New Eritrean Video 2024 ዝኽሪ ፍቕሮም ፊልን ሚካልን 1ይ ክፋል (ምስ ዘለኒ ከቢድ ስንክልና ክምርዓው ሓሲበ ኣይፈልጥን'የ) PART0 1

  Рет қаралды 206,011

HENPAS ENTERTAINMENT

HENPAS ENTERTAINMENT

7 күн бұрын

Пікірлер: 2 400
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 5 күн бұрын
ነዛ ብርኽቲ መርዓት ኣነ ብወገነይ ግለጻ እንተኢልኩምኒ የብለይን፡ እስኪ ግለጽዋ በጃኹም፡፡ ማርያም ድኣ ከይትኸውን፡፡
@ayahans
@ayahans 5 күн бұрын
ዋላ አነ ብጣዕሚ ከምዚአ ስ 1000 ይፈጠራ ዩ ዘብል
@rutagebreslase1862
@rutagebreslase1862 5 күн бұрын
Gal maryam eya welte mikal blxti thti ❤❤
@Rut539
@Rut539 5 күн бұрын
ብሓቂ ምስ ውሽጠይ ኮምኡ ክብል ጸኒሐ
@ghennettesfagiorgis9074
@ghennettesfagiorgis9074 5 күн бұрын
Yes she is amazing ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rutahagos1514
@rutahagos1514 5 күн бұрын
🎉🎉I'm more proud of her 👑💎♥️🇪🇷👍GBU all your family 🙏🏻
@lelmlemeyob2605
@lelmlemeyob2605 5 күн бұрын
ደቂ ድንግል ማርያም፡ኮይንካ እንተ ኣበኻ ኩሉ ስነምግባር ናይ ኣዴና ቅድስት ብጽእት ድንግል ማርያም ባህሪ ኢካ ትወስድ ሃዳርኩም ዝተባረከ ይኩነልኩም ብ ኣምላክ ኣሚኑ ዝሃፍረ የለን ❤❤❤❤
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 5 күн бұрын
ንስኺ ከ ከመኣ ዶ ትኾኒ?
@tesfalem-qd1ex
@tesfalem-qd1ex 4 күн бұрын
Xbikti nay bhaki des tbli ajaki ab amlak zamena zhafr yelan fkrkom ybark
@tsehayetekeste6753
@tsehayetekeste6753 4 күн бұрын
ብሓቒ ሰብ ማለት ደገኺ ጽብቕቲ እቲ ካቡኡ ዝበጸ ውሽጥኺ ፍቕሪ ኣምላኽ ንዘሎዎ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣምላኽ ዝደልዮ ብተግባር ፈጺምኪ ኢኪ እቲ ንዑኡ ዘኣመነ ኣይሐፍርን እዩ እግዝኣቢሄር ኪዳንኩም ይባርኽ ውሉድኩም ጥዑያትን ብሩኻትን ምእዙዛትን ጌሩ ይሃብኩም ነዛ ስድራ ኣቦይ መኮነን ድማ እግዝኣቢሄር ንምሕረት ይብጻሓያ
@user-nt1dz9uv9q
@user-nt1dz9uv9q 3 күн бұрын
ብልክዕ ክጽሕፍ ሓሲበ ገድፈዮ ኣለኹ መግለጺ ሲኢነ
@merhawitteklemariam6110
@merhawitteklemariam6110 3 күн бұрын
Maryamey zebele ayhafirin eyu ajoki aytigedfekin eya ❤❤❤
@efremmered
@efremmered 4 күн бұрын
ኤረትራዊት ንግስቲ ኢለኪ አለኹ አብ ምድሪ ዓለም ከለኺ መንግስተ ሰማያት አቲኽያ እግዛብሄር አምላኽ ድማ ስለ እቲ ቁዱስ ተግባርኪ ከማኹም ጵቡቓትን ሙሉኡ ጥዕና ዘለዎም ቖሉዑት ክህበኩም እዮ ብዝተረፈ 100% ምልእቲ ሰብ ኢኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@Metkeli
@Metkeli 3 күн бұрын
Amen amen amen 🙏🇪🇷🇪🇷🙏
@Adiam-sz8so
@Adiam-sz8so 4 күн бұрын
አዋይ አዛ ጓል ሲ ሕልናካ ተዘክረካ ከምዚ ከማይ ላዕሊ ላዕሊ ትጥምታ ዘለኪን ነዛ ጓል ምስ ረኣኪን ነብሲኪን ዝወቀሰኪን አዋይ ኣታ ኣምላከይ ትመስገን በዛ ዘለኪዋ ዝበልኪን Like ኣብዚኣ
@user-rk4jj3jf9x
@user-rk4jj3jf9x 3 күн бұрын
ይገርም ወላ ኣነ ተደኒቀ ኣነካዓ ሰብኣየይ ምንም ዘይብሉ ኢለ ይንዕቆ ብዚኣ ቀኒአ😢
@h.klearnchannel8490
@h.klearnchannel8490 5 күн бұрын
ንከም ባዓል እዚኣ ለዋሃት ክብል እዩ ፈጣሪ ነዛ ናይ ንብዓት ዓለም ደው ኣቢልዋ ዘሎ እንበር ፡ ግብርናስ ቢኢሱ'ዩ ዘሎ 😢😢😢 ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልኩም ❤🎉 ብሓቂ ህያብ ካብ ፈጣሪ ኢኻ ተቀቢልካያ 😢🎉❤
@user-lr1mo6vr8p
@user-lr1mo6vr8p 5 күн бұрын
ሐቂ በሐቂ ❤❤❤
@merhawithaile6677
@merhawithaile6677 4 күн бұрын
ናይ ብሓቂ
@slama-sl8yl
@slama-sl8yl 3 күн бұрын
ዋላ ኣነ ገሪሙኒ እዪ
@user-rd1dp3fv2i
@user-rd1dp3fv2i 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🌹 ERi🎉🎉🎉🎉fishikita dirara
@helenbaryagabr9964
@helenbaryagabr9964 3 күн бұрын
ናይ ብሓቂ እግዝኣብሄር ይባርካ ❤❤❤
@HabteBeraki
@HabteBeraki 5 күн бұрын
ኣቤት ልቦና ❤️❤️ ኣብ እግዚኣብሄር ዘለዋ እምነት አብ ጽጉማት ዘለዋ ሓልዮት ኣብ ፍቕሪ ዘለዋ ግሉጸነት ኣብ ኣዘራርባኣ ዘለዋ ክእለት ብጣዕሚ ዩ ዘገርም ♥️♥️ ንስድራቤት ጥዕና ንዓኹም ድማ ሓዳርኩም ይባርከልኩም እግዚኣብሄር
@zaidsimon9363
@zaidsimon9363 5 күн бұрын
Amen Amen Amen 🙏🏾
@LulPaerly
@LulPaerly 4 күн бұрын
Bhaqi gelixkaya
@michealyesmijnbrorusom3029
@michealyesmijnbrorusom3029 3 күн бұрын
Amen hibit beatable
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤ natka wn teum ❤❤❤
