New Eritrean Video 2024 ዝኽሪ ፍቕሮም ፊልን ሚካልን 2ይ ክፋል (ንገዳም ከይደ ክምንን እንዳ ሓሰብኲ'የ ተመርዕየ) PART0 2

  Рет қаралды 188,350

HENPAS ENTERTAINMENT

HENPAS ENTERTAINMENT

Күн бұрын

Пікірлер: 2 300
@tsegino5553
@tsegino5553 4 ай бұрын
Gofandume ይከፈተሎም ብኡነት እስከ ኣብዚኣ ድሰማማዕ like ይጽቀጥ 🙏🙏🙏🙏
@Nahomaybereket
@Nahomaybereket 4 ай бұрын
Ya neziom ygbom u ❤
@fioryweldu538
@fioryweldu538 4 ай бұрын
Gofandume must
@bahlbibrhane875
@bahlbibrhane875 4 ай бұрын
Xubuk hasab
@yehdegatezfazghi8759
@yehdegatezfazghi8759 4 ай бұрын
Gofundme okay
@temesgenamlak7598
@temesgenamlak7598 4 ай бұрын
Xbuk kuduss hasabbbb 🙏❤️
@Eritreana1991
@Eritreana1991 4 ай бұрын
ናይ መርዓኦም ቪዲዮ ኣብዚ ቻነል ይእቶ ትብሉ ላይኽ 👍 ግበሩ
@tuan2023-
@tuan2023- 4 ай бұрын
Yekflwom kea
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 4 ай бұрын
Ykeflwom do​@@tuan2023-
@ZebibAmaniel-be6es
@ZebibAmaniel-be6es 4 ай бұрын
👈👈👈👈👈
@Eritreana1991
@Eritreana1991 4 ай бұрын
@@tuan2023- ናይ ግድን ዓብ ሓገዝ እዩ ንዓኦም
@semhartsegay5312
@semhartsegay5312 4 ай бұрын
ኖኖ ንሱ ናይ ውልቆም መዘከርታ ኢዩ፡ብክብሪ ይታዓቀብ ይብል ኣነ።
@Feleg545
@Feleg545 5 ай бұрын
ፓስታ ሓወይ ነዞም ኣብነታውያን ጀጋኑ ናይ ፍቅሪ ዝሕገዝሉ ባይታ ክፍጠር ኣለዎ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ❤❤
@ስብዩመክስብ
@ስብዩመክስብ 5 ай бұрын
ያ ብሓቂ ❤
@Yonatan-fq8dr
@Yonatan-fq8dr 5 ай бұрын
Nay baHaqi telefon keman share ente zgebro xbuQ nieru bwlqi kdwl zdeli kabay jemirka bzuH alo nay Hagos nbaat enda nebaeku yrie aleku ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Ostirch
@Ostirch 5 ай бұрын
እወ ግድን❤
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 5 ай бұрын
ግድን
@selam21277
@selam21277 4 ай бұрын
awe
@senaithagos6045
@senaithagos6045 4 ай бұрын
ከምዚ ንሐማትኪ መግለጺ ሲኢንክላ ዘለኺ አነ ዉን ንዓኺ መግለጺ ሲኢነልኪ 🙏❤️🙏
@samuelghebre6226
@samuelghebre6226 4 ай бұрын
Senait Hagos nay bhaqi megletsi sienala ❤️
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 4 ай бұрын
Nay behaki ❤
@mengsteabamanuel7515
@mengsteabamanuel7515 4 ай бұрын
ህላወ እግዚኣብሔር ዝገልጹ፡ ብመንፈስ ቅዱስ ዝምርሑ ብሩኻት ኣሕዋት፡ ብፍላይ ድማ መካል ሓፍትና። እቲ ዝተወከልኩሞ እሙን ኣምላኽ ንምሉእ ዘመንኩም ኣየሕፍረኩም ኢዩ፡ ብብሩኻት ደቂ ክሽለኩም ኢዩ፡ ንዓኹም ስለዝሃበና ንኣምላኽ ነመስግኖ።
@Eritreana1991
@Eritreana1991 4 ай бұрын
ምድረ ሲንግል ካምዝኣ ሰበይቲ ትሃብኺም 🙏 ኣሜን በሉ ላይኽ 👍 ጌሪኹም
@ኣለኹኢየዝብልየ
@ኣለኹኢየዝብልየ 4 ай бұрын
Oy abzi sdet zelekum dea mdre lakwa tfethwa dma ezi,ab eritrea trah eyu zserh
@snittube3875
@snittube3875 4 ай бұрын
Amen ❤
@kesiehope1627
@kesiehope1627 4 ай бұрын
Amen3
@Eritreana1991
@Eritreana1991 4 ай бұрын
@@ኣለኹኢየዝብልየ ከምዚኣ ሰበይቲ ትፈትሕ እሞ ኣምላኽ ካብ ዓለም ይፍትሓኻ ጠዋሊ ሓንታ ለይቲ ኣይትሓድሪን 😀
@tekleweiniarefaine5765
@tekleweiniarefaine5765 4 ай бұрын
Amen ❤
@eritriaeritria7010
@eritriaeritria7010 4 ай бұрын
ክቡር ጋዜጠኛ ሄኖክ ሓውና ሓንቲ ለበዋ ክላበወካ ኣብ መጻኢ ከምዚኦም ፍትዋት ኣሕዋትና ከተቕርበልና ከለኻ ናይ 3 ደቂቕ ኣድቨርታይዝ ጌርካ ምስ ቴሌፎናቶም እንተ ትዝርግሓልና እሞ እቲ ጭዋ ህዝብና ብዓቕሙ ምሓገዘ ነይሩ ሕጂ ውን ነዚኣ ኮመንት ኣንቢብካ ናይዚኦም ስሓቕ ዝናብርኦም ኣሕዋትና ቴሌፎኖም ክትሰደልና ብትሕትና ንሓትት❤ ኣብዚ ሓሳብ ትሳማምዑ ላይክ ግበሩ ብሩኻተይ
@YoditTesfu-gm3ix
@YoditTesfu-gm3ix 4 ай бұрын
Ab libya zeleku wela ane bakmey xhafley tray amlak yhagzeni ❤
@Rsweet2256
@Rsweet2256 4 ай бұрын
ሓቢሮም ኣለው ናይ ክሊቲኦም ተሌፎን ካብ 52፣35 ንድሓር ዘሎ ስምዓዮ
@susutekle1986
@susutekle1986 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hakibrhan
@hakibrhan 4 ай бұрын
​@@YoditTesfu-gm3ixbrkti haftey ❤❤❤,,, Eritreawi ab zhalewe halu khgz eye eyu zbl👏👏👏
@okubaberhane6458
@okubaberhane6458 4 ай бұрын
Telfon ngerom alweer ab mwedata semeyo❤
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 5 ай бұрын
ነዚኦም ድኣ like❤ ናይ ሰብ ኣይኮነን like❤ ናይ ፈጣሪ ከማን ወሲዶም ኣለዉ❤❤❤
@yordanosweldemichael1707
@yordanosweldemichael1707 4 ай бұрын
Yes you are right
@furtunakibrom5943
@furtunakibrom5943 4 ай бұрын
True
@aronkifle2423
@aronkifle2423 4 ай бұрын
Kkkkkk nai behaki kkkkkk
@hegawi7
@hegawi7 4 ай бұрын
Wow wow. Fliyti hsab
