ናይ ኣውራጃ ፖለቲካ ኣብ ኤርትራ...

  Рет қаралды 77,664

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

Пікірлер: 620
@FnanNuguse
@FnanNuguse 9 ай бұрын
ክልተ ግዜ ደጊመ ሪኤያ ❤❤❤ዳኒ ንስኻ መግለጺ የብልካን
@መንደፈራ
@መንደፈራ 9 ай бұрын
ዋላ ኣነ ኣብ ሳልስቲ ተመልሰ ይሰመዓ ኣለኩ ኣነ ደማ 😮
@danieltesfamariam6969
@danieltesfamariam6969 4 ай бұрын
ዳኒ ሓወይ ንእሽቶን በሊሕን ❤❤❤
@kirosmengstu6082
@kirosmengstu6082 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ትምህርቲ ሓዘል ዝክነ ኣስተምህሮ ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንሕና እንተላይ ክንረብሕ
@WedisemaetAntonios
@WedisemaetAntonios 9 ай бұрын
Thank you, Dani, for consistently providing engaging and accessible educational content on KZbin. Your ability to explain complex topics in a way that is easy to understand is truly commendable.
@ቃልሥጋኮነ
@ቃልሥጋኮነ 9 ай бұрын
ዳኒ ጫፍ ብልሒ ፎርሳ ፎርሳ ዘይጽንቀቕ ስፍሓት ኣእምሮ የዓድልካ ፈጣሪ።
@lion9733
@lion9733 9 ай бұрын
እቲ ዘሕዝነካ እዚ ዝመስል መልኣክቲ 90% ደቂ ኣዉራጅኡ ጥራይ ኢዮም ክሰምዕዎ፤ እቶሜ ካልኦት ካኣ ብሰንኪ ዘይ ወዲ ኣዉራጅኦም ኣይሰምዕዎን ኢዮም😢 ካብ ደቂ ኣውራጅኦም ከምዚ ኣስተምህሮ ዝህብ ዘይብሎም ብከመይ ኢና ክንቃራረብ
@BiniWeldu
@BiniWeldu 9 ай бұрын
@@ቃልሥጋኮነ lbi ferean haywan eyu 😂😂😂😂
@habenamanuel4304
@habenamanuel4304 9 ай бұрын
​@@lion9733dihan anen nskan emo nsmayo bhasab nhabtim abnet nkunom kemu hasab nzelewom
@NebriGuesh
@NebriGuesh 9 ай бұрын
ዳኒ በኣል ነዊሕራኢ ጅግና ኩሉ ግዝየ ቡሉፅ💙💙✅✅
@brhaneyemane2695
@brhaneyemane2695 9 ай бұрын
ያ ዳኒ ሓወይ እዚ ኢዩ እቲ ሓቂ ሰብ ኣብ ናይ ኣውራጃ ብዓቲ ተሓቢኦም ዘለዉ ናይ ውልቆም ቢዝነስ ስለ ዘይተሳካዕሎም መሕብኢ ይጥቀምሉ ኣለዉ ብዝኮነ ሕጂ ውን ንምሃር ካብ ዝሓለፈ በጃኩም ስቅይ ህዝብና ከብቅዕ ሓቢርና ንቃለስ❤
@dawitteame3666
@dawitteame3666 9 ай бұрын
ኣምላዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዳኒ ሓወይ .ኣይትተሓለል ኢኻ !
@efremnega1781
@efremnega1781 9 ай бұрын
ኣሜን🙏
@tsegayzayede5359
@tsegayzayede5359 9 ай бұрын
ጽቡቕ ኣገላልጻ ዳኒ ኣይትድከመና መታን ብዙሕ ክንመሃር thank you ❤❤
@GrmaMekelle
@GrmaMekelle 9 ай бұрын
I’m from Ethiopia but I love the way you think ❤❤ keep it up bro🎉🎉🎉
@naliru6096
@naliru6096 9 ай бұрын
የግዲ ትግራዋይ ኮይኑንድዩ ዝዛረበልካ ዘሎ
@adonayberhane5512
@adonayberhane5512 9 ай бұрын
kab tigray eye zeytible
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 8 ай бұрын
ንስኻስ እንኳዕ ኢትዮጵያዊ ኮንካ ከማኻ ዝበለ ደንቆሮ ኣየድለየናን።
@misghnakeshi2680
@misghnakeshi2680 9 ай бұрын
ዋው ናይ ብሓቂ ዳኒ ሓውና ክብረት ይሃብካ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@alganeshasfaha3525
@alganeshasfaha3525 9 ай бұрын
I am impressed about your wisdom and knowledge I salute my dear keep doing it until they get it practically every Eritrean is from all Awraja and remember that is the Shaebia divided and ruling system thanks 🙏 ❤❤❤❤🎉
@MMT1858
@MMT1858 9 ай бұрын
Such a brilliant young man well explained.
