New Eritrean Full Movie 2024 ምሉእ ፊልም "ጓል ኤርትራ" (Full Movie Gual-Eritrea)

  Рет қаралды 170,613

HENPAS ENTERTAINMENT

HENPAS ENTERTAINMENT

Күн бұрын

Пікірлер: 518
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 4 ай бұрын
ጓል ኤርትራ ሐቂ ብሐቂ መግለጺ ዘይርከባ ።ደቂ ኤረይ አዚያ ጽብቅቲ ስራሕ በርትዑ ደቂ ኤረይ ፍቅሪ♥🇪🇷♥🇪🇷♥🇪🇷♥🇪🇷♥🇪🇷♥🇪🇷♥🇪🇷♥🇪🇷♥🇪🇷♥
@Gijert
@Gijert 4 ай бұрын
ዋውውው 😢 ኩሉ ንገር አብ ዓይንካ ይስአለካ እዚ'ኩሉ ሂወት ብሳሓቅን ጸወታ ይሓልፍ ኒሩ አብ ሞንጎና ዝፈላሊ ዘይብልና ፍቅሪ ዝኮነ ህዝቢ ንሕና ብዘይ መክንያት ዘይኮና ፉሎያት ኢና ንብል አዲታትና ብሎጻት ❤ ንባዕለን አጆክን ክባሃላ ዝግበእን አጆኩም ክብላካ ከለዋ ክም ገለ ዝገብረካ። አገራሚ ታሪክ አብ'ዚ መሬት። ፈጣሪ ጸጹቡቁ ይፍጠረልናን የምጻልናን 🙏🇪🇷🙏
@h.sfamilyhsfaamilly9221
@h.sfamilyhsfaamilly9221 4 ай бұрын
ብሓቂ ንብዓተይ ከቃርጽ ኣይካኣልኩን😢 ልባዊ ክብርን ምስጋናን ነነቶም ደኺመ ጠምየ ጸሚኤ ከይበሉ ዕድመ ንእስነነቶም ከይበቐቐ ንስለ መሬቶም ዝቃለሱ ዘለዉ ጀጋኑና ይኹን እግዚኣቢሄር ትቐስንሉን ትሑጎስሉን ግዜ የምጻኣልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@KirosAndom-jh6qn
@KirosAndom-jh6qn 4 ай бұрын
ክብሪ ነቶም ጀሪካን ማንካ ክሰርቁ ዱኩዒ ትግራይ ዝኮኑ ድዩ ማለትኩም ባራዩ መቸም ነፃ ክትኮኑ ኣይትክእሉን ተረፍ ጣልያን
@h.sfamilyhsfaamilly9221
@h.sfamilyhsfaamilly9221 4 ай бұрын
@@KirosAndom-jh6qn ወይልከ ናጤባ !ንግዛእ ሰራዊተይ እንተሞጎስኩ ን እንተመስገንኩን ንዓኻ እንታይ ሓብጠካ ! እንተ አቲ ዱኽዒ ትብሎ ዘለኻ መን ዩ ዓለም ስግብ ዝስክሕ ዝተዶኩዔ ትስሕቶ ኣይብልን የ ። ብዛዕባ ስርቂ ጀሪካን እንትኮነ ውን መን ዩ ዕሉል ሰራቒ እቲ ሓቂ ሕጂ በሪሁ ሎ እንተኾነ ግን ጸማማ ሓደ ደርፉ ዩ ነግሩ! ናይ ብሓቂ ብዛዕባ ህዝብኻ ትሓምም እንትኼንካ ግን ነቶም ኣብ ማከል ሃገርካ ኮይኖም ዝቐትሉን ዝሰርቁን ዝዕምጹን ዝጨውዩን ዘለዉ ዓገብ ተትብል ምሓሸ ይብል ወድሓንካ ፡ ፡
@KirosAndom-jh6qn
@KirosAndom-jh6qn 4 ай бұрын
@@h.sfamilyhsfaamilly9221 ኣህባይ ታሓዚልካ መፂካ ፍከራ ዘይትሓፍሩ በይንኩም ዳኣ ትፈልጡና እንዲኩም እኒ ፆሮና ይመስክሩ ሳላ መለስ ሂወት ዘሪኢኩም ክትጠፍኡ ኢኩም መልሱ ክከብደኩም እዩ ትጥፋእ ኣዴኩም ትጥፋእ ደቂ ባራዩ ተረፍ ጥልያን
@Silmat
@Silmat 4 ай бұрын
አሜንንን🙏🙏🙏
@Silmat
@Silmat 4 ай бұрын
hsfaamilly9221 ሰራቒ ከይሓተትካዮ እዩ ዝልፍልፍ እዚኦም ከኣ ብስርቂ, ብምድፋር, ብምጭዋይ ኮታስ እቲ ሐሕማቑ ተሸሊሞሞ እዮም... ሩሑቕ ከይከድና ቕድሚ ዝተወሰነ መዓልታት 4-5 ዝኾኑ መንእሰያት ካብ ቤተክርስትያን ዓበይቲ መስቀል ሰሪቖም ተታሒዞም ካብዚ ዝኸፍእ ሓጥያትን,ዉርደትን የለንንንን...ነዚኦም ምንዓቖም መልሲ ዘይምሃቦም. ሩሑስ በዓል ናጽነት ይግበረልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዓወት ንሓፋሽ💪✊ ዉድቀት,ንፈሽፋሽ,ንጸላኢ💪✊
@harenatesfu9236
@harenatesfu9236 4 ай бұрын
