Medhanie G/Medhin (ንኡሰይ) Zeymles Lbi_ ዘይምለስ ልቢ_ New Eritrean Tigrigna Music 2023

  Рет қаралды 964,999

MEDA NIUSEY

MEDA NIUSEY

Күн бұрын

Medhanie G/Medhin (ንኡሰይ) Zeymles Lbi_ ዘይምለስ ልቢ_ New Eritrean Tigrigna Music 2023
Lyricist - Tesfaslase (Azmarino hope)
Melody Composer - Medhanie Gebremedhin
Mixing and Mastering - Girmay w/senbet

Пікірлер: 819
@Fani-Fani12
@Fani-Fani12 10 ай бұрын
💯🎼ኣነስ ናይ መዳ ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ ዝኾነ ስምዒት ይስመዐኒ😥
@amlesetsahle9451
@amlesetsahle9451 10 ай бұрын
😢😢😢
@filmonmelake41
@filmonmelake41 10 ай бұрын
ዝኾነ ዳኣ ግድን😢😅😅
@Desulwediaret
@Desulwediaret 10 ай бұрын
Me to ❤
@lichiaabraham7797
@lichiaabraham7797 10 ай бұрын
Ane keman😌
@MiligalTigray-jm3ov
@MiligalTigray-jm3ov 10 ай бұрын
ዋላ ኣነ❤❤
@Abilovetube742
@Abilovetube742 10 ай бұрын
ነዛ ፅሕፍቲ ተንብብ ዘለካ /ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፉእ ይሓሊኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም ገፅ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም 🎉🎉🎉 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኩቡራተይ 🎉🎉🎉ኣሕዋተይ
@Kokoitesf
@Kokoitesf 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ኣሜን
@DanielRobel-p8n
@DanielRobel-p8n 10 ай бұрын
Amen(3)❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 10 ай бұрын
አሜን
@ErmiyasHadush-tm7cc
@ErmiyasHadush-tm7cc 10 ай бұрын
Amen amen amen
@ErmiyasHadush-tm7cc
@ErmiyasHadush-tm7cc 10 ай бұрын
Amen amen amen
@amanzerezghi374
@amanzerezghi374 10 ай бұрын
ሕልፊ ኩላቶም ደያቢ መድረኽ🎤🎵 ናይዚ ዘመና ድሙቕ ኾኮብ ኢኻ'ሞ ኣጆኻ ሰውድ ንኡሰይ ኣባ ዳህሪ ንመዳ ዝፈቱ ኣብዚ ላይኽ ከይገበረ ከይሓልፍ 💙💙👑👑👑
@MerhawiGhirmatsion
@MerhawiGhirmatsion 10 ай бұрын
Nayzi zemen ❤
@ክወግሕዩ
@ክወግሕዩ 10 ай бұрын
ኣድነቅቲ ንኡሰይ ኣለና ዲና ሃየ ስከ ኣጋራጭው እንዳበልና። መዳ ብስም ኩሎም ደገፍትካ ካብቲ ትግምቶ ንላዕሊ ኢና ንፈትወካ ነክብረካ💙👈🏼
@Destamedia170
@Destamedia170 10 ай бұрын
ዘይምለስ ልቢ! ********** እፈልጣ‘የ እምሕለላ’የ እፈልጣ እንድየ እምሕለላ ኣነ ካብ ባይታ ኣልዒላ ሰብ ገይራትኒ'ያ እወታዊት ዓለም ኣርእያትኒ'ያ ካብ ባይታ ኣልዒላ ሰብ ገይራትኒ'ያ ካብ ኣፍሞት ከምልጥ ሰብ ኮይናትኒ'ያ ¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶ ዘይክሰስ ግዜ እንድዩ ዘርይዋ ሕማቕ ዕድል እንድዩ ኮይንዋ ዋላ ትውዓሎ'ሞ ዋላ ትጋገ ከምዛ ሩሐይ’ያ ንሳ'ስ ብኣኣ ነይዋገ ምግጋይ መዓስ ኣብኣ ጀሚሩ ጌጋ'ኸ በይኑ'ዶ ተፈጢሩ ¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶ ንበደል ብበደል ኣይከፍሎን‘የ ዕዳ ንሳ እንተነቢዓ'ስ ኣብ ገጸይ‘ዩ ማዳ ካብ ባእታታት ፍቕሪ ይቕረታ ይዓቢ ዘይሓዳግ ፈቃር'ሲ ኣይህብን'ዩ ልቢ ትብለኒ‘ያ ነይራ ኣብቲ መፈለምታ ብህሎኣ ዘኪረ'ስ ኣይደልን ሃየንታ ንበደል ብበደል ኣይከፍሎን‘የ ዕዳ ንሳ እንተነቢዓ'ስ ኣብ ገጸይ‘ዩ ማዳ ¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶ .............ዘይምለስ ልቢ ሂበያ ዘይምለስ .............ዘይምለስ ልቢ ሂበያ ሂበያ ¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶ ድርብ **** ዝወሰደቶ ሰዶ ሰዶ እንተይላ በየናይ ዓቕመይ ክቕበላ ዝወሰደቶ ሰዶ ሰዶ እንተይላ ከመይ ኣቢለ ክቅበላ'ሞ ኣነ ¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶ ተጻይ ልበይ ኮይነ ከመይ ክኽእሎ እንተውዒላቶ እንድዒ'ታ ዝኾኖ ዝወሰደቶ ሰዶ ሰዶ እንተይላ በየናይ ዓቕመይ ክቕበላ'ሞ ኣነ ¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶ እቲ ኣኻእሎ ኩሉ ዝኽእሎ እቲ ዝከኣል ኣነ'ስ ዘይክእሎ ኩሉ ይከኣል ቴማይ ክነሱ ኣብዚ በጺሑስ ዓቕመይ ንኢሱ ¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶ ድርሳኑ ልበይ ፍቅራ እንድዩ ግዲ ንሳ እቲ ምዕራፍ ንሳ እቲ ፍቅዲ ፈውሱ ዘይፍለጥ ኮይኑኒ ስራይ መሓሪ ቃንዛ ከምቲ ኣራራይ ¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶¶ ልበይ ዶ ይምለስ ንሳ ትምለስ ኣብ ባሕረ ሓሳብ ወትሩ እመላለስ ካብ ኩሉ ዝዓቢ ሂበ እንድየ ግዲ ልቢ እንድየ ሂበ ዘይምለስ ልቢ (2)
@davidbrother4908
@davidbrother4908 10 ай бұрын
ኩልኩም በርጌድ ንሓመዱ መዳ ንኡሰይ ካብዚ ዘለዎ ዝያዳ ክዓቢ ደገፍናን ሞራልን ኣይፈለዮ ፡ መዳ ንኡሰይ ድማ ኣጆካ በርትዕ 💙
@ስድተኛኮይኑስመይ
@ስድተኛኮይኑስመይ 10 ай бұрын
መዳ ናይ ህዝቢ እዩ ብዘይ ኣሻራዊ ዝሰርሕ ዞሎ እዩ ኣሰር ኣብራር ሒዙ ዞሎ ብ ኩሉ ፍትው እዩ ብርገድ ንሓመዲ ክንደይ ገለ ካብቶም ብሉጻት ረሰሓት ኣለዉ 🕌🕌🇪🇷🇪🇷⛪️⛪️
@Balla291
@Balla291 10 ай бұрын
Hijis xibuke xehfe elka deka duhul 😂
@ZeweldiOkubatsion
@ZeweldiOkubatsion 10 ай бұрын
Degefti aytenfgelu dhul ezi nhade nhade aykone .kulu astemakari tigrina derfi eyu trrarrae aytbelu
@SaymonSaymon-e3k
@SaymonSaymon-e3k Ай бұрын
Gahba nkulu eritrawi eyu zmlketo እንጀር ኡ ኣይትዕጸወሉ ደንቆሮ ተመሃር ከኣ
@MahiAberahaley-qh9oc
@MahiAberahaley-qh9oc 10 ай бұрын
ማዲተይ ክፅበየኻ ቀኒየ ቡሉፁ ቀፅለሉሉ ዘ mesicካ ሰሚዔ አይሞኖን ካብ ሓፊትኻ ትግራወይት❤💛❤💛💘
@MeronMatiwes-iw1wd
@MeronMatiwes-iw1wd 10 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂አአአአ
@SiemHailu
@SiemHailu 10 ай бұрын
አንቃዕ ብሰላም መጻካ ኑኡሰይ ናይ ልበይ 💙💙💙🎵🎶👌
@king_kiros_
@king_kiros_ 10 ай бұрын
Welcome ንኡሰይ ❤ 👇👇👇🫶 ፈተውቲ ንኡሰይን ኪሮሰይን Like❤
@JonYemane-y9f
@JonYemane-y9f 10 ай бұрын
መዳ ብሉጽ ወዲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 እንኳዕ ብድሓን መጻኻ ብሉጽ ስራሕ ክብረት ይሃበልና
@ሰይፈናይልበይ
@ሰይፈናይልበይ 10 ай бұрын
