No video

ማሰን መልቀሰን ኣቶ ተወልደ መዓሾ በዓል ዓዲ ጮማይ፡ ሰራየ 5ይ ክፋል

  Рет қаралды 116,047

Mosaic Bahli

Mosaic Bahli

7 жыл бұрын

Eritrean culture, oral poetry Tewelde Measho Part 5

Пікірлер: 87
@ghebrekidanmesfun8882
@ghebrekidanmesfun8882 5 жыл бұрын
ተወልደ መዓሾ ወርቂ ቃሉ ንመራሒ ስርሑ ትሰፍረሉ ንሓቀኛ ስርሑ ትነግረሉ ንልኩመኛ ቃልካ ተንብረሉ ንዕቡይ ሰብ ተግሳጽ ተዝንበሉ ገባቲ ሰብ ንዓካ ይሕሉ ተሰዊርካ ርሒካ ከም ኩሉ ገዲፍካና ምስባዓል ኣምሰሉ ኣቦይ እዝጊ ብሞት ዘየዳሉ ወሲዱካ ኣኪብካ ባዕሉ ዕረፍቲ የሀብካ ብክቡር መስቀሉ ዓደ ቦካስ ዓጺፉ'ዩ ቃሉ ቤት ፍርዲ'ዩ ንሱ ዝዓስለሉ ፈጣሪና የውርደልና ሳሃሉ!!!
@nna9805
@nna9805 2 жыл бұрын
Thank you
@wedisuraye6611
@wedisuraye6611 5 жыл бұрын
ሰራየ ዓደይ ዓዲ መኳንንቲ ሃገር ኢኺ ውቅብቲ ሕፍርቲ ማእኸል ሃገር እንዳ ሸማምንቲ ምስ ጣልያን ዘይወግኑ ከም ለሓስቲ ሃገር ደው ተብሉ ንቕድሚት ሓለፍቲ ኣነ ተገሪመ በቲ ናትኩም ስልቲ ኣድኪምኩም ተልግዑ ብዘይ ሽፍንፍን ዓዲ ኣይተውርሩን ከም ወለኪአል ሰለሙን ተባዓት እንዲኹም ዘይትደልዩ ምውድስ ኣሕሊፍኩም ዘይትቡ ከም ባህታ ሓጎስ ንቑሓት ንመትከል ኣቦታት ወልድኣብ ንሽፍታ ተልዝቡ ብስርዓት ብመርበብ ሓሶት ዘይናትኩም ፅግዕግዕ ልግብግብ ኣመንቲ ፈጣሪ ጌጋ 'ንተሎ ዓገብ ኣቦታት ቢትወደድ እሙናት ንኽብሮም ሂወቶም ዘሕልፉ በጃ ታመሬቶም መትንኹም ኣኽሱም ኣዱሊስ መረባኹም ብ-ባሕሪ ነገስታት ተመሓድሩ ዓድኹም
@danielkesete9192
@danielkesete9192 4 жыл бұрын
Bahta hagos ko nehagru ahlfu ayhben aytgage kubur hawey
@meazazerabrukminas1339
@meazazerabrukminas1339 4 жыл бұрын
Ezghier yhabelna
@meazazerabrukminas1339
@meazazerabrukminas1339 4 жыл бұрын
እዝግሄር ይሃበልና ሓወይ ሰላም ቃሉ ከም በትሪ ስየ ዝዓበየ ተወልዊሉ ነዚ ማሰ ዳ ክንደይ ትክእለሉ
@mosheyosief8093
@mosheyosief8093 3 жыл бұрын
Q2
@zementesfai1402
@zementesfai1402 3 жыл бұрын
@@danielkesete9192 ይህብ ጥራይ ደይኮነ ሃገሩን ኣንስቱን ሃይማኖቱን እወ ይህልፉ ኒ ጥልያን ይህቡ:: ኺድ ን ኣቦታትካ ህተት ታሪክ ባህታ ሕማቕ ታሪክ ክንግሩካ እዮም
@adyamkibrom9179
@adyamkibrom9179 6 жыл бұрын
ሓወበይ መዓረይ መንግስተ ሰማይ ይዋርስካ።
@xewarkuninebsey5213
@xewarkuninebsey5213 6 жыл бұрын
Adyam Kibrom h
@adyamkibrom9179
@adyamkibrom9179 6 жыл бұрын
+Mhretab Fnan h እንታይ ማለት እዩ
