ናይ ቀሺ ብኽያት ንምንታይ፧

  Рет қаралды 36,134

Godolyas Tube ( ሥልጣን

Godolyas Tube ( ሥልጣን

Күн бұрын

Пікірлер: 461
@Justiceseeker77
@Justiceseeker77 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ንብዓት ጥራይ ዘይኮነስ ደም እውን ዘንብዕ'ዩ እዚ ኣብ ሃገርና ወሪዱ ዘሎ መከራን ስደትን።ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣቦይ ቀሺ።
@ሃይማኖት_ማሓሪ
@ሃይማኖት_ማሓሪ Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ንብዓትኩም ከም ናይ ራሔል ተመልኪቱ እቱ እትደልዩዎ ዘበለ ሰናይ ሓሳብን ጸሎትን የስምረልኩም ኣቦዋኒ❤😢 ተመስገን ናይ ሰራዊት ጎይታ እየሱስ ክርስቶስ ኣምላክና ሰላምን ፍቅርን ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ሙሉእ ዓለምን ልኣኸልና❤❤❤❤
@MulieTesfat
@MulieTesfat Ай бұрын
ከምዚኦም ኣቦና ስለ ዘለዉና ንሕጎስ ናይ ባሓቂ እዚ ስብከቶም ክጥዕም ማዓት እዩ። 🙏🙏🙏
@ብሰመኪክጀመር
@ብሰመኪክጀመር Ай бұрын
ናይ ባሓቂ ኣቦና ፅሎትኩም ኣየፈለየና ስልጣን ሓወይ ለ ነስካለ ካብኣዋኣቶም ሓደ እካ ኣነ ትግራወቲ የ ግን ከም ኤርተራ እሕዋተይ ሕማቅ ኩኖም ከርኢ ከለኩ ለክዕ ከም ተጋሮ ናተይ ዩ ዘሕመኒ ❤❤❤❤
@shamsham-pj8fm
@shamsham-pj8fm Ай бұрын
ኣምላኽ የኽብረልና ፍትውቲ❤ኣምላኽ ንኩሉ ህዝቢ ትግሪኛ(ተጋሩ) ሰላምን ምሕረቱን ይሃበና።
@ማርያመይኣደብርሃን
@ማርያመይኣደብርሃን Ай бұрын
Egziabhier ykbrela haftey natey nihna win like nay tegaru higr sgrna eyu ela ab hade mesmer mexina ni amlak ni hzbika mharena ela knlmino nat senay fqadu ykunelna abotatna ka kbret yhabelna kemakum yebzhalna Egziabhier Amlakna ab xeletkum zekuruni nay ni dkmti haftkum
@mbcutthematch9598
@mbcutthematch9598 Ай бұрын
ናይ በሓቂ ኣባየ ነዚ ዘስተዉዕል አዝኒ ልቦና ይዓድለና ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርአሲ ጸጋ ይዓድልኩም ፈጣሪ ኣባየ ጸሎትኩም ኣይፈለየና
@mebrhitmelas8611
@mebrhitmelas8611 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄርን ንብዓቶም ሪኡ ይትዓረቀና 🥲
@tsegayteklu8715
@tsegayteklu8715 Ай бұрын
ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ።ህዝብና ብክይቶም ሪኡ እግዚኣቢሄር ይታዓረቀና።
@Tsenat.Tsegay
@Tsenat.Tsegay Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኩቡር ሓው ስልጣን ኣቦና ካብ ቀደም ኢዮም እሙን ኣገልጋሊ ነይሮም።ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም።
@genetalem8059
@genetalem8059 Ай бұрын
God bless you Abon እጎያታ ርድአና ብፁሩያ ልቢ ባርከልና ወለዶና ያባረክ ስምዓና
@emeelohe
@emeelohe Ай бұрын
ኣባ ቐሲ ጰጥሮስ ኣምላክ ክህነትኩም ይባርኽ ።❤❤❤❤❤
@ደስታትግራይዮቱብ
@ደስታትግራይዮቱብ Ай бұрын
ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፆሎቶምን ንባዓቶምን ሪኡ ምሕረቱ የውርደና ለኣቦዋና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም እግዚአብሔር ኣምላክ 🙏
@TiTiYou-r5j
@TiTiYou-r5j Ай бұрын
