መፃወድያ ድራማ ክፋል 40 | Metsawedya Episode 40

  Рет қаралды 96,405

Lele Entertainment

Lele Entertainment

3 жыл бұрын

መፃወድያ ድራማ ክፋል 40 | Metsawedya Episode 40
መፃወድያ ድራማ
© Lele Entertainment. Unauthorized Copy, Distribution of Music Video Content is Strictly Prohibited!!
Follow us on:
Website: www.LeleMusika.com/video
Facebook: / lelemusika
Google Plus: plus.google.com/u/0/106009089...
Instagram: / lelemusika
#Metsawedya #TigrignaDrama #LeleEntertainment
#TigrignaMusic #EthiopianMusic #TigrignaMusic #EritreanMusic #TigrignaMusic2019 #NewTigrignaMusic
More Awesome Videos On Our Channel:
Birtukuan Mebrahtu - Gerewani : • Birtukuan Mebrahtu - G...
Solomon Yikunoamlak - Barchu : • Solomon Yikunoamlak - ...
Filmon Bekele ft Lominat Hayelom - Selam Beluley : • Filimon Bekele ft Lomi...
Fikremariam Gebru - Zew New : • Fikremariam Gebru - Ze...
Wedi Tedros - Number One Girl : • Wedi Tedros (Dawitay) ...
Dj Moris ft Raza Raya - Hie : • Dj Moris ft Raza Raya ...
Tsegay Haregot - NiEiwala - • Tsegay Haregot - NiEiw...
Gere Maetebey - Wedding Video : • New Tigrigna Wedding M...
Girmay Belay - Kolia Tigray : • Girmay Belay (ግርማይ ራያ)...
Kiros Girmay - Kem Sebey : • Kiros Girmay - Kem Seb...
Tesfaldet Zeru - Kef kef : • Tesfaldet Zeru - Kef K...
Wedi Tedros - Selam Selamye : • Wedi Tedros - Selam Se...
Desalegn Zeru - Ethiopia : • Desalegn Zeru - Ethiop...

Пікірлер: 289
@mymommylife5837
@mymommylife5837 3 жыл бұрын
እስኪ ገትሽ ዝፎቱ ላይክ ሃቡኒ።
@kbrom143
@kbrom143 3 жыл бұрын
ብመረጻ ትግራይ ዝታሓበነ እስኪ ደቂ ትግራይ ስብ ስረ ሰብ ቅያ👍💪👈❤ እንዳ መጻወድያ ናሓላለይ እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ካኣ ተጋሩዋኒ❤
@user-vo6sb7dg1o
@user-vo6sb7dg1o 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@mizimizi2519
@mizimizi2519 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-uz4zl4uw7g
@user-uz4zl4uw7g 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@kabitalkabitalkabital2024
@kabitalkabitalkabital2024 3 жыл бұрын
ኣሜን ማዓረይ
@theonly3409
@theonly3409 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@berhanegaletigray264
@berhanegaletigray264 3 жыл бұрын
ገትሽ ክተፅለሉን እምብር እልካ ንዕኡ ዝፎት እስክ like ሃብኑ
@brhanmebrhatuhagos258
@brhanmebrhatuhagos258 3 жыл бұрын
