New Eritrean Video 2024 ብዘይ ኣቦን ኣደን'የ ዓብየ // "ወላድየይ ክሳብ ሕጂ ብሂወት እንከሎ ክሳብ ሕጂ ምስሉ ኣይፈልጦን'የ"

  Рет қаралды 163,042

HENPAS ENTERTAINMENT

3 ай бұрын

ንስድራቤት ፊልሞንን ሚካልን ንምሕጋዝ ሊንክ GoFundMe ኣብዚ ጠውቚ፦ www.gofundme.com/f/support-mokonens-family-overcome-struggles

Пікірлер: 970
@danielredae680
@danielredae680 3 ай бұрын
ሚካል ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ኩሎም ስድራቤትኪ ነዓኽን ንቢንያም ግርማይን ዝበለጹ ኣብነታውያን መንእሰያት ኤርትራውያን ናይ 2024 heros ኢለኩም ኣለኹ መኽንያቱ ካባኺ ታሕትናን ሞራልን ተስፋን ተማሂርና ካብ ቢንያም ከኣ ኣብ ዕላማኻ የማን ጸጋም ከይበልካ ምግስጋስ ተማሂርና ንኹሉ ወዲ ሰብ ሰላምን ፍቕርን ይሃበና ፈጣሪ
@FebFeb-w4r
@FebFeb-w4r 3 ай бұрын
Well said❤
@merhawitmehari2548
@merhawitmehari2548 2 ай бұрын
Yes❤❤❤❤❤
@mhretsilekidane9469
@mhretsilekidane9469 2 ай бұрын
You're right brother ❤❤❤❤
@YerdaniosMisgna
@YerdaniosMisgna 2 ай бұрын
Yes Amen amen amen❤❤❤🎉🎉🎉
@MTO2024
@MTO2024 2 ай бұрын
Meseret nay geza agedasi eiu abona bzuhu neger mhiremuna sirah kbret eiu amlaka mimsgan haftina mikal edlena eki kabziomu sidra mftarki
@Beserat
@Beserat 2 ай бұрын
ፉሉይ ህያብ ነቦይ ግደይ ክሰደሎም ቁጽሪ ቴሌፎን ጽሐፉልና ቡሩካት ዘርኢ እዮም አታአባብያኦም ደስዝብል ❤❤❤
@mamibmtewelde3506
@mamibmtewelde3506 2 ай бұрын
Waw❤❤❤❤❤❤❤
@fortunam2729
@fortunam2729 2 ай бұрын
Ab zhalefe video ab mecheresha aleki ,52:36
@tsigeredaokbatsion5485
@tsigeredaokbatsion5485 2 ай бұрын
Amlak yhagzki
@natantkue6388
@natantkue6388 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@NgstiNgsti-j7o
@NgstiNgsti-j7o 2 ай бұрын
@@Beserat ኣብ ዝሓለፈ ቪዶ ኣለኺ ቁፅሪ ናይ መልኻ
@Akiteylove
@Akiteylove 3 ай бұрын
ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያምን ድማ ብሰላም ኣብ ግዜ፡ሕርስኪ ትብጻሕኪ ርሑስን ቅዱስን ውላድ ክትገላገሊ ድማ ናይ ወትሩ ጸሎተይ ዩ
@ስላምጓልተምቤን
@ስላምጓልተምቤን 2 ай бұрын
ብሓቂ ናይ ኩላትና ጽሎት እየ 👏
@HoldanaMebrahtu
@HoldanaMebrahtu 2 ай бұрын
Amine Amin Amin 🙏🙏🙏 behaki ❤❤❤❤❤❤
@eritrealemlem7872
@eritrealemlem7872 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣደይ ማርያም ማዓረይ ኣብ ጎና ትኹን ከም አምነታ ድማ ጥዕና ዘለዎ ውላድ የሕቁፎም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@eritrealemlem7872
@eritrealemlem7872 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@abrehetguesh4879
@abrehetguesh4879 2 ай бұрын
Amen men amen
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 2 ай бұрын
እዛ ዓለም ብሳላ ከምዚኣቶም ሰባት እያ ቆይማ ዘላ። ካብ ነንሕድሕዶም ዘይበላላጹ ብሩኻት ስድራቤታት።❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@gene6075
@gene6075 3 ай бұрын
ዝበለፀ ኸዚ ተገሪመ እሽኳን ኣቦሓጎ ኣቦ እናሃለወና እውን 😢 ሓላፍነት ዘይስምዖም ኣለዉ :: ስለኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን
@azebweldu7852
@azebweldu7852 3 ай бұрын
ድሓን ኣጆኺ ማዓረይ እንካዕ ኩላትና ሓደ ኣይኮና እንካዕ ፈጠረላ❤❤ ንሕና ካኣ ባዕልና ንነብስና ባባሓጎ ኣቦ ንኹና ኣጆና ❤❤❤❤
@simretaraya1969
@simretaraya1969 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@YerdaniosMisgna
@YerdaniosMisgna 2 ай бұрын
Nixibiqi yikun nihimaqi temesizen enite elina ezi tmriti eyu zehaweyi weyi zehafteyi ❤❤❤🎉🎉🎉
@alemgibrehaness8099
@alemgibrehaness8099 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@BrhaneAbadi-zx6mv
@BrhaneAbadi-zx6mv 3 ай бұрын
ሚካል ናይ ግዜና ኣርኣያ፡ ናይ ብሓቂ ሰብ ኢኺ፡ ብውላድኪ ተሓጎሲ
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 2 ай бұрын
Egziabher Amlak ymesgen
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 2 ай бұрын
God bless you and your family!!