ኣነስ ተጋዳሊ 78 እየ ግን ምስ ኣጽብት ምስኣ ነቢዐ በኽየ ታሪኽ ኣእማኒ ጸሓፊ ወይ ተዋሳኣይ ክረክብ ከሎ ከይ ተረዳኣካ ኣብ ነብስኻ ይሰርጽ ቀጽልዎ ንፉዓት ርሑስ ቅንያት ናጽነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@edenyemane6801
@edenyemane6801 3 ай бұрын
Naibhaki 🇪🇷 🇪🇷 kibrn mogosn njeganuna
@samitihabte34
@samitihabte34 4 ай бұрын
ሓንቲ ሓሳብ ኣላትኒ ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብዚ ደገ ኮይንኩም ኣብ ጎኒ ሰራዊተይ እንዳ በልኩም ባንዴራ ተኸዲንኩም ትስዕስዑ እስኪ ሰብ ኩኑ ነብሲ ወከፍኩም ሓደ ኣባል ሓ/ምክልኻል ወርሓዊ 100 $ ሰደዱ ወይ ዓዲ ኣቲኹም ኣብርይዎም ከምዚ እንዳ ተሳቐዩ ኢዮም ዕድመ ንእስነቶም ንስለ ሃገር ዘሕልፍዎ ዘለዉ ።
@sweetsweet831
@sweetsweet831 3 ай бұрын
ክላአ ካባይ ጀሚርካ ለፍለፍቲ ጥራይ ኢና መሊአና ከምኡ አንተንገብር ደኣ ሰላምዶ ክወርደና
@mazainegasi2917
@mazainegasi2917 3 ай бұрын
Xsebuk hasab eu
@robelhaile9041
@robelhaile9041 3 ай бұрын
Emo mahber zeyngebr
@MylifeisEritrean
@MylifeisEritrean 3 ай бұрын
My heart is 🇪🇷❣️👑❣️⛓️📎
@feventkue2060
@feventkue2060 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@DyaFoto-wg3vx
@DyaFoto-wg3vx 4 ай бұрын
ኣሕ ኣጆኹም ኩሉ ሓላፋይ እዩ ሓቀኛን መሪርን ሂወት አነ 19 ዙር እየ አታ በኽሪ ኣፍቃሪተይ ኸኣ ኣብ ሳዋ እየ ፈሊጠያ ን10 ዓመት ብ ፍቅሪ ኔርና ኣብ ስደት ድማ ተፋላሊና ሕሉፍ ሂወተይ ዘኪረ thanks deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Karneshmawi
@Karneshmawi 4 ай бұрын
ራሄል ሃይለ ውድእቲ ጋል ኤረይ ❤🇪🇷🇪🇷
@mehretwoldai9237
@mehretwoldai9237 4 ай бұрын
አሰይ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ አጆኹም ቀጽልዎ አብ ጎንኹም አለና ሓበና ኩርዓትና እኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፊጣሪ። 🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷❤️🌹።
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 3 ай бұрын
እዋናዊ ሂወት መንእሰያት ኤርትራ !!! ዝጽጋቦም ድማ ብኣእማን ይፋግኡ 😢 ብሉጽ ደራሲ እንጅነር ፊልሞን ተክሉ የቀንየልና..ናብራ ኣሕዋትና ክንዝክር ደጊፍካና🙏🏽🌹
@huruyredie7760
@huruyredie7760 4 ай бұрын
ዋውውውው ናይ ብሓቂ ብልጽቲ እዋናዊት ስራሕ, ናይዞም ኣብ ሃገርና ኮይኖም ኣካረይት ገዛውቲ ሕልና ዘይብሎም ኣብዝኾነ ዓለም ዘየለ ናይ ዓመት ክልተ ዓመት ክፈል ዝብሉ ክትነብር ከይትነብር ከመይ ኢልካ ኢኻ ክትከፍሎ, ኢሞኻኣ ነቶም ሃገር ንምውሓስ ለይትን ምዓልትን ሂወቶም ዝኸፍሉ ብኸምዚ ክሳቀዩ ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝነካ. ስለዚ መንግስትና ክሓስበሉ ንላቦ. ኩሉ ኤርትራዊ ነዚ ክቃለሶ ንላቦ. ኤርትራና ትንበር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 3 ай бұрын
ኩሎም ኣይኮኑን..ንዓና ድማ ፍርቂ ዋጋ ኣብ ዘዝደለይዎ ይህቡና ንዛረቦ ጠፊኡና ኣጽቅጥ ኣቢልና ኣለና..ኣገልግሎት ዘይኮኑ ሸቃጦ እዮም ድማ ተካረይቲ!
