KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
#Bahli Adna -New Eritrean Tigrigna Music ኣንቲ-ጋመይ 2024 Abadit Tsegay ,Fyeri Tsegay, Yohana Tsegay
9:22
Abadit Tsegay - Gal meskel | ጓል መስቀል - New tigrigna Music 2021(Official Video)
8:27
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
When you lose control of your Waboba Moon Ball. @TheWabobaTeam #wabobapartner
00:42
ЧТО ЖЕ МЫ КУПИЛИ СОБАКЕ ВМЕСТО ТАБАЛАПОК😱#shorts
00:34
Қайрат Нұртас - Не істедің (Cover) Roza Zergerli - İstedim
02:53
Meskela Kidane |Guayla Adey| New Eritrean Tigrigna Music መስቀላ ኪዳነ | ጓይላ ዓደይ| ባህላዊ ደርፊ 2022 YAD Tv
Рет қаралды 514,543
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 15 М.
Dani Muler
Күн бұрын
Пікірлер: 307
@ዓቅሊአዩሓይሊሂወተይ
2 жыл бұрын
ኣነስ ደቂ ሰንዓፈ ክፍትዎም ማዓስከር ማዓይኒ ትግራይ ትሕቲ ዕድመ ከለኩ 2010 ደቂ ገዛይ ኩሎም ደቂ ሰንዓፈ አዮም ነሮም ኣካይዶኦምን ጠባይምን ጥዑማት አዩም ሓውኩም በሪሁ
@ሰላምንኹሉወዲሰብ
2 жыл бұрын
ናቶም ሂብካዮም ሰንዓፈ ለባማት ዮም ናይ ወለዶም ዝወሰዱ ሕብረተሰብ ብፍላይ ኣብ ኢስራኤል ዘለው
@bereketewelde5443
2 жыл бұрын
እሙናት ዮም ፡ ዋላ እቶም ኣለዉ ዝበሃሉ ዓዋሉ እምነት ብጻዮም ኣየግድሉን
@rihanaabdu6061
2 жыл бұрын
Thanks you
@newuser681
2 жыл бұрын
@@ሰላምንኹሉወዲሰብ 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤👌👌👌
@newuser681
2 жыл бұрын
@@bereketewelde5443 🙏🙏❤👌👌
@mulugetalegese7255
2 жыл бұрын
ኣጆኽን ደቂ ኣንስትዮ ሽመጃና፡እቲ ዝገርም ዝበለጸ ባህሊ ፡ኪሳብ ሕጂ ብህርመቱ ብህድኣቱ ቡሉጽ ክነሱ፡ተናዒቑ እዪ ጸኒሑ።
@yakimedia795
2 жыл бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ዝሓፍተይ ብርሃን ሕብረተሰባን ባህላን ኣጆኪ ዓንብብልና ሰውድልና
@senaitteame2853
2 жыл бұрын
000000000000000000000
@senaitteame2853
2 жыл бұрын
000000000000000000000
@hailuwelay4633
2 жыл бұрын
ውረሲ ውረሲ ዝሓፈተይ ድሃይክን ቆንቃኽን ዘይምኖ ካብ ባህላዊ ፈልከት ከይትብሊ ቀጽልዮ ናይ ሃንሰ መስቀለ ደርፍታት ክንጽበየካ ኢና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እታ ኪሉ ዝክኣሎ ልዑል ፈጣሪ።
@davidgermaye4785
Жыл бұрын
Ýý5p5pt555p5lhllìì6kýl😅@@hailuwelay4633
@wegahtateklebrhan8023
Ай бұрын
