No video

# ኩሉ 'ዮ ዘበሳጩ።ዝደረቐ ባኒ ብእምኒ ቀጥቂጥና ፈርፊርና በሊዕና ኢና።ከቢድ ግዜ ነይሩ።ዘገደደኒ የለን።

  Рет қаралды 59,990

Lwa Tube

Lwa Tube

3 ай бұрын

share..like...subscribe ብምግባር ቤተሰብና ይኹኑ።

Пікірлер: 553
@user-cx7vk5vj6j
@user-cx7vk5vj6j 3 ай бұрын
ንዕነማ ደቂ መዳመም ኣሕዋተይ ነብረታተዐዮም ነዞም ናትና ካብ ናይ እማትና ክነዕቢ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@amam5408
@amam5408 3 ай бұрын
ኣሰይ ሸኮር ዝኮነ ቆልዓ ኣብ ትምነዮ ደረጃ የብፅሕካ ፈጣሪ ተጋሩዋይ ሰሱኑ ሸሕን ዋልታን ኩኑ🙏♥️💛
@gs6su794
@gs6su794 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀጋበይ ሰላም ኪ ይብዛሕ 🙏🙏🙏🙏🙏
@mlien5628
@mlien5628 3 ай бұрын
ህፃውንት ኣሕዋትና ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ የዕቢኹም ኣብኡ ከለው ግን ት.ቲ ሃይማኖት ዉን ክፍልጡ ከም ዘለዎም ምከርዎም መሰረታዊ ት.ቲ ሃይማኖት ስለ ዝኾነ ♥️ ጎቡዙ ተጋሩ ጽሩያት ♥️
@NagsHagos
@NagsHagos 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ክእለት ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ
@annopyjvvcfhtuo536
@annopyjvvcfhtuo536 3 ай бұрын
ተጋሩዋይ ዘይብሉ ዜሮ እወ የዓክ ስስኑለይ ተጋሩዋይ😢💛❤️
@user-og1rl6hb4e
@user-og1rl6hb4e 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ በርትዑ ብኡ መጠን ለግና ብዛዕባ ሃይማኖቶም ውን ክፈልጡ ግበርዎም።
@user-gh5vq6lg7m
@user-gh5vq6lg7m 3 ай бұрын
ትክክለኛ
@NatiMan-xi9dw
@NatiMan-xi9dw 3 ай бұрын
ነዛ ቪዶ ተስተማቅር ዘለኻ ብሽም ኪዳነ-ምሕረት ላይክ ዝበጡለይይ❤❤🎉🎉
@ngsti8856
@ngsti8856 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ንፍዑ ❤❤ልሎሞይ ብዛዕባ ሃይሞኖቶም ለ ሕተቶም ምክንያቱ ሃይማኖት እዩ መሰረት
@berihatesfay1964
@berihatesfay1964 3 ай бұрын
አረ በጃኹም እቶም ህፃውንቲ ብሃይማኖት ክብርትዑ ግበሩ ካብቲ ናይ መገልገሊ ሰይጣን ገዲፎም መገልገልቲ እግዚአብሔር ይኹኑ ዘዝመፁ ሙዚቃ 😢😢😢
@hadasshshay3636
@hadasshshay3636 3 ай бұрын
እዙይ ደቂ ኣንስትዬ ንደቅና ዓብይ እጃም ክንወፃእ እንተለና እዪ ደቂና ብመዙቃ ኢና ነዕብዬም እቲ ጌጋ ካብና እዪ ዝጅምር 😢
@JemBer-hm4ik
@JemBer-hm4ik 3 ай бұрын
ትክክል
@user-gh5vq6lg7m
@user-gh5vq6lg7m 3 ай бұрын
ትክክለኛ
@rahwahrahwah1899
@rahwahrahwah1899 3 ай бұрын
ትክክል 🥺
@user-nr3sy9yy3m
@user-nr3sy9yy3m 3 ай бұрын
ጎይታ የዕብካ ግን ደርፍይ ሓጥያት እዩ መጨረሹኡ ስኦል እዩ ስለዝይ ዝተወሃበካ ፀጋ ንሞዝር ንአምላክ ድአ አምልከሉ ዝሓወይ
@user-iy2gu2nj8z
@user-iy2gu2nj8z 3 ай бұрын
Keydu zerayu seb yelenhatiyat yekon siol
@user-nr3sy9yy3m
@user-nr3sy9yy3m 3 ай бұрын
@@user-iy2gu2nj8z ቃል አምላክ ከምዝይ ይብል ደራፍትይ መንግሰተ ሰማያት አይወርሱን ይብል ካብዝይ ንላዕልይ ታይ ደልካ ?
