New Eritrean Video 2024 ዕላል ምስ ስድራቤት ፊልን ማኲን (ሚካል ነብሰ ጾር ምዃና ንህዝቢ ኣበሲራ) FAMILY INTERVIEW

  Рет қаралды 268,865

HENPAS ENTERTAINMENT

HENPAS ENTERTAINMENT

Күн бұрын

Пікірлер: 3 200
@kidaneberhane6938
@kidaneberhane6938 6 ай бұрын
እስኪ ከምዚ ከማይ ኣቦ ሚካል ግድን ክመጽእ ኣለዎ ትብሊ ላይክ ጽቀጡ
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ 6 ай бұрын
ኣቦ ሚካለይ ይቅረቡልና❤❤❤
@BlesssedDay
@BlesssedDay 6 ай бұрын
ኣበይ ድዩ ዘሎ sry ኣብ ስራሕ ኣለኩስ ክሳብ መወዳእታ ኣይረኣክዋን
@mihretyemane7190
@mihretyemane7190 6 ай бұрын
ብሓቂ ክቡር ወላዲኣ ክቐርቡልና ምደለና።
@freyhayleab3281
@freyhayleab3281 6 ай бұрын
ናይ ግድን ከኣ እምበር ክቡር ኣቦና ኣነስ ፍትው ኣቢለዮም ክመጹ ኣለዎም plc
@mymymymy1565
@mymymymy1565 6 ай бұрын
Lotory bexehateka Senkelena nay gual tetekewen gen benchete aymetenkefan ezgeho
@yemanekesete4036
@yemanekesete4036 6 ай бұрын
ኣነ ንሚካል መግለጺ ስለ ዝሳኣንኩላ ትም ኢለ ክሰምዕ መሪጸ ኣለኹ! እስከ ከምዚ ናተይ መግለጺ ስኢንኩም ስቅ ዝበልኩም ተለኩም አሰከ ላይክ ግበሩ ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሓላላት?🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@genetmeles4766
@genetmeles4766 6 ай бұрын
Me too❤❤❤❤
@AbrhetHaylslasy
@AbrhetHaylslasy 6 ай бұрын
@Wedikere
@Wedikere 6 ай бұрын
❤❤❤❤🎉
@yohanamengs655
@yohanamengs655 6 ай бұрын
Amlak abzihu ybarkum ❤❤❤
@yehonayeh8615
@yehonayeh8615 6 ай бұрын
❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@yossiefmer733
@yossiefmer733 6 ай бұрын
ሚካል ኣውራ ሄዋናት ኢያ ትብሉ ላይክ ሃቡ 👍👍👍❤❤❤❤❤
@tesfaydaniel7069
@tesfaydaniel7069 6 ай бұрын
Ade filli wn ktmsgn zelewa iya nsa zxeroto wn kealiu iyu zkelo
@yossiefmer733
@yossiefmer733 6 ай бұрын
@@tesfaydaniel7069 ሓቂ በልካ ክብሪ ዝግበኣ ብልጽቲ (ኣደ) ያ ክንገልጻ ክንብል ከይነጉድለላ: ን ሚካል ግን ቁምነገራ ልዕሊ ዕድሚኣ ስለ ዝኾነት ሞራልን ተስፋን ዝግበኣ ዩ ክቡር ሓወይ
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 6 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ኣብዛ ገዛ መንፈስ ቅዱስ ኣሎ!!ኦ ኣምላከይ ዓቢ እምነት ኣሕድረለይ🙏
@BlesssedDay
@BlesssedDay 6 ай бұрын
ብጣዕሚ በዛ እምነቶም ኩሉ ተኣምር ኪኮነላ እዩ እዛ ቤት
@Eritrea928
@Eritrea928 6 ай бұрын
Nay bhaki 🙏🥰
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 6 ай бұрын
❤️❤️❤️
@RozinaAndemesqel
@RozinaAndemesqel 6 ай бұрын
Nay behaq
@Gbre1996
@Gbre1996 6 ай бұрын
Nay Bhakiy Egzhabier ido ambirulom. 🥰🙏
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ 6 ай бұрын
ስድራ ናይ ሚካል እውን ኣምፅኡልና ደቂ ኢሬ❤❤❤
@AdeGoytaTv
@AdeGoytaTv 6 ай бұрын
ነዛ ሓፍትና ዝወለዱ ስድራ ቡሩኻት እዮም ናይ በሓቂ ክምስገኑ ይግባእ።
@lme5630
@lme5630 6 ай бұрын
ኣቱም ሰባ እዛ ቅድስቲ መርዓት ስለምንታይ ማዕረ ክንድዚ ትሕቲትን ለዋህን በላሕን ኮይና ንብል አቲ ዘይቅየር ቃል ኣምላክ ዩ ኮሙኡ ገሪዋ ስለዚ መጽሓፍ ቁዱስ ነንብብ ንጸሊ ናብ ኣምላክና ንቅረብ ሽዑ ፍርሓት ኣምላክ ክሓድረናዩ ሞ ከማና ሰብ ኣይንብድልን ኣይንብደልን ሙቁር ዝኮነ ሓዳር ከኣ ነሕልፍ ቁዱሳት ህጻውንቲ ክኣ ክንወልድ ኢና ፕሊስ❤
@Yesaro
@Yesaro 6 ай бұрын
You Right 🙏🙏🥰🥰🥰
@asmerashikor8778
@asmerashikor8778 6 ай бұрын
Sebuk aleka nenbib mesehaf kudus nayzenbebka ayekonen amlak kulu hibiwa abti lieli zemarit mikana kindez zenbiba bekereba zefelten alewa sebeawenet zeyebelen Mikal feliyeti eya amlak gn yekeyerelom nezom sedera Fili kea kulom sebukat sedera eway libonea keneaaaaaaa bhaki eye zebilekum eze libona zegezae entezekewen migezaeku nere niayen nezom abdege libi wehidewom zelowe segab aseliluna zelo🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 6 ай бұрын
❤❤❤
@burhanekahsay565
@burhanekahsay565 6 ай бұрын
ሓቂ ❤
@shewitaamine
@shewitaamine 6 ай бұрын
Ab qexali n'miku ze'ebeyu sdra ente teqrbelna des mbelena ❤❤❤❤
@zaidkuhlay2106
@zaidkuhlay2106 6 ай бұрын
ናይ ሚካል መንፈሳዉነትን ለዉሃትን ብግብሪ ኣርኢኢያትና ኣነ መግለጺ ዝሳኣንኩላ ሓፍትና ኢያ ኣምላኽ ከም እምነታን ቅንዕናኣን ይግበረላ ድንግል ማርያም ብጸሎታን ወትሩ ምስኦም ትኹን ሓዳሮም ብሩኽ ይኹን❤🎉❤🎉❤🎉❤
@helenhaile2844
@helenhaile2844 6 ай бұрын
Amen 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@kidaneberhane6938
@kidaneberhane6938 6 ай бұрын
ይገርመካ እዩ ኣነ ንባዕለይ መግለጺ ክረክበላ ኣይ ክኣልኩን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 6 ай бұрын
ብሓቂ መግለጺ ዘይብላ ለዋህ ፍጥረት❤❤❤
