ተልእኾኦም ዝዘንግዑ ካህናት ጻውዒት ንኣባ መቃርዮስ tewahdo zebeaman መ/ምሥጢር አማኑኤል መ/አብ

  Рет қаралды 9,059

Tewahdo zebeaman

Tewahdo zebeaman

Күн бұрын

ተልእኽኦም ዝዘንግዑ ካህናት ጻውዒት ናባ መቃርዮስ ብመጋቤ ምሥጢር አማኑኤል መንግሥተአብ ብ 00251945522370 ክንረኽቦ ንኽእል ኢና። tewahdo zebeaman #tewahdo #ተዋህዶ #ethiopia #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam #monastry #motivational #ማርያም #መስቀል #መዝሙርተዋህዶ #መዝሙር #መዝሙረ_ማኅሌት #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam

Пікірлер: 119
@merhawitbrhane3668
@merhawitbrhane3668 3 ай бұрын
ኣቤት እግዚዮ መሓረና ክርስቶስ እግዝኣቢሄር ዓይኒ ልቦናና ይክፍተልና ንቅድስቲ እምነትናን ቅድስቲ ቤት ክርስቲያናን ዒቤት ሓድነቲ ይሃበና። ንሃገርና ንህዝብናን እግዚኣብሄር ይሓልወና ካብዚ ዘሎ ቅልውላው ሰላምን ቅሳነትን ይውርደልና ናይ ኣደና ቅድስትቅድሳን ድንግል ማርያም ናይ ኩሎም ቅሣን በረከት ረዲኤት ኣይፈለየና ኩብር መምህርና ቃል ሂወት የስመዓልና ።
@helendaniel6679
@helendaniel6679 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ንኩሉ ዝተጋገያ ብማዕረ ዝግስጹ ሓቀኛ ሰባኪ ወንገል ኣብዚ ኣሎ ዘይ ከም ናይ በዓል ካሳሁንን ስልጣንን ፈሊዮም ዝዛረብሎም ናይ ህግደፍ ከምዚ ኢሎም እንዳ በሉ ዝዝልፉዎም ነቲኦም ተቃወምቲ ኢና በሓልቲ ከኣ ዝድግፉዎም ፈላለይቲ ኢዮም ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ባቂ ሓቀና ሰባኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@Senay-v3w
@Senay-v3w 3 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ ብሓቂ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ጸጉኡ ይብዝሓልኩም እዞም ኣቦታት ተልእክኦም ረሲዖም ዘለዉ ድማ ኣምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም እንበር እዚ ግዜ ኣዝዩ ከቢድ እዩ
@loveyouforevergod9057
@loveyouforevergod9057 3 ай бұрын
**Amen Amen Amen Kal hiwet yesmalna Memhrey*
@y.okubayabraham784
@y.okubayabraham784 3 ай бұрын
Kale hiwet yesmaelna ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@arongoytom
@arongoytom 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ንጠፍእ ኣለና ገለ ግበሩ ተዋህዶና ንሓልዋ
@YonasDesbele-xk2dp
@YonasDesbele-xk2dp 3 ай бұрын
ዘኣፍቀረ ይገስጽ ከም ዝብል ቅዱስ ቃል። በሓቂ ኣድልዎ ዘይብሉ ተግሳጽ አዩ እሞ ፥ ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብና ክከፍተልና ሰናይ ፍቃዱ ይኩነልና ።ሰማያዊ ኣቦ ምሕረት መድሓኔኣልም ምህረቱ ይልኣክ ።የቀንየልና ኣቦና።❤❤❤
@weaneyocbay9041
@weaneyocbay9041 3 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 🙏🙏