@user-nh6km7og3m
@user-nh6km7og3m 6 жыл бұрын
Adyam Kibrom serewetay 👍👈
@mbrhtomtmelso258
@mbrhtomtmelso258 6 жыл бұрын
Adyam Kibrom wa alo ko aymten gega
@mebregebar9228
@mebregebar9228 4 жыл бұрын
alo ka ab sheka Eyamo
@ghebrekidanmesfun8882
@ghebrekidanmesfun8882 5 жыл бұрын
ኣየ ዘረባ አየ ያታ ክቡር ንለባም ሰብ ዝመክር ዝምህር ንዓማጺ ዝገብረሉ ሓጹር መልክዕ ህዝቢ በልክዕ ዝነግር ንእከይ'ዶ ክትሓስብ ትሓድር ዘይተስተውዕል ብሰላም ክትነብር ንዝሰር ከተዐንቅፍ ትፍክር ናትካ እስከ ኣምጽእ ዝዓርቅ ዝመክር ክዝቶ'ሞ ንስካ ክትከብር አይተዐቅፍ በይንካ ኣይትዓንድር ክቡር ሰብስ ሓሊፉ ክመክር ኣምላክ ይቀበሎ ብዘይሕፍር ገበርቲ ሰላም ይረክቡ እዮም ክብር ንከተሎ ንቃሎም ኣይነዐብር!!! ስለ ዝነቅፍን dislike ዝብሉ ዝተገጠመ.
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
ኣቦና ተወልደ ምዓሾ ኣቦ ጥበብ ሃገር
@user-tn4xz1zk6i
@user-tn4xz1zk6i Ай бұрын
ኣቦይ ተወልደ ማዓሾ ዓዲ ጮማይ ዝቆሰለት ነብሲ ሓካማይ ዝተቀደት ልብሲ ኣላማይ ኣቦ ሓቂ ንፍትሒ ሓላማይ ንኹሉ ሓደ ክስታናይ ኣስላማይ
@user-ui8ui3sy6f
@user-ui8ui3sy6f 6 ай бұрын
ሰራየ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ
@zeritadhanom6027
@zeritadhanom6027 6 жыл бұрын
በጣዓሚ ንፉዓት
@huruygebreslassie4679
@huruygebreslassie4679 5 жыл бұрын
ሞኬ የቐንየለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓብዪ ስነቃል ዝገደፉልና ኣቦና ተወልደ ማዕሾ ኻዓ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 4 жыл бұрын
ተወልደ ማዕሾ በዓል ዓዲ ጮማይ ወዲ ምድረ ባሕር ሰራየ💚❤🤗
@qelhi7922
@qelhi7922 2 жыл бұрын
This man fear nothing.what a brave man what would he said if he was alive now and see our situation
@eseyasgebremedhn6470
@eseyasgebremedhn6470 Ай бұрын
Good job thank you so much please like share god bless you❤
@ghebrekidanmesfun8882
@ghebrekidanmesfun8882 5 жыл бұрын
ባህሊ ነይርና ዝበለጸ ንናይ እቢትና ዝረገጸ ብዋዛ ፈዛዛ ዘይሃጸጸ ወድሰብ ክነብረሉ ዝተሃንጸ ሎሚ እምበር ኣተወ መላጸ ጀሚሩ ዘይውድእ ዝተቆረጸ ንግሆ ዳሓን ንምሸት ለመጸ በቦታትናስ ነይሩ ዝተመርጸ ሕልና ነይርዎም ዘይለመጸ ግዜ የምጻኣልና ዝበለጸ!!!
