New Eritrean interview Part 1 Artist Tedros Berhane 2020 ቴድሮስ ብርሃነ interviewed by Tesfaldet mebrahtu

  Рет қаралды 197,540

MEGARYA Entertainment

MEGARYA Entertainment

Күн бұрын

#Eritreaninterview #Eritreanmovie #Eritrea
New Eritrean interview Part 1 Artist Tedros Berhane 2020 ቴድሮስ ብርሃነ interviewed by Tesfaldet mebrahtu
Artist Dawit Eyob 2020 ዳዊት እዮብ interviewed by Tesfaldet mebrahtu
Part 1 - • New Eritrean interview...
Part 2 - • New Eritrean interview...
Part 3- • New Eritrean interview...
Part 4- • New Eritrean interview...
Part 5- • New Eritrean interview...
Eritrean new Video 2020 Ermila_Bahryatun Srhun Bmesarhtu keglax kelo (መን እዩ ንሱ)
• Eritrean Interview 202...
New Eritrean interview Ermias Kidane 2020 P ኤርምያስ ኪዳነ (ኤርሚለ) interviewed by Tesfaldet Mebrahtu
MEGARYA Entertainment -ኣዘናጋዒ ዕላል ምስ ተዋሳኢ/ኮሜድያን ኤርምያስ ኪዳነ (ኤርሚለ)
Ermile Interview 2020 MEGARYA Entertainment
Ermila Interview Part 1--- • New Eritrean interview...
Ermila Interview Part 2--- • New Eritrean interview...
Ermila Interview Part 3--- • New Eritrean interview...
Ermila Interview Part 4---- • New Eritrean interview...
• New Eritrean interview...
• Winta Mekonen Dendani ...
• Winta Mekonen Final In...
• MEGARYA - ይሓልም'የ ዘለኹ y...
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስት ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ.
© Copyright: MEGARYA ENTERTAINMENT ንቐጻሊ ትሕዝቶና ንምክትታል ሳብስክራብ ብምግባር ደገፍኩም ኣይፈለየና።
Subscribe us:

Пікірлер: 1 000
@miracleskali6735
@miracleskali6735 4 жыл бұрын
ብ ናይ ቴዲ ቃለ መሕተት ዝተሓጎሰ ኣሎ ዶ ብሉጽ ናይ ብሉጻት
@carter6carter674
@carter6carter674 4 жыл бұрын
ኣነ ❤❤❤❤❤
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 4 жыл бұрын
Alena bzuhat, hiji gin amena akli migbaru ab film machelo yehrikena alo kurub kkkkk
@miracleskali6735
@miracleskali6735 4 жыл бұрын
@@WediSawaMendelay 😂😂entay geru
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
ዝያዳ ዝፈትዎ ዝነበርኩ ሎም መሊሰ ወሲከሉ ` ትሑት ነብሱ ኣትሒቱ ዝቀርብ ምኳኑ ኣዝየ ኣድኒቀዮ //
@yordanosabraham316
@yordanosabraham316 4 жыл бұрын
ኣነ ንደቀ ደገ ተጻወቱ ኢለዮም ሙርታሕ ኮይነ ከሰምዕ ክክክክ
@gaaljaka2615
@gaaljaka2615 4 жыл бұрын
ቴዲ ብጣዕሚ ዝፈትወን ዘፍቅሮን ወዲ ማራ ዩ ኬፍ ድህበኒ love you ባ በለለይ ይፅበዮ ነይረስ ሓዳር በሉ ብሹም ፍቅሪ ናይ ቴዲ ባ like ጋብዙኒ ያ ጀምዓ
@habteabteklesenbet2400
@habteabteklesenbet2400 4 жыл бұрын
መርሓባ ዝፎትዎ ተዋሳኣይ የቀነልና ቶፓ ሓዉና ሞሞና ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ኣቅርበልና
@teamearafaine4132
@teamearafaine4132 4 жыл бұрын
bravo Tedros asli hade kab adneqtka eye Eta Ade abay film mzkarka azyu des ybleni mknyatu Eta Ade nzelalem kab aemroy zeyhss tezkro alewa we love Eta Ade
@hawashayetrn5175
@hawashayetrn5175 3 жыл бұрын
Teddy talented amazing actor. You are a good singer.
@furutunakibreab9136
@furutunakibreab9136 4 жыл бұрын
You're both very mature and smart please keep your good job!!!!!!
