Adulis Natna - እናበልክኒ | Enabelkni by Medhanie G/Medhin (ንኡሰይ) - New Eritrean Tigrigna Music 2021

  Рет қаралды 4,369,151

Adulis Natna

Adulis Natna

2 жыл бұрын

Adulis Natna - እናበልክኒ ብ መድሃኔ ገብረመድሂን - Enabelkni - by Medhanie G/Medhin (Niusey) - New Eritrean Tigrigna Music 2021
/ @adulisnatna2923
For more videos please do not forget to comment, share and subscribe!!!!
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: Adulis Natna. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
© Adulis Natna2021. All Rights Reserved.
#AdulisNatna#EritreanMusic TigrignaMusic#Enabelkni #Oldtigrignamusic #MedaNiUsey #ንኡሰይ

Пікірлер: 1 300
@KifiMak
@KifiMak 2 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ተመሲጡ ዝሰማዓ ዶ ይህሉ ይኾውን💔😥 ማዳየይ ኩሉ ግዜ ብሉፅን ንፍዕን❤ ሰላም ንኹሉ ህዝቢ ዓለም እግዚአብሔር ይቅረ ንበሃለሉ ግዜ ይፍጠረልና❤🙏
@user-gq5gx4iq9c
@user-gq5gx4iq9c 2 жыл бұрын
ኣሜን ኬፍዋይ❤️🥰
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b 2 жыл бұрын
Amien
@gulhagarsab1510
@gulhagarsab1510 2 жыл бұрын
Ane abe aloku 🥲🥲ab zasema bykti zaken 🥲
@user-cd6np2vo2e
@user-cd6np2vo2e 2 жыл бұрын
@@gulhagarsab1510 ajoki 🥺🥺
@user-jj9ck6gn5e
@user-jj9ck6gn5e 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቡሩከይ ሓወይ🙏🙏🙏🙏
@seluloveazitey3095
@seluloveazitey3095 2 жыл бұрын
ክፅበ ፀኒሐ well ማዓረይይ ❤ በጃኩም like ሃቡኒ ክሕጎሰ መሊአ😍♥️
@kibromasmerom8075
@kibromasmerom8075 2 жыл бұрын
❤️❤️❤️
@amireri4281
@amireri4281 2 жыл бұрын
❤❤❤
@tsebakitmebrahtom7612
@tsebakitmebrahtom7612 2 жыл бұрын
Asey
@user-gm8rq3xi8n
@user-gm8rq3xi8n 2 жыл бұрын
💞💞💞💞👍🏾
@tigowedisamray8925
@tigowedisamray8925 2 жыл бұрын
😍💕
@momona369
@momona369 2 жыл бұрын
ቡሉጽ ስራሕ መዳ ዓርከይ!! ንኡስ ውልዶ ስነጥበባዊ ኣጆኻ በርትዕ ናይ መዳ ኣድነቅቲ 👇🏻
@dawitmehari399
@dawitmehari399 2 жыл бұрын
Alana habibi ana
@redaegoitom4488
@redaegoitom4488 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ውልዶ ስነጥባዊ ማዳ አጆካ ቀጽሎ
@anghesettesfagaber5735
@anghesettesfagaber5735 2 жыл бұрын
Shikor ya za wedi ms bereket kolae ye zewadrom etio zelo nay moody beka davide meu casulle viva wedi eri
@hani-zc3yk
@hani-zc3yk 10 ай бұрын
እዛ ፣ደርፊ ንዓይን ነደይ ዝተደረፈት ኮይኑ እዩ ዝስማዓኒ ኩሉ ግዜ ካኣ ተንባዓኒ I LOVE YOU ኑኡሰይ❤❤❤❤
@user-kq8fx5yq3c
@user-kq8fx5yq3c 2 жыл бұрын
*ንስኪ ብጥልመተይ ኣነ ብጣዕሳ ንሕልፎ ኣለና ሓደ ዓይነት ቃንዛ*🥺 መዳ ብሉጽ ሰብ ጥበብካ ይባረክ ኮኮብ ኤረና
@semeretesfahiwet2125
@semeretesfahiwet2125 2 жыл бұрын
👍👍👍👍👍
@NOnonon89325
@NOnonon89325 2 жыл бұрын
Yeah🥺💔
@habenhagos5534
@habenhagos5534 Жыл бұрын
Ezi eu tekai meher fqri Abrham sbona yemanen bergx😥