@ami_su
@ami_su 4 ай бұрын
ብሓቂ ናይ ሰብ ወጋ የብሉን ብዓቢኡ ናይ ጎይታ ረኪቦም አለዉ ❤
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ 4 ай бұрын
አነ ክዓ ዝምነዮ ዘለኩ ድንግል ማርያም ጥዑይ ቆልዑ ሂባቶም መፂኦም ሓጎሶም ዝገልፁ ሞ ዝሪኦም ዳግማይ ብሙሉእ ተስፋ ይፅበ ንዓኣ ዝለመነ ዝሓፈረ የለን ሞ አይተሕፍረንን ክዓ ብሓቂ❤❤❤❤ ፀበል ዶ ከይዶም ኔሮም ፈጣሪ ኮ ዝሰአኖ የለን ❤❤❤❤❤
@ansy4366
@ansy4366 4 ай бұрын
ለባም ሰበይቲ ንሰብኣያ ዘውዲ አያ.🥰😍🥰 ካብ ናትኪ ቁሩብ ልቦና ይሃበና ኣሕዋትኪ 🇪🇷🇪🇷konjo ሓፍትና
@abrhamerona6035
@abrhamerona6035 5 ай бұрын
በጃኻ ዝሐወይ ቴሌፎኖም አቀምጠልና ክልተ ማዓልቲ ዓቢ ትምህርቲ ተማሂርና ብዝገርም ኩነታት ክሕገዙ አለዎም🙏❤
@Erilove8102
@Erilove8102 4 ай бұрын
Negirom alewu ab mewedaeta simayo
@misganatekle4930
@misganatekle4930 4 ай бұрын
Jaaaa knhgzom
@Acnt12
@Acnt12 4 ай бұрын
On part one video there is telephone 📞 number
@fkriumengedey8933
@fkriumengedey8933 4 ай бұрын
Bejaka telefon akemtelna khgezu zelewom seb hadar eyom mrglexi zeyblom
@YonatanYemane-cc9mj
@YonatanYemane-cc9mj 4 ай бұрын
Bejaka tegdiska telpon akemtelna
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 5 ай бұрын
ቃልን ግብርን ክሳነ ብሓቂ ርኢና፡ እዋይ ትሕትና፡ ነዚኦም ድኣ ልዕሊ like እንተዝህሉ ከማን ምሃብናዮም ሄኖክ ንስኻውን ኣብዚ ኣምጺእካ ምስ ህዝቢ ብምልላይካ፡፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@SenaytFshaye-jl3mq
@SenaytFshaye-jl3mq 5 ай бұрын
Nay bhaki kbrin msganan ybxhayo nezi kdus kaln kdus tegbarn knseme zgebere ❤❤❤
@karma5064
@karma5064 4 ай бұрын
Hakeka ezi Henok zebehal seb betami abi seb iyu. Kedmi hji nab hezbi keribu zenebere Yonas zebhal cancer zenebero hezbi zehagezo ab kurub seattat bemengedu iyu nab hezbi keribu neru. Betami helna zelewo aynet seb iyu. Kexlo Henoka👍
@tesfamichaelnuguse9171
@tesfamichaelnuguse9171 4 ай бұрын
Nay behaqi eye meglexi sienelom ane ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ 4 ай бұрын
ብሓቂ❤
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 5 ай бұрын
ወሊዶም ዘሚዶም መጽዮም ሓጎሶም ክገልጹ ኣምላኽ ይታሓወሶ❤❤
@Mussie5
@Mussie5 4 ай бұрын
Eta zebelexet gal hewan nayzi zemen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Wedi641Wele-i3f
@Wedi641Wele-i3f 4 ай бұрын
ክብርን ምስጋናን ነቲ ህያው ኣምላኽ። ምሳሌ 19፥14: ቤትን ሃብትን ካብ ወላዲ ይውረስ፡ ለባም ሰበይቲ ግና ካብ እግዚኣብሄር እያ። ሚኩ ሓፍተይ ክገልጻኪ ክብል ሲ ከይ ኣባላሽወልኪ ፊሊ ሓወይ ዕደለኛ ኢኻ ኣብ ሂወትኩም ድማ ፍቅርን ስኒትን ይምነየልኩም ድንግል ማርያም ኣብ ዝርያኹም ትኹን። ምስ ሕልናይ ከምዝዛረ መሂርክኒ ሚኩ መምህረይ Thanks a lot for your advice me ሚኪ ሓፍተይ።
@harenatesfu9236
@harenatesfu9236 5 ай бұрын
ኣምላኽ ቅንዕናኣ ርእዩ ጥዕያት ቆልዑ ክህባ ተስፋ ንገብር ንፍዕቲ ኣኻእሎ ይሃብኪ🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷
@semutewolde5897
@semutewolde5897 4 ай бұрын
Amen B Haqi Egziabher entay yesano🙏♥️🌹
@abebaweldesilassie457
@abebaweldesilassie457 4 ай бұрын
Amen behaki akaelo yehaba.
@febendebesaygebretinsae7214
@febendebesaygebretinsae7214 4 ай бұрын
❤❤❤
@ሩፍታ-ዸ7ጸ
@ሩፍታ-ዸ7ጸ 4 ай бұрын
🙏ኣሜን
@yordanosweldemichael1707
@yordanosweldemichael1707 4 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤
@Asmir-yg4jn
@Asmir-yg4jn 4 ай бұрын
ጎፋንድሚ እንተ ዝህገዙ ንሓዳሮም ዝኸውን ጽቡቕ ኔሩ ነዛ ንፍዕቲ ሓፍትና ሃውናን
@luchaiteklebrhan6053
@luchaiteklebrhan6053 4 ай бұрын
Ja,xebkiti hasab eya❤❤
@gaulmokieerey263
@gaulmokieerey263 4 ай бұрын
Btaemi tsubuk hasab eyu
@elsamicheal9036
@elsamicheal9036 4 ай бұрын
Tsbuk hasab eyu
@ህይወትዘይፍትሓዊት
@ህይወትዘይፍትሓዊት 4 ай бұрын
Senay neger u❤
@makiblessed8565
@makiblessed8565 4 ай бұрын
Misaki yisemamae bitaemi xibuk hasab ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 4 ай бұрын
እዛ ሰብስ ብሕልና እንድያ ጌራቶ ንሰብኣያን ንስድራቤቱን ክትሕግዝ እንተኮይና ግን ናትና ሓገዝ የድልያ እዩ እሞ ገለ ግበር ፓስታ ሓወይ
@okbamariamsahle9498
@okbamariamsahle9498 4 ай бұрын
ናይ በሓቂ ኩቡር ሓዉ ❤❤
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 4 ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልልልልልልዕልልልልልልልልኣነስ ብታሕጓስ በክየ😢😢😢ፍረዩ ፀግዩ ተክሊ ወይኒ ኩኑ ኣነም ከምዚልበልኩም ፍቁራት ብምርኣየይ ዕድለኛ እየ ተመስገን ፈጣሪ🙏🙏
@yohanaberhe3525
@yohanaberhe3525 4 ай бұрын