@HabteBeraki
@HabteBeraki 3 күн бұрын
@@lichikiflom4740 thanks sister ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@mhrtabbeyene3627
@mhrtabbeyene3627 3 күн бұрын
እታ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘላ ለባም ሰበይቲ ብኣካል ሎሚ ሪአያ እግዚኣቢሄር የምስየልኩም።
@Eri2626eritra
@Eri2626eritra 2 күн бұрын
❤❤❤
@iyassuasghedom3466
@iyassuasghedom3466 3 күн бұрын
ግልጽን ፍጹም ብሩህ ኣእምሮ ዘለዋ ቅድስቲ (ፍልይቲ) ፍጥረት እያ።
@merygualkeren
@merygualkeren 5 күн бұрын
ኣብዛ ዓለም እባ ሰብ ኣለዉ ኢዮም ❤️❤️❤️🥰🥰🥰❤️🇪🇷💯
@user-wk3qj7gc3q
@user-wk3qj7gc3q 5 күн бұрын
Zereba eya nai bhaki seb alewu
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 3 күн бұрын
​@@user-wk3qj7gc3q❤😂
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 3 күн бұрын
❤❤😂
@weldubrhane
@weldubrhane 2 күн бұрын
Gerimuni abza kifietin nay sisean alem nay mejemeria gal amlak kia rieye
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 2 күн бұрын
መልእኽቲ ኣለዉ ድኣ በል
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 5 күн бұрын
ከም ሎሚ ጌረ ውሽጠይ ተተንኪፈ ኣይፍለጥን ልቦና ናይ ሃፍትና ሶሊ ይገርም እግዚኣብሄር ኣምላክ እሙን እዩ ኩሉ ናቱ ሰናይ እንድዩ ታሪክ ዝቅይር እግዚኣብሄር እዩ ኣገልጋሊ ቤተክርስትያን ዚኮኖ በራውር ቆልዑ ጌሩ ክባርከኩም እዩ ❤❤❤
@Chompe8939
@Chompe8939 3 күн бұрын
🙏 amen 🙏
@Kokob-ym6hf
@Kokob-ym6hf 3 күн бұрын
ዕድሜኡ ምሉእ በይኑ ክሕልፋ መኒንዋ ዝነበር ሂወት ብርሃን ዓለም ዝኮንክዮ ኩሉ ነገር ብፈጣሪ ረከበዮ ሓዳርኩም ይባረክ ዕድመን ጥዕናን የሃበኩም ፈሬትን ጸገይትን ኩኑ 🙏🙏🙏🙏🙏
@choosen5792
@choosen5792 4 күн бұрын
ሄኖክ ሓወይ ካብ ልቢ ነምስግን፡ ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ። ምኽንያቱ ናብ ቤት ትምህርቲ 1ዓመት ተመላሊስካ ዘይርከብ ንቅሓት ምስኡ ጸጋ ዘለዎ ትምህርቲ ኢኻ ኣሕሊፍካልና።
@ambesgerberhane1154
@ambesgerberhane1154 4 күн бұрын
ኣነ ውን ተመስገን ኣምላኽ ሰንበት ማዓልቲ ካብዛ ሕረዶ ቅተሎ መሊኣ ዘላ ዓለም ነዛ ለባም ጛልእዝጊሄር ልቦና ምስምዐይ ።
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 4 күн бұрын
ብሓቂ ቡሩኽ ሰንበት ኣነ ውን ከምዚኣ ዝበላ ለባም ክትሪኢ እንከለኻ
@Hibaabdu1978
@Hibaabdu1978 4 күн бұрын
ሰብ ዲያ ዋይስ ኣምላክ "ኣንቱም ሰባት አንታይ ሒዝናላ ዛነብሲ ንዘኦም ሚሕጋዝ ሓላል ኢዮ
@WediMera-xo6en
@WediMera-xo6en 2 күн бұрын
Naye bhaqi ❤❤❤❤
@goldenlionseri5221
@goldenlionseri5221 3 күн бұрын
ተኣምራት ዝኾንኪ ሄዋን፡ዘበናዊት ፍላስፋ ሂወት፡ዝተዋህበኪ ጸገን በረኸትን መታን ተዓቢጡ ከይተርፍ ኣምላኽ ብጥበቡ ገሩ፡ነቲ ኣባኺ ዝፈጠሮ ድንቂ ዝኾነ በረኸት ምስ ፍሊ ብምርኻብ ናብ ዓለም ኣጋዊሕዎ፡ምስ ኖርማል እንተትምርዓዊ፡ተኣምራታዊ ዝኾነ ብስለትክን ተውህቦኽን ኣበይ ምረኸብናዮ፡ስለዚ ንስኺ ዘይኮንኪ ሓጊዝክዮ ልቦናኽን ደረት ኣልቦ ንልቕሓትክን ተዓቢጡ ንኸይተርፍ ግርማ ሞጎስ ክትረኽቢ ፍልጠትክን ጥበብክን ንሕዝቢ ዓለም ክትምህርን ክትቅይርክን ፍሊ ብምርካብኪ እኪ ተጓናጺፍክዮ፡ ፍሊ ንዓኺ ምርካቡ ንሙሉእ ሕብረተሰብና ሓጊዙና እዩ፡እንቋዕ ካልእ ኣይተምርዓኺ፡ምኽንያቱ እዚ ኩሉ ካብ ንፍጠር ሰሚዕናዮ ዘይንፈልጥ ቃላትን ጥበብን ፡ኣስተውዕልናሎም ዘይንፈልጥ ኩርናዕ ሂወት ኣበይ ምረኸብናዮም።ንስኺ ሉል ዝኾንኪ ፈጺምኪ ዘይትርከቢ ፍጥርቲ ኣምላኽ እኪ። ኩሉ ግዜ ከይተሓለልኪ መሃሪ ንቡዙሓት ናይ መሰጋገሪ በረኸት እኺ ተፈጢርኪ። ኩሉ ድማ ከምዝደለኽዮ ኪኾነልኪ እዩ።
@Miniaturejelly24
@Miniaturejelly24 2 күн бұрын
እዛ ጓል ልቦናኣ ኣዴታትና ተዘክረካ ኣብ ሎሚ ጊዜ ከምዝ ለባም ጓል የላን GOD bless you guys ❤
@fishwish2719
@fishwish2719 5 күн бұрын