@shewitmussie316
@shewitmussie316 6 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@yordanoskahsay3644
@yordanoskahsay3644 6 ай бұрын
Asey Elllll
@Bitew1991
@Bitew1991 6 ай бұрын
ኣነስ ናይ ወላዲቶም ዓቅልን ተጸዋርነትን መግለጺ ስኢነሉ መግለጺ ዘይርከባ ጸዋርን ዓቃልን ኣብነታዊት ኣደ ኩለን ደቂንስትዮ ካብዛ ጸዋር መዋእላ ዘይትርብርድ ኣዴና ተመሃራ ዕድመን ጥዕናን ነዴና 😍😍😍😍😍😍
@AwetLove-mu9kk
@AwetLove-mu9kk 6 ай бұрын
እታ ዝበለጸት ናይ 2024 ቪድዮ ናይዞም፡ብሩካት ኣመስገንቲ እግዚኣቢሄር ስድራ ኢያ ነዓይ ናይ ኩሉ ሰብ ውን ክከውን ተስፋ ኣለኒ። ነዚ ብጋህን፡ትከዛን ተመሊሊኡ ዘሎ መንፈስና ከምዚኦም ዝኣመስሉ መልእክታት ክበዝሓልና እግዚኣቢሄር ናይቶም ሰብ ሊቱቨራት ኣሕዋትና ትበብን ምስትውዓልን ይሃበልና . ። ኦ ጎይታ ሰብ ክኸውን ሓግዘኒ ጸጋካ ውን ሃበኒ ኣሜን ❤❤❤
@genetmeles4766
@genetmeles4766 6 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤❤
@Hiwen-youTube
@Hiwen-youTube 6 ай бұрын
ኣሜን✝️👏
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 6 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️
@WegahtaIsaac-yg8kh
@WegahtaIsaac-yg8kh 6 ай бұрын
ከም ብተይ ዝዘልል ውላድ ይሃብኩም 😭🥰 ከም ኣፍኪ ይኹነልኪ ማማ ❤
@lovetube9672
@lovetube9672 6 ай бұрын
አሜን 🙏🏽🥰
@ta-sy6up
@ta-sy6up 6 ай бұрын
አሜንንን❤
@majorluwam1513
@majorluwam1513 6 ай бұрын
Amen
@msganayonathan5927
@msganayonathan5927 6 ай бұрын
Amen amen kab mear zitm.zereba,🎉🎉❤
@tirhastekieweldekidan5268
@tirhastekieweldekidan5268 6 ай бұрын
Amen Amen Amen
@BlesssedDay
@BlesssedDay 6 ай бұрын
ኣንቱም ብሩኻት ህዝቢ ገለ ኣብ ኤረትራ ዝተዓጽወ ወይ ዉን ዘይትጥቀሙሉ ገዛ እንተሃሊኩም እንዶ መዉጺኢ ሓዳሮም ሃብዎም ንዓኩም ንጽድቂ ምኾነኹም ንዖም ከኣ ወርሒ ወርሒ ናይ ክራይ ገዛ ከይሓሰቡ ብሰላም ምነበሩ❤❤❤❤
@rahwa7401
@rahwa7401 6 ай бұрын
❤yes❤
@Kfkftaznabfikri
@Kfkftaznabfikri 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ
@simolakiss3594
@simolakiss3594 6 ай бұрын
Lebam sebe ❤❤❤
@Aleni16276
@Aleni16276 6 ай бұрын
ኣበይ ሞ እንተዝህልወኒ።
@BlesssedDay
@BlesssedDay 6 ай бұрын
@@Aleni16276 i feel same
@zenawikebreab4799
@zenawikebreab4799 6 ай бұрын
ሕጂ ኩልና እታ ንደሊያ ጎፋውንድሚ ተዋሂባትና ኣላሞ በጃኹም ዋላ ቀቅርሺ ትኹን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Dnbn877
@Dnbn877 6 ай бұрын
Selam kubur hawey eta link ane ayrekebkwan
@zenawikebreab4799
@zenawikebreab4799 6 ай бұрын
​@@Dnbn877 ይቅረታ ንዓይ ውን ኣይጸንሓንን ኣብ ታህቲ ኣለኩም ስለ ዝበለና ' የ ካብ 19" ደቂቅ ክሳብ 21'ደቂቅ ካብ ቃላ ስምዓያ ሓወይ ዳሓን ግን ንጸበ ክሳብ ዝሰዱልና
@Dnbn877
@Dnbn877 6 ай бұрын
@@zenawikebreab4799 ok 10q zhawey
@behonest7199
@behonest7199 6 ай бұрын
Eti link gn alo abzi aymexeleyn neay, please eba share belulna abzi comment
@weletekiros2334
@weletekiros2334 6 ай бұрын
Ane wn ayrekebkwon eti link please..
@awetbereket3570
@awetbereket3570 6 ай бұрын
"ለዋህ፡ብርኽቲ፡ምቅርቲ፡ትስፍውቲ፡ምጭውቲ።ከም ዉዳሴ ማርያም እናተደገምኪ ንበሪ"
@eritreamassaw3059
@eritreamassaw3059 6 ай бұрын
ቀዳምነት ክምስገኑ ዝግብኦም ስድራ ሚካል እዬም❤❤
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 6 ай бұрын
እዞም ገዛ ወዶም ጓሎም መልክዖም ክጽብቑ! ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም! ኣሜን!
@sinit208
@sinit208 6 ай бұрын
Nay behaki reka zeytesgebom kesbeku brukat zeri
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 6 ай бұрын
Nay behaki ❤
@Catsdoglife
@Catsdoglife 6 ай бұрын
Nay bahki xbukat edmen tenann yhabom❤❤❤❤
@ErmiyasHadush-tm7cc
@ErmiyasHadush-tm7cc 6 ай бұрын
brgx ❤
@mihretyemane7190
@mihretyemane7190 6 ай бұрын
ግሩማት ብሓቂ
@TeklitKeshi
@TeklitKeshi 6 ай бұрын
ማማ ውዳሰ ክትምስገን ዝግበኣ ኣደ እያ ❤❤❤ሚካል ከኣ ምስ ማማ ውዳሰ ተመሳሳሊ ባህሪ ኣለዋ ኣምላክ ዕደመን ተዕናን ይሃብክን ❤❤❤
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 6 ай бұрын
ኣየ እግዚአብሔር ክንደይ ጥዑም ኢኻ እሰይ ሓጎስ ዘለዎ ቤት ብሓቂ እግዚአብሔር ኣብዚሑ የሐጉስኩም❤❤❤
@nahomsamuel8630
@nahomsamuel8630 6 ай бұрын
ኣታ ኣነስ ክንድዚ ሰዓት ንመጀመርታ ግዜ ይርኢ ኣለኩ፡፡ መዓስ ጀሚራ መዓስ ወዲኣ ከይተረደአኒ፡ እዞም ገዛ ዓቢ ቤት ትምህርቲ እዮም ኩሎም smart ፡፡ ካብ ኩሉ ኣብ ገጾም ዘሎ ፍሽክታ ደስ ይብለካ ፡፡ ሚካልን ማማ ውዳሰን❤ ዘፈላሊ ዘይብለን ፡፡ ንመን ገዲፍካ ንመን ክትውድስ ንኩላትኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡፡ ሓታታይ ሄኖክ 100/100🎉 ብጣዕሚ ልኡም ቃላት ትጥቀም 🎉🎉
@ልድያ
@ልድያ 6 ай бұрын
ሓፍትና ኣይምኖን ቃላታ መደብ ኣዳላዊም ደስ በሀሊ ኢካ ቡሩካት ስድራ ብምቅጻል ኣሕዋት like ኣይክፈሎ ላይክ ግበሩ