Wela ane 😢
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 4 ай бұрын
@@yohanaberhe3525 ሳብስክራይብበልኒሓፍተይ
@خضاحلستراء
@خضاحلستراء 4 ай бұрын
امن
@MA16M3
@MA16M3 4 ай бұрын
ኡፍፍ 😢 ዕልልልልልል ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዐ ቡኡነት ዝተባረኹ ጥዑያት ን ብሩኻትን ቆልዑ ክትወልዱ ኢኩም ኡፍፍፍ እንዲዒ በቃ ቃል ስኢነ እንዳ ባባ መኮነን እንቃዕ ሓጎሰኩም🎉 እግዚኣብሔር ኣምላኽና ክብርን ምስጋናን 🙏🙏🙏
@efremmered
@efremmered 4 ай бұрын
ንስኺ ሰብ መሰል አደይ ማርያም ብሂወታ ኢኺ አብዚ ግዜ ከምዚ ናትኪ ቁዱስ ተግባር ክገብር አይኮነን ዝሐስብ የለን ካባይ ጀሚርኪ እንታይ ከምዝብለኪ ቃላት የብለይን ወሊድኪ ብዉላድኪ እንዳታሐጎስኪ ንበሪ ኩሉ ተግባርኪ ናይ ጻድካናት እዮ
@abrahammeaza4283
@abrahammeaza4283 5 ай бұрын
ፈጣሪ ይባርካችሁ ዘራችሁን ያብዛው እመብርሀን የልብሽን ቅንነት አይታ ሙሉ እድሜችሁን በደስታ ኑሩ ፈጣሪ ይባርካችሁ ቃል አይገልፃችሁም የኔ እህት,✝️❤️🙏
@rahelgoytom7926
@rahelgoytom7926 4 ай бұрын
betam ❤❤❤❤
@elsatesfay6014
@elsatesfay6014 4 ай бұрын
Amen ❤
@YohanaBeyene
@YohanaBeyene 4 ай бұрын
Amen
@QwerQwer-z7z
@QwerQwer-z7z 4 ай бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏💖🙏💖
@soliananegassi9107
@soliananegassi9107 4 ай бұрын
😊😊😊
@teweldemedhintesfagergis7331
@teweldemedhintesfagergis7331 4 ай бұрын
ብኣካል ኣብ ቤትኩም ክበጽሕ ባህጊ ኣለኒ ኣምላኽ ይሕግዘኒ ❤❤❤❤❤❤❤
@ማርያመይመዝሙረይ
@ማርያመይመዝሙረይ 4 ай бұрын
_ብጣዕሚ ደሰሰሰ ዝብል ቃላት የብለይ ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርክ ኣሕዋተይ ማዓረይ ዳሕራይ ድሞ ውልድኩም ሕዝኩም ኽትመፅና ተሰፋ ይግበር🌹💞💞💞_
@lemlemhagerey6769
@lemlemhagerey6769 4 ай бұрын
ድንቂ ዝኾነት ፍጥረት ኣቤት ልቦና ፊሊ ሓውና ኣዚኻ ዕድለኛ ኢኻ ሞ ሓዳርኩም ይባረኽ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@eriforum9493
@eriforum9493 4 ай бұрын
ሚኩ ሃገር ተትመርሕ ንኹሉና ምሓቃቀፈትና ኢለስ ምስ ውሽጠይ ይዛረብ ሓልዮታ፡ ፍቅራ፡ለውሃታ፡መንፈሳዊ ጸግኡ ዘውረደላ ፍጥርቲ እያ። ኣምላኽ ይክኣሎ እዩ ኣብ ዝላዓለ በጺሓ ክርእያ🙏🙏🙏❤❤❤❤
@adeymaryameyhalwnitemesgen9983
@adeymaryameyhalwnitemesgen9983 4 ай бұрын
እንታይ ገበረትካ ወደይ ሰላማ ክትዘርገላ ሰብ ዝመርሕ ኣምላክ ዝጸላኣሉ እዩ😂
@wedigashe2552
@wedigashe2552 4 ай бұрын
Really
@adegoytay7989
@adegoytay7989 4 ай бұрын
​@@adeymaryameyhalwnitemesgen9983 nay bhaki
@semarmatiwos3065
@semarmatiwos3065 4 ай бұрын
@@adeymaryameyhalwnitemesgen9983nay bhaqi
@abedegaim4891
@abedegaim4891 5 ай бұрын
ሄኖክ ሓውና ካብ ተቅርቦም መደባት እታ ልበይ ዝሃረመትኒ እያ።እዛ ሓብትና ኸኣ ተሓጉሻ ብድሌታ ብምምርዓዋ ገለ ናይ ፈጣሪ ምኽሪ ዝሓለመት ፍልይቲ ኤርትራዊት ሓየት እያ።እዛ ስድራ ክትሕገዝ ስለ ዘለዎ ብሰፊሑ ምስ ሙሉኣት ስድራ መደብ ግበረልና።ብሓጎስ ንብዓት መጺእና።❤❤❤❤🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷💝💝💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zenawikebreab4799
@zenawikebreab4799 5 ай бұрын
ንስኻ ውን ንፉዕ ብሓቂ። እዞም ገዛ ክሕገዙ ኣለዎም ንዕሊ ኩሉ ነዛ ጋል ንምሑጋስ ኩልና ብሓጎስ ክንሕግዝ ደስ ይብለኒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Misganit
@Misganit 5 ай бұрын
Outstanding ❤❤❤❤
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 4 ай бұрын
100% ይቅረቡ
@PhD-d8m
@PhD-d8m 4 ай бұрын
❤❤❤❤😂
@azmeratewolde7244
@azmeratewolde7244 4 ай бұрын
Amlak hadarkum ybark edmen tienan yhabkum Mikal haftey btami eki mesatit abzi lomi gize kemaki aynet seb yelan goyta ybarki ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abrhamerona6035
@abrhamerona6035 5 ай бұрын
ካብቲ ናቶም ፍቅሪ እቲ ዛንቶኦም ንዓና ፍቅሪ አትሒዞምና ከምዚአ ንጽህቲ ጓል ሂዋን አይተራአየን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏❤️🥰
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 4 ай бұрын
Amen🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@senaighebrehiwet1445
@senaighebrehiwet1445 4 ай бұрын
ሚካል ሓፍተይ ነቲ ልቦናኺ ብኸመይ እሞ ክንገልጾ ኢና፡ ንስኺ እታ ንጉስ ሰሎሞን ኣብ መጽሓፍ ምሳሌ 31፡10 - 31 ዝገለጻ ይውሕደኪ እምበር ኣይበዝሓክን ኢዩ። በታ ኣብ መወዳእታ ዘላ ግን ክንእደኪ ይፈቱ፡ "ንእግዚኣብሄር እትፈርህ ሰበይቲ ግና ክትነኣድ ይግብኣ። ፍረ ጻማኣ ሃቡዋ፡ ኣብ ባይቶ ድማ ኩሉ ኺንእዳ ግቡእ ኢዩ።" ኣብዚ ጸላም ግዜ እተብርሂ ዑንቂ ኢኺ እሞ እግዚኣብሄር ክሳብ ፍጻሜ ህይወትኩም ብቕድስና ይሓልኹም። ብሩኻት ውሉድ ይሃብኩም።
@saraama1312
@saraama1312 4 ай бұрын
