New Eritrean interview Part 4 Artist Tedros Berhane 2020 ቴድሮስ ብርሃነ interviewed by Tesfaldet mebrahtu

  Рет қаралды 97,498

MEGARYA Entertainment

MEGARYA Entertainment

Күн бұрын

#Eritrean #Eritreanmovie #MEGARYA
New Eritrean interview Part 4 Artist Tedros Berhane 2020 ቴድሮስ ብርሃነ interviewed by Tesfaldet mebrahtu
Enjoy and Subscribe now / @megaryaentertainment at MEGARYA Entertainment . "MEGARYA Entertainment" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean Drama","Interview Famous"New Eritrean movie", "New Eritrean film" and "New Eritrean music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" Interview Famous" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።

Пікірлер: 480
@harerta20088
@harerta20088 3 жыл бұрын
ቴዲ ኣምበሳ ኣብ ኩሉ ቃላትካ ""ሕብረተሰብና፡ ሰብና"" ዝብላ ቃላት ትደግመን እሞ እዚ ከኣ ምልከት ብስለትካ እዩ። ቀጽሎ ሰናይ ዘመናት ጥበብ ይምነየልካ።
@habtomkiros137
@habtomkiros137 3 жыл бұрын
Nay behaki 👌😘
@bebizelenayoabraham1014
@bebizelenayoabraham1014 3 жыл бұрын
✌🏿✌🏿✌🏿
@meksebhalefakulu9297
@meksebhalefakulu9297 3 жыл бұрын
እሞ ሕብረተሰብና ኣይነቅፍን ኢዪ ክብል ጸኒሑ።እዚ ከኣ ከም ጽቡቅ ኢዩ ዝሓስቦ ዘሎ ፡ጌጋ ኢዩ ።ነቀፌታ እኮ ንዘለካ ጉድለት መኣረምታ ኢዩ ።
@tadesebrhane8000
@tadesebrhane8000 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ሳሓቢ ኢንተርቪው ነሩ ደስ ዘብል ደስ ይበልኩም
@oneofakind3231
@oneofakind3231 3 жыл бұрын
Betami tedenak seb eka azararebaka senasreatka betami tehut seb teddy abey seb keep going brother
@mileynatey6286
@mileynatey6286 3 жыл бұрын
Wawww tedi shakor btami xebuk medeb ajoka kexlo
@weinighirmay7093
@weinighirmay7093 3 жыл бұрын
aweten asaleton nemeneyelka teddy
@ዑቅባይኪዳነ
@ዑቅባይኪዳነ 3 жыл бұрын
ኣብዚ ኮመንቲ ኣዋልድ ይበዝሓ ኣለዋ እንታይ እዩ እቲ ጠንቂ
@ADAL61-x4y
@ADAL61-x4y 3 жыл бұрын
እንድዒ እንታይ ፈሊጠ ኢልካኒ ገሪሙኒ'ሎ።
@godislove7721
@godislove7721 3 жыл бұрын
B.c of tedi
@adiamabay6731
@adiamabay6731 3 жыл бұрын
ግደፍ ኣታ ወዲ ኣይተሰክፈና
@bebizelenayoabraham1014
@bebizelenayoabraham1014 3 жыл бұрын
😄😄😄
@asmarinabela4237
@asmarinabela4237 3 жыл бұрын
Gud rekiba eza sebeytu nTedi, gelien kzrfeo eyen 😀😀😀😀
@eriiistars3089
@eriiistars3089 3 жыл бұрын
Edmen tenan yehabka teddy abi sebbbbb
@kbromdengts7919
@kbromdengts7919 3 жыл бұрын
Tedi hawey bitami nefue eka ajoka
@nahomgbremariam268
@nahomgbremariam268 3 жыл бұрын
ቴዲ ቅኑዕ ሰብ ኣጆኻ ክቡር ሓውና!