@nebyatsolomun8296
@nebyatsolomun8296 6 ай бұрын
ናይ በሓቂ ኣብቲ ጽላሎትታ ዘጽለለ ኣይርእይን ኩኖኔ እዩ እሞ ፡ ሚካል ሓብትና ንሕና ሰማዕትኺ እውን መግለጺ የብልናን ከምዚ ተኽብርያን ትፈትውያን ሓያል ዝኾነት ሓማትኪ ዝመረቀትኪ ከም ብተይ ዝዕንድር ውላድ ይሃባ ኢላትኪ ኣላ እሞ ፈጣሪ ድማ ንኹሉ ነገር ሰሚዑ ክድብሰኩም ተስፋ ኣለና።❤❤❤❤
@ኤሩኤርትራዊት
@ኤሩኤርትራዊት 6 ай бұрын
ድንግል ማርያም ለዋህ ኣደ ብሰላም 2ተ ርስኪ ትግበርክ ኣንቲ ለዋህ ርግቢት ሰላም ብርሃን ገዛ ♥️🇪🇷🌹♥️🌹🇪🇷♥️
@lasksegid8926
@lasksegid8926 6 ай бұрын
ከም ብተይ ዝዕንድር ብሓይሊ ፈጣሪ ከም ቃልኺ ይግበሮ።❤❤❤
@MisshabashiHabashi
@MisshabashiHabashi 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@momalemey7351
@momalemey7351 6 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@LemlemLemlemkesetegebreab
@LemlemLemlemkesetegebreab 6 ай бұрын
Nay behaki amen(3)
@awetberhanebisratey7126
@awetberhanebisratey7126 6 ай бұрын
Amen 🙏🙏🙏
@TsegaTehle
@TsegaTehle 6 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️
@TubeMerkebselamTube
@TubeMerkebselamTube 6 ай бұрын
ንዓኺ ዝወለደት ማህጸን ዝተባረኸት እያ ሚካል ሓፍተይ ልባም ካባኺ ብዙሕ ተማህርና እና ተገበርቲ ክገበረና እግዚአብሔር ይሓግዘና ምስ ስድራ ሚካል አላሉዬና ትብሉ 👍
@trhashagos216
@trhashagos216 6 ай бұрын
እታ ኣብ መፅሓፍ ቁድስ ዝተገለፀት ለባም ሰበይቲ እያ ኣብዛ ጥልመት ዝበዝሓላ ዓለም ንሓፍትና ኣርኣያ ቅዱሳን ገይሩ ኣቅሪብልና ናይ ሚካል መንፈሳዉነትን ለዉሃትን ብግብሪ ኣርኢኢያትና ኣነ መግለጺ ዝሳኣንኩላ ጽብቅቲ መርአያ ስድራ
@aloniabo7466
@aloniabo7466 6 ай бұрын
Plssss በጃኻ ባስታ ሓወይ ምስ ኩቡራት ስድራ ሚኩ ኣላልየና በጃኻ❤
@YordanosSubhatu
@YordanosSubhatu 6 ай бұрын
Ja ❤👌
@SamaKidun
@SamaKidun 6 ай бұрын
Ja man
@Eritrean91
@Eritrean91 6 ай бұрын
ፊሊ ሓወይ እግዚኣብሄር ምሳኻ እዩ ዘሎ ንሚኩ ስለ ዝሃበካ ድንግል ማርያም ብዘፈር ክዳና ካብ ኩሎ ክፉእ ትሸፍንኩም እግዚኣብሄር ዘመንኩም ይባርኮ ናይ ሚኩ መግለጺ የብሉን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MeraMera-b4l
@MeraMera-b4l 6 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ንሚኩ መግለጺ ኮ ሲኢነላ መምህር ስነ ሂወት ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💯💯💯💯🙏🙏🙏🙏
@awetbereket3570
@awetbereket3570 6 ай бұрын
"እዞም ንሰምዕ ዘለና ምሉኣትን ኣካለ ጎዶሎን ኸኣ ካብዚ ተማሂርና ልቦና ክንዕድግ ኣምላኽ ይደግፈና"
@kokobnegassi7558
@kokobnegassi7558 6 ай бұрын
Amen
@As22611
@As22611 5 ай бұрын
Amen
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ መንፈስ ቅዱስ ዝመልኦም ስድራ አምላኽ ፍቅሪ እዩ እሞ ፍቅርኹም ሰሓቅኹም የብዘሐዮ በእዉነት መርኣያ ሂዋናት ኾይንኺ ጅግና ክብርቲ ሓፍትና❤❤❤
@lovetube9672
@lovetube9672 6 ай бұрын
ንእግረ መንገድና ነተን አዋልድ ውን ቁሊሕ ንበለን እንታይ ይወጸን ጽቡቃት ብኹሉ ነገር እግዝያብሄር ታሪክ ይቅይርዩ ግብርና ጥራይ ይጸብቅ 🙏🏽🥰🥰🥰🥰🥰😢
@habenhabibi
@habenhabibi 6 ай бұрын
Kgermeka aene keman kemu eile ygermeka eyu xbukat kltien xbukat
@akbertandemikael2389
@akbertandemikael2389 6 ай бұрын
Yeah very beautiful woman's and happiness family
@yehonayeh8615
@yehonayeh8615 6 ай бұрын
Nay behaki ❤️❤️
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 6 ай бұрын
@love tube btaemi lebam ❤❤❤
@RobelMukur
@RobelMukur 5 ай бұрын
​@@alganesh-xe4yb❤
@Feleg545
@Feleg545 6 ай бұрын
ያላ 100 ሽሕ ኣብ ሓደ ሳዓት ኩሉካ ጠውቅ ጽሓፍ ❤❤
@amanuelhaile6045
@amanuelhaile6045 6 ай бұрын
ንከም በዓል ሚካል ርእዩ እዩ እግዚኣቢሄር ነዛ ዓለምና ጠጠው ኣቢልዋ ዘሎ።
@Sanirey777
@Sanirey777 6 ай бұрын
Ja ygerm semieka zeymno abyet lbona
@ስላምጓልተምቤን
@ስላምጓልተምቤን 5 ай бұрын
@rahel7771
@rahel7771 6 ай бұрын
እዘን ፍቕርቲ ውሕልልቲ ፍትውቲ ክብርቲ ኣደሲ ደገፎም ንክኾና እግዚአብሔር ዝሸመን ፍልይቲ ንግሥቲ ልዕልቲ ቐንዲ ዓንዲ ገዛ እየን እግዚአብሔር ሓጎስ እዛ ገዛ ምሉእ ይግበሮ እምበር ውዳሴ ማርያም ውዳሴ ማርያም ደገፍ ደቂ ድንግል ማርያምዶ ኣይኮነን እዘን ወላዲትለ ደገፍ ስድረአን ካሊእስ ሱቕ ምባል የሐሽ ነዘን አደ ምግላጽ ኣይከኣልን። ክብርቲ ሚልካ ክብርቲ ወላዲት ማማ ውዳሴ ማርያምን እግዚአብሔር ዘመንካትክን ኲሉ ሰላምን ፍቕርን ሓጎስን ተድላን ይግበረልካትክን
@Eritrea_2013
@Eritrea_2013 6 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ሓላላት ንማማ ዉዳሴ ኤድና ንዘርጋሓለን ሓደራ ኣዲታትና ኣብ ቅድሚና እንዳራኣና እሞ ኣደ ኣዋልድ ሓደራ ዓዓቅምና 🙏🏼🫶 !መንገድኹም ብርሃን ይግበሮ ካብ ኩሉ ክፉእ ዘበለ ይሓልኹም ፈጣሪ !
@rahwa7401
@rahwa7401 6 ай бұрын
❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤
@Temesgenamlakeesrael
@Temesgenamlakeesrael 6 ай бұрын
እንቃዕ ደሓን መጻኹም ፍቁራት ስድራና እግዚኣብሄር ፍቅርኹም የብዝሓዮ ጥዕና ይሃብኩም ኩሉ ኢዩ ዝከኣሎ ከይረብረብኩም ማየ ጸሎት ኪዱ ። 1) እስከ ስድራ ሚካል ክመጹ ኣለዎም ዝብል ላይክ ንግበር ፍቅርና ንግለጸላ ነዛ ዓባይን ለባምን ምቅልልትን ሓፍትና ?