Lebam sebeti 🥹🙏🙏❤️❤️ምሳሌ 31:25፤ ሓይልን ክብረትን ልብሳ እዩ፡ ነቲ ዚመጽእ መዓልቲ ትስሕቆ። ምሳሌ 31:26፤ ኣፋ ብጥበብ ትኸፍት፡ ትምህርቲ ለውሃት ድማ ኣብ ልሳና እዩ። ምሳሌ 31:27፤ ንብረት ቤታ ትሕሉ፡ እንጌራ ትህኪት ኣይትበልዕን። ምሳሌ 31:28-29፤ ደቃ ይትንስኡ ብርኽቲ ኸኣ ይብልዋ፡ ሰብኣያ ድማ፡ ብዙሓት ኣንስቲ ጽቡቕ ዝገበራ ኣለዋ፡ ንስኺ ግና ንዅላተን ትበልጽየን፡ ኢሉ ይንእዳ። ምሳሌ 31:30፤ ጽባቐ መልክዕ ጠባሪ እዩ፡ ውቃበ ኸኣ ከንቱ እዩ፡ ንእግዚኣብሄር እትፈርህ ሰበይቲ ግና ትንኣድ። ምሳሌ 31:31፤ ካብ ፍረ ኣእዳዋ ሀብዋ፡ ኣብ ደጌታትውን ተግባራ ይንኣዳ። Hadarkum yibarek ni bereket kunu❤
@zem1988
@zem1988 4 ай бұрын
ዝገርም እዩ ሓዳር እዩ፣ ኣነኣብ ስደት ስንክልና ኣጋጢሙኒ ፣ ብዙሓት ተዛረብቲ ትግርኛ ንሓዳር ሓቲተየን ፣ ዳርጋ ፍቃደኛ ዝኾነት ኣይረኸብኩን ፣ ኢትዮጵያውያን ግን ብጣዕሚ ሰፊሕ ልቦና ዘለወን ፣ ናተይ ታሪኽ ህይወት ክነግረን ከሎኹ ፣መሊሰን ይቅርባኒ ፣ እዘን ተዛረብቲ ትግርኛ ድማ ታሪኸይ ምስ ፈለጣ ይርሕቃኒ ፣ ብጣዕሚ እየ ዝሓዝን ነይረ ፣ ሓደ በቃ ብቋንቋይ እትረዳድኣኒ እየ ዝምነ ነይረ። ቀዳማይ ምርጫ ኤርትራዊት ካልኣይ ድማ ትግራወይቲ ምኽንያቱ ቀዳማይ ምርጫይ ተዛራቢት ትግርኛ እዩ ነይሩ። ይኹን እምበር ስለ ዘየጋጠመትኒ፣ ኣብ መወዳእታ ዝደምደምክዎ ፣ ተዛርበቲ ትግርኛ ርዲኢትና ኣይሰፍሕን ብምባል ኣብ 2024 ወርሒ ለካቲት ምስ ሓንቲ ካብ ኣምሓራ እትውለድ ጓል ቃል ኪዳን ኣሲረ። እግዚአብሔር ይመስገን ነዛ ሓፍትና ድማ ብጣዕሚ ኣድኒቀያ ፣ ሓዳሮም ይባርኽ። ፈጣሪ ጥዑይ ውላድ ክህቦም ጸሎት ግበርሎም።
@Sanirey777
@Sanirey777 4 ай бұрын
Waww des zbl enka hagoseka zhawey amlak emesgen kalkidankum egziabher ybarkon yexnayon ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉nezi vidio areya tergumela ka moral kkona ya
@ህንፃባርያእመብርሃንየ
@ህንፃባርያእመብርሃንየ 4 ай бұрын
ኣይዘኻ ዝሓወይ ሙሉእ ሰብ የለን 😢
@ህንፃባርያእመብርሃንየ
@ህንፃባርያእመብርሃንየ 4 ай бұрын
ኣይዘኻ ዝሓወይ ሙሉእ ሰብ የለን 😢
@kemLbey3699
@kemLbey3699 4 ай бұрын
እንቃዕ ሓጎሰካ ዝሓወይ ኣምላክ ሽግርካ ትርደኣልካ ብምርካብ ኣመስግን ናይተን ዝኣበያካ ንጽቡቅካ እዩ ምናልባሽ ኣብ ሓዳር ምስ ኣተኩም እንተ ዝገድፋካ መሊስካ ምተጎዳእካ ❤
@zem1988
@zem1988 4 ай бұрын
​@@kemLbey3699ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር ይሃበለይ ብሓቂ ፣ ኩሉ ንሰናይ እዩ።
@askkilkasa3770
@askkilkasa3770 4 ай бұрын
እንቲዒ እንታይ ከም ንበል እኮ ተፊኢና ሎሚ ከምዚኣ ሰብ ኣሎ ክብሃል ዋላ ዕላላ ዋላ ክጥዕም ❤
@endiamo10
@endiamo10 5 ай бұрын
ኩሉና ንሰምዓ ነብስና ንሕኸኽ ኩሉና ሰብ ኢና ንጽዋዕ መዓረ ክንደይ ካብ ሰብ ርሒቕና ኣለና እታ ናይ ብሓቂ ሰብ ምእስ ረኣኻ ዘይሰባት ምኻን ይበርሃልካ ክገልጻ ዓቕሚ የብለይን ን ሚኩ ምእስ ረኣኹዋስ እቶም ናይ ቀደም ሰባት ንጹሃት ዉሽጦም ንሶም ቅጂል ይቡሉኻ ኣምላኽ ጺላሉ የጽሊለላ
@AwetLove-mu9kk
@AwetLove-mu9kk 5 ай бұрын
❤ብሓቂ ሰባት ንበሃል ግን፡ከኣ ስራሕ ሰብ ዘይብልና ካባይ ጀንቢርካ ብዙሃት ኢና ኣምላክ ስለቶም ሓደ ክልተ ክብል ይምሓረና
@zaidsimon9363
@zaidsimon9363 4 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏🏾 nay behki!
@tekleweiniarefaine5765
@tekleweiniarefaine5765 4 ай бұрын
Amen Amen Amen ⛪️ 🙏⛪️🙏
@DejenDejen-mb1ok
@DejenDejen-mb1ok 4 ай бұрын
Kulu gize higusti konki niberi ❤
@haygetgebutan287
@haygetgebutan287 4 ай бұрын
እቲ ዝአመንክዮ አምላኽ ሕጂውን ኪዳንኩም ይባርኽ ነቶም ገዛ ልኡክ ኮንኪ ዝመጻእክዮም ይመስል ፡ወሊድኩም ዘሚድኩም ክንርኢ አምላኽ እሙን እዩ!❤❤❤❤❤
@kisanet4715
@kisanet4715 5 ай бұрын
ምቅርቲ ብኸማኺ ያ ዛ ዓለም ደው ኢላ ደላ ተባረኪ 🙏❤
@ErimiasFirre
@ErimiasFirre 4 ай бұрын
ኣብዚ ሕብረተሰባት ብውድቀተ ሕልና ኣብ ዝተሃመሽሉ ዘመን፥እምነትን ፍቕሪ ኣሕዋትን ድማ ኣብዚ ኣተወ ከይተባህለ ኣብ ዝተሸርበሉ ህጹጽ ግዜ፥ ከማኺ ዝኣመሰለት ለባም፥ወረጃ፥ወሓለ፥ ልዕሊ ኩሉ ድማ ኣብ እግዚኣቢሔር ዘለዋ እምነት ኣብ ጽኑዕ ከውሒ ዝሰረተት ርግቢት ኖህ ዝኾነት ሄዋን ክንርኢ ምብቃዕና፥ ኩሉ ንዝፈጠረ ህያው እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ጐይታ ሠራዊተ ሰማያት ክብርን ምስጋናን ይኹኖ። ትምኒትኪ ከም እምነትኪ ይግበረልኪ። ንታሪኽ ናይቲ ስድራን ናትና ዝንቡዕን ሰንኮፍን እምነት ዝቕይሩ ጥዑያት ውሉዳት ድማ ይሃብኪ ዝሰኣኖ ዘይብሉ ለዋህ ፈጣሪ። ዝረገጽክዮ ለምለም ዝተዛረብክዮ ድማ ቀለም ይግበረልኪ እግዚኣቢሔር። ዓለም ፈታኒት እያ'ሞ፥ ልዑል ፈጣሪ ናብ ፍጻመ ዘብጽሕ ዓቕልን ትዕግስትን ይዓድልኪ፥ መጻኢኽን ዕድልክን'ውን የጸብቐልኪ። ነዛ ፍቕርቲ ስድራ ድማ እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ቀልጢፉ ክበጽሓን ንሕማማ ክፍውስን ቅዱስ ፍቓዱ ይኹን፥ በረኸት ኩሎም ቅዱሳን በብመዓርጎም'ውን ኣይፈለኹም። ቅዱስ እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ንሃገርናን ጐረባብትናን ስኒትን ሰላምን ይሃብ።
@FnanTewelde-i9q
@FnanTewelde-i9q 4 ай бұрын
Amen
@natsnetbereket3686
@natsnetbereket3686 4 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🍀🍀🍀🍀🍀
@henokkbrom9047
@henokkbrom9047 4 ай бұрын
Amen🙏
@yonasabraham1868
@yonasabraham1868 4 ай бұрын
Amen amen amen
@kubromtadesse6359
@kubromtadesse6359 4 ай бұрын
Amen Amen Amen nay bihaq ❤
@zenawikebreab4799
@zenawikebreab4799 4 ай бұрын
እቲ ዝገርም ኣምላኽ ንጽብቆም ዩ ናብዛ መደብ ኣምጺእዎም ዘሎ ኩልና ሰብ ሕልና ንሓግዞም ነዞም ስድራቤትና❤❤🇪🇷🇪🇷
@ጋልኤረይጻዕዳአስመራዊት
@ጋልኤረይጻዕዳአስመራዊት 4 ай бұрын
ሚኩ ሓፍተይ ከምቲ መግለጺ ዝሰኣንክለን ንማማ ውዳሰ ኣነውን መግለጺ ሲኢነልኪ ተካኢተን ብሙኻንኪ ኸኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ !!! 🇪🇷❤️🇪🇷
