# ትወልደኒ ኢኻ

  Рет қаралды 79,932

Lwa Tube

Lwa Tube

8 ай бұрын

Share...like...subscribe ብምግባር መድባትና ይከታተሉ።

Пікірлер: 724
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ መምህር ልእሎመይ እዚ ፕሮግራም ብደምቢ ኣዕብዩዎ ቀፅልሉ እስኪ ህፃናት ናምፃኩም ኣስምዑና❤❤❤❤ ዝፈልጥዎ መንፈሳዊ መዝሙር እውን ጠይቆም ነዞም ህፃውንቲ❤
@user-li7on6rw3y
@user-li7on6rw3y 8 ай бұрын
ኢወ ደሰ ኪብል🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-ig3ws4bn7g
@user-ig3ws4bn7g 8 ай бұрын
መምህር ልእሎመይ ዞም ተስፋ ፅባሕ ዕሸላትና ቀፃሊ ይኩን በዚ ኣቅርበልና ሚድያና እውን ክነዕብዮ ኢና 🔴💛❤💛❤💛🙏😍ተጋሩዋይ ኣጆኩም ንበሎም ንወገናትና 💛❤🙏
@SaraSara-zu2vl
@SaraSara-zu2vl 8 ай бұрын
ያብሓቂ ሞዝሙር ብትግርኛ ኩልና ክንክእል ኣለና❤❤❤
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 8 ай бұрын
ኣምላኽ ብጥበቡ የዕብኺ ዛጓለይ ምጭውት🥰 ምስ ዓበኺ ዘማሪት ክትኾኒ ይምነ ንእስተይ🙏❤💛
@user-pj8mz6jn6d
@user-pj8mz6jn6d 8 ай бұрын
ከምዝኦም ዝበሉ ህፃናት ብብሉፅ ክሕብሐቡ ኣለዎም ...ናይ ሙዚቃ መሳርሒ ትምህርቲ የድልያ❤
@Abilovetube742
@Abilovetube742 8 ай бұрын
ነዛ ፅሕፍቲ ተንብብ ዘለካ /ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፉእ ይሓሊኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም ገፅ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም 🎉🎉🎉 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኩቡራተይ 🎉🎉🎉ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤
@hintsetyoutube
@hintsetyoutube 8 ай бұрын
Amen amen nkaltan🌹🌺🙏
@titilenopo
@titilenopo 8 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን 🥰
@adak3185
@adak3185 7 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b 8 ай бұрын
እዚ መደብ እዚ ከየቃረፅካ ቀፅለሉ ብጣዕሚ እኻ ኣቀራርባ ትኽእለሉ ዝሓውና 🎉❤
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 8 ай бұрын
ናይ ምዝካር ክእለታ አዝዩ ልዑልን ዝገርምን እሞ አርቲታት ተጋሩ ክትሃንፅዋን ክትሕብሕብዋ አለኩም ብልፅቲ ደራፊት ገጣሚት ተዋሳኢትን ትግራይና ብዓለም ደረጃ እተፋልጥን መርኣያ ተምሳሌትን ቆሉዑት ስለ ዝኮነት !!👌🤝👏👏👏👏
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 8 ай бұрын
ኣታ ብዕራይና እሞ ትግራይ ድያ ብደረፍ ትፍለጥ ደርፍ እኮ ናይ ስይጣን እዩ ስለዚ ትግራይ ናይ ስይጣን ትከን ማለት እዩ ንሕና ከ አበይ ንነብር ገልትዋይ😶
@hdhhxhx-kq3pc
@hdhhxhx-kq3pc 8 ай бұрын
​@@user-cg7is4sl6rእዊይ ክርስስያን ደማ ይፃረፍ እዩ😢ቀስ ኣቢልካ ዩ ዝምከር,