ይፈልጣ'የ ይምሕለላ'የ ይፈልጣ ዲየ ይምሕለላ ኣነ ካብ ባይታ ኣልዒላ ሰብ ጌራትኒ'ያ ኣወንታዊት ዓለም ኣርእያትኒ'ያ ካብ ባይታ ኣልዒላ ሰብ ጌራትኒ'ያ ካብ ኣፍ ሞት ከምልጥ ሰብ ኮይናትኒ'ያ ይይይይይይይይይይ ዘይክሰስ ግዜ እንድዩ ዘሪዋ ሕማቕ ዕድል እንድዩ ኮይኑዋ ወላ ትውዓሎ ወላ ትጋገ ከምዛ ሩሐይ ኢያ ንሳስ ብኣኣ ነይዋገ ጌጋ ማዓስ ኣብኣ ጀሚሩ ጌጋ'ከ በይኑ ከመይ ኢሉ ተፈጢሩ ንበደል ብበደል ኣይኮፍሎን'ዩ ዕዳ ንሳ እንተነቢዓ' ኣብ ገጸይ ማዳ ካባእታታት ፍቅሪ ፍቅረይ ትዓቢ ዘይሓዳግ ፈቃር'ሲ ኣይህብን'ዩ ልቢ ትብለኒ ኢያ ኔይራ ዝመስለካ ውዕላኣ ሰኪረስ ኣይደልን ሃየንታ ንበደል ብበደል ኣይከፍሎን'ዩ ዕዳ ንሳ እንተነቢዓ'ስ ኣብ ገጸይ ማዳ ዘይምለስ ልቢ! ሂበያ 'የ ዘይብለስ ዘይምለስ ልቢ ሂበያ ሂበያ
@wediteages9391
@wediteages9391 10 ай бұрын
እንቋዕ ብደሓን መጻኻ ንኡሰይ ንጉሰይ!💙
@በርየ
@በርየ 10 ай бұрын
ንኡሰይ ብታሚ ብሉጽ ስራሕ ንስካ ካብቶም ኣለውና ኢልና ንምክሓሎም ደርፍቲ ናይ ሃገርና ኢካ ኣጀካ በርትዕ🎉❤❤
@edlawitlove3764
@edlawitlove3764 10 ай бұрын
ከም ወትሩ ጽፉፍን ንኡድን ስራሕ ንኡስ ሓወይ 🙏❤️🎸🎶🎵🎼🥁🎤🎹
@حامدودالفكي
@حامدودالفكي 10 ай бұрын
🇸🇩Greetings to the brothers in Eritrea. Special greetings to your brother from Sudan
@hermonokbay7032
@hermonokbay7032 10 ай бұрын
መዳ ወደይ ንፉዕ ጽቡቅ ዜማን ግጥምን❤❤❤
@henokweldat6654
@henokweldat6654 10 ай бұрын
አንቃዕ ብሰላም መጻካ ወትሩ ብሉጽ መዳ ወዲ ህዝቢ ኩልካ ንሓመዱ ላይክ ርገጸኒ ብስም ኣዴካ💙💙💙🌎💝💝💝👑
@EsakorTube
@EsakorTube 6 ай бұрын
መዳ ንኡስይ,ጎበዝ ልጅ ምርጥ ድምፅ አለህ ሙዚቃወችን በጣም ነው የምወድልህ ካብ ስደት ሳውዲ አረብ
@ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ
@ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ 10 ай бұрын
እናተፋቅርካ ሳኣን ምሪዳድእ ዉን ተፋላልና 7ተ ዓመት ዛኣኽል ንሕልፎ ኣለና ቃንዙኡ ክምርር 💔🖤 እንታይ ዩ ምፍቃር? እንታይ ዩ ከ ምንባር? ክሳብ ዝብል እየ ዝክዉን ምችም ሂወት የቅፅል ኣሎ😭 ፅቡቅ ስራሕ ንኡሰይ 🙏
@Teame__6542
@Teame__6542 10 ай бұрын
😓😓
@ግዜ-ቘ6ጘ
@ግዜ-ቘ6ጘ 10 ай бұрын
@yemanegoitom883
@yemanegoitom883 10 ай бұрын
ሓደ መንእሰይ ረኺብና ኣብ ዘበና ካብ ጽልኢ ዝወጸ ሸንዲሓትኒ, ኣጀልያትኒ ክብሉ እዝንና ኣቃጺሎምና, ቀጽሎ መንእሰይ ኣሰር ኣብራሃም ኣፈወርኪ ሓዝ BN❤❤❤❤
@brhannegasi3136
@brhannegasi3136 10 ай бұрын
እንካዕ ብሰለም መፅኻ
@RobileKshsay-fp3mb
@RobileKshsay-fp3mb 10 ай бұрын
ማዲተይ ብሉጽ ነመዳ ተፈቱ ለይክ ረገጽ❤❤❤
@axsum---tsion21
@axsum---tsion21 10 ай бұрын
ንኡሰይ ኩሉ ደርፍካ እዩ ዝምቸወኒ ዕድመ ይሃብካ❤🎉
@MulugetaMulugrta
@MulugetaMulugrta 10 ай бұрын
ንኡሰይ ብታሚ ብሉጽ ስራሕ❤❤🎉🎉
@binyamgidye6455
@binyamgidye6455 10 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢ልምንታይ ይኾን ምዚቃኻ ክሰምዕ ከለኹ ልበይ ዝትንከፍ ከማይኾን ይህሉዶ
@Amanwedimeles
@Amanwedimeles 10 ай бұрын
Meda habibi bulux srah ❤❤❤❤
@merhawikflom4573
@merhawikflom4573 10 ай бұрын
❤ meda skor btami zfetweka seb eka nay blux serha
@ghfh1957