እዛ መዝሙር ሲ ብልበይ እናሓሰብክዋ ን ክትዝምራን ሓንቲ፡ ስምኪ ጸዊዐ መዓስ ሓፊረ ማርያም ኢለ ኣበይ ወዲቀ ስምኪ እዩሞ ስንቒ ኾይኑኒ እንሆ ምስጓና ተቐበልኒ(፪) ጸላኢ መጺኡ ኽቓወመኒ ንብዙሕ ዘመን ከሽግኒ ሰይጣን ማሪኹ ከሳቕየኒ ወላዲት ኣምላኽ ኣደ ኣላትኒ ናይ ለወሃት ኣደ ናይ ፍቕሪ ኣርኣያ ናይ ድኹም ዘራይ ድንግል ንሳ እያ ሓጥእ ኢኻ ኢላ ኣይትንዕቐንን ንዓኣ ሒዘስ ገለ ኣይከውንን ሰምኪ ጸዊዐ,,,,,,,,, (ኣዝማች) መርዓ ምስ ኾነ ስብ ምስ መልአ ዝቕረብ ሽሻይ ምስ ተወድአ እንታይ ኽቕርብ ኢሉ ኽሽገር ንዓኺ ሒዙስ ግና ኣይሓፍረን ጎይታ ሰሚዑ ንልማኖኺ ባህ እናበሎ ትርህራሃኺ ነቲ ጽሩይ ማይ ብትኣምራት ወይኒ ገበሮ ብኻሃልነት ስምኪ ጸዊዐ,,,,,,,,,,,(ኣዝማች) ብዓልቲ ግርማ ድንግል ኣደ ጎይታ ምኽንያት ምድሓን ናይ ኣዳም ተስፋ ስምኪ ክጽውዕ ግዜ ሓዘነይ ምሳይ ልገቢ እምባ ጽዮን ጸግዐይ መታን ኸይጠፍእ ዘኽታም ከይኸዉን እግዚኣብሄር ስቕ ኣይበለንን ኣምላኽ ይመስግን ዕድል ኣሎኒ ወላዲት ኣምላኽ ኣደ ኣላትኒ ስምኪ ጸዊዐ መዓስ ሓፊረ ማርያም ኢለ ኣበይ ወዲቐ ስምኪ እዩሞ ስንቒ ኮይነኒ እንሆ ምስጋና ተቐበልኒ!!!! ኣብ እዋን ኣብዝሓ ደቂ ሰባት ብስስዐ ኣዒንትና ዓዊሩ፡ ነዛ ሩሑና ዝሓዝናላ ዘይብልና ዘመን ፡ ከምዚአን ደቒ ኣንስትዮ ኽትርእን ኽትስምዕን ፡ እሞ ድማ ኽትረክብ መቸም እጽብ ደንቅ ካብ ምባል ሓሊፍካ ዝብሃል የለን። ከመይ ንዓኺ ዝፈረየት ማህጽን ዝተባረኸት እያ። ብዝተረፈ ንብምሉ ሓሳበይ በዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ጥቕሲ ክድምድም👇👇 መዝ 128፡1-5(ንእግዚኣብሄር ብምእዛዝ ዝርከብ ዓስቢ)🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@misghinakidane6375
@misghinakidane6375 3 күн бұрын
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 🙌 👏 ❤️ zemare melaketi yesman zhawey ❤❤❤🎉
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 2 күн бұрын
ኣሜን❤❤❤ ኣሜን❤❤❤ ኣሜን❤❤❤
@Eriboy1
@Eriboy1 5 күн бұрын
ኣንቱም ሰባት ሓቀኛ ሰብ እባ ኣሎ ኣብዛ ምድሪ እዚ ወዲ ናይ በሓቂ ዕድለኛ እዩ ሰብ ኢሉ መልኣክ ሰዲድሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዉላድኩም ከኣ የርኤና ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤❤
@zowdi810
@zowdi810 5 күн бұрын
Yes you are right 🇪🇷 god bless to them wow he is lake 🙏 🙌 ❤️
@GirmayTesfation-zy2pe
@GirmayTesfation-zy2pe 3 күн бұрын
መግለጺ ኣልቦ ሰቅ ይሓይሸ ምኽንያቱ ክንገልጽ ክንብል ከነጉድል ኢና ኣምላክ የፈጸምኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Rahwa_34
@Rahwa_34 3 күн бұрын
ፊሊ ሓውና ንሰሉ (ህያብ )በላ እንትምንታይሲ ካብ እግዜኣብሄር ዝየዋሃብካያ ህያብ እያ እሞ ሓዳርኩም ፍቅርኹም ይለምልም❤❤❤
@user-ii1tw8cd8i
@user-ii1tw8cd8i 5 күн бұрын
ኣንታ ኣንታ ኣንታ ኣቤት ልቦና ኬፍ ዘለዎ መዓልቲ ዊዕለ ከም ናይ ሎሚ ነዊሕ ዕላል ሰሜዐ ኣይፈልጥን ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ❤❤❤
@sabageb2107
@sabageb2107 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@shewitmengstab8727
@shewitmengstab8727 5 күн бұрын
ኢድ ኣምላኽ ኣብኹም ክትሰርሕ መታን ኢያ ከምዚ ኮይንኩም እምበር ምንም የብልኩምን ኣጆኹም ዮሃ 9-3 ኣንቲ ሓፍተይ ግና እታ ኣብ ምሳሌ 31-10፡ ዘላ ደገኛ ሰበይቲ ኢኺ ❤❤❤❤
@SamsomSasa
@SamsomSasa 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@tsehayeatobrhan6569
@tsehayeatobrhan6569 3 күн бұрын
ከማክስ ንኹሉ ደላይ ሓዳር ኤርትራዊ ይፍጥረሉ, ነዓኺ ከኣ መቸም አግዚኣብሄር ኣምላኽ ኩሉ አዩ ሞ ዝከኣሎ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ሓስብኪ ይስምርልኪ!!!
@user-xb4rk1nv5k
@user-xb4rk1nv5k 2 күн бұрын
Proverbs 19 ትግ - ምሳሌ 14: ቤትን ሃብትን ካብ ወላዲ ይውረስ፡ ለባም ሰበይቲ ግና ካብ እግዚኣብሄር እያ። ለካ 21ክፍለ ዘበን እውን ከማኪ ዝበለት ቡኩሉ ሙሉእ ዝሃባ ጓል አንሰተይቲ አላ እያ ተመስገን ፈጣሪ እግዚአብሔር አምላክ መርዓ አብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ሓፍትኩም ጓል ትግራይ❤
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 5 күн бұрын
ብሓቂ ዓስቢ ዘለዎ ጉዕዞ ብኣፍኪ ዘይኮነ ብግብሪ ኣርኢኪ ሰዓቢት ክርስቶስ ምኳንኪ እግዚኣብሔር ኣብ እምነትኩም የጽንዕኩም ውላድኩም ይርእየና ቃል ኪዳን ኣብርሃም ሳራን ዝባረኸ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ ❤❤❤።
@kidanefesiha2830
@kidanefesiha2830 5 күн бұрын
100%true
@ta-sy6up
@ta-sy6up 4 күн бұрын
አሜን❤ አሜን❤ አሜን❤
@timoasmara6267
@timoasmara6267 5 күн бұрын
ኣበይ ዘላ ሚጡጡ እያ ሰሚዕካያ ዘይትምኖ ልዕሊ ኩሉ ንስድራኣ ኣክብሮትን ኣፍልጦን ይግብኣና።ሶሊ ንብዙሓት መምህር ኢካ በጃኺ በጃኺ ናትኪ ዮቱብ እባ ክፈትልና መዓልታዊ ትገብርዎ ኩሉ ዘይኽነስ ገለ ገለ ፈሊኻ እንተ ተቀርብልና ብዙሕ ሰባት ምተማህረን ኣተሓስስባ ሕብረተሰብውን ምቀየረ ኣነ ተስፋ ይገብር ኣብ ፌስይብክ እንተ ዝረክበኺ ሓሳባት መጀማመሪ ዝኸውን ምሃብኩ።ዕልልኪ ጥዑም ባዓል ቤትኪ ኣንበሳ መግለጺ የብለይን። ኣቅራቢ የቀንየልና
@user-ng1gh4jc6k
@user-ng1gh4jc6k 5 күн бұрын
Siq ske bel bejaka ezia tmesl Brikti ftret si ab KZbin & Facebook tesetiha kitwiel delika, kitmeharu delikum betekristian kidu simple. Hzbna enafeletkum aytixeyku.