@QwertAsdfg-jt3ry
@QwertAsdfg-jt3ry 2 ай бұрын
ሚኩ ሓፍተይ ብጣዓሚ ልቦናኺ መግለፅ ይብለይን ግን ሓደ ነገር ኽንግረኺ ንፊሊ ነ ኣድስኣበባ ኣምፅዮ ናብ ማጭለት እንዳ በርሚል ቁድስ ጀወርግስ ውስደዮ እዚ ከምዚ ዝበለ ሕማም ካብ ስድራ ዝመፅ ርኽስ መንፈስ እዩ ኣምላክ ቁድስ ጀወርግስ ታኣምር ክሰርሕ እዩ 🙏🎉
@HelenBirane
@HelenBirane 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሓፍተይ ❤
@TsegayKflemariam
@TsegayKflemariam 2 ай бұрын
ሓቂ ሓቂ ሓቂ❤❤❤
@TsegayKflemariam
@TsegayKflemariam 2 ай бұрын
እቲ ሕማሙ ናይ መንፈስ ርኹስ ኢለ እየ ዝ ኣምን
@TibeEmbaye-gs5jz
@TibeEmbaye-gs5jz 2 ай бұрын
ከማኺ ይብዝሓ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ወላዲት ኣምላክ ብሰላም ትምጻኺ ንኣምላኽ ዝኣመነ ዝሓፋር የለን 🙏🙏🙏
@azebweldu7852
@azebweldu7852 3 ай бұрын
ዋይ እዞም ኣቦን ውን ክጥዕሙ ኣቤት ኣምላኽ ባሪኽኩም ኢዩ ❤❤❤❤❤❤
@tesfomkahsay2223
@tesfomkahsay2223 3 ай бұрын
ጽቡቕ ኦም ጽቡቕ ፍረ ይህብ፡እዞም ስድራ ብንግህኡ እዮም ብሩዃት
@MA16M3
@MA16M3 3 ай бұрын
Nay bhaqi
@Eden-bg2mw
@Eden-bg2mw 2 ай бұрын
Yegrem eu tbarku
@NebytWered
@NebytWered 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሚካል ሓፍተይ ናይ ጥንሲ ግዜኺ ብሰላምን ጥዕናን ወዲእኪ ጡዑይ ወላድ ተጋላጊልኪ የርእየና እመ ብርሃን ተጽልልኪ
@YoditTesfu-gm3ix
@YoditTesfu-gm3ix 2 ай бұрын
Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤
@sssg9010
@sssg9010 2 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 🙌 ❤❤ nay behakii Kedeste kdusan mes Weda ❤❤❤🙏🙏🙏
@eritrealemlem7872
@eritrealemlem7872 2 ай бұрын
ኣሜን ከም ትምኒታ ጥዕይ ህጻን የሕቁፋ ኣደይ ማርያም ምስኣ ትኹን አወ
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 3 ай бұрын
ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻአኪ ምካል ምቅርቲ ኣብነታዊት መርዓት❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@sabahailemichael4043
@sabahailemichael4043 2 ай бұрын
ክጽሕፍ ደልየስ ግን መግለጺ ሲእነሎም እዞም ገዛ❤❤❤❤❤
@BlesssedDay
@BlesssedDay 2 ай бұрын
እዛ ነብስናስ ኣብ ነእትዋ ጠፍኣና ጉድ እዩ
@sabahailemichael4043
@sabahailemichael4043 2 ай бұрын
​@@BlesssedDay nay bahaki❤❤❤❤
@BlesssedDay
@BlesssedDay 2 ай бұрын
@@sabahailemichael4043 ኣነ ዝገረመንስ ኣነ ኣብ ማእከላይ መነባብሮ እየ ዓብየ ማለት ብገዛና እና ሰራሕና ንኣቦና ንሕግዞ ኔርና ዓቕሚ ነብሲና ኢና ግን ኪገርመኪ ክምርዖ ከለኩስ በቃ ንስድራይ ብፋይናንስ ዘቕስኖም ካብ ደገ ዝመጸ ገለ ኪከዉን ኣለዎ ኢለስ ብዘይመደበይ ተሰዲደ እንታይ ንምባል እየ ኣምጺእዬ ምኩስ ብዝክትምባ ኣብሓጉኣ ከርተት ኢሉ ይዕብይዋስ ንሳ ዉን ንባዕላ ካልእ ሂወት ኣይተነነየትን ከም ናታ መነባብሮ ዘለዎ ግን ብልቢ ተፍቕሮ እያ ተመርዕያ ሕጂስ ይገርመኒ ኣነስ ነቲ ዘለዎም ንክምልኣለም እየ ስደትን ካባይ ዝሓይሽ ሰብን ዝተመርዓኩ
@sabahailemichael4043
@sabahailemichael4043 2 ай бұрын
@@BlesssedDay ja nski nsdraki ktehgzi elki eki ajeki haftey ezia haftna ka mejemrta ms hateta fqiri sle zeyfkeret gna sle zsenkeluku diye elo keystemasl ela Tom ela dahar gna afkirato nay Keman memhari geratni mknyatu Ane newih wedi w haftam yubl nere huji gna amlak yumsgen kab kolu zmneyo znebrko naxa geratni brkti gal❣️❣️❣️