@Temesgenamlakeesrael
@Temesgenamlakeesrael 6 ай бұрын
2) ክምስገን ዝግብኦ ሰብ ዮናስ ኢዩ ንሚካል ምስዞም ስድራ ዘላለያ
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 6 ай бұрын
ሄኒ በጃኻ እዛ ቪድዮ ሓጺራትና ዋላ ሰሙናዊ እቕርበልና፡፡ ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ካብ በለካ ለኽዓካ እዩ ዝእልየና።
@solomonhabtemicael7808
@solomonhabtemicael7808 6 ай бұрын
ሎቱ ስብሐት !!! እግዚኣብሔርሰ ንጉስ ውእቱ!!! እግዚኣብሔር ን ልብኹም ዘረስርሱ። ን ዓይንኹም ዝማርኹ። ን ቤትኩም ዘብርሁ። ከም ብተይ ዝዕንድሩ። ን ወለዶም ዘኽብሩ። ሃይማኖቶም ብትብዓት ዝምስክሩ። ከዋኽብቲ ዝመስሉ ውሉድ ይሃብኩም።
@hadasshshay3636
@hadasshshay3636 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ❤❤😍😍
@Fanu2123
@Fanu2123 6 ай бұрын
N egziabihar entay ysaeno kbiri niaeu ykun
@tsigewehisebhatu1766
@tsigewehisebhatu1766 6 ай бұрын
Amen❤❤❤
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 6 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏❤
@Selu-x4o
@Selu-x4o 6 ай бұрын
Amen Amen Amen
@gueshmehari8316
@gueshmehari8316 6 ай бұрын
ኣምላክ ዘመንኩም ይባረኽ ብርዃት ስድራ ኣቦና ኣቶ መኮነን፡ ሚልካ ካኣ ብርክቲ ልእኽቲ እግዚኣቢሄር ኢያ ሞ ኣምላክ ዘመንኪ ይባርኽ ኣሜን፡❤❤❤❤
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 6 ай бұрын
ኣዲባዮር ክሳብ ወዲ ኣርባዕተ ዓመት እግሪ ብዘይምትካሉ ኣዲኡ ኣብ ቤተ ክርስትያን ጸሎት ክትገብረሉ ምስ ወሰደቶ፡ ቆልዑ ክዕሶ ናብቲ ቀጽሪ ቤተ ክርስትያን ምስ ቀልዕዋ፡ ካብቲ ዝነበሮ ብድድ ኢሉ ነታ ኩዕሶ ቀሊዕዋ ብኡ ኣቢሉ እግሪ ምትካል ጥራይ ዘይኮነስ ካብቶም ከውኽብቲ ተጻወቲ ብምዃን ዓለም ኣዛሪቡ፡፡ ስለዚ ንኣምላኽ ኩሉ ይክኣሎ እዩ።
@sahleyonas7844
@sahleyonas7844 6 ай бұрын
Maharit ❤❤❤❤❤
@nfkriyeznebr4336
@nfkriyeznebr4336 6 ай бұрын
Des ybl bhaki amlak nehwatna ybxehayom
@taamemahari7442
@taamemahari7442 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤ Amin Amin Amin Amin Amin Kali hiwet yesemana
@zufanghermai7459
@zufanghermai7459 6 ай бұрын
🙏🙏
@nebiat4487
@nebiat4487 6 ай бұрын
Amen amen amen 🙏
@Feleg545
@Feleg545 6 ай бұрын
ኣስመራ ናፊቀ ብሓቂ ኣብ ኣሰመራ ኣብ ኤርትራ ዘለኩም ስደት ዘይተጫማለቅኩም ብሕቂ ዕድለኛታት ኢኩም ንስድራኩም ኣመስግኑ ❤❤❤❤
@Yosiefjose
@Yosiefjose 6 ай бұрын
The same here 😢
@kisanet4715
@kisanet4715 6 ай бұрын
ሓቂ ሰሐቅ,ሓጎስ,ጥዕና ኣብኡ ዩ ደሎ 👍🏾👍🏾👍🏾💯💯💯💯
@helugalasmera1334
@helugalasmera1334 6 ай бұрын
NAY BHAQI 😪😪👍👍
@Aman80770
@Aman80770 6 ай бұрын
❤🎉Thank You habibi❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@lidiahabte3354
@lidiahabte3354 6 ай бұрын
True.
@MerhawitMehari-l3p
@MerhawitMehari-l3p 6 ай бұрын
እዚ ካብ እግዚአብሔር ኮነ ነዒንትና ውን ግሩም እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍጣሪ ክብራት ስድራ
@tirhascheay2385
@tirhascheay2385 6 ай бұрын
ምካል ሓፍተይ እንጀራ ዓለም ብልዒ ኩሉኹም ፋሚሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ። ❤️❤️❤️❤️❤️
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 6 ай бұрын
ናይ ሚካል ሓፍትና እቲ ጸጋኣ ካብ ኣምላኽ ኢዩ። ኣብ ቤት ኣምላኽ ምዕባያ ካኣ ነቲ ጸጋኣ ኣደልዲልዎ ስለዚ ናብ ቤተክርስቲያን ምኻድ ውጺቱ ዋላ'ኳ ከምዚ ናይ ሚካል እንተዘይ ኮንካ ብውሕዱ ፍርሓት እግዚኣብሄር ትመሃር ትሕትና ትማሃር ብዙሕ ጽቡቕ ነገር ኢኻ ትመሃር እሞ ኩላትና ኣብ እምነትና ክንጸንዕ ደቅና'ውን ናብ ቤት ኣምላክ ከነማላልሶም ይግባእ። ንኩልኹም ስድራቤት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኣዳላዊ መደብ ውን ምስጋናይ ዕዙዝ ኢዩ።
@mihretrisom7560
@mihretrisom7560 6 ай бұрын
Mikal habtey bmejemerta selam egziabihier msakum ykun zihabtey mearey bmkxal ka eski natna memhr eki egziabihier amlak xegeu yebzahalki abzi jemirkiyo zelaki nabra ka amlak msaki yekun ane btaami eye hgusti mknyatu kemaki habti sle zihabena amlak kbrn msgann ykuno bmkxal ka nebsexor eye elki egziabihier zitebareke wlad yhabki kem abona zekaryas abas enkelo zitewahbo wlad gn gurum eye emo natkum ka ajoki komeu kgebrelkum eyu kulu hiwetkum ka amlak ytehaweso ykrita abzihelkum gn btaami sle des zibeleni eye weladi amlak msakum tkun amen 🙏 ❤❤❤❤❤❤
@magsuhshsy
@magsuhshsy 6 ай бұрын
Gofawdi tkfita ala burukt edey edey nebel
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 6 ай бұрын
Nay bhaki ❤✝️🙏
@SirakTeklehaymanot-hz1xu
@SirakTeklehaymanot-hz1xu 6 ай бұрын
"bsmey alilkum kab hade nlali ab ztakebkumulu ane ab makelkum koyne kbarkekum iye"..des zebl medeb like menfesawi medeb ❤❤
@medebmsgana5016
@medebmsgana5016 6 ай бұрын
ምንጪ ሓጎስ ናይ ዛ ገዛ ኣቦ ምካል ኢዩ።
@LidyaYosef-kf8sj
@LidyaYosef-kf8sj 6 ай бұрын
😢😢😢እዋይይ ኣደይ ማዓረይ ከም ብተይ ዝዕንድር ❤ውላድ ይሃብኩም😢 ኣጆኪ ባዓል ሚኩን ፊልን ጥራይ ዘኮኑስ ናዓኪ እዩ እቲ ዝዓበየ ጸጋ ምክንያቱ እዚ ኩሉ ናትኪ ትዕግስትን ሽግርን ተጻዊርኪ ዘሕለፍክዮ ብሚኩ ጌሩ ማናቱ እንዳ ጎየዩ ኣብ ቅድሚ ዓይንኪ ገበርቲ ዓቢ ነገር ክኮንልኪ እዮም ማማየይ ❤ ሚኩ ሓፍተይ ካኣ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ 🙏ከምታ ናይ ማማ ምርቃ ካኣ ከም ብተይ ዝዕንድሩ ማንታ ውላድ ይሃብኪ 🙏 ሃሳብ ልብኩም የስምረልኩም ኣብ ቃልኪዳንኩም ካኣ የጽንዕኩም❤❤❤ ፍትውቱው ኢና ነብለኩም ንኪልኩም ፋሚልይ ኣምላክ ንኩልኩም እቲ ዘይውዳእ ምሕረቱ የውርደልኩም ኣሜን🙏🙏🙏💋💋💋💋💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤
@MebrihitYemane
@MebrihitYemane 6 ай бұрын
Amen amen amen
@hadishyowhans7417
@hadishyowhans7417 6 ай бұрын
ከማኪ ልቦና ዘለዋ ኣይርኣኩን እሞ ከማኪ ልቦና ክህበን ተስፋ ይገብር
@Tesfit-The-Great256
@Tesfit-The-Great256 6 ай бұрын
ሚኩ ሓፍተይ ከም ኩሉ ግዜ መምህር ናይ ሄዋናት ኢኺ ፥ ኣምላኽ ይባርኽኪ❤🙏
@ሸዊትዘ-ክርስቶስ
@ሸዊትዘ-ክርስቶስ 6 ай бұрын
ጥዑማት ስድራ ❤ኣምላኽ ይባርኽኩም ፡ሚካለይ መርኣያ ሄዋናት እግዚአብሄር መፈፀምታኺ የፀብቐልኪ 💖
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ 6 ай бұрын
ናብ እግዝአብሄር ዝቀረበ ዝሐፈረ የለን። ብሐቂ ስሙ ይክበር ይመስገን🙏🙌 እዛ ሐፍትና ቁዱስ ቁርባን ትወስድ ስለ ዘላ ... እግዝአብሄር አይክሕፍራን እዩ🙏🙌 ብሐቂ ስሩሑ መስተንክር እዩ። 🙏🙌
@michaelabrha1396
@michaelabrha1396 6 ай бұрын
ኣጆኹም ኩሎም ደቂኹም ከም ሰብ ሙሉእ ጢኢና ኩኾንልኩም ኢዮ ብሓሊ ኣምላኽ❤❤❤
@StellaFaustini-z9v
@StellaFaustini-z9v 6 ай бұрын
Yes Amen Amen Amen Amen Amen Amen i belive in God Plisseed you and them
@rutireyksete5435
@rutireyksete5435 6 ай бұрын
Ewy nay bhaqi emnet malet blbi eya nab amlak tamyna emo kem emneta amlak yhaba .
