ናብ ኤደን ከሰተ ኣብጽሑለይ ።

  Рет қаралды 108,054

Dawit TV ዳዊት

Dawit TV ዳዊት

Күн бұрын

New eritrean movie 2024
‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@zarafltet‬ ‪@HDMONANEBARIT‬ ‪@HidmonaTelevision‬ ‪@gereemunentertainment‬ ‪@solomedia9376‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@tefetawitalkshow‬ ‪@fnanappinfotech‬ ‪@EriOneTouchEntertainment‬ ‪@ERISAT‬ ‪@MahderPro‬ ‪@MahdernaEntertainment‬ ‪@YonasMaynas‬ ‪@maggyshow‬ ‪@neshnesh_show‬ ‪@DasnaTv‬ ‪@beridani‬ ‪@zomaychannel‬ ‪@yikealotv‬ ‪@logbiba2500‬

Пікірлер: 733
@rgatkonjo
@rgatkonjo 5 ай бұрын
ኣብዚኣ ዘሎ ጅግና መንእሰይ ኣነስ ክፈትዎ ብጣዕሚ እየ ዝካታተሎ በሊሕ ርእሲ ዝውንን♥️😘
@weldayteka9690
@weldayteka9690 5 ай бұрын
ብጣዕሚ በሊሕ ደስ በሃሊ መንእሰይ
@songohan7170
@songohan7170 5 ай бұрын
ተላላኪው አሽባሪው ሰራ አስፈጻሚው ትግራይ ወያኔ በፍጹም ማታምነው በተንኳል በሴራ በደባ በሽፍጥ አካላቱ የተገነባ ነውረኛ ጭምር ነው :: ይህ ሲባል ስው ለመኳነን ለመወንጀል ሳይሗን ወደዋላ መለስ ብለን ታሪኩን ሂደቷውችን ብንመለከት እኩይ ምግባሩ ቁልጭ ብሏ ይታየናል :: ወያኔን እና የዚ እኩይ ስብስብ ማመን ቀብሮ ነው :: 👈🏽💊❌
@songohan7170
@songohan7170 5 ай бұрын
ተላላኪው አሽባሪው ሰራ አስፈጻሚው ትግራይ ወያኔ በፍጹም ማታምነው በተንኳል በሴራ በደባ በሽፍጥ አካላቱ የተገነባ ነውረኛ ጭምር ነው :: ይህ ሲባል ስው ለመኳነን ለመወንጀል ሳይሗን ወደዋላ መለስ ብለን ታሪኩን ሂደቷውችን ብንመለከት እኩይ ምግባሩ ቁልጭ ብሏ ይታየናል :: ወያኔን እና የዚ እኩይ ስብስብ ማመን ቀብሮ ነው :: 👈🏽💊❌
@samirayusufomer
@samirayusufomer 5 ай бұрын
Kid nezi luhug
@samirayusufomer
@samirayusufomer 5 ай бұрын
Sakt logiba is the best
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 5 ай бұрын
አነ ትግራወይቲ እየ ግን እቲ ግዜ ድአ እዩ ንእስነትን ስሚዒትን እናኮነ ካብኡ ለ እቲ ኩናት ፅዕንቶ ስለ ዘሕድረልና እምበር ፍቅሪ ዝመስል ዶ አሎ እዩ ፍቅሪ ሰላም ተሃልዩ ኮ ትግራይናለ ህዝብና ሰላም ይረክብ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ውን ሰላም ይረክብ ልቢ መሊኡ ይነብር ንትግራይ ገዳማት ዓመቱ ይመፁ አንሕና ውን ንከድ በረከት ንካፈል ነይርና ሐዚ ውን ይምነ ብፅልኢ ኮናት ኮ አሕዋትና እዮም ዝጎድሉና ዘለው እምበር ታይ ዶ ረኪብና ኢና አዕሙቅ አቢልካ ትሓሲብካዮ አሕዋተይ😢 ዓለም ገፋሕ እያ ብዘይምስማዕ ግን አዝያ ትፀበና አሎ ግን አምላክ ቅዱሳን ይሓዋውሰና ብልቢ ክንፋቀር ባዕሉ ይሓግዘና❤❤❤
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 5 ай бұрын
እግዝኣብሔር ብሃይማኖትና እምበር ብሃገርና ኣይኮነን ዝፈልጠና ስለዚ ንሱ ድማ ተፋቀሩ እዩ ዝብል GBU🙏
@sere6279
@sere6279 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 5 ай бұрын
@@abrahamtesfai6597 እወ ዓጋመ እየ ብፃባን ብጠስምን ዝዓበኩ ዘሕፍረኒ ድዩ መሲሉካ ካማካ አይኮንኩን መሕደሪት ሰይጣን ብፀርፍን ድንቁርናን ዝተመላእኩ እቲ ዝፃሓፍክዎ ፅሑፍ ውን ንዓካ ከማካን አይውክል።
@apromisinglifeትስፉዉናብራ
@apromisinglifeትስፉዉናብራ 5 ай бұрын
Amen Meqeret haftey Egzabher yifelit Ajoki ❤😊
@Ferahbilina
@Ferahbilina 5 ай бұрын
ትሰርቁ ከንክም ኢንበር
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 ሰላም ዝፀል ሰይጣን እዩ ደስ እዩ ዝብል ባህልና ሓደ እዩ እንዳ ደቦጭ ድራማ ይከታተሎ እየ ናይ ገዛይ ታሪክ እዩ ዘሪኤኒ ብዙሕ ፊልምታት ይከታተል እየ ስልሚ ሓሳብ አነ ግን ትግራወይቲ እየ ዝሓለፈ እናዘከርካ ቂምን በቀልን ምሕሳብ ንድሕሪት እዩ ዝመልስ ንቅድሚት ክንቅፅል አለና ናይ ኽልቲኡ መራሕቲ ክሳብ ዝፈቅዱልና አይንፀበ ባዕልና ንፍቀር ኤዱ ዝገበርክዮ ድንን ኢለ የመስግን ❤❤❤
@atopiatopi5602
@atopiatopi5602 5 ай бұрын
ብሽም ኣዱ ላይክ
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 5 ай бұрын
❤❤
@NahomZeru-y6q
@NahomZeru-y6q 5 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@eritre12355
@eritre12355 5 ай бұрын
ኣንታ ተጋሩ ሓደ ኣይኮናን
@hagosgebremedhinkrar975
@hagosgebremedhinkrar975 5 ай бұрын
ዕድመ ይሃብካ ዳዊተይ ድምፃዊ ሕጉስ ካብ ትግራይ ሰላም ኢና ንደሊ።
@lilihadgu
@lilihadgu 5 ай бұрын
ዶ? እንታይ ትብል ወደይ። መን ድኣ እዩ ሰላም ዘይደሊ?
