናክን ፍኸራ ናቴኩምያ ብዘይ ደቂ ኤርትረራ ዝዕተጠቕ ስረ እተሃሌዩክ ክኣ ግዜ ባዕሉ እንሆ ኣርእ ዩና ከደምቲ ለመንቲ ትግራዋይ ኣይኮነን ዶ በዲሉ ከምዚ ሕጂ ዝረግፍዘሎ ቀደሙም ተጋዲሉ ገዝኡ ዘይተመልስ ተስዊኡ ቃርዩ ኡ ብዘይ ደበስ ዝጉሓፍ እምበር ተቓሊሱ ኣይ ከበረን ትግራዋይ ኣይኮነንዶ ኣሸባሪ ኾይኑ ምስኤርትራ ዝጻባእ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ከም ስርዓታት ሃይለስላሰ መንግቱ መለስ ንኹሎም ኤርትራዊ ሓይሊ እዩ ካብ ኣራት ኪሎ ጊሕፍዎም ሕጂ ውን ዝጻባእ ምጉሓፍ ድሕር የለን ንሕናን ዕላማናን ንኺድ ጥራሕ ደቂ ኤረና ብርሃን ዩ ቅድሜና።
@amlkiyhoymechrshaynasemrli79
@amlkiyhoymechrshaynasemrli79 2 жыл бұрын
@@hailuwelay4633 kkkkk enta terf asa Zeythfer ka kedmina berhn eyou tebil wadita kahdam hadmiy Embrs Tegro jegno ena kamkom adena gedfna aynhdmin sarktiy destiy
@bezabeharefaine2301
@bezabeharefaine2301 2 жыл бұрын
@@hailuwelay4633 66666666666666666666
@bezabeharefaine2301
@bezabeharefaine2301 2 жыл бұрын
@@hailuwelay4633 666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666
@bezabeharefaine2301
@bezabeharefaine2301 2 жыл бұрын
@@hailuwelay4633 6666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666666
@tsehayetigray
@tsehayetigray 2 жыл бұрын
መግለፂ ስኢነሉ ስራሕትኻ መግለፂ ስኢነሉ ወነኻ መግለፂ ስኢነሉ ጥበብካ መግለፂ ስኢነሉ ትግርኛ ቃላት ኣጠቓቕማኻ Words fail me, completely speechless 💛
@samueltesfalem1791
@samueltesfalem1791 2 жыл бұрын
Yes
@ተመስገንኣምላከይ-ተ6ዠ
@ተመስገንኣምላከይ-ተ6ዠ 2 жыл бұрын
ዕልልልል እዩእንበይ ተጋሩዋይ መቅሰናት ንጉሰይ እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ👈💊💊💊💊💊💊👈💊💊💪💪💪💪💪✅✅✅👈 //👉❌🇪🇹❌ዕንወት ንኣማዓራይ 🇪🇷❌🇪🇹❌ንኤርትራዋይ #🇪🇷❌🇪🇷❌👈 ))
@rgshsgeys3259
@rgshsgeys3259 2 жыл бұрын
ናይ ንጉሰ ኣባዲ ሙዝቃ ተሰምዐ በቃ ከብደይ እዩ ሕቁንቁን ዝብለኒ 😭💔😥 ንጉሰዋይ ጎይታዋይ ማዓረይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኣጀካ ህዝበይ ክወግሕ እዩ እመብርሃን ምሳኩም ትኩን 👏👏👏 ኣብደገ ዘለና ተጋሩዋይ ማዓረይ ሰደትና ኣሕፅሩ ናብ ታ ንብህግ ቅድስቲ ትግራይና ብሰላም ይመልሰና 👏👏💔🙏🙏🙏🙏💋💋💋😘😘😘😍😍