@amlesomfitwi4774
@amlesomfitwi4774 3 ай бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet ysmalna
@shimbayberihu1241
@shimbayberihu1241 3 ай бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሓቀኛን ኣጽናፋዊትን እያ "ሰብ ክቡር ዩ ክብሩ ግን ኣይፈለጠን" ቃለ ህይወት የስመዓልና።
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 3 ай бұрын
Amen (3) kale hiwet yesmealna abona xeguen bereketun yebzhalkum egzabher ab emnetna yexneana egzabher bmhretu temitu tbebun mstwaelun ayfeleyena fetari kulu alem
@zeeMe2323
@zeeMe2323 3 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 3 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህር መጋበ ምስጢር እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣጎልግሎት ዕድሜኩም ይባርክ።እዚኦም ኣብ ክህነት ተሓቢኦም ናይ ሰይጣን ግብሪ ኢዮም ዝፍጽሙ ዘለው እቶም ብዘይፍላጥ ከይተረድኦም ዝስዕብዎም ዘለው ድማ ፈጣሪ ልቦም ይክፈተሎም ብስም ኣብነ እምንጦኖስ እንዳ ሸቀቱ ዓለም ንዖኦም ምችእቲ ኮይና ብትዕቢት ተዋጢሮም ብክፍኣት ልዕሊ ሳጥናዮል ናይ ሓሶት ኣቦ ኣብኦም ሰይጣን ልኡካት ኢዩም። ናይዚኦም ዕላም ኣይሰለጦም ድኣ እምበር ሃገርና ኤርትራ እቲ ቁኑዕ እምነት ኣጥፊኢካ ናይመናፍቃን መዕንደሪ ክገብሩዋ ጥራሕ ኢዩ እቲ መደብ እግዚኣብሔር ኣምላክን ይመስገን ሓሳባቶም ከም ትኪ በኒኑ ተሪፉ መድኔኣለም ንሃገርና ኤርትራ ትጉሃት ቅዱሳን መላእክቲ ካብ ጽልኣትና ይሓልወናን ይባርከልና
@weldetnseakefke
@weldetnseakefke 3 ай бұрын
Qal hiwet yesmalna Memhr.❤
@teklaytesfay5064
@teklaytesfay5064 3 ай бұрын
Nay behaki Amen 🙏 qale Hiwet yesmealna kubur memhrna Egzabhier Amlak tsegu yebzehalikum
@adhanomfrezghi8659
@adhanomfrezghi8659 3 ай бұрын
Amen qale hiwet yesmaalna. Egziabiher mihretu rewridelna
@YonasWelday-ls6tt
@YonasWelday-ls6tt 3 ай бұрын
ቃል ህይወት የስምዓልና
@meronhressom2862
@meronhressom2862 3 ай бұрын
Kale hiwet yesmalna egziabher abona.
@SamuelSami-ek2kd
@SamuelSami-ek2kd 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ ቃል ሕይወት የስምዓልና መርጌታ ዘኣማኑኤል መምህረና
@Azie860
@Azie860 3 ай бұрын
Amien Amien Amien qali hwet yesmalna memehr mergeta
@አርሴማ-ሰ9ረ
@አርሴማ-ሰ9ረ 3 ай бұрын
አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና🙏እግዚአብሔር ምህረቱ የውርደልና🙏
@safiyasafiya5671
@safiyasafiya5671 3 ай бұрын
Kale hiwet yesmealna Amen eadmen tienan yiabkum aeyne lbonana yikfetelna.hmak gze bexihna.