@mussieabraham6630
@mussieabraham6630 3 ай бұрын
ደራሲ ናይ ውሽጠይ ሪኢካ ዝደረስካያ ኮይና ተሰሚዓትኒ ናይ ባሓቂ ሓያል ድርሰት❤❤❤❤❤
@teswedigrma23
@teswedigrma23 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ፊልም፥ ኣነ ንባዕለይ ኣብ ኣገልግሎት ስለ ዝነበርኩ ምሳይ ዝነበሩ ማሳርህተይ ካባና ናባና ገሮማ ክምዎዓው ይሪኢ ስለ ዝነበርኩ፥ኣብ ደገ ምስ ወጻኩ ግን ምስ ናይጀርያ ክምርዓዋ ንሪኢ ኣለና፥
@dbabkulu
@dbabkulu 3 ай бұрын
ደራሲ❤ ተዋስእቲ❤ ገጣማይ❤ ዘያማይ❤ ደራፋይ❤ ካሜራማን❤ ዳሪክተር❤ ብሓፈሻ ምርጫታት ቦታን ሜክኣብን❤ ዋውውውውው! 100😢100❤ ቀጽሉሉ ደቂ'ዛ ሓላል መሬት❤ ብሓሳባትኩምን ስራሓትኩምን ዝያዳ ትማሊ ሎሚ ልበይ ተማሪኩን ዓጊቡን ❤😢😢
@desuhabtemariam
@desuhabtemariam 3 ай бұрын
ነዚ ጸዋግ መድረኽ ብዓቕልን ብንቕሓትን ዝሰግር ዘሎ ሕቡን ኤርትራዊ ሃገር ጥዕምዋን ኢዳ መልእላን ትኽሕሰኩም ይግበራ... ኣብ ደገ ዘለና ባረዩ ናይ ጸዓዱ ኮይና ዘለና ድማ ጾሮም ኣብ ምቅላል እጃምና ንዋጻእ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ድሕሪ እዚ ኩሉ ንምንባር ዝፈታተን ኩነታት ግን ኤርትራ ተዓዊታ ከም ትወጽእ ዘጠራጥር ነገር የለን ::
@zezuwedieri1349
@zezuwedieri1349 4 ай бұрын
ኣህ ለቅነ ተንቡዑኒ ኣለኩም ኣጆኹም ከሓለፍ እዮ:: 🌹🌹🌹❤️❤️🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ረሑስ ቅንያት ናትጸነት የግበረልና.
@helugalasmera1334
@helugalasmera1334 4 ай бұрын
NAY BHAQI 😢😢😢
@habegahabe1695
@habegahabe1695 3 ай бұрын
Yes I am proud eritrean awet nehafash dekie erey abezelkimo selam yemenylkum
@freweiniasmelash4760
@freweiniasmelash4760 4 ай бұрын
ተዓወቱ ብጣዕሚ ጹቡቕ ፊልም መሃሪ ዝኾነት ኣብ ዓድኻ እዩ ጹቡቅ ዝገበርናዮ ጌጋ ኣዛኻኽራትኒ ነዓይ ብውልቂ ሓንቲ መዓልቲ ተሓጉሰ ኣይፈልጥን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንኸሱ 💪♥️🌹
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d 4 ай бұрын
ብሃንቀውታ ክንጽበያ ጸኒሕና ደቂ ኤረይ ምቁራት🍀🍀🍀☘️☘️🌼🌼❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️☘️☘️🌺🍀🍀🌿🌼🌿 መን ኤርትራዊት ኣደ ጅግና
@Sunlight-lm7bs
@Sunlight-lm7bs 4 ай бұрын
ብሓቂ ኣማን ብ ኣማን ጋል ኤርትራ ብልጽቲ ❤❤❤ፊልም ከምዚ ኢና ደስ ትብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ከኣ ፈጣሪ ❤❤❤❤thanks more ❤❤❤❤
@MebrahtomWelday-wm7wk
@MebrahtomWelday-wm7wk 3 ай бұрын
ዋውው ራኪ ዘላቶ ፊልሚ ማራ እዩ ዝምቸወኒ ኣዋዳድኣ ናይዛ ፊልሚ ውን ደስ ይብለካ ስሚዒትካ ኣይትከፋፍለካን ፊልሚ ኣፋፃፅመኡ ከምዚ ክከውን ከሎ ጡዑም
@lemlemmesfin4108
@lemlemmesfin4108 4 ай бұрын
Very lovely movie you guys make me cry i love you be strong my sister ♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷291
@saeedalmalky5139
@saeedalmalky5139 4 ай бұрын
❤❤🎉😊
@genetokube6833
@genetokube6833 4 ай бұрын
ናይ ብሃቂ ንአርትራ ዝገልጽ ፍልም አርትራውነት ክቡር መንነት❤❤❤❤❤❤
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 4 ай бұрын
ኣደይ ኤርትራ ምስ ራሄል ታሪካዊት ፍልም ተሰሚዕኒ ኢዳ በከኩ ሪኤያ ኣጀኩም ርሕሰ ቅኒያት ናጸነት 🍇💐💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💗✊🏾🇪🇷💪🏽💗💗💗💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@helenasmerom1582
@helenasmerom1582 4 ай бұрын
Nice movie and maharite nezi higi welodo 💯💯💯🇪🇷🇪🇷👍🙏🙏 Eritreawian kulu gezi blusate smart we love you
@user-yz7ob4jt2l
@user-yz7ob4jt2l 3 ай бұрын
ተዋሳእቲ ዋው ዛንታ ዋው ቁሩብ ኣዋዳደኣ ኣዚ ከኣ ለሚድናዪ ኢና ሶ ጸጽቡቁ ነዓኩም
@RuftaiLabiey
@RuftaiLabiey 4 ай бұрын
Hekik fekar lewah jigina ade Eritreawit ❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽💕
@اتنوطا
@اتنوطا 4 ай бұрын
