No video

መሪርን መሃርን ሓቀኛ ዛንታ ሳባ ካብ ስዑዲ ዓረብ 3ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

  Рет қаралды 4,146

abi habeshawit Tube ኣቢ ሓበሻዊት ቲዩብ

abi habeshawit Tube ኣቢ ሓበሻዊት ቲዩብ

Күн бұрын

#ዛንታ #ትግርኛ #ሳባ #ኣቢ #ሓበሻዊት

Пікірлер: 98
@user-cs9ec7ro9y
@user-cs9ec7ro9y 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘገርም ትምህርቲ እቱ ኣብ መጨረሻ ዘሎ ዋው ስምዒት ጊዛዊ እዩ በሰላ ግን ዘልኣለማዊ እዩ ንዝሓልፍ ስምዒት ዘይሓልፍ በሰላ ከይመጸክን ተጠንቀቓ ብሱል ምኽሪ የቐንየልና❤❤❤
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 2 ай бұрын
ተመስገን መወዳእትኡ ዘፀበቐልኪ ፈጣሪ ንፅቡቕ ጌሩልኪ እንኳዕ ደስ በልኪ ሳባ ሓፍትና❤❤🎉 ኣቢተይ ስለቲ ፅፉፍን መሃርን ዝኾነ ኣቀራርባኺ ካብ ልቢ የመስግነኪ በርትዒ ዛምበይተይ ይፎትወኪ የ❤😊
@user-cs9ec7ro9y
@user-cs9ec7ro9y 2 ай бұрын
ዋው መጨረሻኺ እንኳዕ ኣፀበዐልኪ ሳባ ሓፍትና ናይ ኩልና መጨረሻ የፀብቐልና እንኳዕውን ዘይረኸበኪ ❤❤
@user-ez1vw8rd6n
@user-ez1vw8rd6n 2 ай бұрын
ክፅበያ ዝቐነኹ ዛንታ ዌልካም መዓረይ❤
@user-jc9du7qc1t
@user-jc9du7qc1t 2 ай бұрын
ወይ ዝናተይ ታሪክስ ማዓዝ እዩዝቅየር ኩሉ ግዜ ጉድእቲ እፋፋ😢😢
@user-cs9ec7ro9y
@user-cs9ec7ro9y 2 ай бұрын
መጨረሻኣ ክሰምዓ ሃፂፀ እየ ቀንየ
@user-ez1vw8rd6n
@user-ez1vw8rd6n 2 ай бұрын
ብስምዒት ተደፋፊእኽን ከይትውስና ብርድኢት ወስና ትብል ነጥቢ ደጋጊመ ሰሚዐያ❤❤❤
@user-ri7or1dy2c
@user-ri7or1dy2c 2 ай бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ ማዓረይ ክብረት ይሃበልና ዝሓፍተይ ብሓቂ ፅቡቅ ምክሪ ለጊስክልና ከምኡ ክንገብር እግዚአብሔር ብፅግኡ ይደግፈና
@sara6511
@sara6511 2 ай бұрын
ኣነዉን ብዙሕ ነባዕ እየ ሞ ካም ናተኪ ይፈጠረለይ😢😢
@user-vo9kz2ft8u
@user-vo9kz2ft8u 10 күн бұрын
አሰይይይ ደሰ ብሃል ወላላይ❤❤😢😢
@user-xs3mv7ry6u
@user-xs3mv7ry6u 2 ай бұрын
ዋው ተመስገን እንካዕ ደስ በለኪ እንካዕ መጨረሻኪ ኣፀበቀልኪ ሳባ ሓፍትና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-ez1vw8rd6n
@user-ez1vw8rd6n 2 ай бұрын
እዋይ መጨረሻኣ ደስ ክትብል እንኳዕ ዘይረኸባ ዋው❤❤❤😮😮😮
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 2 ай бұрын
ተመስገን ካብ ቀደማዩስ ዳሕራዩ ዘፀቦቆ ፋጣሪ ጥዑም😢😢
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 2 ай бұрын
ተመስገን መጨረሻ ፈጣሪ ክሒሱኪ ማዓረይ ነዓይ እውን ፈጣሪ ከም ናትኪ ገይሩ ክክሕሰኒ ብተስፋ ይፅበ😢😢❤❤❤❤
@MerMeri-vi8ti
@MerMeri-vi8ti 2 ай бұрын
ደስ በሃሊ ኣቢ ሓፍትና ቀፅሊሉ ከምዚ ዓይነት ዛንታ❤ ሳባ ሓፍትና ከዓ መጅመሪታ ይቅንየልና🙏ዛንታኪ ንክንማሃረሉ እልኪ ሰለ ዝቅረብክልና🥰 ካብኡ ከዓ እንቃዕ መጨሪሻኡ ኣፀበቀልኪ እንቃዕ ከዓ ናብ ዝንበሪኩሉ ህወት ተመልስኪ❤🙏🙏
@user-qx7jg8me7s
@user-qx7jg8me7s 2 ай бұрын
ሰላም ኣምላክ የብዘሐልኪ ኣቢየይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ❤ኣሰይይይ ክብርተይ እንኳዕ መጨረሻኪ ኣፀበቀልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝሳኣኖ ነገር የለን ❤❤❤
@AaAa-ec7gl
@AaAa-ec7gl 2 ай бұрын
ዋው ክፅበያ ዝቀነኹ ዛንታ መጨረሻኣ ፀቢቃ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 2 ай бұрын