ኣሜን(3)🤲 ማሓዛይ❤
@ሚሊጓልቶምጀጋኑተጋሩ
@ሚሊጓልቶምጀጋኑተጋሩ Ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሥመዐና ክቡር ኣቦይ ብንብዓትኩም እግዚአብሔር ይታዓረቀና ሊንክ ኣቅምጠልና ስልጣን ሓወይ ናይዞም ኣቦና👈👈👈
@SundiyanaSundu
@SundiyanaSundu Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና,ተመስገን ኣምላኽ በሓቂ በሓቂ ተስፋ ብተስፋ ኮይና ኣምላኽና ንብዓትኩም ተቀቢሉ ይርደኣና ስልጣን ሓዉና ዉን ኣዚና ነመስግነካ ተስፋ ዝደልዩ ኣለዉ ነዞም ኣቦ ርእዮም ዝሕጎሱ ኣለዉ ኢልካ ከምዚኦም ዓይነት ኣቦ ዘርኣኻና በሓቂ ነመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏🙏
@Höflich-d9o
@Höflich-d9o Ай бұрын
ዲያቆን ሽመንዲ መምህረይ ሩርህ ነይርካ ሕጂ ውን ኣብ ማዓርግ ክህነት ባጽሕኩም ኣቦይ ቀሺ ጰጥሮስ ሓጥያትና ዘብኩዮኩም ዞሎ ብጣዕሚ ልብካ ዝትንክፍ መልእክቲ ኣምላክ ብመገዱ ሰናይ ይምርሐና👏🌾
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 Ай бұрын
እልልልልልልል እግዛኣብሔር ይመስገን ስለ ሰናይ ቃል ኣቦና ዘስመዕና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ❤ ❤
@fdg761
@fdg761 Ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ተመስገን ቃለ ሂወት ያስምዐለይ መምህራነይ ❤❤❤
@Saudwled-md2be
@Saudwled-md2be Ай бұрын
ብሓቅ መምህርይ ዕልልልልልልልል ተመሰገን ብሓቅ ናይ አምላከ ፍቅርስ ክንደይ አዩ ንዓኻቱም ዝሃብና❤❤❤❤
@HansTekie
@HansTekie 29 күн бұрын
💕🙏💕amen amen 🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Ghde-t3f
@Ghde-t3f Ай бұрын
ቃልሂወት የስማዓልና እዚኦም ኣቦ ብጣዕሚዮ ደስ ዝብሉ ከምኦም የብዛሓልና ናይ አጎልጉሎት ዕድሚኦም ይባርኽ
@TJ-mr4iw
@TJ-mr4iw Ай бұрын
እልልል እልልል እልልል ተመስገን ፈጣሪ ብሓቂ ጸሎትና ሰሚዑ ሰቡ ሰዲድልና ሓቂ ዝዛረብ ሰቡ ሰዲድልና። ክብርን ምስጋናን ንፈጣሪና ወትሩ ይኹን።
@Gebremedhn12
@Gebremedhn12 Ай бұрын
መራሕቲ ሃይማኖት ናይ ኤርትራ ስለ ህዝቦም እንተ ዝበክዩ ንሓቂ እንተ ዝጽልዩ እተዝምስኽሩ ሽግርና ኣምበዝሐን ኩቡር ቀሲሲ ጴጥሮስ እግዚአብሄር ኣምላክ ዘመን ኣልግሎትኩም ይባርኽ ጸላእኩም ይንባዕ🙏🙏🙏👏👏👏
@WeiniAregai
@WeiniAregai Ай бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍፍ ናይ ባሓቂ ኣቦና ማዓረይይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሽግርና ይገጥጠልና 😭😭😭😭😭
@የኪዳነምህረትልጅወለተገብ
@የኪዳነምህረትልጅወለተገብ Ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና አቦና ናይ በሐቂ ይመልሰልና ልብና ይኽፈተልና እግዚአብሔር ንሕና ደአ ጠፊእና እንዲና ናይ ጓይላን ዳንኬራን ጥራይ ኮይና እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዕልና ኣቦና ከማኩም የብዝሓልና። ኣምላክ ድማ ሰላሙ የውርደልና። ጸለትኩም ኣይፈለየና🙏። ስልጣን ሓውና ኣብዛ ቻነልካ ዓድመልና ።
@MehariWeldihwet-x5n
@MehariWeldihwet-x5n Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን እግዚኣብሄር ይመስገን ክቡር ኣቦና እግዚኣብሄር ነዊሕ ዕደመ ይሃበልና ክቡር መምህርና ስልጣን ከኣ የቀንየልና
@ማርያማዊ
@ማርያማዊ Ай бұрын
ክቡር ኣቦና ጸሎትኩም ኣይፈለየና፡እግዚኣብሄር ንውሑዳት ክብል አዩ ዝሚሕር እሞ ምሕረቱ የውርደልና።ኣሜን!!!