@habenhagos5534
@habenhagos5534 Жыл бұрын
Ezi eu tekai meher fqri Abrham abona yemanen bergx😥
@awetkeflom6599
@awetkeflom6599 Жыл бұрын
​@@NOnonon89325 😊¹1¹¹¹aä😊😊
@michealgoitomrusom4452
@michealgoitomrusom4452 2 жыл бұрын
ኣድነቕቲ መዳ ንኡሰይ ኣብዚኣ ኣግርጩው ኣቢሉ ይሕለፍ ብሩኽ ቀዳምን ሰንበትን ይግበረልና እንዳበልና ኢና የሕዋት።
@yosad2233
@yosad2233 2 жыл бұрын
ግጥሚ=100% ዜማ =100% ድምፂ=100%በቃ ሙሉእ so Good job
@felmung4711
@felmung4711 2 жыл бұрын
ቅድምን ዜማን ተስተማቅሪ ዲኪ እቲ 100% ስለ ዘይኩፎሎ ድዩ ኮይንኪ
@senaittemelso1565
@senaittemelso1565 2 жыл бұрын
Ane demxawi semie emo mewedaderti ayrekbkulkan kab nay hagerna fereyti embeba nay behaqi eya zedneqeka mes nay lomi chekan geza telam zekone hezebena beleka lekiaka kebel zeweil tetiserhalu kemey neru beti laza zelewo demxika betami eya zedneqeka xebuq demxi aleka nehzebi melikti zeheb demxi aleka .100%
@user-it5wc6np1d
@user-it5wc6np1d 2 жыл бұрын
እስከ ንመዳ ቡሉፅ ዝፈቱ ላይክ ብስም መዳ ሃቡለይ መዳየ ፍቅር ዝኾንኻ ሰብ ቡሉፅ ስራሕ ኢልና ኢና ክብረተይ 💘💕👌 ከምዚ ከማይ ብሃንቀዉታ ትፅበይዎ ዝነበርኩም ገጪኽሙኒ ሕለፈ ሓላላተይ ❤
@rutahadgu5861
@rutahadgu5861 2 жыл бұрын
ጽቡቅ መዳ ሓወይ ብሉጽ ስራሕ ሳኣን ይቅረ ምብሃሃል ኣደዳ ሞትን ብስጪት ንኸውን ዘለና
@youresaraya8809
@youresaraya8809 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ
@abitekle1693
@abitekle1693 2 жыл бұрын
Ney bhaki
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 2 жыл бұрын
ኣንነትን ትምክሕትን ሓፍ በጠቅን ከይገደፍኩሞ ሸጣን ውን ኣይገድፈኩምን እዩ
@medazeray1772
@medazeray1772 2 жыл бұрын
Meda hawey ejoka
@fretahabte1743
@fretahabte1743 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣምላክ ጥራይ ይቅረ ይበልልና እንበር ችካን ግዜ በጽሕና
@user-kr9tx8mv5g
@user-kr9tx8mv5g 2 жыл бұрын
ንዚ ቆልዓ እዚ ክሰምዕ ከለኩ ውሽጠይ ይርበሽ ገለ ዓይነት ድምፂ 😍
@Tmnit832
@Tmnit832 2 жыл бұрын
Ja
@weynitesfayohanes1314
@weynitesfayohanes1314 11 ай бұрын
Me too ❤
@TarikTarikee-ow5qt
@TarikTarikee-ow5qt 8 ай бұрын
Anele
@zalenbesaeritrea636
@zalenbesaeritrea636 2 жыл бұрын
ንእሰይ ብሉጽ ስራሕ ኣብ መዓልቲ ሓምሽተ ግዜ ይሰምዓ ከምዚ ከማይ መን ኣሎ ዝደጋግማ ላይክ ረጊጽኩም ሕለፉ
@Mnbar6095
@Mnbar6095 10 ай бұрын
መዳየ ሽኮር ስሑል ድምፂ ይበል ጥበብ ምዓልታዊ ከይሰማዕክዋ ዘይውዕል በቃ ንዓይ ክትብል ኢካ ደሪፍካያ 😢ብሉፅ ናይዚ ዘመና ❤❤❤
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 2 жыл бұрын
እስቲ ኣድነቅቲ እዚ ንኡስ መንእሰይ(መድሃኔ) ፍሽክታ ዝመልኦ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና🙏
@megaryaentertainment
@megaryaentertainment 2 жыл бұрын
Great Job Bro 🔥🔥🔥
@user-xb4tr5tg9n
@user-xb4tr5tg9n 2 жыл бұрын
ኢዋይ ኢዛ ደርፊ ኣብ ሊብያ ከለኩ ሰሜዐያ ማራ ኢይ ዘፍትዋ ሕጂ ካኣ ሆላንዲ ኮይነ የስማዓ ኣልኩ ተምስገን
@user-iu3tp3qx4t
@user-iu3tp3qx4t 2 жыл бұрын