@sarajoh313
@sarajoh313 4 жыл бұрын
Welcome deki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
@natsnetwaldeab6387
@natsnetwaldeab6387 4 жыл бұрын
My best brothers and favourite edmen tenan yhabley ❤️❤️❤️❤️❤️
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
…ጋዜጠኛ ተስፋልደት መብራህቱ (ቶፖ) ን ድምጻዊ ተድሮስ (እሩሩ) ክተምጻልና ይምሕጸነካ // ተዲ ክኣ ብሉጽ ኣክተር ኢካ ቀጽሎ ካብ ኩሉ ነብስካ ክተትሕት ትደሊ ሰብ ምኳንካ ዝያዳ መሲጥካኒ ' ኣብታ ተሓቲተ ኣይፈልጥን ኢልካ ሸፈፍ ዝበልካዮ ግን ቶፓ ዳ ዝገበረ ጌሩ ሓንቲ ኣብ ሃይስኩል ኣቢልካ ምበር ሃሃሃ //
@abduadem3279
@abduadem3279 4 жыл бұрын
Tobo and Tedi great 👍 interview
@luchiahagos7444
@luchiahagos7444 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
@tesfagebre4975
@tesfagebre4975 4 жыл бұрын
Nfue akter eka tedi abi s3b
@mehretkiflay7993
@mehretkiflay7993 4 жыл бұрын
Tedi shikor wedi Lovely
@filimonmehari3133
@filimonmehari3133 4 жыл бұрын
King of film my bor 💖✝️💖
@edrissalih8313
@edrissalih8313 4 жыл бұрын
Ya habibi tebo nay badsha eba amxalna bejaka key xelaka kea
@ኣሌክፈታዊሞሞና
@ኣሌክፈታዊሞሞና 4 жыл бұрын
..ጋዜጠኛ ተስፋልደት መብርሃቱ (ቶፖ).. ን'ስነ ጥበባዊ ኣማንኤል ወ/ጋ (ሞሞና) ኣብ ሓጺር ግዜ ቃለ መሕተት የቕርበልና ትብሉ 👇🏽
@semerebereketab7566
@semerebereketab7566 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ክቀርብ ኣሎዎ ሞሞና ኣቦ ጥበብ
@ጋነርሰይፎርሳ
@ጋነርሰይፎርሳ 4 жыл бұрын
ብዙሕ ግዜ ትጸብየ ናይ ሞሞና ከምጽኡልና ግን ክሳብ ሕጂ ብተስፋ ይጽበ
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 4 жыл бұрын
Ane aleku ab knd 10000000 seb wekil
@aneshaebiya5539
@aneshaebiya5539 4 жыл бұрын
Me too i want to see him ❤❤❤❤
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
ኣነስ ሞሞና ብዙሕ ግዜ ቃለ ምሕተት ኣካይዱ እዪ ተዝጸንሕ ብሃላይ እየ ክቀርብ ዝደልዮ ግን ኣብ ስክሪን ዘይቀርብ ተድሮስ (እሩሩ) እዪ ነዚ ገዲም ስነጥበባዊ ከቅርበልና ይምሕጸኖ //
@eseyasgrmay5102
@eseyasgrmay5102 4 жыл бұрын
መን ከም ተዲ ብፍላ ካራክተር ናይ ማጫሎ ሒዝካያ ዘለካ ብጣዕሚ ኢየ ተመሲጠ like ኣይትረስዑ ደኪ ኤረይ።
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 4 жыл бұрын
ኣድነቅቲ ብሉጽ ተዋስኣይ ቴድሮስ ብርሃነ ኣለኩም ዶ ብፍላይ ለይላ ትብል ፊልም ብድሕሪ ቴድሮስ ብርሃነ ተዋሳኢት ዳናይት ሃይለ ኣቅርበልና ጋዜጤና ተስፋልደት ሓውና Thanks
@febenmalove9269
@febenmalove9269 4 жыл бұрын
Lieyla zeymenwa filim bzuh gize ye zdegagma
@selamtekest4969
@selamtekest4969 4 жыл бұрын
Leyla eta zfetwa srahu ya
@wintatesfayeri3492
@wintatesfayeri3492 4 жыл бұрын
Kemzi kemay ketxbeywo zeqnekum like eba habuni Tediy ans kefetwo
@bebzelenayo3717
@bebzelenayo3717 4 жыл бұрын
Ab tiqaki zelena do dea keytfetwi
@mothermeanslove9260
@mothermeanslove9260 4 жыл бұрын
Wela anewn mera eye zfetwo tewaseay eu
@genetgere7041
@genetgere7041 4 жыл бұрын
Ane keman btami eye zfetwo
@wintatesfayeri3492
@wintatesfayeri3492 4 жыл бұрын
@@bebzelenayo3717 kkkkkkkk
@bebzelenayo3717
@bebzelenayo3717 4 жыл бұрын
@@wintatesfayeri3492 winta haqey eye eko
@yorutesfazion6295
@yorutesfazion6295 4 жыл бұрын
ቴዲ ሽኮር ትዕቢተኛ ዘይኮንካስ ጎይታ ጠባይ ብዓል ልቦና ኢለካ ኣለኩ! ንደርፊ ድማ ሰኒ ኣሽንካይ እዚ ናትካ ድምጽስ ክንደይ ተረኽበ እሉ እካ ይደርፍ። ትሕትናካን ብጣዕሚ ዝድነቅ። ኣጅካ በርትዕ 🙏💖💖💖!