@BlesssedDay
@BlesssedDay 2 ай бұрын
@@sabahailemichael4043 ትምኒት እኾ ጽቡቕ እዩ ናትና ናይ ደቃ ሰባት ትምኒት ግን ዘይወዳእ ኾይኑ ይገርም እዩ ብፍላይ ኤረትራዊ ጎልና ወዲና ንስድራና ንክጥዕሞም ኢና ኒንብር ብዝኾነ እንቆዕ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ሃለዉና ዘይተመርዓኪ ተኾይንኪ ብሓቂ ፍርሃት ኣምላኽ ዘለዎን ደላይ ሓዳርን ይብጻሕኪ
@musemamilove4519
@musemamilove4519 3 ай бұрын
welcome mikal and baba gidey ❤ጋዜጠኛ ከዓ ያቀንየልና ዓብይ ትምህርት ስለ ንውስድ ዘሎና ግንሲ ብዘይ ኣዶን ኣቦን ድያ ዓብያ ምስክነይቲ ኣደይን ኣቦይንኳ እንተሓደጉኒ እግዚአብሔር ግን ኣይሓድገኒን ። መዝሙር ዳዊት 🥺
@መሲዘኦርቶዶክስተዋህዶ
@መሲዘኦርቶዶክስተዋህዶ 3 ай бұрын
ኣቦ ሓጎይ እነ እምበይተይ ኣዝየ ዝፍትዎም ከምውሉዶም እዮም ኣዕብዮምኒ ክሳብ ናብዚ ክብፅሕ ዝገበሩኒ ንሶም እዮም ግን ውዕሎቶም ዘይከፍልኩ ተፈልዮምኒ 😢😢ብጣዕሚ ይሓዝን በእውነት 😢
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ብዘይ ኣቦን ኣዶን ምዕባይ ከቢዱ እዩ ኩላትና ብኸምኡ ኢና ግን ከምቲ ሰብ ዘይብሉ እዝጊ ኣለዎ ዝበሃል እግዚአብሔር ኣምላኽ ስለ ዘሎና ተመስገን ስለ ኩሉ ነገር🙏
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 ай бұрын
@@መሲዘኦርቶዶክስተዋህዶ ኣጆኺ ህያቨይ ሓፍቲ ባዕለይ ❤😔ነብሶም ምስ ቅዱሳን ያንብሮም በቲ ሰናይ ግብሮም አምላክ ይክሓሶም
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 ай бұрын
@@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት ብሓቂ እግዚአብሔር ይመስገን ክብረተይ 😘
@ትርሓስዩቲብTrhasYube
@ትርሓስዩቲብTrhasYube 2 ай бұрын
​@@መሲዘኦርቶዶክስተዋህዶኣጆኪ ህያበይ ብልፅቲ❤እግዚአብሔር ኣምላክ ምሰ ቅድሳን የንብሮም
@berhanedesta1051
@berhanedesta1051 3 ай бұрын
ኣቦታትና ጸወርቲ ኩሉ ፍቅሮምን ሓልየቶምን ካብ ደቆም ሓሊፉ ክሳብ ደቂ ደቆም ዩ ዝበጽሕ ሓላፍነት ይስከሙ ። ዞም ደቅኩም ደፊንኩም ትነብሩ ካብ ዞም ወላዲ ተማሃሩ
@Adulisawi
@Adulisawi 3 ай бұрын
Abo hagotatna fuluyat eyom halafnet, fkri, lbona kulu eyom😊
@luwamnega6042
@luwamnega6042 3 ай бұрын
Gidefiyom tray nAom aybelu fezazat
@AbsaraTareke
@AbsaraTareke 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤amlak edmen tenan yfterelkum
@simretaraya1969
@simretaraya1969 3 ай бұрын
Beautiful family god bless you all❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@danieltsegay1413
@danieltsegay1413 2 ай бұрын
ኣቦይ ግደይ ሓንቲ ገረብ ጽቡቅ ተዕቢካያ ፍርኣ ጽቡቅ ዩ ዝከውን እዚ ናይ ሚኩ ፍረ ከኣ ካብኩም ጽመጸ ጽቡቅ ኣተዓባብያ ዩ ሚኩ ሓብትና ከኣ ዘረብኣ መግቢ ኣተሓሳስብኣ ልቦና ኣለባብስኣ ባህልና መልእቲ ጋል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣደይ ማርያም ከኣ ብሰላም ትምጻእኪ ብርክቲ ኣብዚ ጋል ንረግመሉ ዘለና እዋን ነዓኪ ምርኣይና ተጸናኒዕና ዋሕስ ኣሕዋትና ኢኪ ሚኩ የ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tiebedebesay8448
@tiebedebesay8448 2 ай бұрын
ከም ትምኒትኪ ይሃብኪ ሚኩየ ክብርቲ ሓፍተይ ብታዕሚ ዝተቀደስኪ ሰብ ኢኪ ንስኪ ተባረክላይ ዘያዳይ
@peacewithlove
@peacewithlove 3 ай бұрын
ሓደ ሓደ ግዜስ ስምዒት ብመልክዕ ቃላት ክግለጹ የሸግሩ'ዮም፡፡ከምኡ ስለዝኾነ ካኣ'ዩ ዉሽጣዊ ጽባቐ ሰባት ንምንባቡ ዘሸግር። wawww Btaemi zdnequ family amlak edmen tienan yhabom !