Asey bahlna toum odmen tonann yhabkum deki Erey 🇪🇷🌿🇪🇷🇪🇷🌿🇪🇷🌿
@bereketewelde5443
2 жыл бұрын
ጻዕዳ ዒልቦ በቒላ ኣብ ጎቦ ግዜ ኣኪሉ ክንዛረቦ እያ እታ ግጥሚ። ጽቡቅ ደርፊ ደስ ኢሉኒ ደቂ ሽመጃና ወናባት
@ZTGHVictim
10 ай бұрын
ጽቡቕ መኣረምታ፡ ኣነ ከማን ብዙሕ ግዜ ደጋጊመ ድሕሪ ምስማዕ ንምንታይ'ከ ዘይጽሕፋ ኢለ ምስ ኣተኹ ንስኻ ጽሒፍካያ ጸኒሕካኒ። ብዝኾነ ባህላዊ ሕላያትና ከምዚ ጌረን ዘቕረባልና ካብ ልቢ ክምስገና ይግባእ፡ እቲ መሰረታዊ ግጥሚ ግን ክፈርስ የብሉን። ብፍላይ ከኣ ኣብታ ከምዛ ናይ ጻዕዳ ዒልቦ ዝነበረት (ጻዕዳ ዕፉን ) ጥንቅቕ ምባል ጽቡቕ❤❤❤❤
@senaitgereziher8978
2 жыл бұрын
መስቂለይይይይ ጸሓይ ገጻ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣጆኪ ዝሓፍተይ ስንዑፈይ (ሽመጃና ) ዓደይ መክበርቲ ባህሎም ሰስኑ ደኣ
@DestaTsegay-n3g
Жыл бұрын
ኣጆኪ መሰቀላ ደስ ዝብል ሰሚካ ዘይ ሙኖ
@teseyob5844
2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝሓብትና እዚ ንወለዶታት ዝዝከር ንዓኺ ዓቢ መዘከርታ ንዓና ድማ ዓቢ ባህላዊ ዓቃበ ኢዩ እሞ ትሓበኒ
@hbber5548
2 жыл бұрын
ጻዕዳ ዒልቦ ቦቒላ ኣብ ጎቦ ያ ኔራ ግን ጽቡቕ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ
@habtomtesfamikael9542
2 жыл бұрын
ኣንታ ዝባህሊ ዕይድና ክንደይ ህጥዕም ደስ ክብለካ እግዚኣቢሄር ኣምላ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኪ ናብቲ ጥዑም ባህልና ዝመለስክና 💕💕💕💕💕💕💕💕💕🫶🫶🫶🫶🫶🫶
@ambesmedia4189
2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፍዕቲ መስቀላ ሓፍተይ ነዚ ክቡር ባህልና ከምዚ ገርኪ ዘቅረብኪ ክትድነቂ ይግባእ ኣጆኺ ካብዚ ንላዕሊ ክትቅጽሊ ይላቦ ። እታ (ጻዕዳ ዑፉን) ኢልክያ ዘለኺ (ጻዕዳ ዒልቦ በቂላ ኣብ ጎቦ ) (ኩሉ ሓሊፉ ክንዛሮቦ)* ክትብልያ ነይሩኪ ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ።
@David-fc4yu
2 жыл бұрын
ሱንዑፈይ ኣኮታተይ ዓድ ሙቁሪ ባህልን ልምድን ❤️❤️😘
@berihukahsay2844
2 жыл бұрын
ዋው ጽቡቅ ስራሕ ሓደ ካብቶም እንዳ ሃሰሱን እንዳ ርሓቅናዮምን ግን ካኣ መለለይናን ክብረትናን ዝኾኑ ባህላዊ ጸውታ ብዝግባእ ሰርሕክዮ መስቀላ ሓፍትና
@tesfaldettesfamariam8310
2 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ጥዑም ባህላዊ ደርፊ ንእሰነትና ኣዘካኪርክና ንፍዕቲ ሓፍቲ
@danieltekleberhan4794
2 жыл бұрын
እቲ ሰብ ዝብሃል ንነብሱ ዝመስል እዩ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ባህሉን ልምዱን ዘጥፈአ ሕብረተሰብ ጽንተቱ ዩ ዘቃላጥፍ ስለዚ ኣጆኺ ኣምላኽ ሓይሊ ይሃብኪ ⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️🙏⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️💕💕💕💕💕💕⚘️💕💕💕💕💕💕💕💕⚘️⚘️💕💕💕💕💕💕