ፈሪሐልኪ ነይረ ዋ ግን እንኳዕ ፍጻሜኪ ኣስመረልኪ ተመሥገን ኣምላክ ንዓይ ውን ከም ናትኪ ኣፍቃሪ ይሃበኒ😀🙈
@user-se4tq4kg2l
@user-se4tq4kg2l 2 ай бұрын
ዋው ደስ ይብል ዝሓፍተይ የቀንየልና ብዙሕ ተማሂረሉ ብዓልቲ ዛንታ እውን ብሰላም መርየት ዓድከም የእትውኩም ኣሕዋተይ ❤❤❤❤
@noneofyourbusiness578
@noneofyourbusiness578 2 ай бұрын
ደስ ትብል ዛንታ 💛💛
@user-jw7zo8es4b
@user-jw7zo8es4b 2 ай бұрын
ዋውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዛንታ እንካዕ መጨረሻኪ ኣፀበቀልኪ ዝሓፍቲ❤❤
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 22 күн бұрын
እሰይ መባሊቲ ይግበርኩም❤
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገረም ዛንታ እዩ አንኳር መወዳታኺ ኣፀበቀልኺ👏💗
@Milimiraaa
@Milimiraaa 2 ай бұрын
መጨረሽኡ ብጣዕሚ ደስ ይብል ኣጋጣሚ ከኣ መታዓቢታ ገጢምዋ ፅቡቅ ኣጋጣሚ🥰ኣነ ግን ብሕሱም ክፍኣት ኣወዳት ከመይለ ዳግማይ ምስ ወዲ ክነብር ከምዝኽእል ኣይፈልጥን ብቻ እንድዒ
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v 2 ай бұрын
ብሓቂ ደስ ይብል እንቋዕ መጨረሻኪ ኣፀበቀልኪ ክብርቲ ሓፍተይ
@563fgyad46
@563fgyad46 2 ай бұрын
ሰላም አምላክ የብዘሓልኪ አቢ ሓፋተይ ካባኪ ቡዙሕ አናተመሃርና ኢና ቀፅሉሉ ናዓና አዉን ከምታን መጨረሽአን ዝፀበቀ ይግበረና
@gbgu554
@gbgu554 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊቲን ማሃሪትን ዛንታ❤❤❤
@user-zq9td2lp8r
@user-zq9td2lp8r 2 ай бұрын
እፍፍፍ ተመስገን ፈጣሪ እግዚአብሔር ካብ ክሉ ክፍእ ዘበለ ብጠበቡ አድሕንኪ እንኮዕ መጨረሻኪ አፀበቀልኪ
@galtgiray9595
@galtgiray9595 2 ай бұрын
ኣሰይ ሞክሰይ እንኳዕ መጨረሽኡ ኣፀበቀልኪ❤🎉 ደሞ ኣዝዩ ደስ ዝብልን መሃርትን ዛንታ እያ💜🥺🙏 ከመይ ጌርካ እዩ እንዶ ተፍቅሮ ዝርሳዕ😢 ልበይ ደክመ😢
@abihabeshawittube8066
@abihabeshawittube8066 2 ай бұрын
ብዙሕ ቪድዮታት ኣሎ እዩ ስምዕዮ
@galtgiray9595
@galtgiray9595 2 ай бұрын
@@abihabeshawittube8066 እሺ ክብረተዬ💜🙏
@hjii1398
@hjii1398 2 ай бұрын
ብሓቂ ደስ ብሃል ትምህርት እዩ 💖💘😌
@genet3442
@genet3442 2 ай бұрын
እንካዕ መጨረሻኪ ኣፀበቀልኪ ዛሓፍተይ ኣቢየይ ማዓረይ❤
@user-oo6vi6fx1l
@user-oo6vi6fx1l Ай бұрын
መጨረኻኣ ክሰምዓሃፂፀእየንየ😢😢
@Agsgs-yt2xg
@Agsgs-yt2xg 2 ай бұрын
ደስ ዝብል ዛንታ ማራ ተሓጊሰ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@amnaslama4484
@amnaslama4484 2 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍ብጣዕም ማሃርት ዛንታ እያ✅✅✅
@SELU_16
@SELU_16 2 ай бұрын
ሳብስክራየብ ግቀርለይ ዝያዳይ
@hgf6568
@hgf6568 2 ай бұрын
መሃሪት ዛንታ❤
@halenfahimponta4687
@halenfahimponta4687 2 ай бұрын
ፖውውውውው ናትኸ ዛንታ ፍል እየ አብየ ጀግና ናተይ ትቅርብለይ ዶ😢😢😢❤❤❤❤
@abihabeshawittube8066
@abihabeshawittube8066 2 ай бұрын
እሺ❤
@SlasGebretsadik
@SlasGebretsadik 2 ай бұрын
Nice
@SlasGebretsadik
@SlasGebretsadik 2 ай бұрын
@user-do9fx9pl9b
@user-do9fx9pl9b 2 ай бұрын
መጨረሻኩም የፀብቀልኩም❤❤❤
@SadsLscy
@SadsLscy 7 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@AhQw-mm7gr