@issayasbahta4502
@issayasbahta4502 3 ай бұрын
ቃለ ህይወት ይስመኣልና መምህር
@embabagerekidan8205
@embabagerekidan8205 3 ай бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@asmeromlebassi1309
@asmeromlebassi1309 3 ай бұрын
Amien Qale hywet yesmealna
@tsigegulbet6516
@tsigegulbet6516 3 ай бұрын
Kale hiwet yasmaln ❤
@abbyha7518
@abbyha7518 3 ай бұрын
Amen 🙏🏽 kem mhreto embr kem bedelna ayukun 🙏🏽♥️♥️♥️♥️🌷💐🌷💐🌷💐🌷💐
@tekleaster5340
@tekleaster5340 3 ай бұрын
Kal hiwiet yesmealna ❤Egzabher bemihretu yetemitena. Himak gize bexhna😢
@fusfv877
@fusfv877 3 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና 🤲🤲🤲👏👏👏🌹🌹💒💒💒
@nebiatkaleab8285
@nebiatkaleab8285 3 ай бұрын
Cahiwet yesmalna Abona Amaniel megabi Ademe Yhabukum amen Amen Amen yehibru
@kehab0408
@kehab0408 3 ай бұрын
ኣሜን መምህርና። ሓደገኛ ዘመን በጽሒና
@Fievi7222
@Fievi7222 3 ай бұрын
ቃለሂወት ይስምዓልና ክቡር ምምሂርናን ኣቦናን መርጌታ ኣማኑኤል፡ ክብረት ይሃብኹም ንኹሉ ብማዕረ ዓገብ ምባልኩም ❤❤❤❤❤ነዊሕ ዕድሜን ጥዕናን ይሃቤልና ክቡር ኣቡና
@geralegas47
@geralegas47 3 ай бұрын
መርጌታ ሐውና ቃለ ሂወት የስማዐልና ቤተክርስትያን ካህን ብዛዕባ ኩሉ ጸሎትን ትምህርትን ክትህብን ክህብን እዩ ዝግባእ ሎሚ ግና ኩሉ ነገር ተቀይሩ ካህን ብዛዕባ ተቃዋሚ ይጽሊ ብዛዕባ ደጋፊ ይጽሊ ብዛዕባ ዝግፋዕን ዝጠምን ዝእሰርን ክንደይ ኢልና ክንዝርዝር ብዛዕባ ኩሉ ክጽሊ ይግባእ እግዚኣብሄር ምሕረት የውርደልና ሐደራኻ ሜርጌታ ምፍልላይ ምትፍናን ምባኣስ ስራሕ እቲ ናይ ጥንቲ ጸላኢና ሰይጣን እዩ እሞ ብዛዕባ ሐድነትና ኣጥቢውኩም ብመጽሐፍ ቅዱስ ዝተሰነየ ስበኩልና ኣምሁሩና እግዚስብሄር ኣምላኽ ጸጋ የብዝሐልኩም።
@Fievi7222
@Fievi7222 3 ай бұрын
ኣሰይ መምህረይ ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩን ኢምበር ሕጂስ ገዲዱ ገጋታት ኣብ ኣቦታትና ካህናትን ድያቖናትን ናብ ሊቦም ይምለሶም ❤❤❤❤
@twenmebrahtom9115
@twenmebrahtom9115 3 ай бұрын
Amen
@tesfaybokre6907
@tesfaybokre6907 3 ай бұрын
እግዘኣቢሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም መምህርና ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና
@fusfv877
@fusfv877 3 ай бұрын
ዓገብ ዓገብ እግዚኣብሔር ይቅረ ይበለሎም 😭😭😭
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r 3 ай бұрын
Kale hiwet yesmalna zemen agelglotkum ybarkelkum senayy
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 3 ай бұрын
Kalehiwet. Yesmalna Amen.amen Amen
@yruruhdhdhd4708
@yruruhdhdhd4708 3 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር
@semayneshfitwi6138
@semayneshfitwi6138 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልህይወት የስመዓልና ከመኩም መምህር የብዛሐልና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም አግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ሃይማኖትና የጽናዕና ፈጣር
@TesfitMhretab
@TesfitMhretab 3 ай бұрын
qal hiwet yesmealna memhrey,zeben agelgletkum ybarik egziabher xega dibe xega yadlkum ❤❤❤
@fitsumesayas6859
@fitsumesayas6859 3 ай бұрын
ቃለሂወት የሥምዓልና ኣቦና ናይ ኣጎልጉሎት ግዜኹም ይባረክ
@arregaygebrekidan2790
@arregaygebrekidan2790 3 ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዓልና መም መጋቢ ምስጢር ኣማኑኤል እዞም ከምዚ ዓይነት ካህናት ክትብሎም ዝከኣል ኣይኮነን ከምቲ ቅዱስ ጳውሎስ ዝበሎ ንስድረልራቤቱ ክኣሊ ዘይኽእል ከመይ ገይሩ ንቤተክርስቲያ ክመርሓ ኣይኽእልን ኢዪ። 1ይ ጦሞቴዎስ 3፡5