መርሓባ እንቓዕ ብድሓን መጻኻ ኑሰይ መዘናይ ኣብ ምሉእ ዓለም ትርከቡ የሕዋተይ ሰላምን ቕሳነት ይምነይልኩም ኣምላኽ ኣቦይ ሰድትና የሕጽረ ልና❤🙏 ::
@saymonweldaeb1111
@saymonweldaeb1111 Жыл бұрын
Amen
@user-jl2wy2ji9q
@user-jl2wy2ji9q 2 жыл бұрын
ዋው ጽቡቅ ሳራሓ ካብ ተጠላሚ ዝያዳ ጠላሚ እዩ ዝህሰ መኽንያቱ ፍቅርን እምነትን ስለ ዝኸስር
@Menbar399
@Menbar399 2 жыл бұрын
ትኽክል ወዲ ሓትንኣ
@angosomyemane7013
@angosomyemane7013 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ብሮ ናይስ
@user-jl2wy2ji9q
@user-jl2wy2ji9q 2 жыл бұрын
@@Menbar399 Thanks wegeney
@landescap2262
@landescap2262 2 жыл бұрын
Bitikikil hawey
@asmahsaen2015
@asmahsaen2015 2 жыл бұрын
ኑእሰይ በህፃንካ ስለ ዝተሰደድካ እዩ መስለኒ መብዛሕቲአን ስራሕካ ናይ ናፍቆት እየን ኣብ ዘለኻዩ ፍቅርን ሰላምን ምቾትን የብዘሓልካ ሓወይ ናተይ
@kefalikeshi1062
@kefalikeshi1062 2 жыл бұрын
Thank you
@fernandesefilhos1841
@fernandesefilhos1841 2 жыл бұрын
ብሓቂ ብፍላይ ገለ ገለ ኣወዳት ንዝሓንቀቐትና መሊስና ከነኽብራን ክንሕብሕባን ክንዲ ንጽዕር በንጻሩ ኢና ንጸልኣ፡ ንኡሰይ ሓደ ክንድሽሕ ከኣ ኣብ ገለ ደቓይቕ ገሊጽዎ ፡ ችርስ ብሓቂ።
@tomasmehegoseyyy659
@tomasmehegoseyyy659 2 жыл бұрын
እናበልክኒ ዓለመይ ብዘይ ጎደሎ፡መእተዊ ሽሻየይ መውጽኢ ስለሎ፡እናበልክኒ ብድሕሬኻ ከሉ'ዩ ጸልማት ሓደራኻ 'ባ ብህይወተይ ክይትጻወት እናበልክኒ ልበይ ብፍቕሪ ዝረትዐ።
@asadimedia
@asadimedia 2 жыл бұрын
ነዛ ኮመት ቱንብብ ኣደይ ምርያማ ታሓልወኩም አሜን👏👏👏⛪⛪⛪👌👌👈💘 ፕሮፋይለይ ጠዊቅኩም ቤተሰብ ኹኑ
@laruhabeshachannel327
@laruhabeshachannel327 2 жыл бұрын
Amen(3) tewikna tewk nska ka
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b 2 жыл бұрын
@@laruhabeshachannel327 amien
@tdfy5827
@tdfy5827 2 жыл бұрын
ኣሜን 💊🙏🙏🙏 እሺ ❤
@user-et7sr5vc6z
@user-et7sr5vc6z 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቡርኽ ምጅምባር ጾመ ፍልሰታ ክኣ 🙏🙏🙏⛪️❤
@asadimedia
@asadimedia 2 жыл бұрын
👌👌👌
@digitaleritrea7930
@digitaleritrea7930 2 жыл бұрын
ውድእቲ ደርፊ ናይዚ ግዜ ዝሰማማዕ እንተ ኣሎ 👍🏿 ይህረም። ብፍላይ እዛ ጊታር ምስቲ ድምጹ ዋው ክትጥዕም 👍🏿 👍🏿 👍🏿 👍🏿 👍🏿።
@adnakiyemanebarya8817
@adnakiyemanebarya8817 2 жыл бұрын
ያ ጃማዓ አንታይ ዳ ዚሕልናያ አዛ ደርፊ ኣብ 2 ሰሙን 600k ጥራይ ዘይጠክም ሚሎናት አንዳተራኣየ ካብዚ ንላአልክ ክመጸና ነተባባዓዮ ኑእሰይ ካ ኣጆካ ናይ ሕማመይይ
@sanokanxi8199
@sanokanxi8199 2 жыл бұрын
መዳ ንኡሰይ ኣናስ ክፈትወካ ማዓት ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@seareberihu3202
@seareberihu3202 Жыл бұрын
እዛ ደርፊ ሰሚዐ ምምናው ሲኢነያ ብልፅቲ ደርፊ 💔❤️ መዳ ሓውና ጥዑም ድሙፁ ብተስፋ ንፅበየካ ❤❤
@maldinieri5687
@maldinieri5687 2 жыл бұрын
ኣነስ መዳ ማራ ዩ ደስ ዝብለኒ🥰 ብስሚዒት ይደርፍ ኩሉ ሙሉ ን ስነጥበብ ዝተፈጥረ ሙሉእ ሰብ ንሕና ኤርትራውያን ከኣ ከማካ ጸላዊ ሰብ ዩ ዘድልየና መዳ ወዲ ኤረይ🥰🇪🇷🥰 ጽቡቅ ስራሕ✌
@saron4435
@saron4435 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@teklit5128
@teklit5128 2 жыл бұрын
መዳ ኑኡሰይ ቡሉጽ ስራሕ ከምቀደምካ ዕበየልና ኢስከ ኣድነቅቲ መዳ ላይክ ጽቀጡ ደቂ ትግርኛ,።
@wedimokie4968
