KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
👂መዝሙር ዳዊት ብድምጺ 41-50 psalm audio 41-50 Eritrean orthodox tewahdo church 2022
30:01
French A1 Complete Course: Master French Basics for Beginners | Learn French Fast!
4:47:15
ЛУЧШИЙ ФОКУС + секрет! #shorts
00:12
СОБАКА ВЕРНУЛА ТАБАЛАПКИ😱#shorts
00:25
Motorbike Smashes Into Porsche! 😱
00:15
Я в детстве с маминым дорогим шампунем:🧼
00:17
👂መዝሙር ዳዊት ብድምጺ 1-30 Psalms 1-30 Eritrean orthodox tewahdo church Mdre Canaan
Рет қаралды 428,411
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 144 М.
Mdre Canaan ምድረ ከንኣን
Күн бұрын
Пікірлер: 673
@mrseragan
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብልብና የሕድሮ ጸሎትኩም
@alganeshmehari3461
3 ай бұрын
❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡር ኣቦናን ሓዉናን መ ምህርናን ተመስገን
@SaronTekie-ph6ry
3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሔር ወትሩ ጊዜ ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ይኹን ።
@saragualhamel9539
Жыл бұрын
Kale.hiwet yesmaalna Amenn Amenn 🙏 Amenn Amenn 🙏 Amenn Amenn 🙏
@shadkonjo787
2 жыл бұрын
አሜን.አሜን.አሜን.ቃል.ሂይወት.የሰመዐልና.ንኡኡ.ዲፊልጢ.አዒንትን.ልቦናን.ያሃበና.አምላከ.
@BenjaminSibhatu-tu3mi
Жыл бұрын
Kale hiwet yesmialna Egziabiher tsegiou yebzhalkum bhaki dess zebl tselot sbket ⛪🙏🇪🇷♥️
@constitution4688
6 ай бұрын
ፈጣሪ ምሕረትካ ሃበና ፣ ኣብ ስድራቤተይን ሃገረይ ኤሪትራን ጎረቤትና ኢትዮፒያን ሰላም ኣውርደልና ፣ ሞቶ ዉፁዓት ህዝብና ይኣክል በለልና ።
@abrahamghebru8562
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ጸጉኡ የብዝሓልካ ናይ ዘመን ዕድመኩም ይባርከልኩም ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና ትእዛዛቱ ክንሕሉ ይቅረ ይበለልና እቲ ፈቃር ኣምላክና ከይ ተመስገነት ዘይ ትሕለፍ መመክሕትና ቅድስተ ቅድሳን ኣዴና ድንግል ማርያም ጾሎታን በረከታን ኣማልድነታን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏👏👏👏🤲🤲🤲⛪⛪⛪💒💒💒🍀🍀🍀🌿🌿🌿🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@RhjfhvSgdhig
9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@RhjfhvSgdhig
9 ай бұрын
ብርክትኪ ፅሎትኪ ኣይፍለየና
@TemesghenAndebrhan-v3f
7 ай бұрын
ድጥ .
@tseboqnedieu3690
7 ай бұрын
Amen nay bhaqi qal hiwet yesmalina bifrhat amlak kinguaz amlak yhagizena
@rhstibrhane7025
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዕልና እግዚኣብሄር ኣምላክና ከኣ ንጾሎት ዝነቅሕ ልቢ ይሃበና
@RhjfhvSgdhig
9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@hshelutemelso
6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ካል ህወት ይስምዓልና ዓይኒ ልቦና ይክፈተልና ኽቡሪ ሓወይ
@RhjfhvSgdhig
10 ай бұрын
ኦ ጌተይ መዲህን ኣለም ኦቦይ ሓደረካ ምሳና ኩን ኦ ኣምላከ ማሓረና ኦኣምለ ኣደሕነና ኦ ኣምላከ ሓለዊና ኦ ኣምላከ ፆሎትዮ ስሚዓኒ ኦ ኣምለካ ካብ ክፍእ ኣደሕነና ኦ ኣምለከ ማሓረኒይ ኦ ቅደስት ማርያም ሓሊዊና ኦ ቅደስት ማርያም ማሓረኒ ኦ ቅደስት ማርያም ሓለዊና ኦ ኣምለከ ካብ ክፍእ ኣደሕነና ኦ ቅደስት ማርያም ምሳና ኩን ኦ ኣምላከ ካብ ሕማቅ ኣደሕነና ኦ ኣምለከ ማሓረኒይ ኦ ኣምለከ ካብ ክፍ ነገረ ማሐርኒና ፆሎ ስመዕኒይ
@DwefDswd
6 ай бұрын
ኣሜን ጸግኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ኣምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና😢❤
@aminetesfamariam7940
Жыл бұрын
Kal hewet yesmalna Amlak ykber ymesgen Amen Amen Amen
@YordaGerye-mt2js
6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️
@ናይመጀመርያጥበብፍርሃትእ
2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሓልኩም ናይ ቁድስ ዳዊት ፀሎት ኣይፈለየና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርክ✝️🤲🤲🤲🤲
@zegdagmawi275
2 жыл бұрын
ክርስትና ተወሃዶ ሃይማኖተይ መንነተይ ስርዓተይ ስለዝኾነ እኾርዓሉ እየ። እዛ ተወሃዶ ኦርቶዶክስ እምነትና ጥራይ ዘይኮነት ፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወትና ትጓስየና ናብራናን ማሕበራዊ ንጥፈታትና እትመርሓና ሰናይ ስነምግባር እትምህረና ውን እያ። ካብዚ ንላዕሊ እዛ እምነትና ታሪኽ ፣ ባህሊ ፣ ቋንቋ ፣ ልምዲ ፣ ስርዓት ፣ ዜማ ፣ ሙዚቃ ፣ ቅብኣን ስእልን እንዕቅበላን እንመሃረላን ደብርናን ቤት ትምህርትናን ውን እያ። ንኣይ ዝገርመኒ ግን እዚ ኮይኑ እናተፈልጠ ፡ እሞ ኸኣ ኣምላኽ ዝሃበና ግሩም ምስሊ ጌጽ መሸከልን ቅርጺ እናሃለውና ፡ ኣብ ፈቐዶ ቤትናን ኣብያተ መቕደስናን ናይ ባዕዳውያን ፈረንጂ ምስልታትን ኣሳእልን ናይ የሱስ ፣ ድንግል ማርያም ፣ መላእኽቲ ያኢ ተባሂሎም ፈቐድኡ ተጠቂዖም እንርኢ። እዚ ከምዚ ዓይነት ድኹም ልምዲ ነቶም ምእመናን ህጻናትን ዝሰዶ መልእኽቲ እንታይ ይመስለኩም : - "ኣምላኽ ፣ የሱስ ፣ ድንግል ማርያም ቅዱሳት መላእኽቲ ንኣኹም ኣይመስሉን ፤ ነዚ ዝበቅዕ ምስሊ የብልኩምን ፤ ጽባቐን ሰናይን የብልኩምን" ፡ እዩ ዘመለክት እሞ ፡ እዛ ቅድስቲ ቤተክርስትያን መኣረምታ ክትገብረሉ ብትሕትና እሓትት። በረኸትኩም የብዝሓዮ። mmm
@ናይመጀመርያጥበብፍርሃትእ
Жыл бұрын
@@zegdagmawi275 ናብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና✝️
@brigebrehiwet4102
Жыл бұрын
@@zegdagmawi275 piinp
@zainazaina2750
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክውር ኣቦታትና ዓይና ልቦና ይክፈተልና ኣምላክ ክውር ሓውና ፀግኡ የብዘሐልካ ኣብ ፆለትኩም ሕወስኒ ሓፍትኩም ወለተብርሃንእልኩም
@EradaErada-j7e
7 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመአልና ባመንገድካ ኦ ኣምላከይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏
@RhjfhvSgdhig
10 ай бұрын
ዕለለልልልልል ስለ ኩሎ ነገረካ ናጋ የኩን ለሚየ የኩን ካመስገንካ ኢካ እየ
@genetalem8059
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለሂወት የስመዓልና ቡሩክ ተባረክ ቀጽሎ ኢካ
@wediredae4950
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብትእዛዙ ክንከይዲ ጸጉኡ የብዛሕልና ቃል ሂወት የስማዕልና
@letigebrekristos3282
Жыл бұрын
ዎ ኣምላኽና ከም ምሕረትካ እምበር ከም ሓጢኣትናስ ኣይኹን።
@RhjfhvSgdhig
9 ай бұрын
ብዓየኒ ምሕረትካ ይኩን ኣምላከ ኣቦይ ተመሰገነካ
@abrahamgebremariam2290
Жыл бұрын
እግዝአብሄር ይመስገን ብጣዕሚ ጡዑም መዝሙር ዳዊት የቄኔልና
@RhjfhvSgdhig
9 ай бұрын