@ertrawieye6873
@ertrawieye6873 5 ай бұрын
ግን ሕቶ እዶ ክሓተኩም ነዚኣ ትድግፉ ዘለኩም ሰላም ዝጸልእ የለን ግን ነዚአን መልሱለይ ንምንታይ ባዴራ ትግራይ ክግበር ተደልዩ ኣበይ ኣላ ናይ ኤርትራ ባዴራ ካላይ ከኣ ንዚኣ ዝሰርሐ ከ እንታይ ዓይነት ኣተሓሳስባ እዩ ዘለዎ ዝዛርውቦ ሰሚዕክሞ ዶ ትፈልጡ እዚአን መሉሱለይ ግን ናይ ብሓቂ ድዩ ንሰላም ጥራይ ኢሎም ሰሪሖማ እዞም ዝደርፉ ወይ ዝስዕስዑ ዘለዉ ኣይበልኩን ግን እሮም ንውዚ ዘዳለዉ መልሱለይ ባይ ዘወይ ሰላም ኩሉ ይደልዮ እዩ።
@selamselam6517
@selamselam6517 5 ай бұрын
Kulu kyhn bchan hbri bandiera Tgray zmeslom behamat abey alo giega ktftshu dkas zeyblkum aythderu. Bchan kyhn wn ab bandiera Eritrea aloyu. Biabiu eti tegieru zelo senay neger reayu.
@yohani6789
@yohani6789 5 ай бұрын
Lkee aleka selam zxelee yelen gn nmntay eden bandiera Eritrea zurya zeygeberet bandiera tgray giera
@መሓረናኣምላኽ
@መሓረናኣምላኽ 5 ай бұрын
Nay bhaqi sq elom werxexex u mber banderana zeytgdbr mo
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 5 ай бұрын
ኤደን ባንዴራ ትግራይ ኢላ ኣይኮነትን እቲ ክዳን ለቢሳቶ ሞ ኸኣ መስቀል ዩ ከም ኩሉ ዓይነት ሕብሪ ሪኣ ኢያ መሊሳቶ ዘላ ስለዚ ካብ ሽርሒ ዘለዎ ኣካይዳ ወጺና ንሕሰብ።ደሓር ከኣ ቀይሕን ብጫን ናይ ትግራይ ባንዴራ ስለዝኾነ ኤርትራውያን ካብዚ ሕብርታት ክንእገድ ኣለና ማለት ድዩ ከመይ ኢኹም ትሓስቡ ከብ ቀልዓዊ ኣተሓሳስባ ውጹ ሃገር ሕብርታት ፈላሊኻ ኣይኮነትን ልኣላውነታ ዝወሓስ። ስለዚ ናይ በሓቂ ሰላም ትደልዩ ኣበራት ኣይትድለዩ።ብሕብሪ ዝስራሕ ፖለቲካ የለን ውሽጥኹም ጽረዩ ።ኣብ ውሽጥኹም ዘሎ ዘይምሕጓስ ቀምሽ ኣደይ ዓንቂፍኒ ምባል መሸፈኒ ኣይትግበርዎ ። ኪኖ ሕብሪ ዘሎ መኽሰብ ህዝብታት ኣቀድሙ ከብ ሕብሪ ዶ ጽፍሪ ዶ ትብሉ።
@መሓረናኣምላኽ
@መሓረናኣምላኽ 5 ай бұрын
Deleyti fqrs nbeynkum ekum lebamat kkk
@fnanfnan9803
@fnanfnan9803 5 ай бұрын
ሎሚ ይሕጉስካኒ❤❤❤❤ሰላም ብፍላይ ናዓና ኢአረትራ ትግራይ ልዕሊ ኩሉ የድሊ ደኪምና ኩናት
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ 5 ай бұрын
ትግራዋይ ኢዩ ምሽ እዚ ናይ መወዳእታ ወዲ ንሕና ብዱላት ንሕና ንደልዮ እቲ ሰላም ልዕሊ ኩሎም እረ ተመስገን መድሃኒኣለም ኣቦይ ካብዚ ደላይ ፍቅሪ ህዝቢ ዝፈጠረኒ🙏❤
@sium5757
@sium5757 5 ай бұрын
Tklele selam b kulu wegen eu zdle delo ajoki
@SamiLondon
@SamiLondon 5 ай бұрын
ንሕና ዉን ብዱላት ኢና ፡ሰልስተ ወራራት ኣብ ግዜ መለስ ጸኒትና ኢና እቲ ጓሂ የሕዋትና ዝከፈልና ኢና ንፈልጦ።ግን እዚ ኩሉ ብሰንኪ መራሕቲ ምዃኑ ስለ ንፈልጥ ኩሉ ዓዲ ገዲፍሎም ወጽዩ።ኣብ ልዕሊ ጽልኢ ህዝቢ ትግራይ ዝተሃንጸ ርእሲ ኤርትራዊ ፈሊጥናዮስ ንሕና ተጋሩ ኢና ይብሎም ኣሎ መንእሰይ ስለዚ ንስኹም ከኣ ሕግዙና ።ህዝቢ ስለ ዘይነቅሐ እዩ እንበር ንዓመታት ኣብ ስልጣን ዘጽንሖም ምኽንያት እዚ እዩ፡እንበር ክሳብ ሕጂ እንተገደደ 4 መራሕቲ ምበጻሕና ብሕጊ ተመሪጾም ብሕጊ ዝወርዱ ።እዚኦም ግን ገና ብደቅደቆም ህዝቢ እንዳናቆቱ እንዳዓመጹ ክቅጽሉ እዮም።ህዝቢ ካብተን ዝጥቀሙለን ኣጀንዳ ምስ ዘይወጽእ ግን መዋእልን መሳርሒኦም መናበሪ መንበሮም ክንከዉን ኢና።
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ 5 ай бұрын
@@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃኣብ ጎቦ ዘሎ ንፋስይ ይውሰዶ ኣብ ሩባ ዘሎ ዉሑጅ ይውሰዶ ፍቅሪ ደሊካ ገዳዲፍካ ጽልኢ ደለኪ ኣካብኪብካ ልዕለና ኣሕዋት የለን ኣብ ዓለም ግን ብሰንኪ ዘይጠቅሙ መራሕቲ ድራርን ዓረራት ገሮም ንኩልን ኣዴትታ ኣቦታትን ኣዘክቲሞም ብክልተ ሸነክ በብግዜኡ ሕማቅ ኣጋጣሚ ዕደልና ድዩ ድንቁርናንናስ ጸኒትና ኢና ትግረዋይ ይኩን ኤርትራዊ ክንድይ ራኢ ዝነበሮም መናእሰይ ኣዋልድ ኣብ ዘይዕድሞኦኦም ተቆጽዮም እዮም። ሕጂ ናትና ኪደ ሰላም ገርካ ንባር እያ ተጽብቀልና እዞም ናይ 50ታት መራሕቲ ዓለም ወዲኦማ እዮም።