@wedimokie4968 2 жыл бұрын
ንስሲ ብጥልመተይ ኣነ ብጣዓሳ ነሕልፎ ኣለና ሓደ ዓይነት ቃንዛ . ሳኣን ሩሁሩህ ልቢ ምዉናን ዉሕዳት ኣይኮኑን እናተፍቀሩ ተፋላልዮም ዝነብሩ ሓዳጋት እስከ'ታ ንኹን ጽቡቅ ስራሕ መዳ ከም ወትሩ
@shewitzemichael6676
@shewitzemichael6676 2 жыл бұрын
❤️👍
@enbebakinfe7149
@enbebakinfe7149 7 ай бұрын
💔😭😭
@amenkflesus1540
@amenkflesus1540 2 жыл бұрын
ካብ ግዜ ናብ ግዜ እንዳ ሓየለ ዝመጽ ዘሎ ህቡብ ድምጻዊ ንስኺ ብጥልመተይ ኣነ ብጣዕሳይ ነሕልፎ ኣለና'የ ሓደ ዓይነት ቓንዛ፣ ዋውውው ኣድንቀካ
@sieboeritrawi8991
@sieboeritrawi8991 2 жыл бұрын
❤️ Senay qedame senbet ❤️ msweledna zerakb ❤️gzie yhabena fetari ❤️n meda tfetwu like habuni ❤️ deqi ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️✅✅✅
@monamour8890
@monamour8890 Жыл бұрын
Eza derfi ksab hji kab lbu mwxae abyato ksemia zenelales yhlu do kemzi kemay meda metekaeta zeyblka kokob eka ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@user-kf7ep9hs1o
@user-kf7ep9hs1o 2 жыл бұрын
መዱየይ ማዓረይ ኣነስ ባኣካ ክፅለል እየ ኩሉ ነገርካ ሙሉእ ከማካ ዝፈትዎ ደራፋይ የብለይ ካቡቱ ደርፍካ ድምፅካ በጃኩም እባ ኣቡፅሕለይ
@yonitomorrow7502
@yonitomorrow7502 2 жыл бұрын
ከብጸሓልኪ የ" ጋል ትግራይ ዓይነይ!
@savanah6075
@savanah6075 Жыл бұрын
Tewali
@tedihayelom9066
@tedihayelom9066 2 жыл бұрын
ኪኖ ብዙሓት ዘድንቆ መዳ ንኡሰይ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ስራሑ ዝያዳ ህኑጻት ምዃኖም እርዳኣኒ
@eagle4413
@eagle4413 2 жыл бұрын
ያ መድሃኔ ዘይተደቅሰና ክንደይ ትሓስም ረሲዕናየን ዝነበርና ቁስልና ትጎድኣና። እዘን ጠላማት ካብአን ድማ ተወሊድና ? እህህህ
@natsi617
@natsi617 2 жыл бұрын
መዳየይ ቡሉፅ ዝፍትወካ ሓለፋ ኩሎም ከምዚ ከማይ ናይ መዳ ምዚቃ ጥራይ ዝሰምዕ ዶኾን ይህሉ ኩሉ ደርፍታቱ ምስ ሂወተይ ዝተኣሳሰረ እዩ 😥መዳየይ ሰላምን ቅሳኔትን ንዓኻ ክብረተይ❤ 🙏
@meskotgezana69
@meskotgezana69 2 жыл бұрын
ጀሚራ ክሳብ ትውዳእ ኩልሙላ ዝወጻ ዘይብላ 100% ብልጽቲ ስራሕ። ካብዞም ናዚ ግዜ ደረፍቲ ኢና በሃልቲ ኣዚኻ ዝበለጽካ ኢኻ። ዜማኻ ብጣዕሚ ዩ ሰሓቢ ስለዚ ኣጆኻ
@adnakiyemanebarya8817
@adnakiyemanebarya8817 2 жыл бұрын
Adnekti meda alekum do eske regixkum hlefu ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@user-cq2xj8fe2z
@user-cq2xj8fe2z 2 жыл бұрын
ዋውውው ፅብቅቲ ስራሕ ድምፂ💯✅ንኡሰይ ሽኾር ቀፅሎ ሓፍትካ ኣደናቂትካ ካብ ትግራይ♥😍👍
@awetawate037
@awetawate037 2 жыл бұрын
መዳ ሸኮርርር ዝደርፍካ ክፀለልኒ እምበር ኢሉ ገለ ዓይነት ጎሮሮ ክብረተይ ኣብ ሰራሕካ ኣሰልጦ ኣብ ህይወትካ ጥዕናን ሰላምን ይምነይልካ ኣድናቂካ እየ ብምንታይ ክገልፀካ እንድዒ 🙄🙄🙄 💪💪💪💪💪💪😘😘😘😘😘🥰🥰🥰🥰
@zaremebrahtom
@zaremebrahtom 2 жыл бұрын
መዳ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ናይ ብሓቂ ስኣን ሕድገት ምግባር ኣብ ኣሰካፊ ግዜ በጺሕና ኣጆካ ቀጽሎ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰💋💋💋💋🙏
@meronyonas7752
@meronyonas7752 2 жыл бұрын
Wwwwwwww meda hawey bala serah ajoka tesfan abakum iu
@agtes216
@agtes216 2 жыл бұрын
I don't know what to sey !!!🤩 JUST LOVE IT !!