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብስላም መፃኻ ! ጀግና ተጋዳለይ ንጉሰ አባዲ !ኩርዓት ትግራይና ትግራይ ዓደይ ናፍቆተይ ሰለምኪ ይምለሶ ፈጣሪ💛❤😍🙏
@brhanbrhan7225
@brhanbrhan7225 2 жыл бұрын
ንጉሰይ ኣቦ ጥበብ ኣነ ብጣዕሚ ዝገርመኒ ኩሉ ነገር ምስ ህዝቢ ትግራይ ኢኻ ትደርፎ ጎበዝ ናይ ሓደ ሰም ወይ ሓደ በዓል ሰልጥን ዝይትታሓዞ ምኳንኻ ክብሪ ይግበእክ::❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰❤️🥰🥰🥰🥰🥰
@Ttt-er1el
@Ttt-er1el 2 жыл бұрын
well come ንጉስዋይ ንጉስ ትግራይ ንብዓል ውነ ዓባይ መልአኽቲ እያ❤ኣበይ ኣለኹም ፈተውቲ ንጉሰ 👑❤️
@ሕብንቲእየብትግራይ2013ዓም
@ሕብንቲእየብትግራይ2013ዓም 2 жыл бұрын
እሰይ ንጉሰይ ጥዑም ላዛ ካብቶም ብሉፃት ከየንቲ ትግራይ ሓደ መርኣያ ኢካ ሰላምካ ይብዛሕ ጎይታዋይ😘🥰🥰🥰🥰
@abebachanal1036
@abebachanal1036 2 жыл бұрын
ንጉሰ ኣባዲ ዳግማዊ ኣያና ኪሮስ አለማዮህ😍😍😍 መክበሪ ባህሉ ጭላይ ትብል ዓባይ መልእክቲ ኣለዋ 👌👌👌👌 ኣጆና ትግራይና ትዕወት❤💛💊✊የሕዋተይ ሳብስክራይብ ግብርለይ ቻይናለይ ደስ እንተይልኩም
@gshegwyw2199
@gshegwyw2199 2 жыл бұрын
እሺ
@احمدصهلولي-ت9ك
@احمدصهلولي-ت9ك 2 жыл бұрын
እሺ
@mileneritreanbabe2983
@mileneritreanbabe2983 2 жыл бұрын
እሺ ሓፍተይ ጌረልኪ ኣለኩ ነዓይ ድማ please ሳብስክራይብ ግበሩለይ የሕዋተይ።
@abebachanal1036
@abebachanal1036 2 жыл бұрын
@@mileneritreanbabe2983 እሺ
@bmm9157
@bmm9157 2 жыл бұрын
Geyrinalki alena
@سلامهمحمد-ت1ه
@سلامهمحمد-ت1ه 2 жыл бұрын
ንጉሰይ ብርሃን ገፁ እንካዕ ብሰላም መፃኻ ስላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋኒ ጀጋኑ 💊💊💊🌍👏👏👏😍😍
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 жыл бұрын
ንጉሰይ ላዛም ከመይ እዩ ደስ ዝብል ድምፅኻ እኳዕ ተግራዋይ ኾንካልና 😍😍😍😍💛❤💛❤💛❤💛❤
@ንፋቐርእሞክንሰማማዕ
@ንፋቐርእሞክንሰማማዕ 2 жыл бұрын
ንጉስ ሓወይ ጎይታ ጥበብ 🤝🇪🇷
@asdfaxdf7290
@asdfaxdf7290 2 жыл бұрын
🇪🇷🤐🐕🐕🐖🐕🐖🐖🐕🐕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐕🐕🐕🐕🐕🖕🖕🖕🖕🐕🐕🐖🐖🇪🇷
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- 2 жыл бұрын
❤❤❤
@amanielaregawi7278
@amanielaregawi7278 2 жыл бұрын