@titiashow7411
2 жыл бұрын
ዋውውውውውውውውው ባህልና ኣዘኪራትና ዛ ቅጨን ጓል ይቀንየልና
@bogeabilekijermen4129
2 жыл бұрын
ዕደመ ይሃብኪ ጋል ዓበይቲ ጋልቶ"ም ወረጃትት ወሓላሉ ጽቡቅ ሰራሕ
@tsegazeababraham9689
2 жыл бұрын
ጽቡቕ መስቀላ ሓፍተይ ንዓድና መሊስክና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንኩልኹም ተሳተፍቲ ድማ የመስግን ግርማ ዓዲ ኢኹም
@filimon_like-you
2 жыл бұрын
Wow ደስ ዝብል ጡዑም ባህሊ ዓድና ቀጽልዎ ንፉዓት፡ ዕድመን ጥዕናን ናዓኹም።
@KgjgjvjgJvvn-db2qn
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@muluealem6317
2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ምስቀላ ሓፍተይ ባህልና ይዓንብብ ይሰስን
@lwamgoitom2676
Жыл бұрын
❤❤❤❤
@tesfabahto6370
2 жыл бұрын
ኣጆክን ጽቡቅ ስርሓት
@robelleseyas7378
2 жыл бұрын
ዋውውውውውውውውውውውው መስቀላ ሓፍተይ ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ሰሪሕኪ ባኣካል ክንሳተፎ ኣይ ካኣልናን፡ ኩላትክን ንፉዓት ኣሕዋትና ነቲ ባህልና ተጻባርቆኦ ዘለክን ከመስግነክን ይፈቱ ። ቀጽልኦ
@Luna-bw3kj
2 жыл бұрын
ኣሰይ መስቀላ ሓፍይ ጥዕምቲ ድምጺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ኩሎም መሳርሕትኪ። ብሓቂ ንኩቡራት ስድራቤትናን ባህልናን ኣዛካኪርኩምና ኣብዚ ጽንኩር ግዜ እዚ።
@tesfaytekie3929
2 жыл бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ክብርቲ ሓፍተይ ኣጆኺ ዓንብብልና ፈታዊት ባህላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
@DaniAfro-c3n
2 жыл бұрын
ኣዝዩ ደስ ዘብል መመሊሰ ዝኮርዓሉ ባህሊ ጸወታን ዓደይ ። ሓደ ምዓልቲ ኣብቲ ቅርዓት ዓድን ንጽወተሉ የምጻልናን
@tigrignapost
2 жыл бұрын
ሰይይይ ኣንቱም መኽበርቲ ባህሎም ሰሱኑለይ ❤❤💙🌿☘️🍀🌲🎄🌱🌷💐🌾
@shewitshewit5559
2 жыл бұрын
Habtey natey edmen tenan yhabki fetari btaemi xbuk srah teum dmxi kexlyo bzuh eina knxbe kabaki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥♥♥♥♥
@abelking4147
2 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ዛሓፍተይ ምቃል ጎድነይ ሕጉስ ፍንጭሕ ባኣኺ ኣጆኺ ቀጽሊ ወትሩ ኣብ ኣሰርኪ ዝያዳይ ይበል ይበል ዒዳ ግያስሐ ዓደይ 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@ትኩል-እምኒ
2 жыл бұрын
