መዝሙር ንቢንያም ግርማይ 666 ኤፍሬም tewahdo zebeaman ብመጋቤ ምሥጢር አማኑኤል መ/አብ

  Рет қаралды 14,008

Tewahdo zebeaman

Tewahdo zebeaman

Күн бұрын

መዝሙር ንቢንያም ግርማይ ይግባእ ዶ 666 ንዝብልዎን መልሲ ንደቂ ቤተክርስቲያን ነበራትዓዮም ተሃድሶ መናፍቃን ከይ ነጥቅዎም ብመጋቤ ምሥጢር አማኑኤል መንግሥተአብ ብ 00251945522370 ክንረኽቦ ንኽእል ኢና። tewahdo zebeaman #tewahdo #ተዋህዶ #ethiopia #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam #monastry #motivational #ማርያም #መስቀል #መዝሙርተዋህዶ #መዝሙር #መዝሙረ_ማኅሌት #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam

Пікірлер: 120
@Samuel-3838
@Samuel-3838 Ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህር መጋቢ ምስጢር ዘኣማኒኤል፡ ዓገብ ምብሃሃል ጽቡቅ መገዲ እዩ፡ ናዓና ካኣ ይቅርታ ዝሓትት ልቡና ይሃበና ልኡል እግዚኣቢሔር።
@ezazmelake8565
@ezazmelake8565 Ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና መምህር ጽቡቅ ኣገላልጻ ንሱ እዩ፡እቲ ሓቂ፡ እግዚኣብሔር ኣብ እምነትና የጽንዓና፡ስለቲ ኩሉ ግዜ እኹል መግለጺ እትህቡና የቅንየልና፡ኣምላክ ብዕድመ ጸጋ ይሓልወልና።
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 Ай бұрын
❤ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ነዚ ዘመን ክንፈልጦ ዓይኒ ልቦና ይክፈቶ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርክ መምህር መጋቤ ምስጢር ❤
@FthewiHadush
@FthewiHadush Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዝበንኩም ይባርከልና ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@IkAm...........
@IkAm........... Ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና መጋቤ ምስጢር ዘኣማኑኤል እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኹም ይባርኸልኩም ንዝተጋገዩ ከምዚ ጌርኩም ብኦርተዶክስ ተዋህዶ ቀስ ጌርኩም ኣረዲኡኹም ክትመልስዎም ናብ ልቦም ክምለሱ መጽሓፍትና እንታይ ይብሉ ክምዚ ጌርኩም ከተረድእዎም ኣምላኽ ይሓግዝኩም ድኻም ቅዱሳን ይግበረልኩም
@user-yw5is4if9k
@user-yw5is4if9k Ай бұрын
ቃለ ሕይወት ያስምዓልና ምመህር እግዚአብሔር ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ
@daniture3262
@daniture3262 Ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ኣቦና ክብርን ምስጋናን ንሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ክብር ኣቦይ መድህን ዓለም ይኹን❤️❤️❤️🙏🙏🙏🤲🤲🤲⛪️
@solnayatube-tx8xn
@solnayatube-tx8xn Ай бұрын
ኦርቶዶክስተዋህዶ ቀጥተኛነች እያወቅን ምናጠፋው ያሳዝናልበእውነት
@ferweinig740
@ferweinig740 Ай бұрын
Abona. Amaniel edmen. Tienan. Yhabukum. Himak. Ewan. Mhiret. Yewrdelna. 🙏💒🙏🙏🙏
@yirgaberhe8516
@yirgaberhe8516 Ай бұрын
Kalehiwet yesmana abona 🙏
@yohanesnegus-tm1qd
@yohanesnegus-tm1qd Ай бұрын
ያሳዝናል በእውነት ጎበዝ ነው ቢኒያም ስላሸነፈ ግን ለሱ ቢዘፈን ቢደነስ ቢጨርፈ ቢሰከር ይቻላል ግን መዝሙር ለሰው አይዘመርም።😢
@eritrea2748
@eritrea2748 Ай бұрын
Nay men kemnsem zeynfelt zelena amen Amen mbeal tray nxela tekedinom seb yegagyo
@user-vl6qq6ye6g
