ኦርቶዶክስ ንማርያም፡ ፈጣሪት እያ ኢኹም እትብሉ- መልሲ

  Рет қаралды 3,101

መገዲ ህይወት

መገዲ ህይወት

Күн бұрын

ካብተን ዝቐረባ 10 ሕቶታት፡ እታ ቀዳመይቲ ሕቶ፡ ማርያም ኣደ ጐይታና ፈጣሪት ድያ፡ እትብል'ያ። እንሆ መልሲ

Пікірлер: 43
@Jesus_is_lord1987
@Jesus_is_lord1987 2 күн бұрын
ኣምላክ ይባርኽካ ኣባ ቀሺ፥ ብዛእባ ዝክር ዝግበር እውን ገለ እንተትብሉና ደስ ምስበለኒ፡ስድራይ እቲ ኣባት ነብሶም ስለ ዝገደዶም ንድካታት ዝህብዎ ዝነበሩ ካልኣይ ዓመቶም ጌሮም ኣለዉ ዝክር ክገብሩ ካብ ዝጅምሩ
@mullermichael9119
@mullermichael9119 Күн бұрын
ጽቡቕ ተበግሶ እዩ። ትብዓት ይሃብኩም ጎይታ!
@originaldesbele3794
@originaldesbele3794 23 сағат бұрын
ቃለ ሕይወት የስምዕኩም መምህር❤
@SD11970
@SD11970 Күн бұрын
God bless you aba qeshi yonas
@MikiMiki-fw2hq
@MikiMiki-fw2hq 2 күн бұрын
ነዚ ህዝቢ ወንጌል ስለ ዘይፈልጥ ተምረ ማርያም ጥራይ ሒዙ ተሪፉ
@barakiyotala5671
@barakiyotala5671 2 күн бұрын
Ayy wengil si lieliena aytfelton eka
@MikiMiki-fw2hq
@MikiMiki-fw2hq 2 күн бұрын
@@barakiyotala5671 እሞ ነቲ ንሳ ዝፈልጥካዮ ንሰብ ወንጌል ትነግር ዶ ወይስ ሕስካዮ ኢኻ ትም ትብል ሓወይ ወንጌል ትፈልጥ ተኾንካ ስበኽ ኺድ ኣብ ኩሉ ቦታ
@brightpicture1049
@brightpicture1049 Күн бұрын
Thanks 🙏
@Dawit791
@Dawit791 2 күн бұрын
Kumneger hizkum mixu aboy keshi. Ezi si zereba koleu,kolo tiitiko u.
@Nay_Christ
@Nay_Christ 2 күн бұрын
❤❤❤
@danielphoto388
@danielphoto388 2 күн бұрын
ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግስትከ።
@nahom9192
@nahom9192 Күн бұрын
እዚ ህዝቢ ብዙሕ ካባኻትኩም ክጽበ እዩ'ሞ፥ ነቲ ቃል ሓቂ ጠፊእዎ ኣብ ከቢድ ጸልማት ዘሎ ህዝብና ንምብጻሕ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓኩም።
@ድኣብርሃምሰመረ
@ድኣብርሃምሰመረ 2 күн бұрын
Aboy qeshi yonas kale hiwet yesmalna
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 2 күн бұрын
ሰላም እግዚኣብሄር ነዚ ቤት፡ ግርም እምበኣር፥ ስለዚ እዚ መጽሓፍቲ ቅቡል ኣይኮነን፡ ንዓና ንተዋህዶ ወይ ኦርቶዶክስ ዝውክል ኣይኮነን ኢዩ እቲ መልሲ። ስለቲ ብሩህ መልስኹም የቀንየልና።
@ms-ez6xf
@ms-ez6xf 22 сағат бұрын
ወይ ጉድ ታ ክንደይ ትሕሱ ወደይ
@hkt3969
@hkt3969 20 сағат бұрын
Nezi hezbi ba meharwo wexkum wengel plzzz...hakii endafeltkumo..
@danisolomon3750
@danisolomon3750 17 сағат бұрын
ናይዚ ምህሮ ፍጹም ዩ ዘይተረደአኒ ጌጋ ተኾይኑ ጌጋ ክጓሓፍ ኣለዎ ዩ ክባሃል ዘለዎ
@amanueltsehaye2096
@amanueltsehaye2096 Күн бұрын
Keep continue your preaching base on bible.
@YordanosT-q4n
@YordanosT-q4n Күн бұрын
Wa hasawi 😂😂😂😂
@EliasMengsta
@EliasMengsta Күн бұрын
ንስኻ ንበዓልኻ ብጊታር መዝሙር ዝምር ዝብል ካበይ ኢኻ ረኺብካዮ።መዝ-150 እንታይ ድዩ ዝብል ደሓር ትውስኸሉ ዳኻ ዘለኻ ወይሲ እንታይ እዩ ምርዳእ ኣብይኒ።ድንግል ማርያም መድኃኒት ኣይትብሃል እያ በልካና።ኣብ መጽሓፍ ቅድኃኒት ዝተበሃሉ ይዉን ማለት ድዩ፧
@SD11970
@SD11970 Күн бұрын
Engliah bible anbibo hawey. Mez 150 b kulu qua quanquatat different trgum alewo
@nahom9192
@nahom9192 Күн бұрын
ዲጂታል ስለ ዝኾነ እዩ እምበር፣ ካልእ ሙዚቃ እኮ ኣይኮነን፥ ጥራይ ብቕዱስ ኣገባብ ይኹን እምበር እንታይ ጸገም ኣለዎ? ከምኡ'ዶ ኣይኮናን ዝገብራ ካልኦት ናይ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያናት?
@MK-rg1og
@MK-rg1og 2 күн бұрын