@AhQw-mm7gr 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ፍቅርኩም የብዝሓዮ
@user-oh1ef4tr8d
@user-oh1ef4tr8d 11 күн бұрын
❤❤❤❤
@medi-uo8ce
@medi-uo8ce 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@FfFgg-gx3wr
@FfFgg-gx3wr 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-ci6gf5ih7h
@user-ci6gf5ih7h 2 ай бұрын
አሰይይይይይ መጠርሻኡ ደሰሰሰ ክበል
@HadasTedros
@HadasTedros 2 ай бұрын
መጀመሪያ ፈሪሐ ነረ መጨረሻ ግን ትሓጉሰ ❤❤
@sooqusabya2844
@sooqusabya2844 2 ай бұрын
አወዳት ኾ😢😢
@RozaRoza-jr1pl
@RozaRoza-jr1pl 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@صقرالعتيبي-و8ص
@صقرالعتيبي-و8ص 24 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@bxiigjcfbutn5491
@bxiigjcfbutn5491 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@AsiaHagos
@AsiaHagos 19 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Hiwattgraweyti
@Hiwattgraweyti 2 ай бұрын
😍😍😍
@abyabby9886
@abyabby9886 2 ай бұрын
🥰🥰🥰❤❤
@briefkr
@briefkr 2 ай бұрын
❤❤❤
@user-bu3fp8ho3c
@user-bu3fp8ho3c 22 күн бұрын
🥰🎉🎉🎉🎉
@noneofyourbusiness578
@noneofyourbusiness578 2 ай бұрын
ኣቢየ ናየባ ኣቅሪብለይ ምኽሪ ይድልየንሎ ዋኢይ
@user-ez1vw8rd6n
@user-ez1vw8rd6n 2 ай бұрын
ላይክ ተጌራትልኪ ተሪኣቶ ክትሰርሐልኪ እያ ተፀበይያ❤
@mmaa4178
@mmaa4178 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@AaAa-kq7kh
@AaAa-kq7kh 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤ዋውውው
@Fds567-wy9oe
@Fds567-wy9oe 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-of7dy7hs3t
@user-of7dy7hs3t 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢
@SjvsjgxjcsSkvabvelvs
@SjvsjgxjcsSkvabvelvs 2 ай бұрын
እንኮዕ ደስ በለኪ እየ ናተይ ሂወት ማኣዘ እዩ ሓሊፉ ዝራኦ ተሰፋ ቆሪፀ ናይ ሂወት መቀረት ሲኢኖዮ ብክያት ኮይኑ ሰረሐይ ዘይ ኣነ መሲለ ማዳ መሊእው ገፀይ ፀልእዯ ምንባር ለሙስ ክሓልፍ ዶ ይኮን ትናተይ ቸግርከ ከምናቲኪ እንዲዒ ናተይ ዝውዳኣይመስለን ዘሎ ተሰፍ ቆራፀ መፃእየይ ፀልሚቱ ባዕለይ ዝገበርክዋ ኣምላክ ታራክ ክኮነይ ይምነኣለኩ😢😢😢😢😢😢
@abihabeshawittube8066
@abihabeshawittube8066 2 ай бұрын
ኣጆኺ መዓረይ ኸምኡ ክትብሊ ኣይብልኽን
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 22 күн бұрын
ኣጆኪ ብሑሉፍ ኣትጣዓሲ ንቅደማት እበር ንድሕሪት ኣትመለሲ ኣጆኪ
@user-cw9cx4fd1x
@user-cw9cx4fd1x 20 күн бұрын
ኣጀኺ ማዕረይ ከምኡ ኣይትበሊ ንሕልፍ ተማህርሉ እንበር ኣይትጣዓስሉ
@SmilingAnacondaSnake-eg5yy
@SmilingAnacondaSnake-eg5yy 2 ай бұрын
15:39
@lixmony9629
@lixmony9629 2 ай бұрын
Wwwwwwww
@hdhhd7462
@hdhhd7462 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@SayedAhmada-cy8tw
@SayedAhmada-cy8tw 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-ex1gd5cf1q
