Medhanie G/Medhin (ንኡሰይ) Beliyom_በልዮም_ New Eritrean Tigrigna Music 2022.

  Рет қаралды 3,272,300

MEDA NIUSEY

MEDA NIUSEY

Жыл бұрын

Medhanie G/Medhin (ንኡሰይ) Beliyom_በልዮም_ New Eritrean Tigrigna Music 2022
Lyricist - Medhanie Gebremedhin
Melody Composer - Medhanie Gebremedhin
Music arrangement - bereket weldu

Пікірлер: 2 100
@neshnesh_show
@neshnesh_show Жыл бұрын
ብሉጽ ስራሕ ካብ ብሉጽ መንእሰይ❤ ኩሉ ግዜ ብኣኻ ምስ ዓገብናን ደስ ምስ በለናን እዩ ❤
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 Жыл бұрын
ተስፋ ዘለዎ ንኡስ ወለደ መነእሰይ እዩ ቻነሉ ክትዓቢ ምብዕና ኣይፈለዮ ነሹ ኣብ ናትካ ኣድቨርታይዝ ግበረሉ ምእንቲ ሞራል ተስፋን ክኮኖ👍
@neshnesh_show
@neshnesh_show Жыл бұрын
@@angosomyigzaw6062 ግድን ሎሚ ከቅርባ እየ
@msganaafowerki6621
@msganaafowerki6621 Жыл бұрын
@@neshnesh_show Neshnesh ab seb kab fetawtka eyu eza kalay meda ajkom kewghi eyu
@user-cp9tx2zf5d
@user-cp9tx2zf5d Жыл бұрын
@@neshnesh_show ነሹ ዓርከይ ነዚ ቻነል ናይዚ ብሉጽ መቃልስትና ኣብ ቻነልካ ኣድቨርታይዝ ግበረሉ ኢኻ
@Van.dijk___4
@Van.dijk___4 Жыл бұрын
Neshuye advertise gberelu halaley love you❤❤
@slamashfxd271
@slamashfxd271 Жыл бұрын
መዳ ንኡሰይ ቃላት ይሓፅረኒ ንዓካ መግለፂ 100% አድናቂትካ ጓል ትግራይ ንመዳ ዝፈቱ ላይክ👍👍👍
@senaitgualguesh4620
@senaitgualguesh4620 Жыл бұрын
Meda sikor
@gebreabtareke4600
@gebreabtareke4600 Жыл бұрын
​😮😮😮😮
@nanimedia4558
@nanimedia4558 Жыл бұрын
ተጋሩ ዓይነይ ንዑስኪ ናይ መዳ ፈተውቲ ከምዚ ኸማይ
@dawitluel6988
@dawitluel6988 Жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ዶ ኣለኩም እዛ ደርፊ ምምናው ዝሳኣንኩማ 👌👌💯✅
@endriasendriasfikak2816
@endriasendriasfikak2816 Жыл бұрын
አና ኣለኩ ወዲ ኣደይ
@saralove9803
@saralove9803 Жыл бұрын
Ane aleku ab malti shih gize zsema 🥰
@user-lb6gd5du7w
@user-lb6gd5du7w 4 ай бұрын
Ane eniku
@WediFara-bs5dt
@WediFara-bs5dt 4 ай бұрын
Ane aleku zarkey mmnaw zsankwa
@johnhaile1125
@johnhaile1125 Жыл бұрын
Nay Bahqi ገለዓይነይ ስራሕ መዲኖ ሓወይ ን መዳ ዘድንቅ ኣብዚኣ Like ጽቀጡ
@awetakale3118
@awetakale3118 Жыл бұрын
ደገፍቲ ኑእሰይ ኣበይ ኣለኩም like sher gerna netebabayo yehwet
@selugaltgray2683
@selugaltgray2683 Жыл бұрын
Enkae dahan metsaeka mada hawuna❤Selam yewrdelna selam kab fetari eiyoumo🙏❤😢kab haftka💊❤
@jimmyhabesha2.917
@jimmyhabesha2.917 Жыл бұрын
ባዕሉ የርህወልኩም የሕዋተይ.....ሓውኩም ካብ ትግራይ🙏
@YorusYemane
@YorusYemane 5 ай бұрын
amyen❤
@rozar227
@rozar227 22 күн бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏ሰላም እኾ ናፍቅና😢
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow Жыл бұрын
Meda Much respect & Love My youngest Brother 🎼♥️Keep it up z Good Job well done 👏🏼🙌🏿
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 Жыл бұрын
Sulutun metebabei yahwatu haftukum bmukaney blbi kureti eya ❤️❤️❤️💪💪💪💪👏👏👏👏👏👏
@user-cp9tx2zf5d
@user-cp9tx2zf5d Жыл бұрын
ስልጡን ዓቢ ሰብ
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 Жыл бұрын
Kkkkkkk ዕሱብ ሰክት ኪድ ምስ በዓል ዳዊት ደቂ ደቅካ ተባአስ
@adiamabay6731
@adiamabay6731 Жыл бұрын
@@alenalkieritrea3862 ኢንታይ ገርካ ገልኩምስ ወልፊ ጸርፊ ኣለኩም