@BlesssedDay
@BlesssedDay 4 күн бұрын
​@@user-ng1gh4jc6kYouTub እኮ ኪትከፍት ከለካ መደብ ክትሓስብ ኣለካ
@kisanet4715
@kisanet4715 4 күн бұрын
👍👍👍👍💯💯💯💯
@kisanet4715
@kisanet4715 4 күн бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ
@user-qk2fo4hm1o
@user-qk2fo4hm1o 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Kerab-zt6jq
@Kerab-zt6jq 3 күн бұрын
ከምዚ ዓይነት ኣተሓሳባን ተግባርን ክትርኢ ከለኻ ትገርም ነብስኻ ድማ ኣበይ ከመ ትምድባ ይጠፍኣካ። በሉ እስከ ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ ን ፊሊ ጥዕና ን ሚኩ ድማ ጸጋኺ የብዘሓዮ።🎉🎉🎉❤❤❤
@user-zf7cz6sp5q
@user-zf7cz6sp5q Күн бұрын
ስለ እቲ ሩህሩህ ሊቦናኺ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ፍረን በረኸትን ሰላምን ፀጋ አምላኽ የብዚሐልኪ
@Rahwa20156
@Rahwa20156 5 күн бұрын
ማሻኣላህ ምቅርቲ ጋል ወላ ፊሊ ጽቡቅ ግርማ ዝመልኦ ሓዳርኩም ኣብ ይባረኽ ረቢ ውላድኩም የርእየና ዘሕጉሱ ቆልዑ ይፍጠረልኩም በጃኻ ፓስታ ኣይትረሳዓና ኣብ ውላዶም ተኻፈልቲ ግበረና 👍🏽ስንክልና ናይ ሓንጎል እዩ ንኹሉ ነገር ኣልሓምዱሊላህ ምባልኩም በጃኹም comment ናተይ ተንቡቡ gift ናይ መርዓኹም ኢልና ገንዘብ ንስደደሎም ተሌፎን ናቶም ግደፈልና ፓስታ 💞💞❤️❤️
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 4 күн бұрын
ይሰማማዕ ኢየ
@ayahans
@ayahans 4 күн бұрын
ይሐልም ድየ ዘለኩ ለባም መስተውዓሊት 5 ግዜ ርኢዮ ጋጊመዮ አነ አይተመርዓኩን ክጽልይ ከለኩ ፍርሀት እግዚአብሔር ዘለዋ ሀበኒ ይብሎ ን አምላክ አቦይ
@BlesssedDay
@BlesssedDay 4 күн бұрын
ኣነ'ከ ሰዓ 2፥20 ናይ ለይቲ ኾይኑስ በቃ ክድቕስ ወላ ተደለኩ ተገርመ ይርእያ ኣለኩ
@ayahans
@ayahans 4 күн бұрын
@@BlesssedDay አበይ ዓዲ ትቅመጥ
@BlesssedDay
@BlesssedDay 3 күн бұрын
@@ayahans ካናዳ
@wedensaedebesay
@wedensaedebesay Күн бұрын
ንስኻ ጥራሕ ቅኑዕን ፍርሃት እግዛብሄር ይሃሉኻ እበር እግዛብሄር ኣምላኽ ክህበካ እዩ
@danielandemariam-ew8qr
@danielandemariam-ew8qr 3 күн бұрын
ፍሊይቲ ፍጥረት ቃላት ሲኢነልኪ እምበር ለካ ከማኺ ዝበላ ዝበሉ አብ መርየት ከለዉ ዝጸደቁ አለዉና እዝጋቢሄር አምላኽ ከምቲ ትአምኒዬን ትዉከልዬን ሙሉእ ሂወትኪ ሰናይ ጸጋ ሞጎስ በረኸቱ ይሀብኪ ንሐዉና ፊሊ ኽአ እንካዕ ሐጎሰካ ከምዚአ ዝበለት ፍጥርቲ ደገኛ ሰበይቲስ መን ይረኽባ ካብ እዝጋቢሄር ስለ ተዋህበካ ሐዳርኩም ይባረኽ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም መባልይቲ ይግበርኩም አምላኽ ጥዕና ይሀብካ ❤❤
@tesfufishaye9901
@tesfufishaye9901 Күн бұрын
ን ነብሰይ አንታይ ሒዘላ ትብል ዘረባ ኣባይ ዘረባ ሙሉአ መጽሓፍ አያ ተመስገን ኣምላኽ ሓዳርኩም የዳብሮ
@user-nu4fl8jv9q
@user-nu4fl8jv9q 5 күн бұрын
ኣብዛ ፍቅሪ ጠፊኣ ዘላ ዓለም ሎሚ ፍቅሪ ኣምላክ ሪኢና እግዚኣብሄር ጃዳርኩም ይባርክ❤❤❤
@helenasmerom1582
@helenasmerom1582 5 күн бұрын
It’s true???
@nahommengisteab7417
@nahommengisteab7417 4 күн бұрын
ክፍትን እምበር ክንደይ ከይንክእሎ❤ሓፍተይ ንስኺ ሚካል ዘይ ኮንክስ ጽዮን ኢኪ ለካ ሰበይቲ ካብ ኣምላኽ ኽበሃል ሓቂ እዩ። ስለ እቲ ጽቡቅኪ እቲ ዝኣመንክዩ ኣየሕፍረኽን ኢዩ።እንተ ልቦናኺ ኣብዚ ሎሚ ግዜ ብሃገር ዘይኮነስ ኣብ ዓለም ኢዩ ቀዳመይቲ ዘስርዓኪ ተኺኢልኪ ነተን ጥዑይ ተመርዐን ዘሰንኽላ መሃሪት ኩንልና ንስኺግና መልኣኽ ከይንብለኪ ሰብ ኢኺ ግና ኣምላኽ ኽገብረልካ ተደልዩ ከምዚ ከማኺ ጌሩ ኢዩ ዝሰደልካ ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ ካብ ውልድኪ ተኸፈልዩ ኣምላኽ ኩሉ ግዜ ሰሓቅ ይግበረልኩም።🙏ነቶም ጎደሎ እምነትና ድማ ምሂርክና ኣምላኽ ንኩልና ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና።እዚ ኩሉ ዝጠፍእ ዘሎ ፍቅሪ ስድራቤታት,ፍቅሪ የሕዋት,ፍቅሪ ሰብ ሓዳር ፍቅሪ ዓርከ መዘና ካብ ቤት ኣምላኽ ምርሓቅና ኢዩ ስለዚ ኣምላኽ ብምሕረቱ ይርድኣና። እንተ ንስኺሞ ኣሽሓት ኣእላፍ ኩንልና ፊሊ ሓውና ከኣ ከመዲኡ ረኪቡ ❤ለካ ልቦና ዕድመ ኣይኮነ ሽበት ኣይኮነ ብልሒ ኢዩ።🎉❤🇪🇷ናትኪ ጸዊኻ ዝውዳእ ኣይኮነን.................................
