Nabra - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

  Рет қаралды 409,080

Kiros Asfaha

Kiros Asfaha

Күн бұрын

Fb Official Page : cutt.ly/TtD46Q2
OFFICIAL Albums :
Meat Were : cutt.ly/Hd7a5vr
Aleku : cutt.ly/4d7aVWb
Nabra : cutt.ly/5d7aHVS
Menbar Aydgemnyu : cutt.ly/Yd7aI0m
An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
All rights reserved ® HABESHA PLUS
/ habeshaplus
#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic
Lyrics
ናብራ ናብራ
ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ
ሙዃን እንተ ስኢነ
ኪኖ’ቲ እምባ ልዕሊኡ
ኪኖ’ቲ ገደል ትሕቲኡ
ኪኖ’ቲ ኸርተት ናይ ሜዳ
ኮኖ ዘመነ ኣካሒዳ
ኩን ወላ ልዕሊኡ ሓይል
ኣብ ልዕለይ መከራ ጸምብል
ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣንስ ሞይተ
ተዘይ ታዓዊተ
ወላኳ እንተ ሰኣንኩ
ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ
ተሻቒለ ኣይፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ
ኣታ ንዘልኣም መናብርተይ መተሓላልኽተይ ናብራ ትባሃል
ኣታ እግሪ እግረይ ትስዕበኒ ትፈታተነኒ
ናብራ ትባሃል
ኣብ’ተን ብጽሑፍቶይ ዝውንነን ዕድመ
ክገጥመካ’የ ከይበልኩ ደኺመ
ክገጥመካ’የ ከይበልኩ ደኺመ
እንተ ሰኣንኩ ዘይግደይ
እንተ ረኸብኩ ብኢደይ
ተመስገን ኢለ ዝኸይድ
ዝሃበትኒ ሓመደይ
ቁኑዕ ዓያዪ ዘይ ሕንግድ
ክጥዕመኒ’ለ ዘይ ሰግድ
ብሓያል ማዕበል ዘይ ስምብድ
ዘገም እና’ልኩ ዝኸይድ
ወላኳ እንተ ስኣንኩ
ጁባይ ጥርሑ እንተኾነ
ተሻቒለ ኣይፈልጥን
ዝኣመንኩ ኣሚነ
ናብራ ናብራ
ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ
ሙዃን እንተ ስኢነ
ሞይተ ከለኹ ዘተንፍስ
ምስ ስንክልናይ ዝግስግስ
ዒረ ኸለኡ ዝጥምት
ኪኖ ጽበሐይ ዝግምት
ካብቲ ሓያል ዝሓየለ
ካብቲ ብሱል ዝበሰለ
ብድሕረ ባይታይ ዝልለ
ወዲ እከለ
ወላኳ እንተ ስኣንኩ
ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ
ተሻቒለ ኣይ ፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ
ኣታ ንዘልኣለም መናብርተይ መታሃላልኽተይ
ናብራ ትባሃል
ኣታ እግርእግረይ ትስዕበኒ ትፈታተነኒ
ናብራ ትባሃል
ኣብተን ብጽሑፍቶይ ዝዉንነን ዕድመ
ክገጥመካየ ከይበልኩ ደኺመ
ክገጥመካየ ከይበልኩ ደኺመ
ኢድካ ምሃብ ኣይ ባህለይን’ዩ ኣየውረሱንን ወለደይ
ክቃለሰካ’የ ገና ክሳብ ዝብተኽ ገመደይ
እንተ ሰገድኩ ንሰማይ እንተ ዓየኹ እኽለማይ
ብኣኻን ወዲ ከማኻን ኢለ ኣይፈልጥን ኦሮማይ
ወላኳ እንተ ስኣንኩ ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ
ተሻቒለ ኣይፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ
ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ
ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ
ናብራ ዳኣሞ ናብራ ደንዳኒ
ኣዝመራ’ን ኣኸዛ’ን የሕምቓኻ
ዛባ’ን ኣፍራዛ’ን ይመልካኻ
ብርዒ’ን ወረቐት’ን የሕምቓኻ
ጻዕርን ጉልበትን ይመልካኻ
ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ
ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ
ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ
ናብራ ዳኣሞ ናብራ ደንዳኒ
ኣዝመራ’ን ኣኸዛ’ን የሕምቓኻ
ዛባ’ን ኣፍራዛ’ን ይመልካኻ
ብርዒ’ን ወረቐት’ን የሕምቓኻ
