# ሕዚ ይሓይሽ። ዳይፐር እንታይ እዩ ?ፃንሒት በዓል ምስ ተፍታዊት ህፃን ስጦታ/ህያብ/(part 9)

  Рет қаралды 122,886

Lwa Tube

Lwa Tube

Күн бұрын

saher..like..subscribe ብምግባር መደባትና ይከታተሉ ቤተሰብና ይኹኑ።

Пікірлер: 886
@yduedydygsys
@yduedydygsys 8 ай бұрын
ምቅርቲ ፍጥረት እስቲ ከምዚ ከማይ ደስ ናቦሎ ዝሰምዓ ከምዝከማይ ላይኽ ቦሉኒ ኣነ ማራ ብጣዕሚ እየ ዝፎትዋ❤❤❤❤❤
@user-gc9se2bf9t
@user-gc9se2bf9t 8 ай бұрын
ምቅርቲ ዝኮነት ቆልዓ ዕድመን ጠረዕናን ይሃብኪ ክቡር ሓውና ዳኒ የቀንየልና ንዞም ህፃውንቲ ትገብረሎም ክንክን ቀፅለሉ❤❤❤❤
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 8 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ
@user-ku3bj9ru6t
@user-ku3bj9ru6t 8 ай бұрын
ףףףףףףף
@dhqe5723
@dhqe5723 8 ай бұрын
ህያበይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትያ ክሉ ጊዘ ኣምፁኡልና❤❤
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 8 ай бұрын
በቃ ፍትዉዉዉ ተመሰገን ኣብ ትግራይ ከመዘይ ትጅምሩ ህፃናት ተሰፍ ትግራይ እዩም ቀፅላል❤❤❤❤
@tijitiji8274
@tijitiji8274 8 ай бұрын
ህፃውንቲ ኣብ ክንዲ ትምህርቶም ምሕሳብ ሰለ ናይ ኩናት ጥራይ ርእሶም መሊኡ ኣምላክ ኣቦይ ሰለ ዞም ንፁሃት ህፃናት ክትብል ሰቃይኩም ያኣክል በለና👏😥
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏👏💞💞💞💞
@samirahamid9739
@samirahamid9739 8 ай бұрын
ነዛ ምቅርቲ ቆለዓ ስለዘምጻአካልና ነመስግነካ ርሑስ አዉደአመት ንኹሉኹም ህያበይ ዓቢኺ አብ ጽቡቕ ደረጃ ክትበጽሒ እምነየልኪ❤🎉
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ🌿🌿💞💞
@KobiKobra-si2im
@KobiKobra-si2im 8 ай бұрын
ህያብ ከም ሽማ ፍትውን ኢና ንብለኪ from ንሓመዱ ❤💙💙🥰🥰
@user-bt4ln8oi7e
@user-bt4ln8oi7e 8 ай бұрын
ኣሕዋትና ንስካቱም ዳኣ የዋሃት እንዲኩም ብርጌድ ንሓመዱ ኣሕዋትና ወገና እመብርሃን ሰላም ገይራ ንዓዱኩም ትመለሱኩም ኣቱም ሰብ ሕልና ኣሕዋትና❤❤❤❤❤❤❤
@merytigraweyti
@merytigraweyti 7 ай бұрын
ኣሕዋተይ ሰብ ሕልና ብርጌድ ንሓመዱ ሰላምኩም ይብዘሓልና
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
እሕዋተይ ስብስክራይብ ታሕብብርኒ 💓💓💓💓👏👏💞💞
@selamgaltewahdo5510
@selamgaltewahdo5510 8 ай бұрын
እንቃዐረ ብድሓን መፃእካ ልሎመይ ቀፅሎ ብዝያዳ ክላበወካ ብወላዲት ኣምላክ ቃል እግዚአብሔር ሕተቶም ነዞም ህፃናት መብዛሕቲኡ አብ ትግራይ ሃይማኖት ንስሙ ኢና ክርስቲያን ተባሂልና ባፂሕና እንበር ብዙሕ ኣይምህሩናን ኣየፍልጡና ኣነ ንባዕለይ አብ ስደት ምስ ወፃእኩ እየ ሃይማኖተይ ዝተከፈለለይ ዉዕለት ክርስቶስ ፈሊጠ ከይትስሕቅ እንበር ሓደ ጊዜ ጓል 18 ዓመት ተሰዲተ ንስደት መን እዩ ፈጣሪና መን ፈጠረና ተሓቲተ አብ ስደት አብ ከባቢና እንዳ ገብሪኤል ነይሩ ኣብኡ ንጎሆ ንጎሆ ኣዳይ ሒዛትኒይ ትከድ ነይራ ስዒመ ይመፅእ ስለ ዝነበርኩ ገብሪኤል ኢለ መሊሰ እንታይ እሞ ክብለካ ኮይነ ኣቅራቢ ልሎም ብዝያዳ ከምዝታት ሕቶቶም አብ ጎንካ ድማ ኣለና🙏ኩለና ተጋሩ ድማ ነባራተዐዮ🙏
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 8 ай бұрын