@sammah9441
@sammah9441 8 ай бұрын
ትግራይ አባኩም እዩ ተስፋኣ ተረከብቲ ሕድሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-cv4jb7ti6b
@user-cv4jb7ti6b 8 ай бұрын
ኣሰይይይይ መቀረት ቀፅልሉ የዕቢኪ❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ተጋሩዋይ ንበርለይ ክብርለይ❤❤❤❤❤❤
@user-en6ro8nz9f
@user-en6ro8nz9f 8 ай бұрын
ዉይ ምዓረይ😢😊❤❤❤❤🎉🎉🎉 ወዲ ረሚጥ ክብረት ይሃብካ ተጋሩ ሓላላት😊😊❤❤❤
@tgray2416
@tgray2416 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስስ ዝብል መደብ እዩ ከመዚኦም ዝበሉ ህፃውንቲ ኣምፅእለና ❤
@user-jz9ti8dm9s
@user-jz9ti8dm9s 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደባት ከምዝኦም ዝበሉ ተስፋ ፅባሕ ዘሎዎም ህፃውንቲ ተቃበልቲ ዓዲ እዮም ተጋሩዋይ ምዲያና ነዐቢ ኣጀኩም ንስካቱም በርቱዑ ኣለና ኣብ ጎንኩም ንበሎም❤❤❤
@imissmama3978
@imissmama3978 8 ай бұрын
ዳኒ ግን ብጣዕሚ ዘድንቖ መንእሰይ ኢኻ ናይ ምውሳእ ብቕዓትካን ናይ ጋዜጠኛ ንቕዓትን ውን ኣለካ❤ ምቑሉል ስብ።
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v 8 ай бұрын
ልሎሞይ ንፉዕ ኢካ ቀፅለሉ ብፉላይ ኣብ ህፃናት ኣቱኩረት ገይርካ ስራሕ ከይተቆርፆ ኣብ ሰሙን ሓደ ጌዜ እንተተምፀአልና ፅብቅ ነይሩ ❤
@user-dp4ge3xb9u
@user-dp4ge3xb9u 8 ай бұрын
ዳኒዋይ ጎቤዝ ብመንፈሳዊ ዝላዓለ ትኹረት ንክገብሩ ምምኻርኻ ቀጽለሉ❤
@TitiG_LifeTube
@TitiG_LifeTube 8 ай бұрын
ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢኪ ህጻውንቲ ብመዝሙር ኣምላኮም ከመስግኑ ኣብቲ መደብካ ኩሊ ግዜ ኣብ ዝረከብካዮ ኣጋጣሚ መልእክቲ ተትሕልፍ ዳኒ ሓውና❤❤ ኣምላክ ስራሕካ ይባርከልካ
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q 8 ай бұрын
አማን ብአማን አማን ብአማን መንግሰተ ሰላሴ ዘላአለም እታ ህፃንሰ ካብቲ ደርፊ መዝሙር ዘማሪት ክትከውን አለዋ ❤❤❤❤❤❤❤
@ffbh9535
@ffbh9535 8 ай бұрын
ምቅርቲ ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ተስፋ ፅባሕ ዳኒየ ቀፅለሉ የቅንየልና ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-ig3ws4bn7g
@user-ig3ws4bn7g 8 ай бұрын
ወለላይ የዕቢኪ ዛመዓረይ ተስፋ ፅባሕ ትግራይ😘👈💛❤💛💛🔴🌕👏 ናይ ሎሚ ህፃውንትሲ ገና ከይተወለዱ እዮም ተሳሒሎም ይመስለኒ 😍ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፅጋበይ🙏🙏🌕🔴💛😍
@user-zy6bx3hi6q
@user-zy6bx3hi6q 8 ай бұрын
ደርፈ ምንም አይዓብሰላን እዩ መዝሙር አላምድዋ❤❤❤
@atsedegodefa9732
@atsedegodefa9732 8 ай бұрын
አሰይ ተጋሩ ብዙሑ እስከ አብ ስደት አብ ዓድ ዞሎኩም እሲከ አብዛ ናተይ ኣቱኩም ኣታባብዑን ብትሕት እግዚአብሔር ክብራተይ❤👏
@Princess_Rozi
@Princess_Rozi 8 ай бұрын