@Eritreawit-291
@Eritreawit-291 3 жыл бұрын
እቲ ሓቀኛ ተዋሳኣይ ሃገርና ✅🙏ምቁሉል ከኣ ኣምላኽ ይባርክካ 🙏💫💫💫💫💫
@tesfaxbah5001
@tesfaxbah5001 3 жыл бұрын
በጣም ንጂ
@efremtewelde2328
@efremtewelde2328 3 жыл бұрын
ንቴድን ነቲ ሰለሙን ዝብል ገጸባህሪ ኣብ ምጨሎ ሒዝዎ ዘሎን ሓደ ኮይኖም ዝረክብክሞም ትህልዉ ዶ
@amanieldawit181
@amanieldawit181 3 жыл бұрын
ቲዲ ሽኮር ኣታ መቅሰን ኣነ ማራ ኢየ ዝፈትወካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ እስኪ ከምዚ ኣነ ዝፈትዎ እንተሎ ላይክ ይሃቦ።
@tewie4830
@tewie4830 3 жыл бұрын
ዝመሰጠትኒ መልሲ ሙን-ችቤ እንተትኾውን ኔረ ሸቐጥ ከምድላይካ ምገበርኩዎ ብሓቂ ስማርቲ ዝኾነ ቴዲ ሸዪፍካየን ኣለኻ እዘን ርጉማት ሙንችቤ
@hberi2489
@hberi2489 3 жыл бұрын
Edagahamus endyu zwl nshtey dukan alato
@freweiniabaraha8204
@freweiniabaraha8204 3 жыл бұрын
ብኑሱ ተሐቢኑ ዘሕብን ተዋሳአ ኣጞካ ቀጽሎ
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ 3 жыл бұрын
ዝፈትዎ ስነ-ጥበበኛ ቴዲ ምስ ዝፈትዎ ጋዜጠኛ ተስፋልደት መስፉን ጽቡቕ ቃለመሕተት ሰምዕና የቀነልና ንሕና ውን ንፈትወኩም እና ደቂ ኤረይ ሓላላት ኣብ ጠጥዕሙ የራክበና።
@tamtam6135
@tamtam6135 3 жыл бұрын
ኣኽሊሉ ተስፋጼን በጃኩም!!! ኣክሊሉ ክቀርበልኩም ትድልዩ like ርገጹ።
@hidatogbamichael7
@hidatogbamichael7 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ምቅሉል ሰብ ኢኻ እሞ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃንካ ቴድሮስ ሓወይ
@samuelkidane9962
@samuelkidane9962 3 жыл бұрын
Next wedi negede (ባድሻ) amxelna eba tobo hawey ,he is My favorite artist, degafti wedi negede alekum do .✌️
@brhanesaymon6412
@brhanesaymon6412 3 жыл бұрын
ኣነ በዚ ጋዘጤኛ ዚ ዝቀርቡ ሕቶታት ብጣዕሚ ኢዮም ዝስሕቡኒ ካልኣይ ቲ ገጹ ኩሉ ጊዜ ሕጉስ ተስፋ ይገብር ኒ ሰምሃር የውሃንስ ከተቅርበልና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@meharighebrhiwet2890
@meharighebrhiwet2890 3 жыл бұрын
Merhab tobo hawna ab zktsl dmxawit abeba hayle nay hji Dana shngrwa akrbelna
@meronsat7665
@meronsat7665 3 жыл бұрын
ኣዘራርባካ ትሕትናካ ናይ ኣዘራርባ ክእለትካ ሓፈሻዊ ከም መንእሰይ ኣዝዩ መሳጢ ዝኮነ ባህሪ ዘለካ ሰብ ኢካ ኣብ ጥበብ ውን ኣዚካ ንፉዕ ኢካ ከም ርኢቶ ጋዜጠኛ ተስፋልደት ኣብ ቃለ-ምሕትት ኣብ መንጎ ካብቲ ዝሰርሕዎ ፊልም ደስ ዝበሎም ክደግምዎ ሕተቶም ከምዚ ናይ ሎሚ ዝገበርካዮ ን ቴድሮስ ግን ብ ዕሙቅ ዝበለ ተሲኦም ከምዚ ኣብ መደብ መርሓባ ኣስመሮም ዝገብሮ ን ጽገ ተኽለሰንበት ዝበላ ወይ ን መረብ ካብ ብኸዩ ወይ ሰሓቁ ሲ ዝኮነ ካብቲ ዝሰርሕዎ ክደግምዎ ተትሓቶም ብሉጽ ይመስለኒ ብ ናተይ ርኢቶ ።
@Matiymaji
@Matiymaji 3 жыл бұрын
ተስፋልደት እዞም ናእሽቱ ዎሎዶ ኩሉም ዳርጋ ፈሊጥናዮም ኣለና ኩሉ ኣዋሳስኦም ብቕዓት ዕቕሞም ኣነ ግንሕጂ ክሓተካ ደልየ ዘለኩ እቶም ዓበይት ጸሓፍቲ ደረስቲ ወይ ዘየምቲ ዕድሚኦም ምሉእ ዘበርኮቱ ንሕና ንኣሽቱ ወሎዶ ኣለና ዘይ ንፈልጦም ሰባት ንመእሰያት ከተላየና ብትሕና ንሓትት ተቡ ሓወይ ንኣብነት ከም ባዓል ኣክሊሉ ተስፋጼን ሃብቶም የማነ ደበሳይ ወልዱ ወዲ ካዳ ኣለው ብዝሓት ወዘተ---- ክንፈልጦም ንደሊ ኣብዚኣ ትሰማምዑ እንተሃሊኪም like ግበሩ?👍
@ኤርትራኤርትራዊ
@ኤርትራኤርትራዊ 3 жыл бұрын
እዋይ እዚ ወዲ ትሕትና ኣገላልጻ ዘረባ ኩሉ ፐርፈክት ዝኮነ ሰብ ተዓዲሉ ፡ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@THEREISNOTOMORROW-p5v
@THEREISNOTOMORROW-p5v 3 жыл бұрын
የቀንየልና መጋርያ ኢንተርተይመንት ተስፋልደት ድማ ጽቡቅ ስራሕ ቴዲ ድማ ኣጆኻ ቀጽሎ ጽቡቅ ዕድል
@SR-vk3cv
@SR-vk3cv 3 жыл бұрын
ሐቀኛ ተዋሳአይ ተመሲጠ ዝሰማዕክዎ ጃህራ ዘይውስኽ ዓቢ መሃራይ 💯❤🌹💯❤🌹🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🌹🙏🇪🇷🌹🙏🇪🇷❤🙏🌹
@Anchor-e
@Anchor-e 3 жыл бұрын
ክክክክ ናይ ብሓቂ ተዲ ሓወይ ኣይበክን ኢልካ ምስ ኮረካ ኣሰንቢድካኒ።ጽቡቅ ጥበብ.....