ጻዕርን ጉልበትን ይመልካኻ

Пікірлер: 108
@samueltk8718
@samueltk8718 2 жыл бұрын
ኣብቲ ንሂወተይ ፈታኒ ዝነበረ ህሞት፣ ንዛ ደርፊ ሰሚዐ ብዙሕ 'የ ተጸናኒዐ ኣመና ዉን ሓይለ በርቲዐ ንናብራ ክቃለሶ በቂዐ።
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 2 жыл бұрын
ኪሮስ ደርፍታ ዝደረፎን ንሰብ ዝሃቦን ክትሰምዖ ከልካ ብኣምላኽ ዝተዋህበ ዘይውዲ ጥበብ ዝተዓደለ ሰብ ኢዩ ብሓቂ ኢየ ዝብል ዘለኩ ምስ ኩሉም ደረፍቲ ሃገርና ከናጻጽሮ ፈቲኒ ግን ምስ ኪሮ ዝዋዳደር ብቅዓት የብለሙን:::
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 3 жыл бұрын
Lyrics ናብራ ናብራ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ ሙዃን እንተ ስኢነ ኪኖ’ቲ እምባ ልዕሊኡ ኪኖ’ቲ ገደል ትሕቲኡ ኪኖ’ቲ ኸርተት ናይ ሜዳ ኮኖ ዘመነ ኣካሒዳ ኩን ወላ ልዕሊኡ ሓይል ኣብ ልዕለይ መከራ ጸምብል ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣንስ ሞይተ ተዘይ ታዓዊተ ወላኳ እንተ ሰኣንኩ ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ ተሻቒለ ኣይፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ ኣታ ንዘልኣም መናብርተይ መተሓላልኽተይ ናብራ ትባሃል ኣታ እግሪ እግረይ ትስዕበኒ ትፈታተነኒ ናብራ ትባሃል ኣብ’ተን ብጽሑፍቶይ ዝውንነን ዕድመ ክገጥመካ’የ ከይበልኩ ደኺመ ክገጥመካ’የ ከይበልኩ ደኺመ እንተ ሰኣንኩ ዘይግደይ እንተ ረኸብኩ ብኢደይ ተመስገን ኢለ ዝኸይድ ዝሃበትኒ ሓመደይ ቁኑዕ ዓያዪ ዘይ ሕንግድ ክጥዕመኒ’ለ ዘይ ሰግድ ብሓያል ማዕበል ዘይ ስምብድ ዘገም እና’ልኩ ዝኸይድ ወላኳ እንተ ስኣንኩ ጁባይ ጥርሑ እንተኾነ ተሻቒለ ኣይፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ ናብራ ናብራ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ ሙዃን እንተ ስኢነ ሞይተ ከለኹ ዘተንፍስ ምስ ስንክልናይ ዝግስግስ ዒረ ኸለኡ ዝጥምት ኪኖ ጽበሐይ ዝግምት ካብቲ ሓያል ዝሓየለ ካብቲ ብሱል ዝበሰለ ብድሕረ ባይታይ ዝልለ ወዲ እከለ ወላኳ እንተ ስኣንኩ ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ ተሻቒለ ኣይ ፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ ኣታ ንዘልኣለም መናብርተይ መታሃላልኽተይ ናብራ ትባሃል ኣታ እግርእግረይ ትስዕበኒ ትፈታተነኒ ናብራ ትባሃል ኣብተን ብጽሑፍቶይ ዝዉንነን ዕድመ ክገጥመካየ ከይበልኩ ደኺመ ክገጥመካየ ከይበልኩ ደኺመ ኢድካ ምሃብ ኣይ ባህለይን’ዩ ኣየውረሱንን ወለደይ ክቃለሰካ’የ ገና ክሳብ ዝብተኽ ገመደይ እንተ ሰገድኩ ንሰማይ እንተ ዓየኹ እኽለማይ ብኣኻን ወዲ ከማኻን ኢለ ኣይፈልጥን ኦሮማይ ወላኳ እንተ ስኣንኩ ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ ተሻቒለ ኣይፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ ናብራ ዳኣሞ ናብራ ደንዳኒ ኣዝመራ’ን ኣኸዛ’ን የሕምቓኻ ዛባ’ን ኣፍራዛ’ን ይመልካኻ ብርዒ’ን ወረቐት’ን የሕምቓኻ ጻዕርን ጉልበትን ይመልካኻ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ’ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ ናብራ ዳኣሞ ናብራ ደንዳኒ ኣዝመራ’ን ኣኸዛ’ን የሕምቓኻ ዛባ’ን ኣፍራዛ’ን ይመልካኻ ብርዒ’ን ወረቐት’ን የሕምቓኻ ጻዕርን ጉልበትን ይመልካኻ
@robeltekleab8412
@robeltekleab8412 3 жыл бұрын
thanks bro
@mengsteabzerabruk7922
@mengsteabzerabruk7922 Жыл бұрын
Tnxs brother!