❤❤ዋውውውውው ናይባሓቂ ዕጥቅቲ ሰበይቲ ❤❤ንርስትን ጉልትን ይዋጋኣላ ኣንስቲ ከምዝተባህለ ንባህልናን መንነትናን ንምዕቃብ እትገብርዮ ዘለኪ ዘይ ጽንቀቅ ጻዕሪ ዝሓትት እዩሞ ኣጆኪ በርትዒ❤❤ድሮኳ ናብቲ ቅድሚ ኣስታት 26 ዓመታት ዝነበረ ሂወትና እኮ መሊስክና❤ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤
@Good3
2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኪ መስቂላ ሓፍተይ
@naominaomi3869
Жыл бұрын
❤❤❤❤ ደቂ ዓደይ መዓረይ ሰሱኑለይ
@gmogos4355
2 жыл бұрын
ጻዕዳ ዒልቦ
@mahta675
2 жыл бұрын
መስቀላ ,,ሓፍተይ,, ብጣሚ ,,ጡዑም ልሕትት ዝበለ ሙቁር ድምጺ አለኪ ,, ተወሳኺ ሪኢቶ ግን 1,ግጥሚ,, 2:50 ዘሎ ጻዕዳ ዑፋን ዝብል ጻዕዳ ዒልቦ ክቡሃል ኔርዎ 2,ካሜራ ,ብጣዕሚ ሃሳስ ኑጹር አይኮነን 3,እስትድ አመላልአ ድምጺ 4,ኢዲተር አብ,ዚ ታት ንኡሽቶ ጎደሎ ሪኤ ,,, ,,,, ደጊመ ደጋመ ዝብላ ግን ብጣዕሚ ሰሚዕካ ዘይምኖ ድምጺ አለኪ ምቅርቲ ሓፍተይ ,,, ቀጽልዮ
@ፍላሚንጎ
2 жыл бұрын
እታ ዒልቦ ግን👌
@ድግንግለይኣደፍቕሪድንግለ
2 жыл бұрын
ጽቡቕ ኣስተሂልካላ ኣለኻ ትዕዝብቲ ኣነ እውን ኣታ ጻዕዳ ዒልቦ ትብል ቒር ኢላትኒ ነይራ ። ዕፋን ብሳጉኡ ናይ ከተመኞ ጸዊዐሞ ተስፋ ይገብር ኣብ ዝቅጽል ብጥንቃኸ ክእርምዎ ብዝተረፈ ብጣዕሚ ንኡድ ስራሕ።
@DaniDani-yn8wy
2 жыл бұрын
Ab mengon efunn elbon zkone flliy yelen bflay ab kulu kebabi senafe
@mahta675
2 жыл бұрын
@@DaniDani-yn8wy .... ሰላም ኩቡር ሓው መጀመረያ , የመስግን ሪኢቶኻ ብምቅጻል ከአ ,, ደርፊ ኣብ ሓደ ከባቢ ዝውሰን አይኮነን , ንኹሉ ተዛሪቢን ሰማዕን ትግርኛ ዩ ዝምልከት ,,, እዚ ደርፊ ,ዚ ከአ ናይ ከባቢ ሰንዓፈ ጥራይ አይነን
@mahta675
2 жыл бұрын
@Bingo Gogo ሰላም ኩቡር ሓው አነ ጽቡቅ ጌረ ሪኤዮ የ ,,, በቲ ጽቡቅ ጎድኒ , ጽቡቅ ኢለያ,,, መታን ,,ዝያዳ ክትዓቢ ከአ ሪኢቶ ሂበ እዚ ከአ ጽቡቅ እምበር አይጎድአን ዩ ,,ዝያዳ የበርትዓ በር
@muhurabraham4411
2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ መስቀላ ሓፍተይ ኣጆኪ በርትኢ
@ድግንግለይኣደፍቕሪድንግለ
2 жыл бұрын
ጻዕዳ ዒልቦ በቂላ ኣብጎቦ ድሮ ሓሊፋ ክንዛረቦ የ(2)
@hamanottewelde954
2 жыл бұрын
ብጣሚ ደስ ዝብል ስራሕ ብሉጽ ቀጺልዮ መስቀላ ሓፍተይ እቲ ብህልና ከምዚ ጌርና ክንዕቅቦ ይግባእ ኣጆኽም ንኽልኽም በርትዑ
@fsahakidane6125
2 жыл бұрын
መስቀላ ሓፍተይ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ
@tesfayweldeabzghi5292
2 жыл бұрын
Wow wow that’s amazing voice thanks 🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@andomangosom9843
2 жыл бұрын
ይበል ስራሕ መስቀላ ሓፍተይ ብሓቂ ንባህልኻ ምዕቃብ ኩርዓት እዩ ዝስምዓካ
@DinoFram
2 жыл бұрын
