ናይ ሓደራ ቃል ኣለኒ - ተጋዳሊትን ሳዕሳዒትን ኣበባ ተስፋይ / ርሑስ ብዓል ኣሸንዳ / Desta Show

  Рет қаралды 52,167

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

11 ай бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
#DestaShow #tigrignamusic #donat(ቀሺ ገብሩ)
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ናይ ሓደራ ቃል ኣለኒ - ተጋዳሊትን ሳዕሳዒትን ኣበባ ተስፋይ / ርሑስ ብዓል ኣሸንዳ / Desta Show
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 164
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 11 ай бұрын
ኣብዋይ ፅሪቲ ኣነስ ክፈትዋ ሜክኣፕ ኣይትጥቀም ገለ ኣይትጥቀም ብተፈጥሮኣ ከሉ ግዜ ❤
@AbebaGebremariam-mv6ub
@AbebaGebremariam-mv6ub 10 ай бұрын
💯
@STAMA123
@STAMA123 11 ай бұрын
አብሸይ ወናኒት ሙሉእ ሕልና ጅግና ብጣዕሚ ንፈትወኪ ነኽብረኪ ኢና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@axsmawyan
@axsmawyan 11 ай бұрын
😊😊
@habenkibreab2393
@habenkibreab2393 11 ай бұрын
I am Eritrea 🇪🇷 we love you guy's I living Canada 🇨🇦 ❤️ ♥️ 💜 Tigray they are brother's and sister's 🎉❤🎉🎉❤❤
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p 11 ай бұрын
ክብርን ሞገስን ንስውአትና አዮኺ መዓረይካ ካብ ቅርፅኪ ሳዕስዔትኪ ኩሉ ነገርኪ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ከምታ ቅድሚ ሕዚ ብሓንሳብ ዝሳዕሳዕናያ ሕዚ ለ ንምስዕሳዕ የብቅዓና አሜን 👌💪👏❤️💛🙏💋🌹
@hgf6568
@hgf6568 10 ай бұрын
አቢዋይ ምስ ብፀትኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ብሓቂ ብፃይነት ፍቅርን ሓልየትን ከም ዝኩነ ላተምሃርና እና ሰለና እዩ ዝኩሉ መስዋእቲ ዋ ክብርን መጎስን ንጀግኑ ስማአታትና 😢😢😢
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 11 ай бұрын
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኽ ጀግና ተጋዳልት አቤየዋይ ዋዕሮና ዕድመን ጥዕናን ያሃብክ ምስ ስድራኽን ፍቕረኛኽን እዛምበይተይ ክብረት ያሃበልና ደስታየ_
@ArAr-dp5sl
@ArAr-dp5sl 11 ай бұрын
ኣቤ ዋዕሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 11 ай бұрын
ዛሓፍተይ ንፍዕቲ፣ለዋህ፣ፈጣን፣ጅግና፣ቃል ዝተሰውኡ ብተግባር ኣብተግባር ስለተውዕልዮ ዘለኺ
@negasiyoh6959
@negasiyoh6959 11 ай бұрын
ጀግና እኺ ጀጋኑ እኹም ግን መራሕቲ ስኢንኩም
@agsfud4859
@agsfud4859 11 ай бұрын
ኣብየይ ጀግና ኢክይ ዛወለላይ ❤❤❤ኣጀኩይ ፀላኢከይ ይንባዕ ህያበይ❤❤❤
@sophiamengesha2928
@sophiamengesha2928 9 ай бұрын
ዝገርም ዛንታን መስተንክር ሰራሕት ወለዶ ❤❤❤❤❤❤❤❤ 100% ዝሃበ ባዓልት ፍሉይ ቅያን ታርክን ስራሕት ኩርዓት ዓዲ ክብሪ ተወንዘፍ ❤❤❤❤❤❤
@MfjjhGjvg-nh7el
@MfjjhGjvg-nh7el 11 ай бұрын
አብሸይ ጅግና ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 💊🥰💘
@hagosbeyra4978
@hagosbeyra4978 11 ай бұрын
ክንደይ መከራ ሓሊፉን ኣሎን ኣቤ ዋዕሮ Thank You For Your Service❤
@teklezghifessehaie6997
@teklezghifessehaie6997 11 ай бұрын
I’m so proud of you I wish I can hug each and everyone of you and I love you all good bless you and good bless Tigray people !!!
@alemshewitweldearegay2888
@alemshewitweldearegay2888 11 ай бұрын
Jigna Tigraweyti! I wish you so much joy, health, and success in your life! God bless you!