@mussietn1966
@mussietn1966 2 жыл бұрын
ኪኖ'ቲ እምባ ልዕሊኡ ኪኖ'ቲ ገደል ትሕቲኡ ኪኖ'ቲ ከርተት ናይ ሜዳ ኪኖ ዘመነ'ካሒዳ ኩን ዋላ ልዕሊኡ ሓይል ኣብ ልዕለይ መከራ ጸንብል ሞይተ'ለኹ ሞ ኣነ ሞይተ ፡ ተዘይ ተዓዊተ ! 💚🖤🙏🏿
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 3 жыл бұрын
ኣብቲ ጽንኩር እዋን ፣ኣብቲ ረዳት ዘይብሉ ህሞት ሓላፍነት ስድራ ወሲደ ላዕልን ታሕትን ዝብለሉ ዝነበርኩ ግዜ ፣ ነዛ ደርፊ ዶ ክንብላ ዛንታ ዝኮነት ዜማ ወሊዐ ኤርፎን ኣብ እዝነይ ሰኩዐ ፣ ዳምዳም ይብል ነበርኩ ንናብራ ከመቅር ፣ ምስ ናብራ ይቃለስ ነበርኩ ኪሮሰይ ክሳብ ብህይወት ዘለኩ ከንግሰካ ክነብር እየ ፣ ኣብ ኣስመራ ዳግማይ ኣብ ጎደና ሓርነት ሻሂ ክንሰቲ ክንሕጎስ ዘለኒ ምንዮት ክገልጸልካ ይፈቱ ክከውን እዪ ክኣ ኣብ ህይወትካ ጢዕና ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ስራሕካ ይምነየልካ ።
@user-tx8cj2sr1m
@user-tx8cj2sr1m Жыл бұрын
Ajoka bro, and wish you the best
@selihommedhanie1598
@selihommedhanie1598 Жыл бұрын
ኪሮሰይ i love you
@hermongebremichael3903
@hermongebremichael3903 2 жыл бұрын
Men emo kemaka kirosey ተባዕ jigna nskas nbrelna da 100000000000 amet
@merhawit1895
@merhawit1895 Жыл бұрын
We miss you on Spotify brother kiros
@elilitansangualan5948
@elilitansangualan5948 3 жыл бұрын
Kirosey እንተሳኣንኩ ዘይግደይ እንተረኸብኩ ቢኢደይ ተመስገን ኢለ ዝኸይድ ዝሃበትኒ ሓመደይ ቅኑዕ ዓያዪ ዘይሕንግድ ክጥዕመኒ ኢለ ዘይሰግድ ብሓያል ማዕበል ዘይስንብድ ዘገም እናበልኩ ዝኸይድ ወላኻ እንተሳኣንኩ ጁባይ ጥርሑ እንተኮነ ተሻቂለ ኣይፈልጥን ዛኣመንኩ ኣሚነ። ኪሮስ ኣስፍሃ🌷
@ebimahumed2624
@ebimahumed2624 2 жыл бұрын
ናበራ ድኣ. ሞ በርዓን ዋርከታን ተሐምከካኤክ 🇪🇷🌹
@atiqedem156
@atiqedem156 Жыл бұрын
Kiros king kab qedem zisemao derftatka. Tizta eyu zigebreley memhrey❤❤❤
@aloginabelwa152
@aloginabelwa152 Жыл бұрын
King of the music for ever ❤️❤️❤️
@ahmedtom5330
@ahmedtom5330 4 жыл бұрын
Welaka t sanku dinay thru entekone teshakile ayfeltn nfetari amine Kiroseyyy shikor
@filimassawa2746
@filimassawa2746 3 жыл бұрын
ብሉጽ ኢለ ትራሕ ሱቅ ክብል ምክናቱ ቃላት ከየዉሕደልካ ሞ ከይ ኪሰስ ፋርስ ወት ፋርስ 🎶✏️✅✅✅
@mebrahtutecle905
@mebrahtutecle905 2 жыл бұрын
No body like you Kiros kjng of kings
@lifeishard7018
@lifeishard7018 2 жыл бұрын
You are only one King lengns of me My Favorit 💚🇪🇷👌🐅
@user-uy1te7bk1y
@user-uy1te7bk1y 3 жыл бұрын
ኪ ሮ ስ ኣንታ ም ግ ቢ ህ ዝ ቢ ስላም ንዓካ ስበይ 👍👍👍
@Lovelove-eo4fk
@Lovelove-eo4fk 10 ай бұрын
Ak alem resah nabra😢😢😢😢😢😢
@semontesheme5805
@semontesheme5805 2 жыл бұрын
ኪሮሰይ ጅግና
@eritrawimanesay1589