@user-iy2gu2nj8z
@user-iy2gu2nj8z 3 ай бұрын
@@user-nr3sy9yy3m sele zetebahele zeykones zeraye yezarb
@rahwahrahwah1899
@rahwahrahwah1899 3 ай бұрын
ትክክል እግዚአብሔር ኣምላኽ ብመንገዱ ይምርሐና 🥺 ንሕናስ ከም ዝጠፍኡ ኣባጊዕ ኢና መሲልና ኔና
@bege8567
@bege8567 3 ай бұрын
ሙቁሩ ድኾነ ቆልዓ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ እዝወደ❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰
@user-zl1gb1dv3r
@user-zl1gb1dv3r 3 ай бұрын
አስይ ምቁረይ እግዚአብሔር አምላክ.የዕብኻ ህፃነይ❤❤❤❤❤
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YergaTesfay-tm9kz
@YergaTesfay-tm9kz 3 ай бұрын
ንኹሉኹም ዝሃብኩምና ሓሳብ የቀንየልና ንዞም ህፃና ክትረኽቡ ነዚኣ ሳብስክራይ ግበሩና❤️❤️❤️❤️❤️ 🙏
@FatemaMehamed
@FatemaMehamed 3 ай бұрын
እዞም ቆለዕ እንታይ ገበርክም መዝሙር ኣላምድዎም እዛ ዓለም ሓላፊት እያ በጃክም😢❤❤
@user-nr3sy9yy3m
@user-nr3sy9yy3m 3 ай бұрын
አነለ የስማመዐሉ እዩ 👍👍
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 3 ай бұрын
ብሓቂ
@user-tn9yu7pv3b
@user-tn9yu7pv3b 3 ай бұрын
ዋላ ኣነ ሙዚቃ እንበር መዝመር ዘምህር የለን😢😢😢😢😢😢 መዝሙር ምኾነ ክንደይ ደስ ምበለና
@efghtyuu1175
@efghtyuu1175 3 ай бұрын
❤❤❤🎉
@user-iy2gu2nj8z
@user-iy2gu2nj8z 3 ай бұрын
Mezemur nay orthodox kekewen alewo
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p 3 ай бұрын
ኣሰተይ ተሰፋ ትግራይና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አግዚኣብሔር ኣምላኽ ተጋሩዋይ የዕብካ ዠወደይ ማዓረይ 🙏💘💘💘💋💋💋💋
@user-ig3ws4bn7g
@user-ig3ws4bn7g 3 ай бұрын
የዕብየልና ተስፋ ፅባሕ ትግራይና😍😍😍
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሩኒ ኽብራተይ❤❤❤❤
@rigbealem3419
@rigbealem3419 3 ай бұрын
ወይይየነቆንጆ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉😮😮😮😮😮
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w 3 ай бұрын
ፅሩያት አብ ልዑል ደረጃ ይብፅሕኩም ዕድመ ምሰ መሉእ ፀጋ ይሃብኩም ፈጣሪ❤
@genet3442
@genet3442 3 ай бұрын
እዉይ ደሰ ኪብለካ ዙቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወለላይ❤❤
@Wedimamaa
@Wedimamaa 3 ай бұрын
ዚ ቆልዓ ደንጒኻ ከማን ክሳዕ ሕጂ ዘየምፃእካዮ ዝፀናሕካ❤
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 3 ай бұрын
ኣሰይ ጅቡዐይ እንቋዕ ሰላም መጻአኹም ደቂ ትገራየይ ሓላላት❤🎉
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 3 ай бұрын
ሚኪተይ ጅቡዕ የዕብካ ተስፋ ትግራይና 👑❤️💛
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t 3 ай бұрын
ሙቁር ደኾነ ቆልዓ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ፈጣር ዝወደይ ተሰፍ ፀባሕ 🙏❤❤❤❤💚💚💚💚💚❤❤
@umersied6249
@umersied6249 3 ай бұрын
የዕብካ
@Meri.2146
@Meri.2146 3 ай бұрын
ደስ ዝብሉ ህፃውንቲ ቆልዑ እግዚኣብሄር ኣምላክ የዕብኩም ሰገናተይ
@mashomashosara8047
@mashomashosara8047 3 ай бұрын
ኣሰይ ጉወዝ ቆልዓ ዕድማን ጥዕናን ይመነይልካ ምቁር ሓወይ❤❤❤
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 Ай бұрын
ምዓረይ ዙድምፂ እዙይን ዙጥበብ እዙዩን ንመዝሙር ተዝከውን❤❤❤❤ተዝሰምረለይ በገና ክትሃሪም ናመዝሙር ክሪአካ