@trhastsegay9889
@trhastsegay9889 2 жыл бұрын
Nski btlmetey ane btaesa nehlfo alena hade aynet qanza meda hawey kul gzye ewt edmen tenan yhabka fetari
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 2 жыл бұрын
Where are you from
@agtes216
@agtes216 2 жыл бұрын
@@nahommhretab4261 USA 😉
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 2 жыл бұрын
@@agtes216 that’s why you don’t understand
@agtes216
@agtes216 2 жыл бұрын
@@nahommhretab4261 Who said I don't understand ?🤔
@abielseyum8200
@abielseyum8200 2 жыл бұрын
I am from American 🇺🇸 I like Eritrea 🇪🇷 music 🎶 Eka tbl hji😂😂😂
@mamamiya1888
@mamamiya1888 2 жыл бұрын
Me too bro tgrgnaka ayrdann zelo kkkkk
@Selam-nhzbey
@Selam-nhzbey 2 жыл бұрын
ታንክስ ኤሜሪካን ማን
@abielseyum8200
@abielseyum8200 2 жыл бұрын
@@mamamiya1888 hji kbl eye ta gunuf😅
@mamamiya1888
@mamamiya1888 2 жыл бұрын
@@abielseyum8200 ያ ወዲ ደይ ኣይ ካንት ኣንደርስታንድ ዩ ለት'ስ ስፒክ ኢንግሊሽ ክክክክ ዋይ ሰብ ኣመሪካ ትገብሩ
@helentesfahiwot9248
@helentesfahiwot9248 2 жыл бұрын
Kkklk me too
@NOnonon89325
@NOnonon89325 2 жыл бұрын
🥺 *ዘይትምኖ ደርፊ* ናይ ድምጽካ ቃና ኣዝዩ መሳጥ እዩ 🤏🎵
@luawiofichaeriby793
@luawiofichaeriby793 2 жыл бұрын
( ልቢ ሰብ ዝተንከፈት ) 👉 ንስኺ ብጥልመተይ ኣነ ብጣዕሳ ነሕልፎ ኣለና ሓደ ዓይነት ቃንዛ (ንፉዕ ናይ ባሓቂ መዳ ብሮ)
@kokobsamuel9853
@kokobsamuel9853 2 жыл бұрын
ንኡሰይ ናተይ ጀንትል ደርፊ እዛ ደርፊ ኣብ ዉሽጢ ሓደ ሰሙን 1m ትኣቱ ትብል👍👇
@tekilaamorey8935
@tekilaamorey8935 2 жыл бұрын
ምስ ሂወተይ ምትእስሳር ኣለዋ እዘ ደርፊ 💔
@MerhawitAdisalem
@MerhawitAdisalem Ай бұрын
me too
@agtes216
@agtes216 2 жыл бұрын
ኣታ በጃኹም ዳኒ ወዲ መምህር ጸዉዑለይ!! ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ብፍለይ ግጥሚን ዜማን!!
@WEDITINSEAW
@WEDITINSEAW 2 жыл бұрын
Dani day hemaki tiray dmexa
@merhawitftwi2884
@merhawitftwi2884 2 жыл бұрын
@@WEDITINSEAW ane wela ygermeni u etom xbuk zserhu kea ketebabom alewo
@motiviertkanalhayo2248
@motiviertkanalhayo2248 2 жыл бұрын
Degefti meda alkum do gchweni eski 👍 hogos zelewo qedame senbet nakum
@bajo_teamo236
@bajo_teamo236 2 жыл бұрын
ብሉጽ ስራሕ ጽቡቅ ምርጫ ኩርናዕ ውን ጽብቕ ግጥሚ ውን ካልእ ከም ቀደምካ !!
@efremberaki1464
@efremberaki1464 2 жыл бұрын
ኣብነተይ! ኩሉ ኢኻ:: እንቃዕ ተወለድኩምልና ብሩኻተይ:: ጽቡቅ ዉህደት: ህዱእ ደጋጊመ ሰሚዐያ:: ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኡሳተይ::
@hagosseifugash
@hagosseifugash 2 жыл бұрын
King 🤴 👑 meda jgna eska ni meda defato like 100,000✔✅✅✅
@user-fr9fr3dy8m
@user-fr9fr3dy8m 2 жыл бұрын
medhanie arkey belux nay beluxat eka like habuley kem libey
@atakltimihretab2054
@atakltimihretab2054 2 жыл бұрын
እንቓዕ ብድሓን መጻኻ ንኡሰይይይ ኮኾብ ጽባሕ ❤❤❤❤❤❤💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kirosasfha5838
@kirosasfha5838 2 жыл бұрын
ንመዳ ዝሕቢ እስከ ረጊጽኒ ይሕለፍ
@beletsetumzghi
@beletsetumzghi 2 жыл бұрын
Beza derfi ezia lomi ms afqaritey tarike kulu hadigatley thanks meda bro🙏
@yariyonas8970
@yariyonas8970 2 жыл бұрын
ዋውውው... መግለጺ ሲኢነልካ ብሉጽ ስራሕ ንእሰይ🇪🇷❤❤🇪🇷❤❤❤🇪🇷👍👍👍
@SB10889
@SB10889 Жыл бұрын
ሰብ ጋቢዝኒ እየ ንፈለማ ርኤያ ነዛ ደርፊ ገለ ዓይነት ኣጆዃ መዳ ኣስሊ ጥዕምቲ ደርፊ❤🥰🥰🥰
@AkberetXgab
@AkberetXgab 8 ай бұрын
ውሽጥካ ዝትንክፍ ❤❤❤❤
@asmiawi9335
@asmiawi9335 2 жыл бұрын
ክትሰምዓ ዘይተሰልቹ ደርፊ ። Nice job bro.