@eritrawimanesay1589 3 жыл бұрын
Ne kiros asfha ayfatewon eya nayra hji gn fatayo I love you
@user-xh9ib8qj9i
@user-xh9ib8qj9i 3 жыл бұрын
ንጉስ ጥበብ 21 ክፍለ ዘመን
@yorsalem4900
@yorsalem4900 2 жыл бұрын
King of musi ❤️❤️
@shishiAlexander
@shishiAlexander 3 жыл бұрын
Moyte alekumo eintezey teawite way nabra Europa fo fo fo
@yonashabtemariam7059
@yonashabtemariam7059 Жыл бұрын
Longevity life dear Kiros!!!
@fiorihabtegaber3091
@fiorihabtegaber3091 10 сағат бұрын
King 👑👑❤❤❤
@melesjorjo2990
@melesjorjo2990 3 жыл бұрын
Kiros arkey ab Eritrea semnayo derfka my frist artist 🌏🌏🌏🌏🌏🌏🌏🌏🌏🌏🌏🌏🙏🙏🙏
@ebimahumed2624
@ebimahumed2624 2 жыл бұрын
ኢፍ ፍሬአ ምይ ውኣይ ፍሬአ ምይ ትሜ ናአይ ናበራ ኣኤ ሐምካነኣን ኤኡኦ
@merhawitmichael8853
@merhawitmichael8853 2 жыл бұрын
King of music 🎼 i love you kiros
@mogosgrmay1835
@mogosgrmay1835 8 ай бұрын
ንጉስ ጥበብ ኬሮሰይ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ እዝንካ ዘይክርኩሕ ውሑሉል ብኩሉ እስኪ ክበር ንበር ❤❤
@dinishtekle194
@dinishtekle194 2 жыл бұрын
Wow 👌 Nice Kiros❤ it!!!
@mehretmichal6452
@mehretmichal6452 4 жыл бұрын
Miss you kiros 🥰😍
@rahwatesfaldet3643
@rahwatesfaldet3643 4 жыл бұрын
Tesfa zeykorx eyu zewet amlak msaka ykun keros hawey
@user-xx2mv9rv3n
@user-xx2mv9rv3n 4 жыл бұрын
Thanks kiros jgna
@user-vs1de1sd1v
@user-vs1de1sd1v 4 жыл бұрын
Kiros kamey deya zefotka missu
@HabenSayimon-mb9dl
@HabenSayimon-mb9dl 9 ай бұрын
Naqadm derfka aba melso bejak ❤❤❤❤❤❤❤ hagery bhaly
@zementekeyrkani8909
@zementekeyrkani8909 3 жыл бұрын
Kiroseyyyyy Nay beyneyyy Nbereley eske klte 50 ❤️❤️❤️❤️
@meronsamsom3579
@meronsamsom3579 2 жыл бұрын
Nabra nay zeleem metahalektey ewe ksab giji ytehalelekeni alo entay eye gereyo
@asmerommeasho6877
@asmerommeasho6877 2 жыл бұрын
Kiros jigna kemakas shin mietn daa yiweledu 💪🥰💪💪💪❤
@rutahaile9571
@rutahaile9571 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤yesss
@nyny3032
@nyny3032 2 жыл бұрын
Felasfa gtimin zeman Kiros 💗💗
@user-bi9ut3cv2d
@user-bi9ut3cv2d 6 ай бұрын
Kiros Habibi 👑💫💎💙🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥
@frezgiyemane8903
@frezgiyemane8903 2 жыл бұрын
King of King Eritrean music 2030
@miliongoytom6383
