🛑 ፍሉይ ፃንሒት ምስ ተጋዳላይ ክብሮም.........(ኣቦ RPG)

  Рет қаралды 16,987

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

10 ай бұрын

ንተጋዳላይ ክብሮም እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0915514107 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ወይ ድማ ብናውቲ ንምሕጋዝ 0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna
© Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plus t.me/Gedli_plus / gedli_plus / @gedli_plus
For More Videos / @

Пікірлер: 159
@Gedli_plus
@Gedli_plus 9 ай бұрын
ንተጋዳላይ ክብሮም እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0915514107 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
@HhHh-jj6md
@HhHh-jj6md 9 ай бұрын
ደዊልክዶ ኣይትዛረብየይ
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 10 ай бұрын
ኣምበሳ በረኻ ተጋዳላይ ትግራይ ኣዮኻ ዘሓወይ ተጋሩዋኒ ኢደይ ኢድካ ኢልና ነዚ ሓውና እዛ ዝተረፈት ዓይኑ ክነሕውዮ ኣለና ።
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 10 ай бұрын
እዛ ጋዜጠይና ሓፍትና ናይ በሓቂ ዘለዋ ልብን ሓቦን ስነ ምግባርን ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ተሓቶም ሕቶታት ኣኣዝዮም ሓቦን ተስፋን ዘስንቑ እዮም ኣዮኺ ዛሓፍተይ ንተጋደልቲ ዝምጥን ስነ ልቦና ዝወነንኪ ንተጋደልቲ ዝምጥን ቃላትን ኢኺ ተቕርቢ ።
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 9 ай бұрын
ብሓቒ ስርዓታ ዝሓለት ዋዕሮ እያ❤
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 9 ай бұрын
ነዚ ጅግና ሓውና ዓቕምና ንሓግዞ።
@user-tb6br3xu9d
@user-tb6br3xu9d 9 ай бұрын
❤️
@tigraweti6377
@tigraweti6377 9 ай бұрын
ጎይታዋይ ፈጣሪ ብርሃን ዓይንካ የብረሀልካ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤
@user-nq8ij6qw5b
@user-nq8ij6qw5b 9 ай бұрын
አቱም ተጋሩ ዓቅሚ ዘለኩም ስለ ጀጋኑና ኢልኩም ብኣምላኽ ሹም ሓግዝዎ 😢😢😢 አኽኽ ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን ማዓረይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@gual70enderta17
@gual70enderta17 9 ай бұрын
እንኳዕ ብህይወት ተረፍኻ ምሕረት የውርደልኻ ወድኖ ለይሕለፍ ኣሕሊፍኹም ኢኹም እሞ ክብሪ ልኣኹም ምእንታኺ እዩ ትግራይ 😢❤💛💊🙏
@BetiAsfa-qu6nn
@BetiAsfa-qu6nn 9 ай бұрын
ኣቤት ጅግንነት ሓቦ ዝገርም ዩ ባሓቂ እንኻን ቢሂወት ተረፍኻ ሓወኒ ንስለኪ ዩ ትግራይ 💊💊👈
@user-bt8cu2lv8p
@user-bt8cu2lv8p 9 ай бұрын
ኣጆካ ዛሓወይ ጅግና ኢካ ንዓና ክትብሉ ሂወት ከፊልኩም
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 9 ай бұрын
ጀግና TDF TDF አሕዋትና አጀኮም 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@user-ff8bo2fy6o
@user-ff8bo2fy6o 9 ай бұрын
አዮካ ዝሐወይ ❤❤❤❤❤❤
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 9 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ክብሪ ናዓኩም ፈጣሪ ብርሃን ዓይንካ የብረሀልካ ጅግና ሓዉና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-mw8wz2qh1u