@kibromabede1278
@kibromabede1278 Жыл бұрын
ጽቡቅ በርትዑ ብመልክ መጽሓፍ ክረክቦ ትምኒት ኣለኒ ።
@wedisuraye6611
@wedisuraye6611 5 жыл бұрын
ሰራየ ዓደይ ዓዲ መኳንንቲ ሃገር ኢኺ ውቅብቲ ሕፍርቲ ማእኸል ሃገር እንዳ ሸማምንቲ ምስ ጣልያን ዘይወግኑ ከም ለሓስቲ ሃገር ደው ተብሉ ንቕድሚት ሓለፍቲ ኣነ ተገሪመ በቲ ናትኩም ስልቲ ኣድኪምኩም ተልግዑ ብዘይ ሽፍንፍን ዓዲ ዘይተውርሩ ከም ወለኪአል ሰለሙን ተባዓት እንዲኹም የሕዋት ዮውሃንስ ኣሕሊፍኩም ከም ባህታ ሓጎስ ንቑሓት ንመትከል ኣቦታት ወልድኣብ ንሽፍታ ተልዝቡ ብስርዓት ብመርበብ ሓሶት ዘይናትኩም ፅግዕግዕ ልግብግብ ኣመንቲ ፈጣሪ ጌጋ 'ንተሎ ዓገብ ኣቦታት ቢትወደድ እሙናት ንኽብሮም ሂወቶም ዘሕልፉ በጃ ታመሬቶም መትንኹም ኣኽሱም ኣዱሊስ መረባኹም ብ-ባሕሪ ነገስታት ተመሓድሩ ዓድኹም
@judithhabtu5312
@judithhabtu5312 2 жыл бұрын
ኣንታ ኪንደይሞ ዘይሰማዕና ኣትማን መባአስቲ መሲሎም ካባና ስግር መረብ ድሩቓት ዝሐረሞም ደበና ዝረገጽዎ መረት ዝቕየር ዶሮና ብናቶም ዘይዐግቡ ኩሉ ዝብሉ ናይና ዐባይ ትግራይ ክምስርቱ ኣፍሪሶም ሃገርና ዘይተባህለ መርዚ ክነዝሑ ኣሞንጎና ሕማም ኣውራጃ ነዚሖም ክወርሱ ባሕና ገጽኩም ትከወል ድኹማት ሕልና ተንኮል ዝቕናቶም ሰላም ዝኸልኡና ከመይ ትመንቁስኩም ማርያም ደብረሲና እእዳውኩም ኣክቡ ኣለሊናኩም ኢና ከም ሃመማ ጦብሎቅ ኣይትበሉና ኣውራጃ የብልናን ሽዱስተ ዞባና ፍቑራት ስሙራት ትሽዐተ ብሄርና ካብ ጫፍ ንጫፍ ጀጋኑ ፍሬና ሽምና ሐንቲ ኤርትራዊያን ኢና
@user-wz3mb1fw9p
@user-wz3mb1fw9p 5 жыл бұрын
እቶም 29 dislike መግበሪኹም እንታይ ይኸውን?! ርእይቶኹም ደይትህቡ ሯብ comment ካብ ተሓቢእኩም ከምኡ ትገብሩ. Anyway tnx more guys
@erimedia4683
@erimedia4683 5 жыл бұрын
Meknyatu eti wedi rasist hemak seb sele zekone
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ሕማቃት ስለ ዝኮኑ እዮም
@melodyentertainment77
@melodyentertainment77 Жыл бұрын
@@erimedia4683 eti zekrb zelo diu. Walas ato tewelde measho
@melodyentertainment77
@melodyentertainment77 Жыл бұрын
@@samsomsamsom5731 entay eyu eti hmek eba glexo
@awethaile9279
@awethaile9279 4 жыл бұрын
Thanks for all Bro 👌
@wedisuraye6611
@wedisuraye6611 5 жыл бұрын
ንመለስ ዜናዊ እንዳባሓጉኡ ኣዝማች ገብረልዑል 👑🇻🇳🇪🇷🌹😍
@akileakile3263
@akileakile3263 3 жыл бұрын
ወድዛ ዓጋመ መነዴኻ ኢልካ ኩሉ ታሪኽ ኤርትራ ሰሪቕክሞ እንዲኹም እዚኣ ተሪፋትኩም።
@asrathaile7350
@asrathaile7350 Жыл бұрын
@@akileakile3263 Stupid, Tewelde was Gebreleul's cousin. Gebreleul was Meles' (Legesse's) grandfather.