ኣሰይ ናይ መጀመሪያ እሰከ ላይክ ሃብለይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ ርሑሰ ኣወደኣመት ይግረልና ይግቀረልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏ቡሩካተይ ፍቅርን ሰነያን የውርደልና ሕማም ኮረና ብጰጉሜን ተሓፂቡ ናብ ሓድሸዓመት ያሰጋግረና ላይ ጠውቁ ሼር ኣይትረሰዑ ሰክፕራይቨ ኣይትሕመቁ ሓኔቲ ሰከንድ ኣይትወሰዱን እያ እሞ
@samitigray4537
@samitigray4537 3 жыл бұрын
ስዓት ግን ፍሉይ ግበርዎ ብዝተረፈ ዋውውው ቀፅሉዎ
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o 3 жыл бұрын
ነዛ ፅሕፍቲ ተንብብ ዘለኻ/ኺ ሊቀመላአኩ ቅዱስ ሩፋኤሌ ሓሳብ ልብኹም/ኺ ይስመረልኩም አሜን 3///🙏💒💚💒 ሰናይ ዕድል 2012መረፃ ትግራይ ትግራይ ትመርፅ አድነቅቲ ጎቶኦም like.ረጊፅኩም ሕለፉ ተጋሩዋይ
@sabiyahavg4985
@sabiyahavg4985 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@AsdAsd-sj4xd
@AsdAsd-sj4xd 3 жыл бұрын
ኣነግን ጌትሽ ጌታቸዉ ኣሳፍ ኡዩ ልመስለኒ
@galtigray7593
@galtigray7593 3 жыл бұрын
አሜንንንንንንንንን ማዓረይ
@user-nm8nn8on9r
@user-nm8nn8on9r 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@Th-ze8nm
@Th-ze8nm 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@mebrahtualema4976
@mebrahtualema4976 3 жыл бұрын
ብሽም መረፃ ትግራይ Like ተጋሩውኒ
@HuRiBe
@HuRiBe 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ቅንያት ጳጉሜን 🌼🌼🌻❤🇪🇷🇪🇹🙏
@love-xg3ws
@love-xg3ws 3 жыл бұрын
ሓባይብ ለማዓንቲ ቅዱስ ሩፋኤል ዓመቱ ዝተወለድኩሉ እዩ መልካም ልደት በሉኒ 🇪🇹🇪🇷💘👌
@user-qe6mf1ie9e
@user-qe6mf1ie9e 3 жыл бұрын
መልካም ልደት 🎂🕯🎂🎂🎂🌻
@user-uv5iz7ku4k
@user-uv5iz7ku4k 3 жыл бұрын
መልኻም ልደት
@gsggsgsg6797
@gsggsgsg6797 3 жыл бұрын
ሰናይ ሓድሽ ዓመት💘💘 ዘበነ ሰላም💓💓💓 ዘበነ ራህዋ🌹🌹🌹 ዘበነ ቅሳነት💐💐💐 ዘበነ ልምዓት🌷🌷🌷 ዝሓመመ ዝሓወየሉ ዝወፈረ ብሰላም ዝመለሰሉ ዘመን ይግበረልና ዓወት ንትግራይና ሰናይ ሓድሽ ዓመት አሜን አሜን አሜን🙏 🙏🙏💓💓
@sjdgfjsg5250
@sjdgfjsg5250 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@berhanegaletigray264
@berhanegaletigray264 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ማዓርይ
@love-xg3ws
@love-xg3ws 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@jdhdhdxhddjdjxh9419
@jdhdhdxhddjdjxh9419 3 жыл бұрын
ኣሜንእሜን
@weldu8873
@weldu8873 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@user-br8pb8rp8l
@user-br8pb8rp8l 3 жыл бұрын
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ልትግራይና መልካም ናይ መረፃ ግዜ ይግበረላ ልስራሕኹም ክዓ ኣሳልጦ ይሃብኩም
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z 3 жыл бұрын
ንኩሉኩም መፃወድያ ትከታተሉ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይገበረልኩም ናይ ሰላምን ሓድነትን ራህዋን ዕብየትን ይግበረልና ንሕና ንትግራይና ሸጥ ማዓንጣና 💪💪🇻🇳🌹💕
@lanalana1776