@freselamgualteklay8660
@freselamgualteklay8660 9 ай бұрын
ኣቤ ዋዕሮ ኣቤት ኣገላልጻ ቃላት ኩሉ ሙሉእ ተዓዲልኪ ኣምላክ ምስ ብጾትኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንስኪ መመሊስኪ ትደምቂ እንበር ኣይ ትርስዕን ኢኪ
@user-kg5bk9xy8c
@user-kg5bk9xy8c 10 ай бұрын
ኣቤዋይ ማዓረይ ብልፅቲ ፍጥረት ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ኣጀኪ በርትዒ❤❤
@MartaDebru-xs5ev
@MartaDebru-xs5ev Ай бұрын
አቤየ ጅግና❤❤❤
@user-fd6fo7pr6u
@user-fd6fo7pr6u 11 ай бұрын
ኣቤዋይ ምቅርቲ ምዕርግቲ ከም ኣዴኣ ❤❤❤❤❤❤ክፈትወኪ ማዓት እየ
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 11 ай бұрын
ኣቤ ጓል ውቅሮ ኣብ TVit ኮለጅ እየ ዝፈልጠኪ 2011 ኻብ ቀደምኪ ጅግና ኢኺ♥️💛👑
@salamsalam1464
@salamsalam1464 11 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ተረፍኪ ማዓረይ❤❤❤
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g 11 ай бұрын
ኣቤየ ኣነስ ክፈትወኪ ፅሪተይ ❤️ ደስትሽ የቀንየልና ❤️
@MfjjhGjvg-nh7el
@MfjjhGjvg-nh7el 8 ай бұрын
አብሸይ ጅግና ሓፍተይ
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 11 ай бұрын
ብሓቂ ጀግና ዋዕሮና ❤❤❤❤❤❤❤
@BneJe-or9hg
@BneJe-or9hg 11 ай бұрын
አበባ ተሰፍይ ሩርህትን ጅግና እያ ካብ ገጻ ዝንበብ እንካእ ንበአል አሸንዳ አብጸሐክ።
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 11 ай бұрын
ኣቢዋይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 9 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመይ ጥዒና ን ያሃብኪ 🙏❤🥰🇻🇳
@raheltechane2605
@raheltechane2605 11 ай бұрын
She is so humble.
@ghffuh4437
@ghffuh4437 11 ай бұрын
ኣቢየይ ዋዕሮ❤❤❤
@yeshiberhane4598
@yeshiberhane4598 11 ай бұрын
You're our hero Abeba haftey ❤🥰💪💪💪
@abebagebreegziabher4048
@abebagebreegziabher4048 11 ай бұрын
ሳዓሲዒት ዩ ዝጥዒመልኺ ❤️
@tomtom-qj4fv
@tomtom-qj4fv 11 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንሓፍትና
@aznerahaylay9815
@aznerahaylay9815 9 ай бұрын
Enikae biselam metsaeki mikrtey ❤❤❤❤🍒🙏
@tsionbaheran468
@tsionbaheran468 11 ай бұрын
abeye meareye natena waero long live my dear sister❤❤❤❤💪
@kgt7ity298
@kgt7ity298 7 ай бұрын
❤❤❤ጆግና❤❤
@sawsanaraya
@sawsanaraya 11 ай бұрын
አጆኪ አቤዋይ በርትኢ ዛሀፍተይ ሳአን ውህሉል አመራራሀን ህልክን ህዝብና በሪሱ ካብ ከብድካ ዘይወጽእ ቁስሊ ጸላኢ ከይህጎስ ሀሪርና ንክእሎለና ዋ እንታከ ክግበር ዳሀን ግን አንቱም እሸላት ሂወትኩም ዝከፈልኩም በርትኡ ህጅውን ክሀልፍ እዩ ኩሉ
@kahsagebredessylal7818
@kahsagebredessylal7818 10 ай бұрын
Enquae BeHiwet temeleski❤❤❤❤
@rdfgrfv7135
@rdfgrfv7135 9 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮና አቢዋይ❤ እንኳዕ ብህየወት ተረፊክ❤❤❤❤❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 11 ай бұрын
ኣቤዋይ ዋዕሮ 👸❤️💛
@thecash_4219
@thecash_4219 11 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ዛሀፍተይ ጅግኖችን ነሽ አይዘሽ
@user-ve2dn2zz4r
@user-ve2dn2zz4r 11 ай бұрын
ሕጂ ንስኪ ኣምሓረይቲ ዲኪ ኮንኪ ወላ ትግርኛ ምጽሓፍ ስለ ዘጸግመኪ ኢዩ
@tadeleasefaw
@tadeleasefaw 11 ай бұрын
​@@user-ve2dn2zz4rኩሉ ትግራዋይ ትግርኛ ይዛረብ እዩ ማለትካ ዲዩ ? ካብ ትግራይ ወፃኢ ዝተወለዱ ከ?