ኦ መዲህን ኣለም ማሓሪና በዓየናካ ምሕረተካ ጥማተና
@XoXo-us7do
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ቃለ በረክት ይሰመዒሊና ኩቡሩ ኣቦና
@ወዲዘርአ
Жыл бұрын
ቃልሂወት የስማዓና ልዑል ፈጥሪ ኣመን
@GodisLoveGodisKing
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርን ምስገናን ንመድሓኒና ጌታና እዮሱስ-ክርስቶስ ይኩን። ኣሜን(3) ቃለ-ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ተመስገን።
@samerhsamerh9977
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት ይስመዐልና ብመንገድኻ ምርሐኒ ጎይታየ🙏🙏🙏❤😭
@jggehgd6433
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰምዐና ደጉኡ የብዘሐና🎉❤❤❤❤
@fusfv877
Жыл бұрын
ብሓቂ ልልልልልልልልልልልል እግዚኣብሔር ይመስገን ጸግዕናን ዋልታናን እዩ ኣሜን ⛪️💒💒🤲🤲🤲👏👏👏🌹🌹🌹 💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛 ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
@selemuntnsae1484
Жыл бұрын
ኣሜን (3) ካል ሂወት የስምኣልና
@brktibeki1741
2 жыл бұрын
ናይ ዕለቱ ከምዚ ጌርካ ስደደልና ዝሓወይ ኣምላክ ጻማኻ ይኽፈልካ፡ ጸግኡ የብዝሓልካ። 2 Timothy 2 (ትግ) - 2ይ ጢሞቴዎስ 19: እቲ ጽኑዕ መሰረት ኣምላኽ ግና ቈይሙ አሎ፡ እዚ ማሕተም እዚውን ኣለዎ፡ እግዚኣብሄር ነቶም ናቱ ዘበሉ ይፈልጦም እዩ፡ ስም እግዚኣብሄር ዚሰሚ ዘበለ ዅሉ ኸኣ ካብ ዓመጻ ይርሐቕ።
@almazhabtealmazhabt5003
Жыл бұрын
ሃሌ ሉያ ናይ ሂወት ቃል የስመዓልና ኣሜን
@AllApp-c2b
Жыл бұрын
ኣሜን(፴ ) ቃለ ህይወት ያስመዐልና ለእለ እግዚአብሔር ልቦናና ይክፊተልና❤❤😢 ክዉር ዲያቆን ተባረኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመናት ይባረኽ❤❤
@SamsungAs-pn1tx
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይውት የሰመዕልና ና ይ ቁዱሳና አባቶች በርክታቸው ይዲርብን አሜን አሜን አሜን አምላክ ሆዬ ኪምዱኑን ያርገን አሜን አሜን አሜን
@aesdgerziher9605
Жыл бұрын
ቃል ሂወት ይስመዐና 🙏 🙏 🙏
@hiwetnegash4133
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓዉና
@elsamehari742
2 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሰ ኩልና ይኩን ክቡረይ ብሓቂ ቃል ሰናይ ይሰመዐልና ናይ ምግቢ ሂወተይ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ ኣዕዚዙ ኣዕዚዙ ይባርክካ ቻነል እዚኣ ሂወት ያ ተመሰገን ኣምላኸይ ሰለቲ ቁድስ ቃልካ ብጥበቡ ይንብርካ ብመንግስቱ ይዘክርካ ቃል ሰናይ ይሰመዐልና 🙏🙏🙏
@natululi126
Жыл бұрын
ብምሕረትካ ጠምተኒ ጎይታይ።ቃል ሂወት የስምዓልና ፡ክብሪ ንጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንዘልኣለም ይኹን።ኣሜን፡❤ኣሜን፡ኣሜን።
@RhjfhvSgdhig
10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይሰመዕልና ብምሕረቱ ይጣምተና
@bisratgebreamlak4651
2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስምዓልና ዝሓወይ። ኣምላኽ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኽ። ብጠዓሚ ጽቡቅ ተበግሶ'ዩ። ቀጽሎ። ጸሎት እመብርሃን ምሳኻ ይኹን።
@yorranos1238
Жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet🙏🙏 yesmalna 🙏
@RhjfhvSgdhig
9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ ኣምላከ ምሳና ኩን
@RhjfhvSgdhig
9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወይት ይሰመዕልና
@BekiWeldu-xh2by
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ኩቡር ሓዉና🙏
@meslal7827
2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስምዓና ተባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሩክ ወደይ ንህዝብካ አብ ስደት ስደት ዓለም ዘለና መሓረናን መዓደና ዝወድይ አሜን ወአሜን
@shewitsium5514
2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓና ብሩኻት የሕዋትና ብልኒ ነመስግነካ ።
@sofiaibraheem1350