@filimoneyob9281
@filimoneyob9281 3 жыл бұрын
ግሉጽነት ትሕትና ልቦና ኩላ ኣለካ ቴዲ ኣጆኻ 100።
@Entertainment-fq1on
@Entertainment-fq1on 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኬፍ ኣለካ ብጣዕሚ ምቅሉል ሰብ ኢኻ ቴዲ ሓዉና ኣጆኻ በርትዕ ዕድሜን ጥዕናን ይምነየልካ
@AmanBrhan5844
@AmanBrhan5844 3 жыл бұрын
ተዲ ነብሰይ ኮንካ ትስምዓኒ ማራ ኣድናቒቓን ደጋፊካን ኢየ ብፍላይ ኣወዳድቓ ቓላት ኣዘራርባ ምስትውዓል ውዱእ ኢካ። ምስ ንፉዕ ጋዘጠኛ ተስፋልደት መብራህቱ ብሱላት ።
@hagosberhe
@hagosberhe 3 жыл бұрын
ቡእነት ከም ቴዲ ዝበለ ዝበሰለ ሰብ ሪአ ኣይፈልጥን፡ኮለል ዘይብል ቶግ ቶሮግ፡
@habtommehari8138
@habtommehari8138 3 жыл бұрын
ተስፌ & ቴዲ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤። ንኩቡር ስነጥበባዊ ኣያና ኣክሊሉ ተስፋጽዮን ከኣ ከተምጽኣልና ተስፋ ንገብር❤
@emen862
@emen862 3 жыл бұрын
ዓለምና ብኽራባታ ዝለብሱ ሙሁራት ኢና በዓልቲ ያ ሰላም ሲኢና ፡ ብኲናትን ወረ ኲናትን ትሕመስ ዘላ። ናይ ብሓቂ ቴዲ ሓወይ
@rg8647
@rg8647 3 жыл бұрын
ክልተ ብሉጻት!! እግዚአብሔር ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን ይሀብኩም።
@yosief5946
@yosief5946 3 жыл бұрын
ኣስመራ ጽብቅቲ ተባላሽያ ዶ ኢልካ እንታይ እሞ ይገበር ንቅሓት ህዝቢ እንተዝዓቢ ኣብ ከምዚ ኣይምወደቅናን ህዝቢን ሃገርን
@yorutesfazion6295
@yorutesfazion6295 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጥዑም ዕላል ዞም የሕዋየይ። እስከ ከምቲ ብልብኩም ተጊህኩም ብተስፋ ብዓቅሊ ትሰርሕዎ ዘለኩም። ብስራሕኩም ትዓግብሉ ፍረጻማኩም ትረኽብሉ መነባብሮኩም ዝዓበሉ ዘበን ይምጻልኩም 🙏🙏🙏💖💖💖
@yohanaghebrihiwot6654
@yohanaghebrihiwot6654 3 жыл бұрын
ትሕትና ልቦና ምስትውዓል ዝዓሰሎ ቃለ ምሕተት ፈተኩም ይሕዋተይ 😍
@ydidyasz6696
@ydidyasz6696 3 жыл бұрын
እዛ ሳይንሳዊ ኣመጻጽኣና ዝበልካያ ግን ብ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ርድኢት ክህልወና ይግባእ፡ ምኽንያቱ ኣመጻጽኣና ከምቲ ዓለም ትብሎ ኣይኮነን፡ ርእይቶ ዩ ጌጋ እንተ ኣሎ ይተኣረመለይ።
@tesmsghina3588
@tesmsghina3588 3 жыл бұрын
ጸጽባቀና የዋጽኣና ድዩ ዝበለ ሱዝኒኖ፡ ሓሳብኪ ንዓኺ
@ምንባርንዘለካምፍቃር-ጰ9ዸ
@ምንባርንዘለካምፍቃር-ጰ9ዸ 3 жыл бұрын
ናይ ብሓፍቂ
@ydidyasz6696
@ydidyasz6696 3 жыл бұрын
@@tesmsghina3588 ከመይ ማለት
@goitombirhane5335
@goitombirhane5335 3 жыл бұрын
@@tesmsghina3588 ናትካ /ኪ ኸ ከምታ ኩቡር ስነ ጥበባዊ ቴድሮስ ብርሃነ ኣመጻጽኣና ብሳይነሳዊ ካብ ህበዩ መስለኒ ዝበላዳ።
@teklomgebray336
@teklomgebray336 3 жыл бұрын
ዘይምኖ ዕላሉ ቴዲ ሓወይ እግዚአብሔር ኣብ ሓዳርካ ሰላምን ፍቅርን ይሃብካ፣
@lemlemgoitom1831
@lemlemgoitom1831 3 жыл бұрын