@layneteshome7090
@layneteshome7090 4 күн бұрын
ሰላም ሰላም ሄኖክ ሓውና ነዞም ቁዱሳት ሰባት ናይ እዝግኣብሄር ሕሩያት ደቂ ኣሞላኽ ምቅራብካ ዓበይቲ መማሃራን ፍቅሪ እዮም ከምቲ ኣበበኦም የሬኤና ፍሬኹም ንብለኩም ሚካል ወይዘሮ ወይዘራዝር ማመት ወናኒኒት ልቦና ሕሪቲ ሕሩያት ውቅያኖስ ፍልጠታ ጃሕጃ ዝብል ፍቅራ ፍሊ ሓውና ኣምላኽ እዩ ሂብካ ተመስገን በል ኣመስገነ ፈጣሪኻ 🙏♥️🇪🇷
@samuelyehdego
@samuelyehdego 5 сағат бұрын
እቲ አብ ወንጌል ዘንበቦ ሎሚ ሚካል ርእዩ ካልእይ ድማ ብርክቲ ሰበይቲ ካብ እግዚአብሔር እየ አማን ብኣማን ❤
@1991-nx9kb
@1991-nx9kb 5 күн бұрын
ክብርትን ለባም ከማኺ ተሰሚዑ ኣይፈልጥን ።ኣውራ ዘዕበይኺ ስድራ ዝናዱ አዮም።ኣውራ ናይ ኣቦኺ ቃላት ንኽሉ ሰብ ዓብይ ትምርቲ ኣብ ሂወትና ንነብስና ናይ በሓቂ አንታይ ሒዝናላ አልና ንሕሰብ ሓዳርኩም ምሉአ ጥዕና ሂቡ ይስስን።
@aklilutesfamariam8116
@aklilutesfamariam8116 5 күн бұрын
ገሊአን ጸጊበን ሓዳረን ይገድፋ በዓል ሚካል ከኣ ❤❤❤ ኣቤት ልቦና
@ayahans
@ayahans 5 күн бұрын
ናይ ብሐቂ
@merygualkeren
@merygualkeren 5 күн бұрын
Nay behakk teamir riena ☝️☝️☝️☝️
@helenasmerom1582
@helenasmerom1582 5 күн бұрын
Betami tedenk gal hewan ❤❤
@ta-sy6up
@ta-sy6up 4 күн бұрын
❤❤❤
@edenmeasho
@edenmeasho 2 күн бұрын
ስርሑ ግሩም ድንቂ እዩ'ሞ እግዚአብሔር ይመስገን🙏❤🙏
@HermonnaAndat
@HermonnaAndat 2 күн бұрын
መዐቀኒ ፍቕሪ ቅድመ ኩነት ዘይብሉ ፍቕሪ እዩ። ሕጂ ሪኤያ ❤❤❤
@kefluhabtom6133
@kefluhabtom6133 5 күн бұрын
ኣነ ንኣኪ መግለጺ ኢየ ስኢነልኪ !!!!!! ሰብ ደይኮንኪ ልእክቲ ኣምላክ ኢኺ ዓስብኺ ብኣምላክ ክትረክብዮ ኢኺ ብውላድኪ ተካሓሲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Meksen.wedi22
@Meksen.wedi22 4 күн бұрын
ለካ እንዶ ደኣ ንድንግል ማርያም ዝሓዘት ሓፍትና።ኣሰር ድንግል ኢኺ ሒዝኪ ክብርቲ ሓፍትና።
@eritreaelsagb7918
@eritreaelsagb7918 3 күн бұрын
አነ ከኒ ነዛ ነብሰይ እንታይ ዝሓዝኩላ አሎኒ ድዩ! እዛ ዘረባ አዝያ ህይወት ትህብ እያ ። ትሕትና መስተውዓሊ ሰብ ምካኑ ዘይርስዕ ዝሓስባ ውን እያ። ካብዚ አዚና ዝረሓቅና ህብረተሰብ ኔርና እንተተባህለ ጌጋ አይኮነን ። ፈቲካ ካብ እንዳዝመረጽካዮ ስድራቤት አይትውለድን ኢካ ። ውሉድ ድማ ህያብ እግዝኣብሄር እዩ። ዝኮነ።ውሉድ ድማ ብምክንያት እዩ ዝውለድ ካብ እግዚኣብሄር ስለ ዝኮነ ነዚ ውሉድ ወይ ህያብ ፈጣሪ ዘስተናዕቅ ድማ ፍርዱ ናብ ፈጣሪ ንገድፎ። አብ ህብረተሰብና መብዛሕትኡ ግዜ ዘይምምሃርና እንድዩ ከምኡ ጌሩና ዝበሃል ምክንያት ነቅርብ በቲ ሓደ ወገን ድማ ንህና አመንቲ እንዲና ንብል ሰብአዊነት ግና ዝጎደለና ህብረተሰብ ኢና ። ካብ አባላት ስድራቤትካ ስንኩላን ተለው አብ ገዛ ዓጺካ ሰብ ከይርእዮም ትገብር ንከይመሃሩ ምስ ህብረተሰብ ንከይቀራረቡ ይእገዱ እቲ ምክንያት ነቶምካልኦት የህዋቶም መውስቦ መታን ዕንቅፋት ከይኮንዎም ዝብል ኮይኑ መልስና ነቲ ዘለዎም ስንክልና ዝያዳ ንከማርሩ ይግበሩ ኔሮም ። እዚ ካብቲ ሃይማኖትና ይኩን ስነ ምግባር ስብአዊነት አዝዩ ዝረሓቀ እዩ። እዛ ጋልና ነዚ በዲሃ ዝወጸት እያ ። ብዙሕ ንህማቅ ነገር ኮሊዑ ዘውጽእ ካብ ምድናቅ ምህማይ ዝያዳ ዝግደስ ብምካኑ ንክትስዕሮ ከቢድ እዩ ። ንኩሉ ግና ብጻጋ አምላክ ስዒራቶ ብርሃን ብምካን ድማ ነዚ ቤት ኮሊዓቶ ።እግዚእብሄር ይባርካ!
@Nahomaybereket
@Nahomaybereket 2 күн бұрын
ከምዚ ከማይ ኣለኩም ዶ ሳልሳይ ሳዓ ትሰምዕዋም ዶ ኣለኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HelaniMam
@HelaniMam 5 күн бұрын
ክብሪ ይግባኣኪ ዩ ሚካል ሓፍተይ ምክንያቱ መንፈሳውነትኪ ብግቡእ ዝተዋጻእኪ ሰብ ኢኪ እቲ ዝኣመንክዮ ኣምላክ ድማ ድሌትኪ ስለ ዝርድኦ ኩሉ ስካፈታትኪ ቀንጢጡ ዘይሓሰብክዮ ዘይረኣክዮ ክህበኪ እሙን እዩ እሞ ተባረኺ ሓዳርኩም ይባርኽ ኣምላክ ብጣዕሚ ተሓጒሰ ልዕሊ መጠን ❤❤❤❤
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 5 күн бұрын
ኣዝያ ፍልይቲ ሄዋን፡
@Rut539
@Rut539 5 күн бұрын
ንፊሊ ኣብ IRS እየ ዝፈልጦ Accounting እንዳተማህረ እንከሎ ብሳይክል እዩ ዝመጽእ ኔሩ ትሑት ሰብ እዩ...እንቃዕ ሓጎሰካ እግዚኣብሔር ኣብ ኩሉ ሂወትኩም ምሳኩም ይኩን ❤
@SamGilay
@SamGilay Күн бұрын
ካብ 16 ዓመት ተማሂረ ዚሓዝክዎ ናይ ዲግሪ ድንቁርና፡ ኣብዛ 2 ሰዓት ዝተመሃርክዎ ናይ ህይወት ዲፕሎማ ይመርጽ። እግዚኣቢሄር ኣብ ኩሉ ህይወትኩም ኣይፈለይኩም መምሃራነይ❤❤❤።
@user-zl1zv4th7t
@user-zl1zv4th7t Күн бұрын
ፍቅሪ የለን ትብል እሞ ከምዚ ክትሪኢ ከልካ ከኣ ሰጋእ ትብል ።ክብርን ምስጋናን ይኩና ኣምላክ በረከቱ የብዝሐሎም❤❤❤❤
@user-np9xz3cf3f
@user-np9xz3cf3f 4 күн бұрын
ልቦነኣ መግለጺ ዘይርከቦ እዩ ኣብ ሓዳሮም ጸኒዖም ምስ ዉሉዶም ብፍቅሪ ዝነብሩ ይግበሮም ልዑል ፈጣሪ።ኣሜን🙏🙏🙏
@musietesfay5004
@musietesfay5004 5 күн бұрын
ሚካል ብጣዕሚ ልብና ተንኪፋቶ ዋዕሮ ኤርትራዊት ከማኽስ ይፍረያ ይበዛሓ ከምቲ ሓሳብኪ ከምቲ ቃልኪ ኣምላኽ ይተሓወሶ (Henok )ከኣ ምስ ወለዱ ዳግማይ ከተምጸኣልና ይምሕጸነካ ብዝተረፈ ቃልኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ውላድኩም የስመዓና ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤😊
@selam801
@selam801 15 сағат бұрын
ኦህ ምን አይነት መታደል ነው በእመቤቴ😢ቃላት እምበር ሰኢነላ ውድእቲ ብልጽቲ ሄዋን ኢኺ እታ አብ መጽሓፍ ቅዱሰ ዘላ ለባም ሰበይቲ ንሰኺ ኢኺ💙👸
@Mera.wedi.Redie.62
@Mera.wedi.Redie.62 Күн бұрын
"ሰብ ድያ ዋላ መልኣኽ!!!!!! ብጣዓሚ ተደንቐ ኦ ፋጣሪ ሙሉእ ስድራቤት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏
@Eritrewit
@Eritrewit 5 күн бұрын
“ንነብሰይ እንታይ ሒዘላ “🤔 በሐቂ ዓባይ ዘረባ .. ተባረኸ ቤተሰብ ዘዕበያ ብርኽቲ ኢኺ ዘመንኪ ይባረኽ ፊሊ ኸአ ኮዕናን እንታይ ይጎደለካ ተባረኹ ❤
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 4 күн бұрын
ኣነስ ናይ ሓጎስ ንብዓት ኩዒዮ ከማኪ 1%100 አንተ ንህሉስ አዛ ዓልምናስ ከመይ ምኮነት ምሉአ ጥዕና ዘሎዎም ምጭዋት ቆልዑት ክህበሉም አዩ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Hermon-co1wy
@Hermon-co1wy 3 күн бұрын