ብትክክል ዘረባ እያ አነውን አብ ዓደይ ከለኩ ምንም አይፈልጥን ነይረ አብ ስደት ግን ብዙሕ ክፈልጥ ኪኢለ እዞም ህፃውንቲ ካአ ብመንፈሳዊ ክዓብዩ ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ❤❤❤❤❤
@Hankewta-tube
@Hankewta-tube 8 ай бұрын
ሳብስክራይ በላለይ ኣሓተይ
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 8 ай бұрын
ብሓቂ ክብረተይ ኩላትና አብ ስደት ኢና ተማሂርና
@user-th1jn4rf2y
@user-th1jn4rf2y 8 ай бұрын
ዳኒ ሓውና ትገብሮ ስራሕቲኻ ብጣዕሚ እዩ ደሰ ዝብል ክራዓት ትግራይ ሓበን ትግራይ እኻ እና ካብ ልብ እዩ ዘመስግን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-rt1cq5bu8v
@user-rt1cq5bu8v 7 ай бұрын
ብትግርኛ ዶንኪ ቲዩብ ድንቂ ልጆች ተመሰገን ኣሲፍሕዎ❤
@user-rj1gp1ns5d
@user-rj1gp1ns5d 8 ай бұрын
ኣሰይ ህያበይ ጋለይ ዕድመን ጥዖናን ይሃብኪ ምቅርቲ ❤ ዲኒ ሓውና የቀንየልና ንዛም ህፃውንቲ ትገብረሎም ክንክን ቀፅለሉ ጎይታዋይ❤❤❤
@semhar8591
@semhar8591 8 ай бұрын
Mkrti alem amlak edmen tenan yhabki zyaday amlak ab zabeye dereja betsihki yeryena ❤❤❤edmen tenan yhabkum nkulkum🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gualseyemtiadiyabo
@gualseyemtiadiyabo 8 ай бұрын
ዋዉ ክናኣድ ዘለዎ ስራሕ እዩ donkey tube ክርኢ ከሎኩ ብጣዓሚ እየ ዝቀንእ ኔረ ተጋርዋኒ ሚድያታትና ንዕቢ ❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ💓💓💓👏👏
@gualseyemtiadiyabo
@gualseyemtiadiyabo 6 ай бұрын
@@MgbeyMgbey 𝐝𝐨𝐧𝐞 𝐦𝐞𝐚𝐫𝐞𝐲😊
@yduedydygsys
@yduedydygsys 8 ай бұрын
ኩሉሳዕ ኣቅርቡዋ በጃኩሞ ኣነ እየ ዝፈትዋ😢❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ💓💓💓💓
@frehiwetbaraku6246
@frehiwetbaraku6246 8 ай бұрын
ዓመይቲ በዓላት ዝበሃሉ ብመጽሓፍ ቅዱስ ትሽዓተ እዮም 1ይ ጽንሰቱ ናይ ጎይታና መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ 2ይ ልደቱ ናይ ጎይታና መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ 3 ይ ጥምቀት ናይ ጎይታና መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ 4 ይ ሆሳአና በአርያም 5 ይ ስቅለት ጎይታና መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ 6 ይ እርገት ናይ ጎይታና መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ 7 ደብረ ታቡር 8 መስቀል 9 ግርዘት ናይ ጎይታና መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ. እዮም ዓበይቲ በዓላት አሕዋተይ እንተ ተሳሓሒተ ካብ ስሕተተይ አርሙኒ አሕዋተየ❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ቃል ህይውት ይስማዐልኒ ዝያድይ ስብስክራይብ ታሕብብርኒ😌😌😌👏👏👏💓💓💓
@mashimeskulu954
@mashimeskulu954 8 ай бұрын
ፅረት ፍጥረት ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ፈጣረ❤❤❤❤
@user-cx7vk5vj6j
@user-cx7vk5vj6j 8 ай бұрын
ብጣእሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ ልናባዓልና ሰብ ነበረታትዕ ተጋሩዋይ ንስኻ ውን ቀፅለሉ ኩሎም ህፃውንቲ ትግራይ በብሓንቲ ኣቕርበልና
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💝💝💝🌿🌿
@user-yy8yx8yn8x
@user-yy8yx8yn8x 8 ай бұрын
መምህር ልለሞይ ዛ መጽሓፍ ገዝእ ነረ ንወደይ ኣነካ ስዕድ እየ ዘለኩ ግን ተብጸሐለይ❤️ደልየ ነረ
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 8 ай бұрын
ደስስ ክብለካ ስራሕ ከምዚ ጌርካ ህፃውንቲ ምድሳት ቀፅለሉ ዳኒየ እግዝኣብሄር ኣምላክ ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና🙏❤💛❤💛
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ህያብይ💞💞🌿🌿
@rozaoppo828
@rozaoppo828 8 ай бұрын
ህያበይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ለባመይ ❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💓💓💓💓💓
@EthuJ-zs1hb
@EthuJ-zs1hb 2 ай бұрын
ምቅርቲ ፍጥረት ዝኮነት ቆልዓ ዕድመን ጣዕናን ይሃብኪ ክቡር ሓውና ዳኒ የቀንየልና ንዞም ህፃውንቲ ትገብረሎም ክንክን ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 8 ай бұрын
ኣይይይ ሞቅሪቲ ዙኾነት ቆልዕ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናና ይሃብኪ ህያበይ መምህር ሉሎም ንፍዕ ቆጸለላ ጀግና❤
@MssMedina
@MssMedina 8 ай бұрын
ተጋሩዋይ ሰላምኩ ደስታኩም ራህዋኩም የስፍነለይ ፈጣሪ ሓላል ህዝበይ❤️💛 🥰🥰🥰🥰😘😘😘😘
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራን ህያብይ🌺🌺💝💝
@MssMedina
@MssMedina 7 ай бұрын
@@MgbeyMgbey መጀመርያ ኢለኪ እየ ፀኒሐ መዓረይ 💖💖
@user-mo6vd4sz9b
@user-mo6vd4sz9b 8 ай бұрын
እንኳዕ አብፀሐኩሙ ልሙሉኡ ህዝብ ኪርስትየን❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿💝💝💝
@merondebru5782
@merondebru5782 8 ай бұрын
Love you so much ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 8 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤
@zedigidey-qm8xu
@zedigidey-qm8xu 8 ай бұрын
ህያበይ ፍሽክታ ኣመላ ፅብቅቲ ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍትውተይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ምቁራተይ ርሑስ ኣውዳኣመት❤❤❤
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 8 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ክብረተይ
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 8 ай бұрын
ህያበይ ፅሪት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Hankewta-tube
@Hankewta-tube 8 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ
@user-qs1wf1bl3w
@user-qs1wf1bl3w 8 ай бұрын
ጣፋጭ ልጅ የእውነት የልጅ አንደበት መመህርሉሎም እግዚአብሔር ይባርክህ ብርታ
@user-yw7cg1ch7b
@user-yw7cg1ch7b 8 ай бұрын