@HadasGebregziabhair
@HadasGebregziabhair 9 ай бұрын
Hi Dani, I am speechless, the way you explain it, it's amazing, you are always absolutely fantastic, great job and well-done
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 9 ай бұрын
ዋው ጥዕና'ሃበልና ዳኒ ሓውና ኣዝዩ መዕገብ መግለጺ፡ ምንቃሕናስ ቀጽሎ ዳኣ። ኣውራጃዊ ስምዒት ኣብ ውዱዕ (actual) ኩነት ዝተሞርከሰ ኣይኮነን ዘሎ !!! እስከ በሉ ኣተሓሳስባና ንፈትሽ።
@dmeb4510
@dmeb4510 9 ай бұрын
ከምታ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ን ዳዊት ከም ልበይ ዝበሎ፣ ከም ልበይ ኢለካ ኣለኹ ዳኑ ወዲ መምህር። ክፋእ ኣይንካእካ። ❤❤❤
@AmanuelHantal
@AmanuelHantal 9 ай бұрын
Nay behaki nay libey
@FilimonBrhane-h2i
@FilimonBrhane-h2i 9 ай бұрын
ይበል ትንተናን ኣቀራርባን ብቅዓትን ምርዳእን ዳኒ ኣንበሳ ክብረት ይሃበልና ስለቲ መዳርግቲ ንስእነሉ ብሱል ሃናጺ ምኽሪ GBU❤።
@almazmehari4321
@almazmehari4321 9 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ ተባረኽ ጽቡቅ ኣገላልጻ ኣብ ዚ ግዝ 2024 ንድሕሪት ክንምለስ ዘሕዝን ዘጉህይ ኣጆ ኻ ኣይትሓለል ብሱል ብሱል ኣገላልጻ ኣጆኹም GBU
@Gebrihiwet-yz7dd
@Gebrihiwet-yz7dd 9 ай бұрын
ናይ በሓቂ ብሉጽ ሓሳብ ጽቡቅ ኣገላልጻ ወዲ መምህር ኣጆካ ቀጽሎ ❤
@TemuBereket
@TemuBereket 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዳኒ ክብሪ ይሃብካ ቀጽሎ ❤ ❤ ❤ ❤ ብጣዕሚ ጽፉፍ ስራሕ።
@tesfutedla9411
@tesfutedla9411 9 ай бұрын
ዳኒ ብኹሉ ተቕሪቦ ካብ ቀደም ኣትሒዘ ኣዝየ ይምሰጥን ደስ እንዳበለኒ ከኣ ዝሰምዓካን ኢካ። ኣብዛ ናይ ሎሚ ዝሃብካያ ትንተና ውን እንታይ ክወጾ። ኣብታ ምስክርነት ኢልካ ንሰናይ ዘምጻእካዮ ግን ንሱ ጥራይ ድዩ ሓቀኝቅ ክሕሰብ። ካብቶም ሓደ ውን ከተምጽእን ክስምዓን ዝግብኦ እዩ ነይሩ። ብሓደ ወገን ጥራይ ስለ ዝገበርካዮ ነቔፈታ ኣለኒ።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 9 ай бұрын
እዚ ኮ ፍሉጥ ዩ እቶም ዕለት ዒስራ ዝገበሩ ናቶም ዩ እቲ ጌጋ ምኽንያቱ ሕጂ ብስልጣን ይኹን ብገንዘብ ክትፈላለ ስለ ዘይግባእ ሂወት ዓይኒ ዝፈሶሶ ቃልሲ ብስልጣን ብገንዘብ ክትፍለ ምኹንይ ኣይኮነን ርአሰ ምትሓት ዘለዎም ሰባት ውን ኢዬም ዋላ ኢቲ ስልጣን ኣብ ሓደ ኣወራጃ ይኹን እንታይ ጸገም ኣለዎ ኩልና ትግርኛ ዘይኮናንን።ንስኻ ውን ኣይጸረኻን።
@npamen8090
@npamen8090 9 ай бұрын
​@@semharkahsay1946right ✅️
@habteokbe5744
@habteokbe5744 9 ай бұрын