@freweynizeray6479
@freweynizeray6479 6 ай бұрын
ዘገርም አዩ እዞም ስድራ ሕጉሳት ንሕና ክእ ምስ ምሉእ ኣካላትናከለና ኣብ ሃዳርና ፍቅሪ ሲኢና ደቂ ኣንስትዪ ትብሉ እምበር እቶም ደቁ ተባዕትዮ ጠባይ የብልኩምን እምበር ደቂ ኣንስትዮ ደለይቲ ሓዳር ንኩሉ ተጻዊረን ዝከዳ አዛ እዲኦም እሞ ርእይዋ ንኩሉ ተጻዊራ ኣብ ከምዚ ደረጃ ኣብጺሓቶም ምስጋና ይብጽሓያ ንእደይ ውዳሰ እዲኦም
@salitekle4013
@salitekle4013 6 ай бұрын
Nay bhaqi hawey natey❤❤❤❤
@abrehakaterina7824
@abrehakaterina7824 6 ай бұрын
እቲ ዘየሕፍር ኣምላኽ ኣየሕፍረንን እዩ ዝበልክዮ እምነትኪ ተስንኺ ❤❤🙏🙏
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 6 ай бұрын
እዋይ ሚኩ መምህር ጽሙማን ክትኮኒ ከኣ ትኽእሊ ኢኺ፡ ብሓቂ ብኹልንተናኺ ምልእቲ ብቕዕቲ ኢኺ፡ ኣብ ድላይኪ የብጽሕኪ።
@terhasyharegaygerelase4402
@terhasyharegaygerelase4402 6 ай бұрын
ድንግል ማርያም ለዋህ ኣደ ብሰላም 2ተ ርስኪ ትግበርክ ኣንቲ ለዋህ ርግቢት ሰላም ብርሃን ገዛ ኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@NgstiNgsti-j7o
@NgstiNgsti-j7o 6 ай бұрын
ኣነ ዝገረመኒ ዝተደነቅኹን እታ ኣዶስ ስማን ግበራን ሓደ😘ኣዶ ማልት ኣዶ ኣላትና ግን ከመዚኣ ጦንካራን ጀገናን የረአኩን 😢ውዳሴ ማርያም ዶ ኢሎሙ ፀወዕዋ😢ካብተን ኣዶ ቡዙሑ ተማሂሬ😮ኣብ ልቦናና የሕድሮ ፈጣሪ 😢
@shewitokbay4502
@shewitokbay4502 6 ай бұрын
በሓቂ ከም ብተይ ዝዘልል ዉላድ የሃብኩም ፈጣሪ ዓለም 🙏🙏🙏❤️🙏🙏🙏
@kisanet4715
@kisanet4715 6 ай бұрын
ሓቂ እንታይ ኣምጽኦ baby Shower,ኣን ኸኣ ክጽላኣኒ ክንዲ ብጸሎት ውላድካ ምጽባይ 🙏🏾💯❤🇪🇷
@helugalasmera1334
@helugalasmera1334 6 ай бұрын
Yes kxlaani 🙏👍👍👍
@selamasrat4945
@selamasrat4945 6 ай бұрын
Bhaki
@lovetigray7773
@lovetigray7773 6 ай бұрын
እሰይ ፍቅሪ ዝዓሰሎም ስድራ ፈጣሪ ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ነኣቦና እዮብ ዝሃቦ ትዕግስትን ፅንዓትን ኣብ ቤትኩም ይምላእ
@rutagebreslase1862
@rutagebreslase1862 6 ай бұрын
ሚኩየይ ምቅርቲ 2015/16 ብኩሉ መንፈሳዊ ሂወትኪ ካብተን ዝኾርዕለን ኢኺ አሞ ተኣማምነልኪ ከኣ ብተግባር 💯 እዛ ጉዳይ ባሊጋ ከኣ ይስማማዓላ እየ ❤❤
@misganazerayhuruy4638
@misganazerayhuruy4638 6 ай бұрын
Egzabiher gobo yfetr emo medayaybo ygebrelu Egzabiher ymesgen
@mariazemichael-tu1wb
@mariazemichael-tu1wb 6 ай бұрын
ቃላት ሲ ን ሓጺር ነገር ኢኻ ትገልጸሉ ስለዚ ሶልያና ሓፍተይን ማማ ውዳሰን ቃላት ኣይገልጸኪንን ኢዪ። ስራሕ እቲ ልዑል እግዚኣብሔር ግን ድንቂ ኢዩ፡ ሶልያና ሓፍተይ ኣምላኽ ሓሪኪ መሪጽኪ ስርሑ ኸኣ ብኣኺ ተገሊጹ ። እሞ ኸኣ ኣብዚ ዘመን ዘለናዮ ከምዚ ክርከብ ፡ እቲ እግዚኣብሔር ዝፈጠሮ ሰብ'ሲ ከማኺ ኢዩ ❤ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ክብርን ምስጋናን ይኹኖ ሎምን ኩሉ ሳዕን ንዘላለም ኣለም ኣሜን።🙏🙏🙏 ኩሉ ሰሰናዩ ኸኣ ይምነየልኩም። በረኸት ረዲኤትን ኣማላድነት ናይ ቅድስተ ኣዴና ድንግል ማርያም ኣይፈለኹም።🙏❤😍❤
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 5 ай бұрын
ኣነስ ቃላት ስእነሎም ነዞም ስድራ ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሓጎስኩም ይመልኣልኩም እንድዒ ኣነስ ዝብሎ ጠፊኡኒ ♥️🙏
@rahel-y9l
@rahel-y9l 6 ай бұрын
ኣነስ ኣስመራ ክርእያ ከለኩ ንብዓት ይመጸኒ።ነናብ ስድራና ንምለሰሉ ዘመን ይምጻኣና።ንሚካል ሐፍትና ከኣ እግዚኣብሔር ሓይሉ ይሃበኩም
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 6 ай бұрын
ኣሰይይይ ኣስመሪና ሽኮሪና ብኣቀማምጣ ኣስቤዛ ዝወጻ ዘይብላ ኣስመራ ቤላ ሚካለይ ዝያዳ ብልቦናኣ ኣቓልቦ ህዝብና ዝሳሓበት ለባም መስተውዓሊት ጓል ሄዋት 🙏🙏🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ
@mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ 6 ай бұрын
ሚካለይ ቃላት ስለ ዘይብለይ ስቅ የሐሸኒ💙
@wedimana5273
@wedimana5273 6 ай бұрын
ሚካል ዕድሜኪ ዕድመ ማተሶላ ይግበሮ መምህር መንፈስ መምህር ፍቅሪ። ቃላትኪ ልቢ የንብዕ።
@sssg9010
@sssg9010 6 ай бұрын
Nay behaki egzabhir xegu yebzhala ❤❤❤🥰🥰🙏🙏
@Hani-17-p2j
@Hani-17-p2j 6 ай бұрын
ልቦና ገጽ ተዝህልዎ ንዓኺ ምመሰለ ❤❤
@tabiemicheal91
@tabiemicheal91 5 ай бұрын
ሚካል ሓፍተይ አግዝኣብሄር ይባርኪ ከሚዚ ከማኪ ዓይኒ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ ዘመን ሓዳርኪ ይባረክ🙏❤❤❤❤👏👏👏👏