@kiflayandemichael5982
@kiflayandemichael5982 4 ай бұрын
ኣብ መሬት ከላ መንግስተ ሰማይ ዝረኣየታ መርዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ጽቡቃት ፍጥረት
@Nahomaybereket
@Nahomaybereket 4 ай бұрын
ባሓቂ ከምዚኣ ኣብ መሪት ኮላ ድከሰብ ሰብ የላን
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 4 ай бұрын
እቲ ዛኣመንክዮን ዝተወከልክዮን ኣምላክ ኩሉ ሰናይ ግብርኪ ርእዩ ሰናዩ ኣይግደፍኪ ብርክቲ ❤❤❤❤❤
@yon-h8z
@yon-h8z 4 ай бұрын
ፓስታ ከምዚ ዓይነት ኣብነታውያን ሰብ ብምቅራብካ ክትምስገን ይግብኣካ። ብሓቒ ኣብዛ እዋን እዚኣ ከምዚኣ ለባም ምልእቲ ሰብ ሪአ ኣይፈልጥን፡ ኩሉ ነገራ ክትገልጻ ትሽገር ፍልይቲ ፍጥረት በሓቂ፡ እንዳተሓጎስኪ ንበሪ፡ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ፈጣሪ፡ ኣብ ኣምላኹ ተጸጊዑ ዝሰኣነ የለን፡፡ ንኹሉ ዓቢ ትምህርቲ ተወሲዱ ከምዘሎ ርግጸኛ እየ፡፡ በጊዕ ንሕጽኖት ከነውድቐሎም ቴሌፎን ግደፈልና ።
@mihretyemane7190
@mihretyemane7190 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ፍልይቲ ፍጥረት። ከምቲ ንሓማታ መግለጺ ዝሰኣነትላ፡ ንሕና'ውን መግለጺ ስኢናላ። ኣምላኽ ውላዶም የርእየና።
@yon-h8z
@yon-h8z 4 ай бұрын
@@mihretyemane7190 ናይ በሓቂ መግለጺ ኢኻ ትስእነላ፡ ሰብኣውነት ዝበሃል ነገር ኣብዛ ሰብ እዚኣ ሪኢና፡ ምርቕቲ እያ እዚኣ ኣብ ምድረ ዓለም ከላ ገነት ኣትያታ ብኣቛራጭ
@senaynekulu7644
@senaynekulu7644 4 ай бұрын
Ab mewedeato alo tel
@ablelabraham8066
@ablelabraham8066 4 ай бұрын
ኣቤት ልቦና ኣቤት ትሕትና ኣቤት ጽንዓትን እምነትን ምቁልልነትን እዝግኣብሄር ምሉእ ሰብ ገይሩ ዝፈጠራ ክትብል ትደፍር ሚካል ብርሃነ ኣብዘን ክልተ ክፋላት ዘደንቅን ሕልናካ ዝትንክፍ ታሪክን ዕላልን ተመሲጥና ሰሚዕና እሞ ኣብዚ ዘመን እዚ ናይ ብሓቂ ምግራመይ ወዲአ እዝግኣብሄር ሓዳርኩም ፍቅርኩም ንዘንትእለት ይግበረለኩም ውላድኩም የርእየና ❤❤
@ማዕቢላገረዚሄር
@ማዕቢላገረዚሄር 4 ай бұрын
ኣብ ምድርባ ፃድቅ ዝፍለጠሉ ኣሎ እዩ ተመስገን ፅብቅተይ ብዙሕ ተማሂርና ብሓቂ በተለይ 1ይ ክፋል ናፋዘራ ዘይርስዓ ሰረባ ልነብሰይ ታይ ሒዘላ ዝበሉዋ ቃል😢 ይገርም እዩ ኩለና ህዝቢ ልነብስናስ ታይ ሒዝናላ ብኡነት።
@fryattsegay
@fryattsegay 4 ай бұрын
በቃ ቃላት የብለይን 👍 ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ🙏🙏🙏
@gtsegay2636
@gtsegay2636 4 ай бұрын
ንሕና ደቂ ሰባት ካብዞም ኣብነታውያን ሰብ ሓዳር ቡዙሕ ክንማሃር ኪኢልና ኣለና የቐንየልና፣ ሓዳርኩም ይባረኽ ኩሉ ከም እምነትኩም ይግበረልኩም❤❤❤❤❤ ሚኩ ሓፍትና ከማኺ ይብዝሓ።
@AwetLove-mu9kk
@AwetLove-mu9kk 5 ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ስነልቦናን ብስለትን፡ምናልባት ኣብ ልቢወለድ እንበር ክንዴናይ ከይህሉ ፍቅሪ የለን ካብ ሰባት ሪሒቃ ኢያ ክበሃል ብገለ ሸነክ ኣለኩ ዝበለትና ዋዕሮ ናይ ዘመና ፡ኣብዚ ብረብሓ ዝተመልአት ዓለምና ከምዚኦም ሰባት ምህላዎም ክብሪ ይክኖ ንፈጣሪ
@tsegatekle4957
@tsegatekle4957 4 ай бұрын
ብርክቲ ፍጥረት ከምቲ ንሳ ንሓማታ መግለጺ ዝሰኣነትላ ኣነውን እንታይ ኢለ ከም ዝጽሕፈላ እንታይ ኢለ ክምዝገልጻ እኮ ጨነቀኒ ግና እግዚኣብሄር ከምታ እምነትኪ ይሃብኪ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም። ዘበንኩም ብርክ የብለልኩም እመብርሃን ብዘፈር ክዳና ተጽልለኩም።
@tuan2023-
@tuan2023- 4 ай бұрын
Amen kem emneta yegbrela
@YoditTesfu-gm3ix
@YoditTesfu-gm3ix 4 ай бұрын
Ane wela
@tewelde9778
@tewelde9778 4 ай бұрын
እቲ እትኣምንዮ ኣምላኽን ስማ ጸዊዕኪ ዘይትጸግብያ ወላዲተ ብርሃን ድንግል ማርያምን ምሳኹም ይኹኑ።ብዓል መደብ ብሓቂ ጽቡቅ ኣንግል መሚካ ኣቅሪብካልና ከየመስፈንኩካ ኣይሃልፍን።ጽቡቅ ኦም ብፍሪኡ ይፍለጥ ፡ስድራ ሚካል ውን ዓቢ ምስጋና ይግብኦም ብሉጻት ሕብረተሰብ!!!!!!ኩልኹም ኣብ ቅድስት ቤተክርስቲያን ጽዮን ማርያም ኣስመራ ዘለኹም ከምዚ ዓይነት ፍረ መንፈስቅዱስ ዝኮኑ ከተፍርዩ ኣምላክ ሂብኩም እዩ እሞ ዓስብኩም ስምኩም ኣብ መጽሓፈ ህይወት ይጽሃፈልኩም።እዚ ማለተይ ሚካል ካብ ተማሃሮ ቅድስት ድንግል ማርያም ርእሰ ኣድባራት ስለ ዝኮነት እየ።
@Temesgenamlakeesrael
@Temesgenamlakeesrael 4 ай бұрын
ኣነ ከም ሎሚ ዝሕጎሰትኒ ቃለ መሕተት የላን ብሓቂ ሃብቲ ካብ ወለዲ ኢዩ ለባም ሰበይቲ ግና ካብ እግዚኣብሄር ኢያ ይብል ጥበበኛ ሰለሞን ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ ውላድኩም የርኤና እግዚኣብሄር ብእግርኻ ደው ኢልካ ክትከይድ ምስ ኩሎም ስድራኻ ኣምላኽ ቅዱስ ፍቃዱ ይኹን ከይረብረብኩም ማየ ጸሎት ኪዱ ኣምላኽ ኩሉ ኢዩ ዝኽእል ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ንሱ ኢዩ ኣጆኹም ኣብነታውያን ኢኹም ሓጎስና ወሰን የብሉን ለካስ እታ ኣብ መዛሙር ኣልብኪ ነውር ብናይ ጸማማት ምልክት ትገብርሲ ንሳ ኢያ ማለት ድዩ ኣነ ከኣ ኤዲት ይመስለኒ ኔሩ ከመይ ጌራ ሰሚዓቶም ተመልክት ኣላ ጸማም እንተኮይና ይብል ኔረ
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 5 ай бұрын
ተጽግበኒ ቅጫስ ኣብ መቕልኣ ከላ እየ ዝፈልጣ ከምዝበሃል ካብ ኣበጋግሳኺ ፍሉጥ እዩ፡ ከማኺ ይብዝሓ ኣምላኽ ከኣ ከምታ ድልየትኪ ይሃብኪ፡ ብሩኽቲ ካብ ኩለን ኣንንስቲ ከም ቅድስቲ ማርያም ብሓቂ!!❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@iiihhgh4652
@iiihhgh4652 4 ай бұрын
ንስኪ እምበር ፋልይቲ : አሰመራ መጺአ ነዓኪ ከይረአኩ ክምለስ አይደልን አምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ!