@user-mw8wz2qh1u 9 ай бұрын
ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት የዉርደልካ ዝሓወይ 💖💖💖💖
@medimb4269
@medimb4269 10 ай бұрын
ናትና ጅግና ኣጆኻእግዚኣብሔር ምሕረት ይለኣኸልኻ❤❤❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 10 ай бұрын
ጎይታዋይ ፈጣሪ ብርሃን ዓይንካ የብረሀ ልካ😢♥️
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k 9 ай бұрын
ጎይታዋይ ኣጆካ ክብሪ ናዓኩም 😢❤ ፈጣሪ ብርሃን ዓይንካ የብረሀልካ ጀግና ሓዉና🙏❤
@Seniseniii
@Seniseniii 9 ай бұрын
እግዚአብሔር ይሓግዝካ ምዓረይ😢
@user-ey1zm9hj5c
@user-ey1zm9hj5c 9 ай бұрын
አጀካ ጅግና ሓወይ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ፈጣሪ ክብሪ ንዓኩም 🙏
@sophiamengesha2928
@sophiamengesha2928 9 ай бұрын
አጆኻ ባዓል ፉሉይ ምዕራፍ ጅግና ተጋ
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 9 ай бұрын
❤❤❤😢😢😢ጀግና እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ አጀካ ምሕረት የዉርደልካ ጀግና ጋዚጠኛ ጋል አኮይ ንፍዕቲ ቀፅልሉ።
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x 9 ай бұрын
_ቃደማኻ እግዚአብሔር አምላክ ብርሃን ዓይንኻ ይመልሰልኻ ጎይታዋይ❤_
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p 9 ай бұрын
ጀግና ወዲ ትግራይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ❤️💛🙏
@freweynigslassie2039
@freweynigslassie2039 9 ай бұрын
እንቋዕስኪ ብሂወት ተረፍኻ ጅግና ሓወይ ዓይንኻለ ፈጣሪ መሊኡ ብርሃንኻ ይመልሰልኻ ❤❤❤❤
@user-qf9pt7rq8n
@user-qf9pt7rq8n 9 ай бұрын
ጎይታዋይ ማኣገር ህዝቡ❤
@kesenetkahsey2874
@kesenetkahsey2874 9 ай бұрын
ጎይታዋይ ምስግናካ ይብዛሕ እንካዕ ካብሞት ተረፍካ ዓይንካውን መድሓኒአለም ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ አጆካ ተስፋ አይትቁረፅ ግዘ ክነውሕ እምበር ክትሓዊኢካ አጆካ 😢
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 9 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካ ዛሓወይ ፅንዓት ይሃበከ ህዝብይ 😢😢😢
@SaraSara-du4nl
@SaraSara-du4nl 9 ай бұрын
በዛኻ ዳኣነ ኣዮወኤይ ኣይዘኻ ፈጣር ያሓግዚኻ ብረሃን ከዛሃብኻና ፈጣር ብረሃኒኻ ይሞሎሶ
@TeheshMahari
@TeheshMahari 9 ай бұрын
ጎይታዋይ ቅዱስ ሩፋኤል ይፈውስካ
@user-iy3jv5ok6w
@user-iy3jv5ok6w 9 ай бұрын
ጅግና ሓወይ😢❤❤
@Milimiraaa
@Milimiraaa 9 ай бұрын
በጃኹም ምእንታና እዩ ብዝተኸኣለና ንሓግዞ😢
@axumawitkingdom3287
@axumawitkingdom3287 9 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ተረፍካልና ጀግና ሓዉና❤😘
@titigezaei138
@titigezaei138 9 ай бұрын
ኣጀካ ዝሓወይ ኣምላክ ብርሃን ክህበካ እዩ🎉🎉🎉❤❤❤
@aznerahaylay9815
@aznerahaylay9815 9 ай бұрын
Ajoka JEGNA Haweyi 💙💙♥️🙏
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 9 ай бұрын
ጎይታዋይ መእንተ ኣነን ከማይን እኻ እዝ ኹሉ ረኽብኻሞ እግዝያብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይጠምትኻ ወላድት ኣምላኽ ብርሃን ዓይን ትሃብኻ👏♥️