@adhanetmussie6503
@adhanetmussie6503 6 ай бұрын
ኣምላክ ንዝኣመኖ እሙን ዩ ሞ እቲ ዓቢ እምነትኪ ዓቢ ዓስቢ ክትቅበሊ ኢኪ ርግጸኛ የ ዘበንኩም ዘበን ሓጎስን ዕልልታን ይኩነልኩም
@Llull3841
@Llull3841 6 ай бұрын
እንዳ ባባ ሞኮነን ኣምላኽ ምሕረቱን በረኸቱን ይልኣኸልኩም❤ ሚካል ሓፍትና ካኣ ኣዚኺ ንፍዕትን በላሕን ሰብ ኢኺ እሞ፥ ከምቲ መጀመርታኹም ኣምላኽ መፈጸምታኹም የርኢኹም፥ ብሩኽን ከምቲ ትብህግዎን ውላድ ይሃብኩም ካኣ ፈጣሪ። ቀጺለ እንታይ ክብለኩም ክብለኪ ይድሊ ንዓኺ ከምኡ ውን ሓው ሄኖክ ኣብጻሓለይ በጃኻ። ነዚ ንስኺ ኣብ ፊሊ ዝገበርኪዮ ምርጫን ውሳነን መናብርቲ ፥ ድሕሪ ምርኣይ ከምዚ ዝበልኪዮ ብምድዋልን ብኮመንትን ብዙሓት ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ደቀንስትዮ መረርኦም ከም ዝገለጹ ሓቢርኪና ኣለኺ ሚካል ሓፍተይ። ብዘይመጠን እየ ካኣ ተገሪመ፥ 90% ጥራሕ ደይኮነ 95% ውን ክንብል ንኽእል ኢና ፍቱሕ ሓዳር ኣብ ኤሮፓ ዘይካሓድ ሓቂ'ዩ። ገሩሙኒ ዘሎ ግን ንደቀ ኣንስቲዮ ጠንቂ ናይዚ 90% ፍቱሕ/ ፍሩስ ሓዳር ብምግባሮም እዩ ደሕዝንን! ፖሊስ እንተራእኩስ ጥራዕ ጥራዕ ይመጻኒ ድዩ ዝብሃል፥ እቲ ኩሉ ዝብሉዎ ኩሉ ብዘይመጠን ጸሊም ሓሶት ክትብል'ዩ ዝግድደካ። ከመይ ማለት ደቀንስትዮ ጥራሕ ጠንቂ ፍትሕ ኮይነን ፍሉያት እየን እዚኤን ሕማቕ ኣለና .. . ወዘተ ኢልካ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ መረረኻ ምግላጽ፥ ዋላ ሰማዒ ኮይንካ ውን ክትኣምኖ ዘይካኣል ብቐሊሉ ውን ከመይ ኢሉ ጠንቂ ካብ ደቀንስትዮ ጥራሕ ይኾውን ይኽእል ከየበለካ ክትሰግሮ ዘይትኽእል ስሚዒት ዝፈጠሮ ካብ ሪዲኢትን መጽናዕትን ነጻ ዝኾነ ሓቤረታ ስለዝሃቡኹም እየ። እዚ ክብል እንከለኹ ብኣንስቶም ዝተበደሉን ብኣሰብኡተን ዝተበደላ ካብ ነንሕድሕዶም ምብድዳል ሓሊፎም ውን ነቶም ንጹሃት ደቆም ዝብድሉ ብኣተሓሳስባ ደይበሰሉ ንመርዓን ሓዳርን ዝጎዮዩ ካብ ክልቲኡ ጾታ ማረ ከምዘለው እየ ዝፈልጥ ብወገነይ። ብዙሓት ኣሰብኡት ብኣንስቶም ኣይተበደሉን ማለት ኣይኮነን ግን ካኣ ብዙሓት ኣፍእላፍ ደቀንስቶዮ ካኣ ብኣሰብኡተን ዝተበደላ ኣለዋ እየን። ክንደይ ደቀንስትዮ ኣሰብኡተን ካብ ሓዳሮም ሸፊቶም ኣደዳ ቁማርን ወልፊ ካሲኖን ብሙኻን ባዕልኺ ትፈልጢ ኣይግድሸንን'ዩ ኢሎም ምስ ደቀንን ሲስተም ናይቲ ዝነብራሉ ዓዲ ንክራጸማን ደቆም ክሳብ ዝሕደጉን ዘግብሩ ከም ዘለው ካኣ ክሕብረኩም ይፈቱ። ክንደይ ደቂ ኤርትራውያን ቆልዑት እዮም ብሰንኪ ኣቦኦምን ኣዲኦምንን ክኣልዩዎም ብዘይምኽኣሎም መንግስቲ ወሲዱዎም ዘሎ ኣዲኦም ትቕጾሮም። እዚ ንጉስ እንተ ራኣኹ ጥራዕ ጥራሕ ይመጻኒ ዝዓይነቱ ሚካል ሰናይ ነገር ክትገብሪ ስለ ዝራኣኻ ደዊልካ ኣብ ደቀንስትዮ ጸለመ ምግባር ዘይቅኑዕ ተግባር ሓድሽ ኣኮነን። ንፉዕ ሰብ ዘለዎ ጉድላት ክፈልጥን ክእርምን ከሎ እዩ፥ ክንደይ ንፍይዓት ደቂተባዕቶን ደቀንስትዮን ውን እኮ ኣለው ሓዳሮም መሪሖም ዝኾዱ፥ ቁማርን ፖለቲካን ዓሌትን እንዳ ደባልቑ ግን ኣይመስለንን'ዩ። ደቂ ትባዕትዮ ኣብ ኤሮፓ ጠንቂ ሓዳሮም ኮይኑዎም ዘሎ እዞም ድስዕቡ እዮም። 1. ቁማር ናይ ኩዕሾ 2. ወልፊ ካሲኖ፥ ገንዘብ ናይ ኣካውንቶም ወዲኦም ክሳብ ንኣንስቶም ከይነገሩ ካብ ባንኪ ተለቂሖም ዝጻወቱ ኣዲኦም ትቑጾሮም ከምዝኾኑ። 3. ሳልሳይ ፖለቲካ ካብ ሓዳሮም ፋሕፋሕ ኣቢሉዎም ኣሎ። 4ይ. ኣውራጃ/ ዓሌትነት ጠንቂ ናይዚ ካኣ ፖለቲካ እዩ። 5ይ. ነጥቢ ንኽልቲኡ ጾታ እያ ትውክል ንሳ ካኣ ሓወላ'ያ ፥ ሓደ ወዲ ሰብ ሓዳሩ ምስ ገበረ ንደቁን ሓዳሩን እዩ ክጥምት ዝግባእ ዝለዎ ዓቕሚ ካኣ ክኸፍለሉ ይግባእ ነቲ ሓዳር። ናይ ኤሮፓ ሓዳር ግን እታ ጋል ካብ ሰብኣያ ትሓቢኣ ገንዘብ ጋሕጉሓ ናብ ስድራ ትሰድድ እቲ ወዲ ውን ከምኡ ከይነገራ ናይ ወርሒ ዶሞዙ ጋሕጊሑ ናብ ስድርኡ ወይ ናብ ካሲኖ ይሰዶ። ኣምልኽ ምሕራት የውርደልና እዩ ደብሃሎ። ብፍላይ እዛ ቁማርን ፖሎቲካን 95 % ኣወዳትና ተሸኺሎሞ ደለው ሰልሚ እዩ።
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 6 ай бұрын
Proverbs 31 ት80 - ምሳሌ 30: ጽባቐ መልክዕ ጠባሪ እዩ፡ ውቃበ ኸኣ ከንቱ እዩ፡ ንእግዚኣብሄር እትፈርህ ሰበይቲ ግና ትንኣድ። ፈጣሪ ዕድመ ያሃብኩም ንኩሉኩም ሰድራቤት❤🙏
@HawiMeda
@HawiMeda 6 ай бұрын
ኣቤት መንፈስካ ዝሕዱሱ ስድራ ኣነስ መግለጺ ስኢነ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤።
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 6 ай бұрын
አሰይ እልልልልልልልል ዝያዳ ኩለን አደይ ማሪያም ብሰላም ዉላድኪ ተኽቁፍኩም ሙቁራት ደቂ ኤረይ። ጥዑማት ስድራ አብነታዊያን ካባኹም ብዙሕ ኢና ተማሒርና ትእግስቲ ሐልዮት ፍቅሪ ትሕትና ጽንዓት ፈጣሪ መመሊሱ ፍቅርሑም የብዛሐልኩም ማማ አብነታዊት አደ ብርክኺ ይጽናዕ ዕድመን ጥእናን ይሐብኪ ምስ ኩሎም ስድራቤትኪ ።ኤርትራዉነት ክቡር መንነት ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@ዮምፍስሃኮነበእንተልደታ
@ዮምፍስሃኮነበእንተልደታ 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሉእ ሓጎስ ይሃብኩም ፍትዋት ስድራ ቤት፡፡