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ሰለ ኩሉ ነገሪ ፈጣሪ ኣምላክ ይመስገን ይመስገን የመስገን ቃልህይወት የስመዐልና ክብር ሓዌይ💐💐💐💖✝️✝️✝️🌺🌹🌺🌹🌺
@tsegesbhatu5149
Жыл бұрын
ቃለ ሕይወት ያሰማልን ፀጋዉን ያብዛልህ እግዝያብሄር
@latinasandiago2682
Жыл бұрын
ኣሜን ቃል ህወት yesmelna🙏🙏🙏
@ማርያመየማርያመየ
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት ይሰመዕልና እግዛቤሔር ኣምላከይ 🙏
@RhjfhvSgdhig
10 ай бұрын
ኣሜንኣሜን ኣሜን
@danielniguse5321
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሐልኩም ። 🙏 🙏 🙏 ✝️ ⛪️ ✝️ ❤️🌹
@fusfv877
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓወይ ኣሜን 💒⛪️💒🤲🤲🤲👏👏👏🌹🌹🌹 💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛 ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
@teklitkflay2765
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ አጎልጉሎት ዘበንካ ይባረኽ
@hreithret9989
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና
@senyetsenyet7838
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና
@kirisayerga3318
Жыл бұрын
ቃል ሄወት ይሰምዓና
@garmy2497
Жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና አምላኬ🤲❤
@djjlskdkdk8759
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዛሕልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሐልወልና ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ የዓደልኪ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓዉና 🙏🙏❤❤
@timnitfshaye4859
Жыл бұрын
Qal Hiwet Yesmalna Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
@እግዚአብሔርጓሳየይእ-ጘ2ጸ
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሜን ፫🎚🕯📚
@hanayemaryam12
6 ай бұрын
አሜን ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስምዓልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዝሓልካ
@KDSanተመስገንመድሓኒዓለም
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሕ ✝️
@yordanosmengstabe7909
Жыл бұрын
🙏🙏🙏 qalihiwet yesimialina kubur hawina
@ሂዊጋልአሕፎሮም
2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን ምሕረትን ሰላምን ናይ ሉዑል እግዚአብሄረ ምስ ኩሉና ይኩን
@abelgidey9949
Жыл бұрын
Amen amen amen 🙏 kale hiwet yesmalna fetari admen tana yhabka xegu ubzhlka zhawey
@feee4953
2 жыл бұрын
✝️አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ቀፅለሉ👏👏👏✝️
@thhfgfgyyy4896
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@desbelekiflom5786
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰማዕልና ክምቲ ንእሱ ዝብሎ ይክንልና
@DgShh-l3d
6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ🙏
@sabateklezgi7780
Жыл бұрын
Kalehewet yexmalnana Egzabher wetru mesana yekun Amen
@yxygx7338
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን አ ሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@yordiaregawi2419
2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና 🙏🙏🙏
@kokobweldeab6616
Жыл бұрын
Qalehiwet yesmala🙏🙏🙏🙏
@RhjfhvSgdhig
10 ай бұрын
ኦ ኣምላካይ ኣደሕኒነይ ስላም ተንሃብ ነስካ ኢካ እም ምሳ ኩን
@shadkonjo787
2 жыл бұрын
ቃል.ሂወት.የሰማዓልና.አሜን.አሜን.አሜን
@ኦኣምልኬሆይ
2 жыл бұрын
ቃለ እ ሄር ኣስመዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@eliltamesfin4265
2 жыл бұрын
Kale hiwet yesmialna egziabher tsegu yebzhalka.
