መንፈሳዊ ሕቶታት ንመናእሰይ | alula mampa | yaru makaveli

  Рет қаралды 2,185

ሞርያ ሚድያ | Morya Media

ሞርያ ሚድያ | Morya Media

Күн бұрын

Пікірлер
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 9 ай бұрын
ቃል ህይወት የሰመዐልና አሕዋተይ ብጥዓሚ ደሰሰ ዝብል መደብ እዩ ከምዚ ዓይነት ክሰፋሕፋሕ ኣለዎ አብ ትግራይ ናብ ኩሉ ህዝቢና ክንቅሕ አሎዎ ቀፂለሉ
@degneshkidanu355
@degneshkidanu355 6 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ብስም ክርስቲያን ብፍልጠት ዜሮ ብጣዕሚ ኢና ነሐዝን እግዚአብሔር ዘይፈልጡ ናይ እግዚአብሔር አገልጋልቲ ዝተብሃልና ሓቂ እዩ ከምኡ ገይርኹም አነቃቅሑና እስኪ
@ማርያመይመዝሙረይ
@ማርያመይመዝሙረይ 10 ай бұрын
_ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ኣቦታትና ኣሕዋትና ደሰ ዝብል መልሲ እዩ ፀጉኡ የብዛሐልኩም ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ አሜን አሜን አሜን✝️✝️✝️_
@መንከምእግዚአብሔር-5
@መንከምእግዚአብሔር-5 10 ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዐልና ከምዝይ እናገበርኩም ኣነቃቅሕዎ ህዝብና እንድሕር ዘይመለስዎ መልሲ እውን ሃብዎም❤
@edenlij5965
@edenlij5965 10 ай бұрын
በርትዑ ትዉልዲ አብ ደርፍን ጓይላን እዩ ንንቃሕ አሕዋት❤ ተዋህዶ ብዝኻአልናዮ ንምሃር
@mariammariam3087
@mariammariam3087 10 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ቀፅለሉ ሓውና❤
@2112MARYAM
@2112MARYAM 4 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ንኩልኩም ብሩካተይ እግዚአብሔር ፀጋ በረከቱ የብዝሓልኩም🤲 ግን ኩሉኩም አማርኛ መዝሙር ትፈልጡ ትግርኛ ናይ ዲ,ክብሮምን መዘምር ትርሓስ ብርክታዊትን ወዘተ ...አሎ
@HeavenKidane
@HeavenKidane 10 ай бұрын
Kalehiwet yasemaln🙏
@natiGeyesus
@natiGeyesus 10 ай бұрын
ቃለሂወት የስመዐና
@ፋኑስጓልተዋህዶ
@ፋኑስጓልተዋህዶ 10 ай бұрын
ጽርያት ኣጀክም ተላመዱ በተለይ ሃማነትና ንፍለጥ ማዕተብ ንምታይ ከም ንኣስሮ ኣይ ገለጽክምወይ እና ኣጀክም ካብ ከዚ
@Kbkahsay
@Kbkahsay 10 ай бұрын
👏ቀፅልሉ ❤❤❤🥰
@AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
@AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ 10 ай бұрын
ቃለ ህይወት ይሠመዐልና ፅብቕ ሕቶታት እዩ ዛሓወይ ቃፅለሉ❤ ምሰ ይቅሬታ ግን ትሕቶ ምሰ ሓተትካዮም ንሶም ምሰ መለሱ ተተጋግዮም ምእንታይ ክርዶኦም ንሰካ መለሰሎም ዛሓወይ❤🎉
@TeheshMahari
@TeheshMahari 7 ай бұрын
ምእንቲ ክርዶእም ሕቶ ምስ ሓተትካ መልሲ ንገሮም ህዝብና ኣብ ጋይላ ሰለ ተፀሚዱ ዞሎ ዶሞ ቀፅሉሉ
@ወለተሩፋኤል-ኈ6ጨ
@ወለተሩፋኤል-ኈ6ጨ 4 ай бұрын
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ብሓቂ
@Kisanet-e9t
@Kisanet-e9t 8 ай бұрын
Kale hiwet yesmalna ❤❤❤❤❤
@selamawitbrhane3334