@lanalana1776 3 жыл бұрын
አሜን
@lasanmalalm5558
@lasanmalalm5558 3 жыл бұрын
Amen.Amen.Amen💕💕💕💕💕
@iloveyoumama7755
@iloveyoumama7755 3 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን ወለላይ
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ዘመነ ሰላም ፍቅሪ ራህዋ ይግበረልና ለተሓዋውስ ግዜ ትኩነልና 2013🙏🙏🙏
@user-vo3wv7lg3r
@user-vo3wv7lg3r 3 жыл бұрын
🌻🌻🌻🌻 አብ ሙለእ ዓለም አትርከብ መልካም ኣዲስ ኣመት ይገብሮለኩም🌻🌻🌻 🌼🌼 2013🌼🌼🌼 ናይ ሰላም 🤝🤝🤝🤝 ናይ ፍቅሪ 💘💘💘 ናይ ራህዋ 💘💘💘 ናይ ቅሳነት 😍😍😍 ናይ ሓድነት ስኒትን ዝኮነ ዓመት ይግበረልና🤲🤲🤲 ከም ንደልዮ ዘይኮነስ ከምቲ ዘድልየና ሃበና 🙏🙏🙏
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ልኩልና
@user-xe9by2us7z
@user-xe9by2us7z 3 жыл бұрын
አሜን(3)
@freyeheyabenatmissu7289
@freyeheyabenatmissu7289 3 жыл бұрын
ኣሜንን🙏🙏🙏
@user-vo3wv7lg3r
@user-vo3wv7lg3r 3 жыл бұрын
ኣሜን 🙏💒🙏
@rjdjsrfsj1538
@rjdjsrfsj1538 3 жыл бұрын
ተናፈቅቲ መፅኢክም ዶ ሩሑስ ቅንያት ሓድሽ ዓመት ይኩነልኩም ማዓራተይ 💖
@seyumhaile4711
@seyumhaile4711 3 жыл бұрын
እንድያሞ ንበገስ ደቂ ንግስቲ ሳባ ደቂ ኣሉላ ደቂ የውሃንስ ደቂ መለስ ደቂ ጊታቸው ኣሰፋ ደቂ ደብሪጽ ደቂ ስሑል ደቂ ቀሺ ገብሩ ደቂ ማርታ ኣታ ክንደይ ኢለ ሞ ክዝርዝር ወስኩሉ በቃ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ባዕላ
@amanuelangesom1043
@amanuelangesom1043 3 жыл бұрын
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ንኩልኩም ተከታተልቲ መፃወድያ እንኳዕ ናብ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሩፋኤል ዓመታዊ ክብረ በዓል ብሰላም ኣብፀሓኩም:: ናይ ሊቀ መላእክት በረከቱን ኣማላድነቱን ኣይፈለየና:: መፃወድያኒ ከዓ እንኳዕ ብሰላም መፃኩምና! ከመይ ድየ ተሃንጥየ ፀኒሐ መስለኩም
@user-ii9pl8zi6o
@user-ii9pl8zi6o 3 жыл бұрын
ኣታ ኣሻዕ እዩ ኣብ (2) ደቂቃስ 15 ኮሜንት ወይ ጉድ ሰብ እባ ኣብዚ እዩ ዝሓድር ዘሎ😂😂
@user-ko2hx6mg1m
@user-ko2hx6mg1m 3 жыл бұрын
ኣነስ እዚ ፊልሚ ወላ እቲ ካሲኻላ እዩ ዝናፍቀኒ ❤❤❤
@tittit5401
@tittit5401 3 жыл бұрын
Welcome ፅቡቃት ርሑስ ቅንያት ሓዱሽ ዓመትን ዓወት ንመረፃ ትግራይን ደቂ ሪመይ :: ግን ትሓፅር ኣላ ሃየ ደኣ ውስክ ኣቡሉላ ደቃይቅ
@user-em3rw9un7f
@user-em3rw9un7f 3 жыл бұрын
ብመፃወድያ ድራማ ኩሉ ግዜ ሕብንቲ እየ ብፍላይ ክዓ ብጎይታኦም እና ብኤደን እና ሰላምን ቅሳነትን ራህዋን ዝመልኦ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ትግራይ ዓደይ እዚ ወሪዱ ዘሎ ሕማም ኮሮና ምስ 20012ዓ.ም ይኪደልና 💘💘💘💘20013 ክዓ ስሰናዩን ፅፅቡቁን ይግበረልና ፈጣሪ🙏🙏👆
@user-qe6mf1ie9e
@user-qe6mf1ie9e 3 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ምቁራተይ ናይ ሰላም ናይ ፍቅሪ ሓወይ ሓፍተይ እና ኣብ ስደት ዘለና ብሰላም ምስ ቤተሰብና እንራኸበሉ ይግበረልና ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንጌቱሽ ዝፈቱው ላይክ ሃቡኒ 💋💋💘💘💘🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍💪💪💪