@songohan7170
@songohan7170 5 ай бұрын
ተላላኪው አሽባሪው ሰራ አስፈጻሚው ትግራይ ወያኔ በፍጹም ማታምነው በተንኳል በሴራ በደባ በሽፍጥ አካላቱ የተገነባ ነውረኛ ጭምር ነው :: ይህ ሲባል ስው ለመኳነን ለመወንጀል ሳይሗን ወደዋላ መለስ ብለን ታሪኩን ሂደቷውችን ብንመለከት እኩይ ምግባሩ ቁልጭ ብሏ ይታየናል ::
@hannak.4379
@hannak.4379 5 ай бұрын
I9+99
@slama-sl8yl
@slama-sl8yl 5 ай бұрын
ኣነ ከም ሓንቲ ትግራዋይቲ ደስ ኢሉኒ ሰላም ንኩሉ ወዲሰብ ሰላምምምምምም🇻🇳🇪🇷
@sdet-id3oc
@sdet-id3oc 5 ай бұрын
✊🏾
@Meszzarabi
@Meszzarabi 5 ай бұрын
ከማኺ ተሐጉይሰ ✌️🇪🇷
@AsmitOsman
@AsmitOsman Ай бұрын
Mss tgrawet selm indeln gahf
@luwamgebrehiwot1882
@luwamgebrehiwot1882 5 ай бұрын
ኣነ ከም ኤርትራዊት መጠን ደስ ኢሉኒ ምስ ሰላም ዝምዛዘን የለን ሰላም ንኩሉ ወዲ ሰብ ብፍላይ ከኣ ንዓና ንኤርትራውያን ንተጋሩን ኣድላዪ ዩ ግን ኣብ ሓደ ሓደ ሰባት ደቂ ተጋሩ ረኣይዎም ደቂ ትግርኛ ትብሉ ዘለኩም ተጋሩ ኩኑ ኤርትራውያን ደቂ ትግርኛ ኣይኮኑ ደቂ ትግራይ ኣይኮኑ ደቂ ክልተ ሃገር ኤርትራውያንን ተጋሩን ሰላም ንክመጽእ ይዝምሩ ኣለዉ ኣብ ሰላም ተሓቢእኩም ፖሎቲካ ክትሰርሑ ትሓስቡ ከይትህልዉ ዝገደደ ከይመጽእ ልብና ኣንጺህና ኩላትና ንሰላም ንድልያ ንመነያ ንቀብላ ክትመጸና ያ ብዘይ ሕርኽራኽ ከከውን ይላቦ ሰላም የውርደልና እግዚኣብሄር ሙሉእ ይግበረልና ❤❤❤❤❤❤❤ ዳዊታ ❤
@eritraweteritrawet7048
@eritraweteritrawet7048 5 ай бұрын
ንስኻ ኤርትራዊ' አይኾንኻን ሐሳዊ
@Kevindurant35734
@Kevindurant35734 5 ай бұрын
ሓሳዊት ድቃላ ዓጋመ
@Meszzarabi
@Meszzarabi 5 ай бұрын
@@eritraweteritrawet7048ንስኻ ድቓላጎንደርእምበር ጉሐፍ
@Meszzarabi
@Meszzarabi 5 ай бұрын
@@Kevindurant35734 ጀልፋፍ ድቒላ ጎጃም አድጊ
@loveelroi4453
@loveelroi4453 5 ай бұрын
Tegaru selam bixihfet tray eikum tifeltiwa
@milusayo
@milusayo 5 ай бұрын
ክብራ ተኸባቢራ በብናትና ንዕገብ ኤርትራዊ ብናቱ ዕጉብ እዩ ባጽዕ ናትና ዓሰብ ናትና ምባል ገዲፍኩም ተጋሩ ብናትኩም ዕገቡ ንሱ ዩ ዘርብሓና ንኹላትና ኤርትራዊ ንሰላም ዝርጉሕ እዩ ኢዱ
@betiel6495
@betiel6495 5 ай бұрын
Yes selam des yeblena neana leili tegaru nhna nedelyo gen nhagerna ketemtulna ayndeln aab hagerna koyna kenfaqer des yebleni kem ane
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 5 ай бұрын
ኣታ ረሳሕ ደደብ ታዴኻ ዝኣሬሜኔ ሕወሓት የኾነይ ድዩ ስጦታ ልሃበካ ዓሰብ እና ባፅዕ ናብ ዋናታተን ክምለሳ እየን ሞት ልሕወሓት
@NegasiKidane-lw7pc
@NegasiKidane-lw7pc 5 ай бұрын
ከላ ግደፈና ዓሰብዶ ዓሳዶ ካብ ትብል ሰላም ጽቡቅ ምዃኑ ሓቢርካ ሸተት በል ዓጃው 🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 5 ай бұрын
ጀግና ኣያና ጀነራል ጆን ብላክ ልሰራዊት ብርጌድ ልሓመዱ መሩሑይ ላይ ኣያና ራእሲ ኣሉላ ፈረስ ውሃ ልጠጠሉ ልነቨረ ቀይሕ ባሕሩይ ላው ትግራይና ክምልሰልና እጁ። ትግራይ ትዕወት።
@Jbsr-m4f
@Jbsr-m4f 5 ай бұрын
​@@azaziyohannes8873እዋይ ትግሪኛ ቻይና ብኣካላ
@semharkahsay-uh4kf
@semharkahsay-uh4kf 5 ай бұрын
Always proud of you little brother Dave ❤ Edu Waero keep going the good work we all 🇪🇷👈 proud of you 👏
@mussiedebrezion554
@mussiedebrezion554 5 ай бұрын
Hi DAWIT I am one of your followers I don’t expect this kind of comment from you because these tigrians are our bloody enemies you should promote tigran propaganda.God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷
@maranata9067
@maranata9067 5 ай бұрын
You said right ✅
@TadeluDeri
@TadeluDeri 5 ай бұрын
ኣነ ትግረወቲ እየ ግን ድእራማ ይካታተል እየ ቦለቲካ ናኣይ ጠረበዛ እዩ ቃኣቃና ግን ባሃልና እዩ🎉🎉🎉🎉
@genettesfamichael3958
@genettesfamichael3958 5 ай бұрын
ሰላም የውርደልና። ውግእን ወረ ውግእን ይኣኽለና❤
@geralegas47
@geralegas47 5 ай бұрын
ዳዊት ኣጆኻ በቲ ትገብሮ መደብ ብዛይዳ ናይ ክልቲኡ ህዝቢ ሰላም ነዚ ዞባ ኣዚዩ ወሳኒ እዩ ካብ ሰላም ብዙሕ ረብሐ ኣሎ ካብ ኪናት ግና ጥፋኣት ሞት ዕንወት እዩ ስለዚ እዞም ስነጥበባውያን ዝገበርዎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጉዳይ እዩ ሰላም ዝያዳ ዝመጽእ ብህዝቢ እዩ ስለዚ ንድፋኣሉ ኣጆኹም ኣምላኽ ያኣክል ይበለና።
@dermes05
@dermes05 5 ай бұрын
ነን መሬትካ ሒዝካ ሰላም ፍጠር :: እህዋት ኢና ! ብሐንሳብ ንኩን ! እንዳበልኩም ፅባህ ንደቂ ደቂና ነውርሶም ሙሉእ ደቡባዊ ኤርትራ /ከም ወልቃይት ክኸውን ኢዩ/ወልቃይት ስጋብ መወዳእታ 1970ታት ናይ ጎንደር ኢዩ ኔሩ አቦታትና ብቱርኪ ምስጣልያን እንግሊዝ እብ ኤርትራ ተዋጊኦም ክደክሙን ክእርጉን ኮለው ንሰሜን ጎንደር /ወልቃይት/ክይዶም ናይ መጨረስታ ጊዚኦም ናብራ ውን መስሪቶ ዝነብሩ ኔሮም ንትግራዋይ ዝአምን አይነበረ ህጂውን ኩሉነር ታአዘብዎ : ታሪክ ኩሉ አቦታትና ከምዝበልዎ ኢዩ /ትእዘብ ይድገም አሎ / ሐላያት አይትኹኑ/
@BirhanMebrahtom
@BirhanMebrahtom 5 ай бұрын
አነ ትግራወይቲ እየ ግን እዚ ፕሮግራም ብጣዕሚ እየ ፈትየዬ ሰላም ንኩላትና። No more war ❤❤❤❤🙏🌼🌼🌼🌼🌼
@AKI-o5t1e
@AKI-o5t1e 5 ай бұрын
ዳዊት is smart boy ይመችኻ ሰላም ንኹሉ ህዝቢ
@Meszzarabi
@Meszzarabi 5 ай бұрын
አቲ ጅግና ከም አቦታቱ ዳዊት ናትካ ትብዓት መሊሱ ነቲ ሐቂ በሲዕዎ 🇪🇷🙏✌️🇨🇳
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 5 ай бұрын
ፖለቲካ ንህግደፍን ንሕውሓትን ንግደፎ በጃኹም እዚ ቶግ ቶሮግ መዋእልና ኣጽሊእና ኣሎ ብዘይካ ክሳራ ካልእ ዘይብሉ
@hagosfessehaye31
@hagosfessehaye31 5 ай бұрын
Xbuk Alka ,entay emo keltie mengesti keytarequ selam mlue aykowenin eyu.
@teklitnguse7776
@teklitnguse7776 5 ай бұрын
Weewwwww❤❤❤❤❤❤❤
@teklitnguse7776
@teklitnguse7776 5 ай бұрын
Weewwwww❤❤❤❤❤❤❤
@loveelroi4453
@loveelroi4453 5 ай бұрын
Hgdef malet hzibi u .. kemEu zibahal yelen gezana hawi yikaxel nihina gin suk eilna nifaker kem malet u
@HelenWeldeslase
@HelenWeldeslase 5 ай бұрын
Dawitom ነዚ ትግራዋይ ኣዝየ ኣድኒቀዮ እቲ ሓቂ ከምዚ ዝበሎ እዩ👌 keep doing Dawit 👌💪💪🇪🇷
@MiliMoba
@MiliMoba 2 ай бұрын
Yes tikikile kindey alo denkoro hilufe fikri tezarebeti hade kanka hey felt aredeyom ni edey kea keytitinkufula🎉🎉🎉❤❤❤❤
@سارهمحمد-ث1س
@سارهمحمد-ث1س 5 ай бұрын
ደስስ ባሃሎ የኦም ፊረ ጓል ራያ ብልፅቲ🇪🇷❤️💛😘😘💘💖
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 5 ай бұрын
ዋው ማርያምን ክትርአ ከለካ ቆልዓ ትምስል ትብዓትካግን ጎብዝ ንዓካ ለ ሂወትካ ኩሉ ስላም ዝዓስሎ ይግበርልካ ምዓረይ ሕልፍ ሕልፍ እለ ይካታተለካን እንድየ ለማዓንቲ ግን ፅን እለ እየ ስምዐካ ኮሜንት ከይፀሓፍኩ ክሓልፍ ኣይካኣልኩን በርቲዕ❤💛🇱🇧👍
@hitesfay8474
@hitesfay8474 5 ай бұрын
Yessss Eden Is The Best Teacher Of Love and Peaceful Families As Well As The Bright Future Generation and The Strongest Identity.