Asey asey asey meskela shkor Bahlna azekirkna des eiluna bhansab takibna ab ruba adna nderfelu gzye ymxaena .Adena azekirkna kulu good job
@mebrahtomtemanu659
2 жыл бұрын
ደስ ዝብል ጡዑም ደርፊ ጽቡቕ ስራሕ ኣጆኺ ቀጽልዮ
@ዓለምጸዋር-ጀ1የ
2 жыл бұрын
ክሳብ ሰንዓፈ ኣፋንያቶ መዘከርታ ኢላ ሰንሰል ሂባቶ መሲ ሓፍተይ ኣጆኺ ገለ ዓይነት ደርፊ ❤🌹❤❤
@tesfaygebreamlak8537
2 жыл бұрын
wrndetull
@zatfamily1527
2 жыл бұрын
ERI excellency ሽመዛናይ
@TeweldeHaile
2 жыл бұрын
ይበል መስቀላ ሓፍተይ ብጣዕሚ ቡሉጽ ስራሕ ንዕድመን ጥዕናን ይበሎ።
@gebreyewhansmehari9968
2 жыл бұрын
ሰይ ሰይ ዝሓፍተይ ወዛም ባህሊ ዓድና
@END887
2 жыл бұрын
ባህልና ደርፍና ኩሉ ጥዑም ❤️❤️❤️❤️❤️
@fhh5953
2 жыл бұрын
ባህልና ደርፍና ኩሉ ጥዑም❤❤❤❤❤🌷🌷
@selamnikulu-ol1ul
2 жыл бұрын
እሰይ !ዓባይ ሰብ! ብዛዕባየ ቀስንኪ ሕደሪ ኣደዋየ!እወ ኣደስ ክትቀስን ኣለዋ100%!!!እግዚኣብሄር ሰላም የውርደልና!ጽብቅቲ ደርፊ!ኣጆኪ ቀጽልዮ፡ክብርቲ ሓፍተይ!!!
@TheThe-yw8yz
2 жыл бұрын
Aye demtsi Dewel Debri zetem qana shikorina gual Erey mearey azekakirkna behaqi Mesqela haftey edmen tenan yehabki fetari
@merihkflom7211
2 жыл бұрын
ከምዚታት ኣይተድንጉዩና ኣዝዩ ደስ ዘብል ስራሕ
@desumedia5863
2 жыл бұрын
ኣሰይ መስቀላ ሓፍተይ ይበል ግርማ ድምጺ ባህሊ ኩሉ ሙሉእ
@okubayrezene2623
2 жыл бұрын
ናይስ ስራሕ መስቀላ ሓፍተይ ጸዋሪት ባህላ ጅግና ኣጆኪ ቀጽልዮ
@Muzite4
2 жыл бұрын
ጹቡቅ ስራሕ መስቀላ ሓፍተይ ኣጆኪ
@samuelhaile9226
2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ቅዲ ባህልና ኣምጽእክዮ እግዚኣብሄር ጥዕና ይሃብኪ ቀጽልዮ ኣስፍሕዮ
@tsehayneshgoitom6008
2 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ጽብቕተይ።
@shishaygebremedhin5703
2 жыл бұрын
ሰይይይይይ ሰይይይይይ ጎላኣ ዓደይ ታኣለ ኣታ ወዲ ነጸላ ኣይትጉሰስ ዕድመ ይሃብኪ
@AM-fq7tg
2 жыл бұрын
ገባሪ እከይ ባህልን ክብርን ከጥፍእ ሰብ ባህልን ክብርን ክዕቁቡ ኣቤት ዘሎ ርብርብ thanks 🙏 Snufey
@yohannestesfay3128
2 жыл бұрын
Adey tigray, Eritrea, awet nafash and, I'm tigranes I'm, ❤️.
@mihreteabmichael1125
2 жыл бұрын
Good Job!!! Meskela haftey amlak mulue edmen tienan yihabki. Ezi kubur bahlina azekakirkna. Ybel tsbuk srah. Contineu
@bereketweldu1070
2 жыл бұрын
Thank you for your belaved cultural music. I appreciate your sweet sound.