@user-te3vf5hl8q
@user-te3vf5hl8q 3 ай бұрын
ምዓረይ የዕቢኻ ብጣዕሚ ኢኻ ጎበዝ ዝሓወይ የዕቢኻ❤️😍😍😍
@FshatsionGebremikael
@FshatsionGebremikael 3 ай бұрын
❤ኣሰይ ዝሓወይ ዕበየለይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ኣጆና ከኣ ኩሉ ሰላም ክኮን እዩ ምእንቲ ነኣኩም ክብል
@ffbh9535
@ffbh9535 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ የብፅሕካ ሙቁረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SemereArefayneSemere
@SemereArefayneSemere 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ ኣንበሳ ❤❤❤❤❤❤❤
@madamray-gx5ub
@madamray-gx5ub 3 ай бұрын
ሽኮር ዝከነ ቆልዓ ኣብ ዓብዪ ደረጃ የብፅሕካ ❤❤❤❤❤❤
@user-wl2bh4sj1k
@user-wl2bh4sj1k 3 ай бұрын
አሰይ እግዚአብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ ዝወደይ❤❤❤
@user-yf7gg5ns4w
@user-yf7gg5ns4w 3 ай бұрын
ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤ ፍጣሪ ይዕብካ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@merigalmeles109
@merigalmeles109 3 ай бұрын
ኣሰይ ምቁር ዝኮነ ቆልዓ የዕብካ ወለላይ♥🙏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-xr5kc2cw5v
@user-xr5kc2cw5v 3 ай бұрын
ንፋዕ ቆልዓ ብጣዕሚ ኣድኒቀዮ መግለፂ ስኢነሉ ቀፅለሉ
@user-zi7zj2iu9o
@user-zi7zj2iu9o 2 ай бұрын
Amen amen 🤲🤲❤️
@Hagush-love
@Hagush-love 3 ай бұрын
ንፉዕ❤ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ዝወደይ❤🎉❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@banashishay2141
@banashishay2141 3 ай бұрын
Egzabher amlak aboey marey edmen teinain yehabka fetari ❤❤❤
@RakiLove-ll5qt
@RakiLove-ll5qt 3 ай бұрын
ኣበይ ኮን ይህሊ ክረክቦ ምደለኩ የኔ ጅቡዕ❤❤❤
@user-gq2hs8ev4q
@user-gq2hs8ev4q 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ተጋሩዋይይይ 🥰🥰🥰😘😘😘😘😘😘💋💋💋💋💋💋
@almazgiday9935
@almazgiday9935 3 ай бұрын
አሰይ ታሪከኛ ቆልዐ አሰይ ሙቁረይ ዕድመ ጥዕና ይሀብካ ዕብይ በለልና ከማካ የብዝሐዮ
@KsanetMebrahtu-gt1ry
@KsanetMebrahtu-gt1ry 3 ай бұрын
ኣሰይይይይ ሙቁረይ ዕድመን ጢዕናን ሂቡ ኣብትምነዮ የብፅሕካ ፈጣሪ💕🙏💕🙏🌺🌺💋💋💋💋❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 3 ай бұрын
Gobez God bless you mearey.🙏🏾🥰🥰💛❤️
@genigaljunta598
@genigaljunta598 3 ай бұрын
Shkorey lkonka kola edmen tienan ይሃብካ mukurey❤🥰
@Shwati308
@Shwati308 3 ай бұрын
መምህር ልሎም ብኣብዛሓ ጋዝን ፋኑሱን ኣብ ሃገረሰብ እዩ ዝፍለጥ ❤❤🎉🎉
@user-ri8pr7kp7e
@user-ri8pr7kp7e 3 ай бұрын
የኔ ማርርርርር የኔ ናፈቆት❤❤❤❤❤
@user-to1rq3pm6y
@user-to1rq3pm6y 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕና የሃብካ ዝወደይይ❤❤♥️💋👏
@user-ne6vi8wp8y
@user-ne6vi8wp8y 3 ай бұрын
ዙወድይ ብጥበቡ ይዕብካ ዙዉድይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ🎉🎉🎉❤
@gsjshd3479
@gsjshd3479 3 ай бұрын
ማዓረይ❤🥰
@selamselam8386
@selamselam8386 3 ай бұрын
የኔ ቆንጆ ስያምር❤🎉🎉😊
@brihanmhretu535
@brihanmhretu535 3 ай бұрын