@ereyalemey190
@ereyalemey190 3 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማልና መምህር ምዓረይ ናይ ኣገልጉሎት ዘበንኩም ይባርኽ አግዚኣብሄር ❤️❤️❤️
@yemaneberhantsegay2269
@yemaneberhantsegay2269 3 ай бұрын
ተባዕ መምህር መምህርና ዘኣማኑኤል፥ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፥ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ እግዚአብሔር ጐይታ ሠራዊት።
@MengisTeafay
@MengisTeafay 3 ай бұрын
ብጥዕሚ ዘደንቅ ትምህርቲ ክቡር መምህርና
@TirhasGebreweldi
@TirhasGebreweldi 3 ай бұрын
ቀልህወትየስማዓና ምህር❤❤❤
@MehariMehari-kw9uj
@MehariMehari-kw9uj 3 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና እግዚኣቢሄር ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርከልኩም ይቅሬታ ድፈረት ኣይኮነን ብዘይ ናይ ሓደ ወገን ኮንኩም ዓገብ ክትብሉና ይላበዎክም ኣቅሪበየ ከም ወድኩም ስብሃት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 3 ай бұрын
ብጣዕሚ መሕፈራት ብስንኪ ሓደ ሓደ ካህናት ክህነት ከምዝጽረፍ ገይረሞ።
@samuelgebrekrstos4725
@samuelgebrekrstos4725 3 ай бұрын
Amen Amen qalehiwet yesmealna memhirna nayzemen edmikom egzabiher
@senaitteklehaimanot4631
@senaitteklehaimanot4631 3 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምኣልና መምህርና እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሓብልና 🙏🙏🙏
@LoveKind-w1r
@LoveKind-w1r 3 ай бұрын
መምህርና ቃል ሂወት የስመዓልና። ኣምካኽ ይሃበልና ጸግኡ የብዘሓልኩም።
@ytgr3379
@ytgr3379 3 ай бұрын
ወንሕነሰ ንሰብክ ክርስቶስሃ ዘተሰቅለ፡ ኣብ ልቦም ይምለሶም ሰላሙ ኸኣ የዉርርደልና
@weredesolomon8956
@weredesolomon8956 3 ай бұрын
Abona teaba wetehader krstos ab xelotkum zekuruni nay zom menafqan kea aytgedeslom ❤❤❤
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 3 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ኩቡር ኣቦና፡ኣብ እትገብርዎ ጾሎትኩም ዘሩኒ ኢኹም።
@feventesfu506
@feventesfu506 3 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ክቡር መምህር ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም
@nebaynegasie6251
@nebaynegasie6251 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏qaie hiwet yesmealna
@tewelde9778
@tewelde9778 3 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና መጋቤ ምስጢር ዘኣማኑኤል።ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና እንበር ንክርስቶስ ደስ ከብል ካብ ዝሰርሕ ፡ኣብ ዙርያኡ ዘለዉ ሰባት ደስ ከብል ዝሰርሕ በዚሑ።መምህር ሓወይ ኣነ ግና እቲ ቀንዲ ናይ ክህነት ሓላፍነት እንታይ ሙኻኑ ብዝግባእ ዝፈልጡ ኣይመስለንን ወይ ኣይስምዓንን። ኣከታቲልኩም ብዛዕባ ክህነት ትምህርቲ እንተ ዝወሃበና መምህረይ ከምፍቃድ ኣምላክ።
@tsehayneshweldu4416
@tsehayneshweldu4416 3 ай бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalina Egzabihar amlak xegua yebzihalkum memharena
@Nebyat-dp2fi
@Nebyat-dp2fi 3 ай бұрын
Egziabiher mihiret yewiridelina
@BerhaneKebrom
@BerhaneKebrom 3 ай бұрын
Amlke yebarka mergita amanile amlak yebark kemu esk gerka ardayom amelk yemaharn eyu zebel xelot zedlyo gezi eyu❤❤❤.