@senaitsolomon7114
@senaitsolomon7114 4 ай бұрын
ንስኺ ንሓማትኪ መግለጺ ስኢንክላ ኣነ ኽኣ ንዓኺ መግለጺ ስእኢነልኪ ሓማትክስ ፍረ ጻዕራን ጻምኣን ብኣኺ ረኺባቶ ፊሊ ኽኣ ደስ ዝብል ወዲ መጻኢኹም ይባረኽ ❤️❤️❤️❤️
@selamteklu5242
@selamteklu5242 4 ай бұрын
Nay bhaki ade tekahisa temesgen amlak❤ kbri yhabki mikal meglexi yebleyn ❤
@THT2025
@THT2025 4 ай бұрын
This channel deserves like, share and Subscribe!!! Guests able to express themselves without any interruption. Amazing 👍
@ክብሪልመድኅኒኣለምይኩን
@ክብሪልመድኅኒኣለምይኩን 4 ай бұрын
መገለፂ ቃላት የብለይን ብሓቂ ዘገርም
@ቃልሥጋኮነ
@ቃልሥጋኮነ 4 ай бұрын
ኩሉ ኢዩ ዓዲልኪ ሚኩ ሓፍተይ። ትሕትና ፍርሃት እግዚኣብሄር። እምነት ድንጋጸ ለውሃት ኣብዚ ዘመን እዚ ከምዚ ክትሰምዕን ክትርእን እንድዒ ኢድ እግዚኣብሄር ኢያ ብመንገድኺ ኣቢላ ተዓዪ ዘላ ዋይ ተዓዊትልኪ።ነዛ ገዛ ብርሃን ሂብክያ ብርሃን ተዓደሊ ካልእ መግለጺ የብለይን።ልኡል እግዚኣብሄር ሓዳርኩም ይባርኽ ውላድኩም የርእየና።
@merontekleabwedisaryam
@merontekleabwedisaryam 4 ай бұрын
ተዋዛይት ከኣ😂🎉🎉🎉😂
@nebu5224
@nebu5224 5 ай бұрын
ሚካል ሓፍትና ምልእተ ጸጋ ተስፋ ንዝቖረጹ ኩሎም ተስፋ ዘሪእክሎም ኣብ ዓለም ከለኺ ኣኽሊል ጽድቂ ረኺብኪ ኣምላኽ ውላድኩም የርእየና 🙏❤️🥰💐
@samriissak1204
@samriissak1204 4 ай бұрын
Ewa haki
@askaluasfaha3487
@askaluasfaha3487 4 ай бұрын
Nay bhaki, Amen 🙏
@fioribahlbi4713
@fioribahlbi4713 4 ай бұрын
Amen. Bhaki.
@meharenabrhane2658
@meharenabrhane2658 5 ай бұрын
ክብሪት ሓፍቲ ከማኺ ዚበለት ሰብ ኣብዚ ዓልም ትሂሉ ዶ ትኸው ነዓይ ኣይመስለንን ናይ ብሓቂ ለዋህ እኺ ብኽመይ ክም ዚገልጸኪ እንድዒ ኣነ ዚምነየልኪ ቀዳምነት ሙሉእ ጥዕናን ቅሳነትን ኣብ ሓዳርኪ ከኣ ፍቅርን ስንትን ይምነየልኹም ፍረኹም የርእየና ሰብ ሙሉእ ጥዕና ዊሉድ ይሃብኽም ብህዝብና ከኣ ሓገዝ የድልዮም ኢዩ ንእሽተ ዱኻን እንተ ዝግበሮሎም ጽቡቅ
@yossiefmer733
@yossiefmer733 4 ай бұрын
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ ዩ ❤❤
@yoditmehari48
@yoditmehari48 4 ай бұрын
Zon nhagozom tblu ahwats ahwatey mkankum yhgos❤❤❤❤❤tebareku
@yossiefmer733
@yossiefmer733 4 ай бұрын
@@yoditmehari48 ኣሜን ክብርቲ ሓብተይ ሰብና እኮ ዋጢጥ በዚሕዎ እምበር ለዋህን ክሕግዝን በሃሊ ዩ
@tsegaelias3647
@tsegaelias3647 4 ай бұрын
Amlak kem emnetki kulu senai yigberelkum, fereitn tsegeitn yigberkum❤❤❤❤💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@AbrahamGebrehiwet-q5q
@AbrahamGebrehiwet-q5q 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ነታ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ንፈልጣ ሳራ ሰበይቲ ኣብርሃም፡ ዝተከኣታ ትመስል። ኣምላኽ ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ።
@SaronMichiale-zk7uq
@SaronMichiale-zk7uq 4 ай бұрын
uff ናይ ብሓቂ ንብዓት ሲዒርኒ ፈቃርን ለዋህን ፍርሃት እግዚአብሄር ዘለዋ ሰብ መግለጺ ዘይብላ ፍቅርኩም ይባርክ
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 4 ай бұрын
እዋእ ክትጽሕፍ ትደሊ ግን ቃላት ይሓጽረካ ናይ ብሓቂ ትብሎ ይጠፍኣካ ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርኽ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ማይተኸላ
@ማይተኸላ 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣበነታዊት ዋዕሮ መንፈሳውነት ብግብሪ ኣሪኽና ንዓኺ ዝገልጽ ቃላት የብለይን እንተ ንሕና ግና ነብሰና ክንፍትሽ ከምዘልና ኢና ተማሂርና ብፍላይ ከኣ እቶም ኣባላት ትምህርቲ ሰንበት ብቃል እንበር ብግብሪ ዘይንፈልጦ መንፈሳዊ ሂወት
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 4 ай бұрын
ኣሰይይይይይ መቅራተይ ኣነስ ደስ ክበሉን ፍትዋተይ ኣነሰ ቀደም ማለት እዩ አብ ትግራይ ሲ ከምዚ ሪአ ነይረ ስ የገረመ ነይረ ቆልዕ ኣየ ነይረ ግና ኣካለ ተይክንሰ ርእሲ እዩ ብዓብዩ ኣሰይይ መቅራተይ❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@خضاحلستراء
@خضاحلستراء 4 ай бұрын
فيرمفرتطعمتشكر❤
@kieruhabibi6456
@kieruhabibi6456 4 ай бұрын
ኩሉሙሉ 100% ዝኮነት መርዓት ኣምላክ ሂቡካ ፊሊ ሕጉስ ሓዳር ይግበረልኩም ❤
@Massemedia5
@Massemedia5 4 ай бұрын
ንሚካል ዘይረኣየ ምሉእ ሰብ የለን ይብል❤ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም
@ፈልፋሊማይሕይወት
@ፈልፋሊማይሕይወት 4 ай бұрын