Eseyyyy halal ye ebika❤❤❤❤❤❤
@user-km3yl8ho5l
@user-km3yl8ho5l 17 күн бұрын
ዝፈትዋ ቆልዓ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 3 ай бұрын
ጎይታዋይ የዕብካ ተስፋ ትግራይና ♥️👍✊✊💪
@user-ho2yk5ro3e
@user-ho2yk5ro3e 12 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካም እግዚአብሔር አምላክ ✝️🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 3 ай бұрын
አሰይ ሙቁር ዝኮነ ቆልዓ የዕብካ ወለላይ❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-lg1ij5zo6d
@user-lg1ij5zo6d 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ ሙቁረይ❤❤❤
@bettyboo7783
@bettyboo7783 3 ай бұрын
እድመን ጢኢናን ይሀብካ ዝወደይ ኣምላክ ተሚህርካ ናብ ኣውይ ቁመነገር የብፅህካ
@user-by6vs7eb4c
@user-by6vs7eb4c 3 ай бұрын
ዉይይ የኔ ቆንጆ 🙏❤️🥰💙🥰🇻🇳💪🫶🥰❤️💚💚💚💚🩵🩵💙🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-rb9yz7yd3d
@user-rb9yz7yd3d 3 ай бұрын
ኣሲተይ ፅሪ ዝኮነ ቆልዓ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏💋💋💋
@MubiEmam
@MubiEmam 3 ай бұрын
Wow btaemi des zbl
@DhjkChj
@DhjkChj 3 ай бұрын
ዝያዳይ.ፈጣር.ኣምላኽ.ብጥበቡ.ያዕብኻ.እዝሓወይ❤❤❤❤
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 3 ай бұрын
ህጽውንቲ ትግራይ ዘይቡሎ ዘይሮ ዘይሮ በዘይ ትግራይ ዘይሮ ክነፍዐ ቆሉዒ ደቂ ትግራይ ብጥበብ ይዕቢኹም❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@samerah-rr3qj
@samerah-rr3qj 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤😂😂😅ሙቁር ዝኮነ ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ንኩሉኩም❤❤❤
@user-pv4fd9lh2x
@user-pv4fd9lh2x 3 ай бұрын
ኣብ ዓቢይ ደረጃ የብፅሕካ ዝወደይ ኣነስ ክፈትዎ❤❤
@MohamedMohamed-on5jw
@MohamedMohamed-on5jw 3 ай бұрын
ሙቁረይ የዒቢካ❤❤❤
@HagosHagos-rb7ob
@HagosHagos-rb7ob 3 ай бұрын
Gagn.kola. ebylen..❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤
@melataskal9201
@melataskal9201 2 ай бұрын
ኣሰይ ፅቡቃት እንካዓ ብሰላም መፃኣኹም ሙቁራተይ❤❤❤❤
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p 3 ай бұрын
ብሩከይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 👍👏👏👏❤️💛❤️💛✅🙏💋🌹
@user-gl9ez2pt2k
@user-gl9ez2pt2k 3 ай бұрын
Aseyyyy eDman tenane yhabkua🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@user-sx2rf9om9c
@user-sx2rf9om9c 3 ай бұрын
አሰይይይይ ሙቁረይ ተስፋ ትግራይና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-zg4fl9hh3g
@user-zg4fl9hh3g 3 ай бұрын
ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ማዓረይ❤❤
@areki7
@areki7 3 ай бұрын
ሙቁረይ ወደይ የዕብካ ዝወደይ 1000% ዓመት ንበሪልና❤💞💛 ዳኒየ ካኣ እተቅረቦሞ ታኣምሪሪሪ ዘለዎም ህፃውቲ እካ ተቅረብ ቀፅለሉሉ😍
@hdjf4
@hdjf4 3 ай бұрын
ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሙቁረይ❤🎉
@sndug3394
@sndug3394 3 ай бұрын
ኣሰይ ሙቁራት የዕቢየኩም ፈጣሪ ናይ ለሚ ፍረ ናይ ፅባሕ ዕንበባታት ትግራይ🙏😘🙏
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 3 ай бұрын
ዋእ እንታይ?