አሰይ ህያበይ ሙጩዉቲ አምላክ ይዕብኪ ዳኒእለይ እዚ መደብ ብጥዕሚ እዩ ፁቡቅ ቀፅለሉ ካቡእ ቀፂለ ናይ ዩቱብ መደብ ብቻ ዱዩ ከሙእ ተከይኑ ናብ ተልበጅን እዉን ክታሓላለፍ ፁቡቅ ነይሩ ልካልእት ህፃናት ማሃሪ እዩ👌👌👌🥰🥰🥰🥰🥰
@Hankewta-tube
@Hankewta-tube 8 ай бұрын
ሳብስክራይ ግበርለይ መዓረይ
@user-fs2tr7yn1g
@user-fs2tr7yn1g 3 ай бұрын
ልቢ ህጻን ኩሉ ሻዕ ንፁህ እዩ ምቅርቲ ዝኮነት ቆላዓ❤❤🎉🎉❤
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 8 ай бұрын
ምቅርትዋይ አምላክ ብጥበቡ የዕብኪ ተስፋ ጽባሕ ህጻናት ትግራይ♥♥♥♥
@user-rz8wb9rp7k
@user-rz8wb9rp7k 8 ай бұрын
ለይተሓሰበ እንጀራ ይፍጠረልኩም ክቡራተይ ሳብስክራይፕ ግበሩለይ❤❤
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 8 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 😍❤️😍
@alemalem118
@alemalem118 8 ай бұрын
ሳብስክራይብ ገይረልኪ ኣለኩ ንዓይ እውን ግበርለይ መዓረይ
@user-rz8wb9rp7k
@user-rz8wb9rp7k 8 ай бұрын
ገይረልክን የቀንየለይ🥰❤
@ffbh9535
@ffbh9535 8 ай бұрын
ህያበይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብፅሕኪ ፀሓይ ገፃ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ዳኒ ክብረት ይሃበልና ንዞም ምጭዋት ተስፋ ፅባሕ ዝኮኑ ህፃውንቲ ስለ ተቅርበልና ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@GggYy-vx4ie
@GggYy-vx4ie 8 ай бұрын
ብርክ አውደአመት🧡❤️❤️❤️💛💚😘😘🙏
@yiitui5517
@yiitui5517 8 ай бұрын
ዕደመ ይሃብኪ ፍጣረ ማዓረይ🙏❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ💓💓💓💓👏👏
@user-vi4ki1iw4g
@user-vi4ki1iw4g 8 ай бұрын
እንካዕ ኣብፀሐኩም ኣሕዋት ብሓቂ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ቀፆለሉ ባዕልና ንባዓልና እኩላት ኢና❤
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 8 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤️😍
@salamaaa905
@salamaaa905 8 ай бұрын
ልእሎም ብጣዕሚ ንፉዕ ኢካ መደብ ህፃውንቲ ቐፅለሉ ❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ💝💝💝💝💓
@gdfx3728
@gdfx3728 8 ай бұрын
ስላማት ከመይ ትኮኑ እና ብምቅጻል ስ ተገሩ ግን ንምንታይ እና ባ ናይ ባዕልና መድያ ዘይንባራትተዖም ግን
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 8 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ
@RahwaRahwa-pu5lp
@RahwaRahwa-pu5lp 8 ай бұрын
ትስርሖ ዘለካ ኩቡር ሓዉና ኣዝዩ ዝፍቶ እዩ ቀፂለሉ ሱጦታና ክኣ ዕዲመን ጥዒናን ይሃበልና❤🙏
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ💞💞💞👏👏💞💞
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 8 ай бұрын
ብልፅቲ ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ! ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ቆለዑ ናብ ሚድያ ክወፁ ይግባእ!!!