@HAREGU1
@HAREGU1 3 ай бұрын
ሚካል ዘበንኪ ይባረክ ምስ ስድራቤትኪ ♥️🙏♥️ብሓቂ ጡዑማት ገዛ ❤️🌿🇪🇷🍀💐
@TesfitMhreteab
@TesfitMhreteab 2 ай бұрын
ዋይ አዞም ኣቦ ወን ክጥዕሙ ኣቤት ቤት ኣምላኽ ክምዚ አዩ ሚካል ለካ ካብዚኦም ኢኪ ተማህረኪ ልባም ሰብ ንስኪ ቃላት የብለይን ሶ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኪ ጀግና ኣጆኪ ዛሓብተይ ብፍላይ ነዞም ኣቦ ሓደራ ክምዚኦም ኣቦ ኣብ ዘበና የለዎን❤❤❤❤❤❤
@NgstiNgsti-j7o
@NgstiNgsti-j7o 2 ай бұрын
ኣቤት መሰገኖኦሙ ደስ ክበል ምሰገናኹሙ ይበዘሕ ኣቦዋኒ❤ኣብ ምሰጋና ኩሉ ኣሎ ሓጎስ ደስታ ሃፍቲ ደሰ ክበሉ ክንደይ ደስ ይቡሉ
@edenaraya6643
@edenaraya6643 2 ай бұрын
ሚኩ ሐፍተይ በርቺ እግዚአብሔር በመንገዳቹ ሁሉ ይከተላቹህ እሱን ያመነ ተስፈ ያደረገ ወድቆ አይወድቅም በርቺ እመቤቴ ማርያም በሰላም ትገላግልሽ ወለተሚካኤል እና ወልደ አርጋዊ ብለሽ በፀሎትሽ አስቢን
@BlesssedDay
@BlesssedDay 2 ай бұрын
ገረመና'ኾ እዛ ነብስና ኣብ ነእትዋ ጠፍኣና ከምዚ ዓይነት ሰብ ኣሎ?
@elk5824
@elk5824 2 ай бұрын
ቅዱሳት ፋሚሊ ብሓቂ እግዚአቢሔር ዝሓረዮም ስድራቤት ዕድመን ጥዕናን ይሃኩም ክቡራት ስድራቤት።❤❤❤
@gudarkarlek.2650
@gudarkarlek.2650 2 ай бұрын
ሓገዝ የድልያ እዛ ሓፍትና ፍይናንስ በጃኩም ንሓግዛ መበገሲ ❤
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 3 ай бұрын
ጥዑማት ስድራ አቦ ማለት ፍቅሪ ዝኾኑ ወላዲ ዕድመን ጥዕናን ይሐብኩም ሳላኹምን ከምዚ ኸማኹምያ እዛ ዓለምና ደዉ ኢላ ዘላ ዕንቋዕ ነዚ ዓርዓየኩም ።ሚካል ብሰላም አደይ ማሪያም ዉላድኪ ተኽቁፍኪ።ዋዕሮ ጓል ኤረይ🙏🙏🙏🙏🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 3 ай бұрын
ጥዑም ወለዲ❤❤❤❤ ሚካል ኣደይ ማርያም ብሰለም ትምጻእኪ❤
@nardostesfazghi9923
@nardostesfazghi9923 3 ай бұрын
ብሩኽ አቦ መመስገኒ ፍሉይ ፍሪኦም ከአ አብ ሚካል ሪኢናዮ ደስ ዝብሉ ብሩኻት ገዛ አጆኹም አቦይ ግደ መዓረይ ሚካል ክንዲ ሽሕ ክትፈርየልኩም ኢኻ ምርቕቲ እያ።
@berheandeberhan1871
@berheandeberhan1871 2 ай бұрын
መመሊስኪ ተገርምና ኣለኪ። በቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብርኽቲ ኩኒ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሓዳርክን ዘርእኽን ይባርኽ።ካባኺ ዝውለዱ ኩሎም ደቕኪውን ብሩኻትን ዓበይትን ነገስታትን ይኹኑ( ይግበረሕኩም)።Proverbs 31 ትግ - ምሳሌ 28-29: ደቃ ይትንስኡ ብርኽቲ ኸኣ ይብልዋ፡ ሰብኣያ ድማ፡ ብዙሓት ኣንስቲ ጽቡቕ ዝገበራ ኣለዋ፡ ንስኺ ግና ንዅላተን ትበልጽየን፡ ኢሉ ይንእዳ። 30: ጽባቐ መልክዕ ጠባሪ እዩ፡ ውቃበ ኸኣ ከንቱ እዩ፡ ንእግዚኣብሄር እትፈርህ ሰበይቲ ግና ትንኣድ።ብርኽቲ ኩኒ። 👑👑👑👑👑👑🌹🌹🌹🌹🌷
@hegawi7
@hegawi7 2 ай бұрын
ሐደ በዐል ጸጋ እስከ ይተዐወተሎም ክባረኽ
@የማርያምልጅኘኝ
@የማርያምልጅኘኝ 3 ай бұрын
ሚካ እህቴ በጣም የተለየሽ ፋጡር ነሽ በአንቺ ላይ እግዚአብሔርን አየዉ። አንቺ ልዩ ነሽ አህቴ እመቤታችን በሰላም ትምጣሽ ወልደሽ አቅፈሽ እግዚአብሔር ያሳየን አሜን am from Eritrea but i born Ethiopia love you sister ❤🙏😘
@GhenetGhebremicael
@GhenetGhebremicael 2 ай бұрын
❤️❤️❤️🙏🙏
@AwetLove-mu9kk
@AwetLove-mu9kk 2 ай бұрын
Me tooooo my sister love you ❤
@weletebirihangebiretsadi-ey1yy