ተመስገን እወ ዘመስግኖ ኣይስኣን ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷
@wediereyfetawiadu2413
@wediereyfetawiadu2413 4 ай бұрын
Kef zelwa filem ybel deki rimey shkorntat😘❤️❤️ Ab adna qesna nnebrlu gize ymxalna🙏🙏🙏
@DibabEritrea
@DibabEritrea 3 ай бұрын
ኤርትራውያን ታዓድልና ታሪክና ዘኩርዕ ኩሉ ንክእሎ ንሕበን ንተብዕ ንታሐላለ 🇪🇷❤️🇪🇷
@azebhagos9374
@azebhagos9374 4 ай бұрын
በኪክን ኣብኪክናና ተንካፊት ፍልሚያ ናይብሓቂ ጂግና ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ERIDIAMOND1
@ERIDIAMOND1 4 ай бұрын
ካብተን ኣብ ስምዒት ዘእተወትኒ ፊልም ናይ ብሓቂ እየ ነቢዐ ካብዚ ህዝብና ዝበልጽ ህዝብስ ይህሉዶ ይከዉን? ኣይመስለንን ብፍጹም ከኣ እንበር ኣይክህሉን እዩ ፡መዳርግቲ ዘይብሉ ህዝቢ።ይክፋእ ይጸብቅ ዎትሩ ሃገረይ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@tekilitbrhane1975
@tekilitbrhane1975 4 ай бұрын
ኣስሒቅካኒ/ኪኒ ከም ኤርትራዊ እንታይ ክንብል ኣብስደት ትነብር ትህሊ/ሉ ትኾውን
@selamg3325
@selamg3325 4 ай бұрын
ጋል 16 ዓመት ን ሜዳ ምስወጻኩ ን ገድሊ እየ ዝፈልጥ ካልእ ዝፈልጦ የብለይን 🇪🇷🌹🇪🇷
@Iwillcallyoulater1991
@Iwillcallyoulater1991 4 ай бұрын
ኣሕጽር ኣቢልክስ ናብ እንስሳ ይቐርብ ምባል ትሓይሽ ሓፍተይ😢
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 3 ай бұрын
​@@Iwillcallyoulater1991 ትሕሾ ደኣ
@HabenHabu-zc8mi
@HabenHabu-zc8mi 4 ай бұрын
ዋዉዉዉዉ 🤔👌ብልጽቲ ፊሊም ባሓቂ መግለጺ ኣልቦ ከሙኡ ዉን ማሃሪትን እዋናዊትን ስራሕ ካብ ኣመራርጻ ኣስማት ክሳብ ስሩዓትን ዉቅባትን ቃላት ዝሓዘሉ ፊሊም ።🇪🇷ራሄለይ ከምዚ ናትኪ ካራክተር ዝሓዘት ኤርትራዊት ጎል የድልያና ኣለዋ ብፍላይ ኣብ ዉሽጢ ሃገር ትነብሩ ይሕዋትና ከምዚ ናትኪ ካራክተር ዝሓዘት ባህሪ ጎል ይምነየሎም ። መዶሻ ዓይነይ ብጣዓሚ ኣደጊጽካኒ ካብ ልቢ ግን ካኣ ኣድንቄካ ካኣ ኣብ ልዕሊኣ ዘራኣኻዮ ሓሌት ብኡነት። ዋላ ማማ ኤርትራ🇪🇷 ኣደጊጻትኒ ፦ ደራስን ዳርክተር ዉን ብጣዓሚ ክትምስገኑን ክትድነቁን ይግባኣኩም እዩ። ደቂ Eረይ ሽኮር l Love🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌 ክሳብ ብኸምዚ ዓይነት ብሉጽ ፊሊሚ የራኽበና ሩሑስ ቅንያት ማዓልቲ ናጽነት ይግበረልና ካኣ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🖐🙏
@getk6062
@getk6062 4 ай бұрын
ዋውውውውውውው ናይ በሓቂ ብልጽቲ ፍሊም ደቂ ኤረይ ጸዓዱ ዛንታ ታሪክ ሓዘል ኣብ ሂወትና ዓቢ ተራ ኣለዎ ስለዚ ኣብ ከምዚ ዓይነት ኣበርቲዕኩም ክትሰርሑ ይላቦወኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈታሪ
@Hiyba123
@Hiyba123 4 ай бұрын
Wawww nay bhaki mahrit Film deki rimeyyy meley jeganu edmen tenane yehabkum fetari aboy ❤️ 🥰 🇪🇷 ❤️ 🥰 🇪🇷 ❤️ 🥰 🇪🇷 ❤️ 🥰 🇪🇷 ❤️ 🥰 🇪🇷 ❤️ 🥰
@hermonrobel4451
@hermonrobel4451 3 ай бұрын
Eritrea 🇪🇷 forever awet nehafash ❤❤❤
@elk5824
@elk5824 3 ай бұрын
ክብረት ይሓብኩም ደቂ ኤረይ ብሓቂ ሓቀኛ ድራማ መምህር ንኹሉ ኤረትራውየ ዝብል ከብድኻ ትገላብጥ ዘይርሳዕ ታሪኽ ገድልን ህዝብን በጃኹም ከምዚዓይነት ፍሊም መምህር ዝኾነ ስርሑ ።❤❤❤❤
@danafredriksson4206
@danafredriksson4206 3 ай бұрын
በሃቂ ሃቀኛ ዝኳነት ፊልም እያ። ወጻኢ አውጺኡና ስደተኛ ተሰዲድናን ተዋሪድናን ዘርእና አብ ዘይንፈልጦ ጥፍአት ጥራህ እንበር ዝማዕበለ መን አሎ። ተሃፍተምካ እውን ብዘይትፈልጦ ጭንቀት ሂወትካን መንነትካን አጥፍእካ ሂወትካን ሂወት ውሉድካን አጥፍእካ ተጣፍፊእካን ምትራፍ እዮ ኳይኑ ዘሎ። ☝️❤️☝️🇪🇷✊🦁👑🫶
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 3 ай бұрын
ብሓቂ ሕልናካ ተዕርብ..መንእሰያት ኤርትራ ሃገር ክሕልዉ ክንደይ ዕድል ይሓፎም ኣሎ 😔 ግን ጀጋኑ ተሓቢነሎም❤
@yohannesghebreluul5824
@yohannesghebreluul5824 3 ай бұрын
ብሓቂ ታሪካዊ አብዚ እዋን እዚ አገዳሲ ብተመስጦን አብ ሓደ ሓደ እዋን ብዘይ ርዳእካ ንብዓት ይመጽአካ ብሉጽ ሓሳብን ኩርናዕ ንኢንጅነር ስለ እቲ ብሉጽ ጥበብካ ዘቅረብካልና ብልቢን ብአክብሮትን የመስግነካ አምላክ ጻማኩም ይሃብኩም ነቶም ክዋክብቲ ብሙልኦም ተዋሳእቲ ድማ ደጊመ የመስግነኩም ካብዚ ንላዕሊ ከምተቅርብልና ኢንጅነር ብዓል ሙሉእ ተስፋ እየ ዕድሜካ ዕድመ ማትሶላ ይግበሮ ንሃገርና ኤርትራ ድማ አምላክ ይሓልወልና❤❤❤❤❤❤
