ፖሊስ ኤርትራ፡ ኣኼባ ልብን ኣእምሮን ዝጠልብ ዜና

  Рет қаралды 1,059

መገዲ ህይወት

መገዲ ህይወት

Күн бұрын

ምሕሳብ ዝገደፍናዮ'ዩ ዝመስለኒ ዘሎ። ሃይማኖት ናይ ግሊ ድዩ ናይ ሓባር፧ ናይ ግሊ ከይንብሎ፡ ንኽልተን ሰለስተን ዝኣኻኽብ ኰነ፡ ናይ ሓባር ከይንብሎ ንዅሉ ዘይጠምር ኰነ። ውልቀ ሰብ ዝደለዮ እምነት ክኣምን መሰል ኣሎዎ ዶ፧ ኣኼባ ልብን ኣእምሮን እስከ ንግበር።

Пікірлер: 6
@elubumat5293
@elubumat5293 2 ай бұрын
Zehzn eyu , haymanot kem geben kree enkelo abta bhaymanota etmkah hager.😢
@samitesfa7170
@samitesfa7170 2 ай бұрын
ኣነ ከምዝመስለቢ እምነት ናይ ቅልቂ እዩ፡ኣብ ቅድሚ ኣምላክ በይንካ ኢካ ትቀርብ ብጉጅለ ወይ ብሃገር ኣይኮንካን ።ደሓር ከኣ ሓይሊ ወንጌል ክትዓግቶ ኣይትክእልን ኢካ ይመስሎም ኣሎ እምበር፡እዞም ብተሎምዶ ቤንጠ እንብሎም ወንጌላውያን ከኣ ሓንቲ ኣያ መጽሓፎም፡ዘይሕጋዊ ክብሉ ከለዉ ግን ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ናይ ግልካ እምነት ባዕሎም ክውስኑልካ
@tewetesh9455
@tewetesh9455 2 ай бұрын
እሞ እምነት ናይ ውልቂ እንተኮይኑስ ንውልቆም ይግበርዎ፡ እንታይ ኣምጺእዎ እቲ ኣብ ጎደናታት ከ፧ ዳሓር ድማ መጽሓፎም ሓንቲ ኢያ ዝበልካስ፡ ዝተፈላለየ ኣስማት ዘለዎም ጽሑፋትን መጻሕፍትን ዶ ክጥቀስ ኣይሰማዕኻን ኢኻ፧ ወንጌል ንምዕጋት ዝተገብረ ዝኾነ ኣብዚ ዜና ኣይቀረበን፡ ምኽንያቱ ካልኦት ወንጌል ብዝግባእ ዝሰብኩ ኣካላት ኣለዉ።
@samitesfa7170
@samitesfa7170 2 ай бұрын
@@tewetesh9455 ወንጌል ከስፋሕፍሑ ክዝግሁን ጽሑፍ እዩ፡ኣብ ጀርመን ኣለኩ ኣብ ጎደና ኮይኖም ወንጌል ዝሰብኩን ወረቃቅቲ ዝዕድሉን ኣለዉ ኣብ ኤርትራ ከምኡ ክገብሩ እካ እንተዘይተፈቅደ ወረቀት ዓዲሎም ኢልካ ሰባት ክትኣስርን ከተጋፍዕን ጽቡቅ ኣይመስለንን።ኣብ ጎደና ወረቀት ስለዝሃቡካ ናቶም መንገዲ ትክተል ማለት ኣይኮንነ ዝሓስብን ዘመዛዝንን የእምሮ ኣለካ።
@EriMan1991
@EriMan1991 2 ай бұрын
*ፍትሓውያን ክንከውም ጥራይ ዘለና። ህግደፍ ዘይተንከፍዎ ኣብያተ እምነት የልቦን፡ ናይዚ መርኣያ ከኣ ብንሶም ዚጥዕሞም መንገዲ ናብ ማሕበራዊ ይዝርግሕዎም ከም ዓቢ ስራሕ ጅግንነት ገይሮም ዘቕርብዎ። ነቲ ብግርህነት ዚሰምዕ ሰብ ከኣ ሓቂ ይመስሎ ኣሎ። እሞ በየናይ መንገዲ ኢና ፍትሓዊ ክንብሎ ንክእል ነዚ ጉዳይ? ኣበየናይ ቤት ፍርዲ ኬይዶም እዬም ክፍረዱ፡ ከምዚ ክገብሩ ሒዘዬም ከምዚ ገይሮም ኢሉ ቀጥታ ናብ እስርቤት ብዘይ ፍርዲ ዚኣስሮምን ዘሳቕዬምን ዘሎ። መርኣያ ናይዚ ከኣ ግደፎ ብእምነት ብዝተፈላለየ ጉዳያት ዚተኣስሩ ብዘይ ፍትሕን ፍርድን ዚእሰሩ ማእለያ የብሎምን! ስለዚ ንኽንፈርድ ክንቀዳደም የብልና። ክሳብ ብዙሕ ዘፈላሊ ይሃሉ ብዓይኒ ምሕረትን ድንጋጸን ብምእሳርን ምስቃይን ዚመጽእ ለውጢ ከም ዘይየለ እንዳ ተረዳእና፥ ዓድና ዓዲ ሰላምን ፍቕር ኰይና ክትከይድ ፍልል ተሎ ከኣ ብፍቕርን ምርድዳእን ፍልይይ እንዳ ኣጽበብና ተከድና እዩ ጽቡቕ። ንዝተኣስሩ ድማ ኣምላኽ ብምሕረቱን ጸግኡን ይርድኣዬም*
@habenangesom8361
@habenangesom8361 2 ай бұрын
Aye eza ezney zetsemio zeybla. Hnket zeyblom behamat yom eziom.🥵😡🥵
How Strong is Tin Foil? 💪
00:26
Preston
Рет қаралды 82 МЛН
My daughter is creative when it comes to eating food #funny #comedy #cute #baby#smart girl
00:17
Amazing Parenting Hacks! 👶✨ #ParentingTips #LifeHacks
00:18
Snack Chat
Рет қаралды 20 МЛН
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 12) - One Day With Alena Walta Hager
1:15:29
Texebeyuni ተጸበዩኒ - Best Eritrean Comedy By Wegihu Fshaxion -  full movie
59:02