@ghfh1957 10 ай бұрын
ኣበይ ኣሎኩሙ ናይ መዳ ኣድነቅቲ 😢🎉🎉🎉
@truthme332
@truthme332 10 ай бұрын
መዳ መዳ ጽቡቕ ስራሕ፡ ዜማ ግን፡ቁሩብ ካልእ ስታይል፡ቅይር ተተብል፡ ክጽብቕ መዓት ግጥሚ ከሎስ፡ዜማ ግን ሓደ ዓይነት tone ገጹ ይኸይድ ኣሎ፡ ኣብ ዜማ ስራሕ ብዝያዳ ንዝያዳ ብሉጽ ስራሕ። ዜማን ሚክሲንግ "በልዮም" ኣዝያ መሲጣትኒ ኔራ ግጥሚ ዘረባ የለን
@merhawitesfagerges6920
@merhawitesfagerges6920 10 ай бұрын
መዳተይ ንጉስ ጥበብ እንቃዕ ሰላም መጻካና ናይስ ስራሕ 💙🌿💙🌿💎 💙🌿💙🌿💎 💙🌿💙🌿💎 💙🌿💙🌿💎 💙🌿💙🌿💎
@Halamadr146
@Halamadr146 10 ай бұрын
ኢዛ ወዲ ከፍ ኣለዋ ናብ ሰሎሚን ሃይለ ጸርያ ቀጽሎ
@Momy466
@Momy466 10 ай бұрын
Medhanie medhanit ezni ❤
@AfewerkiHagos-j1h
@AfewerkiHagos-j1h 10 ай бұрын
እንካዕ ብዳሓን መጻካ ኑኡሰይ
@ጓልሽረዕባይሃገርሰብ
@ጓልሽረዕባይሃገርሰብ 10 ай бұрын
ንኡሰይ እንኻዓ ብሰላም መፃኻ ❤❤😢 ምስ ፍቅሪይ ዝተፈለኩላ ማዓልት እዩ ሉሚ እንዳ ተፈቃሪኻ ምፍላይ ምሕሳሙ 😭😭✋
@SimonWeldaeb
@SimonWeldaeb 10 ай бұрын
ኽልቲኹም ትፍቀሩ ተኾንኹም እሞ ንምንታይ🤔😣😣
@ጓልሽረዕባይሃገርሰብ
@ጓልሽረዕባይሃገርሰብ 10 ай бұрын
@@SimonWeldaeb ዓለም ምልእት ካብ ዘይከነት ምልእ ኣይትፅበን እካ ክብረተይ 💔😓
@SaronZeru-ui7mh
@SaronZeru-ui7mh 6 ай бұрын
​@@ጓልሽረዕባይሃገርሰብ gze hbki smeyo ena tefaqerkum aytfalelyu please 💙👌🌿
@mrvip4039
@mrvip4039 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@YaredGerye
@YaredGerye 10 ай бұрын
ደርፍታትካ ምስ ናይ ሶሎሙን ሃይለ ይነሳሰሉ ሰልየ ናይ በይኑ ቅዲ ኣለዎ እስኻ ድማ ከምኡ ናይ በይንኻ ቅዲ ኣለካ ቀጽሎ
@biniamasmerom7154
@biniamasmerom7154 10 ай бұрын
Welcome meda❤
@eyu1221
@eyu1221 10 ай бұрын
መዳዬ ንጉስ ጥበብ💙🥺 ስምዕትኻ ሕውስውስ ይብለኻ 😭
@onelove2498
@onelove2498 10 ай бұрын
❤❤❤
@EruStar12
@EruStar12 10 күн бұрын
Meda ❤
@farklaentertainment4529
@farklaentertainment4529 10 ай бұрын
ናይ ኩሉ ግዜ ቡሉጽ ኢኻ መዳ ሓወይ ግን ከም ናተይ ሪኢቶ ከምቲ ዛሓለፈ ደርፍታትካ ኣይመሰጠትንን ግጥሚ ፍኹስ ኢሉኒ ዜማ ውን ዳርጋ ኣብ ካሊእ ስራሕካ ኣሎ መስለኒ ብዝተረፈ ኣጆኻ ቀጽሎ በርቲዕኻ ምጻእ መዘናይ🤜🤛✅
@elhoyeusaey6960
@elhoyeusaey6960 8 ай бұрын
Meda hawey 😢😢
@FREZGHITESFAGIORGIS
@FREZGHITESFAGIORGIS 10 ай бұрын
መጸ መግለጺ ዘይብሉ
@lovematiwosbeste556
@lovematiwosbeste556 10 ай бұрын
Zey kses gize endu zeriwa hmaq edel endi koynuwa 😢😢
@thesfamilly
@thesfamilly 10 ай бұрын
ጹቡቕ ስራሕ መዳ ንኡሰይ፡ ንጌጋ ብጌጋ ኣይምለስን'ዩ። ኣጆኻ😊
@alexwel1372
@alexwel1372 10 ай бұрын
Well done meda 💙💙💙
@negusseberhane1086
@negusseberhane1086 10 ай бұрын
Well com Meda natna❤❤🎉🎉
@GrmayTesfye
@GrmayTesfye 10 ай бұрын
❤❤❤❤
@Segeneyti
@Segeneyti 10 ай бұрын
ዘይሓዳግ ፈቃር’ሲ ኣይህብን’ ዩ ልቢ? ርኢቶ: ዘይሓድግ እንተ ኮይኑ ፈቃር ክብሃል ይበቅዕ ድዩ?