ኤልዳናየ ምቅርቲ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕቢኺ👑🙏🙏🙏🙏 ❤❤❤❤ወዲ ሮሚጥ ብምኽንያት እየ ዝፈትወካን ዘኽብረካን ጀግናየ👑🙏🙏🙏🙏
@askalutsegay9498
@askalutsegay9498 8 ай бұрын
❤❤❤❤ንኹሉኹም ብጣዓሚ ኢና ንፈትወኩም❤❤❤❤❤ ዳኒ ተባረኽ። ወዲ ረሚጥ ክብረት ይሃበልና።❤❤❤❤❤❤
@user-lw4od2xd2g
@user-lw4od2xd2g 8 ай бұрын
አሰይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 6 ай бұрын
መምህር ዳኒኤል ስለ ፍቕሪ ንህፃናት ፅቡቕ ኣይኮነንን
@YordaGerye-mt2js
@YordaGerye-mt2js 8 ай бұрын
ኣሰይይይ መቀረት ዕድመን ጥዕና ይሃብኺ ፈጣሪ🙏🙏🙏♥️♥️♥️👄👄💋💋🥀🥀🥀🥀💘🎉🎉🎉🎉💛💛💛♥️♥️♥️♥️♥️💊💊💊💊💊💊💊💊💊
@Hareg675
@Hareg675 8 ай бұрын
ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ጎበዝ ክብረት ይሃብኻ ቀፅሉሉ ተጋሩዋኒ የዕብኺ ንቁምነገር የብቅዕኺ
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤
@selamhewit6727
@selamhewit6727 8 ай бұрын
What a guy I really respect this guy. He teaching the little girl about peace not a war. I wish everybody would be like him. From Eritrea 🇪🇷 love ❤️ everybody
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e 8 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-wo7zw5hk8l
@user-wo7zw5hk8l 8 ай бұрын
ዋውውውው ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ከምዚኦም ዝበሉ ህፃውንቲ ክተባብዑ ኣለወም ቀፅሉሉ ተጋርዋይ🙏❤️❤️🎉🎉
@tdf8250
@tdf8250 8 ай бұрын
ኣጆኩም ቀፅልሉ ዳኒ ሓወይ ንሕና ክኣ ላይክ ሸር ኣይንሓምቅን ደስ ዝብል መደብ እዮ
@Awet229
@Awet229 8 ай бұрын
ዋውው ገለ ዓይነት ጥበብ ናይ ፅባሕ ተስፋ❤❤
@SaA-wo2yr
@SaA-wo2yr 8 ай бұрын
ኣሰይይይ ምቅርቲ ብጥበቡ ብሞጎሱ የዕቢኪ ፈጣሪ እና ክቡራት ወለዳ ውን ከምቲ ሙዚቃ ሽምዲዳቶ ዘላ ኣብ መንፈሳዊ ፍልምን መዝሙር ውን ከምኡ ክትጉቡዝ ሓግዙዋ በጃኩም❤
@rozaoppo828
@rozaoppo828 8 ай бұрын
መምህረይ ማዓረይ መጀመርታ ክብር ናዓኪ ናዓካ ዝከዉን ቃላት የብለይን❤❤ እዘሞ በላሕት ህፃናት ናይ ትግራይ ተቀበሊት ሕድር እየም ❤❤ ስሕቀ በኪየ ታሓግሰ ብምፍጣረይ ሓዝና 😢 ተደንቀ ❤ትግራይ ሰብ ኣለዋ❤❤❤❤❤
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 8 ай бұрын
ዋውውውው ብጣዕም ደስ ዝብል ሰራሕ እዩ ሎሎሞይ ቀፁለሉ 🎉🎉🎉🎉
@fisehawelu2102
@fisehawelu2102 8 ай бұрын
ጎበዛት ከምዚ ጌርኩም ህፃናት ተረከብቲ ዓዲ ክትሃንፁን ተስፋ ክትህቡን ከለኩም ክብሪ ይግበአኩም።
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 8 ай бұрын
ሰይ ጅብዕቲ ዞም ናይ ከዚ ወሎዶ ግን ክነቅሑ የዕብኩም ኣባይኩም ይደፈን ኣብ ዓብዪ ደረጃ የብፅሕኩም ህፃናት ትግራይና ዳኒተይ ለ ሓሪፍ መደብ ቀፅለሉ👑❤️👸💛
@fanafani2638
@fanafani2638 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም❤ዝፈትዋ ንቅሕቲ ህፃን❤❤
@zementesfay5935
@zementesfay5935 Ай бұрын
ምኽሪ ወዲ ሮሚጥ ኣቦ ጥበብ ብጣዓሚ ጽብቕ እዩ ❤እዚኣ ቖልዓ እያ ክትደርፎ ዘለዋ ደርፊ ብዛዕባ ባህሊ, ፍቕሪ ምዕባለ ወዘተ ክኸዉን ኣለዎ:: ብዛዕባ ፖለቲካ, ጽልኢ ክትደርፍ የብላን ከምቲ ወዲ ሮሚጥ ዝበሎ ኩሉ ትምህርቲ እዩ ዘድልዮ ክትምሃር ኣለዋ ❤ ትምህርቲ
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 8 ай бұрын
ኣሰይይይይ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ደስ ክትብል ምጭውተይ ተስፍ መፃኢት ትግራይና❤❤❤ ምክርካ ድስ ክብል ኣብ ፀሎትን መዝሙር ክትድህቢ ኣለኪ ምባልካ ዓብይ ትምርቲ እዩ❤❤❤
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 8 ай бұрын
ኣሰይይይይ ፅሪተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢኺ ምቅርተይ❤ ኣብዚ ሕጂ ዕድመኺ ከምዚ ዓይነት ኣእምሮ ታዓድልኪ ንኣኺ ዝኾውን ቃላት የብለይን ስደት ወጊድ ዶ በልኪ ብልክዕ እና መ/ር ዳንኤል ኣብ ስራሕኻ ኣሳልጦ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ምስ መላእ ቤተሰብካን መሳርሕትኻን ቀፅለሉ❤💪💪💪
@user-sk5yf8sj4u
@user-sk5yf8sj4u 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኪ ፅረይተይ❤❤❤
@debreselam232
@debreselam232 8 ай бұрын
ብራቮ ቀጽለሉ ቁሩብ ደንጉኻ እዚ መደብ ብውሑዱ ሰሙናዊ ክኸውን ኣለዎ በርትዕ❤❤❤
@Wahsey21dngley
@Wahsey21dngley 8 ай бұрын
ብልፅቲ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤
@Moloz-ur8vi
@Moloz-ur8vi 8 ай бұрын
ዋዉ ፅቡቅ ጅማሮ ቀፅሎ ኢኻ ልሎም ሓዉና ኣብ ዓድና ብዛዕባ ሃይማኖትኻ ምፍላጥ ሃለቃ እዩ ዘብለካ ማለት እቲ ሃይማኖት ን ሃለቃን ንቀሽን መሲሉ እዩ ዝስመዐና ግጉይ ከይዲ እና ቅድሚ ኻሊእ ነገር ብዛዕባ ሃይማኖትኻ ምፍላጥ የድሊ ኩሉ ድሕሪ እዚ እዩ ። 😍💓
@wediweyinking
@wediweyinking 8 ай бұрын
ትክክክል ኣለካ
@samrigaltigray6853
@samrigaltigray6853 8 ай бұрын
ብሓቂ
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 8 ай бұрын
ኣሰይ ምቅርተይ ትግራወይቲ ዕድመ ይሃብኪ❤❤
@agadfrr8638
@agadfrr8638 7 ай бұрын
እሰይይይ ዕለልልል አረ ህፃውንትና በመንፈሳዊ ዝተመረዛ ደስ ባሃልቲ ህፃናት ይቀፅልልል ተመስገን ደስታ ይስመዐካ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 8 ай бұрын
ሉሎመይ ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅለሉ እዞም ንቅሓት ህፃውንቲ አብ ገጠርን ከተማን ዘለዉ እናምፃእኻ አፋልጠና ከይትርብርብ ቀፅሎ❤
@letshy
@letshy 8 ай бұрын
እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕቢኺ ዛማዓረይ ደስስ ክትብል 😘😘🥰
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 8 ай бұрын
ምጭውተይ ዕበይልና ናይ ፅባሕ ተስፋና👸😍
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 8 ай бұрын
ተጋሩዋይ💊 ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏💖💖💖💖ወዲ ሮሚጥ ከምዛ ህፃን እየ ዝፈትወካ ኣነውን 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@shewithadush6540
@shewithadush6540 8 ай бұрын
ብጣኣሚ ደሰ ዝብል እዩ መምህር ልእሎመይ ብደምቢ ቀጸልሉ❤❤❤❤
@user-xh4dl7wf3h
@user-xh4dl7wf3h 8 ай бұрын
መምህር ልሎሞይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤ ክቅፅል ዘለዎ ስራሕ 👌🌹
@user-pj8mz6jn6d
@user-pj8mz6jn6d 8 ай бұрын
ዋው ንፍዕቲ ህፃን ዕድመ ጥዕና ይሃባ...ድምፃ እውን ክጥዕም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@vvvvzryg1991
@vvvvzryg1991 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሞ ፈጣሪ ❤❤❤
@yordialem
@yordialem Ай бұрын
ይበል እዩ ምድላዋትካ ፈጣሪ ይሓግዝካ። ርኢቶ ግን ኣለኒ : ንህፃናት ዝበሃልን ዘይበሃልን ክፍለ ኣለዎ እብል። ኣብነት ፍቀረኛ ኣለኪ ። ብዛዕባ መርዓ ዝመሳሰሉ ንዕድሚኦም ዘይምጥን ሕቶታት እንተዝምመዮ።
@maryamawitchannel6962
@maryamawitchannel6962 8 ай бұрын
ዕሸለይ ምቅርቲ አብ ዓብዩ ደረጃ የብፅሕኪ❤
@eyeyhdgdh4796
@eyeyhdgdh4796 8 ай бұрын
ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤
@Aksum881
@Aksum881 8 ай бұрын
ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ❤❤❤
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u 8 ай бұрын
ኣሰይይ ልሎመይ መዝሙርን ጸሎቶን ኣዘውትሪ ዝነኣድ ምክሪ እዩ ኣጋጣሚ ንህጻናት ከምዚ ዝበለ ምክሪ ምከሮም ምክንያቱ እዚ ሐዚ ዘለና ወሐዶ ካብ አምላክ ብጣዕሚ እዩ ሪሕቅና ዘሎና❤
@umersied6249
@umersied6249 3 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 8 ай бұрын
ኣማን ብኣማን 2 , እህ መንግስተ ስላሴ ንዘላኣለምን እህ ዝማር መላኣኽቲ የስመዕልና እዚ ካሜራምን ክንፍዕ ኩላትኹም ኣትኮሮት ናብ መዝሙር ገበሩ
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 8 ай бұрын
መምህር ሊሎም ኣብ ህፃናት ኣድሂብካ ተቅርቦም ዘለካ መደብ ብጣዕሚ እዩ ደስ በሃሊ ቀፅለሉ ንፈትወካ ኢና ኤልዳና ጎበዝ የዕብኪ😍😍😍
@hiwetwelay1684
@hiwetwelay1684 8 ай бұрын
ዋውውውው ደስ ዝበሉ ጀግና ❤❤❤
@KhanKhan-ex9fi
@KhanKhan-ex9fi 8 ай бұрын
አሰይ ዛሓፍትይ ዕደመን ጥዕናን ይህብኪ ፈጣር❤
@WELELASELAM-zl1ek
@WELELASELAM-zl1ek 6 ай бұрын