@Tesfieguesh
@Tesfieguesh Ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልል ናይ፡በሓቂ ድያቆን ሓውና ኣቦና ከኣ ናይ በሓቂ እግዛኣቢሄር ይባርኮም
@SolomonGebremedhin-wp6lg
@SolomonGebremedhin-wp6lg Ай бұрын
What do you mean ዕልል, በዚ ትሕስቶ
@GenetDesta-wz8iq
@GenetDesta-wz8iq Ай бұрын
I love your teaching, Abona. I stand firmly with the true teachings of our Orthodox faith and deeply respect its heritage. It pains me to see instances where poor management might undermine our religious principles. Therefore, our faith should guide us in supporting those in need whether they are imprisoned, hungry, or displaced from their homeland. I urge our leaders to maintain a clear distinction between political influences and our spiritual doctrines. So, we must uphold the true essence of Orthodoxy as we were taught by our ancestors, free from confusion and external interference. May God bless our honesty and those who teach the real Orthodox way with the wisdom to preserve the sanctity of our faith. “Qale Hiwet Yesmelna Kubur Abona, Tselotin lineman Ny adena kdst dingle mariam mis kuluna hizbe kirstian yikun”. Amen
@TitiNguse
@TitiNguse Ай бұрын
እግዚኣብሄር ይመሰገን ሰለ ሰናይ ቃሉ ኣቦና እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሄር ኣምላኽ🙏
@birhaneteame3337
@birhaneteame3337 Ай бұрын
ኣባይኩም ይንባዕ ኣቦና እዝጋኣብሄር ኣምላክ ሰላሙ ይላኣኸልና።
@ኪዳንጋልተዋሕዶ
@ኪዳንጋልተዋሕዶ 29 күн бұрын
እህህህ ኣምላክ ኣቦይ ስለቶም ንፁሓት ኣቦታትና ኢልካ መሓረና ምስትውዓሉ ዓድለና ክቡር ኣቦና ንብዓትኩምን ፀሎትኩምን ሰሚዑ ኣምላክ ምስትውዓል ይዓድለና ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብናን ሕልናናን ይክፈተልና😢 ኦ ኣምላክ ነቲ ናይ ኣቦታትና ንብዓት ረአ 😢ንሕናስ ድኩማት ኢናዋ 😢 ከምዝኦም ዝበሉ አቦታት የብዘሐልና ብሓቂ
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o Ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓና ኣቦና
@RahwaMaekele
@RahwaMaekele 29 күн бұрын
ጸላኢኹም ይንባዕ ኣቦይ መዓረይ ጸለትኩምን ንብዓትኩምን ሪእዩ እግዚኣብሄር ምሕረት የውርደልና
@LeulHayelom
@LeulHayelom Ай бұрын
ክቡር ሓውና በሓቂ ልቢ የሃበና ናትካ ዘሎ ተሪር አካይ እውን እግዚአብሔር ያሓግዝካ ስልጣነይ ብጣዕሚ ዝሕበነልካ ሓው ኢኻ ❤❤❤❤
@heyathens-c2l
@heyathens-c2l Ай бұрын
ብሓቂ እዩ ዘንብዕ እኮ እቲ ዝገበር ዘሎ😭 ቃል ህይወት የስመዐና ክብራት ኣቦታትን ኣምላክ ንኩሉ ኣበሳና ገዲፈ ምሕረቱ ይልኣከልና ብዓይ ምሕረትካ ጠምተና ኣምላክ ኣቦይ 😭❤
@ህያብ
@ህያብ Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ኣቦና❤🎉🙏