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 8 ай бұрын
ዕድመ ይሃብኪ ምቅርቲ ህጻን ትግራወይቲ💜💜💜
@user-dp4ge3xb9u
@user-dp4ge3xb9u 8 ай бұрын
እዉይ ጥዕምዕም ደበለት ጽርይት ፍጥረት ዳኒዬ የቀንየልና ኹሉ ግዜ ዋላ ተምፀአኻያስ ብሱሩ ኮእያ ለትስልቹወና ህያብ ዓሳ❤
@FFf-xk2iz
@FFf-xk2iz 2 ай бұрын
ዕድምን ጥዕናን ይሃብኪ ሚጣይ
@user-bc8oi8tr7u
@user-bc8oi8tr7u 8 ай бұрын
Edmen tienan yhabki fetari mkrtey❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ💝💝💝💝💝💝💓💓
@abw7298
@abw7298 8 ай бұрын
ሽኮር ዝኮነት ቆልዓ ዝመደብ ቀፅለሉ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ እዩ😍🥰
@user-ni2ck4gn3f
@user-ni2ck4gn3f 21 күн бұрын
ዋእ ኣብ ህፃዉንቲ ዘለካ ተገዳስነት ግን ፍሉይዩ🎉🎉🎉 ሶ ቀፅለሉ🎉🎉🎉❤❤❤
@user-dq1xr6gn7k
@user-dq1xr6gn7k 8 ай бұрын
ህያበይ ምቅርቲ ዝኮነት ፍጥረት ❤❤
@alefumekele3184
@alefumekele3184 8 ай бұрын
ሩሑስ አውዳአመት ተጋሩዋኒ❤🎉🎉🎉 ይበል መደብ ዛገዛ ነዕብያ
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💓💓💓💓💞
@hawltbayru3830
@hawltbayru3830 8 ай бұрын
ፅቡቅ መደብ እዩ ዳንየይ ምቅርቲ ቆልዓ❤
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ምቅርቲ 🙏❤❤
@alonsmnsajha6344
@alonsmnsajha6344 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤👍👍👍🌿🌿🙏🙏🥀🥀🥀🌹
@Hankewta-tube
@Hankewta-tube 8 ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ መዓረይ
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 8 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በላለይ ዝፈትወክን❤
@melataskal9201
@melataskal9201 8 ай бұрын
እንካዓ ንባዓል ልደት ኣብፀሐኩም❤❤❤❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ🌿💞💞💞💝💝
@letslats9259
@letslats9259 8 ай бұрын
ህያበይ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ምቅርተይ😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘💋💋💋💖💖💖💖💖💖💖
@ksanetissak4345
@ksanetissak4345 7 ай бұрын
Asey mkerti hasabki yesnsnelki marey❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@shehd7240
@shehd7240 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤ ሕቶ ግን ብስሩ እዩ እኮ ዘይምጥና
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 8 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 8 ай бұрын
እሰይ ፅብቕተይ ዕድመ ይሃብኪ❤🎉 ኣረ #ዛመፃሓፍ በጃኻ ልእሎም ተሓበበረና ንደቅና ክንገዝእ❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💓💓💓💓💓💓💓
@adak3185
@adak3185 8 ай бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንልደት ጎይታናን መድሓንናን እየሱስ ክርስቶስ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ምቅርተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@selamhewit6727
@selamhewit6727 7 ай бұрын
Omg she is so cute and gorgeous from Eritrea 🇪🇷💕
@fjrydr2198
@fjrydr2198 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዪ ቀፅለሉ❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዐርይ🌿🌿🌿💞💞💝💝
@user-bk2zb3if8o
@user-bk2zb3if8o 7 ай бұрын
ነውሕ ዕድመ ምስጥዕና ኣብፅቡቕ ደረጃየብፅሕኽ ህያበይ🎉🎉🎉🎉🎉
@toremember8793
@toremember8793 8 ай бұрын
ጅብዕቲ ፍጥረት ሩሑስ ኣዉዳመት ይግበረልኪ❤❤❤🎉🎉🎉
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 8 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤
@user-pv4fd9lh2x
@user-pv4fd9lh2x 8 ай бұрын