@eritrea8133
@eritrea8133 10 ай бұрын
ኣንታ እዞም ዓጋመስ ዝኮነ ጽብቅቲ ናቶም ክገብርዋ ጥራይ ክሓልሙ በየን ገሩ ደኣ ንመለስ ኣበሓጉኡ ምንቁስ የብልካ
@sdetmerierr9917
@sdetmerierr9917 7 жыл бұрын
wawwwwww continue amlke yhagz.....
@gezaeandemariyam9389
@gezaeandemariyam9389 7 жыл бұрын
sdet merierr
@ERI-rk1ye
@ERI-rk1ye 7 жыл бұрын
Nay beaki Mehari nay zhalefe yatawi bhaki
@dawitmebrahtom3680
@dawitmebrahtom3680 2 жыл бұрын
ናይ ተወልደ ማዓሾ ዝስሕበኒ ነገር ሓያል ማሰኛ ጥራይ ምዃኖም ጥራይ ዘይኮነ ተባዕ ን ንዘትራእዮም ከይፈርሑ ዝግልጹን ምንባሮም እዩ።
@Zemen271
@Zemen271 2 жыл бұрын
ብሓቂ ተባዕ
@salamyosef804
@salamyosef804 6 жыл бұрын
nibhaki ezi bahlna kitem
@embebahagos5675
@embebahagos5675 6 жыл бұрын
Bt'aemi des zbl mase.
@habenamanial7912
@habenamanial7912 7 жыл бұрын
aseyyyyy wedi adey meaarey
@siku9753
@siku9753 6 жыл бұрын
Hawobey mearey mengste semay yewariska
@user-sv4rt7nh7u
@user-sv4rt7nh7u 6 жыл бұрын
እንታይ ኣምፀኦ ዝኩሉ ዉዳሴ እግዚአብሔር መስተዉዓሊ ልቦና ይሃበና።ፈጣሪ፡እዩ፡ዉዳሴ፡ዝጎበኦ
@nevergiveup4123
@nevergiveup4123 6 жыл бұрын
Ab tihiti fethari weledikha amesgin sidirakha zey akhberka nifethari kitekhibir aytihiseb amselu aytikhun
@samnatu6592
@samnatu6592 5 жыл бұрын
If we know God really and he said love each other then this is part of that God words
@aminderir4810
@aminderir4810 4 жыл бұрын
All this culture should preserved properly
@markuslambrecht4980
@markuslambrecht4980 5 жыл бұрын
Aseyyy towld masho kef alka
@medhanieande9872
@medhanieande9872 3 жыл бұрын
Abiet ktam zbahlna
@efremhabtemriam2708
@efremhabtemriam2708 7 жыл бұрын
Nay bhaki
@geriegerie514
@geriegerie514 7 жыл бұрын
asey ewe
@hagoszere6548
@hagoszere6548 2 жыл бұрын
Bravo
@eyobahani4675
@eyobahani4675 6 жыл бұрын
Aseyy Aseyy Niccc piccc
@kesetehaile4788
@kesetehaile4788 6 жыл бұрын
bhlna teum abey trekbom ezom abotatna
@user-xh9wq5ws1b
@user-xh9wq5ws1b 5 жыл бұрын
እዋይ እዚ ባህልና ኽጥዕም ይበል ካብ'ቲ ናቶም ናትካ ኣገላልጻ ይበል።
@eritreakidane9068