@selamawitbrhane3334
@selamawitbrhane3334 Ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ከምዚኦም ዝበሉ መራሕቲ ሃይማኖት የተንስኣልና ንብዓቶም ሪኡ ይትዓረቀና ፈጣሪ🙏❤
@ዕባይ-ዓጋመ
@ዕባይ-ዓጋመ Ай бұрын
ኣነ እውን ከም ስልጣን ሓወይ ብዞም ኣቦ ሓጎስ እበር ሓዘን ኣይተሰመዐንን ከመይሲ ኣብዚ እዋን ነቢዑ ወቂሱ ህዝቡ ዝእክብ ኣቦ ኢና ንደሊ ዘለና😢😢
@fusfv877
@fusfv877 29 күн бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሜን ንሓወይ ስልጣን ድማ እግዚኣብሔር ዘበን ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ ኣሜን ተባዕ ኢካ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ትብዓት ይወስኸልካ ፉቁር ሓወይ ስልጣን 🤲🤲🤲🌹🌹👏👏🌹👏🌹💒🌹💒🌹💒🇪🇷🌹🌹🌻🌹🌹😁😁😥😥🌹🌹🌹🌻🌹🌻❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤🌹❤🌹❤🌹
@TJ-mr4iw
@TJ-mr4iw Ай бұрын
ሕጂ ፈሊጥናዮም መን ምኻኖም ነዚ ሓቂ ስብከት ዝሰበኹ ኣቦ ተመስገን። በጃኻ ናቶም ብዙሕ ስብከት ኣምጻልና። እቶም ሓሰውቲ ኣብ ውሽጢ ቤተክርትያትና ዘለው ቁሩብ እንተተመሃሩ።
@tekakesete964
@tekakesete964 Ай бұрын
Amelk kamkum yabzehln❤❤❤ Edeman tenan yehbekum Abon
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዝኣብሀር ይመስገን ኩብር መምህረይ ኣቦና 😢😢😢ንብዓትኩም ይቃበል እግዝኣብሔር ኣምላኽ ኦ ኣሜላኸይ ንዝ ኩፉእ ዘመን ቀይረልና😢😢😢
@SimonGebramariam
@SimonGebramariam Ай бұрын
ጸላእኩም ይንባእ ኣብና ኣቦ ሓቂ ኣቦ ውጽኣት ምካንኩም ባህ ይበልኩ ንሕና ደቅኩም ድማ ኣብ ጎድንኩም ኣሎና
@NorgeDrammen
@NorgeDrammen 7 күн бұрын
አቦነ እዝረጋአብሄር አምላክ ነዊሕ ዕድመ ይሀብኩም ስለህዝብኩም እኩም ነብዕኩም ንብዓትኩም ርእዩ ይታዓረቀና ደው በልልና ፀሎትኩም አይጋደፈና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Gebremedhn12
@Gebremedhn12 Ай бұрын
ኦ ጎይታ ስለ ህዝቦም ንብዓትን ጸሎትን ኣቦታትና ስማዕ 👏👏👏💔😥👏👏👏
@medhini7477
@medhini7477 Ай бұрын
ታትምህርቲ ናይ ኣቦና ብምልእታ ልቀቀልና መምህር ስልጣነይ❤❤
@senaitmeles976
@senaitmeles976 Ай бұрын
እልልልልልል እግዝኣብሄር ይመስገን ከምዚኦም ለዋሃት ኣቦታት የብዝሓልና 🙏🙏🙏
@SolomonGebremedhin-wp6lg
@SolomonGebremedhin-wp6lg Ай бұрын
What ዕልል at here, never match,?
@berihuhaile4585
@berihuhaile4585 Ай бұрын
Egziabher amlak ni Abona xegiu yebzehalom , bereketom yibxehana, Amen.
@timosuffer781
@timosuffer781 Ай бұрын
Kal hiwet yesmalna abona , seletne hawuna kea amlk zemene agolgoltka ybark n hazbi alem kea bereket yhab
@HshHd-j3o
@HshHd-j3o 29 күн бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህርና ናይ ብሓቂ ሓቆም እዮም ኩለና ምድሪ ሓበሻ ክብረትና ካብ ዝርሕቅ ዓመታት ኣቁፂርና ፍቃድኡ ፋሕ ብትን ኢልና ኣደዳ ብክያትን ፅምዋን ጭንቀትን ኮይንና 😢😢😢
@AlmazGhdey-dz1pi
@AlmazGhdey-dz1pi 29 күн бұрын
Amlk yebareka.