@user-lh6hy7oq4l
@user-lh6hy7oq4l 3 жыл бұрын
እንካዕ አብፀሐኩም ንሓድሽ ዓመት ዝሓመሙ ዝጥዕይሉ 👏ዝተአሰሩ ዝፍትሕሉ 👏ኩሉ ዝሓሰብናዮ የስምረልና አሜን🌹 አሜን 🌹አሜን 🌹በሉ አሕዋተይ
@selamselam5983
@selamselam5983 3 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ደቂ ትግራይ ማዓረይ እንኮዕ ንሓድሽ ዓመት አብፀሐኩም አብፀሐና ናይ ሰላምን ፈቅረን ዘመን ይግበረና ሰናይ ሩሑስ ዘመን 2013☘️☘️☘️☘️☘️☘️🍀🍀🍀🍀
@user-pi2ut5gx6f
@user-pi2ut5gx6f 3 жыл бұрын
ዋውውው ተፀብየ እየ እንካን ዳሕን መፃእኩም
@tigraylove2764
@tigraylove2764 3 жыл бұрын
እውይ ማዓረግ ሚስኪን ከሕዝን ፍቕሩ ከይወደአ ሕጅውን ክታሓዝ እዩ ውይ ተሸቒላ ልበይ
@user-gd2nw8ds2g
@user-gd2nw8ds2g 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ላብ ሓድሽ ዓመት ብሓድሽ ሂወት ንፀበዮ
@selamse4654
@selamse4654 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ እንኳዕ አብፀሐኩም ኣብፀሐና ርሑስ ባዓል ሓድሽ ዓመት ዓመተ ፍቅሪ ሰላም ስኒት ይግበረልና እግዚአብሔር ንዙ ቕዛፊ ለበዳ ሕማም እግዚአብሔር ምሕረቱ ይልኣከልና ብብዘልኩምዎ ሰላም ይምነየልኩም ተጋሩዋኒ
@zedigaldocter6126
@zedigaldocter6126 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብደሓን መፃእኩም መፃወድያ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት 2013 ዓ.ም ኮረና ዝጠፍኣሉ 😍😍😍😍😍😍😍ዓመተ ሰላም ዓመተ ፍቅሪ💕ዓመተ ራህዋ ዓመተ ቅሳነት ይግበረና 😘😘 ኣሜን(3)
@fikrebrhane7002
@fikrebrhane7002 3 жыл бұрын
ምዕሩጋት በላሕቲ ሓንጎሎም ደሰ ክትብሉ ምሕረት ደስ ግን ናዓይይይይ
@user-xe9by2us7z
@user-xe9by2us7z 3 жыл бұрын
እንኳዕ በሰላም መፃእኩም እዞም አብ እሰርቤት ዘለው አሕዋትናም በሰላም ናብ መሬት ዓዶም የሪግፆም 🙏🙏🙏
@bbdvdwbdb7060
@bbdvdwbdb7060 3 жыл бұрын
ሰናይ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ልሓመመ ይምሓረልና ልተኣሰረ ይፍተሐልና ለእፎረ ይኣክበልና ናይ ሰላም ናይፍቅሪ ዓመት ይግበረልና
@user-hs2iw5cl6h
@user-hs2iw5cl6h 3 жыл бұрын
ኢንካዕ ደሕና መፃኹም ደቅ ትግራይ ሹኮሪ ሩሑሰ ሓድሸ ዓመት ይግበረልና ናይ ሰላምን ፈትሕን ይግበረልና ኣሜን አሜንዐአሜን ቅድሰ ሩፋኤል ትግራይና ይሓልወልና ኣብ ጭንቅን ፀበባን ንዞሎው ኣሕዋትና መዋፁኦ ይፉጦሮሎም ኣሜንንንንንንን
@woldaiabay3249
@woldaiabay3249 3 жыл бұрын
ኣሌክስ ዛናይ መፃወድያ ድምፅ ሲ ኽትጥዕም። የቕንየልና ኽቩር ሓው
@najatk889
@najatk889 3 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ትግራይ ምቁራት
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 3 жыл бұрын
እንካዕ ሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መርየት ትግራይ ሰናይ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና አሜን አሜን አሜን
@user-vo6sb7dg1o
@user-vo6sb7dg1o 3 жыл бұрын
በጃኩም ኣይትለሙኑ ሐጂስ ኣፅሊኡኩም ዋይ😂😂😂
@user-qq1vv3ul4s
@user-qq1vv3ul4s 3 жыл бұрын
ይገርመኪ ኢዩ ተዛቃርጽዋ ምሓሾም ስምዒት ናይ ሰብ ዘይርድኡ
@user-xr9rb3rm4h
@user-xr9rb3rm4h 3 жыл бұрын