ንጉስ ኣባዲ እንኳዕ ብደሓን መፃካ ፈታዊ ዓዱን መክበሪ ባህሉን የቀንየልና❤🥰🥰🥰🙏
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ንጉሰዋይ ጅግና ናትና❤💛
@rahwarahwa7436
@rahwarahwa7436 2 жыл бұрын
ንጉሰ ኣባዲ ፈታዊ ዓዱን ባህሉን ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ ፅቡቕ ስራሕ 🥰🥰💪💪ትግራይ ትስዕር 🥰💪
@YoDaha
@YoDaha 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ጀጋኑ ትግራይ ሓቦኛታት
@ሂወትሚዛናዊትኣይኮነትን
@ሂወትሚዛናዊትኣይኮነትን 2 жыл бұрын
ክብርን ሞጎሰን ንምክልካል ትግራይና 🙏🙏ንጉሰ ኣባዲ ኣታ ጀግና 💪💪
@ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
@ሜሪጓልሰብዓእንደርታ 2 жыл бұрын
ንጉሰይ ጎይታ ባህሉ ፅንዓት ኣጆካ ኣብታ ክባን ዕፅዋን ሳዓት ኣቦ ሓቦ ኣቦ ፅንዓት ዝኮንካ ኣምላክ ይሓልውካ ምስ ህዝብካ🙏🙏🙏💓💛💓💛💓💊💊💊💊💙💙💪💪💪💪👌👌👌👌👌
@ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ
@ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ 2 жыл бұрын
እዚ ወለዶ እዚ ህይወት ትግራይ ዝተውሓሰን ገና ዘውሕስ ዘሎን'ዩ። ኩሉ ዓይነት ፀገም ፀይሮም ኣብ ገፆም ዝንበብ ፍሽኽታ ፍሉይ'ዩ። ኣብ ክባን ዕፅዋን ኮይኖም ጥዑም ዜና ዲያስፖራ ትግራይ ክሰምዑ ይህነጠዩ። እንተሓቢርና ኢና ንዕወት። ኣጆና!!
@senaitatakltesenelove8476
@senaitatakltesenelove8476 2 жыл бұрын
ንጉሰይ ጅግና ባአል ስሁል ድምጺ ናይና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ዐወት ንህዝቢ ትግራይ
@galtigiray8049
@galtigiray8049 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ንጎሰዋይ ጎይታ ባህልን መንነቱን ህዝበይ ቀሪብኻ እኻ ዓደይ ኣጀናእስካ ትግራይ ዓደይ ደመይ ትዕወት ። ሰበ ነወሕት ትልም የና ተጋሩ ።
@Lul3721
@Lul3721 2 жыл бұрын
ንጉሰይ እንካዕ ደሓን መፃእካ ጅግና ተጋዳላይ 😘🥰ንጉስ ትግርኛ ♥️
@zyoutube9854
@zyoutube9854 2 жыл бұрын
ደጋጊመ ሰሚዐዩ ግን ስቅ ኢሉ ዓይነይ እዩ ማይ ልውሕዝ ጭለይ ምእዙዝ ብሓቂ ጀጋኑ tdf ፈደይቲ ሕነ ዓንዲ ሕቖ ትግራይና እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን
@suhulentertainmet
@suhulentertainmet 2 жыл бұрын
ንጉሰይ ብሉፅ ናይ ብሉፃት ኩሉ ዘምሕረሉ ስነ ጥበባውን ተጋዳላይን ትግራዋይ keep it up the good work 💚 our Hero ❤️💚
@AXUMOLOGY-
@AXUMOLOGY- 2 жыл бұрын