@godisgood177
@godisgood177 5 ай бұрын
Good job beautiful speech God Bless you from ❤️💛
@KinVry-nm6cg
@KinVry-nm6cg 5 ай бұрын
ኤዱ ሽኮር ሰላም ናይ ልቦና ዕረፍቲ እዩ
@same8813
@same8813 5 ай бұрын
ነሽነሽ ሲ ዕላማካ ካልእዩ ሎቅማጽ ኢካ መራሕቲ ኢትዮጵያ እበር መሪሕነት ኤርትራ ንሰላም ኣብዩ ኣይፈልጥን ዩ ከዳሚ ስርዓት ግን ሰላም ኣይደልዩን እዮም
@hope2021-p5t
@hope2021-p5t 5 ай бұрын
bravo dawita lebam.kexilo.kab kuinatn hwketn zrebh yelen
@RedwanSeladin
@RedwanSeladin 5 ай бұрын
ብቀደሙ ዘይንሶም መን ረብሽ ና ጌና ተጋሩ አብ ርእሰኩም አለና ደቅዛ ቋማላት
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 5 ай бұрын
🇪🇷❤️👍🤣
@Tickeymielu
@Tickeymielu 5 ай бұрын
ናይ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ሓሳብ ዘቅርብ በሊሕ መንእሰይ ኢኻ ሞ ቀጽሎ ዝዓርከይ ዘቢሀረ ዓዲቀይሕ❤❤❤🎉
@medhanieghirmay858
@medhanieghirmay858 5 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ኣነ ዝሓስባ ኣብ ርእሰይ ቀጻሊ ስነ -ጥባባውያን ኣርማና እዮም ስለዚ ነዚ መንእሰይ ንጽቡቅ እንተ መሪሖሞ ብርግጽ ዓወት ክመጽእ ዩ! ብዛዓባ እዚ ናይ ባዓል ነሽነሽ ዘይቀዋሚ ዘረባ ኣይፋል ካብ ሕጅ ማለት መራሓቲ ደኣ ወላ ብባቡራት ኣይባሱን 😂 ህዝቢ እንተ ተፋቅርና በዮም መራሕቲ ድዮም ክጋጠሙ ሕማቅ ሓሳብ ኣለና መንእሰይ ነንሕዱ ይፋቀር ናይ መራሓቲ ትርጉም የብሉን በይኑ ዝዋጋእ መራሕ የለን ባሓቂ ንፍቅሪ ንፍቅሪ ንፍቅሪ ዝሞቱና ኣሕዋትና ኣሓትና ኣቦታትና ሓፈሻዊ ስድራና ይኣክል እንታ ክንደግም ኢና ብስፍራ ክንደይ ግዜ ክንቃተል 😢 ኣምላኽ ይሓግዘና ኣጆኹም ኩሉና ንፍቅሪ ብፍላይ ስነ-ጥበባውያን።
@AAGTOSS
@AAGTOSS 5 ай бұрын
"ኣስመራ ተዘይ ኣትየስ ኣይትግራዋይን እየ....." ንዝበለ ኸ ኮኒንካዮ ዶ፧
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 5 ай бұрын
Dawita jegna xbuk meglexi edu beautiful ♥️🇪🇷♥️🌳♥️♥️🌳💒
@MaikelKesete
@MaikelKesete 5 ай бұрын
ብርግጽ ሰላምን ፍቅርን እዩ ዘድልየና❤
@yirgalembeyene4396
@yirgalembeyene4396 5 ай бұрын
ብሓቂ ኣድኒቐካ ዴቭ ንጽልኢ ንሕና ኢኒ ንሰብሮ እምበር መራሕቲ እማ ክውድኡና'ዩ ሕልሞም👊
@robelfitwi2342
@robelfitwi2342 5 ай бұрын
That’s why I like you man 🌹ንቁሕ መንእሰይ👍
@timarsolomon1121
@timarsolomon1121 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ኩሉ ኢልካዮ ኑኡሰይ ቀጽሎ።
@adegoytay7989
@adegoytay7989 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዳዊት ሓወይ ክልቲኡ ህዝቢ ኣብ ዝኮነ ኮመንት ናይ ፖለቲካ እንተኮይኑ ይጻረፉ ሕማቕ ይዛረቡ ትርእይ ኣብ ገለ ከኣ ከምዚ ናይ በዓል ኤደን ካልኦትን ንሰላም ንፍቕሪ ዝዕድም ክርእዩ ከለዉ ከኣ ሓደ ሕዝቢ እንዲና መራሕቲ በዲሎምና እምበር ይብል ዘገርም ዩ በቃ ንፋስ ናብ ዝነፈሰ ምኻድ ማለት ዩ ከም ኩናት ዝኸፍእ የለን ዝጸልኦን ዘፍረሓንን ነገር ዩ ወላ ብሕልሚ እየ ዝፈርሖ ከቢድ ዩ እግዚኣብሄር ሰላም የውርደልና ናብ ልብና ይምለሰና!
@ChifuNamerod
@ChifuNamerod 5 ай бұрын
Dawita Abi seb keep going bro❤
@erina2932
@erina2932 5 ай бұрын
ወያነ ኣብ ኤርትራ ዘለዋ policy ከየቛረጸት ምስ ህዝቢ ትግራይ ናይ ሰላም ጉርብትና ክትገብር ኣይካኣልን እዩ መኽንያቱ ካድራታ ኤርትራውነት ክጠፍእ ኣለዎ እንዳበሉ.........ወዘየ
@olgafesshay9294
@olgafesshay9294 5 ай бұрын
ዳዊት ሐወይ ተባረክ ❤🤝🌹👏🥂 እግዚአብሔር ይመስገን . ሰላም ደይደልይ ሐተላ ሐተላ 🦟🦂🕸🕷🦗🐜🐞 ዝኾኑ እዬም ዳዊት ሐወይ ተባረክ .ከሕዝብና ሰላም🌹🤝❤🙏👌🤞🌹🤝❤🙏🌹🤝❤🙏🌹🤝❤🙏
@putajra65431
@putajra65431 5 ай бұрын
ሓደ ሕዝቢ ኢና ደቂ ክልተ ኣደ ማንቱ እዮም ኣይትፍለይዎም❤❤❤❤ ማንታ ቋንቋ ማንታ ባህሊ ኣነ ትግራዋይ እየ ኤርትራውያን ግን ኣሕዋተይ ዮም
@teweldehabte2691
@teweldehabte2691 5 ай бұрын
ኣምላኽ ጸጉ ይሃብካ ዳዊት ወደይ!!! ብሓቂ ልብኖኣ ዘለዎ ምኽሪ ሂብካ!!!