@user-cm8qh9cl5y
@user-cm8qh9cl5y 9 ай бұрын
ጎይታዋይ ኣጆኻ ምእንተና ብርሃን ዓይንኻ ኻፊልኻ😢❤
@mebritmebrit1605
@mebritmebrit1605 9 ай бұрын
እይዟካ ዝሓወይ ❤ ክብሪ ንዓኩም ተጋደልትና❤🙏🙏🙏
@gideyhi
@gideyhi 9 ай бұрын
That is the Grace you got bro, after all sufferings you had you still shine. May the Lord hold your hands . Hero . Amen Amen egziyabher hagizuka
@Seniseniii
@Seniseniii 9 ай бұрын
ምዓረይ እንኮዕ ሰላም ወፃእካ ማዓረይ ቶም ደቅነይ ከምኡ ኢሎምያ ከም መፅኡ😢
@user-vd2mh5jo9y
@user-vd2mh5jo9y 9 ай бұрын
አጀኪ ጅግና ሓወይ ምሕረት ይግበረልካ ፈጣሪ😢😢❤❤
@kdsanberhe3061
@kdsanberhe3061 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻ ጅግና ሓወና ዓይንኻ ፈጣሪ መሊኡ ብርሃን ይመልሰልካ
@user-ds8kn1de9m
@user-ds8kn1de9m 10 ай бұрын
ጅግና ሚዲያ።።።
@salam-cq3td
@salam-cq3td 10 ай бұрын
ማዓርይ ዓክ
@MerryMiruts-sz7rr
@MerryMiruts-sz7rr 9 ай бұрын
መዓረይ መዓረይ ኣይይይ
@greattigray5290
@greattigray5290 9 ай бұрын
ኣምላክ ብርሃን ዓይንካ ይመልሰልካ ሓወይ መዓረይ
@amleg1388
@amleg1388 9 ай бұрын
Jegna enkoa bselam bhiwet trfha 🙏🙏
@user-cv4jb7ti6b
@user-cv4jb7ti6b 9 ай бұрын
ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ ኣጆካ ጅግና ሓወይ❤❤❤
@sarasa1683
@sarasa1683 9 ай бұрын
እንዃዕ ብህይወት ተረፍካ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ዝሓወይ ብርሃን ዓይንካ እ/ር አምላክ የብርሀልካ 🙏😢
@shushayhagostesfay3051
@shushayhagostesfay3051 9 ай бұрын
እይዟካ ዝሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ይዉርደልካ🙏🙏😍😍😍
@bettyboo7783
@bettyboo7783 10 ай бұрын
ጀጋኑ ትግራይ ንትግራይ ካብ ምድምሳስ ምጥፋእ ስለዘውፃእክምዋ ብጀግንነትኩም ተሀበኑ ማኣልቲ ክሀልፍ እዩ ክወግህ እዩ ኣምላክ ይሀግዘና
@Amen499
@Amen499 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ TDF jegna, neberolna nezelalem, amelak mesakom yekon!! Much respect!!
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b 9 ай бұрын
ምእንተ ህዝቢ ትግራይ ዝኸፈልክምዎ ከቢድ እዩ የቐንየልና ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ መድሃኒኣለም🙏
@KidanHadgu
@KidanHadgu 9 ай бұрын
ኣጀካ ሓወይ ኣቦ ሓቦኛ!ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ፡ካባካ ብዙሕ ተማሂረ 'ፀሎት ግበር ጥራሕ ኩሉ ክምለሰልካ እዩ ዝሓወይ።
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ተጋዳላይ ዝገርም ጅግንነትን ሓቦን ብሓቂ ተጋሩ ኣሕዋትና እዙ ሓውና ተሓባቢርና ንሓግዞ
@user-dz7lu3ri7b
@user-dz7lu3ri7b 9 ай бұрын
I want to thank the journalists for her caring spirit. The way you ask questions is to the point. You are also caring and compassionate. May God give you more courage to do what you’re doing!!!