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 Жыл бұрын
@@adiamabay6731 ወረ ካልእ እሎ እድላይ እንትፕኮይኑ
@merieropawit
@merieropawit Жыл бұрын
እንኻዕ ዳሓን መፃእኻ ንኡሰይ ሓፍትኻ ካብ ትግራይ💊 ሰላም የውርደልና🙏
@zaidsyum9706
@zaidsyum9706 Жыл бұрын
Amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen Brkti gualey 🙏🙏🙏
@Blue_2024
@Blue_2024 Жыл бұрын
❤🙏
@saimondaniel5562
@saimondaniel5562 Жыл бұрын
We love u Tegaru yehwatnaaaa🥰🥰🥰
@atakltiasgele540
@atakltiasgele540 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኩላትና ክብርቲ ሓፍተይ
@betiegermaxienbetiegermaxi6674
@betiegermaxienbetiegermaxi6674 Жыл бұрын
Amen amen amen
@ksanettekeste7817
@ksanettekeste7817 Жыл бұрын
i.m from Tigray ብጣዕሚ አየ ዝፈትወካ መዳየ ቀጽለሉ ከዓ 💛❤️🙏
@slamasooso9970
@slamasooso9970 Жыл бұрын
ንኡሰይ እንካዕ ዳሕን መፃእካ 🙏🥰 ኣድናቂትካ ጓል ትግራይ💊🥺
@rozar227
@rozar227 22 күн бұрын
🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉
@hagosseifugash
@hagosseifugash Жыл бұрын
Eska ni meda defatu😂1000.0000 like 👍 🎉❤
@kubromamenay7532
@kubromamenay7532 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@simontemesgen1429
@simontemesgen1429 Жыл бұрын
Nay bhaqi mealtawi mas eya tatu million kbl ayqenekun zkal ente zkewn beyney mekelkwa forsa deli erey teqawamay Kun degafay life natna zgelx qalat eu
@natnaelnaizgihailemichael7200
@natnaelnaizgihailemichael7200 Жыл бұрын
Zfetu bel dfetu entay maletu
@azkaraz2053
@azkaraz2053 Жыл бұрын
😘
@adiam4006
@adiam4006 Жыл бұрын
@@natnaelnaizgihailemichael7200 qqa12w2252qx vx,
@brgiednhamedu444
@brgiednhamedu444 Жыл бұрын
በልዮም """"""""""" ገለ በልዮም በልዮም ስምካ'ዶ እናሻዕ ይጽዋዕ ይንገር እንበር ሓደ ሻዕ ኣፍካ ክፈት ይብሉኒ ኣለዉ ኣድምጻ ክትድቅስ ክትትንስእ ዘይ ምስሎም ዝመስሉ ምስልያት ወነንቲ ሰባሪ መስትያት ካባኽን ካብ ባዕሎምን ርሒቖም ይመስሉ ኣለዉ ጻድቓት """"""""'""" """''''''" """'''''''''''''''' በጃኺ ገለ በልዮም ውሽጠይ እናድመጸኪ ናድመጽክኒ ከለኺ ይብሉኒ ኣለዉ ዓውታ ዓቢ ካብ ውሽጢ ልቢ ገለ እባ በሊ ድሕሪት ዝጎሰስኺ ውቃበኺ ዝደወኑ ቀዳመይቲ ይብሉ ስኽፍ ከይበሉ ንምድሓርኪ ምኽኒት ዝኾኑ """""'''''''''''''''""" """''"'"'''''" """""''' ኦ..... ይበዝሕ ኣሎ እዎዎዎ..በሊ ይኣኽሎ ህይይ.... ወይለከ ኩሎም ላላላሎ ነይምሰል ላሎ """""""""""" """"""" " ኣፍ ክፈቲ ናተየ ኣፎም ኣትሕዝዮም ኣነን ንስኽን ንናበቦ ኣይክእልዎን ነቢቦም ድምጹ ድምጺ ልቢ'ዩ የድምጾ'የ በልዮም ዓው በልሎም ናተየ ዓው ምባል እዮም ለሚዶም መን'ዩ ናተይ ዝበኒ እፈልጥ'የ በልዮም """""""""" """""'''' "'''' ""''''' ""'' ኣፍኹም ሓዙ በሊ ርሖይ ኣፍ ኣውጽኢ ነቢቦም ኣይክእሉን ይዛረብ'የ በሊ በሊ """""" """""""" """"''' """""" """"'''""" ብግብሪ ቀቲሎም ልሳን ኳሓሒሎም ዕቁባ ጌሮምኺ ዕቁባ እከይ ግብሮም """""""""""" """"""'" """"""" "''"'''' """""" ኣይ,,,,,, ምስልኺ ዝምስለይ እናበለኒ ዓሕ ይብሉኒ ኣለዉ ከም ከብቲ በል (እንባሕ)2 """'''''''"' """"""' """""""" """""" እምቢ ይብልኺ ኣለዉ ንሶም መሳታኣ ድምቕምቕ ኢላ መን እሞ ከምኣ ይብል ኣለኹ እንታይ እሞ ረኺባ ካዕቦ ከፊላ ሕፍኒ እንድያ ስኢና ይብሉኒ ኣለዉ ኣንቲ ጸቢብዎ ብልዮም እባ ናባይ ግደፍዎ ዓው ኢለ ኢለዮም ንሱ ኣይኮነን ኢዳ ኹሉ ኸፊላ ኹሉ እንድያ ሲሊና """'"'' ""''''''''''' """""''" ""''''''''"" """"""" ኢለዮም,,,,, በልዮም,,,,, ዓው ከብሉኒ እምበር ውሽጠይ ትፈልጥዮ ትነብኒ ኢኺ ቁስለይ ትሓምዮ ኢለዮም ኣለኹ ኣይጽውዕን ስመይ ዓው ኢልኪ በልዮም ኣይጋግን እየ ምስለይ ከጸዋዓኪ እምበር ኣይጽውዕን ስመይ ኣይህውትትን ኣነ ክብረይን ልሳነይ """""""""""""""" """ """"""""""" """"""""" ኣሰንብድለይ በሊ ብልዮም ዓው በሊ ነድሪ ከም ትሓስቡኒ ኣይኮንኩን ልዕሊ ሰብ ይነብብ ይርኢ ብቋንቆኦም በልዮም ግደፉ ግደፉ ዕረፉ ዉጹዕ'ዩ እዚ ወለዶ ይኣክሎ ቁስሉ ኣይትግድእዎ ። """"""""""""" """"""'"''" """"""""'""" My king meda asli🥰 ንኡሰይ ኩሉ ግዜ ብሉጸይ❤️