@yorusalemghebreselassie5745
@yorusalemghebreselassie5745 4 ай бұрын
Happy independence day to all my people happy birthday Eritrea 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@adhanetmehari-eq8hb
@adhanetmehari-eq8hb 3 ай бұрын
azeya mharetn msatetn filmy koyna rekebya. mknyatu mes gele hiwet deki sebat mtessar alwa. btami xebku serah, kexelwo deki erry xada 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 .
@abieltewelde4646
@abieltewelde4646 3 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ሪመይ ከምዚ ዓይነት መሃሪ ፊልም ብጣዕሚ ዩ ዘድሊ ሞ ቀጽልዎ❤❤❤❤❤ዋርሳይ ❤❤❤❤
@lemlemmesfin4108
@lemlemmesfin4108 4 ай бұрын
Deki Eri shioker I love you guys 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷291
@saeedalmalky5139
@saeedalmalky5139 4 ай бұрын
❤❤😊🎉🎉😊
@Matiti000
@Matiti000 4 ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ስራሕ ቀጽልዎ ዳርጋ ጠፊኡ ጸኒሑ እዩ ኣበራብርዎ ኢኹም ጽቡቅ ስራሕ እዩ
@letinamb
@letinamb 4 ай бұрын
ዋውውውው ደቂ ኤረይ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@hagerniguse3717
@hagerniguse3717 3 ай бұрын
Kbrn mogosn netom dekimna keybelu ,,hiwetom zwfyu zelewu jeganu mklkal hagerna ❤❤❤
@SoulemanSeid
@SoulemanSeid 4 ай бұрын
Yohana dike halal merat happy birthday Eri❤ 🇪🇷
@brktiabeje4804
@brktiabeje4804 3 ай бұрын
Gal eritrea jigna aeyni abyki !🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Erilove8102
@Erilove8102 4 ай бұрын
Edmen tienan selamn n hayltat mklkal eritrea ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mihretghidey4786
@mihretghidey4786 4 ай бұрын
Well came deqi Erey ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤ rehus Beal 24 ginbot mealti naxenet abxehana yohanna kbrn mogosn nsematatna nhailtatat miklkal Eritrea and Eritrean people
@shishaygebreselasee8335
@shishaygebreselasee8335 3 ай бұрын
ዋጋ ምክፋል መስዋእቲ ካብ ኮነ ብምሉኣትና ህዝቢ ኤርትራ ደረጃና ዝተፈላለየ ስዉኣት ኢና።ስለዚ ነዛ ብመስዋእትና ቆይማ ዘላ ሃገር ልኡላዉነታን ክብራን ክድፈር ይኩን ክትንከፍ ኣይነፍቅድ፡፡ርሑስ በዓል ናጽነት ንኤሩና።❤❤❤❤❤
@tesfomgebrezghi6905
@tesfomgebrezghi6905 4 ай бұрын
ብልጽቲ ፊልም ምግናን ዘይብላ ኣብ ክውንነት ዝተሞርኮሰት ኣጆኩም ደቂ ሪመይ ትድበስሉ ርሑቅ ኣይኮነን ርሑስ ቅንያት ናጽነት ❤❤❤
@makdatesfom7454
@makdatesfom7454 3 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብልጽቲ ፊልም ንብዓተይ ክቆጻጸር ኣይከኣልኩን ክብርን ምስጋናን ንሓይልታት ምክልኻል 🇪🇷
@bereketilyaslegese656
@bereketilyaslegese656 3 ай бұрын
Wwwww gele aynet movies ezi eti nay bhaki hiwet ab eritra nebr zelo wethader eyu🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@brukyosief7091
@brukyosief7091 3 ай бұрын
እግዝኣብሄር ንዓኹም ይርኣ ሽግርኩም ይወድኣልኩም ካብ ኩሉ ንዓኹም ነዞም ዕድመ ንእስነትኩም ንስለ ሃገር ትውፍዩ ዘለኹም ዓስብኹም ትፍደይሉ ጊዜ የምጸኣልኩም
@daniealmajor6293
@daniealmajor6293 4 ай бұрын
ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት ይግበረልና ደቂ ዛ ሓላል መሬት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉
@mohahiti
@mohahiti 4 ай бұрын