ኣብዚ ሕጂ ዘለናዮ እዋን ከምዝኣ ዓይነት ሰብ ኣላ እለ ይኣምን ስለ ዘይነበርኩ ዝብሎ ጠፍእኒ ስቕ ምባል መርጸ ኣለኹ፡ሓንቲ ዝብሎ ንፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ከምታ ግርህነታ ርእዩ ጡዑያት ንሳ ትካሓሰሉ ውላድ ይሃባ ።
@hadishketema1545
@hadishketema1545 2 күн бұрын
ቃል ኪዳን ኣቦና ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም። ኣብዚ ሕጂ እዋን ከምዚ ዓይነት ሰብ ምርካብ ተኣምር'ዩ ። ሩፍ ኣቢሉ ዘደቅስ ዛንታ ሰሚዕና ፡ክብረት ይሃብኪ።
@ermiasrussom1488
@ermiasrussom1488 5 күн бұрын
ብምንታይ ከም ዝገልጾ ጠፊኡኒ! ካባይ ጀሚርካ ንመጻምድትና ቅድሚ ኣብ ሓዳር ምብጻሕና ክትኮኖን ከተማልኦን ዘለዋ ክንሓስብ ጸሓይ ይዓርበና፡ ኣየ ኣፈጣጥራና! ዓቢ ትምህርቲ ተማሂረ። ኣብ ርእሲ እቲ ዘለኹሞ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡን ፍቕሩን የብዝሓልኩም ተፈተውቲ ስድራ።
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 5 күн бұрын
ካብዚ ንላዕሊ ትምህርቲ የለን፡ ብዘለካ ምሕጓስ!!!
@bqse6142
@bqse6142 3 күн бұрын
እልልልልል ርሑስ ጋማ ኣሕዋትና #ተመስገን_ክብሪ_ንኣምላኽ ። ኣምላኽ ንሚካል ንፊልሞን ዝሰደደሉ ኣካሉን ካልኣይቱን ክትከውን ዝፈጠራ ፍጥርቲ ብጸጋ መንፈ ቅዱስ ዝተመልኤት ፍጥርቲ ኣምላኽ ዝለኣኻ እያ ። ፍቕርኹም ከም ኣቦና ኣብራሃምን ሳራን ይግበርኩም ቃላት የብለይን ኩሉ ንጎይታ ንግደፎ ኣጆኹም ምሉእ ጥዕና ዘለዎም ቆሉዑት ሻሕሻሕ ከተብሉዎም ኢኹም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኩሉ ኣብ ኢዱ እዩ ኩሉ ግዜ ጸልዩ ጥራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም "ኣሜን"
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 4 сағат бұрын
አምላክ ህያው እዮ እሞ ነመሰግኖ መግለጺ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🇪🇷♥️👍🙏👍♥️🇪🇷
@user-ux6lp3hh8i
@user-ux6lp3hh8i 5 күн бұрын
She is a black queen, black diamond and alpha female definition of our queen mothers proud of gual erey..:
@eritube9777
@eritube9777 4 күн бұрын
❤❤
@tesfagergshabraha9035
@tesfagergshabraha9035 5 күн бұрын
እዚ ወዲ ብሓቂ እግዝኣቢሔር ኣምላክ ብኹሉ ኣይወጽዖን ብጣዕሚ ብርኽቲ መርዓት ዘረብኣ ካብ ማዓር ይጥዕም። ከምቲ እምነታን ለውሃታን ክኣ ጥዑያት ቆልዑ ይፍጠረላ።
@tsigeredaokbatsion5485
@tsigeredaokbatsion5485 5 күн бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏
@trhaskesete5975
@trhaskesete5975 4 күн бұрын
Amen Amen Amen behki ze hawey goyta enty yesano
@meharimenghistu7117
@meharimenghistu7117 3 күн бұрын
ኣሜን
@user-yu9zi6fy1b
@user-yu9zi6fy1b Күн бұрын
አሜን
@user-wu4pj7mx7f
@user-wu4pj7mx7f Күн бұрын
ካብ ብሉፃት ብሉፅቲ እኪ ሓዳርኩም ይባረክ
@weldeabsolomon5741
@weldeabsolomon5741 12 сағат бұрын
እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልኩም፡ ኣብ'ዚ ሰብ ንፈጣሪኡ ረሲዕሉ ዘሎ ግዜ፡ ጸጋ እግዚኣብሄር ዝመልኣ ሰብ። ብሩዃትን ጥዑያትን ውሉዳት ይሃብኩም!!! 👍❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@onelove4923
@onelove4923 5 күн бұрын
ኣቤት ልቦና ስነስርዓት ቃል ኣምላክ ንብዓት ንብዓት ገራትና ሓዳርኩም ይባረክ ኩሉ መንገድኪም መገዲ ሰናይ ይበረልኩም ❤❤❤❤❤
@BerheAmare
@BerheAmare 4 күн бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ክብርን ምስጋናን ንልዑል ኣምላክና ይኩን ብሓቂ ደስ ዘብል ቅድስና ዘለኪ ሓብትና ኣብ ዓለም ውሕዳት ዕድመ ኢየን ዘለዋና ንዚአን ከይተገደስክለን ንሰመያዊ ሃብቲ ምርኣይኪ በሓቂ ኢዩ ዘደንቅ ዓለም ሓላፊት ኢያ ኣምላክ ምሳኹም ይኩን ጸጉኡ የብዛሓልኩም ናይ ባባኪ ዘረባ ባሓቂ ረዚን ዘረባ ኢዩ እንታይዶ ሒዘላ ኢየ ንነብሰይ ዝበለኪ ብዝኮነ ንዓኪ ዝገልጽ ቃላት የብለይን ወላዲት ኣምላክ እመብርሃን ምሳኹም ትኹን ኣሜን።
@senayitsolomon9043
@senayitsolomon9043 4 күн бұрын
Amen
@Yehdego
@Yehdego 16 сағат бұрын
እዚኣ እታ ሄዋን ጎደሎ ኣዳም ክትምልእ ዝተፈጥረት ናይ ዘመንና ሄዋን እያ ❤❤❤
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 4 күн бұрын
ኩሉ ኤርትራዊ ከማኪ በዓልቲ ቤት እንድሕር ረኪቡ ኤርትራ እንታይ ክትመስል እያ ይርኣየካ ፈልሞን ሶሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓዳርኩም ይባረክ ብውሉዳት ማሙቁ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Tesfit-The-Great256
@Tesfit-The-Great256 5 күн бұрын
መምህር ናይ ሂወት ኢኺ ንስኺ ፥ ኣምላክ ከም ልብኺ ይሃብኪ ብርኽቲ ሓፍተይ❤
@user-wk3qj7gc3q
@user-wk3qj7gc3q 5 күн бұрын
Amen kgebrela eyu kea❤
@user-pr3mq9qp4h
@user-pr3mq9qp4h 3 күн бұрын
ክብርቲ ሃፍተይ ኣነ ክገልጸኪ ኣክሚ የብለይን እግዛቢሀር ገለ ትርፊ ከማኪ እንተዘይህበናስ ከም ሶዶም ምኾና ንጎመራ ምመሰልና( ነቢ እሰያን 1፥9)እግዛቢሀር ሃዳርኩም ይባርክ❤❤❤
@ybrahhaylu2050
@ybrahhaylu2050 Күн бұрын
«ነዚ ከ መን ይክእሎ ፣ እቲ ዝክእሎ ይክእሎ »። « ለከ ከምዚ ውን ኣሎ እዩ ። « ሓቀኛ ኣምላክ እትኣምን ። « ሓቀኛ ቤተ ክርስትያን እተርኢ። « ሓቀኛ ኣተዓባብያ ስድራ ቤት ተርኢ ። መክንያቱ ።፣ ንነብሰይ ከ እንታይ ሕዘላ ። ዝብል ኣብ ዘዕበያ ። « ሓቀኛ ሕልና እተርኢ ። ዘለዋ ። « ብሓቂ ፍልይቲ ፍጥረት (ቃል ፍሊ)። ኣምላክ ነታስድራ ምሕረት የውርደላ።
@msganaeyob5050
@msganaeyob5050 5 күн бұрын
እግዚኣብሔር ከምቲ እምነትኪ ሑሩያት ዘሪኢ ይሃብኪ😢😢😢
@senayitsolomon9043
@senayitsolomon9043 5 күн бұрын
Amen
@momalemey7351
@momalemey7351 5 күн бұрын
🙏🙏🙏
@zaidsimon9363
@zaidsimon9363 4 күн бұрын
Amen Amen Amen 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@mikalzerai6003
@mikalzerai6003 4 күн бұрын
AMEN!!!!
