መደብ ሎሚ ምስ ጋዜጠኛ መሓሪ ኣብራሃም ፥ ካብ ህዝቢ ዝመጹ ሕቶታትን ተወሳኺ ሓበረታ ካብ ዝሓለፉን ጉዳያትን ዝምልከት

  Рет қаралды 26,860

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

Күн бұрын

መደብ ሎሚ ምስ ጋዜጠኛ መሓሪ ኣብራሃም ፥ ካብ ህዝቢ ዝመጹ ሕቶታትን ተወሳኺ ሓበረታ ካብ ዝሓለፉን ጉዳያትን ዝምልከት

Пікірлер: 42
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow Жыл бұрын
እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇 donorbox.org/tefetawi-talkshow
@yohanneshabtij4892
@yohanneshabtij4892 Жыл бұрын
999
@NomorehgdefEzgharya
@NomorehgdefEzgharya Жыл бұрын
ዕድለኛታት ኢና ከምበዓል ኣያና መሓሪ ብሉጻት መማህራን ስለዘለውና❤❤❤❤❤❤
@cobraabraham5259
@cobraabraham5259 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ሐቂ እዬሳቀ. አሕሊፍካ ምሀብ ኢዬ!!!
@mr.t9096
@mr.t9096 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ለባም ዘረባ። ነዚ ሽፍታን ደገፍቱን ንሕስያ ክህልወና የቡሉን።
@NomorehgdefEzgharya
@NomorehgdefEzgharya Жыл бұрын
ጽቡቕ ትምርቲ እዩ ኣያና እቲ ትሰርሓልና ዘለኻ ኣመጋግባ ኣነ ዓሳ ይፈቱ እየ ኣሰራርሓ ግናኣ ኣይክእሎን እየ እሞ የቐንየልና❤❤❤❤❤ትማሊ ተኻታቲለኩም እየ ግና ተረጋጊአ ስለዘይሰማዕኩ ሕጂ ይደግሞ ኣለኹ❤❤❤❤
@abebechimbae7252
@abebechimbae7252 Жыл бұрын
ልንኪ አሰቲ ሸር ግበርልና ክንከታተሉ የቅነየለይ
@berhetensea451
@berhetensea451 Жыл бұрын
HAKIKHA BEZUH ZEYNBUR NEREAYI ALENA. THANK YOU ATO MEHARI.
@rezeneabraha9315
@rezeneabraha9315 Жыл бұрын
Thank you SELTENE FOR LETTING THE TEACHER WITHOUT INTERAPTING LIKE FNAN DOSE
@mtgerichannel
@mtgerichannel Жыл бұрын
*Thank u tefetawi with ኣያና መሓሪ ኣብርሃም ክብሪ ይግብኣኩም እዚ ሰነድ ተቅርቡልና ምህላውኩም*
@edrismussa3688
@edrismussa3688 Жыл бұрын
Welcome Mehari good work.
@afewerkiwoldeslassie1727
@afewerkiwoldeslassie1727 Жыл бұрын
Thank you very much
@ብሊና
@ብሊና Жыл бұрын
ሰልጠነን ኣቶ መሓርን ትገብርዎ ዘለኹም ቀሊል ነገር ኣይኮነን ህዝቢ ኤርትራ ብዓጸፋ ክክሕሰኩም ሙኻኑ ፍለጡ ኣብታ ፊሞክራሲያዊት ኤርትራ ኣጆኹም ቀጽልዎ ኣማእት ኣሸሓት ህዝቢ ካብ ድቃስ ኣባራቢርኩም ኣለኹም ኣምላኽ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 Жыл бұрын
ዘገርም እዩ ናይ ህዝብና ሎሚ ድዮም ጽባሕ ህግደፍ ዝኣስሩኒ ዘጥፍኡኒ እንዳበለ እንዳነበረስ ብዛዕባ ህግደፍ ብሒም ክብል ዘይፍትን
@samsomgebremeskel
@samsomgebremeskel Жыл бұрын
ክቡር ኣያ መሓሪ
@diyanaeyob8051
@diyanaeyob8051 Жыл бұрын
👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤
@christophergtes2603
@christophergtes2603 Жыл бұрын
''Chew nibaelika kitbl meqir antezeyele gin amni elom kidrbyuka eyom, hizbi ka..." abi melakti mis abi libona. Thank you
@henok2826
@henok2826 Жыл бұрын
መርሓባ ሰልጠነ ሓቢቢ
@chaltuaddisabebakegna265
@chaltuaddisabebakegna265 Жыл бұрын