@user-qu1vt7xq5y
@user-qu1vt7xq5y Жыл бұрын
ከምዚ ከማይ መን'ሎ በዛ ደርፊ ኣዲኡ ዝናፈቐ ቧእ ግዜ ሽረኒ 🙏
@mhme1691
@mhme1691 Жыл бұрын
Thanku u bxhuf zqrbkalna
@gojehenok5042
@gojehenok5042 Жыл бұрын
@@user-qu1vt7xq5y ane
@semharzenawi8195
@semharzenawi8195 Жыл бұрын
💙🎤✍️
@humanbody7519
@humanbody7519 Жыл бұрын
Thankyuo
@tdf.4046
@tdf.4046 Жыл бұрын
አጆና ህዝበይ☝ 💔😭😭ብጣሚ ፅቡቅ ደርፊ👍💪💪💪💪💪
@jfugijfug101
@jfugijfug101 Жыл бұрын
ብሉፅን ምሩፅን እንኳዕ ዳሓን መፀኻና ሓፍትኻ ካብ ትግራይ😍♥
@searebokretsien9420
@searebokretsien9420 Жыл бұрын
Welcome ኑኡሰይ 💚 ። ማዕረ ማዕረ እቲ ግጥምታትካ ዝያዳ እቲ ኣብ ክሊብ ተሙጾኦ ስእልታት ዝያዳ ፍቱው ይገብረካ 😘 ። ናይ ባሓቂ ፍቅሪ ሃገር ዘለዎ መንእሰይ ❤ ።
@kalmenaesey4874
@kalmenaesey4874 Жыл бұрын
በልዬም እወ ንምንታይ ስቅ ትብልዮም ናዓኺ ዶ ኣይኮነን ንእስነቶም ተቆጽዮም ኮኾኾብ ክትሰመይ ብካኻት ተተኹቲኾም ኣበራኻታት ሳሕል ቀባሪ ዘይብሎም በልዬም እወ ንምንታይ ስቅ ተብሊ ይኣኽለኩም ኢልኪ መንእሰይ ሕዘሊ ይኣኽለኩም ኢልኪ ታሪኸኪ ቀይሪ ምታን ክጥዕመኪ ገነት ንኸትመስሊ
@rozar227
@rozar227 22 күн бұрын
😢😢😢😢እወ
@rutatesfamariam7130
@rutatesfamariam7130 Жыл бұрын
ንኡሰይ ዘይከም ዕድሜካ ብሉፅ መንእሰይ ዓቢ እዩ ተስፋና ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ኢካ👏👏👏👏👏👏👏👏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@lanarak3585
@lanarak3585 Жыл бұрын
ግጥም ዜማ ድምፅ ኡፍ ብቻ አድናቂህ ነኝ ሁሉንም ዘፈኖችህን ስሰማ ውዬ ባድር አይሰለቸኝም በርታ ለብዙ ወጣቶች አርኣያ ነህ 😍😍ብዙ ከማወራት የሰው ስሜት አንብቦ መረዳት ምንኛ መታደል መሰላቹሁ 😘😍
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 Жыл бұрын
ትጽቢት ነዊሒኩም ዝጸናሕኩም ጥራይ 👇 መዳ ብሉጽ ይበል ድምጺ 100% ግጥሚ100% ዜማ ውን1'000% ክሊፖ ውን ዝያዳ 1'000'000'000 💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛 ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
@dfgfghh5529
@dfgfghh5529 Жыл бұрын
@dfgfghh5529
@dfgfghh5529 Жыл бұрын
በበዠ
@ksanetgebre2964
@ksanetgebre2964 Жыл бұрын
Hojf 673hqLp
@Amora855
@Amora855 Жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ንኡሰይ
@mikakulukaku2082
@mikakulukaku2082 Жыл бұрын
Medanfue eka qexlo ❤❤❤
@Eritrea-funny
@Eritrea-funny Жыл бұрын
ንኡሰይ ሓየት መግለጺ ስኢነልካ 100%💙❤❤👈
@user-zf7hc4cp1w
@user-zf7hc4cp1w Жыл бұрын
ጅግና ልኾነ ቆልዓ
@cgcggdfcff6908
@cgcggdfcff6908 Жыл бұрын
ንኡሰይ ምዓረይ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ
@goytayabakauxolotey6837
@goytayabakauxolotey6837 Жыл бұрын
እንቋዕ ዳሓን መጻእካ ኑኡሰይ ጅግና 💯🙏🎤🎻
@user-ut9pf4iy1v
@user-ut9pf4iy1v Жыл бұрын
መዳ ሓላል ኣነሰ ክፈቴካ❤️ ኣብ ሂወትካ ጥዒና ኣብ መንገድካ ኣሳልጦ ይምኔልካ ሓፍትካ ትግራወይቲ 🥰ትግራይና ክኣ ፈጣሪ ይፈልጥ ክርህወልና ይኮን ምሰ ሰብና ክንሰሕቅ 🙏🙏
@messineymar2807
@messineymar2807 Жыл бұрын
ከምቲ ኩሉ ግዜ ዝድንቀካ ጎበዝ ተካኢ ነ/ሄር የማነ ባርያን ነ/ሄር ኣብርሃም ኣፍወርቂን። ጌጋ ይኽላእለይ እምበር እዛ ዜማኻ ቁሩብ ምስ ና ድም ሰሎሙን ሃይለ ዘመሳስል ኣለዋ
@AaAa-pd5xx