ዘይ ምኖ ቃለ ምሕተት ዝገርመኒ ነገር ግን እዞም 10 ሰባት ንምንታይ ኢኹም ድስ ላይክ ጌርኩም ምሕረት የውርደልኩም
@lemlemgoitom1831
@lemlemgoitom1831 3 жыл бұрын
@Filimon Kifle kkkk kkonu alewom haqka
@tsegagebru374
@tsegagebru374 3 жыл бұрын
ብልክዕ ለባም ኢካ ቀጽሎ አምላክ ክአ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብልቢ ክአ የድንቀካ
@zeragabirhabtemariam7287
@zeragabirhabtemariam7287 3 жыл бұрын
Nay bhaqi wuhulul muqulul bekulentinu ቁርጡው ኢንተርቪው ደስ እናበልኒ ነርባዕተ ክፋላት ብዘይ ምሽልታው ንክከታተሎኩም ደስ ኢሉኒ የቐንየልና ክብለኩም ይፈቱ ተድቶስ & ጋዘጠኛ ተስፋልደት
@aserqdusanliqawnt8287
@aserqdusanliqawnt8287 3 жыл бұрын
17 ጥቅምቲ ዝኽረ ብዓለ ሲመቱ ቅዱስ እስጢፋኖስ ሊቀ ድያቆናት ኢዩ። በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! 17 ጥቅምቲ ዝኽረ ብዓለ ሲመቱ ቅዱስ እስጢፋኖስ ሊቀ ድያቆናት ኢዩ። እስጢፋኖስ ማለት ፋና ማለት እዩ።ሊቀ ዲያቆናት ቀዳሜ ሰማዕት ድማ ይበሃል።ቀዳሜ ሰማእት ምባሉ ጎይታ ንደቂ መዛምርቱ“ሑሩ ወመሀሩ ወስተ ኩሉ ኣጽናፈ ምድር”ኢልዎም ድሕሪ ምዕራጉ ንመጀመርያ ግዜ ብሰማእትነት ዝሞተ ንሱ ስለዝኾነ እዩ።እዚኸ ከመይ እዩ ምስ እንብል ሓዋርያት ዓመት ዝኣክል ኣብ ኢዮርሳሌም ክምህሩ ከለዉ እቲ ጉባኤ ሰፊሑ ደቀ መዛሙርቲ በዚሖም ስለ ዝነበሩ ንጸሎትን ንተልእኾ ወንጌልን ስለ ዘሸገሮም “ለተልእኮ ማዕድ”ሸውዓተ ዲያቆናት መረጹ።ካብዚኣቶም ብቀዳምነት ዝተመርጸ እስጢፋኖስ ክኸውን ከሎ ንኹሎም እቶም ሽዱሽተ ድማ ሓለቅኦም እዩ ነይሩ(ሊቀ ዲያቆናት)ገይሮም 17 ጥቅምቲ ሸይሞዎ(ግ.ሃዋ 6፡15)።በረኸትን ጸጋን ናይ ቅዱስ እስጢፋኖስ የካፍለና ኣሜን!ምዝያዳ ብዛዕባ ቅዱስ እስቲፋኑስ ክትምሃሩ ኣብዚ ሊንክ ኣቲኹም ስምዎ kzbin.info/www/bejne/aXzXgWuwhMpkibc
@asmarinabela4237
@asmarinabela4237 3 жыл бұрын
Amen Amen 🙏
@Eritreanintertment
@Eritreanintertment 3 жыл бұрын
ኣምበሳ ናይ ብሓቂ ቴዲ ዝተረፈ ግዕ ዞካ ሰላም ይኹነልካ 👍👍👍
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 3 жыл бұрын
ቴዲ ኣብ ስነ ጥበብ ሓደ ካብቶም ብጸብለልታ ዘድንቖም ስነ ጥበበኛታት ኢኻ ነቲ ኣብ ፊልም ማጮሎ ትላበሶ ካራክተር ኣዝየ'የ ዘድንቖ ንስኻ ውን ንሱ ኰንካ ረኺበካ ኣዚኻ ብሱል መንእሰይ ኢኻ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ኣሰልጦ ይምነ ቀጽሎ ዝሓወይ ኣዝየ'የ ዘድንቐካ ብድጋመ። ቶፖ ሓወይ ክኣ ጽቡቕ መደብ'ዩ ዘለካ ቀጽሎ ናይ ቴዲ ቃለ ምሕተት ግን ሓጺራትኒ ።
@tadesebrhane8000
@tadesebrhane8000 3 жыл бұрын
ክክክክክክክ ሚሽብየ ፎርምኡ ኣይኮነን ተስ ሽኮር ሕቶታትካ ከምነቢት ይንዳመቀረና ዪ ክብረት ይሃበልና
@natannatan5345
@natannatan5345 3 жыл бұрын
ኣድነቕቲ ቴዲ እስከ ካብ ፊልምታት ሪኢኹመን ዘይትመንውዋ ፊልሚ ንገሪኒ ኣነ ንጉስ ጫካ
@fqrimskulu5615
@fqrimskulu5615 3 жыл бұрын