@yordanosabraham7151
2 жыл бұрын
I feel so emotional I love the song I hope weget in our country safe one day see our family made them hug them smell them❤️❤️❤️🇪🇷🙏
@bogeabilekijermen4129
2 жыл бұрын
ደቂ ኣከላ ህዝቢ ጀገኑ ፈተዊት ባህሎ"ም፡ ደለይቲ ሰላም ፍትሓዋን ተቃለስቲ
@temesgenamlak4707
2 жыл бұрын
Asey mqrti edmen tienan yhabukum fetari azekirkinana bahaqi huqunqun elu kebdna atum tuumat🥰🇪🇷❤🥰❤🥰❤🥰❤❤❤❤❤
@اسحاقمحمد-س3د
Жыл бұрын
ኣብ 2013 ኣብ ሰንዓፈ ተመዲበ ነይረ ኣነ ወዲ ጋሽ ባርካ የ እቲ ሕብረተሰብ ከምቲ ናትና ዘይኮነ ጋሽ ቁሩብ ውዕይ ኢልና ኢና ኣብ ብዓል ሰንዓፈ ከባቢኣን ርግእ ዝበሉ እዮም ሓደ ሓደ ግዜ ናብ ከተማ ክከይድ ከለኩ ካብ ጋሽ ዝተማልኣክዎ ካራ ነይራትኒ ምሽ ሒዘያ ይወጽእ ይስሕቁኒ በዚ ኣጋጣሚ ደቂ ሰንዓፈ ካብ ብልቢ የ ዝፈትወኩም፡ ሰበይተይ ድማ ጋል ሰንዓፈ ያ ፍሉጣት ገዛ እዮም ኣብ ሰንዓፈ እንዳ ሓሞይ❤
@mikezemaryam6888
2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብቲ ሓፍትና ብዘይ ቀላዓለም ደርፍኪ ድምጽኽን ሰሚዐ ክመንዎ ኣይካኣልኩን ካናሪ ቀጽሊሉ ክንዲ 1000
@tibe.weldegiorgis3669
2 жыл бұрын
ዕልልልልልል እዋይ እዚባሕልና ምጥዓሙ ዕድመን ጥዕናን ይሐብኩም
@eyobeyob7349
2 жыл бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ማራ ጥዑም ነይሩ ግን ነጸላኪ ጽቡቅ ገርኪ ተወንዘፊዮ መስቀላ ሽኮርርር ፋሕ ይብል ኣሎ ነጸላኪ
@מולוארעה
2 жыл бұрын
ባህሊ ስመጃና ክዕምብብ ኩሉ ሰብ አእጃሙ የበርክት።መስቐላ ሓፍተይ ድማ ኣጆኺ በርትዒ ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበየኪ ኢና
@merhawigebru2806
2 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት እዚ ባህላዊ ደርፍታትና ደኣ ቀስ ብቀስ ዶ ይምለስ ኣሎ ብጣዕሚ ዩ ደስ ኢሉኒ ዘሎ የግዳስ ገለ ገለ ደስ ዘይብል ሰሚዐ ንምንታይ ዩ ኣትዩ ኣይፈልጥን ንምምሕያሽ ኢልካ ዝግበር ኣሎ እዚ ግን ነቲ ትግርኛና ዘየባላሹ ተኮነ ተመራጺ ዩ ናብታ ጌጋ ዘላ ክዛረብ እታ ጻዕዳ ዕፉን ትብል ኣበሃህላ ኣብ ትግርኛ ጻዕዳ ዒልቦ ዩ ዝበሃል ከም ነቀፌታን መአረምታን ውሰዱዋ
@ghibtsawighebremicael1096
Жыл бұрын
Meskela Tuam dmti aleki agoki ketlyo
@tsegaygebreyohanes2305
2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ
@danialves3825
2 жыл бұрын
btaemi xbuk Srah tenafekti za haftey
@shewitnuguse7443
2 жыл бұрын
Aseyyyy aseyyyyyyyyyy aseyyyyyyyyyy deqi andey marey ajokn qexlo tezekuro girknalna
@yoditrussom2276
2 жыл бұрын
Meskela haftna keslyo nfeti 1 reyto alatni abta wooo tblyo zeleki ,yeee tetkewn mtamet aba krub tebalashiya koyna tesemiatni ❤️❤️❤️❤️
@habtombelay278
2 жыл бұрын
Betaemi xbuk srah meskela habtey ketsliyo.