ኣቦ ጥበብ💊💉💖 ክወግሕ እዩ ኣጆና💪 እዋኑ ትንሳኤ እዩ'ሞ ትንሳኤኡ ትንሳኤ ህዝቢ ትግራይ ይግበረልና። 🙏🙏🙏
@maysurutube2849
@maysurutube2849 2 жыл бұрын
ቅኔ ፣ባህሊ ፣ላዛ ፣ግጥሚ፣ ዜማ ፣ምንም ዝጎደሎ የለን። ናይዚ ዘመን ከያኒ
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 2 жыл бұрын
ንጉሰይ ጎይታ ጥበብ ትፍለ ኾኢካ ብሓቂ ምስ ባህልካን መንነትካን እትጓዓዝ ጅግና ሓውና ደስ ዝብል ስራሕ ንጉሰይ ጭላየ💛❤✊💪
@tglove7635
@tglove7635 2 жыл бұрын
ንጉሰይ ጀግና ወዲ ዓደይ💛❤️ ብሉፅ ስራሕ💛❤️
@grmawitgaldesta9883
@grmawitgaldesta9883 2 жыл бұрын
ኣሰይ እንኳዕ ካባካትኩም ተፈጠርና ምሩፃት ዘርኢ 💊💖
@merigereziher4008
@merigereziher4008 2 жыл бұрын
ንጉሰይ ናትና ጅግና እንኳዕ ብሰላም መፃካ ❤️💛💊
@ጓልምድሪገነትሽረ
@ጓልምድሪገነትሽረ 2 жыл бұрын
ንጉስዋይ ፅቡቅ ስሪሕ ጎይታ ባህሉን መንነቱን💊 ተጋሩዋኒ ❤️💛 #ሳብስክራይብ በለኒ 💊
@መርሃዊትኃልትግራይ
@መርሃዊትኃልትግራይ 2 жыл бұрын
ላበይ እየ ዶ ኣይትብልይ ሓመድ ሃለየ😁😁😁😁ንገስዋይ ንጉስ ትግርኛ ከምሽምካ ንጉስ ባኣካ ኩሉ ግዜ ምስኮራዕኩ እንኻዕ ናባዕለይ ካንካ ወድዞም ጀጋኑ😘😘😘😘♥♥♥♥
@ሃፍቶምሃይሉ
@ሃፍቶምሃይሉ 2 жыл бұрын
ይበል ጥበብ ኣጆካ በርትዕ ጅግና ወዲ ሪመይ 💛❤✊
@LiliKing-ku6dt
@LiliKing-ku6dt 2 жыл бұрын
ንጉሰይ ንጉሰ ትግራይና ይብለ ሰራሕ ወዲሪመይ ጅግና🥀😘
@ሂወትኣሰፋ
@ሂወትኣሰፋ 2 жыл бұрын
ንጉሰይ ጀግና💛💛❤❤❤✊✊✊
@ሄለንፈታዊትየማነባርያ
@ሄለንፈታዊትየማነባርያ 2 жыл бұрын
ጎበዝ ደራፊ ኢለ ከየውሕደልካ ጥበብ ምባል ይሓይሽ ንጉሰ ንጉስ ብዙሓት😍እያሱ ኪሮስን ኣይሞቱን😘በዓልን ንስኻን ሰሎምንን ኣለኹምና💜ሰላምና ይመለስ 💜💜
@እወዓጋመእየ
@እወዓጋመእየ Жыл бұрын
ሰለሙን መን እዩ ምስ ንጉስ ልወዳደር
@haymi8606
@haymi8606 Жыл бұрын
​@@እወዓጋመእየሰለሙን ሃይለ እና ሰለሙን ይኹኖ ኣምላኽ
@AluFkr
@AluFkr 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃካ ንጉሰይ ወዲ ትግራይ ጅግና💊💊💊💊💖💖💖
@tsilalentertainment7154
@tsilalentertainment7154 2 жыл бұрын
ይበል ፅቡቅ ስራሕ ኣርቲስት ንጉስ ኣባዲ👌
@FiFi-Axusmawit
@FiFi-Axusmawit 2 жыл бұрын
💛♥️ሰላም የውርድልና እቱ''ኩሉ ዝኻኣሎ ኣምላኽ🙏💛♥️
@ናስ
@ናስ 2 жыл бұрын
ተጋደላይ ንጉሰ ኣባዲ ሓደ ካብቶም ኣዝየ ዝፈትዎም ብሉፃት ስነጥበባውያን ትግራይና❤💊 ይበል ውዱእ ስራሕ👌✊❤
@nabrana9325
@nabrana9325 2 жыл бұрын
መዳርግቲ ኣልቦ ጎይታ ትግርኛ ንጉሰ ከም ስሙ ኣንበሳ ይበል ኩሉ ነገሩ!❤️❤️❤️🙏🏻🙏🏻😇
@ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ
@ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ 2 жыл бұрын
ንጉሰይ ኣቦ ትግርኛ&ጥበብ&ባህሉ መንነቱ ዘይደራደር ጅግና ባዓወት ይመለስካ ምስ ብፆትካ💝💝💝👏
@hlfeytafere3532
@hlfeytafere3532 2 жыл бұрын
ደስ ብሃሊ ንግሰይ ሓበን ትግራይና ።❤❤❤
@TDF-kh7iw
@TDF-kh7iw 2 жыл бұрын
ጀግና :ወዲ :ትግራይ :❤️💛💊💪 ትግራይ ትሰዕርርርር ❤️💛💊💪 TDF TDF TDF TDF ❤️💛💊💪
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 2 жыл бұрын
ትግራይ ትግራይ ትግራይ ❤❤❤🇻🇳🌾🌿🌿🌾🌾🌾🌿🌿🌾🌾🌾🌾ዕዲሜን ጥዕናን ይሃብኹሙ ፈጣሪ 🙏❤❤❤❤❤🌿🌿🌿🌾
@tigray_adey
@tigray_adey 2 жыл бұрын
ንጉሰይ እንኳዕ ዳሓን መፃካ💊❤️🔥
@liyaweldeslasse8751
@liyaweldeslasse8751 2 жыл бұрын
አምበር ንጉሰ ጎይታ ባህሉ ኣጆኻ 💛❤💛❤❤💛❤
@mkm4736
@mkm4736 Жыл бұрын
መግለፂ ሲኢነሉ ንጉሰይ ኣቦ ጥበብ❤🎉💊😘
@hailayabrhagesesew1648
@hailayabrhagesesew1648 2 жыл бұрын
History clicking, deep & entertaining song. Weldone Niguse hawna
@uaeue5569
@uaeue5569 2 жыл бұрын
እንካዕ ብስላም መፅእኻ ንጉስ ጅግነ ውዲ ትግራይይይ ❤❤❤❤💛❤💛❤❤💪
@leyleygebre1704
@leyleygebre1704 11 ай бұрын
ኩሉ ጊዜ ተደምመኒ ንጉሰ..🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ሰብዶየለይጭንቐትዝርዳኣል
@ሰብዶየለይጭንቐትዝርዳኣል 2 жыл бұрын
ንጉሰይ ጎይታ ጥበበ 💛❤👑🙏
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ Жыл бұрын
ኣሰይይይይ ጀግና ህዝቢ ትግራይ ዓወት ልማዱ ሓይልን ፅንዓት ይሃብኩም ሰራዊት ትግራይ
@ጓልቶምሰብታሪኽተጋሩ
@ጓልቶምሰብታሪኽተጋሩ 2 жыл бұрын
ጎይታ ጥበብ ንጉሰዋይ ፅቡቅ ስራሕ🙏🔥♥
@edna2022
@edna2022 2 жыл бұрын
I can’t get enough of this song🙏🥰
@alsatigraweti6688
@alsatigraweti6688 2 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ንጉስ ጅግና💛❤ትግራዋይነት ክብር ምንነት💛❤
@እወዓጋመእየ
@እወዓጋመእየ Жыл бұрын
ኣሕዋተይ ፅሩያት ፍጥረት ጀጋኑ
@loveyourself2406
@loveyourself2406 2 жыл бұрын
አታ ትትግርኛናስ ክፅብቕ ክጥዕም ለዛ ትግርኛና እግዚአበሔር ይመስገን ትግራዎት ገይሩ ልፈጠረና ። ንጉስዋ መዓር አፉ respect!