Leila
@ydidyasz6696
@ydidyasz6696 3 жыл бұрын
Anes ezi ms topo zgebro zelo interview eye zbl, haqena hiwetu slezkone kea bzuh temahirelu. 10q
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 3 жыл бұрын
ሌይላ ፣ንጣብ ዝክሪ ዘመን
@adhanetmussie8859
@adhanetmussie8859 3 жыл бұрын
ሌይላ & ኦሮማይ , ንጣብ ዝክሪ ዘበን, ጸሊም ሕልሚ
@eliltaghilay8790
@eliltaghilay8790 3 жыл бұрын
Ngus chaka and leila
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 3 жыл бұрын
Mejemerya topo yemesgneka gn elalu haxiruni tedi Mara eiu zmsteni thtniu kulu negeru anta akadadnaka zeytkyr elom zhatu kabzia nlaili kemey kkden eyom delyomo eway riesi tedi hawey bzkone kexlwo
@asmarino1520
@asmarino1520 3 жыл бұрын
ኣዘራርባኻ ትሕትናኻ እዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዉጽኢት ኣታዓባብያኻ ዩ ኣጆኻ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ኢኻ ክትበጽሕ።we love you,
@shewitab5126
@shewitab5126 3 жыл бұрын
አሰይይ ቴዲ ማርርርር አነስ ክፈትዎ
@bebzelenayo3717
@bebzelenayo3717 3 жыл бұрын
Kulatkn n Tedi entefetiknsi ezen ab tiqaki zelena dea men yftewena tewaridna eko
@ህዝባዊግንባር
@ህዝባዊግንባር 3 жыл бұрын
ብዘይ ምግናን ካብ መጠን ንላዕሊ መሳጥን ሰሓብን ጥዑም ዕላል ዝድርበ ዘይብሉ ቓላት ቴድሮስ ሓውና ዕመን ጥዕናን ይምነየልካ ምስ ምሉኣት ስድራቤትካ ተፖ ሓውና ክኣ ከምኡ ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯💯🇪🇷🇩🇪
@maheirdejen3365
@maheirdejen3365 3 жыл бұрын
መርሓብ ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣብዚኣ ግን ሕቶ ኣላትኒ ተስፌ ንወዲ ነገደ ኣቅርበልና ምሳይ ዝሰማማዕ Like ጌርኩም ሕለፉ ደቂ ኣበይቲ
@oukbayburu4351
@oukbayburu4351 3 жыл бұрын
2 shkorenatat wala azarareba heton melsen be confedence
@freyoamzewafo6256
@freyoamzewafo6256 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣመላልሳ....... "ነስመራ ካመራ ምገጠምኩላ "ኣባይ ትምኒትን መልስን እያ
@mebrhatomgebremeskel7557
@mebrhatomgebremeskel7557 3 жыл бұрын
ቶቦ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ናዓይ ይቅረታ ግበረለይ እዞም ኩሎም ተምጽኦም ስነጥበባዉያን ነቲ komment ይከታተልዎ`ዶ። ማለተይ ሃናጺ ዝኮነ ርኢቶ ክሓልፎም ይክእል እዩ ዝብል ግምት ኣለኒ ይቅረታ ግበረለይ ኩቡር ሓዉ። ንቴዲ ከኣ ሰብኣይ ጽፉፍ መልሲ ሓንኮልኮል ዘይብሉ። የቀንየለይ ካብ ተከታታሊ ቶቦ!