ኣይተሕፅርዋ በጃኩም ❤❤❤🌷🌷🌷🌷💚💚💚💚💚💚🌷💕💕💖💖💖💕💕🌷❤❤❤💗💗💓💓💓🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💋💋💋💋💋💋💗💗💔💔❤❤❤❤💗💗ቀፅልሉ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤
@Helen-ob9xg
@Helen-ob9xg 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መጻእኩም ደቂታ ሓላል መርየት ሰሰናዩ ናዓኩም ደቂ ትግራይ ሶ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና 💐💐💐💐💚💚💚💚💚
@user-bm4vb8hy4l
@user-bm4vb8hy4l 3 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ብናፍቆትኩም ክሞት ኢለ ቀንየ
@user-gu7ty1qs4x
@user-gu7ty1qs4x 3 жыл бұрын
ጎይትኦም የኣክ መዓንታ ትበተክ ማራ ከፍ ዘለዎ ወዲ
@weldu8873
@weldu8873 3 жыл бұрын
ሰናይ ሓዱሽ ዓመት ዓመተ ሰላም ዓመተ ፍቅሪ ንሃገርና ትግራይ ሰሰናዪ ንዓኹም ደቂ ትግራይ መዓረይ ፈጣሪ ናይ ሎማዓንቲ ቅዱስ ሩፋኤል ብፀበሉ ንሕማም ኮረና ይሰውረልና
@finfinie
@finfinie 3 жыл бұрын
ዋውውው ደቂ ዓደይ ሽኮራት ደስ ክትብል ፍልም መጳወድያ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ እኳን አብጳሓኩም
@salmuhairi9618
@salmuhairi9618 3 жыл бұрын
ትግራይ ትምረፅ ህወሓት ፀሊእኻ የትግራይ ህዝብ ምፍታው ኣይከኣልን ካብ ህዝቢ ዝወፀ እዩ ውድብ
@hayelomchannel4153
@hayelomchannel4153 3 жыл бұрын
እንኾዓ ደሓን መፃኩም🔥♥️♥️
@johonhaylu6976
@johonhaylu6976 3 жыл бұрын
ሰናይ መረፃ ደቂ ትግራይ ሽኮራት
@user-ko2hx6mg1m
@user-ko2hx6mg1m 3 жыл бұрын
ኣረ ኣይተሕፅሩ በጃኹም ኾሚዲ ድዩ ፊሊሚ 🙆🙆
@haylemaryamgereziher27
@haylemaryamgereziher27 3 жыл бұрын
ደስ በሃሊ ፊልሚ እዩ ግን ቶሎ እዩ ዝውዳእ ጎይተኦም ከዓ ኣይትሰስዕ ብኣዋልድ ማለተይ እየ፡፡
@Shwati308
@Shwati308 3 жыл бұрын
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ደቂ ትግራይ ማዓረይ
@user-do4zd9dl4f
@user-do4zd9dl4f 3 жыл бұрын
ሰላም ሓዱሽ ዓመት ቡሩኳተይይይ ንጎይቶኦም ኣግንዕ ቦሉለይ
@mymommylife5837
@mymommylife5837 3 жыл бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ሙቁራት በጃኩም ግን ኣይተሕፅሪዋ።
@sameerasameera2185
@sameerasameera2185 3 жыл бұрын
ፁሩያት ደቂ ትግራይ ምዓረይ
@berhanegaletigray264
@berhanegaletigray264 3 жыл бұрын
ዋውውውው ደቅ ሓላል መሪየት አቱም ተናፍቅት እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ርሑስ ሓደሽ ዓመት ይግብርልና አብ ውሽጥን ደግን ዘለና
@theonly3409
@theonly3409 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@galteshay3644
@galteshay3644 3 жыл бұрын
እንኮዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ንባዓል ሓድሽ ዓመት::
@samrwetzeru4336
@samrwetzeru4336 3 жыл бұрын
ነባይ ሕጂ ከምዝተለቀቀት መፂአትኒ ግን ካብ ትልቀቅ 9ሳዓት ኮይንዋ ብዝኮነ ብሰላም ምምፃኩም እዩ ዝድለ
@user-up2js8ls3x
@user-up2js8ls3x 3 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት ብፍቅርኩም እኮ ስራሐይ ረሲዐ