ንነዊሕ ዓመታት ዝጽበዮ ዝነበርኩ ተተንኪፉ ዘይፈልጥ ኣርእስቲ፡ ኤርትራ ንኤርትራውያን፡ ኤርትራዊት ንኤርትራዊ፡ ኤርትራዊ ኔርትራዊት፡ ኣዝየ እየ ዘመስግን ደቂ ኤረይ ሓላላት። ርሑስ ቅንያት ናጽነትና፡ ውሕስነት ሰላም ብመኸተ። ኣምላኽ ንህዝብናን ንሃገርናን ይባርኸልናን ይሓልወልናን።
@abdalkarimhazot1254
@abdalkarimhazot1254 4 ай бұрын
Marhaba deqi ERI jaganu 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🐆🇪🇷🐆🇪🇷
@amanuelniguse
@amanuelniguse 4 ай бұрын
I'm from ethiopia i don't speak and listen eritrean language but this movie is best please translate film content ❤❤❤❤
@heludoxy
@heludoxy 4 ай бұрын
tnx l love ethiopian movies too they have the best endings🥰
@heludoxy
@heludoxy 4 ай бұрын
tnx l love ethiopian movies too they have the best endings🥰
@MichaelYohannes-hq7kx
@MichaelYohannes-hq7kx 4 ай бұрын
ናይ በሐቂ ጽብቕትን ብልጽቲ ፊልም ደቂ ኤረይ አናብስ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@MORNINGSTAR21712
@MORNINGSTAR21712 4 ай бұрын
Credit to the writer of this film, it's filled with wonderful ideas reflected with top acting performance of top actors, you r an Engineer for real!
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 4 ай бұрын
መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ነቃጽህግደፋዊ
@ነቃጽህግደፋዊ 4 ай бұрын
መን አሞ ከማኩም ጽሩያት ደቂ ኤረይ ብጣዕሚ ብልጽቲ ስራሕ
@samcr7340
@samcr7340 4 ай бұрын
Proud of u guys and we are always thankful for all of u deki erey
@rahelshishay6328
@rahelshishay6328 4 ай бұрын
Gele aynet srah 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ happy independence day deqi Erey 🎂🎊🎉🎊🎉🎉🎧❤️
@Bana07tv
@Bana07tv 4 ай бұрын
ትጭነቅ ዘለኻ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድኻ ጡጡሕ ይኹን። ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ከኣ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ። የቀኒየለይ😊😊😊
@eritrea6227
@eritrea6227 4 ай бұрын
I am proud to be Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmeri8401
@asmeri8401 4 ай бұрын
Uffff u guys are awesome U remind me when I was 3rd round National service What’s makes mad is about the house owners our government need to think about it those people only care about money but most of our young generation protecting us bec of us they are all over day nd night We have to learn from this bec of what happened to them Thank u
@samitihabte34
@samitihabte34 4 ай бұрын
ኣነ ክነግረካ ድሓን መንግስቲ ገዛውቲ ዓቂኑ ዋጋ ኣውጺኡሉ ኢዩ። ካብዚ ንላዕሊ ዝሓትት ከኣ ሓብሩ ተባሂሎም ግን እቶም ዋና ገዛ ከየውጽዎም ፈሪሖም ኣይሕብሩን ገዛውቲ ስለዘየለ ሰብ መፍቶ ሕልና ዘይብሎም ሰብ ገዛ ይከውን ኣሎ መንእሰይ ወትሃደርን ተስፋ ይገብር መንግስቲ ብቅልጡፍ ገዛውቲ ሃኒጹ ፍታሕ ከምጻሎም ።
@semharsemhar-b9m
@semharsemhar-b9m 3 ай бұрын
ዋዉ ደቂ ኤሬይ ናይ ብሓቂ መሃሪት ንፉዓት ቀጽልዎ love to everday❤❤❤
@TESFALDETTEKLAY-n8m
@TESFALDETTEKLAY-n8m 4 ай бұрын
Thank you guys
@hadgunegasi8249
@hadgunegasi8249 4 ай бұрын
Happy independence day to all my eritrean people🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bicherzere6312
@bicherzere6312 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤happy Independence for all Eritreans 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@geriegerie503
@geriegerie503 3 ай бұрын
ጽቡቕ ስራሕ!