@lewamyonas9024
@lewamyonas9024 3 жыл бұрын
በጃኹም እባ ተሌፎን ናይ ተስፋልደት ተሓባበሩኒ ቴዲ ዓቢ ሰብ ናይ ብሓቂ ትሕትና ተዓዲልካ ?።
@farsertrawi3770
@farsertrawi3770 3 жыл бұрын
ን ቴዲ ሃነን ዝበለትሉ ሄዋን ኣላ ዶ ዕድል ኣይገበርክን በዓል ሓዳር እዩ ክክክክክክክክ ግን ላይክ ሃባ
@atranos2198
@atranos2198 6 ай бұрын
ንስኻ ትመስል ወዲ ። ንጥበብ እንቋዕ ኣይከሰርካያ። ንጥበብ ሃገርና ማዕርግ ሂብካዮ ኣሎኻ ። ዓይኒኸ እንታይ ድራራ። ኣብ 2012-2013 እፈልጠካ ክላለየካ ውን እደሊ ነይረ። ዓርክኻ ኪኸውን እምነ ነይረ። ኣበይሞ ። ❤❤❤
@ግዜኣለዎንኩሉ
@ግዜኣለዎንኩሉ 3 жыл бұрын
ቴዲ ዓቢ ሰብ ከምቲ ዝቀርጸካ ዝነበርኩ ጸኒሒካኒ ቡሱል ሰብ ደጋፊ ኣርስናል ብምካንካ ካኣ thank u bro ካብ ኩሉ ካኣ ግልጺ ሰብ ብምካንካ
@mayatemri5785
@mayatemri5785 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ ተዲ ዓቢ ሰብ ብጣዕሚ ለባም ቱሑት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ቶፒ ውን ከሙኡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆኹም በርትዑ
@haregusharegu7474
@haregusharegu7474 3 жыл бұрын
ቴዲ ብሱል ስነጥበብ ትሕትናካ ብጣዕሚ ኒኢደካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ስድራካ ይሃብካ
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 3 жыл бұрын
Lomi ms kedamot teserie please like neayn n tedin
@mossboss7995
@mossboss7995 3 жыл бұрын
ቴዲ ሽኮር ዝጸሎ ክዳን ባድላ ,, ኢሂ ,,,? ንዓለም ዘባሉዕዋ ዘለው ባድላ ስለ ዝክደኑ ,,፡ ሓደገና መልሲ ቴዲ ሽኮር ,፡
@simontekle4444
@simontekle4444 3 жыл бұрын
Anta topo ezy gele htko kukfe way not NEZY wedy fetnkyuo eko emba generaly gun xbuk intro gun naka interview kgbrlka eya kkkkk
@abogida669
@abogida669 3 жыл бұрын
Eiweyyyy Tedi handsome boy I love you and your caracter keep up your talents
@yonas9221
@yonas9221 3 жыл бұрын
ቶግ ቶሮግ መልሲ ኣብ ስዓትካ ኮሎል ደየብላ ተዲ በሊሕ ትሑት ሰብ ኢካ ዕድመ ይሃብካ
@kingtwedimemhir4805
@kingtwedimemhir4805 3 жыл бұрын
ንጽሩን፡ጽፍፉን መልሲ ተዲ ሃወይ።God blessss youuu.
@ዘመነተከይርካኒ
@ዘመነተከይርካኒ 3 жыл бұрын
Arsenal ኣታ ነኣ ደኣ ካብ ልበ ኣትዮም ምውጻ ኣብዮምኒ
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 3 жыл бұрын
ቴዲ ሽኮር ለባምን ብሱልን ሰብ 😘🙏
@mulugetatumuzghi
@mulugetatumuzghi 3 жыл бұрын
ዓቢ ጌጋ ኣውሒድካሉ ናይ ተዲ 8 ክፋል ከማን ይውሕዶ!!