@AaAa-pd5xx Жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃኻ ንኡሰይ ዛ ደርፊ ንኤርትራውያን ጥራሕ ለይኮነት ልተጋሩለ ትውክል እያ የቐንየልና 💜🙏 ገለ በልዮም😥
@tdftdf5811
@tdftdf5811 Жыл бұрын
ንኡሰይ እንኳዕ ብሰላም መፀኻ🙏 ሓውካ ካብ ትግራይ💊💚🙏
@theincredible779
@theincredible779 Жыл бұрын
Taele korfad bsenkukum ena fah elna zelena qondafat
@Erenahagerejeganu
@Erenahagerejeganu Жыл бұрын
You are right my bro
@Blue_2024
@Blue_2024 Жыл бұрын
@@theincredible779 abet resi denkoro zkonkum Tegaru da intay geyromna bsenki iseyas Hgdef enber ata denkoro aregit
@Blue_2024
@Blue_2024 Жыл бұрын
❤ Selam yewrdelna nkuluna ❤
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
@@theincredible779 ወሪድዎም ብሰንኪ ድንቁርናና ኢዩ ዝሓወይ ።
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 Жыл бұрын
ዘይ ከምዕድሜኻ በቃ ፍሉይ ነዚ ሕማም ሰብ ትርዳእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንሱ ኣይኮነን ኢዳ ኩሉ ኸፊላ ኩሉ ሲኢና😢🇪🇷
@st9535
@st9535 Жыл бұрын
Nay behaki nieshtey kinsu gin lieli etom abeyti. Bigzyawi maebel zeyhmel tsinuen metkelawin tekalasay. Hzbun hagerun zekedim jigna delay fthi eyu meda egziabihier yimelialun edme yihabon. Gtmtatu lbka fhiru eyu ziatw
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e Жыл бұрын
ንኡሰይ🦁💪🇪🇷 ሳብክራፕ ጠዊቐያ ኣለኹ በርትዕ🦁 ሃገሩን ህዝቡን🇪🇷 ዘኽበረ ወትሩ ተዘኪሩ ይነብር! ( የማነ ባርያ) ይጥዓም ይሕሰም🦁ወትሩ💪ሃገረይ🇪🇷🕌🇪🇷💒🇪🇷💖💖💖💖
@abrahamtesfamaryam3804
@abrahamtesfamaryam3804 Жыл бұрын
መዓልታዊ 4 ጊዜ ይሰምዖ አለኹ ካብ ትዝርጋሕ ልበይ tenkifatni🥰🥰🥰🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@robieleyob1204
@robieleyob1204 Жыл бұрын
Me too ❤
@inoyeyiles6114
@inoyeyiles6114 Жыл бұрын
ቐዳመይቲ ይብሉ ስኽፍ ከይበሉ: ንምድሓርኪ ምኽንያት ዝኾኑ:: ኩሉ ግዜ ተሕስበኒ ብኸመይ’ዩ ኩሙኡ ዝብል እዚ ህዝቢ ክኣ ዘይትርድኣኒ! ከም በዓል መዳ ❤ንሕሉኑኦም በር ንኾብዶም ዘይነብሩ ምስ ራኣኻ ግን ተስፋ ትገብር I’m happy to hear a song like this❤
@theincredible779
@theincredible779 Жыл бұрын
Esa do hizka 😂 edka mituqam eske gidef Entay gere bel minin wahid
@zufan8097
@zufan8097 Жыл бұрын
ብሉፀይ እንኳዕ ዳሓን መፃኻ 🥰ኣምላክ ሰላሙ የምፀአልና ገፅ ስድራና የሪኤና💔😘
@golsemere5205
@golsemere5205 4 ай бұрын
AMEN AMEN AMEN ❤❤❤🇪🇷
@finemanfetene1582
@finemanfetene1582 Жыл бұрын
I am Ethiopian and I love Eritrean music even if I don’t understand the language very well👌🇪🇹🇪🇷
@hayetwehdey6563
@hayetwehdey6563 Жыл бұрын
ያለቦታህ ገብትህ ከምትዝባርቅ በአስትርጎም አድርገህ ብትሰማው ነው እሚሻልህ, ደመ እናትን አይውክልም ሙዝቃው ትግራይ+ብርግድ ነሀምዱ።
@Habeshawi_Tefetawi
@Habeshawi_Tefetawi Жыл бұрын
@@hayetwehdey6563 የምን ትግራይ ነው ምታወራው አንተ ቆምጬ it's only eritrean music
@lion9733
@lion9733 Жыл бұрын
@@hayetwehdey6563 idiot
@mohmedmomo1407
@mohmedmomo1407 Жыл бұрын
ኣነስ ናይ መዳ ዘፈን ክሰምዕ ከለኩ ከም ገለ እዩ ዝብለኒ ካብ ዓለም ሙሉእእ ዝፈትዎ ደራፋይ መዳ ብቻ 😥❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-uf3or1rz2h
@user-uf3or1rz2h Жыл бұрын
Let's do it guys.1Million in one week.come on share plz.this boy is crazy geniuse♥♥♥♥
@user-vq8pz7gl7e
@user-vq8pz7gl7e Жыл бұрын