@TarikTarikee-ow5qt
@TarikTarikee-ow5qt 10 ай бұрын
Meda betam des ymil zefenoch betam adnakih negn berta yeselam memhr nek from tigray
@wintana2624
@wintana2624 2 жыл бұрын
Gega menabrtina eyu eti zikefia shigir konu zelo gegaka enda feletka yqreta zeymhtat eyu yqre nibihahal ezi ziwerd zelo shigratna seri kufue gibrna eyu amlak atiyatna keyxebxebe yteareqena selam yewrdelna ab fqedieu fah eilna zelena akakibo yfterelna 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤💜💜medhane tibebka ysesin 👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jontv6228
@jontv6228 2 жыл бұрын
ውውው ብጥዕሚ ብልጽቲ ካብ ግጥማኣ ዜማኣ ካብ ዜማኣ ካኣ ግጥማኣ 100% ካብ 100%
@shamasli8330
@shamasli8330 2 жыл бұрын
"እወ ሓዲገኪ'የ ግን ሕደግለይ ሞት ፍቕሪ ኣርዲአኪ'የ፡ ግን ተረድእለይ ሓላለይ ሓጥያት ድኣ 'ምበር ፡ ሓጥእ ዶ'ሞ ይጽላእ? ገዲፈልካ በልኒ መሊሰ ከይጉዳእ!" ኬፍ ዝሃበትኒ ማይ ቤት፡ ውዱእ ኣበሃህላ
@FurtneOkubay-qu6ye
@FurtneOkubay-qu6ye 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ደአስ ዘብል መዳ ሓውይ ቀጽሎ መዳ መቅሰን ወዲ ኣኪታን መታዓቢትና ኣጁዃ መዳ ዝያዳይ ትደምጽኻ ኢዋይ መዳ ሓውይ መዳ ቡሉጽ ናይ ቡሉጻት ሓደ መዓልቲ ንራከብ ንከወን ሰደት ሕሱም ብዙሕ እዩ ዘዘክረካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kdstihaftiaman4244
@kdstihaftiaman4244 3 ай бұрын
መን ኣሎ ኣብዚ ሐዚ ዝሰምዓ😢
@michaelehadush6787
@michaelehadush6787 2 жыл бұрын
ንፉዕ መዳ ሓወይ ሁዱእ ዜማ ሓፈሻዊ እቲ ትሕዝቶ ናይ ጥልመትን ይቅረ ናይ ምባልን ኩርናዕ ብሉጽ ይገብሮ ኣጆኻ ቀጽሎ!
@user-lc9fg1lk7m
@user-lc9fg1lk7m 2 жыл бұрын
መዳ ሓወይ ብሉጽ ስራሕ❤ቀጽለሉ🙌 ኣነ ጥራሕ ድየባ ከምዚ ዓይነት ደርፊ ክሰምዕ ተለኩም ምስ ናይ ሕሉፍ ሂወተይ ናስተማሰልኩ ንዓይ ኢሎም ዝደርፍዎ ዝመስለኒ😥😂🙈🙈😋
@gulhagarsab1510
@gulhagarsab1510 2 жыл бұрын
🥲🥲my
@iamorthodox6724
@iamorthodox6724 2 жыл бұрын
Kkkkkkkkk wala ane
@user-lc9fg1lk7m
@user-lc9fg1lk7m 2 жыл бұрын
@@iamorthodox6724 💔🙈😍
@tirhaskesete4903
@tirhaskesete4903 2 жыл бұрын
Omg eway ezi wedi keslalna eu bejakum eb addressu habuna kkkk God bless you meda hawey all job very nic miss you 🎵🎵🎶😍😍😍🎵🎵😍🌏🌏🌏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌍🌍
@user-zq1pj5je5p
@user-zq1pj5je5p 11 ай бұрын
ኣታኣ ኣነ አዚ ውዲ ከጸልለኒ አዩ ጽንሕ ኢሉ ❤❤❤❤❤❤ቀጽሎ ዓለመይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abayyohannes
@abayyohannes 2 жыл бұрын
I don't know what to say,I have no words to express my feelings simply you are the best.
