ናይ stocks//መኽሰበን ክሳራን ፈሊጥካ ምውፋር

  Рет қаралды 581

FUTURE VISION

FUTURE VISION

Күн бұрын

Пікірлер: 8
@siemmedia
@siemmedia 19 күн бұрын
ብጣሚ ኢና ነመስግን❤
@finot3046
@finot3046 19 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ እንቃዕ ብደሓን መጻእካ ❤❤❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AdayHiwet
@AdayHiwet 17 күн бұрын
1st time watching you. XbuQ AjoKa 🎉
@futurevision-k2y
@futurevision-k2y 16 күн бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻኻ/ኺ
@MRG87248
@MRG87248 17 күн бұрын
ጽቡቅ መደብ ኣለካ ቀጽሎ፡ ከም ርእይቶ ግና እዛ ቻነልካስ 90k subscribers ከም ዘለካ ይሕብር ግን ከኣ መደብካ ዝከታተሉ 1%-2% ጥራይ ኢዮም ብሓቂ ድዩ እቲ ቁጽሪ ሳብስክራይበርስ ክንድኡ ብዝሑ ኣበይ ተሸሪቦም ደኣ ዘይከታተልዎ?
@SOLYENTERTAINMENT
@SOLYENTERTAINMENT 17 күн бұрын
The Chanel was about entreatment people like movies they do not want to educate
@futurevision-k2y
@futurevision-k2y 16 күн бұрын
ኣሃሃሃሃ ጽቡቕ ኣስተብሂልካ ኣለኻ።እቲ ምኽንያት ኣብዛ ቻነል መዘናግዒ ፊልምታት ደርፊ ዝኣምሰሉ መዘናግዒ እየ ዝፍኑ ኔረ። ሕጂ ግን ዝጠቅምን ዘዕብን ዝበልኩዎ ክፍኑ ምስ ጀመርኩ ከም ዝመስለኒ ናትና ሰብ ካብ ምፍላጥ ናብ ምዝንጋዕ ዝዛዘወ ይመስል። ኣነ ውን ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ።
@MRG87248
@MRG87248 16 күн бұрын
@@futurevision-k2y ንነብሱ ኣይበል እንበር እቲ መሃሪ መደባት መገደሶ ብዝኮነ ግን ጽቡቅ ስራሕ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ ቀጽሎ
Почему Катар богатый? #shorts
0:45
Послезавтра
Рет қаралды 2 МЛН
The Lost World: Living Room Edition
0:46
Daniel LaBelle
Рет қаралды 27 МЛН
ክኢላ ተዛራቢ ክትከውን ዝገብሩኻ 6 ሜላታት
14:41
ንኹሉ ቁሩብ ኩን
4:26
Robel Wisdom
Рет қаралды 50 М.
Почему Катар богатый? #shorts
0:45
Послезавтра
Рет қаралды 2 МЛН