ጽቡቕ ገሊጽካዮ ዳኒ ተስፋ ይገብር ካብ ቃላትካ ብዙሕ ክማሀሩ
@MedhanieTeklay-t2o
@MedhanieTeklay-t2o 9 ай бұрын
Bzuh knmehar eyu zbehal nebska hara aytgber
@muluebirhangebremeskel236
@muluebirhangebremeskel236 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ብሉጽ ሓሳብ ወዲ መምህር፡ ኣይትድከም ኣይትጥፋእ በርትዕ።
@abrahamybchelsea5276
@abrahamybchelsea5276 9 ай бұрын
Kemti zbelkayo endiyumo koynu. Ezi welela zkone astemhroka kndeyenay keysiuwo Great 👍👍 God bless you
@michaeltecle4305
@michaeltecle4305 9 ай бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር ዝደንቅ መግለፂ ! አጆኻ ቅሰንብቃልስኻ ሰሲና ኢና ።የሕዋት እቲ ናተይ አውራጃ ኢሉ አፃላአኒ ዝብለና ትዕሽው አለኻ ለብም ኢልና አትሪርና ንመክቶም
@BerheWeldekidan-l3c
@BerheWeldekidan-l3c 9 ай бұрын
Amlak edmen tienan yebzhalka zhawey Btaemi Egziabher belih aemro adilka 💙🇸🇪🇸🇪🇸🇪❤️🙏🙏🙏👍👍👍👏👏👏💐🌷🌹💪💪💪💪💪💪💪
@tekhlaymanna2618
@tekhlaymanna2618 9 ай бұрын
May God bless dear young brother. They are living in our difference.
@ProofFact
@ProofFact 9 ай бұрын
ዳኒ ሓወይ ጽቡቅ ትምህርቲ ተማሂርና!! የግዳስ እንዳጠፋእካና
@Wedihburወዲሕቡር
@Wedihburወዲሕቡር 9 ай бұрын
ናይ ባሓቕ ዝበለጺ ስራሕ ወዲ መመህር❤❤❤❤
@ddselam
@ddselam 9 ай бұрын
ወዲ መምህር ጽቡቅ ዘርባ፡ደስተውዕልን ደጋናዝብን ኣእምሮ ደለዎ ሰብን ድሰምዓ የእዛን ደለዎ ኤሪትራዊ ይስማዕ። ይበል ኣስተምህሮን ማዓዳን። ኣጆካ ቅጽሎ።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 9 ай бұрын
ወዲ መምህር ብሩህ መጻኢ
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 9 ай бұрын
GREAT POINTS AS USUAL!
@ዛይድyouTube
@ዛይድyouTube 9 ай бұрын
ዳኒ ቡሉፅ ሰብ እንኳዓ ብሰላም መፃእኻ 🎉🎉🎉ጠፊእኻና እኻ ነይርካ 🎉🎉🎉
@mulualemberhane5573
@mulualemberhane5573 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ደሰ ዘብል ኣገላልጻ ናይ መጻኢ ዝሐስብ ተባዕ
@saraa.8672
@saraa.8672 9 ай бұрын
Bravo Bravo Bravo👏👏👏 I’m glad you brought this detailed analysis and reality of “AWRAJA.” It’s ludicrous to divide by awraja and fight each other; it is wasting time.