@genetgebrihiwet3107
@genetgebrihiwet3107 10 ай бұрын
ዓይነይ እንቖዕ ብደሓን መጻእካ💙🌿💙🌿❤ብሉጽ ስራሕ❤
@Respectforgod530
@Respectforgod530 10 ай бұрын
ዓይኒኺ ተመሸሪ
@NahomMehari-lj1fw
@NahomMehari-lj1fw 10 ай бұрын
ግርማይ ኣንዶም ሞዴልካ ግበሩ መዳ ሓወይ ኣብ ሙዚቃ ኣብ ነብሲ ወከፍ ደርፊ ክትስርሕ ከለኻ ሓድሽ መሳሪሕታት ሙዚቃታት ፈጠራዉነት ተጠቀም ከም ናይ ግርማይ ዓንዶም ይመሳሰለካ'ሎ ዜማታትካ ኣብ ቀጻሊ ዓቲብካ ስርሓሉ ትዕዝብተይ ኣብዛ ደርፊ ግጥሚ 50% ዜማ 50% ድምጺ 100% Video Clip ሓድሽ ነገር የለን 0%
@HawazGebray
@HawazGebray 10 ай бұрын
Ya ane wun hifetwo iye gn hijis yidegagem alo iti zema ,yisemama iye ab hasabka
@mikidesbele7693
@mikidesbele7693 10 ай бұрын
Zema keman nay eden kesete hawsla alo !!!
@NahomMehari-lj1fw
@NahomMehari-lj1fw 10 ай бұрын
@@HawazGebray ንዓና ኢሉ ካብ ተሰረሐ ከምዚ ሃናጺ ዝኾነ ሪኢታት ካብ ምሃብ'ሲ ኣይንቆጠብ ደኣ ክብረት ይሃበለይ
@NahomMehari-lj1fw
@NahomMehari-lj1fw 10 ай бұрын
@@mikidesbele7693 ስነ ጥበብ ማለት ሓደ ነገር ሒዝካ ምቅራብ ኣይኮነን ዝተፈላለየ ነገር ሒዝካ ኣብ ኩሉ ዓውዲ ብጥበብካ ክትዋሳእ ኣለካ ስለዚ'ሲ እዚኣ ስነ ጥበብ የብላን እዛ ደርፊ ይብል ኣነ
@erinatna4535
@erinatna4535 10 ай бұрын
ወትሩ ብሉጽ ማዳ ኮመንት ትጽሕፉ ደለኹም እቲ ዘሓግሰኒ ካኣ ኩሉ ብ ትግራኛ ሙኻኑ ዩ ደስ ኢልኒ ደስ ይበልኩም ደስ ተልኩም ካ ብ ላይክ ርገጹኒ
@Yeyeየየ
@Yeyeየየ 10 ай бұрын
መዳ ኣነስ ብኣካል ተዝረኽበካ ከመይ ሓጎስ ምስተሰማዓኒ 😢 ካብ ኩሎም ደረፍቲ ዝፈትዎ ቡሉጽ ስራሕ❤❤
@Umqueen-n9k
@Umqueen-n9k 10 ай бұрын
ዋላ ኣነ ሕልፊ ኩሎም እየ ዝፈትዎ ኡፍፍፍ🥺🥺❤❤❤
@brhannegasi3136
@brhannegasi3136 10 ай бұрын
ዋላ ኣነ ሕልፍ ኩሎም እየ ዝፈትዎ ብኣካል ክረክቦ ይምነ
@samtg1781
@samtg1781 9 ай бұрын
Holland endyu zelo kidi rkebyo
@Yeyeየየ
@Yeyeየየ 7 ай бұрын
asrhani ba​😳😂😂😂😂😂@@samtg1781
@senedsened2355
@senedsened2355 9 ай бұрын
ማዳ ሓቢቢ ሓደ ካብቶም ብሉጻት እለ ዘኣምነሎም እካ ኣጆካ በርተዓለይ 🎉🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷💙💙
@Messitey.qawqaw
@Messitey.qawqaw 7 ай бұрын
much love 🎉❤❤
@Kokoitesf
@Kokoitesf 10 ай бұрын
እንቋዕ ብድሓን መጸኻ ንኡሰይ ጽቡቅ ሰራሕ መዳ ሓወይ💙💙💙🌹🌹🌹🌹🌹💙💙☺☺
@MiliasgodomMiliasgodom-ph5eo
@MiliasgodomMiliasgodom-ph5eo 10 ай бұрын
ደመይ ኢካ ንስኻ ብሓቂ ዝወጸካ የብሉን ንእሽተይ ቶማስ ኢካ ንዓይ
@Merana10632
@Merana10632 10 ай бұрын
መብዛሕቲኦም ናይ ሃገርና ደረፍቲ ንድሕሪት ኢና ንምለስ፡ (መዳ) ኣይትከውንን ያ 😅🎤
@Eritrean-h6d
@Eritrean-h6d 10 ай бұрын
ዜማ'ባ ተገዲስካ ስርሓዮ በጃኻ፧! ብዝኾነ ቤላ❤
@yonashaile986
@yonashaile986 10 ай бұрын
ከመይ ጌሩ ክሰርሓልካ ደሊካዮ አታ ጉሪላ 😏
@Eritrean-h6d
@Eritrean-h6d 10 ай бұрын
ኣነ ዲየ ጉሪላ፧😂 ተመሳሳሊ ዜማ እዩ: ኩሉ😕
@tesfalemfissaha1124
@tesfalemfissaha1124 10 ай бұрын