ኣብ ዓብይ ደረጃ በፅሕኺ ንርእየኪ ዓንብብኺ ፈርኺ ንዓድኺ ንህዝብኺ ትኾኒ እግዚአብሔር የዕብኺ ሓፍተይ።ንፈትወኩም ድሙቃት ከይንቲ ዘይምቲ ኩሉ ነገር ዝኾንኹም ኹቡር ፍትው ኣያና ወዲሮሚጥ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ። ልሎመይ ካዓ አድናቅካ እየ።ጠንክር በርትዕ መደብኻ አስፈሐዮ። ኽበረልና።
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ምቅርተይ❤❤❤
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 6 ай бұрын
ብሓቂ መምህር ዳኒኤል ፅቡቕ ሞራልእዩ ክሊባ ክስራሕ ዝሓገዝክሙዋ
@zementesfay5935
@zementesfay5935 Ай бұрын
እዚ መደብ ኣዝዩ ጽቡቕ እዩ ቀጽሎ ዳንኤል እቶም ቖልዑ ትምጸኦም ውን ኣዝዮም ንፉዓት እዮም, ብዝያዳ ግን ትምህርቲ ክምሃሩ ከም ዘለዎም ጽቡቕ ጌርካ ኣረዳኣዮም ❤ ትምህርቲ ምስ ዝህልወካ ኢኮ ንኩሉ ክትብድሆ ትኽእል
@user-lx7tk8ff3v
@user-lx7tk8ff3v 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤
@hiboobi9757
@hiboobi9757 8 ай бұрын
ሉለመይ ኩሉ ግዜ ህፃዉንቲ ኣምፀኣልና ❤❤❤ ናታ ብቃደማይ ዘመፀእካያ ኣበይ በፅሓ
@user-kg5xs9qy6m
@user-kg5xs9qy6m 8 ай бұрын
ብሓቂ ለባመይ ሞዝሙር ፍቅርን ሓልዮትን ክትምህርዎም ኣለኩም እግዚኣቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም
@KK-xc3zn
@KK-xc3zn 8 ай бұрын
She is too too cute 💕💕💕 keep it up good job haway 💛❤️
@user-ir6og9ft5h
@user-ir6og9ft5h 3 ай бұрын
አሰይ ፅሪቲ ዝኮነት ቆልዓ አነስ ክፈትዋ ማዓት እዚ መደብ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ቀፅልሉ ጀጋኒ ደቂ ሪመይ 👍👌👌👌👌
@user-et6gu4np5r
@user-et6gu4np5r 5 ай бұрын
ያዕብኺ ዛሓፍተይ ጥንኩሪትን ንፉዕትን ጠንካራን ቖልዓ ቐፅልሉ
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 8 ай бұрын
❤ዎዲሮሚጥ ተባረኽ ዓብይ ሓገዝ ሓጊዝካያ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 8 ай бұрын
አስይ ወለላይ የዐቢኪ ፈጣሪ ምቅረተይይይይይ ❤❤❤❤
@user-xs8el1ot9q
@user-xs8el1ot9q 8 ай бұрын
አሰይ ሙቁርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹ ፈጣሪ ትሓሰብዮ ኩሉ እግዚብሔር የብራሃልኺ🙏🙏🙏♥️♥️👸👸👸👸👸💋💋💋💋💋
@user-sd8fw7ll9r
@user-sd8fw7ll9r 8 ай бұрын
ምቕረተይ አብ ልዑል ደረጃ የብጽሕኪ ፈጣሪ ልሎመይ ዶሞ ፅቡቅ ጀማሮ እዩ ቀፅልሉ👌❤💗
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 8 ай бұрын
ሉለመይ ሐዚ ኢኻ ምሳኻ ተከይድ ስራሕ ዝረኸብኻ ማርያምን ከጥዕመልኻ ምስ እዞም ቆልዑ😂😂😂
@brhaneye9521
@brhaneye9521 8 ай бұрын
ብሓቂ 😴😍
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 8 ай бұрын
❤ cute Lovely good girl👍 God bless you!