ምቅርቲ ዝኮነት ቆልዓ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኪ ዘንበይተይ❤❤ ዳኒዋይ❤❤ ዶሞ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ
@Hankewta-tube
@Hankewta-tube 8 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓፍተይ
@centrinocell2053
@centrinocell2053 8 ай бұрын
ደስስ ይብል 🎉🎉🎉ቀፂሉሉ 😍💖💖
@magitigraweyti579
@magitigraweyti579 8 ай бұрын
ሰላም ጥራይ 😢ሓቅኪ ምቅርቲ
@AsfFgd-fe8sw
@AsfFgd-fe8sw Ай бұрын
ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኹም ኣሕወተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@DenemeDeneme-db8fi
@DenemeDeneme-db8fi 8 ай бұрын
ያእቢኪ ❤❤❤❤❤❤❤
@CelFie-dp5wg
@CelFie-dp5wg 8 ай бұрын
ጭራ ድዩ ዝበለት የዕቢኪ ወለላይ ተስፋ ትግርይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢
@ritabowrha7056
@ritabowrha7056 8 ай бұрын
ኣሰይ መቀረተይ እድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🫶🏻😇😇😇
@user-jj6mh7bk5u
@user-jj6mh7bk5u 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ ቀፅለሉ❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ🌿💞💞💞💝💝💝🌺🌺🌺
@user-cv4jb7ti6b
@user-cv4jb7ti6b 8 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሚጣዬ❤❤❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ🌿🌿💞💞💞💝💝
@user-ur3os1bh2c
@user-ur3os1bh2c 8 ай бұрын
ያዕብኽ ሙቁሩት❤❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ💝💝💝💝💓💓💓
@user-gh5vq6lg7m
@user-gh5vq6lg7m 8 ай бұрын
ብመጀመርያ እንካዕ ኣብፀሐኩም ንነምመይ ፅሩይ ቀፅለሉ ግንሲ መፅሓፍ ቁዱስ እዶ ኣምህርናይ ከምኡ ተጀሚሩኩምሲ ኣነሲ ዓዲ ሃማኖት እዩ ዘቅነአኒ እሞክኣ ኡዙ ቁድስ ሃይማኖትስ ወላ ዉዳሴ ማርያም ናገዛእና ብዘለና ቃዕምይ ንነመይ ፀሩይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ርሑስ ኣብዳኣመት ኣሜን 3
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 8 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ
@hjgughkgkg1804
@hjgughkgkg1804 8 ай бұрын
ይችን ልጅ ስወዳት❤❤❤❤❤😂
@Magdelina792
@Magdelina792 8 ай бұрын
Am eritrean but i always watch her she is very talented.....even she can be an actress help her
@AlisaA-np5tt
@AlisaA-np5tt 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምጭውቲ ፍጥረት ኣብዝለዓለ ደረጃ የብፅሕኪ❤❤❤❤
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 8 ай бұрын
Asey edmen teenan yhabki mkrtey 🙏💖💖💖💖💖demo enkae abxahekum 🙏💖💖💖💖
@user-ze9ux4vn3u
@user-ze9ux4vn3u 5 ай бұрын
ዳኔየ በጣም ደሰ ይላል
@LuleyNatey
@LuleyNatey 7 ай бұрын
ብጣዕሚ እየ ዝፈተወኪ ምቅርቲ ❤❤❤❤🇪🇷
@fevenyonas3173
@fevenyonas3173 8 ай бұрын
Hagosa yhguseka xbkti kolea 🎉🎉🎉
@zeruekidane1635
@zeruekidane1635 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ በሃልት ቆልዓ ኣምላክ ኣብቲ ትምነይዮ ይብጽሕኪ ። ናይ ትምህርቲ ናውት ዝኸውን ክደላ ቴሌ ሰደደለይ ኢካ
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b 8 ай бұрын
ሳብክራይብ ገይረልካ ኣለኩ ስለ ቲ ተገዳስነትካ ወለላይ ኣብዚሑ ይሃብካ ድማ🙏💋💋💋💋💋
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b 8 ай бұрын
ዩቱብ ኣለካ ዶ ግን ምስ ይቅርታ😂
@zeruekidane1635
@zeruekidane1635 8 ай бұрын
ንዓይ ድዩ
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b 8 ай бұрын
እወ
@zeruekidane1635
@zeruekidane1635 8 ай бұрын
@@user-xj3jv6iv6b no yeblyen
@solomunteklehaymanot1549
@solomunteklehaymanot1549 8 ай бұрын