@Rosemary-c2i
@Rosemary-c2i 3 ай бұрын
ጽቡቕ ትምህርቲ !!! ቃል ህይወት የስምዓና🙏🙏🙏
@bsrattesfaldete5478
@bsrattesfaldete5478 3 ай бұрын
Kale hiwet yesmealna ❤
@tirhasbrhane2302
@tirhasbrhane2302 3 ай бұрын
Amen Amen Amen Kale hiwet yesmealna
@tmhgr-d1p
@tmhgr-d1p 3 ай бұрын
kedus egziabher amlakna tsegeoo yebzehalkum kbur memherna besenkom netseref alena kedest betekerstyanna bezaeba krstos kesebku dea ember bezaeba polotikan wegenn kekonu ayleaketomn egziabher amlakna aynelebonom kefitu nab lebom yemlesom egziabher amlakna zekeberen zetemesgenen ykun amen
@bokreyohannes7502
@bokreyohannes7502 3 ай бұрын
ቃለሂወት የስማዓልና
@bereketbere4809
@bereketbere4809 3 ай бұрын
Qal hiwet yesmalna ❤❤❤❤
@kidstweldeamlak2617
@kidstweldeamlak2617 3 ай бұрын
Amen amen amen
@meazatewolde9645
@meazatewolde9645 3 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ አገልግሎት ዘበንኩም ይባረኽ
@tirhastesfamariam5687
@tirhastesfamariam5687 3 ай бұрын
Orthodox tewahdo haymanot nezalalem ketnabr eya, kalehiwat yesmalna kubur memhrna 🙏 🙏 🙏
@alemgebremedhin5235
@alemgebremedhin5235 3 ай бұрын
ዕላመኦም ፍሉጥ እዩ
@filimonhagos5140
@filimonhagos5140 3 ай бұрын
Nifu Tebae Hawey Edmen Tienan Yihabka Fetari 🙏🙏🙏
@Yacob-k4p
@Yacob-k4p 3 ай бұрын
ካለ ሂወት የስመዓልና.❤
@simontsegay6176
@simontsegay6176 3 ай бұрын
Kal hiwet ysmalna abona
@amunaweldesellassie2783
@amunaweldesellassie2783 3 ай бұрын
Qal hiwet yesmealna
@SelamHibtekale
@SelamHibtekale 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@kidstweldeamlak2617
@kidstweldeamlak2617 3 ай бұрын
Bitami xbuk timheriti qale hiwet yesmalna meherna
@elk5824
@elk5824 3 ай бұрын
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶ ሓጥያትና ስለዝበዝሔ ከምዞኦም ኣቦታት መጺኦም።
@NegasiNgusse
@NegasiNgusse 3 ай бұрын
Abzi yehugiskani mergeta amanueal nkulom bmare sle zneqefkayom kemzi ayu ati hakki
@TemesgenKesete
@TemesgenKesete 2 ай бұрын
Kala hiwate yesmalna bezaba iziom sefih temrti yadili alo menisay yesibom sela zalo
@teswedigrma23
@teswedigrma23 3 ай бұрын
መርጌታ ኣማኑኤል ኣብ ደገ ዘሎ ሂወት ስለ ዘይትፈልጦ ኣፍካ ዝሃበካ ምዝራብ ጸድፊ ዪ፥
@samitesfa7170
@samitesfa7170 3 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና እምበር ከመይ እዩ እንታይ እዩ እቱ ሓቂ ክፈልጥ ዘይደሊ ህዝቢ።
@sinatweldberhan2839
@sinatweldberhan2839 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 3 ай бұрын
🙏❤🙏❤🙏❤🌹🌹🌹
@yuelberaki9178
@yuelberaki9178 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt 3 ай бұрын
ናይ ቤተክርስትያን ቀውሲ የጥፈአልና
@keleteokubatsion5907
@keleteokubatsion5907 3 ай бұрын
Megabie Mstir nay bhaki Amlak xegiu abzihulka metekaeta megabi mstir mebrahtu mobae konka tesemiekani
@BerhaneFrezghi-z8v
@BerhaneFrezghi-z8v 3 ай бұрын
ሐንቲ እምነት ሐደ ጎይታ ሐንት ጥምቀት።ተዋህዶ
@NegasiNgusse
@NegasiNgusse 3 ай бұрын
Mare neqefeta tsbuk ayu
@filmonhagos2744
@filmonhagos2744 3 ай бұрын
❤🙏😇
@filimonhagos5140
@filimonhagos5140 3 ай бұрын
Eway Tewaridna Zeylenayo Ab Europe Amlak Yihalwena Ember Hjis Eti Gize Akilu Zeymesl,Ab Xelotka Zeykrena Memher
@kidanetukie3877
@kidanetukie3877 3 ай бұрын
ቅድም ኣብ ዓይንካ ዘሎ በሰር ኣውጽእ እሞ ደሓር ትመክር መርጌታ ኩልና ቤተክርስትያን ብገዛእ-ርእሳ ክትመሓደር ንጽዓር መከራና ከሓጽር
@Smreot
@Smreot 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yosieffitwi1210
@yosieffitwi1210 3 ай бұрын
Mejemerta qal hiwet yesmalna, bqxal hito aleni ane abune Antoniyos menafq iyom ilka dika tiamen walas aykonun ?