@user-uy8wq4hp3r
@user-uy8wq4hp3r 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ds8kn1de9m
@user-ds8kn1de9m 10 ай бұрын
ትድህን ኢካ ፅቡቅ ተመነይ ፅቡቅ አብቅድሚካ ትፀነእካ ሃወይ ናተይ።።
@gebremezgebetefnsrdum148
@gebremezgebetefnsrdum148 9 ай бұрын
እሞ ብፃይ እቲ ዝሰደድካዮ መልእኽቲ ምኢቲ ካብ ምኢቲ ናትይ ኩነታት ዝነበሩ እዩ: እሞ ማሕበር ጉዱኣት ኣካል ተጋሩ ኣብ ጀርመን ብትኽኣለና መጠን ክንሕግዝ ኢና ኣጆኻ!
@yemanehirut9498
@yemanehirut9498 9 ай бұрын
❤❤❤❤
@medimb4269
@medimb4269 9 ай бұрын
ሄሉየይ ወልፊ ኮይንኒ ነይዛም ጀጋኑ ኣሕዋተይ ቃል ቅልጥፈ ኢልኩም ኣቅርብዋ ካብኡ ኸዓኩሉ ግዜ ንስኺ ኩኒ ኣቅራቢት so❤❤❤❤
@swswots6782
@swswots6782 9 ай бұрын
መዓረይ ዓይንካ ይመልሰልካ ፈጣሪ😢🙏
@tegaru2230
@tegaru2230 9 ай бұрын
Ajeka✊💊
@elenigebremichael405
@elenigebremichael405 10 ай бұрын
Agoka zwedy mary gjgna ❤❤❤
@jerryjery1201
@jerryjery1201 9 ай бұрын
Ajoka ezi hawey..
@abebakasa349
@abebakasa349 9 ай бұрын
fetari amlak mehretu yeseddrleka jigna hawena
@medid.454
@medid.454 9 ай бұрын
Ajoka zehawey ❤jegna❤🙏🙏❤️🙏🙏🙏
@mohammedithupia9297
@mohammedithupia9297 9 ай бұрын
Ankai bhwet terefka jgna hawey🥰🙏
@lilytesfaye9514
@lilytesfaye9514 9 ай бұрын
Jegna Zehawey we love u so much ❤❤❤❤
@ferwaynigermay794
@ferwaynigermay794 9 ай бұрын
ኣጀካ'ማዓረይ😢❤
@netsanethaylemariam5490
@netsanethaylemariam5490 9 ай бұрын
Mearey 😢🙏
@Asqualgebrehiwot
@Asqualgebrehiwot 10 ай бұрын
Uffffff hawe mare ne amlak entay ysano berhan anka ymlslka😢😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@samerasamer3870
@samerasamer3870 9 ай бұрын
ውይ አይዞካ ትስርቅ አይዐወርካይ ታሪክ ክትስርሕ እምበር ጎይታዋይ❤
@samerasamer3870
@samerasamer3870 9 ай бұрын
አብ ጎንካ አለና❤
@user-bb3us6kj3i
@user-bb3us6kj3i 9 ай бұрын
ኤህ፡ሓወይ፡ማዓረይ
@samiramir6719
@samiramir6719 9 ай бұрын
ኣጀኻ ዝሓወይ
@user-iw6it7yh9o
@user-iw6it7yh9o 9 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽይማሓሪካ❤❤❤
@genetkahsay4602
@genetkahsay4602 9 ай бұрын
አጀኮ ዛሓወይ ጀግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@binyam1578
@binyam1578 9 ай бұрын
ብርሃን ይሃብካ 🕊🔔🔔🔔🔔🥰
@kidanfkrr6580
@kidanfkrr6580 9 ай бұрын
ሓወይ ማዓረይ😢❤
@SalamSalam-du3pl
@SalamSalam-du3pl 9 ай бұрын
ጎይታዋይ ሙሉአ ብርሃን የውርደልካ❤
@miheentertainment
@miheentertainment 9 ай бұрын
ዝኻኣልናዮ ነዚ ጀግና ንሓግዞ
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 10 ай бұрын
ጀግና ወዲ ሐራስ ነብሪ ኢካ ምእተ ህዝብኻ ኢልካ ምግዳልካ ክብሪ አለና
@user-vf1ue7hs4e
@user-vf1ue7hs4e 9 ай бұрын
ክቢየይ ሓወይ ጎይታዋይ💔😭
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m 9 ай бұрын
ኣጆካ መዓረይ ክብሪ ንዓኩም ናብዚ ዘብፃሕኩምና
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 9 ай бұрын
Egziabher. yehkel. belena. ☝️😢🙏😢🙏🙏🌿❤️🌿
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 9 ай бұрын
God is good, after many suffering our legendary to save people and give life sacrifices. They all deserve better.