መዳ ሓዋይ ናይ በሓቂ ዝነኣድ ስራሕ ብልጽቲ ስራሕ ሓደ ካብቲ ዘሕጉሰኒ ካብቶም ኣለውና ኢልና ንምክሓሎም ደለይቲ ፍትሒ ኢካ ጸገም ኤርትራ ብኤረትራውያን እዩ ዝፍታሕ ወላ ብዙሕ ጸገብ የሃልወና ኩሉ ሓላፋይ እዩ ኣይፋል ብኣውራጃ ሃይማኖት ብዓለት ህዝብና ይጠፋና ኣሎ ። ንኡሰይ ኣጆካ ወዲ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️
@kibreabgihrmay2085
@kibreabgihrmay2085 Жыл бұрын
Nay lebey rekbkani wedi ereyy 🇪🇷❤🇪🇷 Bekmey kerkbeka yekel hawey natey
@muluemehari
@muluemehari Жыл бұрын
Wed Senafe
@user-vq8pz7gl7e
@user-vq8pz7gl7e Жыл бұрын
@@muluemehari ክክክክ ተጋጊካ ዝዓርከይ ብዝኮነ ኩሉ ዓደይ ጸገገም ዘለዎ ኣይኮነን
@user-vq8pz7gl7e
@user-vq8pz7gl7e Жыл бұрын
@@kibreabgihrmay2085 ክብረት የሃበለይ ወገነይ ብዝኮነ ኣብ ከምዚ ልብና ዝቕስቕስ ነቲ ንነብሮ ዘለና ዝገልጽ ደርፍታት ክሕንጥጥ ወይ ኮመንት ክጽሕፍ ክትረክበኒ ኢካ 👍👍👍🇪🇷🇪🇷
@user-be6zm5ik8h
@user-be6zm5ik8h Жыл бұрын
አነ ሙዚቃ ብዙሕ አይፈቱን ናይዚ ቆልዓ ግን ኩሉ ግዜ ብንብዓት እየ ዝሰምዖ ንኡሰይ ሙቁር❤❤❤
@semharzenawi8195
@semharzenawi8195 Жыл бұрын
Meda ንኡሰይ ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ ብዙሕ ዘበርከተ ፣ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ፡ በዓል ምሉእ ሕልና ወዲ'ዚ ውጹዕ ህዝቢ 💔🎤💙
@mhme1691
@mhme1691 Жыл бұрын
ብሓቂ ምጊናን ኣይኮነን ጊን ንገለ ዝተከአ ኮይኑ ተስምዒኒ መዳ ኣድናቆተይ መግለጺ የብሉን ኣብዚ ዘመን አዚ ከማካ ምርካብና ዒድልኔታት አና 💙💙💙💙💙💙💙
@habtomtekle5391
@habtomtekle5391 Жыл бұрын
ተካኢ ባርያን ኣብርሃም ኣፈወርቅን ክኸውን ተስፋ ይገብር
@lucasambasager9193
@lucasambasager9193 Жыл бұрын
Nay behaki. We are lucky 🍀 😊
@okubaalmaz7052
@okubaalmaz7052 Жыл бұрын
ኑኡስይ ድምጺ ዉጹዓት ቡሉጽ ናይ ቡሉጻት ባህጊ ኩሉ ዩ ባህግካ ሞ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ፈጣሪ ❤❤❤💯💯💯
@shamsuabdullah6556
@shamsuabdullah6556 Жыл бұрын
100/100/100
@yohanahani1818
@yohanahani1818 Жыл бұрын
መዳ ንኡስይ መግለጺ ሲኢነልካ ኩሉ ግዜ ቡሉጽ ሰራሕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🧡❤❤😘😘😘😘😘
@mbmere3061
@mbmere3061 Жыл бұрын
እናሓደረ ዝፍልፍል ቅዲ ጥበብ! መዳ ናይ ወትሩ ብሉፀይ💕💕
@podcast5871
@podcast5871 Жыл бұрын
ቡኡነት ኣይ ገርመኩምን ክብረት ይሃበልና ኑኡሰይ 🙏🏻 ኣብ ትግርኛ ዘልካ ብቕዓት መግለጺ የብለይን ንኡስ ክንስኻ ዉሑሉል ኣጠቓቕማ ሰዋሱ :: ብራቮ
@dc8625
@dc8625 Жыл бұрын
እቲ ብራቮ ንፉዑ ወይ ሃብሮም ግብራ ቱሩጉማ እንግሊዝ ኢያ ፊደል ኢካ ትግሪኛ ተጠቂምካ ምክንያቱ ብዛዕባ ቋንቋ ትግደስ ስለዘለካ ኢየ ሓወይ
@podcast5871
@podcast5871 Жыл бұрын
@@dc8625 አዚ መአነሰይና ወይ መአነሰይ ማዕረ ክንደይ ክእለት ትግርኛ ይህልዎ ካብ ምባል አየ :: ኮነ ወይ ኮነይ ኢለ ዘቕመትክዋ ናእዳ አያ:: ገለ ዘስተብሁሉ ንቑሓት ከምዚ ከማኻ ግብረ መልሲ ዝህቡ ሰባት አየ ዘናዲ :: ከምታ ስምካ ራኢ መንነት! ንዓኻ ዉን ሃብሮም
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
ትግርኛ ብግቡእ ተበርቢርካዬ መወዳድርቲ ዘይብሉ ቋንቃ ኢዩ ።
@dc8625
@dc8625 Жыл бұрын
@@podcast5871 የቀኔለይ ክብር ሓወይ እወ ብዙሕ ቃላት ኣብ ከም ስነ-ጥበባዊ ካልኦት ዓቢይቲ ገንዘብ የቀኔለይ ክብረት የሃበለይ ገለ ዝበሉ ታንክስ ዩ ወልካም ገለ ይብል እዚ መንእሰይ ብ ከሙኡ ኢየ ተጋዲሰላ ክብር ሃብሮመይ 🤎🤎
@podcast5871
@podcast5871 Жыл бұрын
ቋንቋና ምስጢር ክብርታትና ፥
@joelhaile5466
@joelhaile5466 Жыл бұрын
ሓደን ክንድሽሕ መዳ ሓወይ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ቢጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ በርትዕ ❤❤❤❤👍😍
@mihrethagos8291
@mihrethagos8291 Жыл бұрын
ሰሚዒካ ዘይትጺገብ ገለዓይነት ዜማ ሐቂ ዝኮነ ታሪኽ ብሉጽ ስራሕ ወድነይ ይበል ሲራሕ መንእሰይ በርትዕ ❤😍😍አጀና ኽሐልፍዮ 👍👌🤲🤲🤲🤲
@user-tv6xq2jh4b