@ZamrDew
@ZamrDew 9 ай бұрын
ፍርያት ማህደር ምንጪ ምንቅቃሕ መንእሰያት ዓድና ኮይና ክትቅጽል ዓቢ ተስፋ ኣለኒ፡ ነመስግነኩም ኣዳላውቲ እዚ ፍርያት❤
@حوريهحوريه-ض4ص
@حوريهحوريه-ض4ص 9 ай бұрын
داني...شرح جميل. اكشير...روعه ماشاءالله الله يبارك فيكي ❤❤❤❤❤كلامك..كلو..صحيح
@MulugetaTekleYemane-oo6ic
@MulugetaTekleYemane-oo6ic 9 ай бұрын
I appreciate you, you have wonderful mind. GOD Blessed.
@woldutesfandrias5992
@woldutesfandrias5992 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣስተምህሮ ቐጽሎ
@MerhawiBerheMahayaGenetey
@MerhawiBerheMahayaGenetey 9 ай бұрын
ጽቡቅ መግለጺ ❤
@YonatanTeklzghi
@YonatanTeklzghi 9 ай бұрын
ናይ ልበይ ረኪብካያ፡ ዳኒ ብሉጽ ስራሕ
@Dave-gj70
@Dave-gj70 9 ай бұрын
ኣምላክ ይባርክኻ !!!
@woldebruknegussie2713
@woldebruknegussie2713 9 ай бұрын
ዕድመንጥዕናን ይሃብክ🎉🎉🎉❤
@ShadedBlack0709
@ShadedBlack0709 9 ай бұрын
ብሉጽ ስራሕ ዳኒ ❤❤❤❤
@anduhyohannes1775
@anduhyohannes1775 9 ай бұрын
Very expressive presentation with deep comprehension, that so called Awrajawian, should emulate and come dawn to earth.
@berhanemedhanie9583
@berhanemedhanie9583 9 ай бұрын
ተባረኽ ንፉዓት !!
@fevenundselihommulugeta9081
@fevenundselihommulugeta9081 9 ай бұрын
ብጠዓሚ ደስ ዝብል ኣጋላልጻ ዳኒ ሓወይ ። ከምዚ ዓይነት መደብ መንእሰያት ኣታሓሳስብኡ ክቅይር ዓቢ ተክእሎ ኣለዎ።
@evenezer-w6v
@evenezer-w6v 9 ай бұрын
bewraja zhaseb seb resi enber hangol zelewo aymeslenen yu❤❤❤❤❤
@Ayngage
@Ayngage 9 ай бұрын
Bjeka ezom ab dege zelena meb alo ab ERITRA WESHTI BAWRAJA DZAREB WALA ZHASIB?
@MFish7980
@MFish7980 9 ай бұрын
Excellent Presentation. Your point is well taken brother !!
@kestifanos5949
@kestifanos5949 9 ай бұрын
Thanks Danny Wedi memhr you are the best!! Please,please I am asking you to do more on this toxic and backward politic is not for the interest our people and our nation survival. I admire your honesty and integrity. Keep up doing great job Thanks again
@habenamanuel4304
@habenamanuel4304 9 ай бұрын
ዳኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብዙሕ እየ ዝምሃር ካባኻ
@kidanetesfay2916
@kidanetesfay2916 9 ай бұрын
ብሓቂ ወዲ መምህር ኢኻ!! much respect bro.
@muluemeles7201
@muluemeles7201 9 ай бұрын
ዳኒ ከም ኩሉ ግዝየ ክብረት ይሃብካ ❤❤❤
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 9 ай бұрын
Thank you You are the best 🎉
@habtezekarias6109
@habtezekarias6109 9 ай бұрын
Wow!! Well said, young man, great job .
@henokkibreab5135
@henokkibreab5135 9 ай бұрын
I appreciate you .one of the smart person from eritrea. Thank you again
@hailat-video
@hailat-video 9 ай бұрын
Dani, your lessons are fantastic. Regionalism comes from lack of consciousness. We need more lessons and open discussions at any platform.