@jagalskarerjagalskarer7590
@jagalskarerjagalskarer7590 5 ай бұрын
እወ ብኤዱ ኣይትምጹና ንግስቲ ባህልና ❤💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗❤❤
@ጓልሰረትብርጌደይ
@ጓልሰረትብርጌደይ 5 ай бұрын
Eden Queen Much Respect ✊ Love You 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 5 ай бұрын
Woww ብሉፅ መንእሰይ ቀፅለሉ 💛❤🌿💙👈
@HenokKidane-m9w
@HenokKidane-m9w 5 ай бұрын
ሰላም ዳዊት ሓወይ ፉልፉሉ እየ ካብ ሊብያ ብዝኮነ ጹቡቅ ተበግሳ እዩ ግን እቲ ክዳን ንትግራይ ኣውክልን እዩ ህዝቢ ድማ ተባኢሱ አፈልትን ቦለትከኛታት አዮም ዝባኣሱ ።
@abelgrmay7770
@abelgrmay7770 5 ай бұрын
ንጹቡቁ ዝጸልእ የለን ነዚቡሉጹ ጸወታ ዝጸልእ የላን ንትሰብ ዝተንከፎ ነገር ተልዩ ከኣ ዳዊታ ኤደን ባንዴራ ምልባሳ ጥራይ እዩ ካልእ ብምንታይ ምክንያት ካባና ንላዕሊ ብርዲኢት ጊራቶ ትከዉን ኢለ ተሰፋ የገብር ተጋሩ ከም ተጋሩ ኮይኖም ክማጎቱ ኤረትራዉያን ከም ኤረትራዉያን ኮይኖም ተተቃራሪቦም ኩሉ ክቅቦሎ ግደን እዩ ሰብ ዝተራኣዮ ክዛረብ ግደንእዩ ዳዊታግን ኣይ ግደን።
@pridetransitllc2197
@pridetransitllc2197 5 ай бұрын
Davo thanks
@arcade2002
@arcade2002 5 ай бұрын
Bitaemi zehizn eyu ezom Artist nzeytekim rehab kiblu kimareshu, Eritrawyan Eritrawyan ena tegaru jea tegaru eyom.Nay selam entekoynu nay kletiu Bandera mugeberu, gitmu kidanu nay tigray gerka ahwat tegaru bihansab wielom mibal gin nwilkom netom sinetebabwiyan yetegrurom enber n Eiritrian aywiklun eyom.
@AnnoyedBamboo-ui5fz
@AnnoyedBamboo-ui5fz 5 ай бұрын
ጅግና
@kehasetesfa4670
@kehasetesfa4670 5 ай бұрын
ዋይ አንታ ሎሙስ እባ ጽቡቅ ተዛሪብካ እስከ በል ይመልኣልካ ቀል:
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing 5 ай бұрын
ኣነ ኤርትራዊት እየ ነዞም ይሕዋተይን ነቶም ተጋሩን ከኣ ሓጎስኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤
@alemdesta454
@alemdesta454 5 ай бұрын
አሜን ፫ ንኩለና ማዓረይ🥺❤
@Kevindurant35734
@Kevindurant35734 5 ай бұрын
ወዲ ርሹን ዓጋመ ከለኻ ኤርትራዊ ክትኸውን ትፍትን ኣለኻ እሞ ከም ጋል ኣይ ዊዕግን 🤣😂😂😊
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing 5 ай бұрын
@@Kevindurant35734 ምሽ በል ኣነስ ኤርትራዊት ብ ኤርትራዉቱ ጎል ኣስመራ ጻዕዳ ከማን ህጉርየ ኢኻ'ኾ ትኸዉን ትጻረፍ ዘለኻ
@Kevindurant35734
@Kevindurant35734 5 ай бұрын
@@FocusOnyourblessing 🤣😂😂🤣😂ከኒፈ ሃየ እስቲ መሓሊ ብስሩ ጋል ኣስመራ ዲኺ ኣይ ዊዕግን ትገብራ 🤣
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 5 ай бұрын
​@@Kevindurant35734ቀታሊ ሓዉ😏
@mxm8763
@mxm8763 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@taameteclemariam155
@taameteclemariam155 5 ай бұрын
ህዝብና ብኣውራጃን ብዘይፍልጠትን ህዝብና ይህሰ ኣሎ እቶም ዝርደኣኩም ሕሰቡ ህዝብኹም ሓግዙ
@konjithagos7591
@konjithagos7591 5 ай бұрын
DAWIT anbesa eidimen tienan yhebika bitaemi tehegise mulue selam ygberelna amlak yhgizena
@alexanderzerahaimanot7475
@alexanderzerahaimanot7475 5 ай бұрын
ኤደን ሓደ ዘይረኣናዮ ወይ ዘየስተብሃልናሉ ኩርናዕ እዮም ኣር እዪምና ምስ ኤሳው ኮይኖም እቲ ኩርናዕ ድማ ምስ ተጋሩ ሰላም ምስ ዝህልወና ማዕረ ክንደይ ምዓበና ነዚኣ ዝሕንኩል ግን ምንቀኛ ጥራይ እዪ።
@Aman80-kn6hl
@Aman80-kn6hl 5 ай бұрын
ዳዊት ሓደ ካብቶም አሕዋትና ዘእስር ዘሎ ወዲ ክእልል ትግራይ ኢኻ ። ኤሪትራ ናይ ትግርኛ ጥራሕ ከይመስለካ ንዉቕያኖስ ተሰኪምካዮ ትግራይካ ሓዘልና
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 5 ай бұрын
🇪🇷❤️👍
@user-jimilal
@user-jimilal 5 ай бұрын
Devo ኣነ ነመጀመርታ ጊዜ እየ ተከታቲለካ ግን ብታእሚ ደጊፈካ ንሰላም ክልተ ህዝብታት ትድግፍ ምካንካ ብቻ ኣብ ሰላም ጠጠው ምባልካ 🙏🙏🙏 Jemal kab tigray mekele 👍
@ሪምምድር
@ሪምምድር 5 ай бұрын
ብርግጽ ኲናት ሰብ ይበልዕ፡ ኩናት ሃገር የባድም። ፍቕሪ ግን ንኩሉ ትኸድን።
@YordanosYordanos-ew9mw
@YordanosYordanos-ew9mw 5 ай бұрын