@gjgj-cg2qy
@gjgj-cg2qy 3 ай бұрын
ወልዲና ክነምፅኤልካ እና ዳኒ ወዲ ትግራይ ንቅዲሚት❤❤
@user-hy5yq9ql7h
@user-hy5yq9ql7h 3 ай бұрын
ኣሰይ ምቁረይ ፈጣሪ የዕብካ ❤❤❤
@HdG-ul8ur
@HdG-ul8ur 3 ай бұрын
ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ብሩኾይ
@SleepyComputerChip-jv8rs
@SleepyComputerChip-jv8rs 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ😘😘😘😘
@user-fx5zm4dl5o
@user-fx5zm4dl5o 27 күн бұрын
ዕደመን ጥዕናን ይሃበካ ሚቁረይ
@Fhg-sp4sq
@Fhg-sp4sq 3 ай бұрын
እሰይ ወሊደ ትበል ኣዴካ ተባረኽ ይዕቢካ
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 3 ай бұрын
ኣሰይ መዓረይ የዕብካ 💛❤🙏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሩኒ ኽብራተይ❤❤❤❤
@birke1480
@birke1480 3 ай бұрын
Amazing ❤
@titisabawit3510
@titisabawit3510 3 ай бұрын
የዕቢኻ ዝወደይ❤❤❤
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ቆልዓ!❤❤❤❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 3 ай бұрын
አደ መን. ጥዕናን. የሃብካ. እግዚአብሔር ኣምላክ. 1000. ዓመት. ንበረና❤❤❤
@adfdgf4526
@adfdgf4526 3 ай бұрын
የኔ ማርርርርርርርየ
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 3 ай бұрын
ዋውውውውውው❤
@tsilove5031
@tsilove5031 3 ай бұрын
ሽኮረይ የዕቢኻ
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 3 ай бұрын
ኣሰይይይይዮ ሙቁረይ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ እግዝኣቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መ/ር ጅግና ክቡር ሓውና ጽቡቅ ስራሕ እዩ ቀጽለሉ❤❤❤❤❤❤❤
@Samriye10-10
@Samriye10-10 3 ай бұрын
❤❤እሰይ ዝወደይ ህፃውንቲ ቆልዑ ምእንቲ ህዝብኩም ሃፅ ኢልኩም ወፂእኩም እቶም ሌባቡ ድማ ካራ እናሳሓሉ ኣብ በየ ከተማን ገጠርን እናዘሩ ህዝቦም ይርሽንለው ኣሕ ዓለምስ ክንደይ ትፀውር😢😢
@ADONAY_DIVORA143
@ADONAY_DIVORA143 3 ай бұрын
ደርፊ ሓጥያትዩ እትብሉግን ጡዑያት ዲኹም 😊እንየኹም ፃድቃት😂😂
@user-sx1sr1jk7c
@user-sx1sr1jk7c 3 ай бұрын
ጎይታዋይ የዕብኣ ንእሰይ ምእንታኡም ሰላም ይፈጠረና ኣምላክ❤❤❤❤😢😢
@romanatsimu9460
@romanatsimu9460 3 ай бұрын
ጀግና ዝኾነቆልዓ
@lilytony3299
@lilytony3299 3 ай бұрын
God bless you
@user-bv4po3rv4j
@user-bv4po3rv4j 3 ай бұрын
እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዞምደቀይ❤❤❤❤❤
@HowotGebru
@HowotGebru 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤amlak yeebka hawey marey
@haimigere2032
@haimigere2032 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 3 ай бұрын
❤❤❤እስይይይይ ዝወደይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ🙏💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
@LovelyBowtieCat-vo4wy
@LovelyBowtieCat-vo4wy 2 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ነዋሕዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🥰🥰🥰
@89946
@89946 3 ай бұрын
ንፉዕ ዝኮነ ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤
No empty
00:35
Mamasoboliha
Рет қаралды 12 МЛН
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 32 МЛН
Советы на всё лето 4 @postworkllc
00:23
История одного вокалиста
Рет қаралды 5 МЛН
Box jumping challenge, who stepped on the trap? #FunnyFamily #PartyGames
00:31
Family Games Media
Рет қаралды 29 МЛН
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 723 М.
No empty
00:35
Mamasoboliha
Рет қаралды 12 МЛН