@Adlawitubeኣድላዊትዩበ
@Adlawitubeኣድላዊትዩበ 9 ай бұрын
Dani ብጣዕሚ ንፉዕ።
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 9 ай бұрын
Thank you wedi memhr Daniel hayet yeqenyelna
@alemawyegidalmaz6878
@alemawyegidalmaz6878 9 ай бұрын
ሁል ጌዜ ነው የምከታተልእ በጣም ጎበዝ ስለምንታይ እቲዮም ካልኦት ከምዚ ናትካ ደይኮኑ ቁሩብ ቁሩብ ካባካ ደይማዓሩ ብእድመ ግን ካባካ ያአብዩ ግን ጸይቅታት እዮም በጃካ ንስካ ግን ቀጸለሉ እንታይ እሞ ክብለካ ጎበዝ ጎበዝ።
@ezgomarefe1132
@ezgomarefe1132 9 ай бұрын
አሰይ አሰይ አለውና ከምባዓል እዚኦም በላሕቲ መንእሰያት አምላክ ብርክ የብልካ:ከማካ ይብዝሑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏ምግላጹ የብዛሐልካ እዚ ወደይ 🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙✅✅✅✅✅
@mibrakteka1848
@mibrakteka1848 9 ай бұрын
Tebarek mearey. Egziabher aeziz abilu aemuroka yesfihayo burukey ❤
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 9 ай бұрын
Wedi memhr you your self are a beautiful book 💯👌
@dawitmehari6865
@dawitmehari6865 9 ай бұрын
Always brilliant keep it up a good work.
@teklemichael8881
@teklemichael8881 9 ай бұрын
What a brilliant young man!!!!
@MengsTesfamariam
@MengsTesfamariam 9 ай бұрын
ወድመምህር ተባዕን መትከላውን ጥራሕ ዘይኮንካ ንሃገራዊ ሓድነት ኣብዘለካ ዕሚቕ ሃረርታ ብዘለካ ተወፋይነት ከኣ ኑኡስን ብሊሕን ምኻንካ ቅጽሎ።
@adhinwedi-vg8vv
@adhinwedi-vg8vv 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ መንሰይ ኣጆኻ ቀጽሎ ነተባብዓዮ ድማ ነዚ ንቁሕ መንሰይ ሓውና
@mitu8150
@mitu8150 9 ай бұрын
እግዚአብሄር ይሀብካ 💙 💙 💙
@tesfamichaelteweldebrhan6061
@tesfamichaelteweldebrhan6061 9 ай бұрын
Bravo wedi memhr. Btaemy xbuk mebrhi
@isyasasfaha5464
@isyasasfaha5464 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትንታነ ❤❤❤❤
@brhaneyemane2695
@brhaneyemane2695 9 ай бұрын
❤ዳኒተይ መኽርዕየይ
@FnanTekleab
@FnanTekleab 8 ай бұрын
አነ ካብቲ ደስ ዝብለኒ ነገር ኣብ ኣዛራርባ ዘለዎ ምልከት ❤❤🎉🎉🎉
@FnanTekleab
@FnanTekleab 8 ай бұрын
ንጡፍ ኣዛራርባ ብቐሊሉ ተረድኦ የፈጥረልካ ስለዝኾነ🎉🎉🎉
@Gide-won
@Gide-won 9 ай бұрын
I always admire your articulation Dani hawey ! Keep it up
@ruruentertainment4119
@ruruentertainment4119 9 ай бұрын
Qdmi sebu zneqhe blux mensey edmen tenan yhabka Dani hawey wela ktenqef eye zeyedli ❤❤
@mylife-1125
@mylife-1125 9 ай бұрын