@lewamyonas9024
@lewamyonas9024 3 жыл бұрын
ባድላ ተኸዲኖም ዮም ንዓለም ኣባሊዐም እወ ሓቅኻ ቴዲ እቢ ሰብ
@biniamsolomon6955
@biniamsolomon6955 3 жыл бұрын
ስነ-ጥበብ ዋና ኣለዎ ክበሃል'ሲ ሓቂ'ዩ፡፡ ቴዲ ዓቢ ሰብ! ንስኻ ምናልባት ከምቲ ዝድለ ኣይተስትውዕለሉን ትህሉ'ምበር ቅድሚ ሕጂ ካብ ዓበይቲ ደረስቲ ውን እንተኾነ ሰሚዐዮ ዘይፈልጥ ናይ ቋንቋ ትግርኛ ምልከትን ክትዛረብ ቅድሚ ምጅማርካ ድማ ነቲ ትብሎ ኣቐዲምካ ብኹሉ መኣዝን ናይ ምፍታሽ ዓቕምን ኢዩ ዘለካ፡፡ ኣብ ዘመንካ ብምህላወይ ሓጎሰይ ደረት የብሉን'ሞ ኣጆኻ መሊስካ በርትዓልና
@yerusalemtesfatsion1625
@yerusalemtesfatsion1625 3 жыл бұрын
BRAVO BROTHER TEDDY I AM PROUD OF YOU GREAT ERITREAN ARTIST ❤️❤️❤️🇪🇷
@bebizelenayoabraham1014
@bebizelenayoabraham1014 3 жыл бұрын
Teddi Lebam mensey kbret yahbka ....Topo kemqedmka...qexlo ✌🏿✌🏿🙏🏿🙏🏿
@K.3v3n
@K.3v3n 3 жыл бұрын
👆👆👆 ሰላም ክብራት የሕዋት ኣብዛ ስእለይ ብምህራም please ልዕሊ 1K ሳብስክራይብ ነብጸሓያ የሕዋት።ስለ እቲ ትግርብሩለይ ደገፍ የመስግን።🙏🙏🙏🙏🙏🙏👈🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Thankyou
@ዑቅባይኪዳነ
@ዑቅባይኪዳነ 3 жыл бұрын
ርኸቢ ኣይትስኣኒ ገረልኪ ኣለኩ
@kusutteame5942
@kusutteame5942 3 жыл бұрын
Waw tedi boy you are supper cool nice go a head
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 жыл бұрын
ኣጆኩም ጥራይ ስነጥበባውያን ሃገርና ምስ ኩሉ ተጻቦኦ ጽቡቅ ስራሕ ኢኩም ትሰርሑ ስነጥበብ ሃገርና ከምዚ ጌርኩም ክትዕቅብዎ ንላበወኩም '
@lolomedia6399
@lolomedia6399 3 жыл бұрын
እኛ ኢትዮጵያዉያን ፈጣሪ ከገባንበት ፈተና በደህና እንዲገላግለን ፀሎት አድርጉልን!!! በሎሎ ሚድያ የዩቲዩብ ቻናል ጥራት ያለዉ ስራ ለመስራት እየሞከርኩ ነው...የዩቱብ ቻናሌን Subscribe በማድረግ እንድትደግፉኝ እጋብዛለው:: ሰላም...ጤና...ለሰው ዘር በሙሉ!
@teklomkahsay3330
@teklomkahsay3330 3 жыл бұрын
Anes zgermeni neti tewaseay kndi komente tixhfu Laki gele gbereley tray tblu aye habsha.
@bebizelenayoabraham1014
@bebizelenayoabraham1014 3 жыл бұрын
😀😀
@asmarinabela4237
@asmarinabela4237 3 жыл бұрын
Entayu kkonom eti like? Kishetwo? Kkkk
@haniharu3133
@haniharu3133 3 жыл бұрын
tedi hiwet tibeb btaemi bsul eika tihtna 100% kulu kota lzub zkonka ftret eika wedi Erey 😍😍💗💗
@HewanArefayne
@HewanArefayne 7 ай бұрын
አወይ እዚ ወዲ ትሕቲንኡ ዝገርም አዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቴዲ "----
@yirgalemadhanom891
@yirgalemadhanom891 3 жыл бұрын
ቴዲ አንበሳ you are good example Actor. I love any movies you are in. Keep up your great work.
