መጽሓፍ ስዉር ጥበብ መርሓ ህይወት፣ ብደምጺ ምዕራፍ 8/ PART 8

  Рет қаралды 11,663

Bana Books

Bana Books

Күн бұрын

ሰላም ትኸታተልቲ መደብና፣ ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል ዝኾነ ዝትፈላለዩ መጽሓፍቲ ብ ድምጺ ኣብ ቐጻሊ ከነቕርበልኩም ኢና፣ ከምኡ ውን መሃርቲ ዝብልናዮም ምደባት ከነቕርብ ምኻና ኽንሕብረኩም ንፈቱ። ንትህብና ደገፍን ምትብባዓን ኣዚና ነመስግን። ዝትፈላለ ሕቶታትን ብዛዕባ መጽሓፍቲ ኽትእዝዙ ምስ ትደልዩን በዚ ዝስዕብ ኣድራሻና 004917620344938 ወይ www.banabooks.com ተውከሱ።

Пікірлер: 28
@Justbsxg1358hk.
@Justbsxg1358hk. 4 ай бұрын
ኣነስ ካብ ልበይ ክጽበያ ቀንየ እሞ ኩቡር ሓው ክብረት ይሃብካ ይበል ኣቃራርባ ቀጽለልና🎉🎉
@abrahalealif9370
@abrahalealif9370 3 ай бұрын
እዛ መጺሓፍ እንዳ ጠዓመት ኢያ ትከይድ፡Thanks 📚
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 4 ай бұрын
Thanks a lot ❤❤❤
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kiflomwoldu6849
@kiflomwoldu6849 3 ай бұрын
❤❤❤
@hbnti_11
@hbnti_11 4 ай бұрын
Welcome nd thanks hawey 🧡🧡🤍
@SaronMisgna
@SaronMisgna 4 ай бұрын
Welcome again Thank you so much 💓
@misganaamen8969
@misganaamen8969 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 3 ай бұрын
አዝዩ ጽቡቕን ዓብን መልእኽቲ። ብጣዕሚ ብንጹር ቋንቋ ትግሪና/ትግርኛን ውሁብ አዘራርባን። ናይ ዝሓለፈን ዘሎን ንዝመጽእ እውን ብዝተመሳሰለ ዝቕጽል መስርሕ ሂወት ፦ ማሕበራዊ ስነ ፍልጠታዊ ሕድሕዳዊ +ፍቕራዊ ስድራ ቤታዊ ወዘ ተረፈ. ተመሳሳሊ ጠቓሚ መጻሕፍቲ እውን አሎ ብዛዕባ ሰብን ደቂ ሰባትን ባህርን ድልየታትን .Ex:-Sapiens book -ንአብነት ብበዓሉ ግርማ ዝተደረሰት/ዝተጻሕፈት ኦሮማይ ዳርጋ ነዚ ኩሉ ክበሀል ዝጸንሔ ገሊጽዎ እዩ ፦ ብሽፋን- Depicts ውልቀ ሰባትን ብፖለቲካን ብማሕበራውን ሳይንሳውን ሓድሕድ ምክብባርን ፍቕርን ጌሩ በዓሉ ግርማ ገሊጽዎ እዩ መስለኒ ። አብ ኦሮማይ መጽሓፍ Ex:- መብዛሕና ውሩያትን ፉሉጣት ክንከውን ኢና ንደሊ/ናይ ከምኡ ሕማም አለና። ነገራት ብቓላት ቀለልቲ እዮም ተግባር ግን ካልእ እዩ። ሂወት ከም ማእለማ ዝተሓላለኸት እያ። ምልምማድ ፍቕሪ የምጽእ ፍቕራዊ ርክብ ከአ የታልል የደንቁር። ምንባር ድፍረት እሓትት ! ኩሉ ትፈቱ/ትደልይ -አብ መወዳእታ ግን ኩሉ ትስእኖ ፦፦ በዓሉ ግርማ አብ ኦሮማይ መጽሓፍ ካብ ዝበሎ ። It is good remarks as it /you read- explained many things about Us Human,Society, politics,our interests also our limitations.
@YafietAfewerkiYafuwediafie
@YafietAfewerkiYafuwediafie 4 ай бұрын
thank you banabooks, metshaftkum hiwet alewo💙🌷
@tekaghi3637
@tekaghi3637 4 ай бұрын
❤😊🌻
@የቁድስጊዮርጊስልጅነኝ
@የቁድስጊዮርጊስልጅነኝ 4 ай бұрын
ዋዉ ገለ ዓይነት መፅሓፍ👌
@BeruShikor
@BeruShikor 4 ай бұрын
ዋው በቃ ዋው ምስ ነብስኻ ፊት ንፊት ክትጠማመት እተገብር መጽሓፍ ሓውና ድማ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድምጺ ❤🎉
@ኣኪየየድንግልማርያምልጅ
@ኣኪየየድንግልማርያምልጅ 4 ай бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤
@biniamafewerki1366
@biniamafewerki1366 4 ай бұрын
Thanks more bro !!
@Daniboy-u3g
@Daniboy-u3g 4 ай бұрын
Thank u more
@gdu5557
@gdu5557 4 ай бұрын
የቐንየልና ብሉፅ ስራሕ ቀፅለሉ❤❤
@gdu5557
@gdu5557 4 ай бұрын
ኮመንት like አይንሕመቅ ነባራትዓዮ ክቡር ሓውና❤❤
@PhiliPhili-q6j
@PhiliPhili-q6j 4 ай бұрын
ከየመስገንኩ ክሓልፍ ኣይደል thankyou so much❤❤🎉
@attitud9506
@attitud9506 4 ай бұрын
Kemey kitsbwyekum qenye ? Enqae dehan mexaekum.
@yohannessbhat4434
@yohannessbhat4434 4 ай бұрын
Thanks
@ariamemun9576
@ariamemun9576 4 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙👍🏽👍🏽👍🏽
@DebesayElias
@DebesayElias 4 ай бұрын
Merhaba eqea dehan mexakum
@merontekleabwedisaryam
@merontekleabwedisaryam 4 ай бұрын
bhaqi dongikani qenika 🎉🎉🎉
@teagesienebsey.7414
@teagesienebsey.7414 4 ай бұрын
❤❤❤
@SamiSami-kv1le
@SamiSami-kv1le 4 ай бұрын
❤❤❤
@zaidmebrathu1292
@zaidmebrathu1292 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ኪዳንገብረመስቀል
@ኪዳንገብረመስቀል 4 ай бұрын
❤❤❤
Brawl Stars Edit😈📕
00:15
Kan Andrey
Рет қаралды 51 МЛН
The Joker wanted to stand at the front, but unexpectedly was beaten up by Officer Rabbit
00:12
Running With Bigger And Bigger Lunchlys
00:18
MrBeast
Рет қаралды 67 МЛН
Brawl Stars Edit😈📕
00:15
Kan Andrey
Рет қаралды 51 МЛН