@bobmarli3798
@bobmarli3798 2 жыл бұрын
Meda shikorr demxi 💯💯💯💯kanri moral eski habuleyy nezi tesfa xebah 🇪🇷🇪🇷🤙✌️😘
@tesfahiwetyohannes5330
@tesfahiwetyohannes5330 2 жыл бұрын
Meda hawey mahder fqeriy metekaita abrham aforki tqsiy zhaqofe derfiy mdarfaka kab lbei tehaguse brother admen teinan yhabka. Kulu kem tmnitka abta tfetwa adka mes hzbkan yehwatkan yeriyka. Fre dkamka fetari bailu ymeleiyo . Kali zbleka yebleyen moral yehwatka key zktm aska moralka aufeleyena ❤️❤️❤️💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏
@filimonkifle612
@filimonkifle612 2 жыл бұрын
Wawwwww meda arkey meksen kem kemey dika asli gelaynet kbreteyyy 😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰👈💙💙💙👈
@samigosb8538
@samigosb8538 2 жыл бұрын
ከብድካ ትገላብጥ ደርፊ ብልጽቲ 2021 ሰምየያ ኣለኩ
@fkadugebreab5675
@fkadugebreab5675 2 жыл бұрын
ገጣሚ ባዕሉ ዳይረክት ክገብሮ ኸሎ እቲ ክሊፕ ከመይ ዓይነት ድምቀት ከም ዝህልዎ ካብዚ ምርዳእ ይክኣል።ብዙሕ ግዜ ሓሳብን ዕላማን ገጠምቲ ብዳይርከተራት ተጨውዪ እቲ ግጥሚ ዝብሎን እቲ ክሊፕ ዘሕልፎን ክልተ ጫፋት ኣልፋን ኦሜጋን ኮይኑ ኢና ንረኽቦ።ኣብ ዝተፈላለየ ገጠምቲ ውን ንምንታይ ሓሲብካያ ኢሎም ምስ ተሓተቱ ዝምልስዎን እታ ደርፊ ተሕልፎ መልእኽትን ከብድን ሕቆን ኮይኑ ንርእየሉ ኣጋጣሚታት ብዙሕ ዪ።ግጥምን ዜማን ዝተወሃሃደ ደርፊ ኣብ ክሊፕ መጺኡ ዝባላሾን ካብ ክትርእዮ ክትሰምዖ ጥራይ ትመርጾ ብዙሕ ዩ።ብዝኾነ ናይ ርእይቶይ መጠቓለሊ ኣብዛ ሰራሕ ዘሎ ከም መናድቕ ጥንታውያን ሓወልቲ ዝተሰርዐ ግጥምን ብፍላይ ከም ጽሩብ እምኒ ኹርናዕ ዋሕሊሉ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ማይ ቤት ዝዓጹ መላግቦታት ዘለኒ ኣድንቖት ምስቲ ቅሩብ ምምስሳል ዜማ ገዲፍካ ነቲ ግጥሚ ዓጂቡ ናብ እዝኒ ሰማዒ ከብጽሕ ዝኽእል ልዙብ ዜማን መራውሕ ድምጽን ንኹሉ ጠሚሩ ኣብዛ ቪድዮ ክሊፕ ክመሓላለፍ ተደልዩ ዘሎ መልእኽቲ ብዉሑድ ዓቕሚን ብዱሩት ብቕዓትን ሸትኡ ዝሃረመ ኮይኑ ይስምዓኒ።ካብ ብዙሓት ዓበይቲ ዳይረክተራት ዝብሃሉ ዘይርኣናዮ ዝተስርዐ ምርኢታዊ መልእኽቲ።በርትዑ ዩ ውልቃዊ ርእይቶይ!!!!
@kibromasmerom8075
@kibromasmerom8075 2 жыл бұрын
Meda shkor amlak ab gonka ykun ❤️❤️❤️
@user-no8gl3di7f
@user-no8gl3di7f 4 ай бұрын
አረ ማዳ ድምጽካ ደስ ክብል ❤❤❤❤❤❤❤
@amlekufsaha1918
@amlekufsaha1918 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፉዕ መንእሰይ ኩሉ ስርሓትካ ምስ መልእክቱ ኢዩ ሞ ኣጀኻ ቀጽሎ 👌👌♥️
@meazi_mizu
@meazi_mizu 2 жыл бұрын
ንስኺ ብጥልመተይ ኣነ ብጣዕሳ ነሕልፎ ኣለና ሓደ ዓይነት ቃንዛ! ፅቡቅ ስራሕ ዝዎፆ የብሉን ብቡሉፅ ገጣማይ ገሬ ሃብቶም wedi eri south❤️💗 መዳ ጥዑም ድምፁ ኳዕ ብሰላም መፃኻ በርትዕ🥰
@freweiniteklemariam8055
@freweiniteklemariam8055 2 жыл бұрын
Habibi natey wedi ereyy I just love you god bless you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
@saymongebsha609
@saymongebsha609 2 жыл бұрын
Medawi kokob nay ezi zemen like eske habuley
@user-et7sr5vc6z
@user-et7sr5vc6z 2 жыл бұрын
ብዘደቕ ስርሓት ጡዑም ዜማን ቡሉጽ ገላጺ ግጥምን ንፉዕ መንእሰይ ኡንቃዕ ብሰላም መጻኻና 🙏
@brurey1100
@brurey1100 2 жыл бұрын
Uffffffffff tlmet hmak u 🥺 💔 nice Meda nusey🤴🏾💪🏾 kexl
@nurmoha2454
@nurmoha2454 Жыл бұрын
Nusey kemey dye zifetweka kulu gize srahtika yednikomin yifetwomin eye kexilellu ika❤❤
@erilove6833
@erilove6833 2 жыл бұрын
መዳ ሓወይ ኩሉ ደርፍታትካ ልቢ ኢዩ ዝትንክፍ ኣነ ሓንቲ ካብ ኣድነቕቲ ደርፍታትካ ኢየ ኣጆካ ቀጽሎ ንኡሰይ
@EmaShow
@EmaShow 2 жыл бұрын
Welcome meditey natey
@mengshagos1727
@mengshagos1727 2 жыл бұрын
ብዙሕ ኣስተማቓሪ ሙዝቃ ኣይኮንኩን ሳሕቲ ከምዛ ደርፊ ዝኣመሰለ ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ ገለ ነገር ይስመዓኒ።ብሓጺሩ ጽቡቕ ስራሕ።ገለ ናይ ሰለሙን ሃይለ ዝመስል ቃና ዝሰማዕኩላ ኮይኑ ግን ይስመዓኒ ኣሎ።ኣጆኻ በርትዕ መዳ!!!