@user-vl6qq6ye6g Ай бұрын
በጃኩም ኣቦታትና ንክብርና ኣንንበር ንቃለወንገል ንንበር😢😢😢
@kokobeabrham4735
@kokobeabrham4735 Ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስምዓልና መምህር ብፍላጥ ዲዩ ወላስ ብዘይፍላጥ ብዙሕ ክበሃል ንሰምዖ ኣለና እግዚአቢሔር ናብ ቅኑዕ ይምለሶም እቶም መምህራንን ቅዱሳት መጻሕፍትን ዝጻረፉን ዘናዕቁን ምሁራት ኢና በሃልቲ ሽሕ እኳ ከሕርቅ እንተ ተኻእለ ከሕዝነኩም ኣይግባእን ምኽንያቱ ምስዚኦም ምጉያይ ድኻም እምበር ረብሓ ኣይርከቦን ኢዩ።
@ErmiasBerhe-bp4iu
@ErmiasBerhe-bp4iu Ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ኣቦና ክብርን ምስጋናን ንሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ክብር ኣቦይ መድህን ዓለም ይኹን🙏🙏🙏
@eritrea2748
@eritrea2748 Ай бұрын
Kale hiwet yesmeana nay agelagelot zebenkum ybarek Beal eziom do entay zeyxelmo
@user-tt6jh6sx8t
@user-tt6jh6sx8t Ай бұрын
ብመዝሙር ክዉደስ ዝግበኦ ብጀካ ሓደ አምላክ አብዛ ምድሪ ካልእ የልቦን::
@g776yy3
@g776yy3 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማዓልና ቁዱስ ኣምላኽና ይመስገን ጸጉኡ የብዛሓልኩም ኩቡር መምህር መረገይታ ኣምኒኤል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሉኡል ፈጣሪ ቀጽልዎ ካብ ባዓል እዚኣቶም ናይ ዘመና ተኻሉ ኣብ ትሕቲ ቁዱስ ኣምላኽና ኣድሕኑና
@rahelfesaha942
@rahelfesaha942 Ай бұрын
Amen Amen Amen
@rahelzerazion7617
@rahelzerazion7617 Ай бұрын
Amen qal hiwet yesmealna memherna amlak edmen yehabkum🙏🙏🙏
@mebrhitamanuel3090
@mebrhitamanuel3090 Ай бұрын
ቃለ ህወት የስማዓና መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መምህረይ
@robielabsadi
@robielabsadi Ай бұрын
ኢትንአዶ ለሰብ እንበለ ትርኣይ ተፍጻሜቶ መምህር ወመገስጽ ዘኢያደሉ ለገጽ ፡ ናይ ብሓቂ ክቡር መጋቤ ሓዲስ ዘኣማኑኤል ቃለ ሂወት የስመዓልና፡
@user-px3mg5vy2w
@user-px3mg5vy2w Ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና መምህረይ፡ዘበን ኣገልግለትኩም ይባሪክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይ ዓድልኩም እግዚኣቢሄር
@ogubazeration2469
@ogubazeration2469 Ай бұрын
Qalehiwot yesmaalna kubur abona nayegelgulot edmekum yenwhayo ❤
@user-is2gl3ii8l
@user-is2gl3ii8l Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ኅይወት የስምዓልና መጋቤ ምስጢራት
@user-vl6qq6ye6g
@user-vl6qq6ye6g Ай бұрын
ቃልኣምላክ ፅቡቅ እዩ ግን ናይዝሓለፋ ናምፃእካ ምንጋር ንህዝቢ ምንዋፅ ጥራሕዩ ኣቦታትና ካባትኩም ካሊእ ካሊእ ንፅበ ተተካኢሉ መዉሽጢ ተዛሪብካ ምፍታሕ ተዘየለ ተስፋ ኣይተቁርፅና😢😢😢😢
@user-ku5gi1gy2w
@user-ku5gi1gy2w Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ❤️ ብምቕጻል ኣብዚ ግዜ እዚ ሃይማኖትና ኣብ ኣሰካፊ መንገዲ ይኽይድ ኣሎ. ኣቦታትና ደጋፋይን ተቓዋማይን ተባሂልኩም ክልተ ቤተክርስትያን ሒዝኩም ትኸዱ ኣለኩም እዚ ቅኑዕ ድዩ. እቶም ካልእ ሃይማኖት ዘምልኹ ዜጋታት ኤርትራ. ደጋፋይ ይኹኑ ተቓወምቲ ብሓደ ኣብ ቤት እምነቶም ህዝቦም የገልግሉ ኣለዉ. እሞ ንስኹም ከድኣ እንታይ ትኾኑ ኣለኩም ናበይ እዩ ጉዕዞና በጃኹም ንባዕልኩም ትዓሪቅኩም ህዝብኹም ዕረቑ. ህዝብና ዓቕሽሽቲ ክጸርፍ ይውዕል ኣሎ እዚ ይግባእ ድዩ. እንታይ ኮይኖም ይጸርፉና ኣለዉ ኢልኩም ኣይትሓስቡ እንዲኹም?
