ሙሴ ፈጠረ ፈጣሪሁ፡ ኣብ ኦርቶዶክስ፡ ንፈጣሪ፡ "ፍጡር" ምባልሲ፡ ክሕለም ከ ይኽእል ዶ፧

  Рет қаралды 1,151

መገዲ ህይወት

መገዲ ህይወት

Күн бұрын

Пікірлер: 9
@rahel2202
@rahel2202 Ай бұрын
Amen Abona dew belulna egziabher xeguun yebzahalkum
@AmanueltekesteEma
@AmanueltekesteEma Ай бұрын
Teabareku abonaa
@EzraAregay-h4r
@EzraAregay-h4r Ай бұрын
ሙሴ ፈጣሪኡ ፈተወ ፈጣሪውን ንኡ ፈተወ ማለት ዩ፣ ፈጠረ ማለት ፈተወ :አኽበረ፣ፈጠረ ይትርጎም፣
@weredebrhanabrha7919
@weredebrhanabrha7919 Ай бұрын
ሰላም ኣቦይ ቀሺ ዮናስ፡ ግሩም ትረኻ። ካብ ሕጅስ ኣቦይ የነታ/መሪጌታ ክንብለኩም። ተውለ ዝኾንኩም ሰብኣይ፡ ብኹሉ ኣይተኸኣልኩምን።
@AbrahamGebretnsaeMELO
@AbrahamGebretnsaeMELO Ай бұрын
My God. እንታ እቲ ዘንብብ ዘሎ (ማለተይ ገጹ ዘይርአ ዝትርኽ ዘሎ) ከመይ ዝበለ ኮንፊደንስ እዩ ዓጢቑ ክሳዕ ኣፍንጭኡ። ነቲ Reference ኣብ መጽሓፈ ቅኔ ኣብ ዋዜማ 8 ይብሎ ኣሎ። ወይ ጉድ ጽንሕ እንተ ኢልናሲ ገለ ክንሰምዕ ኢና። - ቀዳማይ ነገር መጽሓፈ ቅኔ ዝበሃል የለን - ከምኡ ዝብል መወከሲ የለን - እቲ ዋዜማ ዝብል ድማ ከምዚ ክፍሊ/ምዕራፍ/ Chapter ገል እንድዩ መሲሉካ ዘሎ፡ ከምኡ ኣይኮነን። -
@originaldesbele3794
@originaldesbele3794 Ай бұрын
ኣብየት ንፃሬ የሰስንኩም ቀሲስ
@jesuslord2431
@jesuslord2431 Ай бұрын
Abzi hto alatni abona hji ezi fetre kemey qeyra fetewe koyna entay mtessar alewo kelay dma eta fetre fetew ktblu xenihkumsi meliskum dma neti qal bmejemerta neber ab amlak nebr eyu xihfuwo tblo zelekum emo hji ewn haqu eyu jossi aytemelesetn aboy meary wey mexhafna aykonen belu
@keshi_Yonas
@keshi_Yonas Ай бұрын
ሰላም ኣምላኽ ንዓኻ ወይ ንዓኺ ይኹን! ንቕድም፡ ዚቅ ይኹን ቅኔ፡ መሰረተ እምነት ኦርቶዶክስ ከም ዘይኰነ ደጋጊመ ዝተዛረብኩ ይመስለኒ። ስለዚ ኣብ ትንተና ቅድሚ ምእታው፡ ንእምነተ ኦርቶዶክስ ዝውክል ከም ዘይኰነ ኣብዚ ኣርባዕተ ነጥቢ ንግበር። ድሕሪኡ ግና ኣብ ትንተና ቅኔ ብኽልቲኡ ኣቕሪበ ከም ዘለኹ ተመሊስካ ክትሰምዖ እዕድመካ። እዚ ዝብሃል ዘሎ ተቐናዪ ኢ-ኣማኒ እዩ እንተበልና፡ እቲ ቅኔ ከመይ ክፍታሕ ከም ዝኽእል ተዛሪበ ኣለኹ። እቲ ተቐናዪ ኣማኒ እዩ ንብሎ እንተዄንና ግና፡ ኣማኒ'የ ዝብል ንፈጣሪ ፍጡር ክገብሮ ኣይከኣሎን እዩ እሞ፡ እቲ ፈጠረ ዝብል ዘሎ ቃል ብተራ ቃሉ ዘይኰነ ብቕኔኣዊ ብህሎ ጽሒፍዎ ከም ዘሎ ኣየጠራጥርን። እግረ መገድና፡ መጽሓፍ ኦሪት ዘፍጥረት፡ እቲ መጽሓፍ ዘፍጥረት እናተሰምየስ፡ "ኣምላኽ ብመጀመርታ ሰማይን ምድርን ፈጠረ" ወዘተ ኣብ ግእዝ ግና፡ በቀዳሚ ገብረ እግዚአብሔር ሰማየ ወምድረ፡ እዩ ዝብል-- ፈጠረ ዘይኰነስ ገብረ ዝብል ቃል እዩ ዝጥቀም። ስለምንታይ ቢልካ ክትሓትትን ክትመራመርን ባህጊ ይህልወካ ዶ ይኸውን፧! ሓደ ነገር ደጊመ ርግጽ ክገብር። እዚ ዝብሃል ዘሎ፡ ቅኑዕ'ዩ ግጉይ'ዩ ቅድሚ ምባልሲ፡ ብሱሩ መግለጺ እምነት ኦርቶዶክስ ስለ ዘይኰነ፡ ኦርቶዶክስ ከምዚ'ዮም ዝኣምኑ ቢልካ ምሕሳብን ምጽሓፍን ከም ዘይግባእ እዩ። እቶም ኣብ ውሽጢ ኦርቶዶክስ ዘለና፡ ቤትና ከነጽሪ፡ ነቲ ምስ ቃል ኣምላኽ ዝጋጮ ዝበለ ከነፍርስ፡ ግቡእናን ሓላፍነትናን እዩ። እቲ ካልእ ከኣ ኣብታ ዘለዋ ቤት ንዘሎ ምስ ቃል ኣምላኽ ዝጋጮ ዘበለ ከፍርስ ግቡኡን ሓላፍነቱን እዩ። ተባረኽ ሓደው ተባረኺ!
@EzraAregay-h4r
@EzraAregay-h4r Ай бұрын
ሙሴ ፈጣሪኡ ፈተወ ፈጣሪውን ንኡ ፈተወ ማለት ዩ፣ ፈጠረ ማለት ፈተወ :አኽበረ፣ፈጠረ ይትርጎም፣
They Chose Kindness Over Abuse in Their Team #shorts
00:20
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 12 МЛН
Try Not To Laugh 😅 the Best of BoxtoxTv 👌
00:18
boxtoxtv
Рет қаралды 7 МЛН
ምንቕቓሕ፡ ሸው-ሓሸው መንፈሳውነት
8:34
መገዲ ህይወት
Рет қаралды 666
ሓቂ ስምዑ!  ትዝታው ብቆልዓ ምኽንያት ኢዩ ወጽዩ።
21:50
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 18 М.
ፋጻ ተመን፡ ከም ኣምላኽ ክትኰኑ ኢኹም
12:41
መገዲ ህይወት
Рет қаралды 1,2 М.