@weletebirihangebiretsadi-ey1yy 3 ай бұрын
ቀደማይ እብ ሓዳር ፍቅሪ ምትሕልላይ ብድሕሪኡ ንአብርሀም ንሳራ ዝባረከ ንዐኩም ስላሴ ክባርከኩም እዩ ድንግል ማርያም ብሰላም ትገላግልኪ
@Nrimey143
@Nrimey143 3 ай бұрын
ኣምላኽ ኣብ ቤቱ የጽንዕኪ ሚካል ሓፍተይ ኣቦይ ግደይ ከኣ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ምእንቲ ክትከሓሱ ❤❤❤❤
@selambirhane
@selambirhane 3 ай бұрын
ሂኒ ሓዉና ከኣ ብጣዕሚ ነመስግና ንሕና ንኽነመሃር ከምዚ ትገብር ዘለኻ❤❤❤❤❤❤❤
@ማርያመይመዝሙረይ
@ማርያመይመዝሙረይ 3 ай бұрын
_ብሓቂ ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላኽና ይከበር ይመሰገን ካባኩም ክቡር ኣቦዋይ ብዘሕ እና ተማህርና ሚካል ሓፍተይ ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እመቤቴ ቅድሰቲ ድንግል ማርያም ብሰላም ተገላግልካ ዝሓፍተይ 💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞🌹💞💞💞🌹_
@sff3460
@sff3460 3 ай бұрын
ኣጆኪ ኤሪትራዊ ሙሴ ነቡኡን ነዲኡን ኮይኑ ንሃገርና ዝጠቅም ዓቢ ሰብ ክበኪ ዩ ፈጣሪ ከምታ እምነትኪ
@eritrealemlem7872
@eritrealemlem7872 2 ай бұрын
ኣሜን ይፍጠረላ
@yonatanbokristion7598
@yonatanbokristion7598 2 ай бұрын
ኣቦይ ግደይ❤ ኣብነታዊ ኣቦ ❤ ኣቦ ጸዋር ኩሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦየ ,, ሚኩይ ማርያም ኣስመረይቲ ብሰላም ትምጸኪ ብርክቲ ኢኪ ናይ ብሓቂ ከማኪ ይብዝሓ ❤❤❤❤❤ ጋዜጤኛ ሄኖክ ፓስታ ሓወይ መማህርተይ ካብ 6 ክፍሊ ዝጋብ 8 ኣብ ዳሉል ቤት ትምህርቲ ዝጋብ ሳዋ ዝከድናያ 21 ዙር ክብረት ይሃብካ ብ ዉላድካ ርከቦ ❤
@misganayebio
@misganayebio 2 ай бұрын
Ooo deqi zurna🎉🎉
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 2 ай бұрын
ኣየ እዚ ፈጣሪ ክጥዕም መመስገንቲ ዝኾኑ ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@hunnyfilihunnyfili8080
@hunnyfilihunnyfili8080 2 ай бұрын
ሰብ ድያ መልኣኽ 😌መፍላያ ሲኢነ እኮ ን ሚኩ ( ሶሊ )😊ብጣዕሚ ደስ ድብሉ ክብረት ደለዎም ጭዋታት ስድራ❤ኣምላኽ ጸጋን በረኸትን የብዛሓልኩም🙏💟 ሃኒ ሓወይ ነቀንየልና🙏❤️
@NgstiNgsti-j7o
@NgstiNgsti-j7o 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዒናን ይሀበኹሙ ፅቡቃት ስድራ❤ ቡዙሑ ኢና ካባካተኩሙ ተማሂርና በተለይ ካብ ኣዲኡ ንባዓል ገዛኺ ውዳሴ ማርያም ሽሞን ካም ግብርን እፍፍፍ ዘይወዳእ ምሰጋና ኣሎኒ እግዚአብሔር ኣምላክ ነዊሕ ዕደመ ይሀበን ❤️ሓፍተኩሙ ካብ መቀለ ❤ኣመሰጉኑለይ ለውዳሴ ማርያም ብደጋሜ😘😘😘😘
@Ostirch
@Ostirch 3 ай бұрын
ፍሉያት ገዛ ደስ ዝብል ብሓቂ ❤❤❤
@SaliemAmaniel
@SaliemAmaniel 3 ай бұрын
ኣደይ ማርያም ብሰላመ ትምጻኣኪ ሚኩ ሽኮር ኣቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
@eritrealemlem7872
@eritrealemlem7872 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@1991-nx9kb
@1991-nx9kb 2 ай бұрын
ሚኩ ናይ በሓቂ መሰረት ብልህናኺ ኣታዓባብያኪ አዩ።ኣቦይ ግደይ ክንዲኣቦን ኣደን ኮይኖም ዝዕበዪኩም ዓቢ ዓስቢ ውላድኪ የሕቁፎም ።ጋዜጠኛ ሄኖክ ብጣዕሚ'የ ዘድንቀኻ ትሕትናኻ ነጋይሽካ ነጻ ኾይኖም ንኸዕሉሉ ትገብሮም ኣለኻ።የድንቀካ!