@medhin8187
@medhin8187 10 ай бұрын
​@@user-ve2dn2zz4rኣብ አ.አ ዝተወለዱ ኮ ኣለዉ ዝሰምዑ ግን ምፅሓፍ ዘይኽእሉ የነሸማቕቆም ።
@user-mc2jm1bl8i
@user-mc2jm1bl8i 11 ай бұрын
ዋዕሮ ሓፍቲና ኣቤ ብጣዕሚ እና ንፈትወክ ክብሪ ይግበአኩም ጀጋኑና❤❤
@Hetaw1619
@Hetaw1619 11 ай бұрын
ኣብየይይይ ጅግና ወናኒት ሕልና ኣጆኪ😢
@hiwetkahsay9909
@hiwetkahsay9909 11 ай бұрын
አየ ተጋዳላይ ዝረከቦ እስካዕ ሎሚ ከርተት ይብሎ💔💔💔😭😭
@rosahaile445
@rosahaile445 11 ай бұрын
Thank you for your Service sis❤❤❤😭😭😭💔💔💔😇😇😇😇
@kebihenok2586
@kebihenok2586 11 ай бұрын
Ajoki jegina haftey selakie yebeke yekenyelina desta ha we na👏👏👏❤❤❤
@hannahkassa6319
@hannahkassa6319 11 ай бұрын
ክብርቲ ተጋዳሊት ዋዕሮ ትግራዌቲ ሓፍትና አቤ ቓላት የብለይን ነቲ ሙቁርን ምስትውኣል ዝመልኦ ዘተኺ። "ትግራዋይነት ክቡር መንነት" ዝብል ኣብ አእምሮይ መጺኡ ክትዛረቢ ክሰምአኪ ከለኹ... ናይብሃቒ ተሃቢነ ከማኺ ኣይነት ዋዕሮ ትግራዌቲ አዶ ትግራይ ስለፍረየት። ኣምላኽ ድማ ናይልብኺ ትምኒት ዅሉ ክፍፅመልኪ ፀሎተይን ተስፋይ እዩ። ኣነውን ብታ ዝቐረየት ናይሂወት ዘመናይ ዅሉ ጎይታ ከምዝሃገዘኒ ኣብጐንኹም ኾይነ ንህልሚን ባህጊ ትግራይ ንኽፍጹም ስራኸይ ኣይቛርፅን። ንዂልኽን/ኹም ጀጋኑ ኣሃተይን ኣህዋተይ ኣጆኽን/ኹም። ዅሉ ኣብግዚኡ ኽንገብሮ ኢና!!! Oh! I have so much love, respect, appreciation, & admiration for your wisdom despite being young. I can't wait to see you in person someday and give you a big hug & tell you all how much I appreciate you all for giving us your all!!! God bless you, heal you, and make everything possible for you all, for all of us soon. Mis Amlakna, Hizbina'n & TDF'na nab qidmit 💛❤️🙏💛❤️🙏💛❤️🙏💛❤️🙏
@tigrayadey5959
@tigrayadey5959 11 ай бұрын
ጅግና😍
@metkayw-selaese7884
@metkayw-selaese7884 11 ай бұрын
you are the best ❤
@user-xj7ux6ql5d
@user-xj7ux6ql5d 10 ай бұрын
Jigna haftey edmen tenan yhabki ❤❤❤
@user-wf9ct2zj7s
@user-wf9ct2zj7s 10 ай бұрын
አቤዋይ ሽኮር ኩሉ ዘጥዕመልኪ እንኳዕ ብሂወት ሀለክለይ ይፈትወኪ እየ❤❤❤❤🎉
@user-ij1sg1id7r
@user-ij1sg1id7r 10 ай бұрын
ዋዕሮ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tigistabraham
@tigistabraham 11 ай бұрын
Atehasasbaki yiakl, hasab lbki ysmerelki ♥️
@titichannel8465
@titichannel8465 11 ай бұрын
ኣቢተይ ሸኮር🎉🎉🎉❤❤❤❤
@yjghgy6495
@yjghgy6495 11 ай бұрын
ኣቡሻ ጅግና💪💪
@haileselassietdla179
@haileselassietdla179 11 ай бұрын
🎉🎉🎉Ajkie enkaen twledki mareye sweet shekoer nateye hafetye
@GfGx-lm4mw
@GfGx-lm4mw 11 ай бұрын
ኣጀኪ ዝሓፍተይ❤❤❤
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 11 ай бұрын
ኣቡሸይ ምቅርቲ ንበርልና ኣቲ ጀግና❤😘
@sawsanaraya
@sawsanaraya 11 ай бұрын
ነቶም ተሰውኡ ድማ ጎይታ አብ ጎኒ ሰማእታት ይግበረልና
@KhanKhan-ex9fi
@KhanKhan-ex9fi 11 ай бұрын
ጀግና ወዕሮ❤
@frnussteferi607
@frnussteferi607 9 ай бұрын
You are relly very proud jegna ❤❤❤❤
@sawddawd1946
@sawddawd1946 9 ай бұрын
እህ😭😭😭😭❤❤❤❤
@jerusgeb4791
@jerusgeb4791 11 ай бұрын
Waero I love this girl❤️💛
@luwamgebrehiwet922
@luwamgebrehiwet922 9 ай бұрын
Ahwatey ane hftkum Eritrawit ye ab sdet ka ynebr aleku N Abu btami ye zfetweki abesa bflay lwahatki ❤ amlak xnat yhabki kebid u abzi adme zi nab kinat mezanka mkbar so nmelae hzbi Tigray xnat yhabkum gfia u weridkum Please gn nay hne mfday hasab khlwo yeblun hzbi Tigray meknyatu hne mfday kinat u kabti ytefe kabti ytefe kinat aywahadenn adetat Tigrina tegadalay malet hzbi u beynu nkinat ztefetere aykonen hzbi ka adetat abotat yom please nfkri nzemr Hazenkum hazena yu egziabiehier selam yhabena ❤❤❤
@hanitekeste-oh2wb
@hanitekeste-oh2wb 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤Mkrtey ❤❤❤❤❤
@tsilove5031
@tsilove5031 11 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ወፃእኺ
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 11 ай бұрын
ኣቤየይ ጀግና ኢኪ ስላምኪ ይብዛሕ ህያበይ❤❤❤
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 11 ай бұрын
I love you abeba waero ❤❤❤❤❤❤❤
@almaz.8056
@almaz.8056 9 ай бұрын
Wow 💔💔
@tigrayadey5959
@tigrayadey5959 11 ай бұрын
ተመስገን ኣጆኪ ኣብየይ😍🌺👌
@StopTigrayGenocide
@StopTigrayGenocide 11 ай бұрын
ዋዕሮ ትግራይ We love you Abbye
@GoAss-uu6nf
@GoAss-uu6nf 11 ай бұрын
ተጋዳለቲ ጀግና ዋዕሮ ኣበባ ተሰፋይ
@esuesu3582
@esuesu3582 11 ай бұрын
What a painfully expression,we so proud of you
@MaraMara-ro5vl
@MaraMara-ro5vl 11 ай бұрын
Abche jegna💫🏖🌍♥️🙏
@medimb4269
@medimb4269 11 ай бұрын
ሓሊፉ😢😢 እዋይ ህዝበይ ክብሪ ንዓኹም ኣሕዋተይ
@beletu7041
@beletu7041 11 ай бұрын
አብዚአ ማ ሐሳብ አቲ ናይ 17 ዓመት ቃልሲ እማ ነዚ ናይ ሐዚ ምግዳል ተመኩርኡን ልምዱን ዘውረሰ ዩ ዝመስለኒ መኽንያቱ ሽዑ ሰብአይን ሰበይቲ ንይኹኑ አሕዋት ስጋ ዝምድና ጉርብትና ኹሉ ነዚኦም ኹሎም ዋላ እናፈለጥካዮም ከም እትፈልጦም ኮንካ ጥብቅ ዝበለ ሰላምታ አይነበረን ኩሉ ተጋዳላይ በማዕረ ተቀራረብ ትተሐላለ ንታዕለማ ውን በዚ እመነት ኢኻ እተኺዳ እሞ እዚአ ንሐዚ ውን ዝተወረሰት ትመስለኒ እሞ ፅብቅቲ ደማ ያ ደስትሽ
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x 11 ай бұрын
_ኣቢተይ😘❤️_
@user-rp6hd5bf4b
@user-rp6hd5bf4b 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@jamelaburhan5395
@jamelaburhan5395 11 ай бұрын
ኣታኣነስ ናበይ እየ ዝኮዶ ስደት ኮይነ ዳሃይ ጋልነይ ሲኢነ ንብዓት ኮይኑ ቀለበይ ደስትሸይ መራሒኣ ወዲ ራያ እዩ ዝበሃል ኣርሚ35ኮር1 ተባሂለ 17ነሓሲ ዓመታ ገራ ዉግእ ዓደምሓራ ተመሊሳ እያ በጃካ ኣድርሹኡ ተሓባበረኒ ደስትሸይ ከይትሓልፈኒ🙏
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 10 ай бұрын
ኣጆና😢
@SalamSalo
@SalamSalo 11 ай бұрын
እህህህ ክንደይ ሓሊፉ 😭😭
@ywadanywadan3525
@ywadanywadan3525 11 ай бұрын
አሰይ ምቅርተይ እዝውቲ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@abelmisgna7504
@abelmisgna7504 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@KhanKhan-tf2tq
@KhanKhan-tf2tq 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤️🙏🙏🙏
@kahsaykidane2729
@kahsaykidane2729 11 ай бұрын
ኣቤ ሽኮር
@feedcswe290
@feedcswe290 11 ай бұрын
ኣጀኪዝያዳይ
@rhfh1431
@rhfh1431 Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@EjjeueuHrhe
@EjjeueuHrhe 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-nt6nu1jq6r
@user-nt6nu1jq6r 11 ай бұрын
ኣጆኪ ኣቤ ማዓረይ መስዋዕቲ ከቢድ እዩ ግን ንስክም ምምላስኪ ዓብይ ፀጋ እዩ ስለተመለስኪ ደይኮንክን ትዝክርዬም ዘለኪ እና በርትዒ ፅንዒ ለባምን በላሕን መስተዉዐሊት ሐፍተይ አጆኪ
@jrghkdtr976
@jrghkdtr976 11 ай бұрын
❤❤❤❤
@tigrayadey5959
@tigrayadey5959 11 ай бұрын
ዝሓታቲ ግን ከፅለእካ ፅሉእ ቁስሊ ለላዕላሎ💔😥 ብጋዳሊ ድዩ ልባዕሉ😊
@yenethunasegahagn4128
@yenethunasegahagn4128 11 ай бұрын
❤️🙏
@sissis-sb3oj
@sissis-sb3oj 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Merry-vq2cm
@Merry-vq2cm 11 ай бұрын
❤❤❤
@negstisolomon
@negstisolomon 8 ай бұрын
ታእዩ ሶፎቲ ዘይትቅርብ ደስትሽ
@tsilove5031
@tsilove5031 11 ай бұрын
❤💛❤️💛👍
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 11 ай бұрын
welcome
@ludelude5691
@ludelude5691 11 ай бұрын
I'm sorry 💔 😢 Our hero sister
@MartaDebru-xs5ev
@MartaDebru-xs5ev Ай бұрын
😢😢❤❤❤❤❤❤
@HHh-qq7rl
@HHh-qq7rl 11 ай бұрын
tslekey yenba Hafitey😢
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 11 ай бұрын
❤️❤️❤️💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛❤️❤️
@jannaibrahim142
@jannaibrahim142 11 ай бұрын
ኣቡሽ ዋዕሮ
@sisaykidane1154
@sisaykidane1154 11 ай бұрын
Good job
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #24
22:09
Logbiba Tv
Рет қаралды 1,2 М.
Best KFC Homemade For My Son #cooking #shorts
00:58
BANKII
Рет қаралды 62 МЛН
КАК ДУМАЕТЕ КТО ВЫЙГРАЕТ😂
00:29
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 9 МЛН
Useful gadget for styling hair 🤩💖 #gadgets #hairstyle
00:20
FLIP FLOP Hacks
Рет қаралды 6 МЛН
ለመጀመሪያ ጊዜ የት ተዋወቅን😳?
22:30
MenbiWorku
Рет қаралды 6 М.
ካብ ተወከልቲ ጉድኣት  ኣካል ዝተውሃበኒ ውህብቶ
6:57
ኣደይ ሚድያ Adey media
Рет қаралды 30 М.
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
0:37
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 6 МЛН
НИЧЕГО СЛОЖНОГО
0:21
KINO KAIF
Рет қаралды 2,5 МЛН
Пранк над Махачевым🥶
0:19
FERMACHI
Рет қаралды 10 МЛН
😬 Мам Дай Хлеб 🍞 #shorts
0:38
AOneCool
Рет қаралды 1,3 МЛН
Secret Experiment Toothpaste Pt.4 😱 #shorts
0:35
Mr DegrEE
Рет қаралды 10 МЛН