@akberetteklehaimanot6859
Жыл бұрын
Kal hiwet yesmana 🙏🙏🙏
@saratsegay6095
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen Kala hiwet yesmalna 🙏⛪❤️🙏⛪❤️🙏⛪❤️🙏⛪❤️
@salamsaleem9814
2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሕልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓወይ
@እግዚብሔርእሪኛየነዉ
5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዕልና ⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏👏👏
@galere1670
2 жыл бұрын
አሜንንንን ቃለ ሂወት የስማዓልና🙏🙏🙏
@عليزيد-ي1س
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmeiena kburhawna ❤❤❤
@RhjfhvSgdhig
10 ай бұрын
ኦ ኣምላከ ናብ ስለም ምርሕንይ ኣ ኣምለካ ካብ ክፍእ ኣደሕናን ኢካ
@Eritranasmerashkor
Жыл бұрын
Kal hiwet yesmalna 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@ruthmisgun8792
Жыл бұрын
Kale hewit yesmelna🙏🙏🙏
@rishant9980
Жыл бұрын
አሜን ቃል ሂወት የስማዐና 🙏🏾
@fusfv877
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜን ኩቡር ሓወይ ብሓቂ ኣማን ብኣማን
@zufantesfai9270
2 жыл бұрын
Qalehiwet. Yesmalna. Agzabiher. Xegau. Ynzahrkz. 🙏🙏🙏
@كيدنعلي
2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓወይ
@rahwaabraha760
Жыл бұрын
qale hiwet yemalna Amen(3)ednen tnan yhabkum brukat Ahwat...
@edenmussie4948
Жыл бұрын
Kal hiwet yesmalna Amin Amin Amin 🙏🙏🙏
@almazhabtealmazhabt5003
2 жыл бұрын
Amen 🙏 nay hiwet kal yesmeana
@Filipos610
2 жыл бұрын
አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና። ጸጋኡ የብዝሓልካ እግዚአብሔር አምለኽ። ብሓቂ እዚ መዝሙር ዳዊት ውን ከምቲ ዝሓለፈ ጸሎት ሰይፈ ስላሴ፡ ሰኔ ጎልጎታ፡ኣንቀጸ ብርሃን...ንኽትሰምዖ ደስ ዝብል ህዱእ ብበገና ዝተሰነየ መንፈስካ ዘሕድስ ጌርካ ኣቅሪብካልና'ሞ ብድጋሜ ጸጋኡ የብዝሓልካ ዲያቆን ሓውና። መጽሓፈ ኣርጋኖን ውን ከምዚ ጌርካ ተተቅርበልና ክንደይ ሰናይ ኔሩ።ወላዲት አምለኽ ትደግፍካ ኣብ ኩሉ ስራሕካ።
@leulkesete2151
Жыл бұрын
🙏🙏🙏💚💛❤
@RhjfhvSgdhig
9 ай бұрын
ኦ ኣምላከ ምሕርተካ ኣወረደልና ዓየኒ መሕረተካ ኣወርደልና
@سمرااا-خ1ل
2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ዓይነ ልብና ይክፈተልና ዝሰማዓናዮ አብ ልብና ይሕድራ
@RhjfhvSgdhig
9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቀል ህወይት ይሰመዕልና
@ትግራይዓደይዓይነይ
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ኦ ኣምላክ ርሁሩህ ኣቦ ኢካሞ ሓጥያትና ከይተፀባፀብካ ሰላም ኣዉርደልና
@RhjfhvSgdhig
9 ай бұрын
ኦ ኣምላከ ኦቦይ ማሓረና
@sudansadik2715
2 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmeilna kubrat abona 🙏🙏🙏
@TerhasBerhe15
2 жыл бұрын
Amen amen amen Kal Hiwet yesmana yekinlina haweina
@genettewelde7944
2 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏 🙏 🙏 qale hiwet yesmealna deacon hawey tsegu yebzhalka egzieabhier amlak nana ndukumat yehwatka ab tselotka zekrena tsomuna bselam afetsimu bselam nab brhane tnsaea yebtshana
@azimerakahasi7286
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ ኣምላኬ ሆይ ይቅር በለን 😭🙏🙏
@feventsegay2036
7 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልኹም.
