መጽሓፍ ስዉር ጥበብ መርሓ ህይወት፣ ብደምጺ ምዕራፍ 7/ PART 7

  Рет қаралды 7,673

Bana Books

Bana Books

2 ай бұрын

ሰላም ትኸታተልቲ መደብና፣ ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል ዝኾነ ዝትፈላለዩ መጽሓፍቲ ብ ድምጺ ኣብ ቐጻሊ ከነቕርበልኩም ኢና፣ ከምኡ ውን መሃርቲ ዝብልናዮም ምደባት ከነቕርብ ምኻና ኽንሕብረኩም ንፈቱ። ንትህብና ደገፍን ምትብባዓን ኣዚና ነመስግን። ዝትፈላለ ሕቶታትን ብዛዕባ መጽሓፍቲ ኽትእዝዙ ምስ ትደልዩን በዚ ዝስዕብ ኣድራሻና 004917620344938 ወይ www.banabooks.com ተውከሱ።

Пікірлер: 29
@YacobGeremeskel
@YacobGeremeskel 2 ай бұрын
🙏❤
@user-dx5fm9hc9z
@user-dx5fm9hc9z 28 күн бұрын
የቐንየልና ፈጣሪ የኽብረልና ፍቁር ሓውና❤❤❤
@dawitmelake1291
@dawitmelake1291 2 ай бұрын
ኣብ መወዳእታ ኹላ ጠቕሊልኹም ኣዉርድና እኹም የቐንየልና ኻኣ ስለቲ ኹሉ ነገር ትገብሩልና ።
@user-ot4sb4yr4s
@user-ot4sb4yr4s 2 ай бұрын
ስለኩሉ ትገብሩልና የቐኔልና ዳበልና ንመጻኢ ብሰላም ምጹና❤❤❤❤
@JosiTemesgen45
@JosiTemesgen45 2 ай бұрын
Www What a book💯
@BeruShikor
@BeruShikor 2 ай бұрын
ኣድናቖተይ መዕየሪ የብሉን ንመላእ ባና ቤት-መጻሕፍቲ 🎉❤
@selam801
@selam801 2 ай бұрын
አዝያ ብልጽቲ መጽሓፍ ብብሉጽ ተራኺ thank you so much❤😊
@mebrihittakle731
@mebrihittakle731 2 ай бұрын
Thanks ❤❤❤
@xegaxega4826
@xegaxega4826 2 ай бұрын
Thanks my brother 🙏🙏💕💕
@samson7550
@samson7550 2 ай бұрын
This book is better than been with some one!!! Your voice is magic 🎩 I don't feel alone when I leasinng this audio book ❤
@henokweldetinsae4398
@henokweldetinsae4398 2 ай бұрын
thanks
@merontekleab8257
@merontekleab8257 2 ай бұрын
ኣነ በዚ እተቕርቦ ዘለካ መሃሪ መደብ ምስጋነይ ወሰን የብሉን🎉 🎉🎉 ኣዝዩ ደስ ዝብል ዩ። ገለ ክብል ስለ ዘለኒ ጥራይ የ ጽሒፈልካ! ብራቮ ብራቮ pls ቀጽሎ❤❤❤
@Berie88
@Berie88 2 ай бұрын
ደስ ዝብል አናብባ . ንእዝኒ ዘይኩርኩሕ::
@user-tn3hf7zc7w
@user-tn3hf7zc7w Ай бұрын
❤❤❤
@RahelEtopea
@RahelEtopea 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@Furt438
@Furt438 2 ай бұрын
❤thank you my dear
@furtunahyabu3120
@furtunahyabu3120 2 ай бұрын
Thank you 🙏
@sirakanday3674
@sirakanday3674 2 ай бұрын
Me don’t put my golden words in the comment section but u forced me to put my fingers on the keyboard sir Keep it up 👍
@jirtesfom6761
@jirtesfom6761 2 ай бұрын
Thanks gays
@Wedifish
@Wedifish 2 ай бұрын
የቐንየለና❤👍💙
@LwamLwam-gt5bv
@LwamLwam-gt5bv 2 ай бұрын
ታንክዩ ❤
@andatgere-8474
@andatgere-8474 2 ай бұрын
Thanks you so much🙏 🥰❤❤
@danielwelday2372
@danielwelday2372 2 ай бұрын
የቐንየልና🙏 ንጽበ ኣለና 8ክፋል
@selamzemuy7368
@selamzemuy7368 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-nn4le6fs7t
@user-nn4le6fs7t 2 ай бұрын
ሰላም ንዓኹም bana books ብጣዕሚ ነምስነኩም ሰለቲ ዝገበርኩምልና አዝዩ መሃሪ መደባትኩም 8ይ ክፋል ክትሰዱልና ንጽበ
@banatewelde8603
@banatewelde8603 2 ай бұрын
የቀንየልና፣ብ ጥዑም ድምጺ ጽቡቅ ተሪኽካያ። መሃሪ ዝበልካዮ ቀጽሎ። እዛ ብርሃን ኣእምሮ ትብል መጽሓፍ ኣበይ ክረኽባ ይኽእል?
@user-rk3yo9nl7f
@user-rk3yo9nl7f 2 ай бұрын
ብመጀመርታ ካብ ብልቢ ይመስጊነካ ካቢኡ ብምቅጻል ካብ ኣናብባካ ጀምርካ ክሳብ ኣቀራርባኻ ኩሉ መሳጢ ብሙካኑ ንዓኻኒ ንመሳርሕትካብ ብድጋመ ይመስግኒ
@Aduliss
@Aduliss 2 ай бұрын
ሽምደዳ ኮይኑ ነበባኻ ረጊእኻ ቡን ሰቲካ ኣንብቦ ብዝኾነ ማሃሪት መጽሓፍ እያ
@rufealtesfamariam4750
@rufealtesfamariam4750 2 ай бұрын
❤❤❤
Homemade Professional Spy Trick To Unlock A Phone 🔍
00:55
Crafty Champions
Рет қаралды 57 МЛН
I’m just a kid 🥹🥰 LeoNata family #shorts
00:12
LeoNata Family
Рет қаралды 16 МЛН
MEGA BOXES ARE BACK!!!
08:53
Brawl Stars
Рет қаралды 33 МЛН
Khó thế mà cũng làm được || How did the police do that? #shorts
01:00
ስቅ በሃልቲ ኩኑ SENAY AUDIOBOOKS ሰናይ መጻሕፍቲ
38:59
SENAY AUDIO BOOKS መጻሕፍቲ ሰናይ
Рет қаралды 94 М.
Homemade Professional Spy Trick To Unlock A Phone 🔍
00:55
Crafty Champions
Рет қаралды 57 МЛН