@user-ff4hc3bv9e
@user-ff4hc3bv9e 9 ай бұрын
ፈጣረ ብርሃን ዓይንካ የብረሀልካ❤❤❤❤❤❤❤❤
@kebramsalman953
@kebramsalman953 9 ай бұрын
አይዛክ እዝሓወይ😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-vz2th7cd8b
@user-vz2th7cd8b 9 ай бұрын
ኣዮካ ዝሓወይ እንካዕማ ብሂወት ተረፍካ
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 9 ай бұрын
ሓወይ መዓረይ ተመስገን እሞ እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ እግዚአብሔር ዝሰኣኖ ነገር የለን ብሓቒ ካምዙይ ኢልካ ብሂወት ክተርፍ ኢልካ ምሕሳብ ከቢድ እዩ ብርሃን ዓይንኻለ እግዚአብሔር ይመስልሰልካ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ለ ኣለናልካ ኣጆኻ ብዓቅምና ንሓግዞ ኣሕዋተይ❤🙏
@user-te7ub1be7o
@user-te7ub1be7o 9 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ተመለስካ ወዲ ሪመይ ጅግና ደሞ ኣጀካ❤️😢
@user-pv6dn9gv5s
@user-pv6dn9gv5s 9 ай бұрын
ኣጆኻ ማዓረይ❤❤❤❤
@galquihasamri850
@galquihasamri850 9 ай бұрын
Enkan bihiwet terefka meglexi yeblun jignntkum ❤❤❤
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 10 ай бұрын
🙏🙏🙏
@medihnweldu991
@medihnweldu991 9 ай бұрын
❤❤❤
@martamarta7129
@martamarta7129 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-pv5ix4fi2p
@user-pv5ix4fi2p 9 ай бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ🥺😌❤
@atsibehaasgedom782
@atsibehaasgedom782 9 ай бұрын
ኸቦን ትብአትን ጀግንነትን ትግራዋይ❤❤❤
@ngsitweldebrhan7845
@ngsitweldebrhan7845 9 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካ ዝሓወይ
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 10 ай бұрын
🙏❤🙏❤🙏
@frewainiwoldesilassie6166
@frewainiwoldesilassie6166 9 ай бұрын
Hi Mariamawit I always following your show Thank you for what you’re doing now I share this video about the young man need medical help so do you have any advice how can he get medical treatment through any organization. 9:00
@shegetigray
@shegetigray 10 ай бұрын
💔💛💛
Каха заблудился в горах
00:57
К-Media
Рет қаралды 9 МЛН
Mom's Unique Approach to Teaching Kids Hygiene #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 34 МЛН
ВОДА В СОЛО
00:20
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 31 МЛН
ዋዕሮ ተጋዳሊት ሚዛን ኣብ ቀዛሕታ - Kezahta
32:05
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 91 М.
አውቃችሁ ነዉ ያደረጋችሁት😭😭😭
17:13
Emebet Kassa
Рет қаралды 9 М.
Девушка ограбила мажора, но…😳
1:00
Trailer Film
Рет қаралды 7 МЛН
Ой не могу 🤣❤️
0:33
Dragon Нургелды 🐉
Рет қаралды 2,1 МЛН
貓咪 小鬼當家🎮🔫🚑 #aicat #shorts #cute
0:41
Cat Cat Cat
Рет қаралды 27 МЛН