@mosay2040
2 жыл бұрын
Qal hiwet yesmealna tsegu ybzhalka bruk hawey
@samera7043
2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና
@lichikiflom4740
Жыл бұрын
Qale hiwet yesmealna kubur Abona
@mikalhayelom3562
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ ይብዝሓልኩም የሕዋት 🙏🙏🙏
30:01
👂መዝሙር ዳዊት ብድምጺ 41-50 psalm audio 41-50 Eritrean orthodox tewahdo church 2022
Mdre Canaan ምድረ ከንኣን
Рет қаралды 22 М.
4:47:15
French A1 Complete Course: Master French Basics for Beginners | Learn French Fast!
Learn French with Gyan
Рет қаралды 3,8 М.
00:12
ЛУЧШИЙ ФОКУС + секрет! #shorts
Роман Magic
Рет қаралды 24 МЛН
00:25
СОБАКА ВЕРНУЛА ТАБАЛАПКИ😱#shorts
INNA SERG
Рет қаралды 2,3 МЛН
00:15
Motorbike Smashes Into Porsche! 😱
Caters Clips
Рет қаралды 22 МЛН
00:17
Я в детстве с маминым дорогим шампунем:🧼
DO$HIK
Рет қаралды 9 МЛН
46:18
መዝሙረ ዳዊት Mezmure Dawit - ረቡዕ (መዝ 61-80)
ዜማ ተዋህዶ Zema Tewahdo
Рет қаралды 112 М.
56:34
መዝሙረ ዳዊት የሐሙስ - Mezmure Dawit Thursday
masresham
Рет қаралды 843 М.
48:05
ብተደጋጋሚ ኃጢኣት እንዳወደቕኩ ተስፋ ቆሪጸ ንክትንሥእ እንታይ ክገብር? ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 276 М.
33:11
ንግሆ ንግሆ ዝስምዑ እኩባት መዝሙራት New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur
Medlote Amin መድሎተ ኣሚን
Рет қаралды 942 М.
15:17
ሕቶ እቲ መነኮስ' መንፈሳዊ ትረኻ' ERITREAN MENFESAWI TREKA TIGRINA HTO ETI MENOKOS 'ብወልደ ሩፋኤል'
HIYAB FETARI Tube ህያብ ፈጣሪ ቲዩብ
Рет қаралды 3,9 М.
32:19
የትእግስተኛ ሰዉ በረከቶች / ድንቅ ትምህርት ርእሰ ሊቃውንት የኔታ አባ ገብረኪዳን ግርማ / Aba Gebrekidan Girma @ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ
Рет қаралды 229 М.
20:05
👂መዝሙር ዳዊት ብድምጺ 51-60 Psalms 51-60 Eritrean orthodox tewahdo church Mdre Canaan
Mdre Canaan ምድረ ከንኣን
Рет қаралды 64 М.
1:22:34
መዝሙረ ዳዊት ምዕራፍ 1-50 Amharic Audio Bible - mezmure dawit 1-50 Full bible part 1
ethio dawit tube
Рет қаралды 1,3 МЛН
36:02
7ተ ሰዓታት ጸሎት ኣብ መዓልቲ! ናይ ንግሆ ጸሎት New Eritrean tigrigina morning prayer ፡ ነሕዋትኩም ውን ስደዱሎም ብጸሎት ክባረኹ።
ቁስቋም Qusquam
Рет қаралды 542 М.
42:28
ስብከት ብቋንቋ ትግርኛ "ጸሎት" ፖፕ ሽኖዳ 3ይ sermon pope shinouda in tigrinya pray
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 509 М.
00:12
ЛУЧШИЙ ФОКУС + секрет! #shorts
Роман Magic
Рет қаралды 24 МЛН