@robielgebrehiwet8712
@robielgebrehiwet8712 Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና መጋቤ ምስጢር መም ዘኣማኑኤል
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 Ай бұрын
Kalehiwet. Yesmalna Amen.amen Amen..
@frewoinykahasaye3582
@frewoinykahasaye3582 Ай бұрын
ቀለ ሂወት የስማዓልና መምህ መዝሙር ዳዊት ብትግሪኛ አበይ ይረክቦ ብግእዝን ብአማርኞ አሎ ብትግሪኞ አበይ ይርከብ
@robielabsadi
@robielabsadi Ай бұрын
ኣበይ ቦታ ዲኪ ዘለኪ
@frewoinykahasaye3582
@frewoinykahasaye3582 Ай бұрын
አብ ኒውዝላንዲን እየ ዘለኩ NEW Zealand
@frewoinykahasaye3582
@frewoinykahasaye3582 Ай бұрын
ከመይ ገይረ ክረክቦ ይክእል
@robielabsadi
@robielabsadi Ай бұрын
@@frewoinykahasaye3582 ኣብ ካምፓላ እንዳ ቅዱስ ገብርኤል ኣሎ ኣብ ካምፓላ ሰብ ተሊኪ ስደዱለይ በልዮ። ኣብ ኣዲስ ውን ኣብ ዝተፋላለየ ቦታ ኣሎ።
@Zemi-ei2xl
@Zemi-ei2xl Ай бұрын
ቃለህይወት የስመዓልና መምህር መጋቤ ምስጢር 🙏🙏🙏
@user-ej1fq8dr1u
@user-ej1fq8dr1u Ай бұрын
Amen amen amen qale hiwet
@user-yh1bp5io7w
@user-yh1bp5io7w Ай бұрын
ሓቂቃልሂወትየሰመዐልናምህርናእግዚአብሔርኣምላክ🙏🙏🙏
@HadasHadgu-t7p
@HadasHadgu-t7p Ай бұрын
ቃል ህወት የስማዓልና ❤❤❤❤
@g776yy3
@g776yy3 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️❤️✝️❤️✝️❤️✝️❤️✝️🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@Bitu9637
@Bitu9637 Ай бұрын
ኣይይ ምቕዋም እሞ ስርሕኩም እንድዩ ጥዕይ ስርሑ ሁከት
@user-uo1kr5vt6k
@user-uo1kr5vt6k Ай бұрын
ታይ ተቃዊሙ
@GrmayAraya-u5c
@GrmayAraya-u5c Ай бұрын
ቃለህወት የስመዓልና መምህርና
@habeshaentertainment2740
@habeshaentertainment2740 Ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና🙏
@bsrattesfaldete5478
@bsrattesfaldete5478 Ай бұрын
Nay efrem sì dehan lemidnayo nerna anfetu zsehate u ezi sltan zbehal ka hasad ghexu trhak ab zeyakmu atu nseb yetfe alo xnat xbuk nay ertra alewo ab kulu xbuka Mrgheta zeamanuel kale hiwet yesmealna
@MikeleAndat-zx2se
@MikeleAndat-zx2se Ай бұрын
❤❤❤❤❤kale hiwet yesmhalna
@abchigrmai8202
@abchigrmai8202 Ай бұрын
Qalhiwet ysmalna. Memhrna ❤❤❤
@robeltekle1596
@robeltekle1596 Ай бұрын
Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna
@LidiaGrmay
@LidiaGrmay Ай бұрын
Kemaka amselu aykonun etom abotatna beti kab abotatom zwereswo haqina emet nnebsom koynom mmharan zebque eyom getimemo hfer qurub hasawi
@rahelgoytom7926
@rahelgoytom7926 Ай бұрын
eska ber hefer poltikan emnetn tehawawes hemak seb