ሐደ ክትፈልጦ ዘለካ ስለምንታይ ንሰላም እንተኾይኑ ናይ ክልቲኡ ባንዴራ ዘይገብሩ ስለዚ ኣስተባህል
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ 5 ай бұрын
ባንዴራ እንታይ ገባሪት እያ ብሓደ ምህላው እኩል እያ ኣቲ ባሃም
@KfkdkNdkd
@KfkdkNdkd 5 ай бұрын
​@@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ entay alka dexaref ,hasabka hibka zeytkyd kem sebka
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 5 ай бұрын
🇪🇷❤️👍
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ 5 ай бұрын
@@mebrattesfay5436 እዛ ጨርቂ ናይ ሳሓል ናብ ሳሕላ ክንጉሕፋ ኢና
@biniasmerom5757
@biniasmerom5757 5 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ዳዊት ሓወይ እዚ ህዝቢ ሰላም ናፊቑ ኣሎ በዛ ዘቕረብካያ መልእኽቲ ሕልናይ ተተንኪፈ እቶም ናይዚ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሰላም ዘይትደልዩ ፈጣሪ ናብ ልብኹም ይምለሰኩም
@TekGhebremichael
@TekGhebremichael 5 ай бұрын
ዳወት ወርዙይ ማዕዶ ኢካ ንሰላም ክትፈልጣ ቅድም ንሰላም ዘምጽኡ መንደድታት ስራሕ ጥቅሙ ሰላም ክትፈልጥ ።ስለም፡ ፍቅሪ ፡ ወዲቅካ ተላሕጺጽካ ጽዒርካ ኢዩ ዝመጽእ እም እዚ ግዳይ ሃገር ካብ ኮነ እሞ ብሃገር ትሓስብ ዘይኮንካ ዘሎካ ኣብ እቲ ትሕቲ ሃገራውነት ኢካ ገርካዮ። ርስትካ ሽጥካ ዝመጽእ ሰላም እንተ ዝህሉ ሃገርና ግደፍ ተጋሩ ኢመሪካወያን በሊዖም ምኮኑ ትውዒግ ዶ ኣሎካ
@AbrhaLema
@AbrhaLema 5 ай бұрын
Ambesa dawita hakiy yhabka❤❤❤❤❤❤❤❤
@AMANUELBRHANE-jj8hu
@AMANUELBRHANE-jj8hu 5 ай бұрын
Yxelaka nere dawita .hji gn nhaki tlhxex mkanka amine subs....like gere aleku ajoka kexlo hki zhaze aywdkn eyu
@Danielgh225
@Danielgh225 5 ай бұрын
I appreciate your comments about Aden and other issues I proud of your confidence. 🙏 Respect Tigray ❤
@bsratbereket5853
@bsratbereket5853 5 ай бұрын
Bhaki snetbebawi fikirn selamn kzimr eyu melkiu nay hzibi sledkenu egziabhier selamu yebzhalna ❤❤❤❤❤❤❤🎉
@JollyMahmud-p7m
@JollyMahmud-p7m 5 ай бұрын
Dawtay tum sab tum u zamxei des eline batami waw salam salam❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@gteklay
@gteklay 5 ай бұрын
ክብረት ይሃብካ
@abono9160
@abono9160 5 ай бұрын
ሰላም ኣይጽላእን ግዳ ህዝቢ ኤርትራ ትግርኛ ጥራይ ድዩ።ንምንታይ ዕላማ ከ ከምኡ ይዝርብ .እዚ ከነስውዕለሉ ኣለና።ብፍላይ ዳዊት ኣስተውዕል
@titihaji
@titihaji 5 ай бұрын
Wow God bless you brother That's all right ❤❤❤❤❤
@michaelahabtemichael4431
@michaelahabtemichael4431 5 ай бұрын
Thank you Dawit for your excellent work
@JoMobal-s8k
@JoMobal-s8k 5 ай бұрын
Dawit and Neshnesh please wake up B/s first believe 2 countries and 2 cultures Don't sell our culture by money. Dancing is not solution First respect Eritrean culture. ,country and region flag is not equal Time for all
@emteemte3985
@emteemte3985 5 ай бұрын
Kkkkk
@eritrealandofheroes1731
@eritrealandofheroes1731 5 ай бұрын
Smart Eritrean boy
@Sanirey777
@Sanirey777 5 ай бұрын
Pee dnkurna ata bejakum eski abti sdet entelika reayom kemey ynebro ayeknekan do beka mewalkum ab kunat ktnebru bejakum nfkri zemru
@haben524
@haben524 5 ай бұрын
Chid…. Donkoro
@wediteages9391
@wediteages9391 5 ай бұрын
ብዕራይ ዓዲ ገዳ ትብል ነበረት እንተረኸበት ዓባየይ ኣንታ ክንደይ ትህሊ ሰላም እንታይ እዩ ኣራኺብዎ ምስ ባንዴራ ወላ ክልል ትብል ዓንጃል😢
@tedrosneamn974
@tedrosneamn974 5 ай бұрын
ንፍቅሪ ዝስዕር የለን🎉🎉🎉🎉
@kukkak8125
@kukkak8125 5 ай бұрын
B kemzi selam dimexi tezikewun kedem selam mirekebina.beal wukiyanos guish tigraitigrini zewehahiduwo medeb kegerhana yebilun.