@W.j.i-cx6kh
@W.j.i-cx6kh 4 ай бұрын
ወልካም ጋል ኤርትራ ብሃንቀውታ ክንጽበያ ጸኒሕና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ርሑስ በዓል ቅንያት ናጽነት ከኣ ንመላእ ህዝበይ ኤርትራ🎉🎉🎉🎉❤🎉🎉❤❤
@helenasmerom1582
@helenasmerom1582 4 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️ ny bahaki
@Balla291
@Balla291 3 ай бұрын
Very interested film 🎥🇪🇷🇪🇷🙌🙌🇪🇷🇪🇷
@haileabhabtezion6592
@haileabhabtezion6592 3 ай бұрын
A Wonderful film ist hope we See more like this. Thanks
@fevenkiros528
@fevenkiros528 3 ай бұрын
እንታይ እሞ ዝበሃል ከይ ሁሉ ኩሉ ህዝቢ እቲ ዝበሃል ገሊጽዎ ኣሎ ግን ኣብ እዛ ዓለም ከም ኤርትራዊ ጹኑዕን ንመትከሉ ዝወድቅ ኣሎ ዝብል ሓሳዊ እዩ ምኽኒያቱ ቅድሚ ናጽነትን ድሕሪ ናጽነትን ዝተኽፍለ ንዛ ሃገር መዘና የቡሉን ስለምንታይ እንተ ኢልና ግን መልሱ ኩሉ ድሕሪ ሃገር ንምኻኑ እዩ ዘረደአካ ሞ በጃኹም ስነጥበበኛታት ሃገርና እንተ ኺኢልኩም ትሰርሕዎ ፊልሚ ከምዚ ዓይነት ኣብዙሑልና ምኽኒያቱ ታሪኽ ናይ ህዝባዊ ግንባር ብባዕዳውያን እንዳ ተወሰደ ንዓና ሃገርውያን ጽቡቅ ስለ ዘይኮነ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@samidesta4550
@samidesta4550 3 ай бұрын
Wawww viva deqi erey happy Independence Day to all Eritrean people ❤very nice movie keep it up 👍
@yaruzemuy9056
@yaruzemuy9056 4 ай бұрын
Young eritreans I feel sorry for you I hope this government let eritrean develop the country and open jobs to young people
@mellu2751
@mellu2751 4 ай бұрын
True
@mogosaregay
@mogosaregay 4 ай бұрын
ጽቡቅ ሰራሕ 🥰🥰🥰
@IssayasGebreindrias
@IssayasGebreindrias 4 ай бұрын
Great ❤❤❤❤ much love Deki Erey Senay qine mealti Natsinet
@eritrea2748
@eritrea2748 3 ай бұрын
Nay behaki tenbeaka jegano aditat eritrea fre mehxenkin nana kitbla zebakenkin emo wetru ab lbna ❤❤❤❤ sdet do belki haki eyu nhna kulu felitna zmexana ena gn kemti zbelkiyo Nathu zeriena tefiena yblu ane kexali enda belaka egabet zeyblka entay mkanu sdetna yhxrelna
@DelinaKahsay-yj5st
@DelinaKahsay-yj5st 4 ай бұрын
nay bhaqi afun bshfunu du tebahilu meglexi sienela deqi erey admen tanan yhabeley❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ShdenBrhane
@ShdenBrhane 3 ай бұрын
ጽባቀ ደራሲዩ ተራኢኒ ብጣዕሚ ጽብቕቲ ፊልም ድርሰት ከይተረፈ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዛንታ ፈቲዮ ምክኒያቱ ሓይሊን ጽባቀን ጓለንስተይቲ ን ወዲተባዕታይን ኤርትራውያን ሓቀኛ ምስሊ ስለዝገለጸ ። ክሰግሮ ዘይደሊ ነገር ድማ ናብ ደራሲ ኣብጽሑለይ
@ShdenBrhane
@ShdenBrhane 3 ай бұрын
ጠባያት ናይዚ ዛንታ በቲ ደራሲ ሓሳብ ዝጸሓፎ ናይ ዝርርብ ተኣሲሮም ክኸዱ ርኤ ብጣዕሚ ጽቡቕ ምኽንያቱ ኣብ ሰዓት እዚ ተዋሳእቲ ብ ዝፈጠርዎ ዝርርብ አንበር ብ ሓሳብ ናይ ደራሲ ክኸዱ ዘይክእሉ ኮይኖም ይስሙዑኒ ኣጆካ በርትዕ
@arkimera-jr8tw
@arkimera-jr8tw 3 ай бұрын
ብሓቂ ደራሲ ኣድንቀካ thanks 🇪🇷🇪🇷
@danepireteab
@danepireteab 3 ай бұрын
Good afternoon dakqi Eriey yesss 💯✅👈🇪🇷 good job 🎉🎉🎉
@maru.6991
@maru.6991 3 ай бұрын
ዋውው ጽብቅቲ ፊልም።ንኣደ ኤርትራ ክትብል ዝኸፈለቶ መስዋእቲ ግን ኣይተራእየንን።at least ab mewedaeta temriom deqom ketrie nierwa.