ፊሊ ሓወይ ሚካለይ&ሶሊየ❤❤😂 ስለቲ ኩሉ ሰናይ ዉህበታቱ እግዚኣብሄር ይመስገን ፍቅርኩም የብዝሓዮ ዉላድኩም የርእየና ኩሉ ዘመንኩም ሓጎስን ደስታን ይግበረልኩም ናይ ኩሎም ቅዱሳን ሰብ ሓዳር ብኩሉ ግብሮም ንፈጣሪ ዘሕጎሱ ሕጉ ብምፍጻም ደስ ዘበልዎ በረከቶም ምሳኩም ይኩን ኪዳንኩም የጽንዕ ልዑል ፈጣሪና መድሃኔ ኣለም ምስ ክብርቲ ወላዲቱ ንኩሉ ሂወትኩም ስሙር ይግበሮ ሰብ ብኩሉ ጻዕሩ ጽቡቅካ ብምርካቡ እዚዉን ዉህበትካዩሞ ልዑል ኣምላከይ ክበር ተመስገን ንዘልኣለም ኩሉ ግዜ ብበረከትካ ክትመልኦም ፍቃድካ ይኩን ናይ እመ ኣምላክ ቅድስቲ ድንግል መርያም ኣደይ እዉን ጽላላ በረከታ ምሳኩም ይኩን ፍትዋትን ፍቁራትን ኣሕዋተይ ሰሰናዩ ንዓኩም ንዓኩም ብምፍላጠይ ኣዝየ ተሓጉሰ እቲ ንእግዚኣብሄር ዘለኩም ክብርን ፍቅርኩምን ሓጎስኩምን ንልበይ ብሓጉስ መሊእዎ ደስ እንዳበለኩም ንበሩ ነዊሓ ኢልኪ ከይትገድፍያ ኢኪ ሚኩየ❤😂 ከምታ ንፊሊ ሓወይ ነዋሕ ደብዳቤ ሰዲድኪ ከንብባ ዝገበርክዮ ሕጂ ከኣ ታራኪ ኣንብቢ ❤😂 ፍቅሪዩ ምሽ ብዙሕ ኣጽሒፍኪ ኣነ እዉን ብሓጉስ ኣዚየ ስለ ዘፍቀርክኩምየ ሎሚ መጀመሪያይ ኣብ ኮመንት ነዋሕ ጽሕፈት ጽሒፈ 😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤ ስለዚ ኣንብብዋ ኢኩም ንኩሉ ግዜ ጸጽብቁ ንዓኩም ካብ ሓፍትኩም ቅሳነት❤❤❤❤❤❤❤❤ኣቅረብቲ እዚ መደብ እዉን ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስዞም ፍቁራት ኣሕዋትና ስለ ዘላለኩምና Thanks❤❤❤
@ariamkidane2250
@ariamkidane2250 4 ай бұрын
ፍቁራት መርዓውቲ እግዚኣብሄር ኪዳንኩም ይባርኽ። ናይ ኣደይ ዘረባ ዘኪረ ከምዚ ዓይነት ነገር ክትርኢ ከላ እግዚኣብሄር ዘርኡ ኣየጥፈኤን ኢያ ትብል እሞ ብሓቂ ኣምላኽ ዝባረኻ መርዓት ሂቡካ ፊሊ ሓወና ፡ ፍሬኹም የርእየና ❤❤
@mebrihitmeharena4787
@mebrihitmeharena4787 4 ай бұрын
ኣየ ናይ እግዚአብሔር ሃብቱ ብዙሕ'ዩ። ድንቂ'ዩ ግብርታቱ❤
@ከምከመይዲና
@ከምከመይዲና 5 ай бұрын
ኣቤት ዕግበት ዓግበ ኩሉ ሙሉ ዓግበልኩም ሓዳርኩም ይሰስን የሕዋተይ ኣቤት ኣንታ ካባኹም ቡዙሕ ተማህርና 3'4'5'6'7'8'9'10”"""" ክፋል ንጽበ ኣይዓግብኩን ናይ መርዓ ቪዶ ኻ ኢንዳ ዘመሩ ንጽበ የዕግበና ምዕጋብ ምዕጋቡ
@AbrahamMihretab
@AbrahamMihretab 4 ай бұрын
ኣብ ሂወተይ ዘስተማቀርክዎ ታሪክ ሂወት❤❤❤❤❤❤❤❤
@mazakdusan562
@mazakdusan562 4 ай бұрын
ኣቲ ናይ እግዚኣብሄር ኣገልጋሊት ኩሉ ከም እምነትኪ ይኩነልኪ ናይ ግብሪ መምርህር ኢኺ
@lasksegid8926
@lasksegid8926 4 ай бұрын
ኩሉ ብፍቃድ ኣምላኽ ይፍጸም! ኣምላኽ ይመስገን!
@MesmerBAylay-sl1pf
@MesmerBAylay-sl1pf 4 ай бұрын
Ms I have no words to admire you and appreciate you you’re an Eritrean angel, May God Bless you and live 200 years! Bless your heart
@TeklitKeshi
@TeklitKeshi 4 ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ልቦና ዘለወን ኣዋልድና ሞራል ክንህበን ይግብኣና ❤❤❤ ኣምላክ ውላድኩም የርእየና ፊሊ&ሚኩ
@eriboy62833
@eriboy62833 4 ай бұрын
እዛ ሰብ እዚኣ ተምሳል ፍቅሪ ኣብነት እዛ ዓለም እያ ብቃላት ክትገልጻ እንተደለኻ ወላ ቃላት ትስእነላ ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርካ ❤
@semharweldu5965
@semharweldu5965 4 ай бұрын
እልልልልል መክሰበይ ሓፍተይ ምሳኪ ትኮም ወላዲት ኣምላክ ዝሕቆፍ ቆልዓትሃብኮም ምቆራት❤❤❤ ዝማረመላክ የስመዓልና ምቆራት
@xhv5054
@xhv5054 4 ай бұрын
_ናይ ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል እዩ መጨረሻ ክትዕወት ከለካ ናይ እግዚአብሔር ስራሕ ድንቂ እዩ ተመስገን ❤_
@filmongebremedhen8724
@filmongebremedhen8724 3 ай бұрын
እዋይ ኢርትራ ዐደይ ፀላኢና ይሰደድ ብሐቂ ቁድስ ቅንኢ ቀኔኣ ፈጣሪ ከምናትኩም የማስለና ኣሜን ❤❤❤❤
@sabaokbagergish2065
@sabaokbagergish2065 4 ай бұрын
ሄኖክ ሐወይ ሐንቲ ነገር ንሚካል ተትሐተለይ ደስ ምበለኒ። ናይዞም ፋሚሊ disability is a genetic. ሕጂ ሚካል አብ ጥንሲ ቅድሚ ምብጹሖምስ ምስ ዶክተራት ገብሮ ምኽርስ አሎዶ? ቅድሚ ኹነት ሐገዝ ናይ መዲካል treatment ክትረክብ ሐጋዚ ኾይኑ ይርከብ።
@abebaweldesilassie457
@abebaweldesilassie457 4 ай бұрын
U are right sister. ✅️
@gaulmokieerey263
@gaulmokieerey263 4 ай бұрын
Yes exactly 💯
@Erilebna
@Erilebna 4 ай бұрын
That is a good idea before pregnancy she has to visit the doctor
@Desertflower-k6z
@Desertflower-k6z 4 ай бұрын
But the medical in our country is not that developed. I hope the church not interfere with science.
@sabaokbagergish2065
@sabaokbagergish2065 4 ай бұрын
@@Desertflower-k6z you are sis, she is an Educated person and needs to be smart for her future children. Under God, doctors play a big role. In my opinion, she needs to ask for advice.