ንኡሰይ ዳኒ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ይበል√√√ ህዝቢ ኤርትራ ከይሓለፈሉ ገለ ኣብ ስደት ገለ ኣብ እሱር ቤት ገለ ኣብ በረካ ፋሕ ከም ደቂ ዛግራ ኣነ ዘተሓሳስበኒ መዓስ ኮን የሓልፈልና ይከውን? ትፈልጡ ዶ ኣብ ኤውሮጳ ዝበዝሓ ሃገራት በኣውራጃ ብኮሙን በብከተመኣን ከምዝመሓደራ ነንባዕለን ይዋዳደራ ኣብ ምዕባለ ኣብ ጸወታ ኩዕሶ ኣብ ኩሉ ናይ ውድድር ገሮም ከምዝማዓበሉ ንፈልጥ ዶ እንታይ ድኣ ንሕና ጸገም ዘለና እዞም ሓደ ክልተ ሕማቅ ዝዛረብ ኣይንስማዓዮም ንቅድሚት ጥራሕ ንሰጉም ሰማያዊ ማዕበል በርጊድ ንሓመዱ ክሳብ ዓዱ ንመሰሉ 💙💙💙💙💙🍀🍀🍀🍀🍀💙💙🍀🍀🍀🍀🍀💙💙🕊️🕊️
@ድምጺልቢ
@ድምጺልቢ 9 ай бұрын
ዳኒ ኩሉ መደብካ ብሉጽ ኣድናቂካ ኢየ። እዛ ናይ ሎሚ ግን ኣብታ ናይ ሜሮኒ፡ ጫሉቅ ማሉቅ ፋሉቕ ዝብል ጽንጽዋይ ክሳብ ሕጂ ዘይ-ፈታሕካዮ ምህላውካ ገሪሙኒ። ብዝኮነ ሜሮኒ መዓስ ኢዩ ናብ ምድሪ ኤርትራ መጽዩ? ምስ መን ተዋሲቡ ኢዩ ፈርዩ? ቅድሚ ሜሮኒ ህዝቢ ኣይነበረን ማለት ዲዩ? ኣብ ኣከለን ተከልን ውን ደቂ ሓደ ዓሌት ምባልካ ካልኣይ ጌጋ። ኣበይ ከባቢ ኢዮም ክሳብ ክንደይ ህዝቢ ፈርዮም ንኩላ እታ ኣከለጉዛይ ዲዮም ዝውክሉ ……… እዚ ጽንጽዋይ ኢዩ። ኖ-ን ሃገር ሙሉእ ኖ-ን ኣውራጃ ሙሉእ ዋላ ሓንቲ ወረዳ ውን ደቂ ሓደ ዓሌት ክከውን ኣይካኣልን ኢዩ። እሞ ድማ ምስቲ ስርዓተ-መብስቦ ናይ ትግርኛ። ስለዚ ካልእ ምውጽናዕቲ ግበረሉ። ካልእ ነዚ መንእሰይ ካብ ጸበብብቱ ጓዳጉዲ ንክወጽእ እትዓብሶ ዘለካ ኖካላትን ዝሃብካዮ መልእክቲን ብጣዕሚ የድንቀካ።💙
@tesfamichaelabraham1871
@tesfamichaelabraham1871 9 ай бұрын
Good job እዛ ኣተሓሳስባ ዚኣ ክትቃላዕ ኣለዋ ኣይተሰጉመናንያ🎉🙏
@zrqrzsfcnppwjlzwfxe
@zrqrzsfcnppwjlzwfxe 9 ай бұрын
***Excellent teaching wedi memhir. Eshok bbelaha tifter eu….*** ❤❤❤❤❤
@hawinebyat
@hawinebyat 9 ай бұрын
ጽቡቕ ኣጋላልጻ እዩ ወዲ መምህር እዞም ትግርኛ ተዛረብ ኢና ቀንዲ ዘወርቲ ናይዚ ኣውራጃ😢
@semeretesfalem8189
@semeretesfalem8189 9 ай бұрын
Thank you Dani ms Senay💙👌
@KIKIFRAYNA
@KIKIFRAYNA 9 ай бұрын
ዋው ቓላት ይሓጽረኒ ንከመስግነካ።
@aduliskeskese7169
@aduliskeskese7169 9 ай бұрын
Ur explanation is a pure perfection! Keep going
@NebiatOgbamichael-uo2di
@NebiatOgbamichael-uo2di 9 ай бұрын
ባህ በል አምበሳ በልኪ ከማካ ይብዙሑላ እዛ ዘይተዓደለት ሃገርና ኤርትራ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@danielmekonen4426
@danielmekonen4426 9 ай бұрын
ይበል ትንተና ይበል ብልሒ መኩሲ በርትዕ መዘናይ 💙💙💙🌿🌿🌿🙏🎩
@eriboy62833
@eriboy62833 9 ай бұрын
😂😂 ኣቤት ምስሉይነት 😂😂ዘይ ሞ ንበዓል ከማኻን መሰልትኻን ሊስትሮን ዝለዓል ድሑር ኣውራጃዊ ጸቢብነት እዩ ።
@jordantsehaye3170
@jordantsehaye3170 9 ай бұрын
ወደይ አምላክ መመሊሱ ጸግኡ ይለግሰልካ💙💙💙💙
@loveyoucanada3569
@loveyoucanada3569 9 ай бұрын
ኣውራጃ መሕብኢ ናይ ዝተሳዕሩ ፖለቲከኛታት እዩ።
@HadasGebregziabhair
@HadasGebregziabhair 9 ай бұрын
Hi Daniel, good to see you again, i really miss you
@nomoneynoproblem7890
@nomoneynoproblem7890 9 ай бұрын
Fantastic idea 💡 👏 Bravo keep it up 👍
@Belesaproduction
@Belesaproduction 9 ай бұрын
Thanks Dani for your contribution.
