መደብ ድርሳን ደርዘን ሕቶታት ንደረስቲ፡ ዕላል ምስ ጸሓፍቲ ታሪኽ ፍሳሃየ ሓጎስ፡ ንጉሰ ጸጋይ፡ ድራር መንታይ

  Рет қаралды 3,003

Mosaic Bahli

Mosaic Bahli

2 ай бұрын

Interview with three Eritrean Writers Fisahaye Hagos, Drar Mentay and Nigusse Tsegay

Пікірлер: 11
@GoitomM
@GoitomM Ай бұрын
Nice we are getting the attention! Thank you trio for presenting us!
@birhaneniguse1068
@birhaneniguse1068 Ай бұрын
🙏🙏🙏💙🌿💙🌿💙
@tesfamicaelabraha7630
@tesfamicaelabraha7630 Ай бұрын
ንሰለስቴኹም ❤ ኣገናዓ፡ ን ሓው መኮኒን ከኣ ነቲ ለባም ኣቃራርባኻ፡ ❤
@berhaneh7587
@berhaneh7587 Ай бұрын
ጽቡቕ መደብ መምህር መኮነን ከም ወትሩ። እዞም 3 ደረስቲ ከይተሓለሉ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ክስንዱ ምኽኣሎም ልዑል ምስጋና ይግብኦም። ኣነ ከም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር: ህዝባዊ ግንባር ዝምህረኒ ጎድናዊ ታሪኽ ኢየ ዝፈልጥ። እዛ ካልኣይ ክፋል መጽሓፎም ምስ ኣንበብኩ ግን ሓንጎለይ ከስፍሕን ዝተሓብአ ሓቂ ክፈልጥን ከመዛዝንን ሓጊዙኒ። ስለዚ ቀጽልዎ ወለዶና ድማ ኣማራጺታት ታሪኽ ክፈልጥን ክመዝንን ክሕግዞ ኢዩ።
@adamismail9137
@adamismail9137 Ай бұрын
ኩሉ ዚገበርኩሞ ሓርበኛዊ ተጋድሎ ሕጂ እዉን ኢዚ ተካይዱዎ መቀጻልታ ሃገራዊ ዒማም እዮ'ሞ ኣክብሮተያ ይገልጽ ድሕሪኩም ሓንቲ መዓልቲ እዃ ኣይጠዓመናን የቀንዩልና መ/ም ሞኮነን ተሶፋይ
@RedSeaEri
@RedSeaEri Ай бұрын
ሰስኑ ኣያታትና ጽቡቕ ትሕዝቶ ለባም ሪኢቶ
@BerheAguaStories
@BerheAguaStories Ай бұрын
ሞኮነን እከተለካ ኣለኹ ጽቡቕ ኣቕሪብካዮም ፣እዚኦም ሰለስቲኦም ጽሩያትን ወርቂ ዝኾኑ ተጋደልቲ ናይ ጀብሃ እዮም ነይሮም ዕዉታት ሰባት እዮም ኣነ ነታመጽሓፍ ቃል ብቃል ኣንቢበያ እየ ብጣዕሚ ኸኣ ተሓጉሸላ እየ፣ እዚኦም ምስጋና ጥራይ ዘይኮነ ስለእቲ ጻዕሮምን ተተገዳስነቶምን ዓቢ ምስጋና ኣቕርበለይ፣ ንጉሰ ጸጋይ ኣብ ኣከለጉዛይ ብሓደ ነርና ሓላፊየይ ነይሩ ሓቀኛ ብልቡ ንህዝቢ ዝሓሊ ቃልሱ ዘለለየ ንጹህ ተጋዳላይ እዩነይሩ።ንኹሎም ምስጋና ሃበለይ ።ቐጽሉ ምጽሓፍ ኣይተወደኤን ።
@tecleghebremariam
@tecleghebremariam Ай бұрын
የቐንየልና ክቡራት የሕዋት ነዚ ዘይሕለልን ዘይውዳእን ተሞክሮኹም ከተክፍሉና ምኻኣልኩም፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ። ሓው ምክነን'ውን ነዞም ለባምትን ሙኩራትን ሰባት ኣብ መደብካ እቒርብካ ተሞክርኦም ንዓና ክግልጹ ምግባርካ ቡዙሕ ምስጋና ይኹንካ።
@kinfetekeste5788
@kinfetekeste5788 Ай бұрын
እንቃዕ ሐጎሰኩም ፍሳሀየን ንጉሰን አብ ሐደ ክፍሊ። ታዕሊም። ነርና ድ ራር ማንታይ ካአ ዓርክ ስድራቤተይ። ኮይኖም ንሰለስት ኦም እንቃዕ ሐጎሰኩም ክብሎም ይፈቱ ዝደለኩሞ ሐገዝ ድሉው እየ። ክንፈ ተኸስተ። ቴሎፎነይ ካብ ፍሳያየ ሐጎስ
@adamismail9137
@adamismail9137 Ай бұрын
ኢንተ ዘይተጋጊየ ሓዉ ድራር ምስ ሰለስተ ኣሕዋት ሓዉ ወል/ሱስ ዓማር ን መለስ ዜናዊ ብ ሃገራዊ ጉዳይ ዘተ ወይ ኣኼባ ን ህዝቢ ኣገዳሲ እዮ
@wedigermen2776
@wedigermen2776 Ай бұрын
UNESCO ሱዳን ከስላ
Задержи дыхание дольше всех!
00:42
Аришнев
Рет қаралды 3,6 МЛН
КАК ДУМАЕТЕ КТО ВЫЙГРАЕТ😂
00:29
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 10 МЛН
Part 01 | Interview with Ghirmay Yohannes Sandiyago 2024
53:29
Ghirmay Sandiyago | ግርማይ ሳንዲያጎ
Рет қаралды 258 М.
Приостановили веселуху😨 #симпсоны
0:59
БАТЯ И ЗОМБИ АПОКАЛИПСИС , МИРУ КОНЕЦ?
20:52
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 3,6 МЛН