@melestesfai8946
2 жыл бұрын
መስቀላ ዓባይ ሰብ ጥዕምቲ ደርፊ ኣጆኺ በርትዒ ደስ ዝብል ኣቀራርባ ኣቕሪብክያ
@yorusgrmay6443
2 жыл бұрын
Ww xbuk srah bahli adna teum 🙏🙏🙏❤️
@mtesfay739
2 жыл бұрын
ዋውውውው ብሉትስ ስራሕ ኣዝዩ ደስ ዝብል ባህልዊ ሙዚክ
@hiwetwolderaphael6578
2 жыл бұрын
Bahli adey azekirkni Edmen tenan yhabkum🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🌹🌹❤️♥️💚🌷
@redaegoitom9757
2 жыл бұрын
ዋዉዉዉዉ እንቃዕ አብመፈጸምታ አብቀአኪ መስቀላ ሐፍተይ ጽቡቅ ዕድል አቤት ባህሊ አደይ ጥዑም
@tesfalem123
2 жыл бұрын
Keep up the great work Meskela. Thanks for presenting our cultural songs. Great.
@danimulerpro
Жыл бұрын
Thanks for listening
@zefertadese4037
2 жыл бұрын
Des zebil eiu kabzi nilaeli kxine eina kexilyo mekilA haftey ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mire3058
2 жыл бұрын
Great Job Meskela & Tekie Gezae (ዶርጓዕ)
@hadishgebre60
2 жыл бұрын
ጽቡቅ ምጅማር ክብርቲ ሓፍትና ኣጆኪ ቀጽልሉ ተስፋ ዝህብ ኢዩ።
@mhretaebgebregergies8984
2 жыл бұрын
ግርም ደቂ ዓድና 100% ስራሕ
@fsahakidane6125
2 жыл бұрын
ኣጆኽ ከጽልዩ መስቀላ ሓፍተይ 🌹🌹🌹
@merhawitesfameskel2757
2 жыл бұрын
Wwwwww nay baki nfiti love you so may kawtri shmye adey
@newuser681
2 жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ትብል ደርፊ☝❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ኩብኩብታሳሕል-ነ2ኈ
2 жыл бұрын
ኡፍ ልብካ ዝትንክፍ ደርፊ ሰሞዔ ብዝኮነ ንፉዓት ደቂ ኣከለ ኣክበርቲ ባህለን💖🌽
@aduliszula7991
2 жыл бұрын
I am at high emotion. Your song panetrat my bones. Tigrina song the civilization of the last 3000 years ago.
@hilina5629
2 жыл бұрын
ሰይ ሰብ ባህልን መንነትን ናይ ብሓቂ❤️🙏❤️ /ኣብ ገምገም ቃላይ ቀላሚንጦስየ ኣያ ሓወይ ናፊቐ ኣነስ የዮዮዮዮ😓🥺😍
@raheltsegay856
2 жыл бұрын
ቦሎ ትኮቦሮ ጽቡቅ ስራሕ ንባህሊና ንምዕቃብ ሓጋዚ❤❤❤❤❤
@negassiwelday9353
2 жыл бұрын
You have very nice music. I like your singing, I wish your sing be hard to more
@nathanentertainment9063
2 жыл бұрын
Amoni btaemi xbuk srah😍😍😍😍😍🙏
@tigrignapost
2 жыл бұрын
መን ድኣሎም ኮፍ ኢሎም ኣብ ወንበር``` ደቂ ዓድና ሰብ ቁምነገር``! "ጻዕዳ ዕልቦ(🌾) ቦቂላ ኣብ ጎቦ`` ግዜ ኣኺሉ ክንዛሮቦ``!
@sabahadgu6986
2 жыл бұрын
I love you all! Gual Matchia/Aramo Adeye! Peace to all of us.