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 3 ай бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኛን፡ኣንጻፋዊትን፡ቅንዕትን ኢያ። ቃል ሂወት የስመዓልና መምህረይ መጋቢ ምስጢር ኣባ ኣማንኤል መንግስተኣብ ወዲ ሊቃውንቲ ዝኮንኩም ኣቦ። እዚኣቶም ቱርጉም ክህነትን፡ኣጎልጉሎትን ዘይፈልጡ ናይ ዘመና ካህናት ኢና ባሃልቲ ፡ግን ከኣ ፖሎቲከኛታት ዝተሓዋወሶም ኢዮም። ንሕና ንፈልጥ ካህን ማለት ኣብ መንጎ ሰብን፡እግዛኣብሔር ዘታዓርቅ፡ዘናስሕ፡ቃል ኪዳን ዝእስር፡ፍታሓት ዝገብር፡ማየ ጾሎት ዝነጽግ ኢና ንፈልጥ። ናይዚኦም ግን ትሓዝን በዚ ዝገብርዋ ዘለዉ ኩሉ ኩፉእ ቃላቶምን፡ተግባሮምን። ብዝኮነ ምሕረት የውርደሎም ፈጣሪ ካልእ ንብሎ የብልናን ንሕና። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘላእለም ክትነብር ኢያ ክሳብ ምጾታት ዓለም። ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን!!!
@elk5824
@elk5824 3 ай бұрын
ቀሺ ማርቆስ መስምኣብ ኢሉ ኣይፈልጥን። ኣብ ካናዳ ኣቦና ኢልያስ፡ ክመጹ ቤተ ክርስታን እንዳ ማርያም ክምርቁ ፡ዮም ኪዱ ቅተልዎም ኢሉ ዝልእኽ ዩ ቀሺ ክባሃል ኣይክኣልን ፡ኣነ ብወገነይ መስቀሉ ኣይሳለምን።እግዚአቢሔር ይፍረድ መምህር፡እግዚአቢሔር ይፍረድ።
@bsrattesfaldete5478
@bsrattesfaldete5478 3 ай бұрын
Abnet zkonu knuat abotat nay enda maryam esrael ka amxewom
@Wediemaxada-by3xb
@Wediemaxada-by3xb 3 ай бұрын
ata ezom abo entay ykonu alewu btenom alewu qola zeyzarebo zerba yzarebu egzio meharena krstos u zebl
@LoveKind-w1r
@LoveKind-w1r 3 ай бұрын
መጽሓፍ መዝሙር ዳዊት ብትግርኛ ኣሎ ዶ?
@BerhaneFrezghi-z8v
@BerhaneFrezghi-z8v 3 ай бұрын
መቃርስ እጎ ጎይቶቱ ንስጥሮሳውያን እዮም ግድን እየ ከምኡ ክዛረብ።እቶም ሰማዕቱ ደአ ዘይምፍላጦም እምበር።
Крутой фокус + секрет! #shorts
00:10
Роман Magic
Рет қаралды 26 МЛН
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
MrBeast
Рет қаралды 264 МЛН
Minecraft Creeper Family is back! #minecraft #funny #memes
00:26
#ፈራሁ (ፈራሕኩ) #Orthodox_Tewahedo_Mezmur COVER @ዋይዜማ
8:18
WAYZEMA ዋይዜማ
Рет қаралды 76 М.
Eritrean Orrhodox Tewahdo ሰዓብቱ ግን ብኸመይ ኢዮም በዚሖም፧ Seabtu BKemey Bezihom?
41:57
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 56 М.
Крутой фокус + секрет! #shorts
00:10
Роман Magic
Рет қаралды 26 МЛН