@selamawitbrhane3334 8 ай бұрын
ሕቶታት በጃኹም ቀጽልሉ በጃኹም እቲ መንእሰይና ኣብ ሃይማኖት ኣፍልጦ ብዙሕ ኣይኮነን እሞ መነቃቅሒ ክኾነና በጃኹም ቀጽልሉ የሕዋተይ
@DanielTsegay
@DanielTsegay 10 ай бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤
@rotes3106
@rotes3106 10 ай бұрын
Thanks guys this is so inspiring.
@ረዴትዩቱብ
@ረዴትዩቱብ 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@KhezaKhan-cs7eh
@KhezaKhan-cs7eh 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@2112MARYAM
@2112MARYAM 4 ай бұрын
ኦርቶ ዶኩስ ማለት ቅንዕቲ ቀጥተኛ ሃይማኖት ማለት እዩ ካብ ዝተምሀርክዋ ክርስትያን ካዓ ብክርስቶስ ክርስትያን ዝኮና አመንቲ እምነትና እዩ ተዋህዶ ማለት ካዓ ብብስራት ቅዱስ ገብሪኤል ድንግል ክትጠንሲ ኢኪ ወዲ እውን ክትወልዲ ኢኪ ምስ በላ ከምቲ ዝበልካኒ ይኩነለይ በለቶ ካብ ስጋአ ስጋ ካብ ነፍሳ እውን ነፍስ ብምውሳድ ቃል ስጋ ኮነ ተዋሃሃደ
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ 10 ай бұрын
ቀፅለሉ ዝሓወይ ደስ በሃሊ ግን ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ ክርስትያን ኣፈላለይን እንታይ እዩ ማለት ታይ ማለትዩ ካቶሊክ ኦሮቶዶክ ፖሮቴስታት ኣፈላላዮም ታእዩ ምባልዶ ኣይምሐሸን ኣመዓራርያ bror
@selamawitbrhane3334
@selamawitbrhane3334 8 ай бұрын
ኣብ ኣተሓትታ እዩ ተጋግዩ ኦርተዶክስ ተዋህዶ ክርስትያን ትርጉሙ እንታይ እዩ ንምባል ሓሲብዎ ከይኾን
@ረዴትዩቱብ
@ረዴትዩቱብ 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@SamraGebru
@SamraGebru 10 ай бұрын
❤❤❤
ሞርያ ፖድካስት | ፍሉይ ናይ ሓዱሽ ዓመት ምድላው
1:14:34
ሞርያ ሚድያ | Morya Media
Рет қаралды 988
በየነ ገረዝግሄር (ውፉይ)
54:25
selam kdane
Рет қаралды 24 М.
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН
To Brawl AND BEYOND!
00:51
Brawl Stars
Рет қаралды 17 МЛН
REAL or FAKE? #beatbox #tiktok
01:03
BeatboxJCOP
Рет қаралды 18 МЛН
A Lifetime of Survival - Motty Friesel - Pushet Pshat • Ep 9
52:41
Pushet Pshat Podcast
Рет қаралды 8 М.
Similarities Between Amharic and Assyrian Aramaic
11:59
Bahador Alast
Рет қаралды 437 М.
ዕላል ምስ ቴድሮስ
13:30
Habesha World
Рет қаралды 34 М.
#بودكاست_تدبر  مع الشيخ عبد الرشيد صوفي | بركة القرآن الكريم في حياتنا
43:43
الهيئة العالمية لتدبر القرآن الكريم
Рет қаралды 370 М.
"ኣብዚኣ........! ኣቦ ወንበር " ABZIA ABO WENBER
9:37
East Africa Film Production (Eastafrica Films)
Рет қаралды 254 М.
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН