ናይ ሎሚ ጋሻና ደሳለ ትካቦ ኮይኑ ሓፈሻዊ ደንበ ቃውሞን ብደሆታቱን ክኸውን ኢዩ።

  Рет қаралды 3,098

Blue ብሉ TV

Blue ብሉ TV

Күн бұрын

ናይ ሎሚ ጋሻና ደሳለ ትካቦ ኮይኑ ሓፈሻዊ ደንበ ቃውሞን ብደሆታቱን ክኸውን ኢዩ።

Пікірлер: 34
@FHaile-yf4ub
@FHaile-yf4ub 4 күн бұрын
Good session. Thanks Desu for your leadership and standing with truth!
@FHaile-yf4ub
@FHaile-yf4ub 4 күн бұрын
Thanks ema for being a voice for voiceless. Keep up the good job and continue the media by focusing the truth … focusing on the real activities like Wufuy, Desu, etc…
@sesamu91u
@sesamu91u 4 күн бұрын
ብጣዕሚ ሃናጺ ዛዕባ እሱ እዩ ዝጎድለና ዘሎ ቀጽልዎ ተባዓ አሕዋተይ🎉🎉🎉❤
@rosyghide3037
@rosyghide3037 4 күн бұрын
ኩቡር ሐው ደሳለ ክምውን (ውፍይ) በየነ ተስፍ ህዝቢ እኹም እሞ ኣጆኹም አጆና ንኢስያስ ብደንምቢ ዝፈለጥኩሞ ተባረኹ ፡ኑበሩልና።
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉gaska.btame.tbok.grka.dhan.dso.atnkf.nmnem.mhrna.tray.balkfo.amlk.yfduo.ema.tbok.gerka.tarko.dma.tagro.rauom.kbom.nmhr
@bisratbeyene1874
@bisratbeyene1874 4 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ብሱል ኣገላልጻ 😊💙🌿🍀
@arayakidane2102
@arayakidane2102 4 күн бұрын
Good job ema and desu
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 4 күн бұрын
Good.job.ema.and.dsuo
@YkaloAbrha
@YkaloAbrha 4 күн бұрын
ስላም ስላም
@TenseaBerhe
@TenseaBerhe 4 күн бұрын
Very important guest, thank you.
@habtomghebre5084
@habtomghebre5084 22 сағат бұрын
የቐንየልና። ደሳለ በረኸት ሜላታት ህግደፍ ብግቡእ ዝተረድኦ ሰብ ኢዩ። ነፍሲወከፍ ሰብ፡ መርዚ ኣውራጃውነት ብብልሓት ክቃለሶ ይግባእ። ደሳለ ይበል ንቕሓት፡ ይበል ቅንዕና! የዕብኻ!
@nazretsebhatuu5115
@nazretsebhatuu5115 4 күн бұрын
❤❤❤
@TemesgenYemane-c5o
@TemesgenYemane-c5o 4 күн бұрын
Good interview desale. Good job.ama...
@Fekarkun
@Fekarkun 4 күн бұрын
Dessle tikabo belih meniesey kexlo🎉 kemieu ewn haw Amaniel 🎉
@fretayohannes2346
@fretayohannes2346 4 күн бұрын
Desale Amlak Edmen Yhabka.🙏🙏🙏💙💙💙💙💙🩵🩵🩵🩵🩵🩵👍
@YkaloAbrha
@YkaloAbrha 4 күн бұрын
👍👍👍👍💙💙💙💙🙏🙏🍀🌷🌷🍀👌👌
@sesamu91u
@sesamu91u 4 күн бұрын
bravo gays❤❤❤
@yklmno5617
@yklmno5617 3 күн бұрын
2 ዓቪቲ ሰባት 🙏🙏🙏✌✌✌
@aslizere4977
@aslizere4977 4 күн бұрын
🙏🙏🙏❤️💙💙🌿🌿💙💙💙
@MenkemGoshu-ke7yv
@MenkemGoshu-ke7yv 22 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@helenhaile2483
@helenhaile2483 4 күн бұрын
🌿🌾🌿🌿🌾💙💙👍
@meebrahtomzeaman1896
@meebrahtomzeaman1896 4 күн бұрын
ሰላም ኤማ ሓወይ ደንጉየ የ ሰሚዐዮ ሓወ ደሱ ኣዝዩ ንጹርን ሓቅን ዝኾነ መብርሂዩ ሂቡናሞ የቐንየልና ። ካልእ ነዞም ናይ ጸላኢ ኣጀንዳ ሒዞም ዝዛረቡ ኣብ ማስ ሜድያ ወጺኦም ንሕና አዞም ተቓለስቲ ግብረመልሲ ክወሃቦም የብሉን ። ምኽንያቱ ኣብክንዲ ናትና ኣጀንዳ ንህቦም / ብዛዕባ ስራሕና ኣብ ክንዲ ነገብር በቲ ናታቶም ኣጀንዳ ኣብ ደረጃኦም ንወርድ ኣሎና ግዜናን ሓሳብናን ንድሕሪት ይጉተት ኣሎ። ግብረመልሲ ንኽትህብ ናብ ካልእ ኣንፈት ትኸይድ። ስቕ እንተልካዮም ረብሪቦም ዝምልሰሎም ምስ ሰኣኑ ክገድፍዎዮም። ኣጆኹም ንቐጽል ።
@TekleWeldegebrial-f5t
@TekleWeldegebrial-f5t Күн бұрын
ደሱ ደሱ ክንድ ሽሕ
@solo850
@solo850 4 күн бұрын
ሕልኩስ በሎ ሕልኩስ
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 3 күн бұрын
Dessale dea kem are zunui wufui welodo abinetawi ajoka jegina.
@yosefokbai6742
@yosefokbai6742 4 күн бұрын
Amanuel n mikael Anday eski adimo
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 3 күн бұрын
Game over😢😢😢
@yonastewelde7685
@yonastewelde7685 Күн бұрын
💙💙💙🩵🩵🩵
@kirostsehainesh8243
@kirostsehainesh8243 Күн бұрын
Mmrax bimenfatka iyu bewrajaka aykonen kof ilu keyserhe kimrex intehasibu ab halwesa zelo iyu
@rosyghide3037
@rosyghide3037 4 күн бұрын
ኩቡር ሐውና እቶም አከለጉዛይ ውን ቡዛት እንተኾኑ ዝነግር ነዲኡ ነይ ነግር ንሕና ንበዝሕ እንዳ በሉ ዝዛረቡ ኽንደይ ሃላይትውን አለው ተጋደልቲ ነርና በሃልቲ። አነ ሓንትስ ይማዕብል አኮሎጉዛይ ከይደ ኽሕከም ዩቭርሲቲ አትየ ክምሀር ጸገም የብለይን። መሕበር ጽገም የብለይ ግን አብ ዓዶም እንታይ አፍሪዮም። ንሕና ንበዝሕ። መርገም ድዩ ? መንፍዓት ዶ አይኮነን አብ ጀርመን ዲኻ ዩኑቨርስቲ ኽትሰርሐለይ። ዝገብር ነዲኡ ነይነግር። ዶ ?አይኮነን ከም ንባዓል ድራር ብዕራይ። ፍትሒ ንኹሉ ኤርትራዊ ቅሳነት ኹሉ ውጹዑ ህዝብና ።
@tadesse-bw6ib
@tadesse-bw6ib 3 күн бұрын
ደሳለ ብሩህ. መጻኢ. ይኸን ብርጌድ. ንሓመዱ ብጸበብቲ ኣራእስ ዝተዓብለለ ስለዝኾኑ እምበር ዮናስ እቲ ዝሓሸሸ. ርድኢት ዘለዎ ካብ ኩሎም ኣባላት. ብሩህ. መጻኢ. እዩ ብመሰረረቱውን ዮናስ ምስ ብሩህ መጻኢ. ኮይኑ ከቃለስ. ኣይነበረን በሃላይ እየ ግዚኡ ጥራይ እዩ ዘባኽን ዘሎ ኣባላት ብሩህ መጻኢ ክጻረፉ እምበበር ክረዳድኡ ዓቕሚ ይኹን ድሌት የብሎምን ካብ ሻዕብያ. ዝገደዱ ዲክታቶራትን ጸረ. ህዝብን ጸረ ሰላምን እዮም ብርጌድ. ንሓመዱ. ማለለት ( ቦኮሓራም ወይ ኣለሸሸባብ. ) ናይ ኤርትራ እዮም ኩሉ ስርሖም ንሻዕብያ. ዝጠቅም እምበር ንህዝቢ ኤርትራ ዝጠቅም ስራሕ ከሰርሑ. ኣይተዓደሉን ጥራይ. ግዜ. ሃቦም ተበበታቲኑም እዮም ክተርፉ ህዝብና. ካብ ሻዕብያ. ዝሓይሽ ገይሩ. ዘመሓድር እዩ ዝደሊ እምበር ካብ ሻዕብያ ዝኸፍእስ ኣይደልን እዩ
@tinsaeyohanse1091
@tinsaeyohanse1091 2 күн бұрын
Desu abo haki
@ftsumsbhatu6790
@ftsumsbhatu6790 4 күн бұрын
ኖኖ ሓሲኻ ዕላማኻ ምስ ጸላእት ህዝቢ ኤርትራ ምስኮንካ ግድን እዩ ሱብ ክፍንፍነካ ግድን እዩ በውራጃ ትመጽእ ሓሳብ አብጉድጓድ ትእቶ
when you have plan B 😂
00:11
Andrey Grechka
Рет қаралды 63 МЛН
WORLD BEST MAGIC SECRETS
00:50
MasomkaMagic
Рет қаралды 46 МЛН
Teddy Press ካብ ኣፍ መራሕቲ ትግራይ
1:15:19
Teddy Press
Рет қаралды 13 М.
when you have plan B 😂
00:11
Andrey Grechka
Рет қаралды 63 МЛН