@tiblesabraha2360
@tiblesabraha2360 3 жыл бұрын
ቲዲ ሐወይ ሽሕ ዐመት ንበረልና ።
@mennmen4119
@mennmen4119 3 жыл бұрын
Tibles.ኣዉኡ ክጅመር 😄
@ሌላኢንተርተይመንት
@ሌላኢንተርተይመንት 3 жыл бұрын
ን፡በራኺ ገብረመድህን እባ ኣምጹሉና በጃኹም ቴዲ ግን ብሓቒ ለባም ሰብ
@muluesolomon280
@muluesolomon280 3 жыл бұрын
Lebam menisey ajeka kexilo
@reduasli1472
@reduasli1472 3 жыл бұрын
Wowww smart 🤔👌kulu htotat tobi nzkone seb ab qale mehtet zeythate hto endiu hatitwo n tidi gn mara fokis qelil koynu 🧠hayal lli muhurat📝🖋️zdareg rsi 🧠aleka nec tidi abi seb mqulul wedi erey furti selam beleley 👏👏💪🇪🇷🥰💋❤️
@abduselamadem3183
@abduselamadem3183 3 жыл бұрын
Nay bhaki tedi xbuk elal u ms senay mzngae topo dma blux nay bluxat gazetenya eika mo kexlelu n aman badsha ketekrblna xbuk neru Nb m enterteiment ab mewedaeta kfal nsnetbebawi zkone hyab wey hagez tetgebru des mbeleni ab kdmi kamera malet u bzterefe kexlwo tanxxxxxx
@bannaokubamariam6619
@bannaokubamariam6619 3 жыл бұрын
Tedi shkor hade kabtom adneqtka eiye btami eiye zednqka ab srahka awetn asalton ymneyelka ms bal betkan deqkan ka zteqedesen ztebareken ykunelka fetari xlalka yenbrelkum
@selamselam5882
@selamselam5882 3 жыл бұрын
Elalu bahta yfetrelka beka kem beal tedi sebat eko wuhudat yom. Subuk wedi edme yhabka 🙏🤲🙏
@joniboy7965
@joniboy7965 3 жыл бұрын
በጃኩም ንተዋሳኢት ( ሄለን ተስፋይ ) ኣቅርቡልና እባ
@tesfamichaelandemichael7155
@tesfamichaelandemichael7155 5 ай бұрын
Tiedi bteami busul seb atehasasba bteami nuaud admen teanan kabti hbretesbka nay weledna baziu wuhlul zkone kalt mihirkan kmaka ybzhu admen teanan ms mulua sdraka
@millionabraham8966
@millionabraham8966 3 жыл бұрын
Tedi asli you smart Boy
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 3 ай бұрын
Nmntay bike yblo Hager hazen bkyat gerkuma btonkol zwederekum yelen mealtkum akila ala resahat
@adiamabay6731
@adiamabay6731 3 жыл бұрын
ክክክክ ተዲ ያሆ ሓቅካ ባድላ ዝክደኑ ዓለም የባልዕዋ ኣለው
@yemanegebrehiwet903
@yemanegebrehiwet903 3 жыл бұрын
ወዲ ኣስመራ ምካኑ ኣፍሊጡ ተዲ ሽኮር ትፈትዎ መግቢ ተተበሃለስ ፓስታ፡ ክክክክክ ተዲ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ከጽሎ ከኣ ጽቡው ስራሕ።
@asmarinabela4237
@asmarinabela4237 3 жыл бұрын
Adi geliom dea Gogo mibelu nerom 😀😀😀😀
@setinoteklay6897
@setinoteklay6897 3 жыл бұрын
Tedi, naybhaki abiseb kulu seb kemaka positive entenhasbs kndey mhalefelna neyru🙏👍👌
@uppsalahemsbonde
@uppsalahemsbonde 3 жыл бұрын
Tobi, thank you for being an amazing journalist and for givning us the opportunity to get to know all the eritrean actors. They may not be financially compensated as they should, but they are all loved and respected by all of us. One thing is for sure, they are working in a profession they love.
@llovekind
@llovekind 3 жыл бұрын
tedawiii anes kemaka zednqo .zfetwon twasai yelen! slezi ka qexlo rgue menfes! seymeka alku
@ydidyasz6696
@ydidyasz6696 3 жыл бұрын
Yikreta mihtat ayehfrenn eyu, kemzi kemaka knkewn yebqana Teddy abi seb
@jesusisthewaytruthandlife6430
@jesusisthewaytruthandlife6430 3 жыл бұрын
Tedi betami nefuee tewaseay ..tehtenaka kulu tedeneq seb ika ...eta sebey hebeyn teqrarebti zeblkaya gega....seb bemelkeee amlak zetfetre kubur fetret iu.
@selambfkri6476
@selambfkri6476 3 жыл бұрын
Gazetegna👌🏼Tedros Wereja abnetawi menesey 👏🏽
@zigeredatecleab3770
@zigeredatecleab3770 4 ай бұрын
ቴዲ ሽኮር you are very polite, and gentile very respected actor 🇪🇷
@siem4010
@siem4010 3 жыл бұрын
Abraham alem aqrbelna tblu and n Ermias.kflezgi 👇 Like
MEZENGIE CAMERA /Tedros Berhane/ New Eritrean Hidden Camera Prank 2020
28:47
ARARAT Entertainment
Рет қаралды 283 М.
100 Identical Twins Fight For $250,000
35:40
MrBeast
Рет қаралды 52 МЛН
отомстил?
00:56
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
Which One Is The Best - From Small To Giant #katebrush #shorts
00:17
TOPO SOW Meron SHRO & Natnaiel BOTI (ቴኒኒ)
49:36
Topo Eri Entertainment
Рет қаралды 154 М.
Abraham Afewerki Interview ቃለ መሕትት ኣብርሃም ኣፈወርቂ
28:43
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 453 М.
كيف تنجح العلاقات مع ياسر الحزيمي | بودكاست فنجان
3:03:09