ሰልጠነ ከመይ አለካ 1999 ሀፍተይ ካብ ስራህ ወይ አብ መንገዲ ብዘይንፈልጦ ጠፍአ ተርፋ ስጋዕ ህጂ ንፈልጦ ነገር የለን አብ ሀዝሀዝ ከም ዝነበረት ከማን ንፈልጥ ብድህርኡ አበይ አላ ንፈልጦ ነገር የለን አብቲ ግዜ ብዙሀት ተጋሩ ዝእሰርሉ ግዜ ነይሩ አብ አስመራ ተወልዳ ዝዐበየት ትግራይ ከማን አይትፈልጦን እሞ ክሀቶ ደልየ ብከመይ
@chaltuaddisabebakegna265
@chaltuaddisabebakegna265 Жыл бұрын
ሳባ በርሄ ሐጎስ 1999
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Жыл бұрын
💯✅❤️🌹
@kewanisium2643
@kewanisium2643 Жыл бұрын
ሓቂ ኣብ ኤርትራውያን እቲ ብውልቁ ዘይተበደለ ኢዩ ተሪር ናይ ፍትሒ ቃልሲ ዘካይድ ። ወይ ምስ ኢሰያስ ዘይዳናገጽ ኢዩ።
@russomzemichael5950
@russomzemichael5950 Жыл бұрын
Honorable Gast givers I would like to re-remind you last weeks question about one of the most belove artist "Wedi Gebru"
@april-yq4uv
@april-yq4uv Жыл бұрын
Selam tefe and Mehari ty and GBU for your time. Anes eza "gual megedi " zibehal.. my 1st time I heard it in pal then now in some media it's annyod why on 21 century saying that I really don't understand
@regatkahsay
@regatkahsay Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@amanueltesfamichael2708
@amanueltesfamichael2708 Жыл бұрын
እዛ ናይ ሩዝ ጽብቅ ሰልጠነ ኣብየትና ገዓት ትኽውን
@jigna87
@jigna87 Жыл бұрын
Game over
@Ae91scd
@Ae91scd Жыл бұрын
እቶም ዓገብ ዘይበሉን ዘስቀጡን ካብ ተሐታትነት ነጻ እዮም አይብልን ።
@ghirmaihaile7910
@ghirmaihaile7910 Жыл бұрын
Highly regarded that is all i have to say.
@lili-mn2tr
@lili-mn2tr Жыл бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@habtom3536
@habtom3536 Жыл бұрын
ሄኖስ ኣምጽዮ kef ኣልዎ
@medhine5361
@medhine5361 Жыл бұрын
Selam wosenay Tefetawi kemu k.haw Mehari
@ብሊና
@ብሊና Жыл бұрын
ህግደፍ ጽረ ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ዘሎ ሞትን ጥመትን ክቅጽል እዩ ።🙉🙉
@russomzemichael5950
@russomzemichael5950 Жыл бұрын
Honorable Brothers, would you please see my what i state below.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣብ ጎንጺ ናይ ሱዳን ብተዘዋዋሪ እንተዘይኮይኑ ፡ ከም ናይ ዓረባዊት ግብጺ ስጋብ ሕጂ ብቐጥታ ኢዱ ኣየእተወን። ግን ኵነታት እንተፍቂዱ በቶም ኣብ ከሰላን ፖርት ሱዳን ዘለዉ ደቂ ቤጃን ሃደንደዋን ምናልባት ውን ብዕሱባት ራሻይዳ ኢዱ ከእቱ ይኽእል እዩ። ኢሳያስ ኣንጻር ግብጺ ብቐጥታ ኣብ ሱዳን ኢዱ ክእቱ ዘለዎ ዓቕሚ ዉሱን እዩ። ምኽንያቱ ፡ ንግብጺ ሱዳን ቀንዲ ናይ ጽልዋ ዞባ sphere of influence and strategic depth እያ ፡ በዚ ዝኾነ ንማያት ፈለግ ኣባይ ዘተግብር ፖሊሲኣ ብዘይ ሱዳን ክፍጸም ኣይካኣልን እዩ። ንጉዳይ ሱዳን ፡ ዮሴፍ ፈላስፋ ኣብ ተፈታዊ ጽቡቕ ጌሩ ተንቲንዎ ኣሎ። ምስ ኣቶ ዮሴፍ ዘይሰማማዓሉ ጉዳይ ፡ ንሱ እዞም ክልተ ጀነራላት ማለት ኣል ቡርሃኒን ዳጋሎ ሕመቲን እንተተኣልዮም ምናልባት ኣብ ሱዳን ደሞክራሲ ክመጽእ ይኽእል እዩ ዝብል እምነት ዘለዎ ይመስለኒ። ብወገነይ ግና እዛ ንዓረባዊ መንነትን ንጥሩፍ እስላማዊ ፖለቲካ ሸሪዓን ኣብቲ እተዋሰነ ህዝብታት ናይ ዳርፉር ኮርዶፋን ኣቢየ ኑብያ በጃ ክትጽዕኖ እትፍትን ሱዳን ካብ ፖለቲካዊ እስላም ክትወጽእ ዘለዋ ተኽእሎ ኣዝዩ ታሕቲ እዩ። ኢሳያስ ዳርጋ ከም ጽሉል ዝረኣየሉ ኩነታት እኳ እንተሎ ፡ ኢሳያስ ኣንጻር ሓያላን መግስታት ፊትንፊት ዝገጥም ዓሻ ሰብ ኣይኮነን። ኣብዚ ግብጺ ዝኣተውትሉ ጎልጎል ፡ ኢስያስ ኣፈውርቂ ኣንጻር ግብጺ ከም ግዝዋ ናብ ሽምዓ ተሃንዲዱ ኣይኣቱን እዩ። ኣብ ካምቦ ተቓውሞ ብስምዒትን ቤላቤለውን ምሕሳብ ካብ ጥቕሙ ጉድኣቱ ይበዝሕ ፡ እዚ ድማ ንደምበ ፍትሒ ዋጋ የኽፍሎ ኣሎ። ኢሳያስ ብስምዒት ዘይኮነ ብረብሓን ስልጣንን ዝሰርሕ ራሽናል ሰብ ምዃኑ ምዝካር ኣድላዪ እዩ። ንኢሳያስ ጽቡቕ ጌሩ ዝገልጾ ብወገነይ ፈልስፋ ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወት እዩ። ....
@afewerkemha2894
@afewerkemha2894 Жыл бұрын
ጸላኢኡ ዘይፈልጥ ንቃልሲ ኣይምጥንን ኢዩ። እዚኸኣ ብሻዕቢያ ዝተዋደደ ናይ ፈላሊኻ ግዛእ ሜላ ኢዩ። ኩሉ ጸረ ሻዕቢያ እየ ዝብል ናይ ሓቂ ተቃላሳይ ኣይገብሮን።
@medhine5361
@medhine5361 Жыл бұрын
Kulu tiblo ezom luukat seitannimgteom bitaemi eyu xegimuna zelo ab gelé hagerat niabet. Suisse
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 Жыл бұрын
እዛ ኣብ ልዕሌኻ ብህግደፍ ዝወረደ ግፍዕታት ትብል ኣርእስትስ ገሪማትና። ኣብ ኤርትራ እወ ተውጺዐ ኢሉ ዘይተዛረበ እምበር ዘይተበደለ ኤርትራዊ እቲ በደል እውን መሊኡስ ፈሳሱ እኳ። ዋላ እቶም ልቦም ክሳብ ዝትኮስ ዝጭድሩሉን ዘገልግሉዎን እውን ካብ ማንም ንላዕሊ ዝተወጽዑ እዮም። ህዚቢ ኤርትራ ኣብ ዘይንቡር ዝነብር ዘሎ ህዝቢ።
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 Жыл бұрын
Sorry, I am done listening to this guy. Too long he doesn't have much substantial evidence or nothing you can pinpoint. It's just a general idea, so thank you but I'm done listening.
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Жыл бұрын
good for you; i wish i know what you would like to hear......
@robelmehretab9442
@robelmehretab9442 Жыл бұрын
Seltene neska tezareb neska ika hemam resi hegdef brother
@robelmehretab9442
@robelmehretab9442 Жыл бұрын
Serah sebhi wegifka zereba tekawemti degefti kulukum selulat ikum...,.
GERE EMUN PART 200 | ገሬ እሙን ክፋል 200
30:15
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 94 М.
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 35 МЛН
1 сквиш тебе или 2 другому? 😌 #шортс #виола
00:36
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
火影忍者一家
Рет қаралды 129 МЛН
Who’s the Real Dad Doll Squid? Can You Guess in 60 Seconds? | Roblox 3D
00:34
ዛዕባ ሎሚ   ህሉው ኩነታት ሱዳንን መጻኢ ኣንፈቱን
1:19:05
Sustainable agriculture for a healthy Baltic Sea (Event on 11 Oct 2024)
2:06:20
HELCOM - The Helsinki Commission
Рет қаралды 3,3 М.
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 35 МЛН