@SemereAasat
@SemereAasat 3 ай бұрын
Thanks derasayy kemey hzbna ynebr bflay ka menesey eritrea. Nzey felto kurub abrihalu aleka. Tesfa ygebr ab ketsli ka mskoblele sdrieu kali bal adi abeyto ,bdho, adi nfas , daboy rgumm, ander teseney, aseb adnfas, serejeqa,gergera, hashferay ..... wezete trefe balika melika temtselina tkewn.kemey bbchitt seb ynebr alo
@Iwillcallyoulater1991
@Iwillcallyoulater1991 4 ай бұрын
ኣምላኽ ይመስገን ክልተ ካብ ሚእቲ ከፊለ ዓመት ዓመት ይዛወረላ ከም ሰብ እቶም ህዝቢ የደንግጹኒ ግን ልዕሊ ነብሰይን ስድራቤተይን ዝመጽእ ስለዘየለ ዕጥጥ ኣይብለንን ኣብ ድፋዕ ገዲፍካ ወላ ኣብ ጉድጓድ ተወዛዕ ጉዳየይ ኣይኮነን ወዲ ኣፌ ክሳብ ዘሎ ሰላም ይነብር ኣለኹ፡ ንሱ ምስ ከደ ከኣ ምስቲ ዝመጽእ ተረዳዲእካ ኢዩ፡ እዚ ጅግንነት ዶ ሃገራውነት ነቶም ድኻታት መዘናግዒ ይኹንኩም ሕማም ሻዕብያ ንቕድሚት❤❤❤❤❤
@lolamigos2381
@lolamigos2381 3 ай бұрын
You are trying to be edgy so hard 😂
@Iwillcallyoulater1991
@Iwillcallyoulater1991 3 ай бұрын
@@lolamigos2381 i am not trying bro that's my personality🤫
@RegenKahsay
@RegenKahsay 3 ай бұрын
GOOD JOB DEKI 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ERITREYYYY🇪🇷 ❤❤❤❤❤
@shamasmelash5667
@shamasmelash5667 4 ай бұрын
Wow, amazing movie!! Keep it up
@haderakelati1160
@haderakelati1160 3 ай бұрын
ገምዛ ሞቪ ዚኣ ጌራ ዝሳሓበቲን ዘሕዘነትን ሰሐበነትን ኣብ መጨራ ድማ ዘሐጎሰትኒ የላን ብሓቂ ንኤርትራውያን እትገልጽ ኩሉ ኣነባብራ ህዝቢ ቃልሲ ተጋደልትን እዚ ወሎዶ ዚ ዘርኢዮ ዘሎ ኒሕን ሓቦን ዘይተጻዓድነትን ከወልድ ኪዝምድ ኪጥዕመኒ ክሓልፈለይ ከይበለ ምስ ከርፋሕ ናብራን ሕሰምን ከነሰነፎ ንኹሉ ተጻዊሩ ሃገረይ ክሉንትናይ ብምባል ተወፍዩ ክምቶም ጀጋኑ ኣቦታቱን ኣያታቱን በጃዛ ሃገር ኮይኑ ጸላኢ ተኻላኺሉ ሕጂ ድማ ደግም ንኽሃንጻ እጂጉኡ ሰብሲቡ ይረባረብ ኣሎ ካብዚ እዛ ድራማዊት ትራገዲ ነዚ ኹሉ ጠባያት ጠሚራ ያ ትጓዒዛ ደላሞ ኣዚያ ትናኣድ ትራጀዲ ጽንዓት ኤርትራዊ ኢለ ሰሜያ ኣለኹ። ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏🙏🙏❤!!!
@MedhaniTesfamarian
@MedhaniTesfamarian 4 ай бұрын
Nay behaqi flim admen tanannn yhabeley deqi eri
@helugalasmera1334
@helugalasmera1334 4 ай бұрын
OMG MEGLEXI YEBLEYN BTAEMI XBQTI BHAQI TESEMIUNI 😢😢KBRN MOGOSN NHAYLTAT MKLKAL ERTRANN NJEGANU MENTI EZA HAGER ZTESEWUUN ZSENKELUN RHUS QNYAT NAXNET 👍👍💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷
@BiniamBagne
@BiniamBagne 4 ай бұрын
Hiwetna znebere azekiratni ነቢዐ በቃ thanks ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ElyasGBREGHZABHER
@ElyasGBREGHZABHER 4 ай бұрын
100 ካብ 100 ፊልሚይ ድቂይ ኤርይ
@FilimonWeldeslasie
@FilimonWeldeslasie 3 ай бұрын
ዋውውውው ብጣእሚ መሃሪት ታሪኽ ኣቦታት ኣዴታት ኤርትራውያንን ጀጋኑ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Yohannes-mu5fu
@Yohannes-mu5fu 2 ай бұрын
Unique film thanks more
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 26 ( BY BRUNO )
47:01
Awra Tube
Рет қаралды 6 М.
💩Поу и Поулина ☠️МОЧАТ 😖Хмурых Тварей?!
00:34
Ной Анимация
Рет қаралды 1,5 МЛН
Cute
00:16
Oyuncak Avı
Рет қаралды 11 МЛН
NEW ERITREAN MOVIE 2024- QAL -ሓዳሽ ናይ ትግሪኛ ፊልም ቃል 2024
1:22:54
Ghebre weldrufael - ደድሕሪኣ
6:28
Eritrea4life
Рет қаралды 18 М.
ካብ ሓወይ ጠኒሰ ደሙ ስሒቡኒ
30:37
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 144 М.
Aynin Hamedin  ዓይኒን ሓመድን   Full Eritrean Movie
1:25:21
Denden Entertainment
Рет қаралды 529 М.