@user-ex1gd5cf1q 2 ай бұрын
❤❤❤
@user-ex1gd5cf1q
@user-ex1gd5cf1q 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-hl6mh4ve6j
@user-hl6mh4ve6j 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@sarayan525
@sarayan525 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-is5dr6vf8v
@user-is5dr6vf8v 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@YdtHr
@YdtHr 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-st1hf3xt7q
@user-st1hf3xt7q 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-kt9yk8ce6n
@user-kt9yk8ce6n 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@user-eg2es6bj6s
@user-eg2es6bj6s 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-yu8uq9ic6r
@user-yu8uq9ic6r 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-gt1ib7hp2t
@user-gt1ib7hp2t 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-vl7ri7tv1s
@user-vl7ri7tv1s 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-vl7ri7tv1s
@user-vl7ri7tv1s 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@fdsf760
@fdsf760 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Slamah-js3ou
@Slamah-js3ou 2 ай бұрын
❤❤❤
@user-mu2qy4yb5f
@user-mu2qy4yb5f 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@mekkkumm9165
@mekkkumm9165 2 ай бұрын
😭❤
@user-cs9ec7ro9y
@user-cs9ec7ro9y 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-et5dm4bm7m
@user-et5dm4bm7m 2 ай бұрын
❤❤❤
@gsas4971
@gsas4971 2 ай бұрын
አለዎ እዩ 😊
@genet3442
@genet3442 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉
@Salam-om6uq
@Salam-om6uq 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ንዘፍቅሮ'የ ዘፍቅር ሓቅኛ ዛንታ ዓይንኺ ገፊሕ’ዩ
8:45
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 15 М.
ናይ ሂወት ፈተና ሓጻር ልቢ ወለድ ዛንታ፦ 1ይ ክፋል
13:30
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 42 М.
Before VS during the CONCERT 🔥 "Aliby" | Andra Gogan
00:13
Andra Gogan
Рет қаралды 9 МЛН
Joker can't swim!#joker #shorts
00:46
Untitled Joker
Рет қаралды 40 МЛН
ስብርባር ናይ ዝፈረሰ መብጽዓ  “ሓቀኛ ዛንታ’’
31:29
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 34 М.
ንገንዘብ ክብል ነብሰይ ናብ ኣረጊት ሰብኣይ ሸይጠ!!!
11:30
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 15 М.
ሲንግል'የ ሓቀኛ ዛንታ ዓርኪ የብለይን
19:08
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 74 М.
Before VS during the CONCERT 🔥 "Aliby" | Andra Gogan
00:13
Andra Gogan
Рет қаралды 9 МЛН