@miliongoytom6383 3 ай бұрын
Stil ክሳብ ሕጂ ዝሰምዓ ከማይ ይህልዶ ኣነስ ኩሉ ጊዘ ያ ትውክለኒ ዛ ደርፊ አንዳ ተራአየትኒ ማሚ ❤❤
@yordulove3961
@yordulove3961 3 жыл бұрын
I love you my King kab fetawika Daniel B
@mussietn1966
@mussietn1966 3 жыл бұрын
ፋርሰይ መለይ 👑
@YosefYosef-jj5qy
@YosefYosef-jj5qy Жыл бұрын
ንጉስ፡ናይግዘና
@noch5jahrezukunft326
@noch5jahrezukunft326 4 жыл бұрын
Kirosey meley
@efremkahase9861
@efremkahase9861 3 жыл бұрын
Men kem kiros
@danielkibreabz1159
@danielkibreabz1159 3 жыл бұрын
Bravo
@ኣንጎሶም
@ኣንጎሶም 3 жыл бұрын
ኬሮሰይ ተባዕ ነበረለይ ❤️
@natuaraya6828
@natuaraya6828 2 жыл бұрын
Am so proud of u kiros hagerwai..
@NahomGebretnsae
@NahomGebretnsae 4 ай бұрын
Kiros jigna men mo kemaka🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Fatifthi
@Fatifthi 3 жыл бұрын
ኪሮስ ማለት ምሉእ ስነጥበባዊ ኣብ ባይታ ዘሎ ከም ዘለዎ ዝገልጽ, ምስጢር ህግደፍ ካብ መቃብር ዘዉጽእ ተባዕ ናይ ዘመና ተቃላሳይ።
@tirhascheay2385
@tirhascheay2385 Жыл бұрын
Teina tray ❤️❤️❤️❤️
@margwedikesh9445
@margwedikesh9445 9 ай бұрын
kiros king❤
@hemtjanstnorr3865
@hemtjanstnorr3865 Жыл бұрын
Perfekt musik glad
@devgebre7469
@devgebre7469 3 жыл бұрын
Kiros king eritrean song keep going bro god bless you 💯💯💯
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 3 жыл бұрын
ጎብለለይ🌟🇪🇷👍👌
@temnotesfe9557
@temnotesfe9557 3 жыл бұрын
Ambesaaaaaa sabayyyyyyyyy
@senaithabte7645
@senaithabte7645 3 жыл бұрын
ኪሮሰይ ኩሉ ግዘ ብሉጽ ስራህ ኢለ ክሓልፎ በር መግለጺ ኣይረክበልካን የ።
@robieltesfay7466
@robieltesfay7466 Жыл бұрын
ኪንጊ ❤❤
@abitey4510
@abitey4510 2 жыл бұрын
Kiros nay beyney niberey
@kibromtesfay8977
@kibromtesfay8977 3 жыл бұрын
Ferreseyyyyyyyy
@brhanegebremichael360
@brhanegebremichael360 3 жыл бұрын
kirosey nay libey 😘✌
@semere9567
@semere9567 Жыл бұрын
Kiros memhr hiwet ele eye kgeltseka zkel kalat yhatsrni eyom kgeltseka kiros jgna
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ናብራ ናብራ ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ ሙዃን እንተ ስኢነ ኪኖ'ቲ እምባ ልዕሊኡ ኪኖ'ቲ ገደል ትሕቲኡ ኪኖ'ቲ ኸርተት ናይ ሜዳ ኮኖ ዘመነ ኣካሒዳ ኩን ወላ ልዕሊኡ ሓይል ኣብ ልዕለይ መከራ ጸምብል ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣንስ ሞይተ ተዘይ ታዓዊተ ወላኳ እንተ ሰኣንኩ ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ ተሻቒለ ኣይፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ ኣታ ንዘልኣም መናብርተይ መተሓላልኽተይ ናብራ ትባሃል ኣታ እግሪ እግረይ ትስዕበኒ ትፈታተነኒ ናብራ ትባሃል ኣብ'ተን ብጽሑፍቶይ ዝውንነን ዕድመ ክገጥመካ'የ ከይበልኩ ደኺመ ክገጥመካ'የ ከይበልኩ ደኺመ እንተ ሰኣንኩ ዘይግደይ እንተ ረኸብኩ ብኢደይ ተመስገን ኢለ ዝኸይድ ዝሃበትኒ ሓመደይ ቁኑዕ ዓያዪ ዘይ ሕንግድ ክጥዕመኒ'ለ ዘይ ሰግድ ብሓያል ማዕበል ዘይ ስምብድ ዘገም እና'ልኩ ዝኸይድ ወላኳ እንተ ስኣንኩ ጁባይ ጥርሑ እንተኾነ ተሻቒለ ኣይፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ ናብራ ናብራ ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ ሙዃን እንተ ስኢነ ሞይተ ከለኹ ዘተንፍስ ምስ ስንክልናይ ዝግስግስ ዒረ ኸለኡ ዝጥምት ኪኖ ጽበሐይ ዝግምት ካብቲ ሓያል ዝሓየለ ካብቲ ብሱል ዝበሰለ ብድሕረ ባይታይ ዝልለ ወዲ እከለ ወላኳ እንተ ስኣንኩ ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ ተሻቒለ ኣይ ፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ ኣታ ንዘልኣለም መናብርተይ መታሃላልኽተይ ናብራ ትባሃል ኣታ እግርእግረይ ትስዕበኒ ትፈታተነኒ ናብራ ትባሃል ኣብተን ብጽሑፍቶይ ዝዉንነን ዕድመ ክገጥመካየ ከይበልኩ ደኺመ ክገጥመካየ ከይበልኩ ደኺመ ኢድካ ምሃብ ኣይ ባህለይን'ዩ ኣየውረሱንን ወለደይ ክቃለሰካ'የ ገና ክሳብ ዝብተኽ ገመደይ እንተ ሰገድኩ ንሰማይ እንተ ዓየኹ እኽለማይ ብኣኻን ወዲ ከማኻን ኢለ ኣይፈልጥን ኦሮማይ ወላኳ እንተ ስኣንኩ ጁባይ ጥርሑ እንተ ኾነ ተሻቒለ ኣይፈልጥን ዝኣመንኩ ኣሚነ ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ ናብራ ዳኣሞ ናብራ ደንዳኒ ኣዝመራ'ን ኣኸዛ'ን የሕምቓኻ ዛባ'ን ኣፍራዛ'ን ይመልካኻ ብርዒ'ን ወረቐት'ን የሕምቓኻ ጻዕርን ጉልበትን ይመልካኻ ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ ናብራ ንዓኻ ሙኻን እንተ ስኢነ ናብራ ዳኣሞ ናብራ ደንዳኒ ኣዝመራ'ን ኣኸዛ'ን የሕምቓኻ ዛባ'ን ኣፍራዛ'ን ይመልካኻ ብርዒ'ን ወረቐት'ን የሕምቓኻ ጻዕርን ጉልበትን ይመልካኻ ❤❤❤
@hashemhasen3350
@hashemhasen3350 3 жыл бұрын
kamakha wela 10000 kiroseyyyy
@Makulij
@Makulij Жыл бұрын
Always king ❤
@tesfalemhabteab2939
@tesfalemhabteab2939 3 жыл бұрын
Bravo
@tesbeyene9486
@tesbeyene9486 2 жыл бұрын
Wow
@abientertaintment7286
@abientertaintment7286 3 жыл бұрын
Wedi asfaha malet wedi eritrawi
@amanueltekle8602
@amanueltekle8602 Жыл бұрын
King of king
@samiyemane5901
@samiyemane5901 2 жыл бұрын
Wede asfaha jigna
@user-yh9hq3iu9g
@user-yh9hq3iu9g 3 жыл бұрын
ዘመድ ልበይ
@kalibyemane9563
@kalibyemane9563 2 жыл бұрын
Kiros king 👑
@merhawiasmerom6607
@merhawiasmerom6607 Жыл бұрын
King kirosey
@ezaz__seb
@ezaz__seb 8 ай бұрын
King
@adeyeyaalemeyadeyeyaalemey116
@adeyeyaalemeyadeyeyaalemey116 3 жыл бұрын
Good job
@habtomkahsay4399
@habtomkahsay4399 3 жыл бұрын
Kirosa!