@fggd4818
@fggd4818 3 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኢኩም ደቅ ሓላል መርየት
@user-bs8db6iu6j
@user-bs8db6iu6j 3 жыл бұрын
ሰላም ደቅ ትግራይ ማዓረይ 🥀❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ኣቱም ጀጋኑ ❤❤❤❤
@sooqugalasbehalale270
@sooqugalasbehalale270 3 жыл бұрын
ድራማኩም ብጣዕሚ ሳሓብን ማራክን ዘይሙነን ግን ግን ብጣዕሚ እያ ሓፃር ክትጅምርን ክትዉዳእን ሰ ማዕረ ብጃኩም ደቃይቅ ወሰክሉ
@temesgentekle3826
@temesgentekle3826 3 жыл бұрын
እዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ንምንታይ ኢካ ማለተይ ኤርትራውያን ተጋሩን ንመጻወድያ ላይክ ንዝሕል ዘለና
@fghughij3275
@fghughij3275 3 жыл бұрын
ሪኢካ ዘይሙኖ ስራሕ ቀፁሉሉ
@SELU_16
@SELU_16 3 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት
@hansab1
@hansab1 3 жыл бұрын
ሰላም ዘለዋ ድራማ ቀጽሉ እስከ ደቂ ዓባይ ትግራይ ናትና ናይ በይንና ። ኣጆኩም ናይና
@user-hy2pt3tr1d
@user-hy2pt3tr1d 3 жыл бұрын
ገይትሸይ መሐጎሰይ l love you
@ggvh1477
@ggvh1477 3 жыл бұрын
ብፍቅርኩም ዕብድ ኢለ
@user-ko2hx6mg1m
@user-ko2hx6mg1m 3 жыл бұрын
ዌልኻም ደቂ ትግራይ ደቂታ ሓላል መሬት 😍😍😍
@goodplaza7525
@goodplaza7525 3 жыл бұрын
ሃልዉለይ ተባዓት ሰብጅግንነተት ደቂ ዓባይ ትግራይ
@abebachanal1036
@abebachanal1036 3 жыл бұрын
እንካዕ ደሓን መፃእኩም ተናፈቅቲ የሕዋተኡ ርሕስ ሓድሽ ዓመት ይግበርልና በተለይ ንዓና ንተጋሩ ናይ ዓወት ዓመት ይኩነልና ። ሳብስክራይብ ድማ ግበርለይ
@azmerawoldegebriel3204
@azmerawoldegebriel3204 3 жыл бұрын
Welcome beautiful people's i love you'll 🥰💞💞🙏🙏🙌🙌👏👏like inewhidelom shikorinatat
@user-nq5oz9fe4y
@user-nq5oz9fe4y 3 жыл бұрын
ዋውውው ናትና ጀጋኑ እንኳዕ ድሓን መፃኹም
@merihabashy7341
@merihabashy7341 3 жыл бұрын
እንካዕ ሰላም መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት
@samrigaltigray3021
@samrigaltigray3021 3 жыл бұрын
ተጋሩዋኒ ክፈትወኩም😘
@j4l472
@j4l472 3 жыл бұрын
እዛ ድርሰት ፍልይትን ጣዕሚ ዘለዋን ኢያ ደስ ካኣ ትብለካ ጎይትሽ ቀጽለሉ እቶም ካልኦት ግን ቁሩብ ትርር በሉ ።ግዜ ካኣ'ሞ ብጣዕሚ ሓጺሩ።
@user-fd7mc5hf4j
@user-fd7mc5hf4j 3 жыл бұрын
ውይ ምሕረት ማራ ፈተና ውሽጢ ትኣቲ ኣለኪ
@tigraylove2764
@tigraylove2764 3 жыл бұрын
ብድሓን ምፁታ ብሃንቀውታ ንፅበየኩም ወለላተይ ፊልምኹም ዝያዳ ማራ እናፀበቐ እናማዕረገ ይመፅእ ኣሎ ቀፅልሉ ብጣዕሚ ኢና ንፍቕቕቕቕቕ ንፍቕፍቕ ነብለኩም ደቂ ትግራይ ዘለላ ወለላ ማዓረይ ፍትውትው ፍትውውውውውውውውውውው ነብለኩም 😗😗😗😗😗😗😗😗😗😗❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@tigraylove2764
@tigraylove2764 3 жыл бұрын
እንቋዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ዓበይቲ ማዓራተይ ክቡራት i love you guys sweet i like this mission well done guys love you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@zd6493