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 3 ай бұрын
ሚካለይ ዕድመን ጥዕናን ነቦኺ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🌹🙏
@ami_su
@ami_su 3 ай бұрын
ተመስገን! እታ ዝዓበየት ቃል
@BerhiwaWelday-tb8mc
@BerhiwaWelday-tb8mc 3 ай бұрын
እዛ ሓፍትና ብትሕትነኣን ልቦነኣን ተግሪምና ሕልፍ ብዝበለ ከኣ እዞም ኣቦና ብርግጽ ኣዕቢዮም ኣፍርዮም ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ክብር ወላዲ ።
@silahabteyesus4645
@silahabteyesus4645 2 ай бұрын
እዞም ስድራቤት ደሰ ክብሉ ❤❤❤ ገለገለ ሰባት ካአ ምስ ሙሉእ ሃብቶም ጸግኦም ሰላም ዘይብሎም ካብ ንደቆም ንገንዘብ ዘፍቅሩ እዚ ቢድዮ ክርእይዋ አለዎም ጽብቅ ትምህርቲ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤
@Akiteylove
@Akiteylove 3 ай бұрын
ብጣዕሚ፡መቀረት ዘለዎም፡ትሑታት ስድራ ኣምላክ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተባረኩ ሚኩ፡ድማ፡ናይ ብሓቂ ጠርናፊት ስድራቤት
@ጉድፈላ
@ጉድፈላ 2 ай бұрын
አቲ አንበሳ ሓፍተይ ሕጂ ክአ ምስ ከም አቦኪ ኮይኑ ዘዕበየኪ አቦ ናይ እግዚአብሔር ዝኮነ መጽክና❤
@AsmeromHailemariam-uq6tl
@AsmeromHailemariam-uq6tl 2 ай бұрын
ቃል ኣምላክ መጸናንዒ ሓይሊ ኩሉ ዩ ናይ ብሓኪ ኩሉ ቃሎም እግዚኣብሄር ዝሕጎሰሉ ስሙ ብምጽዋዕ ጥራይ እኩል እዩ።ትስፍዋት ኢኹም ብሓቂ እግዚኣብሄር ይባርኸኩም ፥ ሚኩ ከኣ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኢኪ ከይንዕንቅፈኪ ከማን ፈሪሕና፣ ኣጆኪ ሕጉሳት ደቂ ክህበኪ ዩ' motiventional ኢኪ እንድዒ፥ኣብ ጎንኹም ኣለና።❤❤❤❤❤❤❤❤
@hegawi7
@hegawi7 2 ай бұрын
ሄኖክ ነዛ አብነታዊ ሰብ ናያ 2024 ዝበለጸት ሰብ ሽልማት እናሃብካ አርእየና ክንጽበየካ ኢና
@GhenetGhebremicael
@GhenetGhebremicael 2 ай бұрын
ብርኽቲ ኢኺ 🙏ኣቦይ ግደይ ኽኣ እንቃዕ ሓጎሰኩም 🙏🙏🙏
@NgstiNgsti-i5r
@NgstiNgsti-i5r 2 ай бұрын
ካባኩም ብዙሕ ተማሂርና አግዚኣብሔር ፀጋ የብዘሐልኩም ሚኩ ለባም አመብርሃን ኣብ ናብራኩ ወትሩ ምሳኩም ትኩን ኣሜን❤❤️❤
@SiedHusien
@SiedHusien 2 ай бұрын
መግለጺ ዘይብሎም ስድራ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@asteryehdego7153
@asteryehdego7153 3 ай бұрын
ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ ሚኩ ሓፍተይ 🥰
@bashailema9043
@bashailema9043 2 ай бұрын
Heart-warming! Bless Eritrea & Eritrean people!!!
@TseaduAmenay
@TseaduAmenay 3 ай бұрын
ሚካል ሓፍተይ እግዛቤሄር ዕድመን ጥዕና ይሃቡኩ ብርካት ሰድርስቤ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@habteyehdego8372
@habteyehdego8372 2 ай бұрын
ሐየት አቦ እዮም ዘለዉኽ እም ክትሕበን አለክ ዕድመን ጥዕናን ይሀቦም ዉላድክ ድማ ክሐቅፉ አምላኽ የርእዮም
@selam801
@selam801 3 ай бұрын
እመ ብርሃን ብሰላም ትምጻእኺ መኣረይ😊❤
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 2 ай бұрын
ሚኩ ብርኽቲ በሓቂ ለባም ሰበይቲ ካብ እግዚኣብሔር ኢያ፡ ንፍዕቲ ጽቡቅ ዘረባ ከምኡ ገላጺት ሓሳባት ኣምላከ ቅዱሳን በረኸቱ የብዝሓልኩም❤😊🎉
@andemeskeltekleweini9970
@andemeskeltekleweini9970 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሓቂ ኣብነታውያን ስድራ ናይ ዘመንና ❤
@abedaberhan
@abedaberhan 3 ай бұрын
ዋውውውውው ንኩሉ ኣቦታትና ኣዴታትናን ክብር ንወለደናን ይገቦኡም ሚካይ ጓል ዓብይትይ ❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብልናን ፈጣሪ ንወላዲናን 😘🙏❤🙏🙇
@samuelghebrehiwet-xq2tt
@samuelghebrehiwet-xq2tt 3 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንመላእ ስድራቤት🙏🙏🙏 ❤️❤️❤️❤️
@TseaduAmenay
@TseaduAmenay 3 ай бұрын
ኣጅኪ ሚካል ሓፍተይ መዲሂናኣለም ዝስአኖ የለን በርትዒ ጸሎት ግበርልና ናብዛ ብርክቲ ሃገርና ክንምለስ ሚካል ሓፈተይ
@FebFeb-w4r
@FebFeb-w4r 3 ай бұрын
Like father like daughter.....❤❤❤
@fanamahari9459
@fanamahari9459 2 ай бұрын
ቡርኻት ስድራቤት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@micaelzekarias1537
@micaelzekarias1537 3 ай бұрын
ሚካል ሽኮር welcome. ውላድኪ የርእየና።
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ምስጋና ዘይፍለዮም፡ ሓደ ካብቲ ሓደ ዘይፈላለዩ ። ባባ ግደይ ድማ ዝገሩሙ ኣቦ ተመስገን ጥራይ