@galtigray5257
@galtigray5257 8 ай бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኩም ዕድምን ጥዕናን ይሃበኪ ምቅርተይ❤
@user-bm1jx8zb4p
@user-bm1jx8zb4p 8 ай бұрын
ዞም ህፃናትስ ብመዝሙር ከም በርተዑ ❤ካብዚ ሙዚቃ ከም ለቀቁ😮❤❤
@user-fd3db4jv4m
@user-fd3db4jv4m 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምቅርተይ 🥰🥰
@vxnn4818
@vxnn4818 8 ай бұрын
ሕደጉማ ሰኣን ብህፃውንትና ፍቅሪ ዓድናን መንነትናን በዘይምፍላጥና ዋጋ የክፍለናሎ ሐዚ ስለዚ ህፃናት ትግራይ ብዝቀደመ ብዛዕባ ዓዶምን ታሪኮምን ብተለይ ከምዚኣ ብበራታዓ ይግባእ
@user-sm6uv8ko3d
@user-sm6uv8ko3d 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣር❤❤❤❤
@zfanlave7057
@zfanlave7057 8 ай бұрын
ኣሰይ ጅብዕተይ ክብሪ ይሃብኩም ክቡር ኣያና ወዲ ሮሚጥ &ዳኒ ተጋርዋይ ደቂ ሓላል መሬት 💊❤💛🙏🙏🙏
@asefabelay617
@asefabelay617 8 ай бұрын
Lucky to have such cute, smart and talented kid❤She deserves an early support from the Government of Tigray and other capable stakeholders👍
@user-uw2nl8ds9z
@user-uw2nl8ds9z 8 ай бұрын
ባሓቂ ብጣዕሚ ፅብቅ መደብ እዩ አጃኩም ቀፅሉሉ🥰🥰🥰🥰
@yiitui5517
@yiitui5517 8 ай бұрын
ዕደመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍጣሪ🙏❤❤❤❤
@makitigraweyti1623
@makitigraweyti1623 8 ай бұрын
አሰይ miqrti ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ፈጣሪ ትሓስብዮ ኩሉ እግዚአብሔር የብራሃልኺ🙏😘🥰🥰🥰
@amam5408
@amam5408 8 ай бұрын
እውይ ከመይ ደስስስ ከምዝበለኒ ክነግረኩም ኣይክእልን ተጋሩዋይ መ/ር ልእሎመይ ደሞ ቀፅሎ ኣደነቂትካ 😘😘
@user-bd5pz5yx9r
@user-bd5pz5yx9r 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤
@ekubealay5018
@ekubealay5018 8 ай бұрын
ዕሸላት ትግራይ ሰስንልና ❤❤❤❤
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 8 ай бұрын
ኣሰይይይይይ ክንደይ ትበልሕ ቆልዕ እስኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመ ጥዕና ይሃቡኹም መምህር ልሎም ንፍዕ ቀጽለሉ
@user-dj6mj3si6e
@user-dj6mj3si6e 8 ай бұрын
የዕቢኺ ዛጓልትግራይ ትግራወይቲ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@titisabawit3510
@titisabawit3510 8 ай бұрын
ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏❤❤
@user-et6gu4np5r
@user-et6gu4np5r 5 ай бұрын
መምህር ልሎም ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ስራሕ ቐፅለሉ
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 8 ай бұрын
ዋው ደስ ክትብል ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃኪ መደብ ኩም ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ እዩ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@CrossSuuc-ns8xu
@CrossSuuc-ns8xu 8 ай бұрын
እሰይ ዋዕሮ ትግራይ እንካዕ ድኣም ከብ ትግራይ ትወለድኹ 🌹❤❤❤🌹🌹🌹❤❤
Пранк пошел не по плану…🥲
00:59
Саша Квашеная
Рет қаралды 7 МЛН
Inside Out 2: Who is the strongest? Joy vs Envy vs Anger #shorts #animation
00:22
Slow motion boy #shorts by Tsuriki Show
00:14
Tsuriki Show
Рет қаралды 10 МЛН
Пранк пошел не по плану…🥲
00:59
Саша Квашеная
Рет қаралды 7 МЛН