@ta-sy6up
@ta-sy6up 4 ай бұрын
ብዙሕ ተማሂርና ክባኹም ብዘለካ ንፈጣሪ ምምስጋን ናይ ሚካል ዝገርም ንእሽቶይ ክንሳ ልቦናአ ዝድነቅ ብፍላይ ስድራቤታ ክምስገኑ ዝግቦኦም. GBU and Ur familly ❤🎉❤🎉❤
@galhagusha
@galhagusha 4 ай бұрын
እዋይ ከምዝይ ውን ኣሎ ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ዓይኒ ልቦና እቦ ክፈተልና: ከምትይ ኣበባኩም የርእየና ፈረኩም 👏👏👏
@Zahra-s9y
@Zahra-s9y 4 ай бұрын
አነስ ማአዚ እየባ አምላከይ ዘመስግኖ መድኃኒአም ሓቀኛ ክርስትያን ይግበረና ከመኺ ዝበላ የብዘሐልና የብዘሐና❤😢
@MuzitMesmer
@MuzitMesmer 4 ай бұрын
ኣሜን ተባረኩ ቡሩካት ቃላትኪ ቁቡእ በቃ ኣምለክ ሰማይ ከቅንዓልኩም እዩ ቃላቲኪ ሙኡዝ ሽታ ኣለዎም ኩሉ እንድዩ መሲጢን ብሕልፊ ኪኣ ኣምላክ ኡሙን እዩ ትብል ቃል ባሪካቲን ንበረከት ኩኑ ቡሩካት ዚተረፈ ዕዲመኩም ደንጊል ማርያም ቢባሪኖሳ ተጽልለልኩም ❤❤❤❤
@HopefulDrum-xo2td
@HopefulDrum-xo2td 4 ай бұрын
ሄኖክ ሓውና ኩሉ ተቅርቦ መደባት ጽቡቅ እንድዩ ግን እዚኣ ኣዚያ ልቢ ወዲ ኣዳም ዝተንከፈት ኢያ ሞ ኣነ ሓደ ነገር ክብለካ ክሕገዝሉ ዝክእሉ መደባት እንተትገብር ጽቡቅ ነይሩ ከሙ ድማ ተለፎኖም ኣብ እስክሪን ተተምጽኦ ጽቡቅ ነይሩ ❤ ሚኩን ፊሊን ኣምላክ ፍቅርኩ ከም ማይ ዋሓዚ ይዛሪ❤ ሚኩ ሓፍትና ድማ ኣምላክ ይከኣሎ አዩ ናብ ገዳማት ወይ ማጮሎት ዉሰድዮ ኣምላክ መሓሪ ኢዩ ከምቲ ናጻ ኮንኪ ዝገበርክዮ ኣምላክ ይሓግዝኪ❤ ፓስታ ሓውና ካብ ልቢ የቀንየልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ካብ ቀጻሊ ንጽበ ❤❤❤
@askkilkasa3770
@askkilkasa3770 4 ай бұрын
ሓሙሽቲ ግዜ ሰሚዐዮም ምቀረት ዓለም ባስታ ኣምጻልና በጃካ ሳልሳይ ክፋል
@YoditTesfu-gm3ix
@YoditTesfu-gm3ix 4 ай бұрын
Nmama ka enber❤
@selamsemere9596
@selamsemere9596 4 ай бұрын
​Bhaki❤❤❤❤
@titiyey3789
@titiyey3789 4 ай бұрын
ኣኦኦኦኦ ፍልሞን ኣግዝብህር ይፍትወካ ኣዩ ብሐቂ ዝይትድገም ፍጥረት ብኩሉንትንኣ ምልእት❤ ኣግዛብህር ዕድመን ጥዕና ይሀብክ 🙏🙏🙏
@samsonelias2971
@samsonelias2971 4 ай бұрын
this blessed family should open a school for special needs students. let's come up with a proposal and open a school so that lots of children can get the benefit. thanks, I am ready to help such children. This is what God wants us to leave in harmony and love.
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ 4 ай бұрын
ጋዜጠኛ ሄኖክ ከማን ማራ ኢካ ትክእል አቀራርባ አተሓትታ ይበል❤❤
@Elu13
@Elu13 5 ай бұрын
Ab beyney du ንብዓት aziu agerami God bless you miku mis kilom family tebareku
@BlesssedDay
@BlesssedDay 4 ай бұрын
Me too ኣምላኽ ዓቢ ግብሪ ጌርሎም እዞም ስድራ
@solomonhabtemicael7808
@solomonhabtemicael7808 4 ай бұрын
ንቅዱስ ጽሑፍ ብዘይጉድለት ትነብሮ ፡ ኣብነታዊት መርዓት።
@nebunebu262
@nebunebu262 4 ай бұрын
ክብርን ምስጋናን ንእዝግኣብሄር ኣምላኽ ይኹን በዚ ብብልጭልችን ረብሓን ተጎቢእሉ ዘሎ ግዜ ነዚ ምሳማዕና ደስ ዘብልዩ ካብ ከንቱ ውዳሰ ይሓልኺ ከምተን ቁዱሳን ዝወልዳ ትመስሊ ኣለኺ ቡሩኻትን ቁዱሳትን ውሉድ ይሃብኩም።
@እዝጊሓረያቅዱስ
@እዝጊሓረያቅዱስ 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሄር እንታይ ይሳኣኖ።
@11-vu6oy
@11-vu6oy 4 ай бұрын
ምንም ቃላት የብለይን ንዓኪ ዝከውን መድሃኒኣለም ምሉእ ዘመንኪ ብርሃን ይዓድልኪ❤❤❤
@asmeretsyum9940
@asmeretsyum9940 4 ай бұрын
Eritra want kubur mennet 🙏♥️🌹🇪🇷♥️🌹♥️🌹♥️🌹♥️🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🌹🇪🇷♥️🌹🇪🇷♥️
@nazrietgebrehiwet4745
@nazrietgebrehiwet4745 5 ай бұрын
ክብሪቲ ሐፍቲ ከማኪ ዝበል ስብ ክሳብ ሕጂ ኣይራኩን ኩሉ ጸጽቡቁ ይምነየልኪ ቃል ኪዳን ኣብርሀምን ሳራን ይግበረልኩም ❤
@rozalbab1528
@rozalbab1528 4 ай бұрын
ንስኺ ብርኽቲ ጥራይ ዘይኮንኪ መስሃቂት ዉን ኢኺ ጎይታ ይባርኽኪ❤
@MatiwosGerie
@MatiwosGerie 5 ай бұрын
ሰበይቲ ብፈጣሪ ያ ትወሃበካ ክበሃል ሲ ብግብሪ ሪኢናዮ እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርክ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ፍጣሪ ምሉእ ምሕረትን ጥዕናን ይምነየልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbelAndemichael-r6e
@AbelAndemichael-r6e 4 ай бұрын
ንስኺ ፍልይቲ ፍጥረት ኢኺ ኣብ ዓለም እግዚኣብሔር ሓሳብ ልብኺ ይሃብኪ ወላ እንታይ ከምዝብለኪ ኣነ ቃላት ስኢነ ኣለኹ መምህር ልዕሊ ኩሎም መምሃራን ኢኺ በቃ ❤❤❤❤❤❤❤
@samsonelias2971
@samsonelias2971 4 ай бұрын
my eyes are tears. I can only praise the lord for all his deeds. God bless you abundantly. still the best yet to come.
WEDDING CERMONY
1:40:31
Zelalem Addise
Рет қаралды 637
Увеличили моцареллу для @Lorenzo.bagnati
00:48
Кушать Хочу
Рет қаралды 8 МЛН
Can You Find Hulk's True Love? Real vs Fake Girlfriend Challenge | Roblox 3D
00:24
Disrespect or Respect 💔❤️
00:27
Thiago Productions
Рет қаралды 41 МЛН
Eritrean wedding Beilul and Aron dallas TX
1:53
Bella bella
Рет қаралды 11 М.
ቀብራራው ሽማግሌ ጉድ አመጣ | አጉርሱኝ
21:03
Melat tube ሜላት ቱዩብ
Рет қаралды 29 М.
Увеличили моцареллу для @Lorenzo.bagnati
00:48
Кушать Хочу
Рет қаралды 8 МЛН