@LidiaGrmay
@LidiaGrmay Ай бұрын
@@rahelgoytom7926 msh alanska zhfru abotat zey hazkus khafr zhfr thzto ka aykonen asteblelu amaetibka glexeley nabelka lbka awdika smayo emo shue tezareb
@godisgoodallthetime.326
@godisgoodallthetime.326 Ай бұрын
Siltan hasawi mermirka zeytzareb niskake himak kab Eritrawiyan tealeyu hadimkum mexikum seb aytbexixwo
@ogubazeration2469
@ogubazeration2469 Ай бұрын
Qalehiwot yesmaalna abona❤Qalehiwot yesmaalna
@eritrea941
@eritrea941 Ай бұрын
አመን አመን አመን አቦ ቅሽ 🙏🙏🙏
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 Ай бұрын
እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም ኩቡር ኣቦና።ጽቡቅ ጌርኩም ኣነ ካብ ብዙሓት ሰባት ብዛዕባ እዚኣ መዝሙር መልሲ ክሰምዕ ቀንየ፡ግን ስለ ዘይዓገብኩ ኣብዛ ናትኩም ቻኔል ክጽበ ጸንሐ ሕጂ ይሰምዓ ኣለኹ ካባኹም ከኣ ዘዕግብን ፍታሕ ዘለዎን መልሲ ከም ዝረክብ ምሉእ እምንቶ ኣሎኒ።
@helenkahsai4982
@helenkahsai4982 Ай бұрын
Qalehiwet yesmalna Abona
@user-pk8lu9tf2q
@user-pk8lu9tf2q Ай бұрын
Qale hiwet yesmalna senay xbuk agelglot kbri yhabkum ተዓዊትካ ዝብል ኣነ ክልተ ትርጉም ኣለዎ ሓደ ብስጋ ህይወቱ ብትምህርቲ ብስራሕ ብስፖርት ክዕወት ከሎ ተዓዊትካ ትብሎ ካልኣይ ከኣ በቲ ዝመሃርኩሞ ብነፍሲ ክጸድቅ ከሎ ተዓዊትካ ይበሃል ቃለ ስለዚ ብስጋ ንዝተዓወተ ቢንያም ግርማይ ብስጋ ስለዝተዓወተ ንኣምላክ ምምስጋን ጸገም ዘለዎ ኣይመስለንን ደጊምኩም ስጋዊን መንፈሳዊን ዓወት ከም ዘሎ እንተተብርህዋ ሰናይ እዩ ጽቡቅ
@abbyha7518
@abbyha7518 Ай бұрын
Merhaba kubur Abona yifti
@gualmicki5853
@gualmicki5853 Ай бұрын
betamiii gegaaa
@user-zm2wc2zc9p
@user-zm2wc2zc9p Ай бұрын
ቃለህይወት ያስምእ ለነ
@mibrakteclemichael750
@mibrakteclemichael750 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና ኣቦታት ብከምዚ ዓይነት ግሳጸ ከተቅርቡ ከለኩም ካላይ ጊዜ ጌጋ ንከይፍጸም ስለዝገትእ ብጣዕሚ ነመስግነኩምን ቀጽልዎ ንሕና ድማ ዝሰምዕ ይቅሬታ ዝሓትት ልቢ ድማ ይሃበና 🙏🙏🙏
@LidiaGrmay
@LidiaGrmay Ай бұрын
Bal men koynom eyom eziom zgete mshakun nnebsom zeygote mdanagerti
@ereyalemey190
@ereyalemey190 Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማልና መምህር ምዓረይ ናይ ኣገልጉሎት ዘበንኩም ይባርክ እግዚኣብሄር ❤️❤️❤️
@user89402
@user89402 Ай бұрын
Qal hiwet yesmeana ❤🙏
@kdstizaraiy-tk2wc
@kdstizaraiy-tk2wc Ай бұрын
Qal Hawey yasmaena ❤❤🙏🙏🙏
@abhiweteyeyezeneber
@abhiweteyeyezeneber Ай бұрын
Kale hiwet yesmealna nay agelgelot zemenkum yebarek
@girmaykeleta8892
@girmaykeleta8892 Ай бұрын
ኣብቀዳማይ ዝወጸላ ኣብዚኣ ሓንቲ ኣጻብዕቱ እውን ኣዉጺኡ ኢዩ!