❤መድሃኔ መድሃኒት ልቢ ቀንዴል ዘመና! ንስኻ ብዕድመ ንእስ ኢኻ ንኡሰይ! እቲ ንዓይ ልዕሊ ዕድመኻ ዘደንቐኒ ግን ስርሓትካ ባዕልኻ ትገጥም ባዕልኻ ትዝይም፡ እሞ ድማ ብስ ኩነታትናን ልብናን ዝጋጠም። "ንኡሰይ" ኣነ ብልቢየ ነዚ ናትካ ስራሕ ዝከታተሎ ይሕበን ድማ፡ ብዙሕ ሙዚቃ ተስተማቕር ናትካ ድማ ናይ ስጋ ግዲ ገይረዮ ዉሉድ ኣኽራነይ ጻዕዳ ስለ ዝኾንካ ኣብ ኣእምሮይን ልበይን ይምዝግቦ፡ ብሉጽ ስራሕ በርትዕ ዝሓወይ ኣብ ገንኻ ኣለና!❤
@FTHAWIFSHA
@FTHAWIFSHA 10 ай бұрын
መዳ ብዓል ጡዑም ድምጺ nayis bro meda for ever 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷👈👈
@senedsened2355
@senedsened2355 9 ай бұрын
ማዳ ሓቢቢ ሓደ ካብቶም ብሉጻት እለ ዘኣምነሎም እካ ኣጆካ በርተዓለይ 🎉🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷💙💙
@maharibrhane8073
@maharibrhane8073 10 ай бұрын
ብሉጽ ስራሕ ንኡሰይ💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
@Mulye21-el6xm
@Mulye21-el6xm 10 ай бұрын
መዳ ንኡሰይ ምባል ኣይኮነን ላይክ ሳብስክራይብ ከ ትረግጽ ደለካ ጃምዓይ እስኪ ሓቢርና ንዕቤቱ ንበገስ❤🎉🎉🎉🎉🎉
@medaketema4582
@medaketema4582 10 ай бұрын
መዳ ሓወይ ብጣዕሚ ኩሉ ደርፍካ ይፈትዎ እየ ወላ እዚኣ ግን በጃካ ጨጉርካ ኣይትቅሮጾ መዳ ሓወይ ንኩሉ ኣብቁልካዮ ከለካ የጸብቀልካ እዩ በጃካ እዚኣ እያ ዘረባይ ግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መዳ ሓወይ
@birhanudagnaw147
@birhanudagnaw147 10 ай бұрын
እዉይ🎉 ክፅብቅ ስራሕካ❤❤❤❤ ኑኡሰይ ጎይታ ፀባይ🎉 ጎይታ ሙዚቃ💝 ኣቦ ፍቅሪ🍂 ኹሉ ነገርካ ጡዑም እዩ። ናትካ ሙዚቃ ብጣዕሚ ተብሃግቲ ተፈተዉቲ ከምኡ እዉን ዘመን ተሳጋራይ ሙዚቃ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ እሞ ክብሪ ይግበኣካ እዩ🎉 ኣንሕና #ተጋሪ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ነድንቀካ🌺 ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💘💘💘💘 We loves you from tigray@Mekelle🍂🔥🔥🔥
@HawiDelu
@HawiDelu 10 ай бұрын
እንቋዕ ብሰላም መጻኻና መዳ ሽኮር ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ ኣጆኻ ቀጽሎ ካብቶም ኣለዉና ንብሎም ድምጻዉያን ሓደ ንስኻ ኢኻ ንኡስ ወሎዶይ
@ሰይፈናይልበይ
@ሰይፈናይልበይ 10 ай бұрын
ኑኡሰይ እንቋዕ ብድሓን መጻእካ ❤❤
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 10 ай бұрын
ብጣም ኢዩ ስራሓቱ ጽፉፍን ተንካፍን ኾኾብ ናይዚ ዘመን ብሓቂ ንኡሰይ ብሉጽ ስራሕ ከም ወትሩ ኩሉ ግዜ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጥሪ መመሊስካ ሰስን ሓወይ like ske habuley ✌️💯👍🙏
@FinhasTsegay-yb6yg
@FinhasTsegay-yb6yg 7 ай бұрын
eske adneqti meda like wqetuni hbushey
@TiediWediteklat
@TiediWediteklat 10 ай бұрын
መዳ ብሉጸይ ደርፍታትካ ብዘይርድኣኒ ስምዒት ሒዝኒ እዩ ዝገይሽ ❤ ዕንድዒ ታ ዝኾኖ ዶ በልካ❤ኣነ ውን እንድዒ ዝኾኖ ቀጽለለይ ጥራይ ዕበየለይ miss u ንኡሰይ ❤❤❤
@EdenBrhaneMehari-xk8qv
@EdenBrhaneMehari-xk8qv 10 ай бұрын
ጽቡቅ ስራህ መዳ ሓወይ💙💙💙🌿🌿🌿
@BakaBaka-k4e
@BakaBaka-k4e 10 ай бұрын