@zd6493 3 жыл бұрын
እንካዕብሰላምመፃኩምሓላላትእንካዕድማኣብፀሐኩምሓዱሽዓመትዓወት፣ንትግራይና።
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 3 жыл бұрын
አንካዕ በስላም መፀአኩም ተዋስኢት መፃወድያ አይዛኩምቀፅለል
@roza7068
@roza7068 3 жыл бұрын
ኣሰይ ሙቁራት ብስም መረጻ ትግራይና ስቲ Like ግጨውኒ ትግራወትዋኒ እትርፊ ክገጪ ካ ተገጪየ ኣይፈልጢ ዋ ኣጥእሙና ባ ቅቅቅቅቅቅ መልካም ኣዲስ ኣመት ይግበረልና 2013
@Th-ze8nm
@Th-ze8nm 3 жыл бұрын
ጌትሸ ቀፅሉሉ
@danieltesfami9249
@danieltesfami9249 3 жыл бұрын
ኣታ ሓንቲ ኣላ ትገርመኒ ናይ መጻወድያ አንታይ ኣይተወደአትን ኢልካ ዘረባ ይቅጽል ኢልኩም ዘይትውድአዋ ህኮት
@neeusr8740
@neeusr8740 3 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkkkkk dani hawey entay emo kigbru bikaite nay kanka ybelmun lika kem xehif areb akise eyom zezarebu kankom tegrina zeykone hawsei tegrina eu
@tigraylove2764
@tigraylove2764 3 жыл бұрын
ጎይታኦም ቛቛሕ እዩ ከም ሊሎ ጅግና እዋይ ክፈትዎም ማዓት ጎይቶምን ማዓረግን ከምኡ እውን ንኒ ብዓል ማርትየን ርጋትን ኤደንን ኩልኹም ብጣዕሚ እየ ፍትውትውውውውውውውውው ዘብለኩም ምቁራተይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😗😗😗😗😗😗😗😗😗🥀🥀🥀🥀🌼🌼🌼🌼🌼🌾🌾🌾🌾🌾🌺🌺🌺🌺😗😗😗😗😗❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@kikismartart7783
@kikismartart7783 3 жыл бұрын
ኣረ ብጣዕሚ ይሓፅር ኣሎ ደቂቃ ይወሰኮ
@abrahamdesta6231
@abrahamdesta6231 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም
@mommar5911
@mommar5911 3 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፀኣኩሙ
@kulukemzfeqedkayoykungoyta4527
@kulukemzfeqedkayoykungoyta4527 3 жыл бұрын
Enkae dehan metsaekum comment kea msreaku lemi kedameti eye like habuni keyehemeni
@sabalegese762
@sabalegese762 3 жыл бұрын
ርሑስ ሓድሽ ኣመት ይግበረልና ይግበረልክም ናይ ስላም ዘመን ይግበረልና
@user-el4jd1fr5l
@user-el4jd1fr5l 3 жыл бұрын
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ሙቁራተይ
@yordadiamond5789
@yordadiamond5789 3 жыл бұрын
Bae gele aynet ተዋሳአቲ yaak❤️❤️❤️❤️
@heucgsyx5609
@heucgsyx5609 3 жыл бұрын
እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት ብሰላም አብፀሐና ሙቁራት ትግራይ
@fikrebrhane7002
@fikrebrhane7002 3 жыл бұрын
ደቂ ቶም ጀጋኑ ደፋራት ደስ ክትብሉ ቀፅሉሉ
@almazeyasu7388
@almazeyasu7388 3 жыл бұрын
Welcome back deqi abyti. I love you guys please work more
@user-xv6lx9cf5d
@user-xv6lx9cf5d 3 жыл бұрын
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት 2013 ዓ.ም ይግበረልና። ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተ ሰብ ኹኑ!!