@Wedibahta3880
@Wedibahta3880 Ай бұрын
Haki tezrbka kexelo Qalehiwet yesmalna hawna
@nebyatyemane6651
@nebyatyemane6651 Ай бұрын
Amen amen amen🙏
@user-ej1fq8dr1u
@user-ej1fq8dr1u Ай бұрын
Nay Biniam girmay 3 gize teawete eyu. nay menafq Efrem aytsmu hasawi Ryu.
@abuchiesset8294
@abuchiesset8294 Ай бұрын
🙏🙏🙏
@user-yk7wp2nm3y
@user-yk7wp2nm3y Ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡሩ መምህር ናይ ብሓቂ ጀግና ኣጆኩም በሉ ተካሊ ዘበን አሞ ደማ መዝሙርስ ሃንደበት ኣይኮነን ግና ኣጀኩም አዚ ህዝቢና ናበይ ግጹ አዩ ብጣዓሚ ዝገረም አንተ ንስኩም ኣጆኩም ክይትሕለሉ
@user-ce7uk8li5w
@user-ce7uk8li5w Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመኣልና ❤
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 Ай бұрын
Egziabher Amlak ymesgen
@genetanday
@genetanday Ай бұрын
👍👍👍❤❤❤❤
@fifi-ts7kq
@fifi-ts7kq Ай бұрын
Amen amen amen Kal hiewet yasemalen memhr tesfa mengeste smayat yawrsln beunet mestwalu yadlen !!! 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@Eri91M90
@Eri91M90 Ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ግን በጃኩም ካብዞም ከምዚኣቶም ዛኣመሰሉ ኣብ ቤተክርስትያናትና ዘይንቡር ተግባራት ዝገብሩ ዘለዉ ፖሎቲከኛታት ንጠንቀቅ ብፍላይ ብፍላይ እዞም ገበርትን ሓደግትን ኮይኑ ዝስመዖም ፍርዲ ኣብ ኢዶም ኮይና ትስመዖም ንጠንቀቅ ከም ርግቢት ተመሲሎም ኣትዮም ከም ተመን ተናኪሶም ዝወጹ ስለዘለዉ😢
@user-sd6jp8td7c
@user-sd6jp8td7c Ай бұрын
ቃለ ህይወት ክቡር መምህር መጋቤ ምስጢር ❤❤
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 Ай бұрын
🙏💒🙏💕💕💕🙏🙏🙏
@himanteklemariam8749
@himanteklemariam8749 Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@user-ce7uk8li5w
@user-ce7uk8li5w Ай бұрын
እዚ ስልጣን ዝበሃል ዝሰምዕ ኣይኮነን ኣምላክ ይቅረ ይበለሉ ካብ ቁዱስ ስኖዶስ ወጹ ውን ኣብ ዩቲብ ናይ ረብሓ ኮይኑ ብዘይ ስርዓት ዝከይድ ደሎዩ
@merhawitmerhawit5344
@merhawitmerhawit5344 Ай бұрын
Naybhaki
@weyniissac2053
@weyniissac2053 Ай бұрын
ስቅ በል ሓሳዊ
@RobelRessom
@RobelRessom Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mebrhitamanuel3090
@mebrhitamanuel3090 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@eyobek1496
@eyobek1496 Ай бұрын
ናይበሓቒ ኢግዚኣብሄር ዕዲመ ጸጋ የሃብኹም