@Kokob-ym6hf
@Kokob-ym6hf 3 күн бұрын
🙏🙏🙏
@eritriaeritria7010
@eritriaeritria7010 3 күн бұрын
ብጣዕሚ ድንቅ ኢዩ ስራሕ እግዚኣብሔር እግዚኣብሔር ምሉእ ጥዕና ኣብ ሓዳርኩም እግዚኣብሔር ይባርኸልኩም ለዋህ ሰበይቲ ካብ እግዚኣብሔር ኢያ ትርከብ ከም ዝብል መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ መጽሓፈ ሲራክ ❤ ስምኪ ጸዊዐ ምዓስ ኃፊረ ድንግለይ ተስፋ ደቂ ኣድም ንዓኣ ዝተመሕጸነ ዝሓፈረ የለን ❤
@user-nz8zr4tg6c
@user-nz8zr4tg6c 2 күн бұрын
ፓው ከምዚ ክትርኢ ከለኻስ ሕልናኻ ይሕደስ ሞ ተስፋኻ ከኣ ይመልእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርኸልኩም ዉላድኩም የርኤና ፈያሪ ❤❤❤❤❤❤
@tsegagebrehiwet1255
@tsegagebrehiwet1255 5 күн бұрын
ኣነ ከም ሎሜ ጌረ አንዲየ ነቢዕ ዘይፈልጥ።አንድዒ ቃላት ናይ ሚኩ መግለጺ አየ ስኢነሉ ዘለኩ ኣዝዩ ንውሽጥካ ዝትንክፍ።ሚኩ ሓፍተይ ኣምላኽ ብርክርክ የብልኪ።በቃ ወልሓደ ክንብለኪ ኣይንከልን ኢና።
@ayahans
@ayahans 5 күн бұрын
አበይ ዓዲ ትነብሪ
@regatgebrehiwotgebrehiwot8153
@regatgebrehiwotgebrehiwot8153 5 күн бұрын
ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ምናዳ ሚካል ልቦና ካብስ ስድራኪ እቶም ናዓኪ ዝወለዱኪ ክቡራት ስለ ዝኮኖ ወለድኪ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ንኩልኩም ወረጃ እኪ
@user-ul6tx5ob3k
@user-ul6tx5ob3k 3 күн бұрын
ንነብሰይ እንታይ ሒዘላ በሓቂ ዓባይ ዘረባ ብወገነይ መግለጺ ሲእነላ ዉላድኩም የርእየና ኣምልክ ❤❤❤❤❤
@Dawit-pc8op
@Dawit-pc8op Күн бұрын
ሓፍተይ ናትይ ተግባራትኪ ሓሳባትኪ መዳርግቲይ ዘይብልኪ ብልጽቲይ ጋልንስተይቲይ ሓንቲይ ካብተን 36 ቅዱሳን ኣንስቲይ ኢለ ክገልጸኪ በታሓሳስባኪ ብተግባርኪ እግዛኣቤሄር ፈራይቲ ጸገይቲይ ይግበርኩም❤
@alemyohannes2084
@alemyohannes2084 5 күн бұрын
ከምቲ ኣብ ሕቶኣ ዝበለቶ ጎይታ ዝሰደዳ ብጽእቲ እያ መርዓትን መርዓውን ወለዲን ጸገይትን ይግበርኩም መባሊይቲ ኩኑ❤️❤️🇪🇷🙏🙏🙏
@netseriabtesfalem8560
@netseriabtesfalem8560 5 күн бұрын
ብጣሚ ፍልይቲ ለባም ሓፍቲ እኪ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓድሉኪ ኣብ ውሽጢ ልቢኪ ቁዱስ መንስፈስ ኣለኪ ፍሊቲ ፍጥረት እኪ ስድራኪ ውን ብሩካት እዮም ፍቅሪ ናብ ስድራ እየ ስድራቤት ብፍቅሪ ተዕበምኪ ስነ ስርዓት ፋሩሓ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘሎዎ ናብራ ትነብር ኣነ ብጣሚ እየ ተመሲጠ እቲ ልውሓትኪ ፍቅርኪ እግዚኣብሄር ኣምላክ እኮ ንኩልና ደቂ ሰባት ሓደ ገይሩ እዩ ፈጥርና ብግዚኣብሄር ኣምላክ ዝወረደ ሕማም ከኣ ናይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምካኑ ኣሚንና ዘሓመሙ ይሕዋትና ካይነዓቅና ከነፍቅሮም ኢዩ ዝግበኣና ክንዕቆም የብልናን ምክንያቱ ንሕናውን ኣብዚ ዓለም ብፍቃድ ኣምላክ ጥዕያት እንተ ኮና ንሰብ ከነናሹ ኣምላክ ዘፍትዎ እዩ ነቶም ዘሓሞሙ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብሊጹ እዩ ዝጥምቶም ናይ ሎሚ ዘለዋ ሓልድ ካልእ እየን ናትኪ ግን ንመጀመርያ ግዜ ፍልይቲ ለባም መስተውዓልት ሪኢን ብተቅባር ሰሚዐ
@user-yk7wp2nm3y
@user-yk7wp2nm3y Күн бұрын
ኣሰይይይይ ዛሓብተይ ክማኪ ዝበለት ጋል ኣይራኣኩም ኣብዛ፡ምድረ ዓለም ከለኺ መንግስት ሰማያት ኣቲኽያ አግዚኣብሔር ኣምላኽ ደማ፡ስለአቲ ቁዱስ ተግባረኪ ክማኹም ጽቡቃታን ሙሉኡ ጥዕና ዘለዎም ቆሉዕት ክህበኩም፡አዩ ሶ ክማኪ ይብዝሓልና ሽኮረናታት ❤❤❤❤❤❤
@msgenagebrehewit5657
@msgenagebrehewit5657 Күн бұрын
💗👂💓 ንምንታይ እና ግን ሙሉእ ነገር ንደሊ ጎዶሎና'ከ መን ክምልአልና እዩ ሚካል ወናኒት ጸብቀ ልብን መልክዕን አምላክ አሕፍሱ ይባርኡም 💗🙏💗
@ayahans
@ayahans 5 күн бұрын
ሞባይል ቁጽሮም ፀሐፈልና
@selamgerensea4585
@selamgerensea4585 2 күн бұрын
ናይ ብሓቂ!