ኣምላክ ምሉእ ጥእናን ቅሳነትን ይሃብኪ የእቢኪ ጽብቅትን ምቅርትን እዛጋለይ❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 7 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ💞💞💞🌿🌿💞
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 8 ай бұрын
ኡንካዕንብርሃነ ልደቱ ንኣምላክናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ደቂ ሃገረይ ማዓረይ መምህር ልሎም ኣብዝላዓለ ደረጃ ከምትበፅሕ ዓቡይይ ተስፋ ኣለኒ ቀፅለሉ ህያበይ ምቅርቲ ፍጥረት ዒድመን ጢዒናን ይሃብኪ ፈጣሪይ❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 8 ай бұрын
_እሰይ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብክ ክብረት ያሃብካ መምህር ልሎም ከመይ ደዩ ደስስስ እሉን ብሓቂ_
@qweqqweq3557
@qweqqweq3557 8 ай бұрын
ፅረቲ ፍጥረት 🎉❤
@sabawasihun6706
@sabawasihun6706 8 ай бұрын
እስይይይ ጅብዕተይ❤❤❤❤
@jwbwhshak3150
@jwbwhshak3150 8 ай бұрын
እግዚአብሔር የዕብኪ ዛጋለይ ምቅርቲ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ff3gq7og8u
@user-ff3gq7og8u 8 ай бұрын
Heyabey enka abxhan mqret bjku n4geze amxulna btami kethgez zelwan hexan eye
@wintabrhane2556
@wintabrhane2556 8 ай бұрын
እውይ ልበይ ሴራትኒ ታይ ትገብርየን ኢኪ ተበላስ ክዳን ክገዝእ ክትብል ተጸቤያ ኔረይ በዚ ዕድመ ነስቤዛ ምሕሳብ ከቢድ እዩ ኣምላክ ኣምላክ ናስነትኪ ይባርከልኪ ዛጋለይ
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 8 ай бұрын
ዋው ውውውውውው 💯✅🙏🔐🌺💞💘💘💘🤲🤲🌿🌿🌿🌿🌴🌴💐💐💐🥀🥀🥀🇻🇳😍😍😍😍🤩🤩🇻🇳👈
@hadastekle2644
@hadastekle2644 8 ай бұрын
Egziabiher bi Moges yeebiki mikrtey
@user-wy8zu8gv7u
@user-wy8zu8gv7u 8 ай бұрын
ብምንታይ ከረክበካ እክኤል ማዓረይ ብዝተረፈ ቀጸሉ ኣምላክ ይሓግዝካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hgf6568
@hgf6568 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፅሩያት
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 8 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ
@greattigray5290
@greattigray5290 8 ай бұрын
ምቅርቲ እግዚአብሔር ኣምላክ የዕቢኪ🎉🎉🎉❤❤❤
@hiwetwelay1684
@hiwetwelay1684 8 ай бұрын
ፅብቅት ፊጣረታ አስይ ደስ ከተባልኩ
@daniel7-kq4yr
@daniel7-kq4yr 7 ай бұрын
Eza kola Hyab Eya shma
@MerMer-bc3df
@MerMer-bc3df 8 ай бұрын
ሰላም ጥራይ ፀገም ሓላፋይ እዩ አጀኺ ትግራይ ምቅርተይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@Hankewta-tube
@Hankewta-tube 8 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ
@mlaetdesta85
@mlaetdesta85 8 ай бұрын
ህያበይይ🥰🥀💐
@user-kx6ej1ox5y
@user-kx6ej1ox5y 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርትይ❤❤❤❤
@letush6191
@letush6191 8 ай бұрын
የኔ ልእልት
@FiliPhala-to9px
@FiliPhala-to9px 8 ай бұрын
Aseyyy mqrti edmen tenan yehabki fetari xbqtey🎉🎉🎉
@RrSd-ze8fv
@RrSd-ze8fv 8 ай бұрын
🕊🕊🕊🥰🥰🥰🥰🥰 እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ምቅራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም እግዚአብሔር ኣምላክ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰☘️☘️🌿🌿🌿🌿
Nurse's Mission: Bringing Joy to Young Lives #shorts
00:17
Fabiosa Stories
Рет қаралды 16 МЛН
SCHOOLBOY. Мама флексит 🫣👩🏻
00:41
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 6 МЛН
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 203 МЛН
Nurse's Mission: Bringing Joy to Young Lives #shorts
00:17
Fabiosa Stories
Рет қаралды 16 МЛН