@filmontekle4457
@filmontekle4457 3 жыл бұрын
ወዲ ኣስፍሃ ንጉስ ጥበብ ንበረለይ እስከ ናይ በይነይይይይ
@astertewelde7772
@astertewelde7772 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Daniel-zh6ok
@Daniel-zh6ok 14 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@gideyasmerom9616
@gideyasmerom9616 3 жыл бұрын
Kerosene shikor nabereley at tum damxi
@KokobKokob-uw8nx
@KokobKokob-uw8nx 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hiwetkibreab6289
@hiwetkibreab6289 Жыл бұрын
Wewwwwwwwwwe
@embahbelen4657
@embahbelen4657 2 жыл бұрын
ኪሮስ ቀቅድሚ ምማቱ ዝደረፎ ደርፊ። R.I.P
@isayastesfagergsh5904
@isayastesfagergsh5904 2 жыл бұрын
Nseka gah zeytebel ksb kiros zemewet kemaka 100 gah yebelu wedi gahba wahid
@berietesfankiel6578
@berietesfankiel6578 2 жыл бұрын
Sema zhawey hamak nemntay temnylu haki Sela detzarbe eritrea natse Hager ente koeyna Eko kulhna yehwat ena tegageka
@hermongebremichael3903
@hermongebremichael3903 2 жыл бұрын
Kirosey king
@ermiasmahari5026
@ermiasmahari5026 2 жыл бұрын
AM SO PORD KIROS KING
@berhanemedhanie9583
@berhanemedhanie9583 2 жыл бұрын
ሰላም ኣቶ ኪሮስ እዛ ቻነል ናትካ ዲያ ? ክነታባብዓካ ግዴታና ኢዩ'ሞ ክንፈልጣ ኢለ ኢየ ።
@hermongebremichael3903
@hermongebremichael3903 2 жыл бұрын
Yah natu ya bro sabs gerna nibya wegeney
@tesfu87
@tesfu87 2 жыл бұрын
Kiros abo haki jgna
@samuelweldeslasse7396
@samuelweldeslasse7396 3 жыл бұрын
Kiru bel ktdrerer
@samuelsium747
@samuelsium747 2 жыл бұрын
Rip
@kedenatube4083
@kedenatube4083 2 жыл бұрын
ኪሮስ ግርማ አስመራ
@sirugrm5492
@sirugrm5492 4 жыл бұрын
esza darfi ezanay mas wxis
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 2 жыл бұрын
ናብራ ትብል ኣልቦም ኢያ ወጺያ 2012 ግን ኣብ 2015 የሐዲሽወን
@mikiboyhabte8745
@mikiboyhabte8745 Жыл бұрын
When he was hero
@samsonama6855
@samsonama6855 2 жыл бұрын
ክንጽበኢና ኣስለይ ጠፊእካና ከኣ እዝንና ድምጽኻ ይናፍቕ ኣሎ
@user-hl9ms2we8q
@user-hl9ms2we8q 9 ай бұрын
❤❤❤❤
@ermiastewelde4762
@ermiastewelde4762 3 жыл бұрын
King 👑🎤
@HagosTekeste
@HagosTekeste Жыл бұрын
❤❤❤
Haqki - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
8:11
Kiros Asfaha
Рет қаралды 717 М.
Gezawtna - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
8:27
Kiros Asfaha
Рет қаралды 364 М.
拉了好大一坨#斗罗大陆#唐三小舞#小丑
00:11
超凡蜘蛛
Рет қаралды 16 МЛН
At the end of the video, deadpool did this #harleyquinn #deadpool3 #wolverin #shorts
00:15
Anastasyia Prichinina. Actress. Cosplayer.
Рет қаралды 16 МЛН
Ghebre weldrufael - ዕባይ ደንበ
6:06
Eritrea4life
Рет қаралды 224
kiros asfaha and wedi haylay ምስ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኖርወይ 03/09/2022
1:03:03
Aykewninyu - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
7:46
Menbar Aydgemnyu - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
11:25
Tsigenay - Mekseb Alem  (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
8:41
Kiros Asfaha
Рет қаралды 764 М.
Eritrean music kiros asfha Ayni ketema(ዓይኒ ከተማ)
8:25
Meatwere(መዓትወረ)
Рет қаралды 46 М.
Meraf
7:44
Release - Topic
Рет қаралды 25 М.
拉了好大一坨#斗罗大陆#唐三小舞#小丑
00:11
超凡蜘蛛
Рет қаралды 16 МЛН