@user-yq2qr9fb5v
@user-yq2qr9fb5v 5 күн бұрын
❤❤❤❤ባጣዕሚ እየ ተሓጊሰ ኤርትራውነት እዚ እቲ ሓቐኛ ፍቕሪ ኣበባኹም ፍረኹም የርኢና ኣምላኽ ዝኣመን ኣይሓፍር እዩ እሞ ኣጆኹም ይሕዋተይ ፍቕረኹም ይሰስነልኩም ኣጆኹም ኣጆኹም ኣጆኹም እየ ዝብለኩም ❤❤❤❤
@Amorawedigash
@Amorawedigash Күн бұрын
ውውውው ኣሰሰይ ፋቁራት ደቂ እግዚኣብሔር ፍቅርኩም ኣምላኽ የብዝሓዮ ኣምላኽ ንፊሊሞን ኢሉ ኢዪ ፈጢሪኪ ለባምን መስተዋዓሊት ለዋህን ፈቃርን ቅንዕትን ሓላልን ለባምን 🥰🥰🥰🙏
@Okbab-pl1ek
@Okbab-pl1ek 2 күн бұрын
okay I m in aww!! what a wonderful woman He is so lucky to have her . compared to todays society to find such a woman is just an incredible. Men, thou she might be 1/1000 never give up and not only this but also she can be taken as a social idol and this can also be taken and help to change the stigma and views in our society , both deserve national award as a great model. long life lovelies.
@Tarikeritrea
@Tarikeritrea 5 күн бұрын
እዛ መደብ ናይዞም ጽምዲ፡ክትጽብቕ ጉድያ ክትሪኢዋ ይዕድመኩም። እዋይ ልቦና ናይዛ መርዓት ገሪምኒ።ብፍላይ እታ ቪድዮ ሓደ ስዓት ምስ ሓለፈትሞ ስምዕዋ። "ነዛ ነብሰይከ እንታይ እንታይ ሒዘላ" እትብል ቃል ናይ ወላዲኣስ፡ብሓቂ ባሕሪ ከብድኻ ትገላብጥ። ሄኖክ ፓስታ ድማ፡ነዞም የሕዋት ሰብ ሓዳር፡ዝኾነ ኤርትራዊ ደዊሉ ክሕግዞም ምእንቲ፡ወይ ሞራል ክህቦም ተሌፎኖም ክትጽሕፈልና ንጽውዕ።
@abrehetmelake2242
@abrehetmelake2242 4 күн бұрын
Yes Tell please
@NuriaNuria-bv4yj
@NuriaNuria-bv4yj 5 күн бұрын
መሽአላህ እዋይ ልቦና ምቅርተይ ሙቁራት ከማኺ የብዛሐልና ረብረቢ ርኸብዮ ኩሉ ምንዮትኪ ፀፅቡቅ ይዓድልኪ እንሻአላህ❤❤❤
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 14 сағат бұрын
Nisdrabet mulueu mhret yewrdelom fetari 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🙏🙏
@hailemehari4107
@hailemehari4107 2 күн бұрын
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም የሕዋተይ ከማኺ ሰብ ሕልና ይብዝሓልና ❤❤❤🙏🙏🙏
@selamdebesay1163
@selamdebesay1163 5 күн бұрын
ኣሰይ ዛ ሓፍተይ ዋዕሮ እግዚኣብሄር ብጥበብን ጸጋን ዕድመኪ ምሉእ ይቀልሶ ከማኺ ሰፊሕ ልቦና ዘለወን ይብዘሓ በዓል በትክ ውን ንኣምላኽ ዝሰኣኖ የለን እሞ ምህረት ይኣዝዘሉ : ንስድራኪ ውን ከይድንቅክዎም ኣይሓልፍን 👩‍❤️‍💋‍👨
@solianaamanuel8173
@solianaamanuel8173 4 күн бұрын
መርዓዊ ኣዚዩ ተዓዊትልካ ሚኩ ማለት ተጻሒፋ ዘይትውዳእ ፍጥረትያ ኣዳ ማሕበርናያ መሃሪት መዓዲት ሓላይት ኩሉያ ዳማሪያምና ብሚኩ ዘይቀንእ ሰብ ኣይነበረን ።ኪዳንኩም ይባረኽ ጽቡቃት❤❤❤❤ሚከይ ሽኮር ማራየ ዝናፍቀኪ እሺ ሓላለይ
@biekimati7428
@biekimati7428 2 күн бұрын
አዋይይይ በሃቂ ኣነ ጋል ክንሰይ ግን በሃቂ ተመሊሰ ንነብሰይ ወቂሰያ በራያ ስላሰ ዚተፈትረ ዝኮነ ይኩን ኣይነት ውዲ ክትንቆ ወይ ከተናአሶ ከምዝይብልካ ካብዛ ሃፍትይ ተማሂረ ናይ በሃቂ መምህር ትህትና ፍቅሪ ኩሉ አኪ ሚካል ሃፍተይ አግዛብሀር ኣምላክ ሃዳርኩም ይባረክ ውላድኩም የረና መኣረይ proud of you ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 3 күн бұрын
ብሓቂ ልብኻ ዝትንክፍ ሰብ ኣውነት ሓብትና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ፍቅርኹም❤ ይባርኸልኩም ብሃቂ ደስ ትብሉ ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ።
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey 4 күн бұрын
ኣብ ዓለም ምስሕልና ዘለዎ ክትነብር ከመይ ጸጋ ኣምላክ እዩ ብደጊኦም ዘብለጭለጭ ብውሽጦም ዝበስበሱ ኣህዛብ እያ እዛ ዓለም ሓቁፋ ትነብር ዘላ 👍👍👍
@Selamowi
@Selamowi 5 күн бұрын
She is so wise .... & he got her from the God
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n Күн бұрын
ታይ ኢለ እቦ ክጽሕፈሎም😢 እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብኹም ናዓካ እውን ቅዱስ ገብርኤል ይዳህስስካ ዛሓወይ
@drarkifu-ue4bh
@drarkifu-ue4bh 5 күн бұрын
በሓቂ ወላውን ኣብገዳም እንተትኾኒ ካብዚ ንላዕሊ ኣይምሰራሕክን❤❤❤❤ ደጊመ የመስግነኪ ስለ ዝመሃርክና❤
@habtomtsehaye4147
@habtomtsehaye4147 5 күн бұрын
ኣሰይ ክትጸቡቁ ደሰ ክትብሉ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይዕሰሎ ጃሕ ጃሕ የብሎ ኣሰይ ❤
@freyhayleab3281
@freyhayleab3281 Күн бұрын
ትኽክለኛ እምነት ኣለኪ ሚኩ ሓፍተይ መግለጺ ስኢነልኪ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ኣማላድነት ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኩሉ ግዜ ምሳኹም ይኹን በረኸት ቅዱሳን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤
/በስንቱ/ Besintu S2 EP.41 "ሞት በቀጠሮ " pt.2
25:59
ebstv worldwide
Рет қаралды 102 М.
Вечный ДВИГАТЕЛЬ!⚙️ #shorts
00:27
Гараж 54
Рет қаралды 3,8 МЛН
ОДИН ДЕНЬ ИЗ ДЕТСТВА❤️ #shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 7 МЛН
Alat Seru Penolong untuk Mimpi Indah Bayi!
00:31
Let's GLOW! Indonesian
Рет қаралды 7 МЛН
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 624 М.
Вечный ДВИГАТЕЛЬ!⚙️ #shorts
00:27
Гараж 54
Рет қаралды 3,8 МЛН