@AbelAbner-v6v
@AbelAbner-v6v 2 ай бұрын
Man i always loved your videos ❤❤..keep it up
@Sharon.91
@Sharon.91 9 ай бұрын
Dani shikor thanks for the Information ...
@kiflezigta759
@kiflezigta759 9 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዳኒ ቀጽሎ።💙💙💙
@john9192
@john9192 9 ай бұрын
ብሓቂ ድንቂ ዝኾነ ኣገላልጻ። ብምንታይ ክንረኽበካ ንኽእል ዳኒ?
@adiyamghidey7258
@adiyamghidey7258 9 ай бұрын
ኣንበሳ ዳኒ ሓወይ ኣረዳዮም ከምኡ ጌርካ ጸገምና ክፍታሕ 🙏
@Sama-d5v
@Sama-d5v 9 ай бұрын
Bravo Dani kab wedi memhr nab memhr mearg ygbeaka eyu nay bhaki nxur agelalxa bflay Nezi weledo agedasi melkti eyu bhji nkuh hbreteseb khlwna eyu zgbeana nkuh eyu hzbi ertra dabelna ndhrit eyu zmles zelo
@merhabaJoker
@merhabaJoker 9 ай бұрын
ምፍልላይ ንክዉገድ ግዜኻ ሂብካ ሓቅነታዊ ዝኮነ መርትዕ ሰባት ካብ ዘይኮነ ህልወሳ ከተናግፍ ትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ብልቢ የመስግነካ
@hagerbrhane3906
@hagerbrhane3906 9 ай бұрын
Dani hawey amlak Emden tenan yhabka ❤❤❤❤
@kibromwelday2423
@kibromwelday2423 9 ай бұрын
እዋይ መግለጺ ናይ ባሓቂ ብልሒ ዘሰነዮ መግለጽን ተግሳጽን እዞም ትሕቲ 15 ዕመት ዘለዉ ዕድለኛታት ኢዮም ማለት ንዘይጠቕሙ ሓደጎም ናትካ ተኻታተልቲ እንተኾይኖም እምበር እዞ ልዕሊ 20ታት ዘለና በዚ ቡኩል ዓሌትነት ተጣላቒና ስለ ዝኾና ካብኡ ንኸነምልጥ ግዜ ክሓትት ኢዩ
@ccla7
@ccla7 9 ай бұрын
Great guy some one proud you from heaven
@መንደፈራ
@መንደፈራ 9 ай бұрын
ዳኒ ከማካ እየ ደልየ ደለኩ❤
@habtemichaelmulugeta2383
@habtemichaelmulugeta2383 9 ай бұрын
The best video you have made, Dani 🎉🎉 Impressive work 🎉🎉
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 34 ( BY BRUNO )
46:16
Awra Tube
Рет қаралды 107 М.
ዴስነት ኣብ ኤርትራ.....
22:31
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 112 М.
HELP!!!
00:46
Natan por Aí
Рет қаралды 62 МЛН
Car Bubble vs Lamborghini
00:33
Stokes Twins
Рет қаралды 42 МЛН
ናይ ቋንቋ ፖለቲካ ኣብ ኤርትራ!
35:02
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 133 М.
'ሃገራውነት' እንታይ እዩ፧
41:04
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 88 М.
ስነ-ልቦና ገንዘብ | The Psychology of Money
28:54
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 86 М.
ብልሽውና ኣብ ኤርትራ...
23:43
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 86 М.
ጥበብ ኣብ ደርፊ
2:45:10
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 84 М.