@fyry4189
@fyry4189 2 жыл бұрын
ንጉስይ ንጉስ ጥበብ ፅቡቅ ስራሕ ሰላም ጥዕና ዓካ
@abrehethansiamtigraweyti1369
@abrehethansiamtigraweyti1369 2 жыл бұрын
ጅግና ጀጋኑ ንጉስ ጥበብ ❤💖💙💚
@gideygebreslasse6169
@gideygebreslasse6169 2 жыл бұрын
ንጉሰዋይ ናህና ጅግና ♥️💛❤️
@adu141
@adu141 2 жыл бұрын
ንጉስ ኣባዲ ጎይታ ጥበብ ንበረልና ❤💛 ኣብየት ግጥሚ 100% ዜማ 100% ክሊብ 100% ኣብዚ ዕጽባን ክባን ኮይኑኩም ብጉልበትኩምን ብሞያኩምን ኣብ ጎኒ ህዝብኹም ብሙካንኩም ዕዱለኛታት እኪም አርቲስታት ትግራይ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም tdf ይ ባዓወት ተመለሱ ❤💛
@ብመንገድካምርሐኒእግዚአብ
@ብመንገድካምርሐኒእግዚአብ 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንጉሰይ
@relaxinginstrumentmusic7995
@relaxinginstrumentmusic7995 2 жыл бұрын
you alway provide the best and we thank you "nigusse abadie"🥰👍🇻🇳
@GeezEntertainment
@GeezEntertainment 2 жыл бұрын
ክዓይም ይብል ኣሎ ጭርኡ እንዳሓየካ በል ደኣ ኣካድዶ !! Amazing Job Nigus
@decentmendreams
@decentmendreams 2 жыл бұрын
Marey, can you post the lyrics?
@zaydtgraweyti1047
@zaydtgraweyti1047 2 жыл бұрын
ንጉሰይ 💞እንኳዕደሓን መፃኩም ጀጋኑና🥰💊💕🙏❤️💛✊
@saxshsdt2039
@saxshsdt2039 2 жыл бұрын
ንጉሰይ ጅግና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ጎይታ መክበሪ ባህሉ ትግራወይ ጎይታዋይ ኩሉ ዝክእለሉ እሰይ 👑👑👑✊✊💪💪💪💪❤💛❤💛❤💛❤💛💊💊💊💊💊💊💊👈
@edna2022
@edna2022 2 жыл бұрын
You the most talented person I love all your work🥰😘
@Berukeendgena
@Berukeendgena 7 ай бұрын
ድል ለታጋሩ ትድየፍ ድል ለአማራ ፋኖ ድል አቢሲኒያውያን ሞት ለኦሮሙማው።
@ጓልሃገረትግራይሓፍቲያለመ
@ጓልሃገረትግራይሓፍቲያለመ 2 жыл бұрын
ንጉሰይ ንጉስ ናይ ትግራይና ኩለኩም ተጋሩዋይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓልወልና
@belaygebramlak4166
@belaygebramlak4166 2 жыл бұрын
ንጉሰዋይ ጅግና ትግራዋይ ፈታዊ ዓዱ 🙏🙏🙏🌹🌹🌹🥀🥀🥀🌷🌷🌷💐💐💐🌾🌾🌾🌺🌺🌺🌸🌸🌸🌼🌼🌼🌻🌻🌻🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@letaykalay1893
@letaykalay1893 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰም መፃኻ ገበዝ ንጥበብ ዝተፈጠርካ ወዲ ትግራይ ጅግና ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን
@habtewelday3390
@habtewelday3390 2 жыл бұрын
ንጉሰዋይ ብጣዓሚ አየ ዝፈቲየካ ዋና ስራሕ ጎበዝ ብታሓቲ ደብረፄን ብላዕሊ ማሪያምፅዮን ያሓልካ
@STAMA123
@STAMA123 2 жыл бұрын
አሰይ.ንጉስዋይ ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕኻ ኹሉ ዘይሙኖ ብናማን ትግራዋይ ዕድመን ጥዕናን አብዚሑ ይሀብካ ፈጣሪ
@ፍቅሪምስኩሉህዝቢመሲጋልት
@ፍቅሪምስኩሉህዝቢመሲጋልት 2 жыл бұрын