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 Ай бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኛን፡ኣንጻፋዊትን፡ቅንዕትን ኢያ!!! ቃል ሂወት የስመዓልና መምህር መጋቢ ምስጢር ዘኣማንኤል መንግስተኣብ ወዲ ሊቃውንቲ ዝኮንኩም ኣቦ። እቲ ጸገም ኣፍልጦ ዘይምህላውን፡ብቅድስቲ ቤተክርስትያን ተማእዚዝካ ዘይምክቅድን 'ዩ እዚኩ ጌጋ ዝፍዘም ዘሎ። ብመጀመርታ እዞም ሰባት እዚኦም በየናይ ሲኖዶስ ይምርሑ? ዝገንሖምን፡ዝባርኮምን፡ዘፍቅደሎምን ፖትራሪክ ከ ኣለቃም ዶ? እዞም ሰባት እዚኦም ዝምርሑሉ ቤተልርስትያን፡ዝግስጽ ጳጳስ ሰለ ዘይብሎም ድላዮም ይገብሩን፡ይዛረቡን ኣለዉ። ስለዚ ነዚኦም ዓይነት ሰባት ምንዓቆም፡ንግንሖም፡ዘይምግዳሶም ይሓይሽ። ምክንያቱ ብትዕቢት ክሳብ ኣፍንጭኦም መሊኦም ኢዮም። ዝኮነ መዝሙር፡መጽሓፍ ቅድም ቀዳድም ንቤክርስትያን ኢካ ትራእን፡ተስምዕን። ሹዑ ቁዱሳን ጳጳሳ ኣቦታት ምስ ኣፍቀዱ ናብ ህዝቢ ይዝርጋሕ። እዚኣቶም ግን ከከም ዝመስለካን፡ዝስማዓካን ይከዱ ኣለዉ። እዚ ተግባራት'ዚ ስራሕ ናይ ተሃድሶን፡መንፍቃን ኢዩ። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን መርከብ ሰላምን፡ድሕነትን ስለ ዝኮነት ንዘላእለም ክትነብር ኢያ። ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን!!!
@fitsumesayas6859
@fitsumesayas6859 Ай бұрын
ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና ይቅሬታ ዝብል ልቢ ካኣ ይዓድለና
@user-pv8nr1py1t
@user-pv8nr1py1t Ай бұрын
Atum sebat, please bejakum, yqrieta hatitom ekua eyom, bdhriu zzreb zereba mgfaHn, meKsebn keykewn knTnqeq ygbeana. Please bejakum nab zeytedelye anfet aynetHzo
@peaceisalwaysgood450
@peaceisalwaysgood450 Ай бұрын
Eta mezmur k
@user-qe6ub1wt4i
@user-qe6ub1wt4i Ай бұрын
ሕጊ ቤተክርስትያን ተደፊሩ
@user-ce7uk8li5w
@user-ce7uk8li5w Ай бұрын
ኣምላክ ምስትውዓል ጥበብን ይሃበና ንኩልና ቃለ ሂወት የስመኣልና❤
@WeldezebdeiwosYohannes
@WeldezebdeiwosYohannes Ай бұрын
ነው ኣየ መምህር ዘኣማኑኤል
@Yorubeal
@Yorubeal Ай бұрын
ስልጣን ዘይትመሀር ግዳይ።ብትዕቢት ተወጢርካ ካብ ትህውትት።ግዜ ናይ ኩሉ መልሲ ስለ ዝኮነ ምስ ግዜ ብዙሕ ዘሕፍረካ ስራሕ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ።
@godisgoodallthetime.326
@godisgoodallthetime.326 Ай бұрын
Efrem bejeka seb moral miwdak trah eyu sirhu
@merhawitmerhawit5344
@merhawitmerhawit5344 Ай бұрын
Bal ezi dfret eyom zzarebo entay marg alewo eu, estemhr ygermena eu dyakon du mezamran du nebotat zeygedfwo eti menfesawi sbket abotatna egziabher edme yhabkum
@efremrezene5283
@efremrezene5283 Ай бұрын
ናትካ ነገር ዓሚ ዝመተ ምራኽ ፈኑ ኢዩ ነገሩ ?ንበዓልኻ ንዓይ ስምዑኒ ኢኻ ትብል ናትካ ስብከት ብጭራሽ ኣይንከታተሎን ስቕ ኢልና ኢና ሕልፍ ንብሎ
@robielabsadi
@robielabsadi Ай бұрын
ታይ ደኣ ትገብር ኣለካ ኣብዚ ። እግዚኣብሔር ልቦና ይሃብካ ዝሓወይ ፡ ንሓቂ ሓቂ ምባል ፍቶ
@OgbalHanha-pt2vj
@OgbalHanha-pt2vj Ай бұрын
Aboy Keshi ab 666 aywuelwon egzabhar yhalwom
@shimbayberihu1241
@shimbayberihu1241 Ай бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ⛪⛪⛪ ሓቀኛን ኣጽናፋዊትን እያ ቃለ ህይወት የስመዓልና። ናይ ድኹም ሓዉኹም ሕቶ ምስ ሰናይ ይቕሬታ እቲ ምሕረተኣብ ዝባሃል ከ ኣይግባኣንን ግቡእ ኣይኮነን ዶ ኣይብልን?