@BrhaneGerezghier
@BrhaneGerezghier 16 күн бұрын
ኣሕ ናይ ባሓቂ ኣባይኻ ይንባዕ 😢😢😢 ኣቦ ቀሺ ቃል ህወት ይስመዓልና
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z Ай бұрын
እልልልልልልል/3/እሽ ንፅበ እና ብሰላም ሚፁሉና ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስምዐልና❤❤❤
@Temesgenamlakeesrael
@Temesgenamlakeesrael 23 күн бұрын
ሓጢኣትና በዚሑ ኣምላኽ ይቅረ ይበለልና ንብዓት ራሄል ዝተቀበለ ንብዓትኩም ይርአ ኣቦና ❤❤❤
@Sete-v7j
@Sete-v7j 28 күн бұрын
ተመስገንካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ከምዚኦም ኣቦታት ዝሃብካና 💒💒💒⛪️⛪️⛪️⛪️👏👏👏
@trhashadish6175
@trhashadish6175 29 күн бұрын
Egzabihier ymesgen kemiziom abitat yebzihalna kibri ni Amlak ykun ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@SeluBehabelom
@SeluBehabelom Ай бұрын
ኣሰይይ ከማኹም ኣቦታት ጓሶት ህዝቦም ዝጓስዩ የብዝሓዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉
@sahleyonas7844
@sahleyonas7844 Ай бұрын
ናይ ቀድም መምህረይ ቂሺ ኮይኖም ደስ ደብል ❤❤❤❤❤❤❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
ኣሰይይ እብቃዕ ኣብዚ ኣብቃዓኩም ክቡር ኣቦና🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏
@SaronEyasu
@SaronEyasu Ай бұрын
ናይ ብሓቂ እግዚአብሄር ንብዓቶም ሪኡ ይትዓረቀና😢😢😢
@senaitweldeghiorgis3250
@senaitweldeghiorgis3250 Ай бұрын
Ewayyy ewe D.Shmendi kab qedem deghaghime eye zisemeom nere Behaqi Qesis Abona Petros!❤❤❤ Bereketom ykfelena emo nibeatom nibeat Qidusan eyu... Menafiqan eneatewu mflayu Tetseghimna ewe ezeom gn btseom btselot nibeat eyu ziftah shigrna yblu Alewu Egzeabhier ymesghen kemzeom Abotat mrkabna❤❤❤
@tirhashaile7515
@tirhashaile7515 Ай бұрын
ዕልልልልልልል ነቦና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃቦም ኣምላክ ካብዚ ዘለናዮ ናይ ስደት ፋሕፋሕን ጭንቀትን የውጸኣና
@SolomonGebremedhin-wp6lg
@SolomonGebremedhin-wp6lg Ай бұрын
ኣብዚ ኣርእስቲ, ከመይ ማለት ዕልል? ኣብዚ ዕልል ከብል ዝኽእል እንታይ ዩ?