@user-vh1jg7lz7c
@user-vh1jg7lz7c 21 күн бұрын
Meda nusey blux menisey derftatu kulu ysemo yu ezia bflay tnx nusey❤❤❤❤
@user-mr9ed8eb2y
@user-mr9ed8eb2y 2 жыл бұрын
እንታዲኣ እያ ትብለካ ዘላ ኣድያም ስብሃቱ እዛ ናይ ሴክስ ኣጆኻ መዳየ በርትዕ💪💪💪💊
@Merana10632
@Merana10632 Жыл бұрын
ኣድያም እንታይ ኢላቶ ኔራ ዲያ ብሮ
@fithawifisaha3011
@fithawifisaha3011 2 жыл бұрын
ጥዕምቲ ደርፊ ማዳ ወዲ ላይክ አስከ ኣጋጭ ኣብልኒ
@wedibalila2130
@wedibalila2130 2 жыл бұрын
ይበል ግጥሚ ዜማ ድምጺ ውህደት ሙዚቃ ።ቐጽሎ
@salam3709
@salam3709 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደሰ ብሃልት ሙዚቃ አብ መዓልቲ ሓመሸተ ግዜ ይሰምዕ ብወሕዳ ብክይት እምጽእተልይ ኣሕ
@yonashaile4548
@yonashaile4548 2 жыл бұрын
Medhanie Hawey Edmen Yhabka Fetari Ember Kabzi Nlaeli kemtserh Ayteratern Eye Mknyatu 100:kab 100 Tewhboka sle Zkone Bzkone gn Edme Tenan trah Yhabeley Fetari My Best Brother
@user-en9rb2kq3t
@user-en9rb2kq3t 2 жыл бұрын
ሓቀኛ ፍቅሪ ምስ ግዜ ኩሉ እዩ ብርሃነ🥺❤
@hadishmahari8
@hadishmahari8 2 жыл бұрын
100% ከም ወትሩ ጽቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ √
@rozar227
@rozar227 10 ай бұрын
መዳ ቡሉፅ ወዲ ሓትነይ ዕባይ ሓሳሓሶ 💙💙💙💙💙💙💙💙❤️❤️❤️❤️❤️
@SamrawitMusie
@SamrawitMusie 21 күн бұрын
Ajoka sekta wedi Tehgosni alka Adman TaAnan yhbka ftaryi medae🎉
@tdfy5827
@tdfy5827 2 жыл бұрын
መብርሸይ ጀግና 💞💪ቃፅለሉ 👌👍
@gebrishredae3125
@gebrishredae3125 2 жыл бұрын
Meda! you're a wonderful singer! Your voice is as sweet!
@shidenkahsay1102
@shidenkahsay1102 2 жыл бұрын
Eza derfi qelebey koyna meda 1000 amet nber
@feshahadugu1588
@feshahadugu1588 2 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ኣጸሊላትኒ ዋውውው መዳ ምቁር ጽብቅቲ ደርፊ ኣብ 2021 ቀዳማ
small vs big hoop #tiktok
00:12
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 27 МЛН
World’s Deadliest Obstacle Course!
28:25
MrBeast
Рет қаралды 150 МЛН
터키아이스크림🇹🇷🍦Turkish ice cream #funny #shorts
00:26
Byungari 병아리언니
Рет қаралды 28 МЛН
버블티로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 96 МЛН
New Eritrean Music 2024 - Eden Teklit | Drar Lbey ( ድራር ልበይ)
4:38
Eri One Touch Entertainment
Рет қаралды 1,5 МЛН
КОГДА СОСЕД КУПИЛ ИНОМАРКУ😂#shorts
1:00
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 2,8 МЛН
ШУНДАЙ ЯХШИ ВИДЕОГА ХЕЧ КИМ ЛАЙК БОСМАЙДИ
0:15
Муниса Азизжонова
Рет қаралды 2,9 МЛН
Vampire Girls FIGHT Over Boy 😈
0:32
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 8 МЛН
Вор в законе заступился за официантку  ...
0:59
Сериалы 🍿
Рет қаралды 8 МЛН