@user-tv6xq2jh4b Жыл бұрын
ንኡሰይ ንጉስ ጥበብ እንኳዕ ብሰላም መፃካና አነስ ክፈትዎ መፀናንዕየይ እዩ ናይ ንኡሰይ ሙዚቃ ሶ እግዝአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዳየይ ርሑስ ቀዳምን ሰንበትን ይግበረልና ደቂ ሪመይ
@user-en9rb2kq3t
@user-en9rb2kq3t Жыл бұрын
ንኡሰይ ቡሉፀይ🥺🎤🎧 ካብ ፅሊኢ ወፂኢና ንፋቀረሉ ግዜ ይመፅእልና ደቂ ትግራይ ወገነይ♥️ ደቂ ኤረይ♥️🙌
@user-cf5ws8hk8v
@user-cf5ws8hk8v Жыл бұрын
ሓፍትካን ኣድናቂትካን ካብ ትግራይ ሓሳብ ልብኩም ሰሚሩ ስደትኩም ኣብቂዑ ምስ ስድራኩ የተሓቋቁፍኩም ደለይቲ ፍትሒ ኩሉኩም 🙏🙏🙏🙏
@user-td5fw8sn5k
@user-td5fw8sn5k Жыл бұрын
ለባም ማዓር ኣፋ 🍯 ሰላም ዝደሊ ሰላም ይሃቦ:: ፍቅርን ሰላምን ንምሉእ ህዝቢ ዓለም 🌍
@rozar227
@rozar227 22 күн бұрын
ኣሜን ሓፍተይ ደልየቲ ፍትሒ ምስ ስድሮኦም ተሓቅቆፎ ይፍጠረሎም 😢😢😢 ኩሉና ኣሕዋትና ክረከብ 🙏🙏🙏
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 Жыл бұрын
Mkurey Neusey btaemi ya zednikeka edmenn teinannn yhabika ms wxue meneseyat yahwatka dew mbalika abi seb tmhritika kea kexil msti tibebika broo ❤️❤️❤️❤️👌👌👌👍👍👏👏👏👏
@Erenahagerejeganu
@Erenahagerejeganu Жыл бұрын
ኑኡሰይ ጅግና በቲ ንጹር ራኢኻ ኣዝየ የ ዝኾርዓልካ 100%
@st9535
@st9535 Жыл бұрын
Nay behaki nieshtey kinsu gin lieli etom abeyti. Bigzyawi maebel zeyhmel tsinuen metkelawin tekalasay. Hzbun hagerun zekedim jigna delay fthi eyu meda egziabihier yimelialun edme yihabon
@berhanmesele7487
@berhanmesele7487 Жыл бұрын
ጠፊእኻኒ ብጣዕሚ ይሻቀል ቀንየ ንኡሰይ well come❤💛
@awetbrhane3174
@awetbrhane3174 Жыл бұрын
መዳ ሓወይ ንዓካ ዝገልጽ ቃላት ሲኢነ ፡ግን ተምሳል የማነ ባርያ ኢለካ ኣለኩ♥
@user-of5kb6vl7q
@user-of5kb6vl7q Жыл бұрын
My king 👑♥️ንኡሰይ ኩሉ ግዜ ብሉጸይ🥰
@amanbeyney8602
@amanbeyney8602 Жыл бұрын
መዳ ካብ ልቢ ዘድንቆ ንኡስን ብሉጽን ኣርቲስት👑❤️💫ገለ ዓይነት ስራሕ 🎵🎶👌🏼♥️
@wedigashmessi3706
@wedigashmessi3706 Жыл бұрын
መርሓባ ጥዑም ድምጺ {ንኡሰይ} ሓወይ ሓላይ ህዝቡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቲ ልዑል ፈጣሪ 💖❤💝 100%
@fthawi8631
@fthawi8631 Жыл бұрын
ማዳ ሓወይ እንቋዕ ብዳሓን መጻኻ ብሉጽ ከም ኩሉ ግዜ ግጥሚ ይበል ዜማ ኣብ ቦትኡ ድምጺ ማራኺ ምውህሃድ ከምዚ የለን ፈተውቲ ማዳ ንእሶይ ኣለኹም ዶ like weqtuni
@ksanettekeste7817
@ksanettekeste7817 Жыл бұрын
Welcome መዳ ቡሉጽ ብጣዕሚ አየ ዘድንቀካ ሓፉትካ ካብ ትግራይ 💊🙏
@user-ty8wb8pu1k
@user-ty8wb8pu1k Жыл бұрын
እንቃዕ ብደሓን መጸካ መዳ ሓወይ (ንኡሰነይ)ኩሉ ገዜ ብሉጽ ስራሕ❤❤❤👌 ኩሉ ከፊላ ኩሉ ሲኢና
@mikakulukaku2082
@mikakulukaku2082 Жыл бұрын
❤❤❤
@Selam.ssfm.1569
@Selam.ssfm.1569 Жыл бұрын
ኣነስ እዚ መዳ ኩሉ ደርፍታቱ ከብደይ ኢዩ ዝበልዓኒ ነፍስወከፍ ደርፉ ከስተማቅሮ ከለኹ ከብደይ ግምጥልጥል ይብለኒ ጥበብ ኢኻ እሞ ሰላምካ የብዝሓዮ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@makdatube8713
@makdatube8713 Жыл бұрын
❤💛❤💛❤💛ሰላም ንኩሉ ሰላም ንሓደ ህዝቢ
@oneofakind3231
@oneofakind3231 9 ай бұрын
Medhanie G/Medhin, you're not just a singer; you're a true legend and a freedom fighter. Your music resonates with the dreams and struggles of every Eritrean seeking justice, freedom, and their stolen dreams. Your voice speaks for the voiceless, guiding us towards a free Eritrea. Stay strong, for you inspire us all. 💪 #FreeEritrea"
@simontekie5675
@simontekie5675 8 ай бұрын
He is one of the greatest young artists out there ....