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ 4 жыл бұрын
ኣነ ናኤሪትራ ተዋስእቲ ብጣዕሚ እዩ ዝፈትየኩም ዘደንቀኩም ድራማ ድርፊ ኩሉ ግዜ እዩ ዝካታተል ዝፈቲ ኩሉ ስራሕትኩም ብልጽዩ ቴዲ መቅሰን ክሉ ስራሕትካ ብልጽ ኢካ ኩሉ ግዜ ኣደናቂትካ ፈታዊትካ እዩ ሓፍትካ ካብ ትግራይ ብስም ቴዲ 👍 ግጩዩለይ🌷👇
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ 4 жыл бұрын
ፍቅር ነው መንግዴ ጋል ትግራይ ጋል ግጀት ane ka msaki fqri kab zihzeni 3 werhi gere aleku ❤️❤️❤️❤️🌹🌹❤️❤️🌹🌹❤️❤️
@habtommehari8138
@habtommehari8138 4 жыл бұрын
thanks sis
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
ታንክስ ሲስ ንሕና ውን ንፈትወኩም
@allisgoodtome9135
@allisgoodtome9135 4 жыл бұрын
Nehena wen Nefetewekum xebeQtay
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ 4 жыл бұрын
@@ወዲዓጋመትግራይደመይ የቀንየለይ ዝያዳይ ሓላል ፍጥረት ብልቢ የመስግነካ ሓላለይ❤🙏
@teklehaile422
@teklehaile422 4 жыл бұрын
ቲዕቢተኛ ኣይኮንኩን ኣይደልያን ዉን ደስ ዝበለትኒ መልሲ ኣብ ቀዳማይ ክፋል
@farsertrawi3770
@farsertrawi3770 4 жыл бұрын
እቲ ውዱእ እኮ ኢለካ ኣብ ኣድቨርታይዝ፡ ስነ ጥበባውያን ከምዚ ኩኑ፡ ጹፉፍ፡ ኣከዳድና ቡሉጽ፡ ጹሩይ፡ ካብ ኩሉ ከኣ ምዕቡል ኣእምሮ፡ ፡ ብራቮ ቴዲ
@Eritreawit-291
@Eritreawit-291 4 жыл бұрын
ኣማን ባድሻ 1⭐️🇪🇷 ቴድሮስ ብርሃነ 2 ⭐️🇪🇷 ዝፈትዎም ናይ ልበይ⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️
@hawaeritrea441
@hawaeritrea441 4 жыл бұрын
Jeberti ikha,nisikha,hto hohatit
@peaceforever8115
@peaceforever8115 4 жыл бұрын
@@hawaeritrea441 ውጻእ ኣታ ዓጋመ ገዛ ኤርትራውያን ኢዩ
@hawaeritrea441
@hawaeritrea441 4 жыл бұрын
@@peaceforever8115 kkkkkkk, Ata sidi,peace forever,ilka qurub,aythafrn. Kkkk
@Agaziii
@Agaziii 4 жыл бұрын
Ne Teddy ab nugus chaka tebel Film zefelto like
@dagiBrhane
@dagiBrhane 4 жыл бұрын
Tedi shkor 💋💋💋💋💋🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍💪💪💪💪
@ሊሊጋልቶምወየንቲ
@ሊሊጋልቶምወየንቲ 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝፎትዎ ተዋስኣይ ቴዲየይ እስካብ barti 10 እባ ግበረልና ቶፒየይ
@momylove1962
@momylove1962 4 жыл бұрын
😁😏😆😂
@slekulunegertemesgen5591
@slekulunegertemesgen5591 4 жыл бұрын
ኣነ ከኣ ነዓኺ 5 ክፋልቃለመሕተት ክገብረልኪየ ክክክክክክክክክ
@ሊሊጋልቶምወየንቲ
@ሊሊጋልቶምወየንቲ 4 жыл бұрын
@@slekulunegertemesgen5591 ክክክ ጠዋሊ ምዓረይ 😃😃😃
@slekulunegertemesgen5591
@slekulunegertemesgen5591 4 жыл бұрын
@@ሊሊጋልቶምወየንቲ ኢሞ ቆጸራ ንመዓስ ይኹነልና ጽብቕቲ
@ሊሊጋልቶምወየንቲ
@ሊሊጋልቶምወየንቲ 4 жыл бұрын
@@slekulunegertemesgen5591 ንዓካ ኣብ ዝጠዓመካ ሙቁረይ 😃😃😃
@ኣደፍቅሪ-ነ3የ
@ኣደፍቅሪ-ነ3የ 4 жыл бұрын
ጋዜጠኛ ተስፋልደት ካብብቶም ዝፈትዎም ናይ ሃገርና ጋዜጠኛ እዩ ኣድነቅቱ ላይክ እስከ ርገጽ ኣቢልኩም እስከ ሕለፉ
@Eruna1993
@Eruna1993 4 жыл бұрын
Aman Hamed (Badsha , Wedi Negede ) Kemexelkum Tdelyu 👍🏼Regxkum Helefu Deki Abeyti . Plss Megaria Entertainment N Badsha Amxulna
@alganaweldu
@alganaweldu 4 жыл бұрын
እዋይ ኣካዳድና😍😍😍 !!! ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሓላላት ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም...... እቶም dislike ትገብሩ ሲ ግርም ኢዩ ዝብለኒ like ድዩ ዝመስለኩም ኮይኑ......
@grmawitteame5768
@grmawitteame5768 4 жыл бұрын
like diu zmesleku koynu hahaha😍Asmirela Aleku👌
@hubihubi1663
@hubihubi1663 4 жыл бұрын
Haqka kkkk
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
ልባስ ገጥ ልክዕ ከምዚ ከማይ ኮፕያ እኮ ኢለዮ ነይረ //
@binihawiandresiniesta9596
@binihawiandresiniesta9596 4 жыл бұрын
ኣቅሪቦም ዮም ዘብዝሕሉ ዘልው መሲልዎም ከይከውን ኣብ 2 ይጥውቁ ክይህልዉ
@ሚዛናዊ
@ሚዛናዊ 4 жыл бұрын
ዓይኖም ዘየርእዮም ወይ ድማ like and dislike ፈልዮም ዘይፈልጥዎ ከይኮኑ.
@tes-wy9gr
@tes-wy9gr 4 жыл бұрын
ቶፕ ገለ ዓይነት ን ቴዲ ትፈትዉ እስከ like ግበሩ
@meharighebrhiwet1701
@meharighebrhiwet1701 4 жыл бұрын
ተስፋላደት (ቶቦ) ነመስግነካ ብምቅጻል ቴሮስ ብጣዕሚ ካብቶ ተስፋ ዘለዎ ስነጥበባዊ እዩ ብምቅጻ እዛ ንሰብ ከይፈለጥካዮ ትዕብቴና እዩ ምባል ኣድግፋን እየ መኽንያቱ ሓደ ተፈጥሮ ናይ ኣምላክ ኣሎ ማለት ገጹ ቲብቴና ዘምስሎ ቅረቦ ካበኡ ዝመስለካ ክትብል ትኽእል ኢኻ
@hawaeritrea441
@hawaeritrea441 4 жыл бұрын
Ni wedibetwedet sle zlo like,hibeka aloki
@ghenettewelde4596
@ghenettewelde4596 4 жыл бұрын
ቴዲ ኣርእሲ ደርፊ ፊልም ኣይዘከርክዎን ኪትብል ሰሚዔካ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ምስናድ ንፉዕ ኣይኮንኩን ኢልካ፡ ብዙሕ ስራሕ ስለዝሰራሕካ ክትርስዕ ትክእል ኢካ፡ ናይ 2007 ሎሚ ዝረሳዕካዮ 2050 ኮይንካ 2007 ኪትዝክር ከቢድ ኪከውን እዩ፡ ስለዚ ካብ ሕጂ ዘሚርካ ኩሉ እትሰርሖ ትንኣስ ትዕበ ስራሕ እዩ፡ ስለዚ ኩሉ መዝግቦ፡ ጽባሕ ነቶም ዝመጹ ወሎዶ ብጉቡእ መልእክትካ ከተሕልፍ መታን፡ ትሕትናን ምቅሉልነትን ከምትከብር እዩ ዝገብር፡ ሕጂ ብዙሕ ከይዛረብ ቃለ-መሕትትካ ሚስወዲኣካ ኪዛረብ፡ ተድሮስ ንመንእሰይ ኤርትራ ትውክል ይመስለኒ፡
@ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ
@ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ 4 жыл бұрын
ካብ መልክዕካ ትሕትናኻ ቴዲ ሽኮርርር ኣነ ኣብ ወዲ ደጋዊ ጽባቀ ደይኮነ ፈርምኡ ትሕትና አዩ ዝስህበኒ ስለዚ ተዲ ዉዱአ ኢካ ዕድመ ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@ጋነርሰይፎርሳ
@ጋነርሰይፎርሳ 4 жыл бұрын
በቲ ዘድንቆ ኣርቲስቲ መጺእካኒ ሎሚ ቶፖ thanks
@ደቂዳሽምዓንሰባ-ነ7ሸ
@ደቂዳሽምዓንሰባ-ነ7ሸ 4 жыл бұрын
ንማይናስ ኣቅርበልና ትብሉ ..........ላይክ ንላዕሊ
@danielabraham4125
@danielabraham4125 4 жыл бұрын
ኣታ እንታይ ኮንካ ሰብ ሲኢንካስ ማይናስ ትብል ጸወዕ ተብልኩስ ባዓል በለስ እዚ ጸረ ትግርኛ
@ዑቅባይኪዳነ
@ዑቅባይኪዳነ 4 жыл бұрын
ዝፈትዎ ተዋሳኣይ
@meksebey591
@meksebey591 4 жыл бұрын
Ane win naka Mara ye zifetweka iko😆
@ዑቅባይኪዳነ
@ዑቅባይኪዳነ 4 жыл бұрын
@@meksebey591 enqae ayxelakni
@habtommehari8138
@habtommehari8138 4 жыл бұрын
ዋውው ቴዲ ዓቢ ሰብ🤴 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ የቀንየልና ከኣ ተስፌ😘😍🇪🇷😍😘😘💯😘😍😍 ጌለኹም ሲ እዚ ዋና ቻነል ምስ እዛ ቪድዮ ዳውንሎድ ዩ ጌርኩም መስለኒ ዘይትቕደሙ😁 ከማይ ዶ ትኾኑ ከም ልምዲ ኩሉ ግዝየ ቅድሚ ምርኣየይ like ግድን ይገብር።
@ድራርለይቲ
@ድራርለይቲ 4 жыл бұрын
Wela an
@mulueberhe6377
@mulueberhe6377 4 жыл бұрын
ዋውው ተስፍየ ናይ ባሓቂ ገጽ ንፈትዎ ተዋሳኢ ተድሮስ ምቅራብካ ብልቢ ኢየ ዘመስግነካ ተስፍየ ሓወይ ሓንቲ ሕቶ ኣለትኒ ን ተዲ ክታሓተለይ ኣብዛ ማጫሎ ዝዋሳኣ ዘሎ ተድሮስ ሲ ካብዛ ፊሊም ወጻኢ ናይ ባሓቂ ተዲ ኮምኡ ዶ ይኸውን ናይ ባሓቂ ዓቕሉን ትዕጉስቱን ሲ ገሪምኒ እንበሪ እዛ ምስኡ ትዋሳእ ዘላ ሰበይቱ ኮይና ትሰርሕ ዘላ ኣነ ሲ ሓንቲ ደቒቕ ትኹን ኣብ ገዛይ ኮፍ ኣይመብልኩዋን ካብዚኣ የድሕነና ኢዩ ዘብል ሕጂ ሲ ናይ ተዲ ትዕግስትን ዓቕልን ግን ይሃበና ኢዩ ዘብል ሕጂ ተዲ ካብዛ ፊሊም ወጻኢ ሲ ኣብ ካልእ ማልየተይ ሲ ምዛ ዓርኩ ወይ ምስታ ሰበይቱ ዝብለና ዘሎ ሲ እቲ ቱዑጉሱቱኡን ዓቕሉን ሲ ከምኡ ዶ ይኸውን ተስፍየ በጃኻ እባ እዚኣ ሕተተለይ ኣብ ካልኣይ ክፋል መልሲ ሕዝካልና ቅረብ ብሩኽ ቅነ ይግበርልና።
@almazberhane2336
@almazberhane2336 4 жыл бұрын
ቴዲ ንስካስ ዕብይ ዘይኮንካስ ትሑት ብስነስርዓት ትምልስ ኢካ ንክቡር ሐውና ስውእ ኢሰያስ ጰጋይ ምዝካርካ ንሕበን ጀጋኑስ እዘከሩ ድአ አጀኩም ደቂ ዛ ሐላል መሬት 💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@freweynimossazghi4059
@freweynimossazghi4059 4 жыл бұрын
ለባም፡ፍጥረት፡ዕቡይ፡ዘይኮነስ፡ረዚን፡እዩ።👌👍
@binyamsamsomsamsombinyam112
@binyamsamsomsamsombinyam112 4 жыл бұрын
ቴዲ ጅግና ብፍላይ ኣብታ ንጉስ ጫካ ትብል ፍሊም ካብ ትዋሳእ ክሳብ ሕጂ ኣድኒቀ ኣይጸግበካን ።
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 4 жыл бұрын
ንመጀመርታ ግዜ ቀዳማይ ኮሞንቲ ጽሒፈ ላይክ እስከ ኣጥሙኒ ይሕዋት ::
@ftmyms664
@ftmyms664 4 жыл бұрын
ኣነ ከምዚ ቴዲ ዝብሎ ዘሎ ባሃሪ ኣሎኒ ቀልጢፈ ምስ ሰብ ኣይቀራረብን እንተ ተቓራሪበዮም ግን ጡዑም ምኻነይን ከምኡ ይግሙቱኒ ከምዘይነበሩን ይገልጹለይ ሓደ ሓደ ግዜ የሕስበኒ ስለምታይ ሰብ ውሽጥኻ ከይፈልጠ ብደገ ዝመዝነካ ብዝብል
@eri-firsttube1828
@eri-firsttube1828 4 жыл бұрын
ጋዜጠኛ ወላ ተዋሳኣይ ኩልኹም ኣስሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@JAMBO_31
@JAMBO_31 4 жыл бұрын
ኤኤኤኤ ቴዲ ንጉስ ጫካ እንቃዕ ዘይግደፍካያ ብጣዕሚ ዝድነቅ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕካ,ተዝይ ተጋጌ ካባይ ጀማርካ ከማን ኣብ ኩሉ ኣፍቃሪ ስነጥበብ በታስራሕ ኢኻ ዕግበት ፈጢርካ ብሃንቀውታ ክንጽበየካ ጀሚርና❤️ ከም ለበዋ ን ተፖ ንኣማን ባድሻ ወዲ ነገደ ኣብ ሓጺር ግዜ ኣምጻልና please 🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@filit8983
@filit8983 4 жыл бұрын
Xbuk aleka darga abi sm gedifatlu eya!!!
@michealayu5362
@michealayu5362 4 жыл бұрын
ዘኸበርካ ጋዜጠኛ ተስፋኣለም መብራህቱ ( ቶፖ ) ዕደመን ጠዕናን የመነየልካ ኣብ ሰራሕካ ዓወት ኣሳልጦን የመነየልካ ሓቢቢ ኣና ሙዙቀኛ ሙሴ ሞኮነን ( ቺነስ ) ኣብ ቀረባ ግዜ እንተ ተቕርበልና ጹቡቅ ነሩ ።
@johnzeregabr1450
@johnzeregabr1450 4 жыл бұрын
ቴዲ (ሰሌ) ኣብታ ናያ መጫሎ እባ ንሰበይትካ ሓንቲ ጽፊዕት ሃባ ክክክክክክ for jop deki eri keep it
@ሊሊጋልቶምወየንቲ
@ሊሊጋልቶምወየንቲ 4 жыл бұрын
😃😃😃😃
@ውዲኤረጻዕዳ
@ውዲኤረጻዕዳ 4 жыл бұрын
Kkk haqka eka wwla Ana kmiu kblo dahsbku aqlay awdetni kk
@johnzeregabr1450
@johnzeregabr1450 4 жыл бұрын
ቁሩብ ዘይትስምዕ ሰበይቲ ክክክክክክክ
@ክብሪንኣምላክ
@ክብሪንኣምላክ 4 жыл бұрын
ክክክክ ኣስሒቕካና
@nejatismael3042
@nejatismael3042 4 жыл бұрын
Ewey behaki febu aklina awdatina ko filmi koynu ember emo ne tedi akal hansab gin xefaya😂😂😂
@berekethabte940
@berekethabte940 4 жыл бұрын
ቶፖ ኣብ ዘቅርቦ ኢንተርቪው ማራ ዩ ሳሓብ ነት ዘለዎ!! ደስ ዝብል ኣቀራርባ ቆጽልዎ
@arontekle318
@arontekle318 4 жыл бұрын
ቶፖ ሓወይ ንወዲ ነገደ ባ ኣቅርበልና (ባድሻ)
@shemaineshweldai7561
@shemaineshweldai7561 4 жыл бұрын
ትዕብተኛ ዘይኮንካስ ጠባየኛ ኢካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
@weldekeren922
@weldekeren922 4 жыл бұрын
ኣቤት ትሕትና ክቡር ሰብ ኩቡር ቃላት ይዛረብ።
@levis5636
@levis5636 4 жыл бұрын
ኣብ ዘሓጸረ መዓልት ካኣ ንጃጂ እባ ኣቀሪበልና። ቶፓ፡ 💯💯💯💯
@joba342
@joba342 4 жыл бұрын
ኣብቲ ምስ እገለ ሰሪሐ ምስ እገለ ክስርሕ ደስ ምበለኒ ኢልኩም ስም ገዳይም ስበጥበበኛታት ክትጠቅሱ ከለኩም ስእሎም እንተትገብርሉ ንሕና ውን ንእግረመንገድና ምፈለጥናዮም የቀንየለይ ።
@LuLu-gn3rs
@LuLu-gn3rs 4 жыл бұрын
Nay bhaki âne kea komu ele
@ወዲኤረጻዕዳኤረናፊቀ
@ወዲኤረጻዕዳኤረናፊቀ 4 жыл бұрын
ኣንስ ቶፒ ዓርክይ ሕቶካ ማራ ኢዩ ዝምስጠኒ ናይባሓቂ ኢየ ዝድንቀካ ን ቴዲ ብምጻኣካ ካ በጃካ ግን ኣብ ቀጻሊ ኣማን ባድሻ ኣምጻልና
@ሚዛናዊ
@ሚዛናዊ 4 жыл бұрын
ልኡም ወዲ ሓደ ዝፈትዎ ተዋስኣይ። ዝጸልኦ ተዋስኣይ ውን ይብለይን ከም ሓቂ።
@haderat
@haderat 4 жыл бұрын
ዋውውውውው ንፈትዎን ነፍቅሮን ስነጥበበኛ ቴዲ ዘምጻእካልና ተስፋልደት ውን የቀንየልና ስነጥባውያን ሃገርና ክታባብዑ አለዎም ።
@LuLu-gn3rs
@LuLu-gn3rs 4 жыл бұрын
Ezi journalist mekeret alewo atehatatta fhshiw flexibility’s. He has everything. And Teddy, you are the best Eritrean actor with lots of respect ✊ . Hope next it will be Aman Badsha. Thanks for the likes 👍👍👍
@bereketezra9207
@bereketezra9207 4 жыл бұрын
ስነ ጥበባዉያን ኤርትራ ብጣዕሚ ንፋዓትንጻዕራማትን እዮም፡ እንተኮነ ግና ኣብ ምዕባሌኦም ማራ ተውጺዖም !!!
@muluemeles7201
@muluemeles7201 4 жыл бұрын
ሓደ ካብቶም ዝበለጹ ተዋሳእቲ ሃገርና Thanks Topo
@melakegebrezgabher9714
@melakegebrezgabher9714 4 жыл бұрын
Ngusss shaka jigna wedi hager (Tedi anbesa)❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯❤❤💯💯
@nhnakohadeena2802
@nhnakohadeena2802 4 жыл бұрын
ብኹሉ ነገርካ ኢኻ ደስ ትብል ቴዲ ውሉድ ጥበብ ኣዘራርብኻን ኣገላልጻኻን'ውን ከም ስራሕካዮም፡ ቶፖ'ውን ብስራሕካ ኣዚኻ ክትምስገን ዝግበኣካ ጋዘጤኛ ኢኻ፡ ንሕቶታት ካብ መዓሙቕ ኢኻ ተወጽኦም! በጃኻ ግን ብዙሕ ግዜ ሓቲተካ'የ እንተተኻኢሉ ንኹብር ስነጥበባዊ ኣኽሊሉ ተስፋጼን ሓደ መዓልቲ ዓድመልና! ምስ ምሉእ ኣኽቡሮት'ዩ።
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t 4 жыл бұрын
waw Tedros Brhane is mature and humble young man,Bless you.
@eritreagreatgezavideos7683
@eritreagreatgezavideos7683 4 жыл бұрын
ቴዲ ሽኮር ውድ ኤረይ ማር ጽቡቅ እንድዩ ውድእ ወዲ ይበል ትሕትና❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kemsebkikuninebsey4288
@kemsebkikuninebsey4288 4 жыл бұрын
ተድሮስ ተጠንቀቅ እዚ ዝብኢ ከይ በልዓካ!
@hidatogbamichael7
@hidatogbamichael7 4 жыл бұрын
ኣዚየ ዘድንቆ ስነጥበበኛ'ዩ ቴድሮስ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@abdurezaq5440
@abdurezaq5440 4 жыл бұрын
Unqa dahan mexaku ahbab qedamay komment xihfe kindey like tihbuni ahbab
@እዋይከብሎምሓዲሩወይለከይ
@እዋይከብሎምሓዲሩወይለከይ 4 жыл бұрын
እታ ደርፍኻ ብኻ ዘርጊሕካያ ካብ ናይ መርከብ ቦኒትዋ ኣይምሓመቀትን ኔራካብታ ቦሮም ብሮም ትብል ደርፉ
@weldebrukhadgu2248
@weldebrukhadgu2248 4 жыл бұрын
ቴድሮስ ብራቮ ልክዕ ከምቲ ለባም ኮንካ ትሰርሖ ከምኡ ኢኻ ለባም ንፉዕ
@mihretabtekle240
@mihretabtekle240 4 жыл бұрын
ቴዲ ኣበሳ ኩሉ ነገራቱ ኸፍ ዘለዎ ደቅ ኤ ሪ ኣብ ንጉስ ታሻ ተድንግዎ ኣለኩም ዶ?
@ትግራይእዩደመይTDF
@ትግራይእዩደመይTDF 4 жыл бұрын
እውይይይይ መፀለል ወዲ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ፊልምታት ኤርትራ ማራ እየ ዝፈትዎም በተለይ ሜሮንን ቴድን ዘለዎም እድናቂትኩም ካብ ትግራይ
@omardamana5798
@omardamana5798 4 жыл бұрын
Wed Negede Aqerubuna
@ግዜፈራዲ
@ግዜፈራዲ 4 жыл бұрын
Ya bro wedi negede bzuh serihu ksae ሕጂ interviw aigeberen
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 4 жыл бұрын
እዋይ መልኽዕ ጥራይ አይኮነን ዓቲሉዋ ፈጣሪ ትሕትና ውን ሂብካዩ ዕዲመን ጥዕናን ይሀብካ ቴዲ
@habtommehari8138
@habtommehari8138 4 жыл бұрын
ኣብዚኣ ኣላ ንዓይ ዘትርዳኣኒ ሓደ ሰብ ብዙሕ ስለዘይዛረብ ከመይ ጌሩ ዩ ከም ትዕቢተኛ ይግለጽ ካብ ቡዙሕ እየ ዝሰምዓ
@Eritreachanel1234
@Eritreachanel1234 4 жыл бұрын
Kigerimeka ane mara ab seb kelutife aykeribin eye mekinyatu kurub hifir ele eye neay gn betiram gele ybluni nerom gn ane komue aynet seb aykonkun mis lerebuni gn mara ygremu
@samze930
@samze930 4 жыл бұрын
Neay win sik sile zibil tiebtgnae yibluni sebat
@Eritreachanel1234
@Eritreachanel1234 4 жыл бұрын
@@samze930 ygerimeka seb keyfeletuka yzarebu
@habtommehari8138
@habtommehari8138 4 жыл бұрын
@@Eritreachanel1234 ናይ ብሓቂ ወላ ኣነ ውን ከማኻ እየ
@asmarinabela4237
@asmarinabela4237 4 жыл бұрын
@Habtom, buzuh tetezarebka kea ajaw yibluka kulu woyo 😀😀😀
@onelove9060
@onelove9060 4 жыл бұрын
ቴዲ ዓቢ ሰብ &ቶፖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍጣሪ ደቂ ኤረይ ሓላላት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😇😇
@msfifi8669
@msfifi8669 4 жыл бұрын
So modest 😍don't change for anyone. you have the most desirable personality. My mum used to say ' kab bzuh mizrab bzuh mismae"
@ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ
@ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ 4 жыл бұрын
ቴዲ ኣስሊ ካብቶም ዘድንቀካ ኢኻ ብፍላይ ኣብ ንጉስ ጫካ ካብቶም ዓብሊልካ ዝተራኣኻ ኢኻ ብዙሕ ስራሓት ውን ኣለካ ኣብ ክሉውን ብሉጽ ኢኻ ወጺኻ ብዘይ ገደሎ ሊዕሊ ክሉ ግን ኣብዛ ቃለመጠየቅ ፈተካ ኣጆኻ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ ናይ ደርፊ ውን ሰኒ ሂበካ ኣለኹ ናይ ሕማመይ
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 4 жыл бұрын
ሰኒ ኢለካ ኣለኹ:እተን ፈቲንካየን ዝነበርካ ሒዝካልና ምጻእ ማለት ድረፈን ኢኻ።
@yerusalemtesfatsion1625
@yerusalemtesfatsion1625 3 жыл бұрын
ብኣይ ወገን ቴዲ ማለት ዓቃልን ሰላማዊን ኮይኑ ይስመዓኒ ኩላትኩም ተዋሳእቲ ኤርትራዊያን የሕዋተይ I LOVE YOU VERY MUCH ❤️❤️❤️🇪🇷
@user-tc9hl2ot9i
@user-tc9hl2ot9i 4 жыл бұрын
enqae bselam mexakumun n tedros zdnq eske like habuni
@bebzelenayo3717
@bebzelenayo3717 4 жыл бұрын
Ane n Tedi zeykone neaki eye zedniq
@luelasrat5712
@luelasrat5712 4 жыл бұрын
ሰላም ብጣሚ ጹቡቅ ስራሕ። ግን ጋዘጠና ተስፍየ መን ምካኑ ከየላለካና ናብ ካልእ ሕቶታት ቀጺልካ።
@berhane815
@berhane815 4 жыл бұрын
Ygermeka eu enda texebena kolifna
@eritrana2865
@eritrana2865 4 жыл бұрын
ብኩሉንትናኡ ዝፈትዎ ተዲ ዓቢ ሰብ Like እስከ ብሽም ተዲ
@wegihukidane6474
@wegihukidane6474 4 жыл бұрын
ዋውውው ብልቢ ዝፈትዎ ተውሳኣይ ቴዲ ናተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ ሓባይብ ተስፊየ ኣብ ቀጻሊ ንባርሻ ሒዝካልና ክትመጽእ ይዕድመካ
@elululey8979
@elululey8979 4 жыл бұрын
Tedi ma favorate acter Ajoka bertie gexe bahri btaemi eka temxo Yqenyelna kea Tobo hawna👍👍👍👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lettyteclay6569
@lettyteclay6569 4 жыл бұрын
HE CAN'T FEEL SORRY TO BE UN ARTIST BECAUSE ARTIST AND PRESIDENT ARE THE SOME BECAUSE THEY ARE POPULAR WELL KNOWN PERSON IN THE WORLD YOU ARE A KING OF KING TEDINA
@የእናትፍቅር
@የእናትፍቅር 4 жыл бұрын
ብእውነት ብውድቀይ ካብቲኦም ንፉዓት አሉ ድባሀሉ ኤራትራውያ ተዋሰይቲ ድፈትዎ ቴድሮስ ብምቅራብኩም የመስግን ይቅራታ ኤርትራውያን አህዋተይ ተዋሰይቲ ካልዕ ከይመስኩም ኩልኻትኩ ንፉዓት ደምደኾንኩም ይገልፀልኩም
@ሃኒፍቅሪዩአምነተይ
@ሃኒፍቅሪዩአምነተይ 4 жыл бұрын
ቴዲ ኣስሊ ዝፈትዎ ተዋሳኣይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@fkreyfkerr1896
@fkreyfkerr1896 4 жыл бұрын
Wawwwww deti hawey des zbl thtnan snesraatn💞💞💞💞 good🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fanatesema2363
@fanatesema2363 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘድንቆን ዝፈትዎን ተዋሳኣይ ብፍላይ ኣብ ማጨሎ ትብል ፊልሚ የሕዝነኒ ❤
@fqraaloablbiy3287
@fqraaloablbiy3287 4 жыл бұрын
....ካብዚ ክሉ ጽቡቐይ ረኺብኪ ሓንቲ ጌጋ ጉድ'ምበር ተረኺቡ ቀቢጽክኒ ብኣጋ....ፈተውቲ ኣባም ዝኾንኩም ስከ ኣብዚኣ like ረጊጽኩም ሕለፉ♥️ ቴዲ ጎይታ ጠባይ 😍✌️
@girmayabraham3258
@girmayabraham3258 4 жыл бұрын
ድስላይክ ትገብሩ ኣጻብዕትኹም ጥዕምቶ ይውጻእኩም
@finfinie
@finfinie 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክ😁😁😁
@grmawitteame5768
@grmawitteame5768 4 жыл бұрын
Naka ba Aboy teame ysamuka 😍
@samrawittekle5009
@samrawittekle5009 4 жыл бұрын
😅😅😄😄
@gutena_entertainment
@gutena_entertainment 4 жыл бұрын
መርዓ ኤርትራውያን ኣብ መቐለ ብድሙቕ ጽምብልkzbin.info/www/bejne/sGnFiaOai9Gsps0
@tabihabtemicael1940
@tabihabtemicael1940 4 жыл бұрын
Tedi, as an Eritrean actor it’s good to see you are down to earth, but you should know that you are smart talented handsome and you should be proud of yourself!!! Xx
@teddyteddy6672
@teddyteddy6672 4 жыл бұрын
ቴዲ ብሉጽ ስነ ጥበባዊ። ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ።
@Adiyabomedia
@Adiyabomedia 4 жыл бұрын
Wowww tedi ab nugus chaka ziseraHakayo nizelalem kezekireka eyu nufue tewasaAy eka kexilelu kabaka buzuh ena nixibe buzuhi kemitiserihi balie mulue tesifa eye kemieu kaA biwegeney xubuk ymineyelika .
@Adha1991
@Adha1991 4 жыл бұрын
ካብቶም ኣለውና እንብሎም ስነጥበባውያን ቴዲ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎ ካብቶም ዝፈትዎም ናተይ ፌቨሪት ስነጥበበኛ ኢኻ ።
@godisgood5409
@godisgood5409 4 жыл бұрын
Teddy u are humble and wise I admire you, u are more than I expected. Kab kubur sb u kbur hasab zrekeb. G. B. U
@baqr4383
@baqr4383 4 жыл бұрын
ቴዲ ናይ ብሓቂ ሱፐር ድምጺ ስለዘለካ ሙዚቃ ጎኒ ጎኒ ምውሳእ ቀጽሎ ይብለካ።
@allisgoodtome9135
@allisgoodtome9135 4 жыл бұрын
TEDDY shekor Qexelo anta jegena we are proud of you & Gazetegna Tesfaldet-A+ hebeka aleku keep it up directer,sealay kulukum thank you kemze endageberkum teQerebulna zelekum betaeme nemesgen THANK YOU
@filmonakeza4518
@filmonakeza4518 4 жыл бұрын
Ata tesfaldet nezi iseyas aforki abzia amxika zeytbexbabexo bezi waha zwbela moyaka
@atakltitafere5687
@atakltitafere5687 4 жыл бұрын
ንሳልሕ ሲዒድ (ርዝቀይ) የምጸኣልና ትብሉ 👇
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 4 жыл бұрын
Ayndelion keytemxalna kkkkk
@atakltitafere5687
@atakltitafere5687 4 жыл бұрын
@@WediSawaMendelay ehi entayu t zegem
@amlak206
@amlak206 4 жыл бұрын
Tedi hawey kenxbeyeka kenikina 👍des zebl beti ena befetweka ajokea
@margarettesfamichael5930
@margarettesfamichael5930 4 жыл бұрын
Ted you stole our hearts from head to toe counting success in life.thanks wedi Eriy Tesfaledet for sharing our Erien youth class art in word.kebrn Mogosn nsemaietna make it happen!!!!!🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
The joker favorite#joker  #shorts
00:15
Untitled Joker
Рет қаралды 30 МЛН
А ВЫ ЛЮБИТЕ ШКОЛУ?? #shorts
00:20
Паша Осадчий
Рет қаралды 9 МЛН
БЕЛКА СЬЕЛА КОТЕНКА?#cat
00:13
Лайки Like
Рет қаралды 2,5 МЛН
Please Help This Poor Boy 🙏
00:40
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 22 МЛН
Eritrean Interview with great Artist Awel Sied Part 1- RBL TV
30:12
RBL TV Entertainment
Рет қаралды 254 М.
Interview with Artist Berhane Zemichael (Wedi Nazu) - Part 1
31:48
Armana Entertainment
Рет қаралды 73 М.
BAHRNA   New Eritrean Music Live interview artist Nahom Yohannes Meste 2021
52:55
Bahrna Entertainment
Рет қаралды 238 М.
MEZENGIE CAMERA /Tedros Berhane/ New Eritrean Hidden Camera Prank 2020
28:47
ARARAT Entertainment
Рет қаралды 283 М.
The joker favorite#joker  #shorts
00:15
Untitled Joker
Рет қаралды 30 МЛН