@Nataniya22
@Nataniya22 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ተብሉ ስድራቤት።ኣምላኽ ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም።ኣብ ደገ ዘለዋ ኣዋልድ ከምቲ ኩሉ ሰብ አየን።ኣብ ኤርትራ ሰብ ተመሪዑ ሓላፍነት ሓዳሩ ጥራይ ኢዮ ዝስከም።ኣብዚ ዘልዋ ግና ብብዙሕ ሓላፍነት ጸቅጢ ኢየን ዝስከማ።እዚ ከኣ አቶም ምስአን ዝነብሩ ኣይርድእወንን አዮም።በጀካ ምክሳስ ናይ ደገ ከምዚ አየን ምባል ሽግረን ዝፈልጥን ዝርደኣን የለን።ሓዳር ምርድዳእ ምትሕልላይ እንበር ።ናይ ይጣዓመኒ ምባል ኣይኮነን።ኣዋዳት ኣብ ደገ ዘልኩም ከኣ እዚ ጸገም ኣለኩም።ካብ ብሕማቅ ምሕሳብ ምርዳእ ኣማዕብሉ ካብ ምክሳስ ወጺኩም።እተን ምሳኩም ዘልዋ እዉን ሰኣን ምርዳኩም አንበር ዝበልጻ አየን ።
@mheretogbazghi7491
@mheretogbazghi7491 6 ай бұрын
❤💕🎈👏👏🤩እንጀራ እዝጊ ብላእ ኩሉ ዝገለጽካዮ ጽቡቅ ጌረ አምቢበዮሞ ብጣእሚ ኩሉ ዘሎ ኩነታት ጠቂስካዮ ጽቡቅ አለካ ኢካ ኩልግዜ አብ ኢድካ ደሎ ጨርቂ ዳርጋ ወርቂ እንድዩ ዝበሃል ኩልግዜ እቶም በሃንሳብ ዘለናውንኮ ንዝኮነ ህማቅን ጽቡቅን እንተተዛራሪብናሉ ኩሉ ሽግር ዘይፍታህ የለን ተዛቲካ ኩሉ ተፈታሂ እዩ አክቢድካ ዘይምርአይ ትእቢት የውድቅምበር ሃፍ አየብልንዩ ዘይምትህልላክ ኩልግዜ እዛ ናትካ ኩልና መንእሰይ ከምብባን ከተግራን ተስፋ እገብር ላይክ ግበሩሉ ዘምበብኩማ አብ ልብና የህድሮ
@BlesssedDay
@BlesssedDay 6 ай бұрын
ሓቂ ንዝኾነ ሰብ እታ ንሱ ዘማሓድራ ሓዳር ኣይትኸብዶን እያ ኣብ ደገ ዘለና ኣወዳትና ኣዋልድና ኣደራዕ በዚሕና ደሞዝና ኣብ ኢድና ከይኣተወ ፋሕ ነብሎ ኣብ ደገ ኣለና እና ተባሃልና ዝፈልጠልና ዘይብልና ሂወት ተሸጋግርና ንሓልፋ እዚን ወዲዝን፡ከኣ ዓቕሊ ዘይብልና ጌሩና ወግሐ ጸብሐ ካብ ሓዳርካ ወጻኢ ኣደራዕ ይመጸካ ብዝኾነ ኣምላኽ ህዝብና ካብ ተጻበይነት ዝድሕነሉ ንሕና ከኣ ዓድና ኣቲና እንግዳዕና ዘርጊሕና ቀሲና ኒነብረሉ ሂወት የምጽኣልና ክሳብ ዝኾነ ዝኸዉን፡ከኣ ንኺኣኣል❤
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 6 ай бұрын
ፅሩያት ሰድራ ክድይ ከ ይሸኩሩ ❤ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፈውሲ ቅዱሰ ምሕረቱ ይሰደድልኩም ክብርቲ ሓፍትና ከምዙ እትምንዮዎ ይሃብኩም ፈጣሪ ምሰ ዓይኒ ብሩኩ ውላድ ይሃብኩም ፈጣሪ ብሰላም ኣዴ ማርያም ትምፃኣኪ 👏 💟✅
@YafuYafa
@YafuYafa 6 ай бұрын
ኣነ ከኣ ቡፉሉይ ከመስግኖ ዚደሊ ነዚ መደብ መሃሪ ከከውን ይኸአል አዬ ኢሉ ዝቀረበ ሄኖከ ሓወይ ....i really apprcate you big love
@tesfomkahsay2223
@tesfomkahsay2223 6 ай бұрын
ናይዞም ስድራ ትዕግስቲ ፍቕሪ ተስፋ ተጻዋርነትን ምስጋናን ብጣዕሚ የቕንኣካ ኣምላኽ ዓዲልዎም
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 6 ай бұрын
Betami kea ember fuluyat ❤❤❤
@biniamteklit2712
@biniamteklit2712 6 ай бұрын
ሓደ መህርናስ እንታይ ኢልና ሚኩ ሓፍተይ ጌጋ ዘርኢ ንዓመት ይጥሜካ ጌጋ መውስቦ ድማ ክሳብ ዘለኻ የንበዓካ።ኣበሃህሉኡ እታ ዘምጻኽያ ኩሉ ነገር ይቅየር ኢዩ መናብርትኻ እንተ ከፊኡ ጊን ዝኸፈአ ኢዩ ትብልሲ ልበይ ተኒፋትኒ።ኣምላኽ ንፊሊ ሓውና ነዓኪ ክሰደኡ አሎስ ነዓና ድማ ይዘክርና ኢዩ ዘብል።ንብዙሕ እዋን መሃራን ክትኩኑ ኢኹም ።ናይ ግብሪ መምሃራን❤❤❤❤❤
@ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ
@ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ 6 ай бұрын
አሰይይ መንፈስ ቅዱስ ዝሓደሮም ስድራ ፅብቅተይ ብውላደኪ ተሓጎሲ❤ ካብ 1ይ -3ይ ተመሲጠ ሰሚዐዮ ኣነስ
@nazrietgebrehiwet4745
@nazrietgebrehiwet4745 6 ай бұрын
ከም እምነትኪ ይግበረልኪ ለባም መስተዉዓሊት መምህር ኢኪ እሞ ኣምላክ መመሊሱ ጸግኦ የብዝሐልኪ ወላዲተ ኣምላክ ብሰላም ዉላድኪ ተሕቁፍኪ ደስ ትብሉ ስድራ
@SenaitHiyabu
@SenaitHiyabu 6 ай бұрын
ሄኒ ብሉጽ ሰብ እቲ ትሕትናካ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆ እቲ ተምጽኦ ፕሮግራም ካአ ፍልይ ዝበለ እዩ እሞ አጆካ በርትዕ ኩሉኩም ኤረትራውያን አሕዋተይ ካአ like share subscribe ንግበረሉ ነባራታዓዮ
@maydegeentertainment
@maydegeentertainment 6 ай бұрын
ከም ሕብረተ ሰብ ከምዚ ወዲቅናዮ ዘለና ከምዚ ክትሪኢ ከልካ ቁሩብ ምልስ ትብል ብፍላይ ሚኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጥራይ ዝብለኪ❤
@As22611
@As22611 5 ай бұрын
Eziom kuburat sdrabet Nay fetari sirah eyu nezi hizbi kimihrou teamir kikonou hizbi kab wdketou kitsie hayli egziabher seb temesilou nezea lebamn kidistin Mikaley nkolou nab libou etimelis teamir fitret eya.