@user-mg2zj6sp7w
@user-mg2zj6sp7w Жыл бұрын
እዋይይይይይ ቃላት ኣዋጻጽኣ ይበል ሃብሮመይ እምነት ዓርከይ ቀጽሎ ኣጆካ! ❤ well done 👏
@danitsegay8995
@danitsegay8995 Жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃካ ንኡሰይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ሓውካ ትግራዋይ
@senait4256
@senait4256 Жыл бұрын
Nay bhaki Btami Xbuk srah kem kulu gzie meda ❤👏👏👏👏👏
@kingyemane2854
@kingyemane2854 Жыл бұрын
መዳ ኑኡሰይ ወትሩ ቡሉጽ ስራሕ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-kf7ep9hs1o
@user-kf7ep9hs1o Жыл бұрын
ንኡሰይ ለባም ሰብ ቡሉፅ መዳርግቲ ኣልቦ👌😘❤️
@amangonetse4120
@amangonetse4120 Жыл бұрын
ልዕሊ ዕድሚኡ ዝሰርሕ ሓደ ክንዲ ሽሕ 100...%
@saronzeru5000
@saronzeru5000 8 ай бұрын
Nuusey shkorrr kemey dika bulux 😘😘😘😘😘😘😘💙💙💙💙💙
@dgdg9731
@dgdg9731 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ኑኡሰይ 🙏 ዝገርም ብቃዓት እዩ❤❤❤
@paul_eagle
@paul_eagle Жыл бұрын
ከምሽምካ መድሃኔ ጥበብ ዘድሓንካ ❤ንኡስ ዎሎዶ ኣድኒቀ ኣይጸግበካን እየ ብሓቂ ❤ብዙሕ ሰሪሕካ ግን ከኣ ትሕት ዝበልካ ❤ረኣዩለይ ዘይትፈቱ መርኣያ ናይ ዎለዶና ንኡሰይ ❤❤❤❤
@asigdtwelede2362
@asigdtwelede2362 Жыл бұрын
ybel serhahhh
@hhvkhvji5999
@hhvkhvji5999 Жыл бұрын
🥀🤑🥀🥀🥀🥀❤✌️
@robeltsegay5938
@robeltsegay5938 Жыл бұрын
ልበይ ረኪብካኒ ንኡሰይ ከምቲ ልሙድ ብሉጽ ስራሕ ካብ ብሉጽ ሰብ 💫❣️✌️🦁🥀💘🥰😘🙏😘😍
@yosiefchay3156
@yosiefchay3156 Жыл бұрын
Wawwww meda hawey betami xbuk serah qexelo ajoka zarkey 😍❤️🤴
@merelove8199
@merelove8199 Жыл бұрын
መዳ ብሉፅ መንእሰይ ብንኡሱ ዝበሰለ ኩቡር ሃወይ ተስፋ ኩሉ ኢካ ❤❤❤❤❤
@EmaShow
@EmaShow Жыл бұрын
ናይ ሕልና ኣዝዩ ብሉጽን ገላጺን ስራሕ መዳ ወድነይ ኣይትታዓንቀፍ ትንታጉ 🫵💪
@endriasendriasfikak2816
@endriasendriasfikak2816 Жыл бұрын
አኒቲይ ማሊቴ አይ ትንታጉ ?