@tirhashaile7515
@tirhashaile7515 Ай бұрын
​@@SolomonGebremedhin-wp6lgዕልልል ማለተይ ደኣ ከምዚ ዓይነት ርህርሃትን ቁንዓትን ኣቦታት ምህላውና ተሓጊሰ እየ እበር ካልእ ኣይኮነን ኩቡር ሓወይእንተተጋግየ ከኣ ይቅረታ
@MihretAregay-hc9bs
@MihretAregay-hc9bs Ай бұрын
እልልልልልልልልል ነቦይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም
@DjejejeFjdjfjfj
@DjejejeFjdjfjfj Ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዕና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FHaile-yf4ub
@FHaile-yf4ub Ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዓልና🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@freweynighebremariam7770
@freweynighebremariam7770 Ай бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egizabher kubor wedina nay agelgulet zebnka egizabher yebarka edmen teinan yehabka egizabher
@genetalem8059
@genetalem8059 Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና አሜን አሜን አሜን ❤
@gizewFilm
@gizewFilm Ай бұрын
Amen Kal hiwet ysmalna
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ንባዓትኩም ሪኡ ፈጣሪ ሰላም ቅሳነትን ይዉርደልና ክብር አቦና 🙏🙏✝️💒💔💔😢
@ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ
@ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ Ай бұрын
እግዚኣብሔር ሓቂና ካህን ጋሳይ ደቁ ይሃበና 😢 ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና
@AaAa-vk7gk
@AaAa-vk7gk Ай бұрын
ባሓቂ ኣቦና ማዓረይይ ❤❤❤😢😢😢😢
@teweldebrhanabreha1293
@teweldebrhanabreha1293 Ай бұрын
ኣምላኽ ሓቂ ልዑል እግዚኣብሄር ሓቅኸም የውፀኣልኩም
@user-dm8hn6ut6p
@user-dm8hn6ut6p Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዓልና ክቡር ኣቦና🤲🤲🤲🙏🙏🙏😥😥😥
@asterghebremeskel8274
@asterghebremeskel8274 Ай бұрын
Kbur Abo kanza wegenatu zsmeom❤ tselotkum rhruh hlnakum egziabher yray yrdeana. Amen
@HjxJjc
@HjxJjc Ай бұрын
አሜን አምላከ ቅዱሳን አቦታትና ይክበር ይመስገን❤ አቦና ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና
@MaremAlfgbb
@MaremAlfgbb Ай бұрын
ብሓቂ ክብሪ ንዓካ ይኹን ክብር ኣምላከይ ተመስገን😢
@ዮዳሄንበል
@ዮዳሄንበል Ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር አቦና ክቡር መምህርና 😢😢
@MeseretAmine
@MeseretAmine Ай бұрын
Elllllllllllll aboy marey edmen tenan yehablna fetari komakum yebzhlna fetari❤❤❤❤❤❤❤
@asterghebremeskel8274
@asterghebremeskel8274 Ай бұрын
Elllll Elllll Elllll ❤Egziabher ztemesgene ykun ❤❤❤ kemziatiom merahti haymanot yebzehalna beunet❤❤❤❤❤❤❤
@tsigearaya4242
@tsigearaya4242 28 күн бұрын
🙏እዋይ ኣምላኽ ምሕረቱ ይሃበና ጽላኣይኩም ኣቦይ ማዓረይ በረከትኩም ኣይፈለይና ሓቅኹም እወ ከምደቂ ዛግራ እወ ፋሕ ኢልና ጸላኢና ፋሕ ይበል ኩሉ ነግርና ዝሕዝን ኮይኑ ናይ ኤርትራውያን ነገር ትራኡ ዘይፈልጥ ነንሕድሕድና ንቃተል ታይ ከ ዘይ ወረድና ኣምላኽ ባይነ ምሕረቱ ይርኣየና አሜን ✝️
@babuasseb5182
@babuasseb5182 29 күн бұрын
Kal hiwet yesmalna abona. Egziabihier xolotkum ysmalna.
@haragozana3340
@haragozana3340 Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ተሰመዓልና አምላክ ይሐግዞም ከምዚኦም ዝበለ አቦ የብዘሐልና
@Ngsti-e3g
@Ngsti-e3g Ай бұрын
ፍቁራት ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ኣሕዋተይ ከይተሓልፉኒ ብሰም ወላዲት ኣምላክ ኣይክፈሎን እዩ ሳብሰክራይብ ሓጉዙኒ❤
@HiwetHiwet-m2y
@HiwetHiwet-m2y 26 күн бұрын
ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ልቦና ይሃበና😢
@tekliasmellash3289
@tekliasmellash3289 Ай бұрын
Kal hiwet yesmialna 🙏🙏🙏
@miletebeletse443
@miletebeletse443 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ልብኻ 💔🙏ዝትክፍ ቃል ኣቦና ከማኩም ኣቦታት ይብዝሕልና ብዕድመ:ብጥዕና ይሓልወልና🙏❤
@HaWa-u8d
@HaWa-u8d Ай бұрын
አቦና ዕድመን ጥዕና ያሓብኩም ፈጣሪ🙏🙏
@YoditTeweldeGebrehiwot
@YoditTeweldeGebrehiwot Ай бұрын
Egzabiher Amlakna gn endai bhaqi ayhadegenann temesgen ❤❤❤
@melestesfay2043
@melestesfay2043 Ай бұрын
ኣየ ንብዓት ሓቂ ጸላኢኩም ይንባዕ ኣቦና😭😭😭
@mulueasmelash5281
@mulueasmelash5281 Ай бұрын
Amen amen amen Kale hiwet yesmealna
@ممنن-ص6خ
@ممنن-ص6خ Ай бұрын
🙏ቃለ ሂወት የስመዓና ክብር 👏👏👏🌿🌿🌿አሜን አሜን አሜን እልልልልል❤❤❤❤
@JonMan-w5o
@JonMan-w5o Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ተመስገንካ መድሃኒኣለም ኣቦይ ንሃገርና ትግራይ ንሃገርና ኤርትራ ሰላሙን ምሑረቱን
@samrihaylay6720
@samrihaylay6720 Ай бұрын
ኡፋ ፀላኢኩም ይምባዕ ክቡር አቦና😢
@SenaitTsegazab
@SenaitTsegazab 29 күн бұрын
ዕልልልልልልል ብሃቂ ከምዚኦም ይብዘሃልና!!