@eritreakidane9068 6 жыл бұрын
Nic
@loveaa9214
@loveaa9214 6 жыл бұрын
Kemzi lomi keykone Italia ykotmelom nieru Zi sebay kief alewo
@21savegemahari22
@21savegemahari22 6 жыл бұрын
Ayekota arketsy
@user-ju2yp6we4t
@user-ju2yp6we4t 6 жыл бұрын
Nic job
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ተወልደ ምዓሾ ብዓል ድርብ ስረ
@efikahsay5830
@efikahsay5830 6 жыл бұрын
well done guys
@anbesalaynewelday3904
@anbesalaynewelday3904 7 жыл бұрын
btsaemi des zbl ketslwo
@wedisuraye6611
@wedisuraye6611 5 жыл бұрын
ከበሳ ኣናብስ ከምዚ ከለኹ ድየ ናብ ካልእ ዘብል
@tekulom5237
@tekulom5237 7 жыл бұрын
ኣታ እዚ ባህልና ክጥዕም
@phil3840
@phil3840 7 жыл бұрын
Mesati afawi yata bro 🖋📝🖊
@tesfamichaeleyasu2196
@tesfamichaeleyasu2196 7 жыл бұрын
it free speack
@zeritadhanom6027
@zeritadhanom6027 6 жыл бұрын
ንፉዓት ቀጽልዎ
@mulugetaembaye5497
@mulugetaembaye5497 6 жыл бұрын
Ata ke kendey yemer
@robelmajor5256
@robelmajor5256 2 жыл бұрын
ሓዉና ኣብ ኽንደይ ዓመቱ ዓሪፉ ብኣኻል ዝፈልጥዎ እኾ ኣይሳኣኑን ኢዮም ኣብ ዓድና ልዕሊ 90 ዓመት ዝገበሩ ብዝሓት ኣለው ኻብዚኦም ረኺብኻ ታሪኹ ምነገሩሉ እቲ ዝተረፈ እቲ ዝባሃል እኻ ኢልኻዮ እንዲኻ
@tesfitxsada7639
@tesfitxsada7639 6 жыл бұрын
ኣታ እዝበሃልና ክጥዕም
@zeraykifle1465
@zeraykifle1465 7 жыл бұрын
ajokum qoxlwo
@bereket6394
@bereket6394 6 жыл бұрын
Ata nskas fluy eka
@robeltekle9301
@robeltekle9301 4 жыл бұрын
10qw kab እምባ ተኺሎ
@teklegebrihans1185
@teklegebrihans1185 7 жыл бұрын
ኣታ እዚ ባህልና ክጥዕም
masen melqesn 2y kfal
19:33
Mosaic Bahli
Рет қаралды 34 М.
ማሰን   መልቀስን ።
12:31
henok tesfu
Рет қаралды 45 М.
Harley Quinn's plan for revenge!!!#Harley Quinn #joker
00:49
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 31 МЛН
👨‍🔧📐
00:43
Kan Andrey
Рет қаралды 10 МЛН
Eritrean masse ኤርትራ ማሰ
3:19
ክብሪ ኣቦታት
Рет қаралды 41 М.
ማሰን መልቀስን ደግያት ባህታ ሓጎስ
22:48
Mosaic Bahli
Рет қаралды 68 М.
ሰለሙን ጸሃየ part 2
34:39
Hordata Media
Рет қаралды 113 М.
ወይዘሮ ኢለን ብዓልቲ ሃዘጋ
21:05
Mosaic Bahli
Рет қаралды 108 М.