@azebhagos9374
@azebhagos9374 2 ай бұрын
እዞሙ ስድራ ብነብሶሙ ቡሩካትዮሙ ኣብደቅኩሙ ደቂቀቂኩሙ ይሕተፍ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Zgba-vf7oj
@Zgba-vf7oj 2 ай бұрын
ሚካል ዓባይ ስብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ብጣዕሚ ማሃሪት ፅቡቅ ስድራቤት ብሰላም የዉፅኪ
@selam-yi2op
@selam-yi2op 2 ай бұрын
ኣቦ ማለት ከም ኣቦይ ግደይ ኢዩ ፡ደስ ክብሉኻ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ግን ዕላል ምስ ሚኪ ጥራይ ኮይኑ ፈዚዞም። ሚኩየ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ🙏🙏🙏
@እየሱስክርስቶስአምላኬድን
@እየሱስክርስቶስአምላኬድን 2 ай бұрын
ዓብይ እዮምዋ ስለ ድደክሞም ኣናእሽቶም ይጫወቱ እእበይ
@genet440
@genet440 2 ай бұрын
ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ብዙሕ ተማሂርና ኢና ፀግኡ የብዘሐልኩም ክንደይ ደስ ይብል ኣደይ ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ሜኪየ ❤❤❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 2 ай бұрын
አምላክ ዝባረኮም ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም
@rhstishmangus9846
@rhstishmangus9846 2 ай бұрын
ሚካል ሓፍተይ አግዝኣብሄር አምላክ ኩሉ ሰናይ ድሌትኩም ይህብኩም ዕድመን ጥዕናን ይህብኩም ኩሉ ዝተመረቀ ይብጽሕኩም 🤲❤️🌹
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 2 ай бұрын
ቡሩክ ኣቦይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡር ኣቦ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾💗💗🇪🇷🎉🎉🎉🎉 ምካል ለባም ጎይታ ይባሪክ ኣሜን !!! ሄኖክ ወደይ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ክብል ይፈቱ ጽቡቅ ስራሕ ማሃሪ ኢዩ ጎይታ ይመላልካ የመሰግነካ 🙏🏾💗🇪🇷💗🇪🇷🍇🍇🍇🍇🌻🌻🌻🌽🌽🍇🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗
@haimanotghebreyesus6781
@haimanotghebreyesus6781 2 ай бұрын
ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጽኣኪ ❤
@lunatewald4812
@lunatewald4812 3 ай бұрын
ንኣቦይ ፈጣሪ ዕድሜ ጥዕናን ይሃብኩም ንምካል ሓፍትና አደይ ማሪያም ብሰላም ተጋላግላ ኣምላክ ዕድሜ ጥዕናን ይሃብኩም ❤️🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@teklalegese4981
@teklalegese4981 2 ай бұрын
ቃላት የብለን በዛ ጋል 🥺😘😘ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ኣቦኪ ❤❤❤
@rezenayemane7293
@rezenayemane7293 3 ай бұрын
Eritreawi xaram eyu nkulu hizbena yebarilena❤❤ teumat sedra
@kibrombeyene4259
@kibrombeyene4259 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሚኩ ናይ ስነልቦና መምህር ኢኺ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@freselamgualteklay8660
@freselamgualteklay8660 2 ай бұрын
ገጽ ዝፈትዎም ስድራ ኣሪእካኒ ጋዜጠኛ ኣነ ነዓኪ ፉሉይ ኣክብሮት ኣለኒ ምርቃይ ከምቲ ሜካል ዝበለቶ ይብጻሕካ ንስካ ናይዚ ዘበን በዓል ብሉጽ ልቦና ዓቢ ሰብ ኢካ ዘመን ሂወትካ ይባረክ ካብ ጎሮቤትካ እየ ሚኩ ማሪያም ምሳኪ ትኩን
@AbedomWeldab-fi1jv
@AbedomWeldab-fi1jv 2 ай бұрын
ድንግል ማርያም ምስ ውላድኪ መደብ ሕዝክ ክትመጽ ትግበርኪ ብርክቲ ሓብትና ❤❤❤
@መሓረናኣምላኽ
@መሓረናኣምላኽ 2 ай бұрын
ኣሰይ ብሩኻት ስድራ❤
@hermelaestifanos6602
@hermelaestifanos6602 2 ай бұрын
ሚካል ለባም መግለጺ የብለይን ናትኪ ልቦና መስ ስድራኪ ድማ ጸጋ ጥዕና ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@AwetLove-mu9kk
@AwetLove-mu9kk 2 ай бұрын
ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ስድራ ዝፈሪ ፍረ በረከት ኢዩ ኩላትና ኣብ ሂወትናን ሓዳርና ዋጋ ክንከፍል ነዓናን ንእግዚኣቢሄርን ዘክብሩ ክኮነልና ኣምላክ ሓይሊ ይሃበና ❤
@SemharSemu-b2g
@SemharSemu-b2g 2 ай бұрын
🙏 🙏 🙏
@ShewitBajo
@ShewitBajo 2 ай бұрын
wooooooooow enqa hagoskum burukat sdra ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ
@teswedigrma23
@teswedigrma23 2 ай бұрын
ኣብ ኤርትራ ሰሪሕካ ክትነብር ከቢድ ዪ ኣብዚ ግዜ፥ብዘይ ናይ ደገ ሓዋላ፥ኣጆኩም ጥራይ ሰብ ዓቅሙ ዪ ዝሓስብ ፈጣሪ ከኣ ይሕወሶ፥
@azebtumzgi85
@azebtumzgi85 2 ай бұрын
ተመስገን ድራሮም እዋይ ደስ ክብሉኻ ስድራ ዕድመን ይሃብኩም ፈጣሪ
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 2 ай бұрын
Aboy Gidey bhaki nay Egziabher seb eyom Egziabher kullu Gize Hagos yigberelkum Michal Lebam seb Adena kidisti dngl Maryam bselam tgelaglki Gezakum yibarek🙏
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 2 ай бұрын
ክቡር ወላዲ ኣምላኽ ብዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ብሩኻት ስድራ ሚካለይ ኸኣ ኣጆኺ እግዚአብሔር ኣምላኽ ቅንዕቲን እምንቲን ኢኺ ንዓኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ምስ ክቡር ኣቦና❤🙏❤
@freyhayleab3281
@freyhayleab3281 2 ай бұрын
ናይ ኣቦይ ግደይ ውጽኢት ኢኺ ሚኩ ሓፍተይ ❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦይ መዓረይ ኣነስ ፍትው ኣቢለዮም ❤❤❤ ድንግል ማርያም ምሳኺ ትኹን ዝያዳይ ❤❤❤ ደጊመ ዕድመ ይሃብኩም ኣቦይ መዓረይ ❤❤❤ ትኽክለኛ እምነት ኣለኩም ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ❤❤❤ ምሕረት ና እግዚኣብሄር ኣማላድነት ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ተራዳእነት ቅዱሳን ምስ ኩልና ደቂ እመ ብርሃን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤
@genetberhane1846
@genetberhane1846 2 ай бұрын
ንሕና ብጣዓሚ ዓድለ ኢና እዛኦም ዝመሰሉ አቦታት ዘለውና ሚኩ ማርያም ብሰላም ትምፃእኪ ዓድመን ጥዓናን ይሃብኩም ፊጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ። ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ከመይ ከም ዝመስል ኩነታት ገዝኦም ብምምጻካ ሄኖክ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐 ብሓፈሽኡ ንኹልኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ሚካል መግለጺ ቃል ስኢነልኪ ሰብ ዲኺ ማርያም ምፍላይ ስኢነልኪ። ቅድስቲ ፍሕሽውቲ።
@yorsalem6352
@yorsalem6352 2 ай бұрын
Ewayy baba gdey ewe nay behaki xaeram abo yom nearom uff nidihrit temelisna metabiti geza banda habesha ❤❤❤❤😢😢😢❤❤❤❤
@almazabraham3527
@almazabraham3527 3 ай бұрын
ሰልክ ቁጥር ላኩልን ክንሕግስ እግዚአብሔር ካንጂ ጋር ይሁን አንበሳ ካንች ውስጥ እግዚአብሔር አየሁ ።
@shewit3442
@shewit3442 3 ай бұрын
ባለፈው ከባለቤትዋ ጋር interview አርግዋል ስልክ እዛ video መጨረሻ ላይ አለ
@godisgoodallthetime.326
@godisgoodallthetime.326 2 ай бұрын
@@shewit3442Go fund me ale
@LilySw-zq7no
@LilySw-zq7no 2 ай бұрын
የተራቡ የትግራይን ህዝብ ኣግዢ ለማኝ
@ማሩ
@ማሩ 2 ай бұрын
Hemaqe alek sry gen​@@LilySw-zq7no
@miheretgebremedhin3539
@miheretgebremedhin3539 2 ай бұрын
​@@LilySw-zq7no ሰላም ነው? ኤርትራውያን ብዙ ቕንቕ ተናግሪዎች ነን፡ please be nice. Thanks . ሚኩ ቆንጁ 🙏🇪🇷
@kibreabtewolde198
@kibreabtewolde198 2 ай бұрын
ስለ ኩሉ ነገር ተመስገን አምላክይ እግዚኣብሐር መገዲ አሎዎ አጆኪ
@abduadem5129
@abduadem5129 3 ай бұрын
Welcome the most talented and experienced person in this whole world can't wait to hear your story again
@eelias3043
@eelias3043 2 ай бұрын
እግዚኣቢሄር ይባርኽኹም ኣብሊጹ። ኣቦታትና ንብል ካብዚ ተበጊስና ኢና። ክብረትን ኩርዓትን ተመስገን ዝደረቱ እምነት ስለዘለዎም።
@furzun-jy8fc
@furzun-jy8fc 3 ай бұрын
Ny behaqi miku heftey Egziabiher ymesgen nebahagoki kea tsega ab lali tsega yihabom fetari🤲 🙏❤💯👑🍇🍇🍇🍓🍓🍓🫒🫒🫒❤❤❤🙏
@ፅጌማርያም-የ6ተ
@ፅጌማርያም-የ6ተ 2 ай бұрын
Burukat sdra ካባኩም ብዙሕ ተማሂርና እግዚብሔር ፀጋ የብዘሐልኩም ሚኩ ለባም አመብርሃን ሓቂፍኪ ንምስዓም የብቅዕኪ
My Daughter's Dumplings Are Filled With Coins #funny #cute #comedy
00:18
Funny daughter's daily life
Рет қаралды 30 МЛН
MY HEIGHT vs MrBEAST CREW 🙈📏
00:22
Celine Dept
Рет қаралды 27 МЛН
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
火影忍者一家
Рет қаралды 126 МЛН
My Daughter's Dumplings Are Filled With Coins #funny #cute #comedy
00:18
Funny daughter's daily life
Рет қаралды 30 МЛН