@hagosabera7806
@hagosabera7806 5 ай бұрын
Neshnesh poleticaka abjubska naka Ente Dawit lomilomi areaeiyaka ayfeletkuwan
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md 5 ай бұрын
ኤዱ ንተጋሩ ተትጸርፎም ኔራ ዋዕሮ ኤርትራዊት መበልዋ ኔሮም ኣነ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ ህዝባዊ ግንባር ውን ህዝቢ ጽረፉ ኣይብለናን እዩ ኣብ ይቱብ ዘለዉ ግን ህዝቢ ትግራይ ልቡ ጠዋይ ዳበሉ ህዝቢ የባእሱ ኣለዉ ኣብ 4 ግንባር ህዝቢ ክጸርፉ ይውዕሉ
@Ninotes17
@Ninotes17 5 ай бұрын
ዳዊት ንቕሓትካን ናይ ሰላም ዘለካ ድሌትን ኣዝዩ ደስ ዝብል እዩ. ከምዚ እልካ ምዝራብካ ኣብ ህዝብኻ ዘለካ ፍቕርን ሓልዮትን ዘርኢ እዩ. መኽንያቱ ኩናትብ ጽልእን እንተ ጎስጉስና ህዝብና ከምዝህሰ ስለ ትፈልጥ እካ. Pls ጽልዋኻ ቀሊል ስለ ዘይኮነ ቀጽሎ
@samrawitembay3169
@samrawitembay3169 5 ай бұрын
Yes devo peace and love 4 all
@asterhailehruy1175
@asterhailehruy1175 5 ай бұрын
ናይ ጀበና አምሐርኛ ፍልይቲ እያ
@RgatGmeskel
@RgatGmeskel 5 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@miligoltgray6539
@miligoltgray6539 5 ай бұрын
ኤዱ❤️
@ዓለምጨናዊትፎ
@ዓለምጨናዊትፎ 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙ዴቨይ ጅግና💪💪💪💪💪💪ኣቦ ሓቂ ያ ኤዱ ጅግና ኢያ ትርጉም ጥበብ ዝርደኣ ዋዕሮ ደላይት ሰላምን ፍቅርን❤❤❤❤❤
@hiyableomessi2020
@hiyableomessi2020 5 ай бұрын
ኩናት ይጀመር ህዝቢ ይጥፋእ ተትብል ኤደን ግን ኩርዕቲ ዋዕሮ ጓል ኤረይ ምበልዋ😂 እዞም ጸረ ሰላም ረስሓት በራዩ
@loveelroi4453
@loveelroi4453 5 ай бұрын
😂😂😂😂 Anes zi wedi Abxuhuley endabel diu kinbir .. waa baelika deytebxiHo waaaa 😂😂😂😂😂
@ngussetsegay7736
@ngussetsegay7736 5 ай бұрын
😂😂😂😂
@loveelroi4453
@loveelroi4453 5 ай бұрын
@@ngussetsegay7736 nay bahakey ko .. Aresti tefiEwo u mesleni .. kulu gize n kusuto Abxuhuley , niksto nugerule .. waaaa , eimo ezi daa mo ko kab nay bun himeta gedidu 😂😂😂
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 5 ай бұрын
ነሕና ተጋሩን ኤርትራውያን ሰላም ካብ መራሕቲ ክፅበ ምፃት ክርስቶስ ከይቅደመና ይፈርሕ ህም 😒✋
@mikiketema4698
@mikiketema4698 5 ай бұрын
Edu hero, ጽልእን ፍርሕን ብጥስ ኣብላታ❤❤❤❤❤። ኣታ እቶም ካልኦት እኮ ኣይኮነን ምስኦ ክስዕስዑ ስም ትግራዋይ ከይሰምዩ እዮም ብጣዕሚ ዝፈርሑ
@gadumeresa3017
@gadumeresa3017 5 ай бұрын
ተመሰገን ይመለአልና ፈጣሪ🙏♥💙
@AroundAround-i2c
@AroundAround-i2c 5 ай бұрын
Selam. Hizibi. Eritera. Yedeleyo. Eyu. Ezi. Gen. Nana. Eriterawin. Himak. Endahase ulena. Mesom. Mesesa. Aikonen. Mejemeria. Bekune. Lebi. Eyu. Selam
@rustomfeday
@rustomfeday 5 ай бұрын
🎉❤🎉❤❤ bhaki xbuk zereba davey❤🎉❤🎉🎉🎉❤
@SamsomGerezgiher
@SamsomGerezgiher 5 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍
@desale3048
@desale3048 5 ай бұрын
Dawit bravo 👍 ❤ 🎊 thanks 🙏
@Aleko253
@Aleko253 5 ай бұрын
ከምቲ ልሙድ ምሩጽ ኣርእስቲ ዩ ኢለ ላይክ ረጊጸ ሰሚዐያ ኣለኹ ዳዊታ ቀጽሎ 🤞😍
@teweldehabte2691
@teweldehabte2691 5 ай бұрын
ነሽነሽ ኣይፋልካን ህዝቢ ኢዩ መሰረት ዕርቅን ሰላምን ሓለፍቲ ደኣ ኣጥፋእቲ ኡኮ ኢዪም። እዚኣስ ኣይነኣድኩኻን።
@CharisMinistry7
@CharisMinistry7 5 ай бұрын
selaaaaaaaaaaammmmmmm nhzbi eri and tgr
@SamiLondon
@SamiLondon 5 ай бұрын
ዴቭ በታ ንዓኻ ዝተሰምዓትካ እንበር ንክስቶ ከሐጉሶ ንክስቶ ክመሳሰል ከይበልካ ናትካ ርድኢት ምቅራብካ ጽቡቕ ቀጽሎ ዉን።ከመይ ሰማዒ ካባኻ ይወስድ ካብ ነሽነሽ ይወስድ ካብ ካልኦት ይወስድ ኣመዛዚኑ ከኣ ዘዋጽኦ ይድግፍ።ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ንባዕሉ መነባብርሮ ይፍትኖ ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ መዳቅስኦም ከይተስኡ ጽልኢ ክጉስጉሱ ድቃስ ዝሰኣኑ ዩቱባት ንፈጠን ኢና።ከመይ ክሳብ ሕጂ ዘጽሖም ስልቲ ሓደ ኣብ ጽልኢ ጎረቤት ዝተመስረተ ስልጣን ስለ ዘካይዶም እዩ።
@astertesfe5701
@astertesfe5701 5 ай бұрын
Dawutom abi seb haqi fiqri tum ajokhi adu mikrti ❤
@testes5261
@testes5261 5 ай бұрын
በዚ ዘለኻዮ ቀጽል ትምህርቲ ዉን ወስኸሉ ኣንብብ እመነኒ ሓደ ካብቶም ዝነፍዑ ክትከውን ኢኻ ዴቭ❤
ዓገብ ንበለን
14:10
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 32 М.
ፖለቲካ ኣብ ፍሪጅ ወዲቓ .  ክክክክ
19:18
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 44 М.
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
02:54
ROSÉ
Рет қаралды 249 МЛН
This dad wins Halloween! 🎃💀
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 54 МЛН
СОБАКА И  ТРИ ТАБАЛАПКИ Ч.2 #shorts
00:33
INNA SERG
Рет қаралды 1,5 МЛН
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 87 МЛН
ዓገብ ንበል መወዳእታና ከይከፍእ ።
21:15
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 125 М.
ነሽነሽ ናጄርያዊ ኮይኑ ጸኒሑ  ....
26:30
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 43 М.
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
02:54
ROSÉ
Рет қаралды 249 МЛН