ጸቡቅ ስራሕ መዳ ሓወይ ኩሉ ግዘ በሉጽ ናይ ቡሉጻት ኤካ ኣሞ ሰስነለይ ኑኡሰይ ። ግን ሓደራካ ካብዞም ብርገድ ነሓመዱ ተጠንቀቅ ከብረካ ከይ ወረድ ❤❤❤❤
@Teklefeshaye
@Teklefeshaye 10 ай бұрын
እውይ ልበይ ጌርካ ትረኽበኒ😢
@TaflaTafla-vb5mi
@TaflaTafla-vb5mi 10 ай бұрын
መዳ ተንካፊ ልበይ ከማካ ብደርፉ ዘናፍቀኒ ደራፊ የለን ንበረለይ መዳ ጅግና♥️🥰
@semirmahari
@semirmahari 10 ай бұрын
Eske like nehabo ነተባብኣዮ ነዚ ብሉጽ ኮኮብ❤
@majoreabireha8187
@majoreabireha8187 10 ай бұрын
መዳይይ አንቃዕ ብዳሓን መጻአካና ኣድናቂካ አየ
@danielguoush1353
@danielguoush1353 10 ай бұрын
መዳ ንስካ ኑፉዕ ኢካ ግን ፈተውትካ ኣብ ክልተ ጎሚካዮም ኢካ ረባሓካ ኣይፈልጥካን ኣብዞ ሰበይቲ ጎልዓ ኣርግቶት ኣቦ ዝሃርሙ ሰባት ብርጌድ ንሓማቶም ተጸቢርካ ሰንቢና ኢና ብዚንስካ ፍለጥ
@gottseidank3087
@gottseidank3087 10 ай бұрын
ንፉአ መዳ ሃወይ ቀጽሎ ፒሊስ ኣጆካ ኣለና ኣብ ጎኒካ ብዝህ አና ንጽበ ካባካ ❤❤❤❤
@EbrahimAhead-s1c
@EbrahimAhead-s1c 10 ай бұрын
ሜዳ ብጣእሚ እየ ዘድንቀካ ብፍላይ ን አድጊ ንሓመዱ እንተ ገድፍካዮም እዚ ትስርሆ ዘልካ ቀጽሎ
@Suzimera
@Suzimera 10 ай бұрын
Meda ajoka wedi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷Etay dèalu mesilu rusu chiflaq tanika adyo😮 habesha ede gn haylkum ab derfi eyu haqi zero😢
@ጓልትግራይ-ፐ1መ
@ጓልትግራይ-ፐ1መ 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፀካ ጀግጋ ሓወይ❤❤ታጋል ውን ክፈታ ገረ❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@hermongebremichael3903
@hermongebremichael3903 10 ай бұрын
Kemzi kemay geru ni meda zfetwos yhlu do ykewin nay zemena model nusey 💙💙💙
@yonasandu4554
@yonasandu4554 10 ай бұрын
ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ🎉🎉
@mebrahtikiflemariam1002
@mebrahtikiflemariam1002 10 ай бұрын
❤❤
@Natu-i3d
@Natu-i3d 10 ай бұрын
እዚ ኤሮፓ ከመይ ድዩ ዝገብሮም ርእሶም ንእሰይ ካኣ ይበርሕ ኣሎ ኣነ ዳኣ ኣብ ኣፍሪቃ ትራይ መሲልኒ፡ነይሩ 😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅 ንእሰይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@michaelgherie-chimar7842
@michaelgherie-chimar7842 10 ай бұрын
00:13 ዘይምለስ ልቢ! እፈልጣ‘የ እምሕለላ’የ እፈልጣ እንድየ እምሕለላ ኣነ ካብ ባይታ ኣልዒላ ሰብ ገይራትኒ'ያ እወታዊት ዓለም ኣርእያትኒ'ያ ካብ ባይታ ኣልዒላ ሰብ ገይራትኒ'ያ ካብ ኣፍሞት ከምልጥ ሰብ ኰናትኒ'ያ። ዘይክሰስ ግዜ እንድዩ ዘርይዋ ኣይ-ሕማቕ ዕድል እንድዩ ኰይንዋ ዋላ ትውዓሎ'ሞ ዋላ ትጋገ ከምዛ ሩሐይ’ያ ንሳ ብኣኣ ነይዋገ ምግጋይ መዓስ ኣብኣ ጀሚሩ ጌጋ ኸ በይኑ ዶ ተፈጢሩ፧ ንበደል ብበደል ኣይከፍሎን‘የ ዕዳ ንሳ እንተነቢዓ ኣብ ገጸይ‘ዩ ማዳ ካብ ባእታታት ፍቕሪ ይቕረታ ይዓቢ ዘይሓዳግ ፈቃርሲ ኣይህብን'ዩ ልቢ ትብለኒ‘ያ ነይራ ኣብቲ መፈለምታ ብህሎኣ ዘኪረስ ኣይደልን ሃየንታ ንበደል ብበደል ኣይከፍሎን‘የ ዕዳ ንሳ እንተነቢዓ ኣብ ገጸይ‘ዩ ማዳ። ዘይምለስ ልቢ ሂበያ ዘይምለስ ልቢ ሂበያ ዝወሰደቶ ሰዶ ሰዶ እንተይላ በየናይ ዓቕመይ፡ ኽቕበላ ዝወሰደቶ ሰዶ ሰዶ እንተይላ በየናይ ዓቕመይ ኽቕበላ። ተጻይ ልበይ ኰይነ ከመይ ክኽእሎ እንተውዒላቶስ እንድዒ'ታ ዝዀኖ ዝወሰደቶ ሰዶ ሰዶ እንተይላ በየናይ ዓቕመይ ኽቕበላ። እቲ ኣኻእሎ ኩሉ ዝኽእሎ እቲ ዝከኣል ኣነስ ነይክእሎ ኩሉ ይከኣል ቴማይ ክነሱ ኣብዚ በጺሑስ ዓቕመይ ንኢሱ። ድርሳኑ ልበይ፡ ፍቕራ እንዶ ግዲ ንሳ እቲ ምዕራፍ፡ ንሳ እቲ ፍቕዲ ፈውሱ ዘይፍለጥ፡ ኰይኑኒ ስራይ መሓሪ ቓንዛ፡ ከምቲ ኣራራይ። ልበይ ዶ ይምለስ፡ ንሳ ትምለስ፧ ኣብ ባሕረ ሓሳብ፡ ወትሩ እመላለስ ካብ ኩሉ ዝዓቢ፡ ሂበ እንድየ ግዲ ልቢ እንድየ ሂበ፡ ዘይምለስ ልቢ።
@HermonHabtom-tj9yb
@HermonHabtom-tj9yb Күн бұрын
I don't know what's going on get 1M🎉 what is the problem
@ሓዊእሱራት
@ሓዊእሱራት 10 ай бұрын
Bela💙ጽቡቕ ሰራሕ 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
@Biniamweldtnsea-dg3wc
@Biniamweldtnsea-dg3wc 10 ай бұрын
መዳ፡መዳ፡ በጃካ ካልእ ዜማን፡ ክትፈጥሪ ክኣል፡ምክንያቱ ኣዋድቃ፡ ዜማካን፡ ህሪመትካን፡ ብዙሑ ፍልልይ የቡሉን፡ኣብ ኩሉ ስራሕትካ፡ ኣብ ዜማ ዕምቆት፡ ምርምርን፡ፍሊይነትን፡ ክሓተካ'ዩ። እንት ጺዕሪካሉ፡ ካልእ ከም እትሰሪሕ ርግጸኛ'የ፡ ግጥሚ ጹብቅ።
@DanielZewde-f2w
@DanielZewde-f2w 16 күн бұрын
ስውእ ዓርከይ ናይ መዳ ደርፊ ንኡሰይ ትብል ደጋጊሙ ይሰምዓ ኔይሩ 😢😢😢😢 ኣነ ድማ ታይ እዩ ደጋጊምካ ሓንቲ ደርፊ ትሰምዕ እለ ይርብሾ ኔይረ😢😢😢😢😢ሕጂ ግና ኣነ ብዝክሪ ዓርከይ ናይ መዳ ደርፊ ይሰምዕ ኮይኑ ግና ፈትየዮ ብሓቂ ዓርከይ ለካ ዓቁ እዩ እለ 😢😢😢😢😢😢😢 መዳ ቡሉጽ ሰብ እኻ ተባረኽ🙏❤❤❤❤❤❤
@ammamha9306
@ammamha9306 10 ай бұрын
ይክደንካ ወዲ መምህር ከይርእያ እንተተረኪብካ ወዲ ሹቅ 20 ደርፊ እየን ተባቲከን ዘለዋ ኣኪሉካ 😂😂😂😂ጽቡቅ ነገር ግን በርጌድ ንሓመዱ ኢካ ሸለል ክብለካ ዘሎ ትክእሎ ብዙሕ እዩ 😂😂😂
@solyanahagos-ql9nz
@solyanahagos-ql9nz 10 ай бұрын
Wawww des tabal sarah azia gol batami kef alewa feteya lali zakone neger xafri aygeberetan ❤❤❤
@semirmahari
@semirmahari 10 ай бұрын
Eske like nehabo ነተባብኣዮ ነዚ ብሉጽ ኮኮብ❤
@milliewayhizbeyajokum690
@milliewayhizbeyajokum690 10 ай бұрын
Mexe mexe eti tum dimxu 💙🌿🫡🫡
@barkanaentertainment8734
@barkanaentertainment8734 10 ай бұрын
❤❤❤ blux srah kubur seb kemti zfetweka ka kilip dongika neka
@hagereyalemey
@hagereyalemey 10 ай бұрын
መዳ ብሉጽ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ድምጽኻ ግን ኣመና ትሒቱስ ቃላት ተዋሒጦምኻ
@Startv-41
@Startv-41 10 ай бұрын
💯
@RabshSagh
@RabshSagh 10 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@tedihayelom9066
@tedihayelom9066 10 ай бұрын
Good job መዳ ንኡሰይ ❤❤❤❤❤❤
@RaiYmane
@RaiYmane 10 ай бұрын
እንቅዕ ብሰላም መጻኻ መዳ ብሮ ብሉጽ ስራሕ 🎉❤❤❤🎉🎉🎉
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
Стойкость Фёдора поразила всех!
00:58
МИНУС БАЛЛ
Рет қаралды 4,8 МЛН
Brawl Stars Edit😈📕
00:15
Kan Andrey
Рет қаралды 59 МЛН