@lovebest4461
@lovebest4461 Ай бұрын
😂😂😂😂😂 haqja enda bekum 000000 terifkum
@ziemastube
@ziemastube Ай бұрын
ንገሩልና በጃኹም መምህር ተነገርናዮም ከአ አብ ክንዲ ይቅሬታ ዝሓቱ ከም ጸላእቲ ርኤሙና መጻወቲ ኮይኑ መዝሙር 😢😢
@gabigunners8073
@gabigunners8073 Ай бұрын
እዞም ነዛ መዝሙ ዝዘመሩ ኣዲስኣበባ ዮም ዘለዉ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ካህናት ካኣ ዋላ ሓደ ሓሊፊ የብሎምን ከም ደስ ዝበሎም ዮም ዝገብሩ ስለዚ ተራኺብኩም ተትረዳድኡን ህዝብኹም ተትመርሑን ጽቡቕ ኔሩ።
@AwetKesete-cx5lb
@AwetKesete-cx5lb Ай бұрын
ሰልጠነ ናይ ሕቡእ ኣስማት ኣብ ቅዱስ ሚካኤል ዘሎ እቲ ዘረብኡ ይቅርታ ከም ዝሓተተሉ እዩ ዘረድእ። መርጌታ ዘኣማኒኤል ሓወይ ብጽቡቅ ተረድኣሉ ምስሊ ኮይኑ ሰይጣን ከጋግዮ ይክእል እዩ።
@isakweldai4562
@isakweldai4562 Ай бұрын
Ni Bniyam ewin melsi khbelun kqawomn tsibuq eyu mezmur n Amlakn ni qdusanin ekul eyu
@sms6295
@sms6295 Ай бұрын
Slemntay gn nay efrem zereba tgdeslu efrem si zeyfelto seb ke alo dyou bhatewketew zereba malet tena yeblun efrem kedem u tefiou amlak ymleso ezi zzareb zelo rkus menfes u aytrdewon dkum kemey gerkum nsu ztezarebo tegedskum kulokum sebekti ttntnwo zerebou ygermeni u ane wela fltetkum ketereyou amlak ykre ybelelna wey tselot gberlu menteou sgedlu lemnlu ezi u eti haki
@werkelulwerka
@werkelulwerka Ай бұрын
aba keshi egzabher miskrey lomitehaguse ae bakueim maliet tefizo gele aaimenn eye kemay ab alem hateytena yeellen gn bkirstos fkri kab kale aiblsen eyu emo abona
@Shigut
@Shigut Ай бұрын
ENOUGH ENOUGH ! So many Diacons , Prichers have already discussed about it . Don't repeat 10k times for the purpose of € £ $
@merhawiestifanos910
@merhawiestifanos910 Ай бұрын
ms nay bereket ketenexaxrwo aygdn dehar kea ms yeneta xbuk gerkum tfaletu kelekum nmntay kdm zeytwkeswom aygdn memhr zeamanial
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh Ай бұрын
ጉጅለ ኢህተማርያም አባል 666 እዩ :: ኣብ ናይ ዳንፋ ( አምቦ ) ከተማ ዝበዓለሉ ቦታ ከድና ዝረኣናዮ ካብ መንፈስ ዝረሓቐ እዩ :: 666 እዮም ::
@eyobek1496
@eyobek1496 Ай бұрын
ኣነ ቕድሚ ፭ ዓመት እዩ ዚኻታተሎ ነይረ ግን ብዚሕ ነገር ረኽበሉ ኻብቲ ዚሕንኽ ከኣ ሲኖደስ ኤርትራ ኣይቕበሎን ኢየ ምስ በለ ዲሕረባቱኡ በርህለይ ፡ኢቲ ዚገርም ግን ነዓይ ስሙዑኒ ዚብል ሰባኺ ጉዳም ሓሳዊ መምህር ናይ 21ኽፍለ ዝምንጭ ስልጣን ንኢሽተይ ግናይ ሸይጣን
@AwetTsegay-gr2lx
@AwetTsegay-gr2lx Ай бұрын
ንኣቦና ጳጳስ ድሕሪ 20 ዓመት ኣቤት ማኣስርቲ ህግደፍ ዝዓረፍ ኩቡር ኣቦና, ብናይ ኤርትራ ሲኖዶስ መናፍቃን እያ ትብሎ, በዚ ምክንያት እዩ ቡዙሓት ናይ ኤርትራ ሲኖዶስ ዘይቕበል
@eritreanorthodxmezmur2190
@eritreanorthodxmezmur2190 Ай бұрын
ሎሙስ ሓቂ እምበር ሰሚዐ ካብ መርጌታ ፡ ብፍላይ ብዛዕባ ናይታ መዝሙር ተቢዕካ ጌጋ ኢዩ ምባልካ።
@Tesfamhret
@Tesfamhret Ай бұрын
እንታይ ገጋ ረኪብካሉ ኢካብዛባ ነገረ ሞሎኮት ወይ ነገረ ቁዱሳን ን ኢፍሮም ክንድዚ ተቃልሎ ዘለካ ጽባሕ ንጉሆ ግን ክትሓፍር ኢካ አዝጋበር መስቀል ክህብ ዘይካሎ ዶ ኮይኑ ኢዩ ክንዚ ተቃልል ዘለካ
@user-dy4iv5bk2l
@user-dy4iv5bk2l Ай бұрын
Entay ke kunua tmhrti alewo
@Samuel-3838
@Samuel-3838 Ай бұрын
kzbin.info/www/bejne/r2jLp42pd92Lpbcsi=RffDfC1ttP3uzQ3q ኣብዚኣ ዘላ ትምህረቲ ምርዳኣ ኣብያትኒ፡ ማለት ቀስተ ደበናን ባንዴራ ኢትዬጲያ ገሮም ዝማሃሩላ ኣቦና መብርሂ ደልየላ ነረ ይቅርታ
ሓድሽ ዓመት  ብመምህር ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:01:51
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 18 М.
Секрет фокусника! #shorts
00:15
Роман Magic
Рет қаралды 86 МЛН
Angry Sigma Dog 🤣🤣 Aayush #momson #memes #funny #comedy
00:16
ASquare Crew
Рет қаралды 49 МЛН
小丑和白天使的比试。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:51
超人不会飞
Рет қаралды 40 МЛН
Magic or …? 😱 reveal video on profile 🫢
00:14
Andrey Grechka
Рет қаралды 70 МЛН
ዘመንን የሰራ ጌታ :- ዘማሪት ምርትነሽ ጥላሁን (Lyrics)
20:21
ዘማሪት ምርትነሽ ጥላሁን Mirtnesh Tilahun Official Page
Рет қаралды 154 М.
🔴 በጎ ዘመን 2017 || እጅግ ድንቅ ትምህርት ርእሰ ሊቃውንት የኔታ አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan Girma New sibket 2017
2:41:52
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 148 М.
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,5 МЛН
ንግሆ ንግሆ  ዝስምዑ እኩባት መዝሙራት New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur
33:11
Секрет фокусника! #shorts
00:15
Роман Magic
Рет қаралды 86 МЛН