@user-cf1pb8yu5d
@user-cf1pb8yu5d Жыл бұрын
መግለፂ የብለይን ጅግና እካ ባሓቂ መን ሞ ከማካስ ሓደ ☝️ክንድሽሕ 🎤🎧❤️👍
@KB_Atori
@KB_Atori Жыл бұрын
Respect zehawey from tigray ❤👏
@wazemabb914
@wazemabb914 Жыл бұрын
ቃንዛና ገሊጽካ ክንደይ ትኽእሎ ፡ ብሉጽ ስራሕ ከም ወትሩ ፡ much respect keep it up our brother
@zfanlave7057
@zfanlave7057 Жыл бұрын
ንዓካ ዝኮውን ቃል ስኢነልካ ብሉፅ ጅግና ንኡስ ወለዶ ከም ወትሩ ብሉፅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናናን ይሃብካ ሓወይ 💙💙💙💙❤💛
@hermonamanuelkidane1083
@hermonamanuelkidane1083 Жыл бұрын
Eshok be belaha tegtar neaka zewaladet mahxen tebarak ajoka ❤❤❤
@tigrignapost
@tigrignapost Жыл бұрын
ዋዉዉ ንኡሰይ ብዓል ዓቢ ልቦና። ተዓወት ኣታ ወዲ❤
@merhawitesfagerges6920
@merhawitesfagerges6920 Жыл бұрын
መዳተይ ንኡሰይ ጽቡቅ ስራሕ ንጉስ ጥበብ ❤ ❤ቀጽሎ ወገነይ ከም ወትሩ ተባዕ❤❤
@awetawate037
@awetawate037 Жыл бұрын
የሄ ልጅ ብጣም ልያሰብደኝ ነው ።10000000000000❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰❤❤❤(🥰❤❤❤❤❤❤❤❤)👌👌👌👌👌👌👌👌👌መዳይ ብሉፅ ሰነ ጥበባዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክብረተይ
@user-oc6nb7my1m
@user-oc6nb7my1m Жыл бұрын
መዳ ቡሉጽ መንእሰይ ካብቶም ዓበይቲ ክንጽበዮ ዝግባእ ንስኻ ብዓቅምኻ ገለ ትብለና ኣለኻ Thank you ኣብ ናይ ሃገር ከም ባርያ ኣብ ናይ ፍቅሪ ከም ኣብራሃም ክኸውን እየ ኢልካ ጥራይ ሕሰብ መተካእታ ናቶም ኢኻ ክትከውን ኢኻ ካኣ ትግርኛና በርብሮ ጥራይ እምበር ማዓት እዩ ክጥዕም love you men go ahead
@semeretesfahiwet2125
@semeretesfahiwet2125 Жыл бұрын
💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗
@meriyeri720
@meriyeri720 Жыл бұрын
መዳ ንኡሰይ ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ካብ ብሉጽ ሰብ we love you bro ❤️❤️❤️
@salihali7573
@salihali7573 Жыл бұрын
'' ኩሉ ከፊላ ኩሉ ዝሰኣነት'ወ " ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ መዳ ሓወይ !
@Barc869
@Barc869 Жыл бұрын
መዳርግቲ ደይብላ ደርፊ ሊኪዕ ደለናዮ ሂወት
@ishowlive408
@ishowlive408 Жыл бұрын
ሳብስክራይብ እባ ታሓባበረኒ ኣብዛ ቻነል ሓወይ
@nahomasli2893
@nahomasli2893 Жыл бұрын
ብልቢ ክገልጸካ ዓቅሚ ሲነልካ ግን ናይ በሓቂ ተስፋ መንሰይ ኢካ ብሩህ መጻኢ ይምነየልካ ቀጽሎ ❤️☑️☑️☑️☑️☑️☑️ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🙏🙏🙏
@dawityosief4376
@dawityosief4376 Жыл бұрын
መዳ ኮርዒዳ!!! 100% ብሉጽ ስራሕ!!! ኩሉ ከፊሉ ኩሉ ዝሳኣነ እንታይ እሞ ኪንገብር መዳ ሓወይ!!!!
@user-pv7pc7vn7w
@user-pv7pc7vn7w 5 ай бұрын
Admen tanan nak nusey meda🇪🇷💙🙏🙏🙏🙏
@almazhaftijeganu8280
@almazhaftijeganu8280 Жыл бұрын
ኣጆኻ ኒሰይ ኒ መን ኢልዎ ፈጣሪ ኪወግሕ ኢዩ ናይ ባሓቂ ኒፉዒን ለባሚን ኩሉ ደርፊታትካ ኪፈትዎ
@user-di3up1cg3j
@user-di3up1cg3j Жыл бұрын
መዳ ንኡሰይ መግለጺ ሲኢነልካ ኩሉ ግዜ ቡሉጽ ስራሕ ❤❤🥰🥰✅✅💯💯💐💐
@samiwedimeskele8382
@samiwedimeskele8382 Жыл бұрын
Amazing keep it up bro 🥰🥰
@lilti
@lilti Жыл бұрын
Incredible person i ever seeing, youh are keepr person smart ,honest, hardworking, gentlemen, i don't have words to describe you, i love you 😘 may God bless you,
@tgstbrhane2641
@tgstbrhane2641 Жыл бұрын
መዳ መኣረይ ኩሉ ግዜ ብሉፅ ስራሕ ንኡሰይ❤ ግን ናትካ ደርፊ ክሰምዕ ከለኩ ስቅ ኢላ ዝናብዕ😢💔
@gabigunners8073
@gabigunners8073 Жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ንኡሰይ በዓል ጡዑም ድምጺ
@shamkfletsion7964
@shamkfletsion7964 Жыл бұрын
Ahhhhhhhhhh ajoka mada haweyyyyy amen 🙏 zarkay marey admen tanan yhabeka fetari
@s.a.k.a5556
@s.a.k.a5556 Жыл бұрын
መን ኣሎ ከምዚ ኸማይ still now ሰሚዑ ዘይ መንዋ kep up meda asli ✌️
@NHEfamily
@NHEfamily Жыл бұрын
መግለፂ ኣልቦ እካ ንኡሰይ ❤️😍
@girmayberhane3708
@girmayberhane3708 Жыл бұрын
ብሉጽ ምንእስይ ምስ ብሉጽ ስርሕ ማድ ጅግና 🥰
Medhanie G/Medhin_Niusey_(ንኡሰይ)_ Eritrean Tigrigna Music.
5:49
Beautiful gymnastics 😍☺️
00:15
Lexa_Merin
Рет қаралды 15 МЛН
Became invisible for one day!  #funny #wednesday #memes
00:25
Watch Me
Рет қаралды 60 МЛН
路飞被小孩吓到了#海贼王#路飞
00:41
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 81 МЛН
What it feels like cleaning up after a toddler.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 75 МЛН
Aynkorarae (Eritrean Music)
7:22
Thomas Alazar
Рет қаралды 3,6 МЛН
Beautiful gymnastics 😍☺️
00:15
Lexa_Merin
Рет қаралды 15 МЛН