@ፍላሚንጎ
2 жыл бұрын
ፃዕዳ ዕፍን ግን ኣይኮነን ዝበሃል ብ ዒልቦ ይስተካከል ካሊእ ግን ብጣዕሚ ደስ ዝብል
@hanetaytv6876
2 жыл бұрын
ሓደ እዩ ዕልቦ ማለት ዕፉን ማለት እንደኣሉ።
@ChifuNamerod
Ай бұрын
Abta Ezi bahlna eko ❤❤❤❤🇪🇷🙏
@aggt4390
2 жыл бұрын
Lovely shikor haftey with a beautiful voice. Keep on shinning, be blessed
@meseretgere4471
2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ
@zafuberhanehabtegaber9621
8 ай бұрын
Xbekti ftret ajoki kexlyo❤
9:22
#Bahli Adna -New Eritrean Tigrigna Music ኣንቲ-ጋመይ 2024 Abadit Tsegay ,Fyeri Tsegay, Yohana Tsegay
Bahli Adna
Рет қаралды 600 М.
8:27
Abadit Tsegay - Gal meskel | ጓል መስቀል - New tigrigna Music 2021(Official Video)
Venus music
Рет қаралды 1,1 МЛН
00:49
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
00:42
When you lose control of your Waboba Moon Ball. @TheWabobaTeam #wabobapartner
Daniel LaBelle
Рет қаралды 150 МЛН
00:34
ЧТО ЖЕ МЫ КУПИЛИ СОБАКЕ ВМЕСТО ТАБАЛАПОК😱#shorts
INNA SERG
Рет қаралды 7 МЛН
02:53
Қайрат Нұртас - Не істедің (Cover) Roza Zergerli - İstedim
Kairat Nurtas
Рет қаралды 3 МЛН
12:55
🔴 ሞኒካ ሕማቐ ረኪባ / ሚለን ሓቒ ድዩ ?? / #eritrean #eritreanfilm #tigrignamusic #tigray #monika #maggyshow
MUSE SHOW🌹
Рет қаралды 85
21:37
ኣታ ዕልል! ዓቢ ዜና ብስራት ኤርትራና።ሻዕብያ ጭደድ ድክር ድክር ኣቢልዎም። እታ ዝበልናያ'ዶ ኮይና። ተፈጸመ። ሰኑይ 3 የካቲት 2025
Fenql eri media (ፈንቅል ኤሪ ሜድያ )
Рет қаралды 28 М.
8:04
BAHLI ADINA- " ወዲ ዓደይ" Eritrean Music 2022 ብኣባዲት ጸጋይ -ዮሃና ጸጋይ- ፍዮሪ ጸጋይ ( ባህላዊት ደርፊ ትግርኛ ) 2022
Bahli Adna
Рет қаралды 1,3 МЛН
13:10
New Eritrean Music 2025 - ጥውይ - Twiy - Amanuel Goitom - Awdamet Music
Armana Entertainment
Рет қаралды 1,2 МЛН
16:55
Sify Sify | ስፍይ ስፍይ - Teklehaymanot Kinfe - New Tigrigna music - New Tigrigna music 2024
Shro Entertainment
Рет қаралды 4 МЛН
15:27
New Eritrean Music Tigrigna Guayla by Sikay ብወናመይ
YoHa Media
Рет қаралды 166 М.
9:33
Meskela kidane/gal xnbobey/New Eritrean Tigrigna music 2023(Official video)Natkum TV
Natkum Entertainment
Рет қаралды 228 М.
7:55
# ABADIT TSEGAY REMIX GUAL MESQEL{ጋል መስቀል} 2023
Bahli Adna
Рет қаралды 137 М.
10:00
Abera Beyene - Tseba Hanti lam - Eritrean Tigrigna Music 2020
Maeken Bahli
Рет қаралды 3,8 МЛН
30:16
New Eritrean music by MERHAWI WELDE RUFAEL ብ መርሃዊ ወልደሩፋኤል
WT Eri Entertainment
Рет қаралды 1,2 МЛН
00:49
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН