New Eritrean interview Part 3 Artist Tedros Berhane 2020 ቴድሮስ ብርሃነ interviewed by Tesfaldet mebrahtu

  Рет қаралды 120,205

MEGARYA Entertainment

MEGARYA Entertainment

Күн бұрын

#eritreaninterview #eritrean #megarya
Enjoy and Subscribe now / @megaryaentertainment at MEGARYA Entertainment . "MEGARYA Entertainment" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean Drama","Interview Famous"New Eritrean movie", "New Eritrean film" and "New Eritrean music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" Interview Famous" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።

Пікірлер: 452
@miracleskali6735
@miracleskali6735 4 жыл бұрын
ዕላል ናይ ቴዲ ዝመሰጦ ኣሎ ዶ ከማይ❤️
@dagiBrhane
@dagiBrhane 4 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰
@geduldisdeoplossingvoorall2151
@geduldisdeoplossingvoorall2151 3 жыл бұрын
Ane aleku👆
@esromhuruy7369
@esromhuruy7369 4 жыл бұрын
Dedi shkor zednqo tewasay bett foll
@berie6325
@berie6325 4 жыл бұрын
እስከ ካብ መስቀላዊ ኣታሓትቱኡን ምስ ፍሽኽታ ዝታሓወሶን ናጻ ዕድል መልሲ ክህቡ ንታሓተትቲ ዘድነቕኩሞ ከምዚ ከማይ ን'ባዜጠኛ#ተስፋልደት መብራሃቱ Like ሃቡኒ? ናይ#ቴዲ ኮሪዕዳ ካብ ምሕር ምድናቕ''ሲ መሊሰ''የ ዝድነቕ፡ በቃ ትሕትና 100% መልክዕ 100% በቃ በቃ በቃ ዝፈትወካን ዘድንቐካን#Akter ኢኻ፡ ካብ ቀደመይ ማለተይ ካብ 2012 እንድየ film ክካታተል ጀንቢረ ካብኡ ኣትሒዘ ምስ ኣድነቕኩኻ''የ። ካብ 2012 ኣትሒዘ መበልየይ ካኣ ኣነ ወዲ #ማይዱማ ኢየ። ሙሽ''ዶ ተለቭዥን ክትነብረናስ እዛ ነርማል#ተለፎን #ሴም ጥራይ ጌርካ ትጥቀመላ ሞባይል''ካ ኣይነበረትናን፡ #Sudan ሱዳን ምስ መጻኹ''የ #ዩቱብ ፈሊጠዮ፡ ካብ ሽዑ'የ ካኣ ፍልምታት ሃገርና ጥራይ ዘይ ኮነስ በቃ ናይ ዝኾነት ሃገር ክካታተል ዝጀንበርኩ፡ ካብ ሃገርና ተዋሳእቲ ካኣ ሽዑ ኣትሒዘ ኢየ ዘድንቐካን ዝፈትወካን ነይረ#ቴዲ ሽኮር፡ ካብ ወዲ ሃገርካ ወዲ ማይዱማ ኣውራጃ#ሰራየ ዝነብረሉ ሃገር ካኣ ኣብ #ስዊዘርላድ so ኣጆኻ ቀጽሎ፡ ኣይትጥፋኣና ካኣ ኣድነቕትኻ ኣለናልካ''ሞ ዘይምጥፋእ#ጽቡቕ ሸፋሽፍቲ የዐንቱ we Love you Tedi bro.
@ስብናብሰቡ
@ስብናብሰቡ 3 жыл бұрын
ቴዲ በሊሕ ሰብ
@ኣሌክፈታዊሞሞና
@ኣሌክፈታዊሞሞና 4 жыл бұрын
ነዛ Comment ተንብባ ዘለኻ ሓሳብ ልብኻ ይስመረልካ። ክፉእ ኣይርከብካ። ኣብ ህይወትካን ስራሕኻን ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብካ።
@EE-ro2tx
@EE-ro2tx 4 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN
@desalesefu9096
@desalesefu9096 4 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN heway Natey ❤❤🙏🏻
@kibram6805
@kibram6805 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen yehbiru👍
@Imtheheroien
@Imtheheroien 4 жыл бұрын
*ኣሜን(3)::*
@galkerentsaedasidetegya4740
@galkerentsaedasidetegya4740 4 жыл бұрын
Amen hawey niaka enkolay....
@erinatna4535
@erinatna4535 4 жыл бұрын
ወዲ ነገደ በጃኹም ኣምጹልና በጃኩም በጃኩም ወዲ ነገደ ትብሉ 🧏‍♂️
@samihailechanel4539
@samihailechanel4539 3 жыл бұрын
Ja man
@siraksiku8186
@siraksiku8186 3 жыл бұрын
Bravo 👏
@kij435
@kij435 4 жыл бұрын
#ኤርሚያስ-ክፍለዝጊ ኣምጻልና ትብሉ ኣብዚኣ ተመዝገቡ ሓባይብ #ቴዲ ዘድንቕ ከኣ ምስኣ
@addusammy5732
@addusammy5732 3 жыл бұрын
kemiou zibihal derafay ke alo diyou enitay elu yederif
@ሊሊጋልቶምወየንቲ
@ሊሊጋልቶምወየንቲ 4 жыл бұрын
ቴዲየይ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ 💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💋💋💋💋ንቴዲ ዝፎቲ like 👈
@ኤርትራኤርትራዊ
@ኤርትራኤርትራዊ 4 жыл бұрын
እዋይ ቴዲ ብሱል ሰብ ፡ክንደይ ክትዛረብ ኢካ ናይ ብሓቂ ኩሉ ተዓዲልካ ፡ ዕድመን ጥዕናን
@shishayttesfagber674
@shishayttesfagber674 4 жыл бұрын
behaqi besul seb
@habtommehari8138
@habtommehari8138 4 жыл бұрын
ቴዲ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ👏😘
@ermiasgoitom8790
@ermiasgoitom8790 4 жыл бұрын
ቾቢ ብታዕሚ ደስ ተብል ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ንፉዕ በቃ መግለጺ የብለይን ክገልጸካ ዘይ ከምቶም ኣዛሩቦም ዘዛርቡካ ጋዜጠኛታት  እንታይ ክሓትት ዝፈልጥ ንቁሑ ሰብ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ Rspeckt  ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❕  ብምቅጻል [ቴዲ] ካብቶም ኣዝየ ዘድንቆም ተዋስአቲ ናይ ሃገርና ኢካ ዕላልካ መሳቲ ህዱእ ኮታ ኢቲ ሓደ ንሰብ ሰብ ከብሎ ዝክእል ሰብ ኢካ ንዓይ ኣጆካ ብካል ትሕዝቶ ክትመጻና ተስፉ ይገብር ኣብ ስርሓካ ኣሳልጦ ኣብ ናብራካ ፍቅርን ስኒት ይምነየልካ God bless you 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@brutina8645
@brutina8645 3 жыл бұрын
I love your point! You exactly read my mind,, ናይ ክልቲኦም አድናቖትካ ፈቴዬ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 yeah topa is my favorite journalist and Tedy off course , 🤔 amazing, smart and loyal person, I really don't have enough words to express you Tedy, keep going ( sky should be your limits) ኣጆኻ፡፡ ንብዙሓት ኣርኣይ ኢኻ💪🙏 bless you shikorina😘😘
@gobushyared6046
@gobushyared6046 4 жыл бұрын
ቴዲ ሸያብ ኣትጰዉዕ ለባም ጰዉዕ ክበሃል ከምዚ ናትካዩ ብሓቂ ለባም ትሑት ሰብኢኻ
@natnaelkidane4224
@natnaelkidane4224 4 жыл бұрын
ካብዚ ኩሉ ናይ ቴዲ ደስ ዝበለኒ ተሃልዩ ኣዘራርብኡ ኣውጻጽኣ ቃሉ ትሕትኑኡ ደስ ኢልኒ
@mulyetamzgi6979
@mulyetamzgi6979 3 жыл бұрын
ቴዲ ህዱእ ካብቶም ኣለዉና ንብሎም ቡሉጻት ተዋሳእትና ሓደ ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፡ ቶቦ ድማ ከምኡ ንፉዕ ጋዜጠና ኢካ ፡ ኣማን ባድሻ ወይ ድማ ኤረና ኣፈወርቂ ትብሉ ኣብዚኣ ርገጹ( እመንርሃን ትሓልኩም)
@zaydteklemariyam279
@zaydteklemariyam279 Жыл бұрын
ቴዲ ህዲእ ካብቶም ኣለዉና ንብሎም ቡሉጻት ተዋሳእትና ሐደ ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጥረ 🥰🥰🥰🥰
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 4 жыл бұрын
#ቴዲ ብሱል-ውዱእ መንእሰይ ብዝኾነ ዓይነት ምኽንያት ከተሽክዖ ዘይትኽእል ሓሪፍ ኣዝማሪኖ!!
@mellu2751
@mellu2751 3 жыл бұрын
Ember a marine chiw zbele wedi asmara tsaeda
@asma11asmara
@asma11asmara 4 жыл бұрын
Subscribe ኣይንረስዓሎም share ምስኡ like ካኣ ንወስከሎም ንሳ እያ ናትና ሓገዝ !!!much love deki eri 😘😍🥰😘🥰😍
@maheirdejen3365
@maheirdejen3365 4 жыл бұрын
ኣማን ማድሻ፡ ወዲ ነገደ ኣቅርበልና ተስፋልደት በጃካ ንቴዲ ዝፈቱ ከምዚ ናተይ ክኣ ኣግርጭው
@meronsat7665
@meronsat7665 4 жыл бұрын
ከም ሓሳብ ግን ቶቦ ክትሓቶም ከለካ ነዞም ጥበባውያን ገለ ካብቲ ዝሰርሕዎ ዝነበሩ ስርሓት ማለት ፊልም ክደግምዎ ሕተቶም ብቅዓቶም ክንዕዘቦ ልክዕ ከምዚ (ኣስመሮም) ኣዳላዊ መርሓባ ዝገብሮ for example ን ጽገ ተኸለሰንበት እስከ ካብቲ ዝሰራሕክዮ ድገምልና ኢልዋ ሐራይ ኢላ ደጊማትሉ ። ስለዚ ቶቦ ብ ወገንካ ውን ባዕልካ መሪጽካ ወይ ንሶም ዝመረጽዎ ክደግሙ ሕተቶም ከም ሓሳብ ጽቡቅ ይመስለኒ መደብ መርሓባ ኣስመሮም ን መረብ ክትነብዕ ሓቲትዋ ነቢዓ ብቅዓታ ኣመስኪራ ስለዚ ከምኡታት
@filimontekle2188
@filimontekle2188 3 жыл бұрын
Eritreen arkey
@ዑቅባይኪዳነ
@ዑቅባይኪዳነ 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ቀድም ኮ ን ሳሮን በረኸት ሰሓቂ ኢልዋ ምስ ሰሓቀት ን ንብዒ ውን ኢልዋ ነቢዓ ኔራ ሕጂ ግን ገድፍዎ ኣሎ ሓቅካ
@yorutesfazion6295
@yorutesfazion6295 4 жыл бұрын
ቴዲ ሽኮር ይበል ተውህቦ ምቁር ዕላል ዘየስልችው! ሓንቲ ነገር ዘድነቕኩካ ነቲ ትሰርሖ ስራሓት ብምሉኡ ቅድሚ ምስራሕካ ኽትፈልጦ ምካልካ እዩ። ነኩሎም ሰነጥበባውን ክሶብዎ ዘለዎም ኣብነት እዩ። ብዙሕ እዋናት ዓበይቲ ተዋሳእቲ/ደረፍቲ ሃገርና ክሰርሕዎ እልካ ዘይትጽበዮም ክዘርሑ ክትሪ ከለካ ይገርመካ ብዝዕባ ክፊሊት ጥራይ ዘይኮነ እቲ ስራሓት ውን ንስካ ትዓግበሉ ክኸውን ስለዘለዎ። ቁጠዐ ሓይሊ ዝበልካዮ ብልብካ ቀኒዕካ ትዛረቦ ትገብሮ ነገር ናይ ግድን እዩ ከሕርቀካ ምስ ሕመቅ ኣይቆጽሮን። ክንድሽሕ ኩን ዛ ሓውይ ሓዳርካ ብሰላም ፍቅሪ ቅሳነት ይማሙቅ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ! 🙏🙏🙏💖💖💖
@efbiwaltahaqi429
@efbiwaltahaqi429 4 жыл бұрын
ዓብዩን ብሉጽን ተዋሳእይ ተዲ ናይ ባሓቂ ጥዕም ዕላል ሩጉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሰብ
@ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም
@ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም 3 жыл бұрын
*ቶፖ ጥራይ ኢንተርቪው ከግብር ኣለዎ ተዲ ናተይ ኣጆካ ወዲ ኤረይ ትሕትና 100%*
@musietemelso2396
@musietemelso2396 3 жыл бұрын
ቴዲ ሽኮር ዓይኒ ከተማ አስመራ ካብቶም ኤርትራውያን ንምክሐሎም ፍቱው ሰብ 🙏👍🏽👋👋ዕድመን ጥዕናን
@zaidsokar9778
@zaidsokar9778 3 жыл бұрын
ዋው ተዲ ናይ በሓቂ ንፉዕ ልዕሊ ኩሉ ኣዛራርባኻ ኣምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ
@freyoamzewafo6256
@freyoamzewafo6256 4 жыл бұрын
Teddy ሃወይ ምስቲ ዘልካ ኣክብሮት ድፍረት ወስከሎ ኣብ ድርሰት ኣብ ዳይረክት ምግባር ክትእወት ኢካ ድፈር ።
@zaidsyum9706
@zaidsyum9706 4 жыл бұрын
ኣንታ ቴዲ ወደይ ነቲ ጥበብ ስለ ትጓናጸፎ ናይ ዘኽታማት ናይ ድኻታት ይህቡኻ እንበር ባዕልኻ ታሪኽ ሂወትኻ እንተዝትገልጽ ብመልክዕካ ሞደል ብጠባይካ ብትሕትናኻ ኸኣ እዋእ ወድሃፍታማት ኢኻ ትመስል ቴዲ ወደይ ጸጋን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ሙሉኣት ስድራኻ
@zedigaldocter6126
@zedigaldocter6126 4 жыл бұрын
ቴዲ ዓይነይ ኣብ ኩሉ ስራሕትካ ኣድናቂትካ የ ኣብ ሂወትካ ሙሉእ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ 💖💖💖💖
@tadesebrhane8000
@tadesebrhane8000 4 жыл бұрын
እሚ ቴዲ ኣብዛ ተኻታታሊት ፊልም ሲ ሰበይቲ በርቲኣትካ ኣላ ሞ ጥንቅቅ በል ከይትግስማ ቁጡዕ እንተኾንካስ ክክክክክክክ
@samighs8536
@samighs8536 4 жыл бұрын
N Tedi zfetu 👍🏽 like eske yehabeni
@filmonafewerki7884
@filmonafewerki7884 3 жыл бұрын
እዋይ ግልጹነት ቶፖ ከኣ ናይ ብሓቂ ጋዘጤኛ "እሩም ትርግኛ ንኩሉ ዝኸውን ሰሓቢን መሳጥን ዋሕዚ ሓሳባት" እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን
@tadesebrhane8000
@tadesebrhane8000 4 жыл бұрын
ሽኮራት ፍጥረት ሕጂ ካብ ስርሐይ ኣትየ ድኻመይ ከይጸብጸብኩ ይከታተለኩም ኣለኩ ዌልካም
@bqse6142
@bqse6142 4 жыл бұрын
ቴዲ ሓውና ብሉጽ ንጉስ ጫካ ዕላልካ ኣቀራርባኻ ትዕግስትኻን ጠባይካን ኣማላልሳኻ ልቦናኻ ብሉጽ ሕቡን ኤርትራዊ ጽቡቕ ካራክተር ስነ ጥበባዊ ቀጽሎ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቢ ኣብ ኩሉ ስራሕካን ሓሳባት ልብኻን ኣሳልጦን ዓወትን ይሃብካ ጋጼጠኛ ተስፋልደት ድማ ማራ ኣድኒቐካ ብልቢ ነዞም ኩሎም ስነ ጥበባውያን ንስኻ ጥራይ ኢንተርቭዩ ከተግብሮም ምመረጽኩ ብደይ ምግናን ኣዚኻ ብሉጽ ምቅርራብ ብሉጽ ገጸ ባህርያት ረስፔክት ደለካ ሓያል ጋዜጠኛ ቀጽሎ ኣጆኻ ጅግና ወዲ ኤረይ ብልቢ ነመስግነካ የቐንየልና ።
@lamigebre6452
@lamigebre6452 3 жыл бұрын
Tedi abi seb edmen tienan yhabka fetari
@samsontinseaw7035
@samsontinseaw7035 4 жыл бұрын
N efrem efra,yemexealna tblu idkum nlali,☝️
@ራኢኤርትራ
@ራኢኤርትራ 4 жыл бұрын
መግለጺ ኣልቦ ሰበይትካ ከማይ ዕድለኛ ኢያ
@tibukifle5766
@tibukifle5766 4 жыл бұрын
Nay mewedaeta eye tegerime entay aynet bsul menesey eka yehogiskani zgerm atehasasba eyu zeleka maere kndey ab srahka gdus mukuanka kab bnebska bsebat tgdes..... Hafar eka gn ka mestewali Ferah eka gn nkiberet nayti moya eyu Gn bnatka srah krieka ydeli eye teddy the great kab adnakika. Topo ybel ameskirka eka.
@highlightsest_afro
@highlightsest_afro 4 жыл бұрын
~ ንኣፍልጦ~ °°°°****°°°°°° ®- ኣዲዳስ(ADIDAS)፥- ዝብል ስም ብናይ ቅድም ኣባል ናዚ ፓርቲ ዝተረኽበ ኮይኑ፥ ADI ጥብቆ ማለት ሳጋ እቲ ሰብ ክኸውን እንከሎ፥ DAS ድማ ሰለስተ ፊደል ካብ መወዳእታ ስም ናይቲ ሰብ ምኻኑ'ዩ። ®- ኣብ ግዜ ካልኣይ ኩናት ዓለም፥ ኣብ ሃገረ ኢጣልያ ሕጽረት ካካዎ-ማለት ሓሩጭ ቸኮላታ ኣጋጢሙ ነይሩ። ሓደ ካብ ሰንከትቲ እቲ ፍርያት፥ ብኻልእ ኣገባብ ቸኮላታ ሰሪሑ ናብ ዓለም ክዝርግሖ ኣብ ዝተበገሰሉ ኣጋጣሚ፥ ዘይተሓስበ ሓደ ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ ፍርያት'ዩ ክኾነሉ ክኢሉ። ስም ናይ'ቲ ዘዳለዎ ዓይነት ቸኮላታ ድማ ኑተላ( Nutella) ተባሂሉ። ------••••••••••--------- NB:- ሓላላት እንተፈቲኩሞ፥ ንዝያዳ ሓድሽቲ ትሕዝቶታትና -ንምኽትታል Subscribe ኣብ Highlights _Est _Afro.
@zeraymhretab9007
@zeraymhretab9007 4 жыл бұрын
I am proud of you, God pless you Tedi!!!!
@mebrahtomgebremeskel5097
@mebrahtomgebremeskel5097 4 жыл бұрын
Kulu seb nenatu inclination or talent alewo tesfaldet nay bhaki mekeret laza alewo kulu tgebro interview.
@binyamsamsomsamsombinyam112
@binyamsamsomsamsombinyam112 4 жыл бұрын
Teddy King ንጉስ ጫካ ንበር እስከ
@ሊሊጋልቶምወየንቲ
@ሊሊጋልቶምወየንቲ 4 жыл бұрын
ቴዲየይ ፅሓይ ገፁ
@asmaittedros7156
@asmaittedros7156 4 жыл бұрын
ነብስካ ኣይተነኣእስ ብቅዓትካ ፈትሽ
@abdujema6872
@abdujema6872 3 ай бұрын
ብጣሚ ደስ ዝብለካ ተዋሰኣይ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሀበካ🇪🇷❣️💝🥰🥰🙏🙏🇪🇷❣️💕✅ሓቢቢ
@milligalakele2389
@milligalakele2389 4 жыл бұрын
#ቴዲ_ጎይታ_ጠባይ።
@vivilala9115
@vivilala9115 4 жыл бұрын
ኣብዛ ቃለ መጠየቅ ናይ ቴዲ ኣብ youtube ተራእየን ዘይፈልጣ ናይ ሐራሙ #comment በዚሑ የባህቓ ኣለዋ ማለት ኢዩ
@siem4010
@siem4010 3 жыл бұрын
Abraham alem abi aqrbelna tblu 👇 like
@lultesfu3683
@lultesfu3683 3 жыл бұрын
ብልቦና ዝተሓጽረት ሂወት መንደቓ ሓይሊ መስረት ኣዩ አሞ ኣጸብቅካ ሓይለልና ቴዲ ማዕርኡ ካእ ሓታታይ
@ghenetghirmay3917
@ghenetghirmay3917 3 жыл бұрын
ተዲ ቡዙሓት ኣቦታት ኣለዉ ኣብ ዓለም ከለዉ ዳርጋ ዘየለዉ ሰበይቲ ዘዕበዮቶ ዝበሃል ቱሑት ኣባሃህላ ሕብረተሰብ ፈንጥዝካ ጎዶሎ ዘይብልካ ኣምበሳ ኹርዓት ሓበን ኣደካን አታ ጂግና ሓፍትካን ምኮንካ ከየድከቅኩካ ከሓልፍ ኣይደልን ኣጆካ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ምስ ሙሉአ ስድራበትካ
@seliewedikeshi2205
@seliewedikeshi2205 4 жыл бұрын
እስካ ዳኣ ቴዲ ንሃራሙ ዘይ ኮነስ ኣወዳት ከማነይ መሲትካና ኣለካ
@kbrommoges6760
@kbrommoges6760 4 жыл бұрын
ክክክክ
@lamuhawiwintey5833
@lamuhawiwintey5833 4 жыл бұрын
last part keybl mera eye ferihe xenihe thank you
@zersenaysbhat4524
@zersenaysbhat4524 4 жыл бұрын
teddy ሓወይ እታ ናይ 2009 ፍፃሜ ፍቃደኛ እንተ ኮንካ ከተዕልለና ምደለኹ ምክንያቱ ሓቅነቱ ክነረጋግጽ: ምክንያቱ ብዙሕ'ዩ ዝባሃል : :
@SamsungSamsung-tf3by
@SamsungSamsung-tf3by 4 жыл бұрын
Tedi wedey edmen teinan yehebka
@semharkidane7664
@semharkidane7664 4 жыл бұрын
Nezi interview si kem derfi yedegagemo entay eye zegebro tediye..
@zafukebede2879
@zafukebede2879 4 жыл бұрын
እዛም አብ ውሽጢይ ዘለው ኤርትራውያን ጥዕያት እዮም ህድእ ዝበሉ እዮም እቶም አብ ደገ ዘለኩሙስ ፅሉላት ኢኩም ካብዝአቶም ተምሃሩ
@alisagebrmedhin7587
@alisagebrmedhin7587 4 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣 zafu ezi ekua nehna koyna ember sedet dea entay zegbrena..❤
@zafukebede2879
@zafukebede2879 4 жыл бұрын
@@alisagebrmedhin7587 ኩለና አብ ሰደት ኢና ንርከብ ስደት ልስደቱለ ምስ ደቂይ ሕድርትና (አእእራብ)ግን ምንምን አይንብልን ንስካትኩም ግን ሃለውለው ኡኡዩ ዘብለኩም ቅቅቅ አውረፓ ቀይርና እስቲይ
@luwamhaile8758
@luwamhaile8758 4 жыл бұрын
@@alisagebrmedhin7587 Ya kkk
@ኤርትራባሕራምስምድራናተይ
@ኤርትራባሕራምስምድራናተይ 4 жыл бұрын
ቀደሙስ ደይ ጹሉል እዩ ደገ ዝሓድር፡ክክክክክ
@JESUS-711
@JESUS-711 4 жыл бұрын
😂😂😂😂😂👌
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 4 жыл бұрын
ቴዲ ሽኮር ❤❤🙏🙏🙏
@joniboy7965
@joniboy7965 4 жыл бұрын
ግርም ገርካያ ከንፈር መረብ ደኣ መዓር እንድዩ ዘንጥብ
@ኤርትራኤርትራዊ
@ኤርትራኤርትራዊ 4 жыл бұрын
ክክክክክ
@abrahamsolomon6915
@abrahamsolomon6915 4 жыл бұрын
Kenfer dea kenyo lezay mease eyu meare zentbe
@maranatamaranata9274
@maranatamaranata9274 4 жыл бұрын
@@abrahamsolomon6915 😅😅😅 Haqkha wedey
@iseyasghirmay3867
@iseyasghirmay3867 4 жыл бұрын
😂😂😂
@ermilove685
@ermilove685 4 жыл бұрын
@@abrahamsolomon6915 ቅቅቅቅቅቅቅ
@lovelove-nu6jm
@lovelove-nu6jm 4 жыл бұрын
Deki 🇪🇷🇪🇷 tsbukat edmen tinan yhabkum adna selam ykunelna isayas ytfalna
@ydidyasz6696
@ydidyasz6696 3 жыл бұрын
27 ደቂቅ ንዓይ ሲ ማራ ሓጺሩኒ፡ ልዕሊ ድራማ ኢየ ዝከታተሎ ዘለኹ እዚ መደብ፡
@gualeri5361
@gualeri5361 3 жыл бұрын
Tedi shikor kemey edleja eja sebeytka kemaka aynet sebay ktrekb btaemi eu xebib ajoka edmen tenan yhabka fetari
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 4 жыл бұрын
Lomi kedamay rekibeya habuna like bshm tedi and topo zfetwom and please topo wey salh rzkey raja wey badsha aman amxalna bejaka msay tsemamiu like
@ሓፊረእንበርየፍቅራየ
@ሓፊረእንበርየፍቅራየ 4 жыл бұрын
ኣታ ቴዲ ንሓንቲ ጓል ጥራይ ተመርዒኻ
@fatnadawud8255
@fatnadawud8255 4 жыл бұрын
Kkkkkk
@fatnadawud8255
@fatnadawud8255 4 жыл бұрын
Kndey da
@ሓፊረእንበርየፍቅራየ
@ሓፊረእንበርየፍቅራየ 4 жыл бұрын
ኣቲ እዝስ ንዓሰርተ እንበር
@fatnadawud8255
@fatnadawud8255 4 жыл бұрын
Beal kelte nayw njew kbl mote
@sweetahaile2957
@sweetahaile2957 4 жыл бұрын
M
@selammhretab5306
@selammhretab5306 4 жыл бұрын
You are the best acter but I must ask you one couestion about your wife why, you don't mention her name . Please answer my qoution??????
@mahmudsaleh2177
@mahmudsaleh2177 4 жыл бұрын
aslamayti eya sebeytu
@solomonkudus6747
@solomonkudus6747 4 жыл бұрын
@@mahmudsaleh2177 she is not
@tesmsghina3588
@tesmsghina3588 3 жыл бұрын
@@mahmudsaleh2177 እንተኮነት ከ እንታይ ጸገም ኣለዎ? ስምካ ቀይሮ ሓሳዊ።
@letinaftwi6461
@letinaftwi6461 4 жыл бұрын
Des kblka eze interview btamy thtena elka tedi asle❤❤❤❤❤💯💯💯💯
@hlnazementekeyrkani761
@hlnazementekeyrkani761 4 жыл бұрын
Mebe 13rekibeya lomi bsm tedin topon aduyuna 👍
@samieritrawi2093
@samieritrawi2093 3 жыл бұрын
Long live Teddy mesati interview!! Topo Pls #nbadsha bharerta newih gierna kab nxbe!!
@LuLu-gn3rs
@LuLu-gn3rs 3 жыл бұрын
Aman Badsha Elsa ab machelo Mesfin delalay Sidone Redei Gizenesh Mengis Tsige Teklesenbet nkedem beluna
@ቅድስትድንግልማርያምቁሚከ
@ቅድስትድንግልማርያምቁሚከ 3 жыл бұрын
Topo ayney natka you tube kfet 💕💕💕💕💕💕💕💕💕 Ilove you I'm from ethopian tgray
@frehidray7442
@frehidray7442 4 жыл бұрын
Tedi bro... kabas thtinas tmehar beka!! I love ur personality!! Thank you tapo!
@abrahamnguse9673
@abrahamnguse9673 3 жыл бұрын
ቴዲ መቅሰን ከመይ ኣይነት ልቦና ዘለዎ ሰብ እዩ ግርም ይብለኒ
@Jenifer.amanuel
@Jenifer.amanuel 3 жыл бұрын
wedi negede bejakum
@simontekle4444
@simontekle4444 3 жыл бұрын
Especially open konka mzrabka tady and topo nfe Gernalisty eka gun hto weshty tatu dhar bhtkyuo ezy interviews kmy EU ngru kkkkk
@kibratoon1767
@kibratoon1767 4 жыл бұрын
ቴዲ ዓቢ ስብ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ ዝሓወይ ማዓሪይይ
@awetabrha6769
@awetabrha6769 4 жыл бұрын
Asmarino zeymeno n momona eba amxealena Tobo hawey👍👍👍
@berheberhane7127
@berheberhane7127 4 жыл бұрын
Tedi reall and honest artist god bless u. Keep up
@محمدطه-د7ج5ع
@محمدطه-د7ج5ع 4 жыл бұрын
ብ ሓቂ ንነብሱ ዝምስል ወዲ
@Salase.hawey.1990.
@Salase.hawey.1990. 4 жыл бұрын
ኣጆካ ኣነ እኳ ብንጉስ ጫካ እየ ዘድንቀካን ዝፈለጥኩካን ወዲ ኤሪ ሓወይ።
@fiyoriibrahim2028
@fiyoriibrahim2028 4 жыл бұрын
Tedi goyta tebay edmen tienan yhabka
@arihag6792
@arihag6792 3 жыл бұрын
Tedros 💐I like this guy, his patient is so great, keep it up 👍, may God protect you from evil! I learned a lot from your life 💕
@raheldermas7182
@raheldermas7182 4 жыл бұрын
God bless you and your family now and then Tedi !
@JESUS-711
@JESUS-711 4 жыл бұрын
Tedi zgermeka wela ane zektam eka konka tsmani neyrka,baelka mse yelelka ewen geremuni gbu🙏🥰
@luiscosta3692
@luiscosta3692 4 жыл бұрын
Welcome tedi and topo!!! Nice interview!!!!
@fearlessness57
@fearlessness57 3 жыл бұрын
Have seen many interviews, but none of them were inspired me. Then I would like to tell you, that ur more far away hero in reality, than ur in movies. I deeply admire you.... N keep it being a gentleman. I love you bro... 🤗
@hyabfkri3790
@hyabfkri3790 4 жыл бұрын
Tiedi ktderf aleka bejaka forman gelen meliu yu bejaka dref btaemi ena nednkeka wedi arey ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@betfqrichanel4999
@betfqrichanel4999 3 жыл бұрын
Ney bahaki eye zndqeka ajoka qexulo tedi hawey
@yonibana6832
@yonibana6832 4 жыл бұрын
ቴዲ ብጣዕሚ ብሉጽ ኣርቲስት ኢካ ቀጽሎ
@onagaking3543
@onagaking3543 3 жыл бұрын
Very humble guy .I guess he's got long way to go being the public figure. I wish you the success in the world.
@luwam6122
@luwam6122 4 жыл бұрын
ቴዲ ዓድመን ታነን ይሃብካ ምስ ስድራብትካ 🌹🌹🌹🌹🌹👌
@yorsiweldu5578
@yorsiweldu5578 4 жыл бұрын
Tbuk aleka tewasay entekonka kulu ktfelto aleka ezi klmed zelwo eyu .. thzto eti film Entay mkanu ktfelto aleka wala hsabat keman zgodele entelo bhnsab konka hsabat twesaskelu zbelte kea ykewen ...
@alemxaerieya77
@alemxaerieya77 3 жыл бұрын
ቴዲ ሽኮር ክክክክክክ
@mhretbrhane510
@mhretbrhane510 3 жыл бұрын
ብመጀመርታ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም ጸቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ! ብምቕጻል ቶባ ሓወይ ተለፎን ናምበር እባ ታሓባበረኒ ናይ ተዲ ሓንቲ ሓሳብ ነራትኒ ክረኽቦ ደልየ ነረ ምስ ሰናይ ይቕረቱኡ ግን ወገናተይ sorry🙏🙏🙏
@S.revolution
@S.revolution 4 жыл бұрын
I appreciate everything about you
@wuchujignabehakivxd1773
@wuchujignabehakivxd1773 4 жыл бұрын
Eza nay mot htos ghidefa sory ab nebska emo fetna tesfealem fetanit ya habibi
@furutunakibreab9136
@furutunakibreab9136 4 жыл бұрын
Tedi, you are very gifted please keep it!!!!!!
@weinighirmay7093
@weinighirmay7093 4 жыл бұрын
Aweten asalton nemenyelkum .betaeemi subuk sirah both topo and teddy.
@eritreanadeyadijeganu432
@eritreanadeyadijeganu432 4 жыл бұрын
Eritrran artist ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብዝኮነ ኩቡራት ተዓዘብቲ ተድሮስ አዚ interview ዝገብር ዘሎ ምስ አዞም 50 ስነ ጥበባውያን ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዘለዉ ሓደ ካብኣቶም ምካኑ ትፈልጡ ዶ ስነ ጥበባውያና ተኣሲሮም ኣለዉ ኩሎም ኣብ ፊልም ማጨሎ ዝዋሱኡ ዘለውን ካሎኦት ሰለተ ኣስታት 50 ዝኮኑ አሞ ድምጽና ነስምዕ ኩቡር ህዝቢ አሪትራ አዚ ወደሃንኩም
@LuLu-gn3rs
@LuLu-gn3rs 4 жыл бұрын
Haki dyu????
@eritreanadeyadijeganu432
@eritreanadeyadijeganu432 4 жыл бұрын
@@LuLu-gn3rs ya ናይ በሃቂ አዩ ኣነ ንባአለይ ምሶኦም ኣሎ ኣርከይ
@habtemariam9296
@habtemariam9296 3 жыл бұрын
Tedi nay behaki hayal tewasai eka kabtom alewna nblom hade eu Nmerehawi meles dma akrblna please 🙏🙏🙏❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 4 жыл бұрын
Merihaba deki ereyi ikaa dahane metiskumi shkurinatati deki ereyi 👍🏽🏵🇪🇷🏵🇪🇷🏵🇪🇷🏵🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘⚘🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@mihrettewelde4975
@mihrettewelde4975 3 жыл бұрын
Asseyyyy deki Erey mearey xubuk srah kexluwo ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 3 жыл бұрын
Azika tnead snetbebawi eka Tedi💪💐🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ajoka qexlo 🙏
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 4 жыл бұрын
Welcom tedi end tepo tepo please wedi negede end memona akrbelna
@Tewolde_Saba.
@Tewolde_Saba. 4 жыл бұрын
Tedi shikor😍💁‍♀️💯❤️
@betfqrichanel4999
@betfqrichanel4999 3 жыл бұрын
Ney bahaki eye zednqeka ajoka qexulo tedi hawey
100 Identical Twins Fight For $250,000
35:40
MrBeast
Рет қаралды 54 МЛН
Minecraft Creeper Family is back! #minecraft #funny #memes
00:26
oct 1/2024 ሕጅ'ስ በዚሑ ልዕሊ ዓቀን ሽንፍላ'ስ ሽንፍላ ደኣ
26:48
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 392
Abraham Afewerki Interview ቃለ መሕትት ኣብርሃም ኣፈወርቂ
28:43
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 453 М.
TOPO ERI ENTERTAINMENT Interview with Eritrean Artist Mussie Mokenen ESEGE Part 04
35:39
MEZENGIE CAMERA /Tedros Berhane/ New Eritrean Hidden Camera Prank 2020
28:47
ARARAT Entertainment
Рет қаралды 283 М.
100 Identical Twins Fight For $250,000
35:40
MrBeast
Рет қаралды 54 МЛН