@bestebeste5137
@bestebeste5137 29 күн бұрын
😢😢😢😢😢😢
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ Ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር አባና
@AdoNebu
@AdoNebu Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ክቡር አቦና እግዚአብሔር አምላክ ሰላሙ ይስደደለና😢
@tarikadem7893
@tarikadem7893 Ай бұрын
Egzabher ኤድመን ተናን የሃብልና ኣቦና 🙏🇪🇷ከማኹም የብዝሑልና ፈቅሪ ሄዝበና ኣብ ሓደ ከምጽዑልና 🙏🙏🙏
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ Ай бұрын
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ኣቦና ፀላኢኩም ይንባዕ 😢ትክክል መምህሬይ ወለድና ዓቢይ ሰብን ዓቢይ ኦምን ኣይታክለአና ይብሉ❤ኣብ ተፈቲዊ ቶኩ ሸው ቀሪቦም ሰሚዒካ ዘይፅገብ ት/ት እዮም ህቦምና ጸጉኡ የብዘሐለም🙏
@NchGhg
@NchGhg 29 күн бұрын
ክቡር አቦና ዝሃበን ፈጣሪ ይመስገን❤❤❤
@زينب-ث4ج6ش
@زينب-ث4ج6ش Ай бұрын
ባሐቂ ከበር ኣበና አ/ሄር ባዓኒ ምሕረት ይጠመትና😢😢
@WediNega
@WediNega Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና:ከምኡ ውን ነመስግነካ ሓውና ስልጣን ነዚ ቃሎም ናባና ንክበጽሕ ዝገበርካ ክብሪ ዝግብኣካ ክቡር ሓዉ🎉🎉🎉እ/ር ንኦርቶዶኩስ ይሓሉ🙏🙏🙏 ንህዝብና ጾሎት ቁዱሳን ይሓልዎ::
@onlyme8144
@onlyme8144 Ай бұрын
Kubur abona egziabiher edmen tenan yhabkum kemakum sle hzbun haqn zhali yebzhalna
@HafiHadush
@HafiHadush 27 күн бұрын
Kale hiwet yesmealna kbur abona
@òdìiiii-i8s
@òdìiiii-i8s 29 күн бұрын
nebona kbri ykunom 😢😢😢hzbna dma btmrtom ymehar lbu ykefet.......netom kal'ot kahnatna gn ayneward kab egziabher kbri aywehabenab eyu....amennnnn
ርእይቶታት ሕዝቢ
31:06
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 6 М.
ሓሶት ክፈሽል ከሎ
23:54
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 10 М.
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
00:27
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 16 МЛН
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
好人小丑
Рет қаралды 120 МЛН
ስለምንታይ ብዙሕ ሰብ ዝስዕቦም?
22:30
Aklilu H.michael
Рет қаралды 44 М.
መደብ ኣፍልጦን ምስገናን ሰልጠነ ግርማይ ኣብ መቐለ)
37:30
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 58 М.
ን ፒራሚድ ዝሰርሑ ህዝቢ ተረኺቦም!
47:35
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 143 М.
እዝንኻ ዘሕምም ጸርፊ / ሓደራ ሰሚዕኹም ሼር በልዎ
24:13
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 30 М.