ወኪል ኮይንካ ትዛረብ ኣለኻ ? መንፈቐደልካ ወዲ ተዋህዶ ኣይኮንካን ? እምነትካ እንታይ ኢዩ? ብዛዕባ እምነትካ ዘይትገብር ጠብሎቕሎቕ እንታይ ኣእተዋካ? እምነት ተዋህዶ ዘይፈቐደትሎም ብባህልን ብልምድታትን ፍቓድ ዘይብሎም መጻሕፍቲ ዝጸሓፉ ብዙሓት ኢዮም ? ስለዚ ኩሉ ብኣገብን ብስርዓትን ብሕጊ ዶግማን ቆኖናን ናይ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ሓልዩ ዝሕተም ቅዱሳን መጻሕፍቲ ምዃኑ ንኣምን ። ከምዚ ከማኻ ቅኑዓት ኣገልገልቲ መሲሎም ግን ቆርበት በጊዕ ለቢሶም ዝመጹ ተዃሉ ብዙሓት ኢዮም ተዃሉ!!!
@ሕልናዓለመይ
@ሕልናዓለመይ 2 күн бұрын
Nska ke men eka ? Suk elka temahar wey gotitu zemxKa yelen
@ማራናታ-ዐ5ለ
@ማራናታ-ዐ5ለ 2 күн бұрын
ምስኪን ትዛረቦ ዘይምፍላጥ ኣጥፊእካ ኣሎ።
@goitomtadesseferede2330
@goitomtadesseferede2330 Күн бұрын
ዘርአያቆባዊ ትምህርቲ በቲ መለኮት ዝኾነ ቃል ሐሙኩሽቲ ምኳኑ ድዩ ጸላዕላዕ ኢሉካ።
@hkt3969
@hkt3969 20 сағат бұрын
Repent or perish it is ur will..
@yemaneasmerom6989
@yemaneasmerom6989 2 күн бұрын
እንታይ ኢዩ እምነትኩም
@okbit6929
@okbit6929 2 күн бұрын
Mengo mengo yom
@SD11970
@SD11970 Күн бұрын
Orthodox but the real one.
@temesgengerekidan290
@temesgengerekidan290 2 күн бұрын
ATA Hassan tehadso 🧌🧌🧟🧌🧌🧌🧌🧌🧌🧟🧟‍♂️🧟‍♂️🧟‍♂️🧟‍♂️🧟‍♂️🧟‍♂️🧟‍♂️
@temesgengerekidan290
@temesgengerekidan290 2 күн бұрын
Anta Hasawi tehadso ezi menafik zbelkayo Wedi mahberka do aykonen medanagerti 🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️🤦🏿‍♀️
@Hiwetey01
@Hiwetey01 2 күн бұрын
Hawey, tewahdo konka thlekela zeleka mesilka txaref aleka keytkewin. Egziabher nkemzi tegbar azyu yfnfno eyu emo!!! Keteredie ente konka bgbue ember bkemzi si ageb! Tewahdo aytexrfa meliska!
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 2 күн бұрын
ቀሺ ዮናስ ዝባንካ ቀሊዕካ እንዶ ፕሮተስታንት እየ በል፡ እቲ ጸጉሪ በጊዕ ኣሊኻ ተኹላነትካ ግለጽ።
@goitomtadesseferede2330
@goitomtadesseferede2330 Күн бұрын
ኻሎኦት ከይብሉና ኢልኩም ዘይትምልስዎ ሕቶ ኢዮም ዝምልሱ ዘለዉ ኮ።ወይስ ነቲ ናይ ስሕተት ትምህርቲ ትቅበሎ ኢኻ።
@yonatanawet6388
@yonatanawet6388 Күн бұрын
ሓቂ ቀሊዑ ስለዝተዛረበ ድዩ?
@abrhamberhane8142
@abrhamberhane8142 2 күн бұрын
ሓቂ ዘይትዛረብ እንታይ ገደሰካ።ተዋህዶ ከምዘይኮንካ ከኣ በቲ መዝሙር የእቲኻዮ ዘለኻ ተፈዲሕካ።
@girmay0547
@girmay0547 2 күн бұрын
ክቡር ሓወይ ካብ ናፍትርዲ ምጉያይስ መልሲ እንተ ኣልይካ መልሰሎም ኣምላክ ይቅረ ይበለልካ
@bahranknfe8703
@bahranknfe8703 2 күн бұрын
Bro, first you need to know who you are and then you will know your identity.
@ማራናታ-ዐ5ለ
@ማራናታ-ዐ5ለ 2 күн бұрын
ዓቕሚ እንተ ሃሊካ ዘይትምልስ። ወይስ እቲ ጸርፊ እዩ መልስኻ?
@Abrham2024
@Abrham2024 2 күн бұрын
ናይ መናፍቃን እንተጸላእናስ ዝገደደ ተሃድሶ ድማ መጺኹሙና
@shishaytseadu
@shishaytseadu 2 күн бұрын
Thanks 🙏
ኤርትራን ምድላዋት ኩናትን
59:56
ADMAS FORUM
Рет қаралды 18 М.
So Cute 🥰
00:17
dednahype
Рет қаралды 58 МЛН
Остановили аттракцион из-за дочки!
00:42
Victoria Portfolio
Рет қаралды 3,2 МЛН
отомстил?
00:56
История одного вокалиста
Рет қаралды 6 МЛН
#ተአምረ#ማርያም#መን#ጺሒፍዎ#
55:06
Sergo ሰርጎ
Рет қаралды 1,7 М.
መበቆል ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ብመንጽር መጽሓፍ ቅዱስ 1ይ ክፋል
18:57
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 36 М.
ዘገርም ትግርኛ ዝዛረብ ዩጋንዳዊ!
29:30
Aklilu H.michael
Рет қаралды 70 М.