@samiramohammed3285
@samiramohammed3285 3 жыл бұрын
ማርያም ፁዮን ትሓልኩም🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 💊💊💊💊💊💊💊💊🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒
@user-pk4ni6kv3n
@user-pk4ni6kv3n 3 жыл бұрын
እንኮዕ ናትና ኮንኩም ጌትሽ
@user-ic5yd7xd5m
@user-ic5yd7xd5m 3 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓደይ ጀጋኑ
@hfgdf4156
@hfgdf4156 3 жыл бұрын
ኣስይ ኣስይ ደቂ ዓባይ ትግራይ እንቋዕ ብስላም መፃኢኩም
@user-rf1zg3vj5u
@user-rf1zg3vj5u 3 жыл бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃኩም
@user-fp3fo4lb2s
@user-fp3fo4lb2s 3 жыл бұрын
ደቂ ሓላል ዳሓን እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም
@iloveyoumama7755
@iloveyoumama7755 3 жыл бұрын
ስላምክም ይብዝሓልኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ
መፃወድያ ድራማ ክፋል 41 | Metsawedya Episode 41
26:02
Lele Entertainment
Рет қаралды 91 М.
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 10 МЛН
Llegó al techo 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 58 МЛН
Mom's Unique Approach to Teaching Kids Hygiene #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 36 МЛН
Идеально повторил? Хотите вторую часть?
00:13
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 5 МЛН
Full Movie - ጸቅጢ  - Tseqti  New Eritrean Film 2023 SHORT MOVIE 2023
57:56
መፃወድያ ድራማ ክፋል 42 | Metsawedya Episode 42
24:52
Lele Entertainment
Рет қаралды 84 М.
Part 01 | Interview with Ghirmay Yohannes Sandiyago 2024
53:29
Ghirmay Sandiyago | ግርማይ ሳንዲያጎ
Рет қаралды 277 М.
መፃወድያ ድራማ ክፋል 34 | Metsawedya Episode 34
28:03
Lele Entertainment
Рет қаралды 113 М.
መፃወድያ ድራማ ክፋል 46 | Metsawedya Episode 46
39:23
Lele Entertainment
Рет қаралды 94 М.
IL’HAN - Pai-pai (lyric video) 2024
3:24
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 857 М.
BYTANAT - ҚЫЗҒАЛДАҒЫМ
2:24
BYTANAT
Рет қаралды 243 М.
Taxi
3:06
Sadraddin - Topic
Рет қаралды 240 М.
Kenjebek Nurdolday & Baller - sokpe#сокпе#сөкпе
3:10
Kenjebek Nurdolday
Рет қаралды 179 М.
Malohat
3:35
Xamdam Sobirov - Topic
Рет қаралды 1,3 МЛН
Sadraddin - Taxi | Official Music Video
3:10
SADRADDIN
Рет қаралды 968 М.
Dj Jack SpaRRow - Akbar Ghalta Bahiati ( Slap Remix Arabic ) #TIKTOK
2:21