@selam.melakemelakeselam4823
@selam.melakemelakeselam4823 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ለባምን ትሕትን ብእምነት እግዛብሄር እትነብር ዕድሚኣ ኣዝያ ንእሽተይ ኣተሓሳስብኣ ግን ልዕሊ ማንም ንእግዛብሄር ዝኣመነ ኩሉ ዝለመኖ ኣይስእኖን ዩ ሞ ከምቲ እምነታ ይግበረላ ብሰላም ከኣ ውላዳ የሕቁፋ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 6 ай бұрын
ኩሎም ብሓባር ኾይነም ፀበል ተዝሕፀቡ ዞም ገዛ ፀላኢ ሰናይ እዩ ተፃዊትሎም ዘሎ ክሓውዩ ይክእሉ እዩም
@BlesssedDay
@BlesssedDay 6 ай бұрын
ዘይፈተኑ ዶ ይኾኑ ትብሎም
@abebaweldesilassie457
@abebaweldesilassie457 6 ай бұрын
Ewe behaki ane wen behasabka wey hasabki yesemamae eye ezi nay tselae senay serah eyu begoulbet zehgzom entezrekeb may chelot kifwesom eyu amlak entay yesano.
@niemaathome
@niemaathome 6 ай бұрын
You're an amazing role model.” “You make everyone happier!”❤❤❤
@devetu53
@devetu53 6 ай бұрын
Ahh eza ades tigsti zelewa ufff ade xewarit kulu😢,Kem btey zendeir wlad yhabkum elatom ufff kebid eyu😢 amlak betom ybarik❤
@tsegino5553
@tsegino5553 6 ай бұрын
ሚካል ኩሉ ነብሳ መምህር ስነ ሂወት እያ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ
@ZaidKassa-ut8yu
@ZaidKassa-ut8yu 6 ай бұрын
ሚካል ኩሉ ንብሳ መምህር ስነ ሂወት እያ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ❤❤❤❤❤❤❤❤
@musemamilove4519
@musemamilove4519 6 ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዝማሬ ቅዱስ ዳዊት ቅኔ ቅዱስ ያሬድ ዝተቀበለ ዝማሬኩም ይቃበሎ❤❤❤ብሓቂ አብቲ ጽላሎታ ዘጽለለ አይርእን ኩነኔ ✝️ ከምቲ ትምነይዮ ይሃብኺ ማኩየ ( ሶሊያና ) ድምቅቲ እመብርሃን ብሰላም ትገላግልኪ ሚናስ መረሰዒ ዝሓለፈ ይሃብኩም ን እግዚአብሔር ንወለዱን ዘገልግል ውላድ ይሃብኹም ❤❤❤ እቶም ወለዲ ከዓ ልዑል ክብር ይግብኦም ❤ በቲ በስባሲ ፈራሲ ሓመድ ዝኾነ መልክዒና ንምካሕ ድማ ልቦና ይሃበና ። ካብ ኹሉ እቲ ቤቢ ሻወር ዝበልኪዮ አዝዩ ዝገርምዩ ቆልዓ ከይተወለደሲ ጉድ 🙄 አበይ ትለመደ እዩ ብስሩኸ ናይ ፀዓዱ ባህል
@MuzitAmbase
@MuzitAmbase 6 ай бұрын
ናይ ሚኩ ቤተሰብ እላሌየና ናይዛ ናይ ምዱሪና ብጽእቲ ሐብትና
@kobizefishaye5737
@kobizefishaye5737 6 ай бұрын
ንሚኩ መግለጺ ዝሰኣንኩላስ፡ ንማማ ውዳሰ እንታይ ክብላ ይኽእል፡፡ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SuzanAlem-o1i
@SuzanAlem-o1i 6 ай бұрын
Ade kulu tbla❤❤❤❤
@ማሩ
@ማሩ 6 ай бұрын
ኣድስ ምሽ ብጣዕሚ ለዋህ እያ ኣምላኽና ኻኣ ማዕረ ክንደይ ለዋህ እዩ ❤❤❤❤❤ ናይ ሚኩ ዘርባ እያ። መግለጺ ሲኢነሎም ብሓቂ
@furtunahaile-vp4cb
@furtunahaile-vp4cb 6 ай бұрын
ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ❤❤❤❤ስድራቤት ካ ሙሉአ ሓጎስ ይግበረልኩም❤❤❤❤❤
@BlesssedDay
@BlesssedDay 6 ай бұрын
ብሽም እየሱስ ንቡዙሕ ንምድሓን ዝኸዉን ምበረኸት ዝኸዉን ዉሉድ ይኹነልኹም
@ለምለምጋልቀሺ
@ለምለምጋልቀሺ 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@mhretzeywde4677
@mhretzeywde4677 6 ай бұрын
Amen
@selamselam6517
@selamselam6517 6 ай бұрын
Amen
@blexet
@blexet 6 ай бұрын
Amen❤❤❤❤
@sababada9694
@sababada9694 6 ай бұрын
Amennnn
@petrostesfay7223
@petrostesfay7223 6 ай бұрын
ናይ ብሐቂ ሙስጉን ሶድራ ብዓቢኡ ድማ ጅግና ኣደ ሚኩ ድማ ኣብ ኣደ ጅግና ኢከ ኣቲኪ ንባዕልኪ ጅግና ኢኪ N/B ነቲ ፈታሒ ማህጸን ኢኪ ተወኪልኪ ከምቲ ዝበልኽዮ ኣይኽሕፍረክንዩ ንርፋኤል ሐደራ ኣብዮ ህመብርኣን ብሰላም ትምጽአኪ
@dddd-dc7vi
@dddd-dc7vi 6 ай бұрын
ኣሰይ ክቡራት ስድራ ደስስ ክቡልኩ ምሕረት የውርደልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣይሳኣኖይ❤❤❤
@kusumehari7850
@kusumehari7850 6 ай бұрын
እግዛቤሄር ንሰናዮም ክብል ዩ ንሚኩ ናብቲ ገዛ ሰዲድዋ ።ታሪክ ተቀይሮ እንደገና ትብል ሞዝሙር ❤❤❤።ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻኪ ሚኩየ
@yonastekleab4230
@yonastekleab4230 6 ай бұрын
ኣምላኽ ዝባረኾ መሊኡ ዝፈስስ ሓጎስን ፍቅርን ሕልናን ዝመልኦ ሓዳር ብምህላውኩም ክብሪ ነቶም ኮስዂሶም ዘዕበዩ ክቡራት ወለድኩም። እንቛዕ ፍረ ፍቕርኩም ዘርእኹም ኣብቲ ብሩኽ ማሕጸን ሚካል ተተኽለ ። ማርያም ድማ ብሰላም ትምጻእኪ ሓፍትና ምምህር ሕልና መምህር ትሕትና መምህር ልቦና ።
@hailegebregergis4355
@hailegebregergis4355 6 ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ስድራቤት ኣብዚግዜዚ ምህላዎም ብሓቂ ገሪምኒን ተሓጉሰን ነዚኹሉ ሽጊርን ስንክልናን ጼሮም ንኣምላኾም የመስጉኑ።ኢግዛኣብሄር መሊኡ ይባርኽኩም።🙏🙏🙏
@freselamgualteklay8660
@freselamgualteklay8660 6 ай бұрын
ሚኩ ሓፍተይ ዕላልኪ ምስ ሰማዕኩ በሓቂ ኣብ ልበይ ፉለይ ስሚዒት ሓዲሩኒ ኣንድቂ ኣመስጊኒ ኩሉ ግዜ ሰሚዒ ምምናዉ ሲኢነኪ ዋላ መግለጺ ቃላት 'ዉን ኣይ ረከብኩን ንምርኣይኪ የብቅዕኒ ግን ድሕሪ ጓል 'ቶም ቡሩካት ለዋሃት ስድራ ሙካንኪ ፈሊጠ ዓባይኪ ኣደ ኩሉና እያ ነይራ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ
ተውህቦ ፡ ዝምድና ፡ ጋህድን ሕልምታትን!
1:06:42
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 14 М.
Mom Hack for Cooking Solo with a Little One! 🍳👶
00:15
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 23 МЛН
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН
ሩታ እኔን አታፈቅረኝም አለችው.አብርሽ ደነገጠ🥹
25:17
Ruta Grace ሩታ ግሬስ
Рет қаралды 35 М.
Trhas gal keren INTERVIWE master
25:14
SAMRO ENTERTAINMENT
Рет қаралды 27 М.
ዕላል ደቂ ሓምቢር
1:40:02
Korate10 Media
Рет қаралды 7 М.
Mom Hack for Cooking Solo with a Little One! 🍳👶
00:15
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 23 МЛН