ንጉሰይ ኑጉስ ህዝብናን ዓድናን ኢካ ሞ ቀፅሎ ❤❤❤
@grmaytekle3695
@grmaytekle3695 2 жыл бұрын
ገረሚት ደርፊ ገላፂት ብሓቂ ንትድኤፍ
@mizanhailu6677
@mizanhailu6677 2 жыл бұрын
ሓቀኛ ገላፂ ባህሉ; ከም ሽሙ ንጉስ ስነ ጥበባዊ ትግርኛ ንበረልና ትግራይ ካባኻ ብዙሕ እያ ትፅበ 🙏🙏🙏
@ጓልወየንቲትግራይትግራይ
@ጓልወየንቲትግራይትግራይ 2 жыл бұрын
ንግስዋይ ጅግና ውዲ ህዝብ ትግራይ ❤💊💊
@zed8332
@zed8332 2 жыл бұрын
ንጉሰ የዋ ማዓረይ ጀግና ወድ ጀግና💊💊💊💊🙏🙏🙏🙏👍👍👍💊💊💛💛💛❤❤❤❤🐅🐅🐅🐅🐅
@ሶልጋልትግራይ
@ሶልጋልትግራይ 2 жыл бұрын
ነግሸይ ብቑዕ ብሉፅ ስራሕ💋💖💖💖💖
@thth6123
@thth6123 2 жыл бұрын
አሰይይይይይ ሰይ ስይ ስይ ንጉስይ ደቂ ሃገረ ትግራይ ማዓረይይ ✊✊✊✊✊✊💪💪💪💪💪🐅🐅🐅🐅🐅💛💛💛❤️💛💛💛❤️❤️💛💛💛💞💞💞💞💗💗💗💗💝💝💖💖💖💕
@SolomunHaftu
@SolomunHaftu 5 ай бұрын
ኣታ ፈቃር ጅግና ወድ ህዝቢ ትግራይ
@ojhqs8973
@ojhqs8973 2 жыл бұрын
ንጉሰይ ንጉስ ባህሉን መንነቶን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና
@ጋልሰባዓእንደርታ
@ጋልሰባዓእንደርታ 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ንጉሰይ ጅግና ወዲ ህዝቢ💛💛💛♥️♥️♥️🏖🏖🏖♥️♥️♥️♥️
@berihu07
@berihu07 2 жыл бұрын
ንጉሰ ንጉስ እኮኢካ ብሓቂ ❤️🔥
@roozroozy6793
@roozroozy6793 2 жыл бұрын
ኣቦ ጥበብ ንጉስ ኣባዲ ፈጣሪ ዕድመይ ጥዕና ይሃብልና🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍😍😍
@hfufff5404
@hfufff5404 2 жыл бұрын
Ajokum Naiena Weyane Tigray be selam temalse 💛❤💛❤🙏🙏🙏💪💪💪
@Josi560
@Josi560 Жыл бұрын
አታ ጅግና ኣቦ ወኒ ሃባ ነዳዲ
@nuguseegn5087
@nuguseegn5087 2 жыл бұрын
ሰላምን ቅሳነትን ን ህዝቢ ትግራይን ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራን።🕊🕊🕊🕊🕊
@ኣቢጋልትግራይ-ኀ1ከ
@ኣቢጋልትግራይ-ኀ1ከ 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰ንጉሰይ💗💗💗ንጉስ ትግራይና❤️💛❤️💛💊✊✊
@radsetfrff3160
@radsetfrff3160 2 жыл бұрын
ንጉሰይ ጎይታ ባህሉን መንነቱን ❤❤❤❤
Win This Dodgeball Game or DIE…
00:36
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 41 МЛН
From Small To Giant Pop Corn #katebrush #funny #shorts
00:17
Kate Brush
Рет қаралды 72 МЛН
The Joker wanted to stand at the front, but unexpectedly was beaten up by Officer Rabbit
00:12
ምሪኢት ኮማንዶ ኣርሚ 92  - ብሓዊ ዝተፈተነ ሰራዊት ትግራይ TDF
12:56
Raya Public Media ራያ ህዝባዊ ሚድያ
Рет қаралды 9 М.
ፃንሒት ምስ ተጋዳላይ ንጉስ ኣባዲ /ዘማይ   09/26/2021
57:50
EMBER TEGADALAY by Abebe Araya new remix 2015
10:48
Soliana Tassaw
Рет қаралды 1,7 МЛН
Win This Dodgeball Game or DIE…
00:36
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 41 МЛН